"ኣብ ኤረትራ፡ ጋል ኣነስተይቲ እታ ዝሓሰረት ፍጥረት እያ" Interview with salem Bereket

  Рет қаралды 79,452

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 461
@istandwithabuneantonioseri3005
@istandwithabuneantonioseri3005 5 жыл бұрын
ንፍዕቲ ሳሌም ፡ ሃማደኤ ንመሰል ኣዴታትን ውሉደንን ዘድነነ ቀንዲ መጋበርያ ትካል ስርዓት ዘራጊቶ ኢሳያስ እዩ፡ ኣባላት ናይዚ ማህበር "ዓገብ" ሃገርና ሓዘና ክቕንጠጥ!!
@rgatangheso2927
@rgatangheso2927 5 жыл бұрын
Lebam 💯
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 5 жыл бұрын
ሓንቲ ከተሓሳስበኪ እቲ ብዛዕባ ብሓግዝ እያ ትነብር ካልእ ከምኡ ዝኣመሰለ ንስብ ክሕስሩ ኢሎም ዝዛረቡ ንዓኺ ዋላ ሓንቲ እይኮነን። ንዝኾነ ሓቂ ዝተዛረበ ንገለ ብወያነ ዝምወሉ ንገለ ብገንዘብ ተገዚኦም ዝሰርሑ እዮም ኣስላም እዮም ኣውራጃውያን እዮም ነዘን ብጻዕሪ ውፉያት ኤርትራውያን ዝተተኽላ ናይ ተለቪዥን ማዕከናት ሓቂ ሒዘን ስለ ዝመከትኦ እዚአን ድኣ ደይ ብወያነ እየን ዝካየዳ ኢሎም ኣኼባ ጌሮም ክዛረቡ ሰሚዕናዮም ኢና። እዚ ኣብ ወጻኢ ዘሎ ስደተኛ ድኣ ነብሱ ዘየማሓደረ ከመይ ጌሮም እዮም ተለቪዥናት ከምሓድሩ ዝኽእሉ ኢሎም እዮም ዝዛረቡ እሞ ንዘዝተዛረብዎ ክትምልስሲግዜኺ ኣይትቕተላ እየ ዝብለካ ዘለውኹ
@bairesereke9157
@bairesereke9157 5 жыл бұрын
መደባት ፋኑስ ሓደ ካብቲ ካልእ ዝበላለጽ ኢዩ። ጭብጥታት ዝተሰነየ፡ ካብ ስምዒት ዝወጸ ርትዓዊ መልእኽቲ ስለዝኾነ፡ ንቐጻልነቱ ካብ ልቢ ኢየ ዝምነ። ነዛ ሓፍትና ዕድምቲ ጌርካ ምቕራብካ ከኣ ተወሳኺ ናይ መደባት ፋኑስ ርትዓውነት ዘመስክር ኢዩ። የቐንየልና ዮኤል።
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 5 жыл бұрын
ክቡር ሓው ባይረ፡ ካብ ልቢ የመስግን። እዚ ሂብካዮ ዘሎኻ ርእይቶ፡ ኣዚዩ ሃናጺ እዪ። ክብረት ይሃበለይ፡ ደጊመ የመስግን።
@naodbelai5325
@naodbelai5325 5 жыл бұрын
ንፍዕቲ ሳሌም ሓብትና። እቲ ሓቂ ኣውጽእዮ። ንግፉዓት ኣፍ ትኾንዮም ኣለኺ። ኣምላኽ ይባርኽኪ ሓቀኛ ምስክር።
@emaagostino
@emaagostino 5 жыл бұрын
Thank you so much Yoela for bringing us such an intelligent woman. And thank you Salem too for telling the truth
@yoseffsahatsion3742
@yoseffsahatsion3742 5 жыл бұрын
ኣንበሲት ብጣዕሚ ንፍዕቲ ፡ይኦል ድማ ንፍዕ ሓታቲ ኣምላክ ፍታሕ የምጽኣልና
@yemanegebresus8848
@yemanegebresus8848 5 жыл бұрын
በላሕ ቆቓሕ መንእሰይ ኣጆኺ ዛሓፍተይ እንቃዕ ከኣ ብሰላም ወጻኺ ካብቲ ዓዲ
@ሚረደላዪሰላም
@ሚረደላዪሰላም 5 жыл бұрын
ዩአል ናይባሓቂ ዘሕጉሰኒ ነገር እድሕሪ ሃልዩ ከማዛ ሓዉትና ካብ ኩሉ ናጻኮይናካ ምዝራብዩ ከምዚኣ ዝበሉ ሰባት ኣሕዋትን ኣሓትን ንቀጻሊ ከተቅርበልና ከኣ ባልሙሉእ ተፋየ ናይዎትሩ ተኻታተሊ መደብካ ኢየ ኣጆካ ቀጽሎ
@gualasmara7770
@gualasmara7770 5 жыл бұрын
አቤላ አቤላ! ናይ አብርሃም አፈወሬቂ አዘካኬርኒ መጻወቲ ሐለፌቲ ከይነን እግዛብሔር ምሕረት የውርደልና
@awetmebrahtomawetmebrahtom3869
@awetmebrahtomawetmebrahtom3869 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ንፍዕቲ ብፍላይ እዚ ቃንጣ ዝበሃል ወተሃደር ብጣዕሚ ስዲ እዩ ኣነ ንባዕለይ ወዲ ጾሮና እየ ጽቡቕ ጌረ ከኣ ይፈልጦ እየ ብጣዕሚ ጋፍዓና ሰብ እዩ እቲ ምግሳስ በዓይነይ ዝረኣክዎ የብለይን ኣብቲ ካልእ ነገራቱ ግን ሙሽ ንኡሱራት ንስብል ከማን የጋፍዕ ነሩ እዩ !!!!!
