ፍሉይ ምድላው በዓል ጥምቀት ምስ ከያኒ ሙላት ሓየሎም

  Рет қаралды 27,817

Tigrai Tv

Tigrai Tv

Күн бұрын

Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website
www.tigraitv.com
Telegram
t.me/Tigrai_Ttv
E-mail
info@tigraitv.com
Twitter
/ tigrai_tv
Instagram
/ tigrai.tv
KZbin
/ tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

Пікірлер: 127
@freweynidesta
@freweynidesta 2 жыл бұрын
ይገርም ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም ግና ናይ ድምፃዊት ንግስቲ ሓየሎም ድምፃዊት ሎሚናት ሓየሎም ሓወን እዩ ደስ ይብል ቡሉፃት ኣሕዋት ኣዴና ንግስቲ ሓየሎም ደስ ኢልኒ ስለ ዝረኣኩኪ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ኩሎም ቡሉፃት ዝፈትዎም ደረፍቲ ኣሕዋትና ተጋሩ እዮም ንዓይ።❤❤❤❤
@ሕያዋይሰምራዊ
@ሕያዋይሰምራዊ Жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም ይኩን ተጋሩ እዘን ኣደ ምሕረት ከውርደላ ትምኒተይ ኢዩ ንድሪት ተመልሰ እንታይነታ ከጽንዕ ጸኒሐ ሞ ምግራመይ ወዴ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ ኢዩ ሕጅ ግን ናብ ስድራኣ መልእክልቲ ኣለኒ ኣየናይ ዕድመ ትሪፍዋ ኢዩ ሰይጣን መልሓሳ ለኪቱ ይጻወተላ ኣሎ ቁሩባና ቆሪባ ኣምላካ ክትምስገን ብጃኩም መንፈሳዊ መግቢ የድልያ ኣሎ ብጃኩም ቃል ኣምላክ ተንብብ ቤተክርስትያን ክትከይድን ሓጉዝዋ ዓለም ተጠቂማ ኢያ ትድርብየካ እሞ ንንስሓ ዝኮውን ጊዘ ይሃበና ኣሜን
@freweldu4852
@freweldu4852 2 жыл бұрын
ኣብዙ ፀልማት ግዜ ንጉሆ ምሸት ልሰምዖ ልነበርኹ ደርፊ" ሰላም ጥራይ" ለይሃስስ ስራሕ ...የቐንየልና ሙላተይ❤❤❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን ኣርቲስት ተስፋኣለም ከምዙይ ዝኣመሰለ ልዑል ስራሕ ብምስራሕኻ:: ንፈትዋ ሓፍትና ንግስቲ ሓየሎም: ንንፈትዎ ሓውና ኣርቲስት ምላት ሓየሎም ንኡሽተይ ሓፍቶም ኣርቲስት ለሚናት ሓየሎምን ናብ ዝፈትዎም ህዝቦም ንኽቐርቡ ብምግባርን ቅዱስ ተግባር እዩ ቀፅለሉ ! በርትዕ! ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
@freweynidesta
@freweynidesta 2 жыл бұрын
ናብ ስሩሑ ክመፅእ ዝገበርካዮ ተስፋኣለም ዓፋር ሓውና ን ምስጋናይ ክገልፀልካ ይፈቱ ን ሰብ ሞራል ምዃን ክንደየናይ ዕግበት ከም ዘለዎ ዓብዪ ትምህርቲ ሂብካና የቀንየልና ክብሪ ኣለና ከምዚ ብዝተፈላለየ ምክንያት ንዘይወፁ ሰብ ሞያ ናረኣካ ከም ትቅፅለሉ ምስ ፈጣሪ ተስፋ ይገብር። ንሙላት ንፈለማ እዋን ዳግም ናብ ሞይኡ ተመሊሱ ምስ ረኣክዎ ብታሕጓስ ንብዓተይ ውሒዙ ነዚ ዘብቀዖ ፈጣሪ ምስጋና ይብፃሓዮ ። ንፈትዎ ኣያና ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም ቀፃሊ እቲ ፅቡቅ ድምፁን ስርሑን ዳግም ከም ዘስተማቅር ተስፋ ኣለኒ ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 жыл бұрын
የቐንየልና ንተፈታዊ ሓውና ኣርቲስት ሙላት ሓየሎምን ንፈትዋ ሓፍትና ኣርቲስት ንግስቲ ሓየሎም ንዝገበርክምዎ ስነጥበባዊ ኣበርክቶ ባህሊ ትግራይ!!!
