Esseyas Salh (Rasha ) ኣይትተሃመል ህዝበይ Eritrean Music 2017

  Рет қаралды 26,060

ሓሬና Hariena

ሓሬና Hariena

Күн бұрын

Www.Hariena.com
Www.ሓሬና.com
ናብ'ቲ ርሑቅ ሕልፈት ፣ ጉያ ትሕቲ ዜሮ
ህድማ ካብ ነብስኻ ፥ ግዜ ዘይቁጸሮ
ቀለብ ምድረበዳ ፣ ኣሪዮስ ፣ ዝብሰሮ
ጉያ ብዘይ እግሪ ፣ ታሪኽ ዘይድመሮ
መጋበርያ ኣይትኹን ፣ ናይ የለና ባሃልቲ
ዋጋሕታ ዘብርዮ ፣ ከያድ እንዲ'ዩ ለይቲ
ብሞራል ኳሓሎ ፣ ዓይንኻ ጠማቲ
ኣይትተሃመል ጽጌናይ ፣ጽጌናይ ማእኩኦቲ
"ሆ" ባሃል ኣሎ ዋርሳይ
"ሆ" ባሃል ኣሎ ጎበዛይ
መሬት ከላ ፈቃር ፣ እዛ መሬት ህጻን
ብእሩሩ ሓፋሽ ፣ እግሪ ዝተኸለት
ናበይ ክትሓድጋ ፣ ታተ ከየጽረየት
ኣነ ንስኻ ንስኺ ዝበለ
ኩሉ ሙሉ ኣሎ ፣ ብልክዕ ብልክዕ
ኣብ ደረት ዓድና....
ጸጋ ንዓና'ዩ ፣ ኣሰየ ኣሰና
ካባና ናባና......
ንሰላም ከይሸጡ ፣ ብልክዕ ብልክዕ
ንሕና እና ነበርና......
ህድ ኢልና ንኹዶ ፣ ንፋስ በረከትና
ብርሃን ኣሎ ኣባኺ ኣባኻ ፣ ነላፍኖ ጥራይ ደመይን ረሃጽካን
ናብ ሰራሕቲ ቅያ ፣ ክዘጥጥ'ዩ ሚዛን
ብዘይውዓል ሕደር መጺዩ ኣሎ እዋን
ኣይትተሃመል ህዝበይ ፣ ወለዶ ሓኔታይ
ነቅጺ ምድረበዳ ሓሕ ንበሎ ጥራይ
ወነብቲ ባሕሪ ኢና ፣ ተቀነቲ ቀላይ
ኣይትተሃመል ህዝበይ ፣ ኣይትተሃመል
ሰብ ጸጋ'ዮም ንሶም ፣ እና በለት ዓለም
ገበን ኣብ'ዚ ዘመን ፣ ካብ ነብስኻ ምህዳም
ምስራሕ'ዩ እቲ ምስጢር ፣ ታሪኽ ምቅድዳም
ኣይትተሃመል ጎበዚ ጎበዚ
ብርሆና ነለምልም.......

Пікірлер: 139
@meralingo3474
@meralingo3474 7 жыл бұрын
ኦይይይይ ናትካ ቲፎዞ ኢየ ነይረ ክሳብ ሒጂ ኮመንት ጺሒፍና ተጻሪፍና ኣይንፈልጥን ኢና ከይንጸርፈካስ እንበር ንክትነብሩ ክትብሉ ናዓና መጽረዪ ኣፍኩም ብሽም ስደተኛ ከም መንቀሳቀሲ ታሴራ ትትቅሙልና ኣለኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ ሽግር ናትና።
@luwamnatey245
@luwamnatey245 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤
@musicismybestfriendwherear9822
@musicismybestfriendwherear9822 7 жыл бұрын
Tetexarefkuku hjis akfiaka ekum ktbu. Bzkone koynu #hasawi eleka aleku#
@meralingo3474
@meralingo3474 7 жыл бұрын
ኦይይይይ ናትካ ቲፎዞ ኢየ ነይረ ክሳብ ሒጂ ኮመንት ጺሒፍና ተጻሪፍና ኣይንፈልጥን ኢና ከይንጸርፈካስ እንበር ንክትነብሩ ክትብሉ ናዓና መጽረዪ ኣፍኩም ብሽም ስደተኛ ከም መንቀሳቀሲ ታሴራ ትትቅሙልና ኣለኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ ሽግር ናትና።
@zeregabrarey1885
@zeregabrarey1885 7 жыл бұрын
Good nic picssss ኣይትተሃመል ህዝበይ
@humanity5615
@humanity5615 7 жыл бұрын
What a strong message to all eritreans.well done rasha bro for revealing the truth.