@awetfehera3231
@awetfehera3231 5 жыл бұрын
Ane keman yifelto eye eti wedi
@tsegaygoytom8339
@tsegaygoytom8339 5 жыл бұрын
ሰሓቕን ብኽያትን ተሓዋዊሱኒ።ኣሕዋትና ብሕዋተን ከምዚ ዓይነት ዓመት ክውውደን ከሎ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዩ።ዋላ ኣዴታትና ውን ክወጻ ይደልያ የን ክክክ።ሓቂ ኣደይ ኣብ ኣዲስ ምስ መጸት ንዓዲ ምምላስ ኣብያ !!!
@lucheagirmatsion6350
@lucheagirmatsion6350 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እንስሳታት ዝኮነ ሕዝቢ ኦ አምላከይ ገጽካ አብርሃልና ህገደፍ መዓልትኩም ተጸበዮ
@Peace-4all-n90
@Peace-4all-n90 5 жыл бұрын
I salute you sister for your courage. HIGDEF women will pay dearly one day.
@amaneman1876
@amaneman1876 5 жыл бұрын
ጱቡቅ አለኪ ሃማዲኤ ንደቀን ዝበልዓአ ከም ደማሙ
@gualasmara7770
@gualasmara7770 5 жыл бұрын
አጆኪ ጽብቅቲ ሐፍተይ። I love ❤️ her confidence you will be assistant 2020 for Yoel
@regataraya8227
@regataraya8227 5 жыл бұрын
Thank you brother Yoel and Selam ajokum. Selam love your interviews. I 🙏 everyday for Abo Antenios. May god bless our holy father.
@moses9882
@moses9882 5 жыл бұрын
ሓቂ ትዛረብ ኣላ. አዚ ግን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዩ ናይ ህግደፍ ተግባራት ብዙሕ ዩ. Giza Zeygelxo ምስጢር የለን. ደሓን ህግደፍ ሲ 2020 ትዓርቡ ይግበርኩም.
@lululuna5104
@lululuna5104 5 жыл бұрын
Amen amen amen kab afka nab semay ykun 🔊
@መለይሀልዎለይመለይ
@መለይሀልዎለይመለይ 5 жыл бұрын
አመን እመን እፍካ ይስዓር
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 5 жыл бұрын
I truly appreciate your courage to speak and let our people know the truth ..TY Uel for your untiring dedication to expose the dictatorship's demonic barbaric act...may God save our people from this dictatorship..
@yohang2067
@yohang2067 5 жыл бұрын
Speaking up your past is the best cure of your pain and also a lesson for the rest. Thank you and stay strong zehaftey.
@haregubereket6462
@haregubereket6462 5 жыл бұрын
ኣጀኪ ሳሌም ቆንጆ ጋል ጀጋኑ ጅግና ኩሉን ደቀንስትዮ ከማኪ ተትከውን ንዓድና ምስ ተመለስና
@blenb6171
@blenb6171 5 жыл бұрын
Wow she is very brainy thanks God bless you right hgdef listen to her
@fili2847
@fili2847 5 жыл бұрын
ፍኑስ Network ናይ ባሓቂ መብራህቲ ናይ ህዝቢ ኤርትራ እቲ ፍሉይ ዝገብራ ድማ ኩሉ ብጭብጢ እዩ So ዩአል በርትዕ ኢካ ፍልጠትካ ይሰስን
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበለይ ፊሊ ሓወይ፡ ኣዚየ የመስግነካ፡ ሰለቲ ሰናይ ቓላትካ። ርእይቶኻ፡ ኣዚዪ ሓጋዚ እዪ። ደ ምጊመ የመስግን።
@Joe-pm8bj
@Joe-pm8bj 5 жыл бұрын
You are Brave woman very intelligent we are very proud of u coming to talk about this tragedy very 😢🥵😂 sad
@Peace-4all-n90
@Peace-4all-n90 5 жыл бұрын
The world is a dangerous place to live: not because of people who are evil, but because of the people who don't do anything about it. - Albert Einstein I am disgusted by the people who carryout these atrocities and the people that know & choose to be silent.
@kerenmassawaeritrea
@kerenmassawaeritrea 5 жыл бұрын
You are very brave Salem. You have a great future ahead, it is all behind you now. We failed our sister and mothers, hope you get compensated on the democratic new Eritrea, stay strong.