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 2 жыл бұрын
እንካዕ ብስላም ናብ ባዓል ጥምቀት ብሰላም ኣብፀሓኩም ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና ❤️🙏 ሙላት ሓየሎም እንካዕ ነዚ ኣብቀዐካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ❤️🙏
@nanigt8066
@nanigt8066 2 жыл бұрын
አርቲስት ሙላት ሐየሎም ናብ ስሩሑ ተመሊሱ ምርአይ ብጣዕሚ ትዕድልቲ እዩ መዓልቲ መዓልቲ ናይ አርቲስት ሙላት ሐየሎም ሰላም ጥራይ ትብል ደርፊ ከይ ሰማዕናያ ዉዊልና አይንፈልጥን ሰላም ጥራይ ትብል ደርፉ አብ ርሑቅ ንዘለና ብሐሳብ ዓድና ትግራይና ቤተሰብና ክንዝክር እዩ ዝገብረና አርቲስት ሙላት ሐየሎም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ አጆኻ ቀፅለሉ ዓፋር ሐዉናዉን አሊሽካ ስለ ዘቅረብካልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ቀፅለሉ ናይ ♥♥♥
@AsdAsd-sj4xd
@AsdAsd-sj4xd 2 жыл бұрын
ከማይ ልታሓጎሰዶ ይህሊ ንሙላት ሪኡ❤💛🙏
@Haregte
@Haregte 2 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 жыл бұрын
በሓቂ አነ ውን
@GgGg-wg4ji
@GgGg-wg4ji 2 жыл бұрын
ኣነ ኣለኹ ብታሕጓስ በኽየ 🥺🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@febengerie1166
@febengerie1166 2 жыл бұрын
ኣነለኹ my life time music❤💛
@freweynidesta
@freweynidesta 2 жыл бұрын
እንዃዕ ኣብፀሐኹም ንበዓለ ጥምቀቱ ኣሕዋት ዋው ንፈትወካ ድምፃዊ ኩቡር ኣያና ሙላት ሓየሎም ደስ ኢልኒ በታ ተስፋ ሰላም ተበስረና ደርፍካ ኩሉ ግዘ ካብ ቁልዕነተይ ናሰማዕክዋ ዝዓበኩ ተስፋ ሰላም ኣብ ዝረከብናሉ ግዘ ኣለኩ ምባልካ ደስ ኢልኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪኣሜን።🙏🙏🙏🙏
@febengerie1166
@febengerie1166 2 жыл бұрын
I'm soooo happy to see you being like this Mulatey, ካብ ህጻንነተይ ጀሚሩ ኣብ ደመይ ዘሎ ኩሉ ጊዜ 1ይ ዝኾነ ደርፊ። Please remix ግበሮ ወይ ከኣ እቲ ሙሉእ ደርፊ ኣብ KZbin ልቐቆ። እቲ ሕዚ ኣብ KZbin ዘሎ ኣብ ትግራይ Tv ዝተቀረጸ ሙሉእ ኣይኮነን😍😍😍😍😍😍
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ምዓልቲ።ሰላም ጥራሕ ዝበልካዮ እንሆ ሰላም ኮይኑ እዛ ብርኽቲ ዕለት ንሙላት አርእያትና።ነዚ ፕሮግራም አዘጋጅዩ ናብዚ ዝብጵሖ እግዛብሄር ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ብጣዕሚ ዘሖጉስ እዩ።ከም እውን ትግራይ ተለቭጅን ኮታ ኩልኹም ብጣዕሚ ዘሕጉስ እዩ።አጆኹም አጆና ኢደይ ኢድካ ኢልና እንተስ ብሞራል እንተስ ብገንዘብ እንተ ሓቢርና ንኹሉ ክነቕንዖ ኢና።ከምታ ዓለም ዘገረመት ጅግንነትና ሕብረትና ከምአ ጌርና ክንትሓጋገዝ ኢና።እዞም ሓሳዳት ከጥፉና እንድዮም ሓሲቦም ንሕና ድማ ዝረሳዕናዮ እንዳምጳና ዝደቀሰ እንዳአተሳእና ክነብር ኢና ገና ክንብሎም አለና።ድሕሪ ሕጂ እማ ዓቢ ናይ ቤት ዕዮ ሂቦምና አለው።ክንነብር ኢና ገና።እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና። እንካዕ ንብዓል ጥምቀት አብጵሓኩም አብጵሓና። Good to see you Mulat God bless you Tigray ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@princessmekelle81