@meralingo3474
@meralingo3474 7 жыл бұрын
ኦይይይይ ናትካ ቲፎዞ ኢየ ነይረ ክሳብ ሒጂ ኮመንት ጺሒፍና ተጻሪፍና ኣይንፈልጥን ኢና ከይንጸርፈካስ እንበር ንክትነብሩ ክትብሉ ናዓና መጽረዪ ኣፍኩም ብሽም ስደተኛ ከም መንቀሳቀሲ ታሴራ ትትቅሙልና ኣለኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ ሽግር ናትና።
@eritube9777
@eritube9777 6 жыл бұрын
klae adgi
@meralingo3474
@meralingo3474 7 жыл бұрын
ኦይይይይ ናትካ ቲፎዞ ኢየ ነይረ ክሳብ ሒጂ ኮመንት ጺሒፍና ተጻሪፍና ኣይንፈልጥን ኢና ከይንጸርፈካስ እንበር ንክትነብሩ ክትብሉ ናዓና መጽረዪ ኣፍኩም ብሽም ስደተኛ ከም መንቀሳቀሲ ታሴራ ትትቅሙልና ኣለኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ ሽግር ናትና።
@eritube9777
@eritube9777 6 жыл бұрын
yaklo
@adhanomgeremedhin2636
@adhanomgeremedhin2636 7 жыл бұрын
ane zegeremeni zelos natom nis music elekum texehefu rasha hawena kem qedemeka da
@tekalibrhane6290
@tekalibrhane6290 7 жыл бұрын
Ata entay matu u gohafat dmxawyan drbay fack
@m.h2143
@m.h2143 7 жыл бұрын
Nay behaki rasha tieimiti derifi kexilo aytihameli hizibey
@sasitklb8324
@sasitklb8324 7 жыл бұрын
Tesfa zelewo mensey ajoka kexlo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔
@eritube9777
@eritube9777 6 жыл бұрын
really nice
@dessalewelday2853
@dessalewelday2853 7 жыл бұрын
አምበር ኣይትተሃመል ናይ ብሓቂ ጥዑም ዜማ ረዚን መለአኽቲ ንኽሰምዕን ክርዳአን ዝከአል ኤርትራዊ አንተ ነቶም አንዳ ሰምዑ ዝጸመሙ ግን ክኖ ምንባሕ ክንቲት ኣልዕሎም አውን ወስ ክብሉ ስለ ዘይከሉ ርፍድ ክሳብ ዝብል ሸለል በልዎም ባዕሎም ክጽዕዩ አዮም
@mamaynafike1334
@mamaynafike1334 7 жыл бұрын
Hiji ewun ay tethamel do kea guhafat kkkkkkkkk
@AdulisMedia1822
@AdulisMedia1822 7 жыл бұрын
እዞም ዝጽልኡ ዘፍቱ ተግባር ስለዘይብሎም፣ነቶም ንፈትዎምን ነድንቖምን "ዘጽልኦም" የስርሕዎም ኣለዉ።ንሕና ድማ ነቲ ዝገደፍናዪ እንታይ ከምዘይብሉ ንፈልጥ ክንስና፣ንሓሳብ ናይዞም እኩያት "ጸላእቲ ሓውና" ብምዃን ነተግብሮ ኣሎና። መፍቶት ህግደፍ ኣይንኹን፣ እዞም ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም ኣማራጺ ስለዘይብሎም ዝተዋህቦም ስራሕ ዝደርፉ ዘለዉ ብዓይኒ ጽልኢ ክንጥምቶም ቅኑዕ ኣይኮነን። ነብስና ኣውጺእና ነብሶም ኣብ ሓዊ ዘይተጠብሰት ምባል ፍትሓዊ ኣበሃህላ ኮነ ሞራላዊ ሓሳብ ኣይኮነን ኣሕዋተይ። ራሻ ብጣዕሚ ንፉዕ ድምጻዊ ኢዩ፣ ብዛላታት ብቕዓቱ ኣቢሉ ድማ ናብ ልቢ ብዙሓት ኣትዩ ኢዩ።ስለዚ ኣብ ስነጥበብ ዘለዎ ብቕዓት ኮነ ምስ ህዝቡ ዘለዎ ሰንሰለት ፍቕሪ በቲኾም ንዓና ኣብ ጽልኢ ከንብሩና ኢሎም ንዘኣለምዎ ውዲት ኣይንፈጽሞ።ጽባሕ ናይ ርእሳ ምስክር ክተውህባ ኢያ ንሎሚ፣ነዚ ናይ ሎሚ ኣብ ትሕቲ ጮቛኒ ስርዓት ዘሎ ድማ በዚ ናይ ሎሚ ፈረድቱ ኣይንኹን። ኣብ ዴገ ዘለዉ ንህዝቢ ረሲዖም ንናይ ጅብኦም ዝዝክሩ ንዘለዉ ደኣ ዓገብ ንበል ኣሕዋተይ። ራሻ ልዕሊ እዞም ኣብ ስደት ኮይንና ብድምጽና የኣክል ንብል፣ ኣብ ውሽጢ ኮይኑ ብመንፈሱ የኣክል ዝብል ክኸውን ይኽእል'ዩ ጥራይ ዘይኮነስ እውን ኢዩ።ምኽንያቱ ኣካል ናይዚ ውጹዕ ህዝቢ ስለዝኾነ።ኩሉ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓይነት ምረት የሕልፍ ምህላዉ ኣይንዘንግዕ።