@shabaymender9126
@shabaymender9126 5 жыл бұрын
ግፍዕታት ስርዓት ህግደፍ 'ሲ ንዓመታት ኣዘንቲኻ 'ዉን ዝዉዳእ ኣይኮነን ። ኣብ ቤት ማእሰርትታት ህግደፍ ከምዚ ናታን ካብዚ ናታን ዝኸፍእ ኣስካሕካሒ ግፍዒ ዝወረዶም ኣብ ዉሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻእን ብኣሽሓት እዮም ዝቑጸሩ ። ኣብ mass media ስለዘይቀረቡን ፡ ዳርጋ ኣብ ብዙሓት ዘጋጠመ ትራጀዲ 'ዉን ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ወጽዩ ምስክርነት ከይሃበ ተዓቢጡ ይኸይድ ኣሎ ። ካብቲ ዘሕዝነኒ ከምቲ ገረብ ብሓኽላ ዝብሃል ሓዉ ንሓዉ ክቐትል ፡ክቕጥቅጥ ፡ ክዕምጽ ----- ዕድመ ስልጣን 20 ዘይበጽሑ መራሕቲ ስርዓት ህግደፍ ክኣ ጣጢሑ ይነብር ። " እዛ ጓል እትዛረቦ ባይታ ዘይወድቕ ዘረባ ኣዝዩ ዘተሓሳስብ እዩ " -------------* @ ዓለም ብኣና ክትጽሕፍ ፡ክትዛረብ ያ --------- The same what was happened in Rwanda 1994 ፡ ማሕበረ ሰብ ዓለም ነቲ ገግናዩ አዩ ዜናታት ፊን ፊን ኣብ ዝብለሉ እዋን ኢና ዘለና ሕል ሓቅኺ ኢኺ ። Thank you for such kinds of interviews yuel hawey . It has a great message and motivation to those who are in Eritrea
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 5 жыл бұрын
Fanus program, I like all your programs. Specially this one..It is very good to keep shoiwing all those people who suffered under the brutal government of Issias.
@tesfalemontura7801
@tesfalemontura7801 5 жыл бұрын
ካብ ምሁሮ የእምሮ ከምዝባሃልሲ ለካ ከምዚዩ እንታይ ይዓብስ ዲግሪ ወዲ ዲግሪ ኣብ ቅድሚ ሳለም ናይ ብሓቂ ነዚ ህዝቢ ተስፋ ኣስንቅኪዮ ኣለኪ ብራቮ የቀንየልና ዩኤል ናይ ብሓቂ ሰባት ትመርጽ
@hayleekubay4816
@hayleekubay4816 5 жыл бұрын
እንክዕ ሰላም መጽእኪ ሓቀቻ ቀልዓ ዮኦን ድማ ፈረ ጽማካ ትርክበሉ ግዜ ኣሎ ኣጅካ ዝዓርከይ።
@fiqiekidane6348
@fiqiekidane6348 5 жыл бұрын
Salem Kem shimki selamki yibzah tebareki & yuel tebarek !!!🙏🙏🙏
@tekleyohanes8798
@tekleyohanes8798 5 жыл бұрын
Very amazing and incredible speech from well matured girl.
@tewoldewolday8416
@tewoldewolday8416 5 жыл бұрын
ጽቡቅ መልእኽቲ ዩ ሳሌም ሃፍተይ! ሽግርና ኪፍታህ ተኾይኑ ክንሓብር ጥራይ እዩ ዘለና።
@mazafesaha3309
@mazafesaha3309 5 жыл бұрын
አንቱም ሰባት ኡይይይይይ ደክንብል ንክትሶም ዖ ዘስካሕክሕ ዶምበርከ አረትራውያን ድዮምከ ሳልም አምላክ ይባርኪ
@solomondebas6595
@solomondebas6595 5 жыл бұрын
You're definitely right sister hgdef mendef
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 5 жыл бұрын
Selam haftey anbesit I really admired you 💪🏽 Very intelligent young lady Everything you said is 💯% right, god bless you 🙏🏽👍👍
@sishai6318
@sishai6318 5 жыл бұрын
ናይብሃቂ ንፍዕቲ ጋል ፥
@sabatesfay1801
@sabatesfay1801 5 жыл бұрын
Well done Selu haftey, every body we need tell about Eritrea what they know, and we need to know too God bless you guys 💘💓💞💗
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 5 жыл бұрын
ሓቂ ብርእሳ ተቀበርካያ፡ ብእግራ ትወጽእ ተባሂሉ እንድዩ፡ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ዝግበር ግፍዒ ንኽወጽእ ኢደይ ኢድካ ምባል ከድልየና እዩ። ዩኤል ዓቢ ሰብ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ።
@letekidaneembaye8669
@letekidaneembaye8669 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝርሕዝን ዪ ብገበነናኛ ብዘይ ገበን ትኢሰርን ትምርመርን ድቀንስትዮ ኤርትራ ዘዪኢደን ረኪበን ጅግንነተ የህሲስዎ ውልቀመላኪ
@marthayitbarek2881
@marthayitbarek2881 5 жыл бұрын
So proud of you sis God bless you
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 5 жыл бұрын
ንፍዕቲ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ትባርኪ ሳሌም
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 5 жыл бұрын
ኮርኹር ደገፍቲ ኢሳያስ : በሉ ከበሮ እናሃረምኩም ሰዕስዑ : ምኽንያቱ ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ንዓኹም ሓጎስ ኢዩ ዝፈጥረልኩም : :
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 жыл бұрын
ክሐልፍ እዩ! ሐንጎሎም ጸገም ጌሮም እየ ዝብል! ክሐልፍ እዩ!
@habtualazar9506
@habtualazar9506 5 жыл бұрын
ጽፉፍ መግለጺ ንፍዕቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ
@er2531
@er2531 5 жыл бұрын
*Like ሃቡኒ ነብሰ ጾር ኢየ*
@solomonpetros2523
@solomonpetros2523 5 жыл бұрын
Mariam thrseki
@amanieldebesay560
@amanieldebesay560 5 жыл бұрын
Mejbrta biselam Hersie emo haftena
@yout521
@yout521 5 жыл бұрын
Gal tokeyna abaliga kkonelkiy eye 😊 Maryam Bselam tmsaekiy
@ነዚህዝቢነጻግደፍዎ
@ነዚህዝቢነጻግደፍዎ 5 жыл бұрын
ለማኖ በዚህኩም፡ወይለይ ታይ ኪትገብሪ ጠኒስኪ ዘይትመሃሪ፡ እዛ ሓፍትና ትብሎ ዘላ ይርደኣኪ ዶ ኣሎ?
