No video

Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 45 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part -45- full - 2020

  Рет қаралды 195,127

Hanza Tube /ሃንዛ/

Hanza Tube /ሃንዛ/

3 жыл бұрын

#hanza tube #እንዳ_ትሕሽ #Ethiopia #Eritria
ብስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛን ብስራሕቲ ምልላይን ኪነ-ጥበባትን ኖላዊትn ራእሲ ኢንተርትይንመንት ዝዳለው ተኽታታሊ ሲትኮም ድራማ ኣብ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ

Пікірлер: 290
@MdAli-iv5gv
@MdAli-iv5gv 3 жыл бұрын
ፈትሒ ሱዑዲ ዘለዉ አሕዋት ቀስ ብቀስ ይሃልቅ አለዉ ብሂወት ከለዉ ንብፃሓዬም በይዛኩም ንገደሰሎም 😭😭😭
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 3 жыл бұрын
አምላክ ባዕሉ መዋፂኢ ይፍጠረሎም እበይ ሰብስ አይረከቡን አሕዋተይ 😭😭
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 3 жыл бұрын
ትክክል አረ ፍትሒ ፍትሒ በእግዚኣብሔር
@user-tk3ud9xk9u
@user-tk3ud9xk9u 3 жыл бұрын
አረ ፍትሒ ፍትሒ ኡሱራት ኣሕዋትና
@asmerettesfazgi3526
@asmerettesfazgi3526 3 жыл бұрын
@@aesugaltewahdo5132 ⁷o
@LemlemGebreslase-ut8ep
@LemlemGebreslase-ut8ep 2 ай бұрын
Ko​@@iloveyoumama7755
@uyrrffhjj4760
@uyrrffhjj4760 3 жыл бұрын
ንሚጣ ፈቴያ በጃኹም ኩሉ ማዓልቲ ኣምፅእዋ ንኹላኹም ውን ይፈትወኩም እየ ሓላለተይ♥♥
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 3 жыл бұрын
ፎቶዉቲ አቡሽ ዝኮንኩም ላይክ ሃቡኒ 😘😘🇨🇳🇨🇳
@Feben_Gual_May_kadra_Tigray
@Feben_Gual_May_kadra_Tigray 3 жыл бұрын
ፈትውት❤ትሕሽ like👍🏿ሃብኒ 👇🏿 🌹
@heriking.2961
@heriking.2961 3 жыл бұрын
ኣን
@user-uc9sc5nl3e
@user-uc9sc5nl3e 3 жыл бұрын
ንኣቡሽና ንሚጣ ዝፎቱ 👍 እቲ ኣፋቶም ክጥዕም እውይይይ❤❤❤
@rahylrahyya1169
@rahylrahyya1169 3 жыл бұрын
ፍትዉዉ ኣቡሽ
@user-kt6ix1vg6n
@user-kt6ix1vg6n 3 жыл бұрын
በጃኩም ንአብሽ ዝፈቱ ላይክ ሃቡኒ ባ💗💗💗💗
@berhebehailu7202
@berhebehailu7202 3 жыл бұрын
👇እዞም ህፃውንት ደክብሉ እግዛኣቤሄር የዕቡኹም
@hansab1
@hansab1 3 жыл бұрын
ብጣዓሚ ማሃራይን ደስ ዝብልን ተከታታሊ ድራማ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ። ብፍላይ ኣብ ህጻናት ዘለኩም ቦታ ነዚ ፊልሚን / ድራማ ተመራጺ ይገብሮ ።
@saba_Gal_Maykadra_Tigray
@saba_Gal_Maykadra_Tigray 3 жыл бұрын
ዕድመን ጣዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ድቂ ትግራይ