@selammezgebo7224
@selammezgebo7224 7 жыл бұрын
Rasha asli ymechik
@artrawieyeamlakhagzeni1725
@artrawieyeamlakhagzeni1725 7 жыл бұрын
Yehwat kuluna deki eri nezi neshnesh zbahal foe nbelo blok nbelo agame eyu k
@eritube9777
@eritube9777 6 жыл бұрын
exactly
@eritreanmusic5940
@eritreanmusic5940 7 жыл бұрын
Yessss niccc good
@nafkotbezhwanebsey3053
@nafkotbezhwanebsey3053 7 жыл бұрын
Deki erey xbokat kol zxbkolom Love you deki erey xbokat 💔💋💟💕💋💔💓💖💝👌👍💞❤️💔💟💗❣️💟💋💝💝💝💝💝💗👅👌👌👌👍👍💖👍💓💔💋💋💟💟
@5star241
@5star241 7 жыл бұрын
ሽኮሪና ድርፊ ብሽኮሪና ደራፋይ ቀጸሎ ንፉዕ 100% ሂበካ አዋናዊት ብሙካና።
@ሳባደስታ
@ሳባደስታ 7 жыл бұрын
እቶም ግጥምን ዜማን ናይዚ ዘበን ዝህቡ ተመልሚሎም እዬም ዘለዉ ይመስለኒ
@merihhagos157
@merihhagos157 7 жыл бұрын
ሪጋካ ዶ በጺሓ (ኣይትተሃመል) Rasha ናይ ሕማመይ, በኣል ናሆም ከኣ ይስተረኩም ካብ'ዛ virus (ኣይትተሃመል)
@ሰላመይከምዘፍቅረኪስትፈል
@ሰላመይከምዘፍቅረኪስትፈል 7 жыл бұрын
2017 ብነብሳ ኣይትትሃመል ዝኾነት ግዜ'ያ ትመስል።
@segust6615
@segust6615 7 жыл бұрын
Rasha shikor blxti derfi ajokhaa
@eritreanmusic5940
@eritreanmusic5940 7 жыл бұрын
Ruth tk yessssss niccc
@teddyjoker8083
@teddyjoker8083 7 жыл бұрын
እዝነይ ድዩ ወላስ እቲ ዘድንቖ ኢሰያስ ኣይትተሃመል ይብል ኣሎ
@auetgrmayyeman4278
@auetgrmayyeman4278 7 жыл бұрын
እዋእ ኣይትተሃመል በኻ ቑሩብ ምሕሳብ የለን
@hanniesmael3053
@hanniesmael3053 7 жыл бұрын
Deki shermuta terewaeti suk belu suk kfeu si kndi zster si ygter dea meglli may konkum ktkedu nerkum nskum si
@maygundikemalemeyww6419
@maygundikemalemeyww6419 7 жыл бұрын
atum yehwatey ezom sebat entay zeygeburu qendi etom getemti eyom bedelna meknyatu etom derefti gber aytgber eya nhana abzi koyna aynrayo hgi nay eritrea gber aytgber eya xlu netom ab eropa amerika koynom dbdlu delewu nhme tewesaki xerfi ngdefo bitte wedhankum selamn tenan ymneyelkum bhafesha Eritrawyan yehwatey
@ghsgshhgshshshshjjd609
@ghsgshhgshshshshjjd609 7 жыл бұрын
Rashitttt aslii yebll demxi enta aytethamel gen dhn kabe washtaka kemzaykonka abe gexka yera alo barete nefu
@godislight3432
@godislight3432 7 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ዉሽጦምን ደርፎምን ዘይራከብ ሓሳዊ ክንሪኤካ እንዲና ክትሃድም ዕድል ሲኢንካ እንበር
@sanmiguel7339
@sanmiguel7339 7 жыл бұрын
ezia derfi blbu kisemee zjemere tray Eu kirda ember kemzi kemai fetawi nebsu gn......