@dejenmebrahtu2697
@dejenmebrahtu2697 5 жыл бұрын
Maryam bselam tmxaki nay mexai ADE.
@evenezer8433
@evenezer8433 5 жыл бұрын
ሰላም ዮኤል ምስ ሓፍትና ዝገበርካዮ ቃለ ምልልስ 1ይ ን 2 ይ ተኻታቲለዮ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ። ንእትገብሮ ዘከኻ ኣስተዋጽኦ ከመስግነካ መጀመርያ። ቀጺለ ንመጻኢ ቁሩብ ክትሓስበላ ዘለካ ሓንቲ ርኢቶ ክበካ ። ኣብ እትግርዎ ቃለ ምልልስ ነቶም ኣወንታዊ ኣስተዋጽኦ ኣብ እሱራት ዝገብሩ ሰባት ኣስማት ኮነ ዓዶም እንተ ዘይጠቀስኩም ጽቡቕ እዩ ።ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራ እንተ ኣልዮም በቲ ስርዓት ሓደጋ ከይወርዶም ጥንቅቕ ንበል። ነዛ ተባዕ ሓፍትና ድማ ምእንቲ ውጹዓት ኣፍ ስለዝኾነቶም ኣደ ንዓኪ ወሊዳ ትምከን ኣይብለክን ከማኺ ዝወልዳ ኣዴታት እልፊ ኣእላፍ ይውለዳልና። ከምቲ ዝበልክዮ ኢሰያስን እቶም ምስኡ ኮይኖም ዘጽንቱና ዘለዉ ናትና ኣይኮኑን እዞም ንሱ ንሕና ንሕና ንሱ ዝብሉ ዘለዉን ኣይናትናን እዮም ። ዓዶም ኣይፍለጥ ዓውዶም ኣይፍለጥ ናይ ኢሰያስ ኣሓቱን ኣሕዋቱን እዮም ኣይግረምኪ። ኣንበሲት ሓፍተይ ብርኽቲ ተካኢት ኣዴታትና !!!!!!!!
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 5 жыл бұрын
መርሓባ ክቡር ሓው፡ ስለቲ ተገዲስካ ዝጸሓፍካዮ ርእይቶ፡ ኣዚየ የመስግነካ። እዚ ሂብካዮ ዘሎኻ ምኽሪ፡ ኣዚዩ ኣገዳሲ እዩ። ሓውኻ ኣብ ኩሉ ይጽናሕካ እንዱዪ፡ ምኽርኻ መለበሚና ክኸውን እዩ። ደጊመ ኣዚየ የመስግነካ።
@dontgiveup8043
@dontgiveup8043 5 жыл бұрын
ሳሌም ሓፍትና ብጣዕሚ ብስልቲ ዋዕሮ ኤርትራ።ከማኺ የሕዋት ህላውና ብታዕሚ ዕድለኛታት ኢና።ኣጆኪ ብጣዕሚ ብስልቲ ሓፍትና ኣምልኽ ምሳኪ ይኩን።ኣጆኺ የሕዋት ኣፍርዪ።ማለተይ ንመሓዙትኪ ጽለውየን።I proud of you so much my best sister.
@luela4890
@luela4890 5 жыл бұрын
Bzey yegds salimey Marey blihki Aebdlietki Nibri Aegoki 🌹🌹🌹🌹❤🇪🇷
@berhanetesfai462
@berhanetesfai462 5 жыл бұрын
ሰላም በረከት ተባዕ ኤርትራዊት ካብ ክመጽእ ዝክእል ዳህላ ህግድፍ ድምብርጽ ከይበለኪ ኣብ ሓቂ ተሞርኪስኪ ዝሓለፍክዮ ተምኩሮ ኣብ ምድያ ወጺእኪ ምግላጽኪ መገዲ ትብዓት ምክታልኪ ዋዕሮ ጓል ሃገረይ ነተን ከማኪ ደቂ ኣንስትዮ ተደናግረን ዘሎዋ ዘበረብር ብድሆ እዩ። ኣጆኪ ኣጆና እቲ ጸልማት ክቅንጠጥ እዩ ሰላም።
@zareghere2606
@zareghere2606 5 жыл бұрын
ኣነ ንሳሌም ሓደ ካብቶም ብቐረባ ዝፈልጥዋ ውልቀሰብ ኢየ ፡ሳሌም ንሓቂ ሓቂ ኢላ ኣብ ቅድሜኻ ሓሶት እንተኾይኑ ውን ሓሶት ኢያ ትብለካ ምስ ንጹር መብሪሂታቱ።ስለዚ እቶም ኣብቲ ከባቢኣ ትነብሩ ህ.ግ.ደ.ፍ ጽን ኢልኩም ስምዕዋ ።መጀመርያ ኤርትራ ኣቐዲሙ ንጥፍኣት ኤርትራ ኣይትተዓጠቑ። ኣታ ሳሌም ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣለዋ ዝበልካ ግን ኣይትጋገ
@ogbaizerabruck5841
@ogbaizerabruck5841 5 жыл бұрын
selam Yoel I like show. kemziA zAmesla nxuhat Eritreawyan ahat mestewaleti mQrabka nemsgneka semieka zeyxgeb zereba habtna Selam Bereket qexlyo Goyta abzihu ybarki Eza gualey seb aleweA eza hager eziwn kiwgih iyu ajokum!