@musicsofworld752
@musicsofworld752 3 жыл бұрын
ትግርኛ ቀልዲ ደስ በሃሊ እዩ ዝከድ ዘሎ ቀፅሉሉ እናውን like ሃቡኒ
@erieritrea6645
@erieritrea6645 3 жыл бұрын
እንዳ ትሕሸይ እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ኣቡሽ ኣነ ውን ክትከይድ ኣይፈቕደልካን ኢየ። ብሑብ ዘሪርካኒ እንዲኻ።
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 жыл бұрын
አቡሸይ አዱየይ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ
@user-kt5go2fk9v
@user-kt5go2fk9v 3 жыл бұрын
ኣቡሸይ ክገድፎ ማለት ድዩ 😢መቀርት ናይዛ ድራማ ኣቡሸይ😘😘😘😘
@firehiwettuaumay5670
@firehiwettuaumay5670 3 жыл бұрын
አቡሸይ እና አድያም ክፈትወኩም ❤❤❤❤❤❤
@user-el4jd1fr5l
@user-el4jd1fr5l 3 жыл бұрын
ኣቡሸይ ሽኮር ክፈትወካ ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@gkfjkj2274
@gkfjkj2274 3 жыл бұрын
Kk
@user-qm2pe1dv7o
@user-qm2pe1dv7o 3 жыл бұрын
ኣሰይ ፁሩያት ዓለም ደስ ክትብሉ ደቂ ዓደይሽኮሪናታት ኣየ ኣድያመይ ደረፈለይ ክክክክ
@yut9623
@yut9623 3 жыл бұрын
እንካዓ ዳሕና መፃአኩም እንዳ ትሕሽ ሽካር ናፊቀኩም ቀኒየ soውድድድድ ንኩሎም ዝፈቱ ከምዚ ከመይ ካሎ ድማ ላይክ አይትረሱዑ💋💋🙏🙏🙏
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ውይ ኣቡሽ ብስሓቕ መድከሚ ውይ ኢሉዶ ሃደመ ናይ ኣድያም ነገር ቆልዓ መስሓቒት ውሽጢ ልቦም ፃዓዳ መን ከም ቆልዓ ልቢ ኣይርከብን ፈተውቲ የዕብዩኹም ፈጣሪ ብጥበብ ይምለአኩም ማዓራተይ ወርቂ ትግራይና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾🌾🌼🌼🌼🌼😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-dv6iv5tm4b
@user-dv6iv5tm4b 3 жыл бұрын
ተጋሩየ ተግስሩ ንሓድነት ህዝቦም ዶሞ ዝደበርየ ትብል ኣብ አፍ አም ዝሰምዓ ዝነበርኩ ዘኪረ ኣብ ኦምሓጀር ዓደይ ሰላምኩም የብዛሓዮ
@user-bs8db6iu6j
@user-bs8db6iu6j 3 жыл бұрын
❤👏
@user-sm6kw6kc2n
@user-sm6kw6kc2n 3 жыл бұрын
ኣብሽ,ፅሪይ.ኣጀካ.ቀፅለሉ
@user-fp3fo4lb2s
@user-fp3fo4lb2s 3 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@hanzatube1693
@hanzatube1693 3 жыл бұрын
kzbin.info/door/PLwQFD8KMIubhxi63qOQQQ ዝኽበርኩ ተኽታተልቲ ድራማ እንዳ ትሕሽ ኣርቲስት ክዳን ዘርኣብሩኽ( ትሕሽ) ሓድሽ ፍልይ ዝብለይ ናይ ቤትሰብ KZbin Channel ብምኽፋት ሓደሽቲ ናይ ቤትስብ ፕሮግራማት ሒዛትልኩም መፂኣ ኣላ ኣብዚ ሊንክ ብምእታው kzbin.info/door/PLwQFD8KMIubhxi63qOQQQ ወይ ድማ #Kidan_ትሕሽtube ብምእታው #Like #Share #Subscribe ኢልኩም ቤተስብ ኪዳን( ትሕሽ) ይኾኑ. ..