@princessmekelle81 2 жыл бұрын
ፈጣሪ መጨረሻና የፀብቆ እዩ ልባሃል.. ንግስተይ ፈጣሪ ምሕረት የውእደልኺ❤❤🙏
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 2 жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለካ ሙላት ሓየሎም ብጣዕሚ ንፈትወካ ነኽብረካ ድምጻዊ ኢኻ ናብቲ ትፈትዎ ስራሕካ ምምላስካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና. Dw ን ቅያ ባንድን የቅንየልና እንካዕ ንበዓል ጥምቀት ኣብጸሐልኩም 🙏💞💞
@rhvhw6148
@rhvhw6148 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዮ ሚላተይ እንካዕ ብሰላም መፀካልና እስከ አዳም ማሓመድ አቅርብልና ትግ ቲቪ ብጣዕሚ ጠፍኡ😍😍😍
@muluaraya4940
@muluaraya4940 2 жыл бұрын
ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ ዘሎ
@kinfeg6561
@kinfeg6561 2 жыл бұрын
ካብቲ ኣዕፅምትና ይበተን ፣ስጋና ኣሞራ ይብላዓዮ ዝብል መደንገጺ ብሄራዊ መዝሙርና እዛ ናይ ሙላት ሓየሎም ተትኸወን ደስ መበለኒ። ተስፋን ሓቦን ተስንቅ ደርፊ።
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 жыл бұрын
እዋይ አታ ሓቅ እንቋዕ ካልአይ ረኸብኩ በጃኻትኩም እንዶ ናብ ዝምልከቶ አካል አብጹሑልና እዚ ክፉእ ፋል ዝሓዘ መዝሙር እንተቀየሩልና.
@petpet2948
@petpet2948 2 жыл бұрын
I am so happy to see our brother Mulat again on stage. I also expect our beloved sister Nigisti to be well in her life. Peace to Tigray! ሰላም ጥራይ!
@mebrhitkahsay5406
@mebrhitkahsay5406 2 жыл бұрын
ኩብር ሓወይ 2ዓመት ሙሉእ ሰሚዐያ አይትሰልችወኒ የቀንየልና
@elsamehari9055
@elsamehari9055 2 жыл бұрын
ዋው ተስፋኣለም ዓፋር ሓውና ፅቡቕ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ኣምላኽ ይባርካ ሙላት ሓውና ብምርኣየይ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ብሉፅ ደራፊ ጎረቤተይ መታዓቢተይ ሙላትዋ
@ትግራይዓደይ-ቐ5ሰ
@ትግራይዓደይ-ቐ5ሰ 2 жыл бұрын
ንግስቲ ሓየሎም አብ ንእስነታ ረአይዋእስቲ ካብ ሞት እርጋን ተፍረሐካ 🥺❣️❣️❣️
@መሲዕባይኣላጀቦራ
@መሲዕባይኣላጀቦራ 2 жыл бұрын
ኣነስ ግርም ዝብለኒ ንግስቲ ሓየሎም ትመስል ዕቁ ደራፍት ክምዝይ ኾይና ክትርእይ ክለኻ ብጣዕሚ የሕዝን ኣበይ አለኹም ናይ ሎሚ ደረፍቲ ኣቱም ለኻብጥ ብናይ ንግስቲ ሓየሎም ናተላማመድኹም ዓብኹም ሐዚ ግን ረስዕኹማ 😭😭😭💔 የሕዝን ንግስተይ ምሕረት የውርደልኺ ካብ ስደት መፅእ ብኣካል ክረኪበኪ ምሉእ ተስፋ አለኒ ብጣዕኒ እየ ዝፎትየኪ ንግስቲ ትግራይና🏖🏖🏖🏖🙏🙏
@betremussie4973
@betremussie4973 2 жыл бұрын
Thank you Tigray Tv. This is good work and continue!!!