@aabraham9676
@aabraham9676 5 жыл бұрын
Salem, NifEti. Thank you for sharing your experience.
@ogbssolomon2803
@ogbssolomon2803 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽፉፉ ኣዘራርባ ኩሉ ሓቂ ኢዩ ዕድመ ይሃብኪ ዩኤላድማ ኣምላኽ ይባርኽኪ
@binilookglook1242
@binilookglook1242 5 жыл бұрын
ሓው ዩኤል ጽቡቅ ስራሕ እተቅርቦ ዘለካ ፕሮግራም ን ብዙሓት ኣብ ጉጅለ ህግደፍ ንዘምልኩ ይሕዋትና ይርደኦም ኣሎ ወጽዓ ናይ ህዝቢ።
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓው። ኣዚየ የመስግን ስለቲ፡ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበረታኻ። ምኽርኻን ደገፍካን ኣይፈለየና።
@hadasdebesu1204
@hadasdebesu1204 5 жыл бұрын
ዩኤል ሓወይ ናይ ብሓቂ ዝንአድ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ ብጣዕሚ እየ ዝከታተሎ ፈነወካ ፡ኩሎም ክአ ከማካ ኮይኖም ክሰርሑ ይምነ ፡ንዓካ ክአ ብ ሓቂ ኣምላክ ድካምካን ጻዕርካን ይርአየልካ ፡ቀጽሎ ኣጆካ ።
@ብሊና
@ብሊና 5 жыл бұрын
ካብዚ ህዝቢ እዚ ብምውላደይ ሓፊረ ናይ በሓቂ ዘሕፍር ዩ።ብማፍያ ስርዓት ከምዚ ኢሉ ክጋፋዕ ምስ እንታይ ክቁጸር ይከኣል። Sham on you eritrean people.our marteries gave Their life to live in freedom not to live under dictatorship so sorry.🤔🤔🤔
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 жыл бұрын
ክገርመካ ሊብያውያ ንሓደ ኢሰያስ ምኳን ስኢንኩም ኩሉኩም ካብ ትሃድሙ ዘይተካርጅዎ ኢሎምና ።
@mikimogos7808
@mikimogos7808 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእኽቲ ዩኤል ሃወይ፡ ሓንቲ ሓሳብ ግን ኣለትኒ፡ ካብቶም ተደፊኖም ዘለዉን ገለ ተቓወምትን ዓዲምካ ብስምዒት ዘይኮነ ብርድኢት እንተ ኣቕሪብካ ካልእ ይትረፍ እሂን ምሂን ምባል ኣይምጸላእክዎን።
@sunvectorious5684
@sunvectorious5684 5 жыл бұрын
LION YORSALEM JIGNA .YES HE IS CAST OF DEVOL.TO DAY WE ERI WE NEEED FREEDOM LET US UNITE LEBAM GUL HEWAN SBAH KFDEYU EYOM TESERYOM AZE MEKSA ATE AMLAK EYU MO N GETA NLEMN.KMLESENA....
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 5 жыл бұрын
ሥልይም ኤድማኣ ይሕብከኤ ዝግልኣይ ኣምልከአ ይሕብከኤ 🇪🇷🐅❤️😍👍👍🙏🐆🦋💓🌷🌹🇪🇷💪🐅💪💓
@ስምኦንንጉሰ
@ስምኦንንጉሰ 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ንፍዕትን ለባምን ሓፍትና ኣነ ልዕሊ ኹሉ ዘድንቃ ነዛ ሓፍትና ሓወይ ወዲ ዓደይ ኢላ ሽፉን ብዕፉኑ ዘይትሓልፎ ሙኻና አያ ኩላትና ኤረትራዉያን ካኣ ሓቂ ንልመድ ወላ ሓዉና ወዲ ኣዴና አንተኾነ አኮ የሕሊፍና ክንህብ ኣለና ምኽንያቱ ዝመሽመሸ ሰብ ሙሽሙሽ ሕብረተሰብ የፍሪ ናይ ባሓቂ ጸጋ ያሃብኪ ኣምላኽ ከተብርህለይ ዝደለኹዋ ሓንቲ ነገር ኣላ ኣነ መንፈሳዊት አየ ምባልኪ ከመይ አዩ ምኽንያቱ ፔንጠ አዮም ጋይላ ኣይንፈቱን ስዋ ኣይንሰትን ዝብሉ ወላ ውን ኣብ ኦርተደኩስ ከሙኡ አንተኾነ ግን አዛ መንፈሳዊት አየ ዝበልክያ ገሪማትኒ ኣላ ወላ ኣብ ምስትሜድያ ውጺኺ ኣይትዛረቢ ኣብ ኮመንት ተተብርህለይ ደስ ምበለኒ ጋል ኤረይ ቅጭን
@kibromtesfay1324
@kibromtesfay1324 5 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኩቡር ሓው ሓንቲ ካብተን ዝሓተትካአይ ሕቶ ከም ሳሌም ኮይነ ክምልሰልካ ኣማኒት ኦርቶዶክስ ተውህዶ እያ ።እቲ ጎይላ ኣይፎትን ዝበለቶ ምክንያት ክኣ ኣብ መጻሓፍ ቁዱስ ምዕ 5 ፥ 19-22 ዘሎ ሓለ ቃል ረኣዮ እሞ ኩሉ እቲ ዝሓተትካዮ ክምልሰልካ እዪ ኩቡር ሓው ተባረክ ።
@gatogato2852
@gatogato2852 5 жыл бұрын
ጅግና ሓብትና ተባረኽቲ ሓብትና።
@markusmueller09
@markusmueller09 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ መስተውዓሊት። ዝርድኦም እንተዝኸውንሲ እዞም ኩሎም ንህግደፍ ዘጣቕዑ፣ ንውድቀቶም የጣቕዑ ከም ዘለዉ ምፈለጡ ነይሮም። ሳሌም ኣጆኺ፣ ሸፍትነት ንዘልኣለም ኣይሰፍንን እዩ። ዘመን ሽፍትነት ክውዳእ እዩ።
@selamer8657
@selamer8657 5 жыл бұрын
Great job Salem u will be blessed
@temesgentemesgen1916
@temesgentemesgen1916 5 жыл бұрын
Wellcome Fanus (👁) Hizbi 👈
@missadem9914
@missadem9914 5 жыл бұрын
Im so proud of you my dear sister you are speaking on behalf of 1000 Eritrean women including my self, i had the same experience even worse. May Allah protect you and your family.