@cocohawey3331
@cocohawey3331 7 жыл бұрын
Rasha do elomka naka gen rashayda eu neru ata bgdeta du drefu zblekum zelo wedi medihin berad wala mhdemi sienka eka gunuf hmak grba
@eriboy944
@eriboy944 7 жыл бұрын
Wawwwwwww iseias asli xbuk srah hawey natey ajoka kexlelu
@fishtesfay7084
@fishtesfay7084 7 жыл бұрын
ዋይ ክክክክክክ ነዓካ ከኣ እምበኣር ኣእቲዮምካ ናባታ ግናይ መስመር ክክክክክክ
@dioeamaregraziedio8085
@dioeamaregraziedio8085 7 жыл бұрын
qiqiqiqiqiqiqiqqq nqah hzbey kitbl dika moliqatka dya. electric; zeblu hospital megbi;may;merakebi bzuhan; transportation; hggi; kotas kulu zeybla hager si tehamilka aleka gedifka's lekbat eleka aleku kurkur.
@danielgebreab692
@danielgebreab692 7 жыл бұрын
ጽቡቕ መልእኽቲ እታ ሓቂ ፈቲና ጸሊእና ንውሓጣ
@fetawirhina597
@fetawirhina597 7 жыл бұрын
እውውውውውውውውውውውውውውውውው ኣታ እንታይ ማዓቱ እዩ ባቃ ምጽሓፍ ገድፍዮ ኣለኹ
@መንከምኤርትራ
@መንከምኤርትራ 7 жыл бұрын
ኣይትተሃመል ዓወት ንሓፋሽ ወድቀት ንፈሽፋሽ
@michealzerehaymanot8273
@michealzerehaymanot8273 7 жыл бұрын
hgdef bell kitdree tegaru wsae kabzi medbe aboe zeyblom nhbie alatkum ttfae
@atchanel6181
@atchanel6181 7 жыл бұрын
Esyas sahil dhan aijoka kabe gaxka abebyo eiz rgum mengste BKA delayu ygbrkum ailo
@michaelmiki5268
@michaelmiki5268 7 жыл бұрын
ጉያ ትሕቲ ዜሮ ካብ ነብስካ ምህዳም ኣካካካክካካክ
@hermontesfahans6336
@hermontesfahans6336 7 жыл бұрын
Aykenenan ka Rasha amselu❌❌❌❌❌❌
@ዓለምገዛኽራይ-ቨ5ቈ
@ዓለምገዛኽራይ-ቨ5ቈ 7 жыл бұрын
Kakkkkkkkkkkkk aytthamel alu zderefe buzuh genzeb ayu ymesleni gorulom deki rgmti
@weditekel1233
@weditekel1233 7 жыл бұрын
Aytxrfu atum dhrat ftrat rasha asil nice music
@musiehayle8816
@musiehayle8816 6 жыл бұрын
Ahamilkum iseyas kedem azengikum mezegi kamra gerkum agame iseyas
@jessykudussolomonjessy5573
@jessykudussolomonjessy5573 7 жыл бұрын
ኣንታ እዛ ኣይትሃመል ሲ ከም ሕማም ኢቦላ እምበር ተላቢዓ ምስ ዲቂ የውሃንስ ሰብ ተባኢሱ ሲ ሒጂ ድማ ከመይ ከመይ ኢያ እዛ ጉዳኣይ ኣይትሃመል ዝብሉ ሲ ኣይዋሕዱን ፨
@adhanomgeremedhin2636
@adhanomgeremedhin2636 7 жыл бұрын
bezueh atenad mehemayu kykefaka zbahal kemezi eyu
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 4 жыл бұрын
ራሻ ያሆ
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 5 жыл бұрын