@erieritrea6645
@erieritrea6645 3 жыл бұрын
ትሕሽ ዝፈትዋ ትግራወይቲ ኣክተር። ድራማታት ትግራይ ጨው ቀመም ኮይንክዮ ኣሎኺ ንስኺ ንስነጥበብ ኢኺ ተፈጢርኪ ። ኣጆኺ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሒ ኢኺ። በርትዒ ንሕና ኤርትራውያን ኪኣ ኣብ ጎንኺ ኣሎና። ምስ ትግራይ ኣፋሊጥክና። ብእንዳ ትሕሽ ዝኣካል ኩሉ ናይ ትግራይ ክከታተሎ ጀሚረ። ንስኺ ተዋሳኢት ጥራይ ዘይኮንክስ ናይ ሰላም ኣምባሳዶር ኢኺ ። ኣነ ሳላ ትምህርቲ ብዙሕ ቁንቃኣታት ይመልኽ ኢየ ነገር ግን ከም ድራማታት ትግርኛ ገይሩ ልበይ ዝመላኣለይ የሎን ስርሐይ ኢለ ትግርኛ ድራማታት ኢየ ዝርኢ ። ኣብ ኤርትራ ውን ትግርኛ ፊልምታትን ድራማታትን ኣዝዮም ተፈተውቲ ኢዮም። ሎሚ ድራማታት ናይ ኤርትራ ናይ ትግራይ ኩሎም ብትግርኛ ዝመሓላላፉ ፍጹም ኣይሓልፉንን ኢዮም። ትግርኛና ትዓንብብ። ሳብስክራይብ ገይረልኪ ኣለኹ ትሕሸይ።
@user-zn5cb2xw5d
@user-zn5cb2xw5d 3 жыл бұрын
አታ ድራማ ቤተሰብ ጮወታ ምናምን በቃ ሰልችይና አሎ ፊትሕ ንየመን እስርቤት ዘለዉ አሑዋትና አታ ገለ እንዶ ግብሩ😥😥😥😥😥
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 3 жыл бұрын
እዘም ህፃውኒት ፊቅርና ንግለፆሎም ነታባባዓዬም
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 жыл бұрын
እውይ እንታይ እየ ኽብል ብስሓቕ ሞይተ ኣታ ከመይ ዝበልኩም ኢኹም ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ናይ ሎምስ ክዓ ፍልይ ዝበለ እዩ ሙቁሩተይ እንዳ ትሕሽ ድራማ love youuuuuu ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@fyorifyorititi5469
@fyorifyorititi5469 3 жыл бұрын
መ.ቀን ተጋሩዋይ 6831 Ok ንትግራይና✊❤️💛❤️
@imadhmadi5457
@imadhmadi5457 3 жыл бұрын
እንታይ እዩ እዚ
@imadhmadi5457
@imadhmadi5457 3 жыл бұрын
ንምንታይ እዩ 6831 ማለት
@geeget2684
@geeget2684 3 жыл бұрын
Nahagez betimihirit eyu ahwatey
@fyorifyorititi5469
@fyorifyorititi5469 3 жыл бұрын
@@imadhmadi5457 እዚ እማ ነቶም ኣብ ዳስ ዝማሃሩ ትምህርት ቤት ንክስራሓሎም ኣብ መዓልቲ ሓንቲ ቅርሺ እያ 6831 Ok ኢልካ ከኣ ትልእክ ማለት እዩ 🙏
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 3 жыл бұрын
ሚጣን ኣቡሽን የዕቢኩም ❤❤❤❤
@safiqsajab8520
@safiqsajab8520 3 жыл бұрын
ሽኮራት እንካዕ ብሰላም መፃኣኹም
@Wedi_zobo_Mearab_Tigray_Humera
@Wedi_zobo_Mearab_Tigray_Humera 3 жыл бұрын
ፈትውት❤እንዳ ትሕሽ ጥራይ ዝኮንኩም like👍🏿 👇🏿
@bmeng9780
@bmeng9780 3 жыл бұрын
Wonderful very good tewaso keep up it . ወ/ሮ ትሕሽ ብጣዕሚ ጎበዝ ትዋሳኢት ኢኺ keep up it!!