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 жыл бұрын
🙏ዩኤል ወረጃ ዝኮነት ብምምጻአካ የቀነይልና ንዓካም እንዳመስገኑካ እየ🙏 ሳሌም ንጽህቲ ኤርትራዊት እይኪ! ሐቂ ብሐቂ ዝተገበረ ዝርአይክዬ ስለዝኮነ! ጸማም ንዝኮነ ከምዝሰምዕ ጌርክዬ ኢለ እየ ዝአምን!!! አብ ሒወትኪ ምሉእ ጥዕና ይምነየልኪ👍 ብአኪ ዝኮርዕ ኤርትራዊ ሐዉኪ🙏
@issacmedin1731
@issacmedin1731 5 жыл бұрын
You are a brave human being. You will be an example for highest respect of our people. Keep on the good the job Issac
@bsryeeritrean5654
@bsryeeritrean5654 5 жыл бұрын
ንፍኣቲ ሳሊም😍💐. ኩልና መንኣሰያት ድቂ ኣንስትዮ ክንብግስን ክንዝረብን ኣልና. ኣተን ሓምደኣ ዝግርምኩም ብጣኣሚ ዓበይቲ ኣየን ሓድ ኣካ መንኣሰይ ይብልናን. ሓቅን ከኣ ተምታ ሲ ሻኣብያ ሬሳ ማታዉ ከያኣብየን 🤣🤣🤣
@estifanosmassias7823
@estifanosmassias7823 5 жыл бұрын
Thanks for sharing the truth God bless you
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 жыл бұрын
ንሓደ ኢሰያስ ምኳን ምስኣና ይገርመኒ 6 ሚልዮን ንሓደ ዲክታተር ምስ ቁንጣሮ ሰዓብቱ ።
@kidj5576
@kidj5576 5 жыл бұрын
አሱ አኾ አቲ ዘገርም
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 жыл бұрын
@@kidj5576 ይገርመካ እዩ ሕጅስ የተሓሳስበኒ ኣሎ ክንደይ ዓመት ክንነብር ኢና ፣ ከመይ ሲስተም ጌሩ ተጻዊትልና ምርዳእ እኮ ኣቢኒ ኣነስ
@samisebey6738
@samisebey6738 5 жыл бұрын
@@BETESEB1972 dey nsu eyu eti xegem bhasot gearu endyu askirna ksab tehawawisna anedned abilna ember nezi resah mukan zeymseana neyrna
@danielarsenal4952
@danielarsenal4952 5 жыл бұрын
Hhhhhhh ayeneot eyom etom whuhudat hahahah ala beal neskum
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 жыл бұрын
@@danielarsenal4952 ረሳሕ ሓንጎል ኣበይ ዲካ ትነብር ንህግደፍ ዝድግፉ ከምዚ ከማካ ተወልጄ ጥራይ እዮም ስቅ ኢልካ ጸወታ ጋንታ ቆልዑ ኣርሰናል ጥራይ ርአ ከይትመሃር ድኣ ድርባይ ቃንዛ ህዝቡ ዘየቀንዝዎ ጃጃዊ።
@lufydimonki2774
@lufydimonki2774 5 жыл бұрын
Wow I am so set my poor people this is heartbreaking story this is the whole nation need to know about it my people they are suffering why why why is our people our government beating the people I am speechless😭😭😭😭
@alemazeysu1156
@alemazeysu1156 5 жыл бұрын
Thank kebert haftiey jenga.god.job.all.gad.bless you
@muhurgebrehannes7651
@muhurgebrehannes7651 5 жыл бұрын
ኣብየት ብልሒ ናይ ብሓቂ በላሕን ለባምን አርትራዊት ባህ በሊ ዩአል ሓዉና ዉን ከምዙይ ገርካ በላሕትን ለባማትን ወጽዐአን ዝፈልጣ ክ ኣሕዋት ደቅንስዮ የሕዋትና ኸተቅርበልና ኮለኻ ፍናን ዩ ዝስማዓና ቀጽሎ ኣነ ኻ ቀጻሊ የ ዝካታተለካ መደብካ ኣዝዩ ዩ ዝምስጠኒ መደብካ ፈጺመ የ ዘየሕፋ በርትዕ ቅጽሎ ብርኽቲ ሃፍትና ኻኣ ኩሉ ሓቂ ዩ አዚ ትብልዮ ዘለኺ ኩለን ዘን ደቅንስትዮ ከማኺ ተዝኾና ቀደም ሰላም ምተረኽበ
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 5 жыл бұрын
ኤርትራውያን እዮም ምባልሲ ይትረፍ!! እምበርዶ ሰብ እዮም??? ህዝበይ እንታይ ኢና ንጽበ ደለና ISS ደአ ኣብ ኤርትራ እንድዩ ደሎ።
@sdssr2850
@sdssr2850 5 жыл бұрын
በሳል ወረጃ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ። ዩኤል ድማ በርትዕ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ አለና።
@Feven-x5b
@Feven-x5b 5 жыл бұрын
Haftna saliem tebiki zegatemeki mglaxki kab lbi na nemesgneki fanus hawna kea kemzin tebin temokron kgelxa zkla teqrbelna zeleka medeb nemesgneka enber mekera eritrawuyan b eritrawuyan kab zkewun newuhu alo selam yewrdela
@senaittekle5076
@senaittekle5076 5 жыл бұрын
ሐያል ኤርትራዊት ዐይኒ ደቂ አንስትዮ ናይ ብሐቂ እየ ደመስግነኪ ኮኾብ እግዚኣብሔር ይሐልኺ አንበሳ 🥰