@senaityohans888
@senaityohans888 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስታይ ወሰን የብሉይ ንግስቲ ሓፍትና እውን ኣጆኺ ሓፍትኺ ዝለ ዝሃበኪ ኣምላክ ተመስገን በሊ መሊኡ ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤
@Abelab642
@Abelab642 2 жыл бұрын
ሎማዓልት ትግራይ ትቭ በላ ፕሮግራም ገርኩም ብሓቂ ደስ ባሃሊ ሙላት ኡንቃዓ ሓጎሰካ ንግስቲ ደርፊ ንግስቲ ሓይሎም አዊን ሙሉኡ ምሕረት የውርደልኪ
@MeriBlhatu
@MeriBlhatu 2 жыл бұрын
ሙላት ከምዚ ምርኣየይ ብጣዕሚ ሕጉስቲ እየ።ኮይኑ ግን ንረብሓኩምን ንሰላም ክደርፈልኩምን ደሊኩም ምምጻእኩም ይሓዝን።ቅድሚኡ ግን ብዛዕባ ጥዕንኡን ሃለዋቱን ዘይምድላይኩም ይሓዝን።
@Haregte
@Haregte 2 жыл бұрын
ሓቅኪ ግን ናብ ህዝቢ ምምፅኡ ክጥቀም እምበር ኣይጉዳእን ነቱ ዘምፆኦ ሓውና ክምስገን ኣለዎ ንፈትዎ ስለ ዘምፀአልና
@abdelkadirnegash6895
@abdelkadirnegash6895 2 жыл бұрын
ብሉፅ ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም ዝፈትዎን ዘድንቆን ስለ ልረኽዎ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ 🥰🥰🙏🙏
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 жыл бұрын
እዚ ደርፊ ናይ መላት ከም ባሓድሽ ከደርፊ አለወ ስላም ጥርይ ትበል በጅኩም ንግርወ 🙏🙏❤
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 жыл бұрын
ተመስግን መላት ዕልልልል ደስ ስለ ዘበለን ❤💛🙏🙏
@tesfaymamo3244
@tesfaymamo3244 2 жыл бұрын
I proud of you mulat hayelom I hope you are very well mulat hayelom welcome mulat
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 жыл бұрын
ተስፋአለም ዓፋር ስለ እቲ ሰናይ ስራሕኻ የቐንየልና ከም እውን ኩሉ ትግራዋይ ስራሕ ተስፋአለም ዓፋር ክስዕብ ንሓትት
@nishan2121
@nishan2121 10 ай бұрын
ናይዛ ጋዜጠኛ ስና ስርዓት ደስ ክብል እዞም ደረፍቲ ለ ንጉሳት ኢለዬም አለኹ። thank you
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 жыл бұрын
one of my favorite song ever ካብተን ኣዚየ ዝፈትወን ደርፍታት ትግራይ : ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ንፈጣሪ ኣጆኻ በርትዕ ሙላት ሓውና::
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 2 жыл бұрын
ኣሰይ ተመስገን ሙላተይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ ኡፍፍፍፍ ኣነስ ክፎትዋ ብጋመኺ ኣለኺ ትግራይ ❤🙏እንቋዕ ሃለኻልና ሙላተይ
@ZnabuHayleslasie
@ZnabuHayleslasie Жыл бұрын
Is he on the earth? i don't believe! I am surprised. I love him. mulat my hero. thanks god! to make him come back to the stage.
@onehalal5054
@onehalal5054 2 жыл бұрын
Ngstiye egzabiher mlue mheret yewrdelki 🙏🙏🙏
@kibromtsegay4807
@kibromtsegay4807 2 жыл бұрын
Welcome back brother❤️🙏🙏🙏
@Senaymedia6223
@Senaymedia6223 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዓብዪ ሰብ ኢኻ ተስፋኣለም፣ ንሙላት ሓየሎም ናብ ናይ ሙዚቃ ስርሑ ክምለስ ምግባሮካ ክብሪ ይግበአካ። ሙላተይ እውን እንኳዕ ብሂወት ሃለኻ፣ እንዳነባዕኹ እየ ዝከታተሎ ዘለኹ እዚ መደብ። ሰባት ናብ ሞይኦም ኣብ ምምላስ ብዕቱብ ክንሰርሐሉ ይግባእ።
@haylshalem433
@haylshalem433 2 жыл бұрын
ዋይ ፈጣሪ ጥዑም ሙላት እድመጢኢና የሃብካ ፈጣሪ
@almazbahre8918
@almazbahre8918 2 жыл бұрын
Tegaruwy selamkum yebzah ❤❤❤❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@teweldedesta3070
@teweldedesta3070 2 жыл бұрын
I am so happy to see thes families.and this music is my every thing.