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 жыл бұрын
ውይ ኣቡሸይ ማዓረይ ኣይትኺድ ሓቃ እያ ኣድያና/ኣድያምዬ ማዓር ኣፋ ክፈትዋ ማዓት፣ ናብ ኣዲኻ እንተኸይድኻ እውን ኣብኡ ክንሪአካ ንደሊ ኢና ምስ ኣዲኻ ዘለካ ፍቕርን ምስ ሙሓዝትካ ኹሉ ዘለካ ርክብ ተንፈልጦ ደስ ምበለና ንንብዓል ልሎመይን ሙናን እውን ብናፉቆት መፅዮም ተዝሪኡኻ ኹሉ ንቀፃሊ ምዕራፋት ተስፋ ንገብር ሙቁራይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗😗🌼🌾🌾🌼🌼😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 3 жыл бұрын
መርሓባ ሙቁራት እንኳዕ ብዳሓን መፃኩምና❤
@samerahmohamed4955
@samerahmohamed4955 3 жыл бұрын
ትሕሽዋይ♥♥♥♥
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 3 жыл бұрын
ኣቡሽ ሸኮር ኣነስ ክፈትወካ ማዓት እየ ሽሕ ዓመት ንበረለይ ።።።።።።
@ezrahaile3349
@ezrahaile3349 3 жыл бұрын
ኣቡሸይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-wl6zn3hk9q
@user-wl6zn3hk9q 3 жыл бұрын
አቡሽየ ውስጤ ነህ ስወድህ ተስፋ ያለህ ነህ ቀጥል 🙌🙌🏿👏🏽💐💐💐
@user-bq6gm6xf3t
@user-bq6gm6xf3t 3 жыл бұрын
ዋው ሚጡ በጣም አሳቅሽኝ አብሽ
@mediwukro6662
@mediwukro6662 3 жыл бұрын
ምቅራተይ ክልትኦም ህፃውንቲ ኩሉ ግዜ ኣምጽእዎም መቀረት ናይዛ ድራማ እዮም ❤
@daniya4773
@daniya4773 3 жыл бұрын
ኣሰይ እንዳ ትሕሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት
@user-zv7ez9kk1r
@user-zv7ez9kk1r 3 жыл бұрын
ሽኳሪናታት ድቂ ዓደይ so much Love👍👍👍❤❤❤
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 3 жыл бұрын
I mess you ደቅ ትግራይ ማዓርይ
@abebabest1554
@abebabest1554 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ከም ኣብሽ ዝበለ ቆልዓ ሃበኒ
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 3 жыл бұрын
ዋውውውው እንካዕ ዳሓን መፃኩም💚💚❤❤💙💙🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻💗💗💗💕💕💕💚💚❤❤💕💔💔💙💙
@user-nr5rw1nh4t
@user-nr5rw1nh4t 8 ай бұрын
,ኣብሸይ ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
@bsi9003
@bsi9003 2 жыл бұрын
የዒቢካ ፈጣሪ ኣቡሸይይ ፁሩይይ💊💊💊💓💓💓💪💪💪
@luwammulue5757
@luwammulue5757 3 жыл бұрын
Aseeyyyyyyy xbukatey btaemi xbuk shikumni edmen tenan yhabukum
@mosfersaad7136
@mosfersaad7136 3 жыл бұрын
ዋው ትሕሸይ ኣድናቒትኺ እየ ንኹሉኹም ውን ይፈትወኩም እየ ደቂ ሓለል መርየት
@mullerarmed9789
@mullerarmed9789 3 жыл бұрын
ኣቡሽ በሳል ኣቡሽ ዝፈቱ ረጊፁ ይሕለፍ
@shewitdesta6624
@shewitdesta6624 3 жыл бұрын
Up on pop opp pop pop opportunities to ooiiiuuytr3
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 3 жыл бұрын
ትሐሽዋይ ማዓረይ ብርሃን ገፃ
@user-cq9ki2bx8d
@user-cq9ki2bx8d 3 жыл бұрын
ሓቃ እያ ኣይትስሓቅዋ ኡፍፍፍ ክክክክክ መቐረት ዝኮነት ቆልዓ
@negste2212
@negste2212 3 жыл бұрын
ኣቡሽይ ሙቁርይ ከመይ ድካ ናይ ሕማመይይ💖💖💖😘😘😘
@user-bt5jp7ow2q
@user-bt5jp7ow2q 3 жыл бұрын
ፉትሒ ልሕዋትና እባ አብፁሕልና ሰብ ይረግፍ ከም ቆፅሊ አብ ሱዑዲ ዝርከቡ አሕዋትና በጃኩም ድምፂ ኩኑልና
@user-zu6cu9gl3m
@user-zu6cu9gl3m 3 жыл бұрын
Nice one ድራማ እንዳ ትሕሽ👌🏿
@temesgenamlaki162
@temesgenamlaki162 3 жыл бұрын