@ghenetberhe5556
@ghenetberhe5556 5 жыл бұрын
God bless you
@lavitamaiko4157
@lavitamaiko4157 5 жыл бұрын
Wall Come waero Gal Eri jegna
@haylabyemane1502
@haylabyemane1502 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝሓፍተይ ዋዕሮ ኣንበሲት ህግደፍ ዝይገበሮ በደል
@michaelbeyene9677
@michaelbeyene9677 5 жыл бұрын
Wawwww nicely btami habibti confidences she right
@alemsegedabraham9298
@alemsegedabraham9298 5 жыл бұрын
እዝግዮ ዶ ኣውያት ይሓይሽ ኣቱም ሰባት !!!? ጸላ ኢኪ ይተሃረም ካልእ እንታይ ክንብል ዘራይ ስ ኢና ሓሚቅና
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 жыл бұрын
ክሐልፍ እዩ
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 5 жыл бұрын
ንፍዕቲ ክብርቲ ሓብቲ ኤርትራዊት ንኹሉ ከከም ዝግቦኦ መሊስኩሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ኣብ ሂወትኪ ድማ ዓወት ይምንየልኪ።
@wedieri491
@wedieri491 5 жыл бұрын
Wellcome deqi eri Yioley ybel medeb qetsali teqrbom hasab btaemi des zbl yu qetslo wetru ab godnka
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ዪኤል ኣምበሳ & ሰላም ሓብትና ኣጆኩም
@berie6325
@berie6325 5 жыл бұрын
#Salem smart ኢኺ። ዕድመን ጥዕናን ካኣ ይምነየልኪ ክብርቲ ሓፍትና !!!
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 5 жыл бұрын
Yoel haway anbasa god bless you,
@kibromtesfay1324
@kibromtesfay1324 5 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ዪኤል ሓውና እዚ ትገብሮ ዘላካ ነቶም ውጹዓት ኣፍ ኮንካ ናብ ህዝቢ ተመሓላልፎ ዘለካ መልእክታት ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዪ እግዚኣቢሄ ጸግኡ የብዝሓልካ በርትዕ ቀጺለ ነታ ዋዕሮ ኤረትራዊት ኣበይ እሞ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ዘይኮነስ ኩሎ ኤረትራዊ ከማኪ ዓይነት ሃገራዊ ኣታሓሳስባ እንተዝህሉ ነቲ ኣብቲ ዓዲ ኮፍ ኢሉ ዘሎ ስርዓት ነዚ ኩሉ ህዝቢ(ዜጋ) ዝበታትኖ ዘሎ ኣይኮነን ዓመታት መዓልታት ከማን ኣይምጸነሔን እንተኮን ግን ከይንሳማማዕ ተሳማሚዕና !!!!።
@saeedabdulkader3417
@saeedabdulkader3417 5 жыл бұрын
Yoel Nabsi all I can said is God Bless you. The job you are doing is history will tell. You are an icon you deserve to build a statue of yourself in Asmara. Please please we need more like this people to be heard. Encourage people to come out with their horror stories. The world need to hear what is going on. We need those responsible to be accountable and brought to justice. Thank you for your efforts
@redseakings3344
@redseakings3344 5 жыл бұрын
Be strong salemey haftey
@kebromtesfa3324
@kebromtesfa3324 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ከምዚ ኣብ ዚ መደብ ትገብርዎ ዘልኩም አግዝኣብሂር ኣምላኽ ይሓግዝኩም አምበር ናይ ሃገርና ታሪኽ ዘሕፍር ዩ ሎሚ ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ
@Asi4394
@Asi4394 5 жыл бұрын
Bravo .u are smart. Sle eti haki mzrabki. GBU
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 5 жыл бұрын
ንፍእቲ እግዚአብህር ይባርኽኪ
@zereelyas4501
@zereelyas4501 5 жыл бұрын
Hallo Selam you are The best One , i am agree with you, because no one is a winner between Support and against That is The Truth verey excelent that was my Idee. I will give 100×👍=Salem 🌷🙏🌷🙏
@puretransportations6367
@puretransportations6367 5 жыл бұрын
God bless Salim hafitey.