@TheAxum-Tigray
@TheAxum-Tigray 2 жыл бұрын
❤️💛
@fvvdvvvghcc6171
@fvvdvvvghcc6171 2 жыл бұрын
ተመሰገን ፈጣሪ
@ahadu3120
@ahadu3120 2 жыл бұрын
እነዃዓ ብሰላም መፅኣኻ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሙሌ።
@hadilaaagam9876
@hadilaaagam9876 2 жыл бұрын
ኣምላክ ይመስገን ንኩሉ ብሂወት ንዝተረፈ ( ንክትዛረቦ ቀሊል እዩ ዘይሓልፍ ነገር የለን ሓላፋይ እዩ)...
@TG-qk7kc
@TG-qk7kc 2 жыл бұрын
እዋይ ተመስገን 🙏🙏🙏
@brijap5171
@brijap5171 Жыл бұрын
እስይይይይይይ ሙላተይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 жыл бұрын
መላት ሓየሎም በጣዕሚ ደስ እለና ❤❤🙏🙏💛💛❤🙏😘😘😘😘😘😘❤❤💛💛
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 жыл бұрын
ድምጻዊ ሙላት ሓየሎም ካብ ብዙሕ ፈተናታት ሂወት ሰጊርካ ናብዚ ብምብጻሕኻ ብጣዕሚ ደስ ይብል እግዚኣብሔር ይመስገን
@ትግራይዓደይከመይኣላ
@ትግራይዓደይከመይኣላ 2 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላከይ ንሙላት ክሪኦ ዘብቃዕካኒ
@Amanuel-u4t
@Amanuel-u4t Жыл бұрын
ደስ ኢሉኒ ካብ ልቢ ብጣዕሚ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ገዛሃገረትግራይ
@ገዛሃገረትግራይ 2 жыл бұрын
ኣየ ዘበን ከያኒት ንግስቲ ሓየሎም ፣ ማሙሽ ሓየሎም ፣ ሙላት ሓየሎም ፣ ሎሚናት ሓየሎም ዝገርሙ ኣሕዋት ሓውና ዓፋርን ጋዜጠኛ ራሄል ከመእውን ቅያ ባንድ የቀንየልና ሩሑስ ብዓል !
@MebrahtomBeyene
@MebrahtomBeyene Ай бұрын
Btami des elini mulatu❤❤❤❤❤
@fwtw7826
@fwtw7826 2 жыл бұрын
እንኳዕ አፀሐኩም ንጥምቀት ባዕል አበፀኩም
@mebrahtomgebru8459
@mebrahtomgebru8459 2 жыл бұрын
ይበል ጀጋኑ ኣሕዋትና!!!