በጃኹም አብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ኣሕዋትና ስማዕ ዝሳኣኑ ስምዕዎም በጃኩም ደም ኣብ ዞ ከዝ እዋን እዙም ቅድም 6 /7 ዝተታሓዙ ከይኣክል አብዙ ኸዝ እዋን ተፍትሽ ኣሎ ብየ ገዛ ክርዩ እንዳኣተዉ ይትሕዙ ኣለዉ እና በጃኹም ብጣዕሚ ይሳቀዩ ኣለዉ ብስም እመቤታችን ማርያም ይምህፀነኩም ኣለኹ እውነት ከብድ እዩ ካብ ከዝ ብህይወት ምንባሩም እግዚአብሔር ክብር ምስጋና ይኩኑ ምስ እግዚአብሔር ግን ናይ ህዝብን መንግስቲን ክሕግዙም ኣለዎ
@solomonamanuel9153
@solomonamanuel9153 3 жыл бұрын
ዋውው ደስ ዘብል ስራሕ ሰስኑ 1000 ዋልታን ክኑ
@evanosramyek6445
@evanosramyek6445 3 жыл бұрын
Tihshey shikorr edmen tenan yhabki❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
@selamlove7385
@selamlove7385 3 жыл бұрын
Adnekti memhr llom muna and thshey eske abzia deki abeyti👍👍👍👍👍
@rosarosa5303
@rosarosa5303 2 жыл бұрын
Bteami eya zftwekum 😍😍😍😍
@user-hy2pt3tr1d
@user-hy2pt3tr1d 3 жыл бұрын
ኒ ኣቦይ ኣቡሽ & ኣድያም ዝፈቱ ላይክ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 3 жыл бұрын
ማማ ሸፈና ግን ናበይ ከይዳ ያ ኣምፅእዋ😥
@binimebrahtu6525
@binimebrahtu6525 3 жыл бұрын
ኣብሹየ ብጣዕሚ ኢካ ንፉዕ ኣጆካ ቀጽሎ ኩላትኩም ተዋሰቲ ደስ ክትብሉ ማራ ከፍ ኣለኩም
@thth9155
@thth9155 3 жыл бұрын
ዉይይይይይ ክፈትወኩም ኣንዳእ ትሕሽ ምቅራት ደስ ባሃለቲ 💘💘💘💘💘💘💘😘😘😘😘😘😘
@bbdvdwbdb7060
@bbdvdwbdb7060 3 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃኩም ኣታ ክንደይ ደስ ይብሉ ዞም ቆልዑ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ሙቁራት
@ewqewq3346
@ewqewq3346 3 жыл бұрын
እዋይ ዘም ህፃውንቲ ደሰሰሰሰ ክብሉ
@user-rf1zg3vj5u
@user-rf1zg3vj5u 3 жыл бұрын
እዞም ቆሉዑ ደስ ክቡሉ
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 3 жыл бұрын
ሙናን ሉሎምን ፍቕሪ እዩ ዘጥዕመሎም አቡሸይ ተባዕ ፍትውትው ❤💛❤💛❤
@haftombsrat1221
@haftombsrat1221 3 жыл бұрын
ኣቡሸይ ፅቡቅ ትምህርቲ ተመሓላልፍ ኣለካ ዕድመ ይሃብካ
@galdebretsiong.michael7265
@galdebretsiong.michael7265 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም አዳትሕሽ ሙቁራት ❤❤😘😘😘
@user-is5fh9wf7z
@user-is5fh9wf7z 3 жыл бұрын
ሓላላተይ እንኳዕ ዳሓን መፃእኩምልና ደቂ ትግራይ ማዓረይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ሓላላት
@bt-if4th
@bt-if4th 3 жыл бұрын
Nmita ena abshuy kfetwem eko ftwtwww beka😘😘😘👈
@user-ot6fx5kl6v
@user-ot6fx5kl6v 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ትሕሽ
@briagaltigray1975
@briagaltigray1975 3 жыл бұрын
ፅሩያት ዓለም 😘😘😘😘😘😘
@user-jj1uk5uu3c
@user-jj1uk5uu3c 3 жыл бұрын
ዲቂ ዓደይ ማዓረይ ሰላምኩም ይብዘሕ
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 3 жыл бұрын
ኣቱም ትግርኛ ምስ ኣምሓርኛ ትሓዋውሱ ዘለኹም ተጋሩ ጋዜጠኛታት ኹኑ ፖለቲካኛታት ትግርኛ ካብ ኣቡሽ ተምሃሩ።ትግራይ ብደቃ ትልምልም።
@user-qu9of7jf9i
@user-qu9of7jf9i 3 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሓላላት♥♥♥♥♥👌💕💕💕💕
@user-fj4sw9hi8c
@user-fj4sw9hi8c 3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘💗💗💗💗💗💖💖💖ዳ ተሐሸይይይይይይይይይ
@levomemaasd8496