ራሻ ያሆ
@ShalomErena
@ShalomErena 7 жыл бұрын
Abas tim elu xlul koynu yu dsmiani kab qedemu
@tesfekar2899
@tesfekar2899 7 жыл бұрын
ata kufu tekal aynu habal nezi nebsu derbyu genzeb zeblakum zelo hzibi tem elkum zetbelu meliskum ka xerfi ente kone mtababaekmo aykonen ka eti nay wlke sebat bhri geremo zelew aykonen abzi abxihka ezi ab Zkodo tblexlu menesey nsu ab youtub ajekum elu yeshadnekum nskum ka ab resu tshenlu
@tesfitangosom9574
@tesfitangosom9574 7 жыл бұрын
Abey alo tsegana ata edi tsubuk nerka aytgage
@selamtesfahiwet6317
@selamtesfahiwet6317 7 жыл бұрын
hzbna zeytewj kab hager gedifnaya tbl Ajoka aytbelwo hzbey enber hagerey mbal terifu dyu
@selutesfay4557
@selutesfay4557 4 жыл бұрын
Aneka kftet kkkkkkkkkk
@weditokiyo6048
@weditokiyo6048 7 жыл бұрын
Derfi tewediu xerfi jemirom derefti ezi ka wekitemo
@empire2618
@empire2618 7 жыл бұрын
nisika ke tewared do iluka?
@yoniyebyo1318
@yoniyebyo1318 7 жыл бұрын
Kkkkk
@robelyehdedgo9489
@robelyehdedgo9489 7 жыл бұрын
Ewea rashu entay weridka
@amanuelkidane6804
@amanuelkidane6804 5 жыл бұрын
በሀቂ በሀቂ ኣይተሀመል ሸጥ መዓጣ ህዝቢ ኤርትራ ኣሎው ቆርበት በጊዕ ዝተኸደኑ ቶኻሉ ዝዓሰቦም እተረኪቦም ዓይኒ ዘይሓስዩ
@deinlyeman7803
@deinlyeman7803 5 жыл бұрын
Www
@tesfuteklemariamnegash9730
@tesfuteklemariamnegash9730 7 жыл бұрын
Kkkkkkk wey gud, wedaje derfi, ኩሉ ምሉእ ኣሎ ኣብ ደረት ዓድና፡ ምስሉይነት ፡ሓሶት፡ መሊኣ ዛ ደርፊ
@በሃርበረከትመንግስታኣብ
@በሃርበረከትመንግስታኣብ 7 жыл бұрын
ኢሰያስ ሳልሕ ኣይንህመልን ኢና ኣጆካ ክልተ ግዜ ኣይንዕንቀፍን ግን ሓደራ ንደቂ የውሃንስ ይቅሬታ በለልና ተሃሚልና ኢና ኣይትተሃመሉ እናበላና ሕጂ ዩ በሪሁልና ዊዲት ህግ ምካኑ ክሳብ መወዳእታ ኢና ንፈትወኩም። ሰለ ኣጎልጉለትኩም ከኣ ነመስግን።እንተ ህግ ግና ተገጣጢም............
@tesfalemyemane2231
@tesfalemyemane2231 7 жыл бұрын
Aytetahmlllllllllll
@filiabu2332
@filiabu2332 7 жыл бұрын
🤔🤔🤔🤔
@ሃገረሰብናይሰብሃገር
@ሃገረሰብናይሰብሃገር 7 жыл бұрын
Edel ente terkeb kedamay neska mehademka gedefu hagerna kenxele aytgberuna hadami, fetawi nebsu enda belkum kendey eka nehnase tiemuna ab zearebena nehader full freedom kulu gize mesana
@eli3media765
@eli3media765 7 жыл бұрын
Ata ezi lomi loms gtmi kab enda zena eyu zedel zelo mesleni !!!
