Рет қаралды 18,971
3 ስለዚ ኸምቲ ብመንፈስ ኣምላኽ ዚዛረብ “ኢየሱስ ርጉም እዩ” ኪብል ዘይክእል፥ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሑ እንተ ዘይኮይኑ ድማ “ኢየሱስ ጐይታ እዩ” ኪብል ዚኽእል ሓደ እኳ ከም ዘየልቦ አፍልጠኩም ኣሎኹ።
ሰላም ወሰናይ ኣሕዋትን ኣሓትን ፡ እምበኣር ከም ፍቃድ ጎይታ ንኢየሱስ ንጉስ በዓል እንቃዕ ኣብጽሓና እንዳ በልኩ ፡ ኢየሱስ ጎይታ'ዩ ትብል ዝተሓደሰት መዝሙር ሒዘልኩም መጺኤ ኣለኹ ።ምሳይ ኮንኩም ንጎይታ ከተመስግኑ ይዕድም &። ኣብዛ You tube channel Subscribe Share Like comment ብምግባር መዛሙር ንዝርግሖም ክትከታተሉ ብፍቅሪ ጎይታ ንዕድም፡፡ • Eyesus Goyta Eyu Cover...
Subscribe
Share
Like
Coment