@levomemaasd8496 3 жыл бұрын
ኣብሽይ እና ምጣ ፍቱይዮም
@brhankelelom2034
@brhankelelom2034 3 жыл бұрын
ፅቡቅ እንኳዕ ኣምፃእኩምዋ ንሚጣ ከዓ
@gualaragure8784
@gualaragure8784 3 жыл бұрын
ሸፈና አምፅእዋ ናፍቀናያ
@sofiat3079
@sofiat3079 3 жыл бұрын
ሙና ሽኮር ሙና ናተይ 😘😘😘
@galltdf4622
@galltdf4622 3 жыл бұрын
ፍትሒ ኣብ ሱዑዲ ዝሳቀለዉ ፍትሒ ዋይ ተሳቅዮም እኮ ኣብ ደገ ዘለና ተሳቂና ንሳቶምስ ባዕሎምስ ኩሉ ይሪእለዉ ግን ፍትሒ ኣምፁኡሉና ብዝተረፈ ይፈትወኩም እየ💞💞💞💞💞💞
@user-fm5xl3kr8i
@user-fm5xl3kr8i 3 жыл бұрын
ትሕሹዋይ ማዓረይ
@wasli8257
@wasli8257 3 жыл бұрын
እንኳን ድሓን መፃእኩም እንዳ ትሓሽ ቀፅልሉ በርትዕ
@user-me9hq3vd4m
@user-me9hq3vd4m 3 жыл бұрын
እንዳ ትሐሽ ድራማ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ብጣዕሚ እየ ደማ ዘድንቀኩም ደቂ ሐላል መሬት ❤️❤️❤️❤️❤️
@lundkhwar2587
@lundkhwar2587 3 жыл бұрын
እንካዓ ብድሓን መፃኣኩም እንዳ ቱሑሽ ሙቁራት ዕደመን ጥዕናን ክኣ ይሃብኩም 💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሓላላተይ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 3 жыл бұрын
አቡሸይ የዕብካ ማዐረይ ፍትውትው የብለኩም ኩላትኩም ።
@slmaslma8845
@slmaslma8845 3 жыл бұрын
Wiyy abushey esey
@jvghct1306
@jvghct1306 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሓላላተይ
@user-qq9et1oh8o
@user-qq9et1oh8o 3 жыл бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሸኮር
@user-od4yq5pz9l
@user-od4yq5pz9l 3 жыл бұрын
Aseyyyy abesheyn adyamn kemey dyoum akselomniy emo derfley ya asey azkerkumnaka zehlfnayo 😍😍😍😍😍😍😍😍
@tesfay8256
@tesfay8256 3 жыл бұрын
ዕድመ ጥዕና የሃቡኩም
@jf4943
@jf4943 3 жыл бұрын
አብሽይ ሽኮረ አነስ ክፊትዎ ማዓት
@hjcjxjjj8679
@hjcjxjjj8679 3 жыл бұрын
ኣቦይ ኣቡሽ ቆንጆ
@jonjonjonjon4385
@jonjonjonjon4385 3 жыл бұрын
ፅብቅ ድራማ
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610 3 жыл бұрын
Wawwwww gele aynet dessssss zbl
@garrickalana7261
@garrickalana7261 3 жыл бұрын
Abushye shikor betam bikat yalew lji new yasadgeh 😘😘😘😘😘
@hh5249
@hh5249 3 жыл бұрын
ሰላም እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ተሐሽ ፅቡቃት በርቱዑ 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@user-uh3jr3vj2h
@user-uh3jr3vj2h 11 ай бұрын
አብሽሽክር
@tomastewelde7311
@tomastewelde7311 3 жыл бұрын
Hey mukrat eda Tehsh xbukat kexlwo 🥰🥰🥰
@frexvidafrexvida6578
@frexvidafrexvida6578 3 жыл бұрын
Anes feetwww abileya nay lomanti 😁😅✌🏻
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
00:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 9 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 50 МЛН
ጥኑሳት ትግርኛ ድራማ ክፋል 1 | Tinusat_new_tigrigna_drama_part_1 __2024
40:50
1 1 ENTERTAINMENT - ሓደ ሓደ ኢንተርተይመንት
Рет қаралды 36 М.
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
00:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 9 МЛН