@ዝሓሌለይስኢነ
@ዝሓሌለይስኢነ 7 жыл бұрын
ከምይ ህልም በሉ ንስኩምሲ ኣብ ጎድኒ ህዝብኩም ዘይ ትኮኑ ኣርቲስት ካብ ሎሚ ኣትሒዘ ብሞተይ like ኣይገብር ኣየተባብዕ ጸርፊ እዩ ዘፍትወልኩም ሓበሻ
@habtukiflemariam6163
@habtukiflemariam6163 7 жыл бұрын
Aseyyyyyy 😍😍😍😍
@ሳምራዊተይኤረይኣዝማሪኖ
@ሳምራዊተይኤረይኣዝማሪኖ 7 жыл бұрын
aytetehamel rashu meksen sebay kelyom tray nezom mehaym fabrica omo fxum ayrduekaniom ksadom regixka triaka teredeom sded weyal
@fadapaulos863
@fadapaulos863 7 жыл бұрын
ኣይትተሃመል ኣብዚሖም ሓቀይ ወዲ ኣፍወርቂ ኢዩ መስለኒ ግጥምን ዜማን ዝሰርሓሎም ስራሕ ሲኢንና ደርፍኹም አንተሰማዕናልኩም ንፉዓት ደረፍቲ መሲልኩም ፓፓጋሎ ኢኹም
@nadyaibrahim3751
@nadyaibrahim3751 5 жыл бұрын
❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍
@jesusismysalvation8239
@jesusismysalvation8239 7 жыл бұрын
Waww Ayttahamel really Amzing song
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 7 жыл бұрын
Mesarihi Higdef kitkewin Mertska ata Derafi .mis hizbika yiHishek Tehamilka aleka ,
@zeregabrarey1885
@zeregabrarey1885 7 жыл бұрын
Wawwwww nice picsss good bru
@hariena442
@hariena442 7 жыл бұрын
ናብ'ቲ ርሑቅ ሕልፈት ፣ ጉያ ትሕቲ ዜሮ ህድማ ካብ ነብስኻ ፥ ግዜ ዘይቁጸሮ ቀለብ ምድረበዳ ፣ ኣሪዮስ ፣ ዝብሰሮ ጉያ ብዘይ እግሪ ፣ ታሪኽ ዘይድመሮ መጋበርያ ኣይትኹን ፣ ናይ የለና ባሃልቲ ዋጋሕታ ዘብርዮ ፣ ከያድ እንዲ'ዩ ለይቲ ብሞራል ኳሓሎ ፣ ዓይንኻ ጠማቲ ኣይትተሃመል ጽጌናይ ፣ጽጌናይ ማእኩኦቲ "ሆ" ባሃል ኣሎ ዋርሳይ "ሆ" ባሃል ኣሎ ጎበዛይ መሬት ከላ ፈቃር ፣ እዛ መሬት ህጻን ብእሩሩ ሓፋሽ ፣ እግሪ ዝተኸለት ናበይ ክትሓድጋ ፣ ታተ ከየጽረየት ኣነ ንስኻ ንስኺ ዝበለ ኩሉ ሙሉ ኣሎ ፣ ብልክዕ ብልክዕ ኣብ ደረት ዓድና.... ጸጋ ንዓና'ዩ ፣ ኣሰየ ኣሰና ካባና ናባና...... ንሰላም ከይሸጡ ፣ ብልክዕ ብልክዕ ንሕና እና ነበርና...... ህድ ኢልና ንኹዶ ፣ ንፋስ በረከትና ብርሃን ኣሎ ኣባኺ ኣባኻ ፣ ነላፍኖ ጥራይ ደመይን ረሃጽካን ናብ ሰራሕቲ ቅያ ፣ ክዘጥጥ'ዩ ሚዛን ብዘይውዓል ሕደር መጺዩ ኣሎ እዋን ኣይትተሃመል ህዝበይ ፣ ወለዶ ሓኔታይ ነቅጺ ምድረበዳ ሓሕ ንበሎ ጥራይ ወነብቲ ባሕሪ ኢና ፣ ተቀነቲ ቀላይ ኣይትተሃመል ህዝበይ ፣ ኣይትተሃመል ሰብ ጸጋ'ዮም ንሶም ፣ እና በለት ዓለም ገበን ኣብ'ዚ ዘመን ፣ ካብ ነብስኻ ምህዳም ምስራሕ'ዩ እቲ ምስጢር ፣ ታሪኽ ምቅድዳም ኣይትተሃመል ጎበዚ ጎበዚ ብርሆና ነለምልም.......