@sebumekseb2815
@sebumekseb2815 5 жыл бұрын
www.Salemey shkor kulu gzye jgna ajoki abgodnki alena habibti ana. Thank u Uela 😍
@berihuembaye7210
@berihuembaye7210 5 жыл бұрын
ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከማኪ ይብዝሓ ዝሓፍተይ
@eritreawit7916
@eritreawit7916 5 жыл бұрын
Uel Shkor nefue Selam dema ambesit
@sabatekeste5462
@sabatekeste5462 5 жыл бұрын
እዞም ጨነዉቲ ደገፍቲ ህግደፍን ብዓቢኡ ዉልቀ መላኪ ኢሰያስ ክጠፍኡ አለዎም እዞም ንወይጦ ህግደፍ ዝድግፍዎ ኩሎም ናይ መንነት ቁሉዉላዉ ዘለዎም እዮም
@huruyteklu3828
@huruyteklu3828 5 жыл бұрын
ሎሚ በላሕ ተረኪባ። ኣበይ ደኣ ነይርኪ ውደይ
@weditesfay5985
@weditesfay5985 5 жыл бұрын
😭😭😭😭😭 አሕ ሕጊ ዘይብላ ሃገር እዚ ዩ ትርፉ
@daniwedieri741
@daniwedieri741 5 жыл бұрын
Nay bhaqi zasr higi yezey alo kula guhila eya tkewn zhza quwam sle zeyele bztkalena meten dmocrasawitn quwamawitn hager kngebra Eri hagerna knxer alena bflay adetatnan yhwatna menseyat dqi anstyon ajona ajokn aynhmeq selam snitn nhzbi Eri ykun🙏🙏🙏🇪🇷
@ፍቅሪህያብፈጣሪ
@ፍቅሪህያብፈጣሪ 5 жыл бұрын
Entay emo kengaber eni hugdf gohafet anxer eritreawyan koynome
@weditesfay5985
@weditesfay5985 5 жыл бұрын
@@daniwedieri741 ዝያዳይ ኩሉ ኣብዚ ሓሳብካ ይሰማምዖ ዩ ልዕሊ 80 ሚልዮን ህዝቢ ጀርመን ሕጊ ይመርሖም የክብርዎ ድማ። ንሕና ግን ደድሓየለ ክመርሓና ዘይ ኮነስ ዝዋጥጠልና በዚሑ ኤረይ ሕዝን ኣቢለልኪ።
@daniwedieri741
@daniwedieri741 5 жыл бұрын
@@weditesfay5985 Ajoki halaley kemzi zbelkyo xbuqi ayrekebnan ezi kulu meswati abotatna nezom gujalalu hgdef tray koynu hager kem zeyblna dege tederbina gn ajona tray serat halafi u hzbi gn ayhalfn u ajokum yhwat bhabera aynhmeq tray and Love u shkorina Gul hagerey😍🇪🇷
@weditesfay5985
@weditesfay5985 5 жыл бұрын
@@daniwedieri741 ብሓቂ ደስ ዝብል ሓሳብካ ደቂ ሓላል ሃገረ ዘይ ወግሕ ጸልማት የለን selamkum ybzah 😘😘🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷😍
@senaittekle5076
@senaittekle5076 5 жыл бұрын
አበይ ነርኪ ስጋብ ሕጂ ከማኺ ኤርትራ ናይ ብሐቂ እየ ዝፈትወኪ አበይ ይረኽበኪ ሰላም
@sababerhane3111
@sababerhane3111 5 жыл бұрын
Anbesit ertraeit E/her yibarki 🙏🙏🙏
@gaimdesta1419
@gaimdesta1419 5 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሓፍትና ሳሌም ስለቲ ብዛዕባ ኣቦና ቁዱስ ወብጹእ 3ይ ፓትሪያሪክ ናይ ኤርትራ ዝሃብክና ሓበሬታ እንዳ ኣመስገንኩ ከምኡውን በቲ ሕማቅ ስርዓት ኣብ ኣቦናን ኣባኽን ከምኡውን ኣብ ካልኦት ኤርትራውያን ዜጋታት ዝውርድዎ ግፍዕን ስቃይ ምክፋልኪ ደጊመ የመስግን። እታ ንኣቦና ኣቱም ኢለዮም ኣሪሞምኒ ዝበልክያ ግን ኣቱም ፡ ንሶም፡ ንስኹም ፡ንሰን ፡ንስኽን ፡ ዝብሉ ቃላት ናይ ኣክብሮት እዮም። ንኣብነት ንመሓዛኻ ብስሙ ኣይትዝንጥሎን ኢኻ ኣቱም ኢኻትብሎ ወይ ትብላ ንሰብ መዓርግ መምህር ፡ ሓኪም ፡ካህናት፡ ጳጳሳት ወዘተ ኣቱም ኢልካ ኢኻ ትጽውዓም። ኣቦና ድማ ብዕድመን ብመንፈስን እቶም ዝዓበዩ ኣቦ ስለዝኮኑ ኣቱም እዩ ዝግበኦም።
23 November 2019
51:37
FaNus NetWork
Рет қаралды 71 М.
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 54 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 8 МЛН
Lazy days…
00:24
Anwar Jibawi
Рет қаралды 9 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 38 ( BY BRUNO )
39:44
Awra Tube
Рет қаралды 92 М.
ነቲ ሓቂ ንፍለጦ/EPISODE 06
1:10:23
Om Hiwet Global -- ኦም ህይወት
Рет қаралды 114
ምስክር ቐረባ ቤተሰብ ኣቡነ እንጠንዮስ
55:16
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 54 МЛН