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 2 жыл бұрын
Wow I didn't know this song's old song it's amazing song ❤️
@saramm8772
@saramm8772 2 жыл бұрын
Selam enkae nbrhan tmket abtsehena😥❤❤❤
@ተሰፋፅባሕ-ነ8ጠ
@ተሰፋፅባሕ-ነ8ጠ 2 жыл бұрын
ሰላም ጥራይ ሰሚዔ አይፀግባን ጥዑም ቃና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡራት ከየንቲ
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 2 жыл бұрын
ተመሰገን ፈጣሪ እንቋዕ ኣብጸሓካ😊
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 2 жыл бұрын
Enqoa bselam mesaekum deki tigray welela
@tirhasadane8906
@tirhasadane8906 2 жыл бұрын
🙏💛❤️
@kahasegdey7697
@kahasegdey7697 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ
@gebruasefu75
@gebruasefu75 2 жыл бұрын
አፋርዬ ተባረክ በርታ ጥሩ ስራ ነውየሰራኸው
@يوسفإثيوبيا-ر2ف
@يوسفإثيوبيا-ر2ف 2 жыл бұрын
ንግስ ጥበብ
@eduedu332
@eduedu332 2 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ በሃልቲ ስድራ ❤❤❤❤
@saluftwi8381
@saluftwi8381 2 жыл бұрын
mulat nice to see you bro
@destaabera7737
@destaabera7737 2 жыл бұрын
ድምፃት ንግስቲ ሓየሎም ካብ ቀደም ጀሚሩ እየ ልፈልጣ ከምዚ ኮይና ክሪኣ ተለኩ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ😭
@pjsksnphalanx1563
@pjsksnphalanx1563 2 жыл бұрын
Enke nbezay abkeke kber hwen 😍😍😍😘😘😘😘❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@letebrhanasfawwoldearegay9028
@letebrhanasfawwoldearegay9028 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 2 жыл бұрын
ትግራይ ትቪ ሎሚ ኢኹም ጥዑም ዘቕረብኩም ሙላተይ ንግስተይ ውን ምሉእ ጥዕናኺ ይመልሰልኺ
@birhankidane1933
@birhankidane1933 2 жыл бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቅ ዓደይ. ንስድራ ሓየሎም ከኣ ጥዕና ይምነየሎም
@tsehaytsehay1525
@tsehaytsehay1525 Жыл бұрын
😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏
@rona7755
@rona7755 2 жыл бұрын
ሞራል ዘድልዮ ንፉዕ ስነጥበባዊ እዩ።፡ናብ ንቡር ክምለስ ንሓግዞ።
@bige24
@bige24 2 жыл бұрын
ሙላትዋይ እንዃዕ ብሰላም መፃኻልና❤️💛
@ጉማራያትግራይ
@ጉማራያትግራይ 2 жыл бұрын
ሙላቴይ እንካዕ ምሕረት ላኣኸልኻ ፈጣር
@keduse1821
@keduse1821 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ሐወይ
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 2 жыл бұрын
ናይ ጥበብ ዘይነጽፍ ፍልፍል ዒላ ማይ ዝኾኑ እንዳቦይ ሐየሎም። ንግስቲ ሐየሎም፤ ማሙሽ ሐየሎም፣ ሙላት ሐየሎም። ጹቡቕ ፕሮግራም ትግራይ TV
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 2 жыл бұрын
ባዓል ጥበብ ሙላት ጥዕና ዕድመ በርትዕ አሚትካ ኔርካ ሰላም ጥራሕ
@meseret6947
@meseret6947 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘይፅገብ ደርፊ እዩ
@davitk4113
@davitk4113 2 жыл бұрын
ተመስገን አዚ ወዲ አዚ ካልኣይ ግዘ ክሪኦ ተመንየ ነረ ሰሚርለይ ተመስገን ፈጣሪ
@gideyberhane2123
@gideyberhane2123 2 жыл бұрын
👌🙏❤️❤️💛❤️❤️
@taffesseabebe9601
@taffesseabebe9601 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ምልዓት ሓየሎም ከመይ ዳሓንዶ
@L.Nuguse
@L.Nuguse 2 жыл бұрын
Abza Hadassah srah kulu tigreway ketahababro ygbae nezi haweti tigray zkone artisti
@chilaasayime
@chilaasayime 2 жыл бұрын
ዋዕሮ ዝኾንኪ ጋዜጠኛ። ኩሉ ዝግጅትኪ ደስ በሃሊ።
@محمدالثوابي-ق2د
@محمدالثوابي-ق2د 2 жыл бұрын
እንቃዕ ናብዚ አብቀዐካ ኩቡር ከያኒ ትግራይና
@danielfekadu3507
@danielfekadu3507 2 жыл бұрын
Enuka dehane metheka mulat
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ 2 жыл бұрын
ኣቱም ኣሕዋተይ ንግስቲ ሓየሎም እታ ንግስቲ ከም ስማ ደራፊት ነበረት ድያ እዚኣ ዋላስ ካሊእ እያ ደርፋ ናደረፍና ዓቢናስ እሳ ድያ ካሊእ ሕውስውስ ኢልኒ
@GgGg-wg4ji
@GgGg-wg4ji 2 жыл бұрын
እወ ንሳ እያ 🥺❤️
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 2 жыл бұрын
Ngsti hayelom Fetari admen tianan yhbkum
@teweldedesta3070
@teweldedesta3070 2 жыл бұрын
Ahhhhhhhhhhhhh.