@በሃርበረከትመንግስታኣብ
@በሃርበረከትመንግስታኣብ 7 жыл бұрын
ሓሬና Hariena ኢትትሃመል ንመን። ርሕቀትኩም መዲኡኩም ምሽ
@amanhyosaf9238
@amanhyosaf9238 7 жыл бұрын
ewe ayttehamel hizbey blxti derfi qeslwo
@ኣደይእያዓለመይ-ኀ6ጸ
@ኣደይእያዓለመይ-ኀ6ጸ 7 жыл бұрын
Gigina wwwwwwwwww
@abelhadguabi7492
@abelhadguabi7492 7 жыл бұрын
wwwwwww nic music eir
@keletehadgu5061
@keletehadgu5061 7 жыл бұрын
atum sebat ezom eritreanwn kedey kishikuru ajokum kem kedemina💗💗💗💗💕💖💖💞💜💘💓💓❤💝💝👍👍👍👍👍💟💟💟
@Mezekreritrea
@Mezekreritrea 7 жыл бұрын
Wow ናይ ብሓቂ ብልጽትን ግዜያዊን ደርፊ፡ ኣይትተሃመል ህዝበይ።
@echigrahananit7879
@echigrahananit7879 7 жыл бұрын
etay yeteweka gasa
@ሓውኩምነሽነሽ
@ሓውኩምነሽነሽ 7 жыл бұрын
ኣይትተሃመል ትብል ኣርእስቲ ከም ፋሽን ንኩሎም ተፈተውኒ ድምጻውያን ትወሃብ ኣላ መስለኒ፡ ምስ ደቒ ዮውሃንስ ኣባኢሶም ፡ምስዚ ተስፋ ዘለዎ ድምጻዊ ከኣ ከባኡስና ደልዮም ዶ ተገጣጢምና ኣለና ክክክክክ
@abrahamaforki7428
@abrahamaforki7428 7 жыл бұрын
ኣይትታሃመል ዝበሃል ንዘይተሃመለ ኢዩ ። ስለዚ ኣብሰደት ዘሎ ተሃሚሉ ስ ኦሮማይ ዝከውን ኮይኑ ኢዩ ፡ ስለዚ ነቶም ኣብ ዓዲ ዘለዊ ኢያ ትምልከት ዛሓወይ ናተይ
@michealzerehaymanot8273
@michealzerehaymanot8273 7 жыл бұрын
ነሽነሽ ሾው kofkafe resah tgrway aymlketekan eyu naka belai wuduk trufae
@Aq-or2ol
@Aq-or2ol 7 жыл бұрын
ነሽነሽ ሾው ነሽነሽ ኣይትታሃመል ኣበይ ከም ዘለካ ዘክር ቪዲዮ ወጺካ ገንዘብ ምእካብ ኣይኮነን እንታይ ኢዩ ታሪክካ ዘክር ፈታዊ ነብሱ ምቾት ዘስድዓካ ተባሂልካ ኢካ ክትብሃል ዉን ኢካ
@fthawighebremesekel9853
@fthawighebremesekel9853 7 жыл бұрын
Micheal Zerehaymanot kkkkk neshenehe tegraway tekoynu dea menedika U ertrawi kendi Selam negber kendi hagerena kemti ab Europa zelo selam ab hgerna Afrikan befelay Kea ab qerni Afrika Eritrea & etiopan nezi behaymanot yekon behbri ketefelyo zeytekeal melkea (3) Selasie zehaze hezbi yefaqer zebel diu qofqafe zebelkayo hesebe e eski kabaka nelali hageraweyan ina gena aytetehamel zearekey kesadka qorixom ab ideka keyerekebuka hadera?