@Michael_Hagos
@Michael_Hagos 2 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ክትወፅእ ከላ 4ይ ክፍሊ ተምሃራይ'የ ነይረ። መዝሙር ኮይና ያ ትስማዓኒ ። ስለ ዘምፃእካልና የቀነይልና ተስፋአለም።
@kesant83
@kesant83 2 жыл бұрын
መዝሙር ደረፊ መሲሉ እይፈልጥን ክክውን'ውን ኣይክእልን ስቅ ኢልካ ስማዕ
@gebruasefu75
@gebruasefu75 2 жыл бұрын
ውይ በጣም ነው ደስ ያለኝ ትልቅ ስራ ነው የሰራቹት
@elsamehari9055
@elsamehari9055 2 жыл бұрын
እውይ ዝገርም ቤተሰብ ታለንትሎሚናት እውን በርትዒ ዝገርም ድምፂ ኣለኪ ብንእስነትኪ ሓላፍነት ቤተሰብ ተሸኪምኪ ኣምላኽ ይባርኪ
@freweynidesta
@freweynidesta 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gezaegrmay2963
@gezaegrmay2963 2 жыл бұрын
Hawey natey enkua nabzi abqeka
@ፍሩት-ጨ5ሰ
@ፍሩት-ጨ5ሰ 2 жыл бұрын
ቡሉፃት ይሕዋት
@ትግራይዓደይከመይኣላ
@ትግራይዓደይከመይኣላ 2 жыл бұрын
ሙላተይ እካዓ ናብዚ ኣብቀዐካ
@theodrosgirmay1885
@theodrosgirmay1885 2 жыл бұрын
ከሲርናዮ ንልዕሊ ኣሰርተ ገለዓመታት ግን እቲ ምንም ዘይተሓወሰ ድምፁ ኣቦትኡ ምህላው ሪኢና ምስዝድግፍን ሞራል ምስ ዝወሃቦ ከኣ ካልእ ሙላት ክንረክብ ሩኡይ ነገር ሪኢና :: ዝፈራረቀከ ኩነት :: ትዝገርም ምስ ዘይዛነፍ ግጥምታቱ ተጋሩ ሰብ ውዕለትና ብማሕበርብምውዳብ ንዘክር ፅባሕ ውን ንስለ ትግራይ ዝዘየሙ ኣዋድቅኦም ከይከፍእ ሕቶኣን ላዝኣን ጥዕምቲ ጋዜጣዊት ከኣ ዘይትደጋግምን ትርኪምርኪ ዘይትሓትት
@YibrahDomoz
@YibrahDomoz Жыл бұрын
ንሙላት ንንግስቲ ምዝካር ቀሊል ይመሰል ይኸወን ኣነኣብዕድመይእቶም ዘይርስዕም ሰነጥበባዊያን እዮም ሙላት ብሂወት ኣሎ ኢለ ኣይምነን ነይረ ብሂወት ሃልዩስ ኣብመድረኽ ወጽዩ ምር ኣይ ዓቢዕድልዩ
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 2 жыл бұрын
Atum burukat zerei Fetari admen tianan yhbkum nkulatkum
@iyfh9131
@iyfh9131 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኩቡራት ኣሕዋተይ እንካዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ረመይ ድርፊ እንተቆሪፅኩም ናብ መዝሙር ዳኣ ተመለሱ ኩቡራት ኣሕዋተይ ምስ ይቅርታ
@ZaminskiTN
@ZaminskiTN Ай бұрын
Mamush hayelom hau diyu
Caleb Pressley Shows TSA How It’s Done
0:28
Barstool Sports
Рет қаралды 60 МЛН
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
12:20
MrBeast
Рет қаралды 122 МЛН
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.
🔴 የናዝሬቱን ኢየሱስን አገኘነው || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New Sibket
2:06:36
Caleb Pressley Shows TSA How It’s Done
0:28
Barstool Sports
Рет қаралды 60 МЛН