@በሃርበረከትመንግስታኣብ
@በሃርበረከትመንግስታኣብ 7 жыл бұрын
ነሽነሽ ሾው እወ ነሹ ተቀዳዲምና ኣይንጽረፎም ነቲ ኣካይዳ ስርዓት ህግ ኣይንተሃመለሉ
@eritreamusic3045
@eritreamusic3045 7 жыл бұрын
Haqu eyu qurub Eta derfi shetet belwa aqmi yebulun ezi wn NSU koynu ember men alo kemzi geru zemakreka ezi wedi abahahlue neqalbela (guya thti zro) elka kab (💯. 10) ena natu ember kale kula eya tmewet ab hagerka konka bahabr neti srat mqlas eyu NSU zbelo ka eti mstr srah eyu eleka abahahlue bhabar konka neti srat msrah ab melayu eyu ember srah kemzey kone xegemna yfelt eyu rasha shikor komu gerka tray dref nhna ka dislike knhbeka ena aqalibkala Do kdegmelka dislike. Hnhbeka ena
@romanande169
@romanande169 7 жыл бұрын
Aytthamel nzrdo seb abi melekti eu zelewo asfihna nhseb yhwat
@bafthamadayamadaya9378
@bafthamadayamadaya9378 7 жыл бұрын
ሕዳ ትስዳድካ ሕዳ ይምፅእና ሕምማ
@henilovehani791
@henilovehani791 7 жыл бұрын
ህምባእ ኣቱም ድኹማት ሕልና በቲ ዓቅምና እንዳ ኣተባባዕና ሓፍ ኣቢልናኩምሲ ሕጂ ተገምጢልኩምና
@Aq-or2ol
@Aq-or2ol 7 жыл бұрын
Heni Love Hani ኣስኩት እንታዴካ ጌርካሉ ጓሓፍ
@dawit7590
@dawit7590 7 жыл бұрын
+Goder Aq Sekt gnuf
@henilovehani791
@henilovehani791 7 жыл бұрын
Dawid Tesfahanes ኣስተሓምሉ ብሓባር ደቂ ቆናጭ ኣዴኹም ቅተሉ ደቂ ኣረጊት
@dawit7590
@dawit7590 7 жыл бұрын
+Heni Love Hani ata henog azan nkulatna wela nay baka kndi tezareb kurz
@henilovehani791
@henilovehani791 7 жыл бұрын
Dawid Tesfahanes ጽሕፈትካ ኣይተረድኣንን
@frexama8816
@frexama8816 7 жыл бұрын
Merhaba raksha shikorr bteami tiamti derfi marrraaaa ajoka kexlo derftatka tiaumat eyom 100%
@sbahtuberhe1123
@sbahtuberhe1123 7 жыл бұрын
Kidi beli bezi kaa ayttahamel mexini kone elkayu zmesll
@weiniamine3510
@weiniamine3510 7 жыл бұрын
እዛ ኩላ ሳኣን ምስትብሃልን ምህማልን እዩ ግደ ስደትን መከራን ኮይኑ ዘሎ፡መዳክርቲ ድማ በጀካ ዕርበት ናይ ኤርትራውያ ካልእ ዘይደልዩ ነይዞም ደረፍቲ ሐቂ ጸላዕላዕ ኢልዎም፡ኣይትታሃመል ህዝቢ ፡ኣይትታሃመል መንእሰይ፡yessssssss
@Noahthegoatuwu
@Noahthegoatuwu 7 жыл бұрын
Rasha shikor miss uuu nice song 😍😍😍
@megos-
@megos- 7 жыл бұрын
ፖውውውውው ወርቂ ዝኾነ ግጥምን ዜማን ድምጽን ኩሉ ምሉእ
@amlesomtesfazghi8278
@amlesomtesfazghi8278 7 жыл бұрын
rasha asli melekty zelewa derfi zey tewahtelu may geru ywrdo
@banamaekele4236
@banamaekele4236 7 жыл бұрын
Wawww wawww bltsti derfi
@michealzerehaymanot8273
@michealzerehaymanot8273 7 жыл бұрын
Yess hgdef for ever
@sunshinedycvj7568
@sunshinedycvj7568 7 жыл бұрын
nice 😍😍😍😍😍
@beryawediakriya5299
@beryawediakriya5299 7 жыл бұрын
Esu the great
@rutabraham9159
@rutabraham9159 7 жыл бұрын
Gissss terati
@samibinjam7134
@samibinjam7134 7 жыл бұрын
wowow Aytthemel Ew
@hadnetmediea783
@hadnetmediea783 7 жыл бұрын
ራሻ ወዲ ኣበት ድምጺ ኣጆካ እስከ እንባሕ በል
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
Офицер, я всё объясню
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 4,3 МЛН
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 16 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 27 ( BY BRUNO )
45:35
Awra Tube
Рет қаралды 162 М.
9ኛው ሺ - ምዕራፍ 3 ክፍል 8
24:08
EBC Entertainment
Рет қаралды 89 М.
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН