#fkri

  Рет қаралды 8,755

FKRI YHSHENA TV ፍቕሪ ይሓሸና ቲቪ

FKRI YHSHENA TV ፍቕሪ ይሓሸና ቲቪ

Күн бұрын

Пікірлер: 47
@NebiatOgbamichael-uo2di
@NebiatOgbamichael-uo2di Ай бұрын
ብሐቂ ብልቲ እኪ ትርሐስ ንፍቅሪ ምጉስጋስኪ እግዚኣብሔር ይባርኪ ልብኪ ዝደልዩ ኩሉ ይሃብኪ 🙏💝💖❤️
@trhashadish4054
@trhashadish4054 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ nay behaku leban egizabihr mihret yewrdena❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@NebiatOgbamichael-uo2di
@NebiatOgbamichael-uo2di Ай бұрын
ሰላም ወሰናይ ትርሐስ ሐፍተይ ቃል ኣምላኽ ንሰላም ድለያን ሰዓባን እዩ ዝብለና እሞ ናይ ሰላሙ መሳርሒ ይግበርኪ መጎስ ይሃብኪ አነውን ብጸሎት ክሐብረኪ እየ ተባረኪ ሐለዋ እግዚኣብሔር ኣብ ዙርያኹም 🙏❤️💝💖
@ebrhimosman619
@ebrhimosman619 Ай бұрын
Salamat terhas ajoki jigna gual Eriyyy xaeda!!!💕 ja Naybhaqi xebuk aleki terhasino Edmen tennan yehabki fatari inshallah 🥀 🤲🤲🤲🥰 labam haqinia seb eiki emo ajoki terhasino 🌸🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀👊🤙💪👌🥀✌️✌️✌️✅✅✅
@TrttyTrttyas
@TrttyTrttyas Ай бұрын
🙏❤🙏
@mediaredsea3856
@mediaredsea3856 Ай бұрын
Nay bahaki sister 😢😢😢❤
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 Ай бұрын
ሕቶ መንዩ ክሃርም በተክርስትያን ከይዱ?ስጋብ ሕጂ አብ መላእ አለም ዘረግቲ ጸላም እዮም ፍርድቤትን እስርቤትን ዘለዉ ባእሎም ዝአገዱዋ መጋርያ ይስሐንዋ 🙏
@Ehhhhbbxncnnc4485
@Ehhhhbbxncnnc4485 Ай бұрын
ጽቡቅ መልእክቲ ትርሓስ ሓፍተይ።ብፍላይ 2ሬሳ ኣቀሚጦም ብዛዕባ ቤት ክርስቲና ካራ ተረኪቡ ክብሉ ክዛረቡ ምስ ሰምዕኩ ብጣዕሚ ይጉሂ። ነቲ ሞት ዋጋ ኣይሃብዎን።
@TsgeTadese
@TsgeTadese Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 Ай бұрын
ብፍሑኽ ፍሑኽ ብበጠበጥ ዝለአኾም ሰሚኦም ንነብሶም አብ ሐደጋ ይድርብይዋ ቶም ዝለአኽዎም መስዋእቲ እና በሉ ይሰርሕሎም እስኺ ንባእልኺ አገብ ምዚኦም ምኻድኪ
@azamitukubay6011
@azamitukubay6011 Ай бұрын
Egziabeher yerdae
@SiedOmer-xo7tp
@SiedOmer-xo7tp Ай бұрын
ኣሜን ጉል ሓውባይ ሓቂ የሕሽን
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 Ай бұрын
Xubuq aleki kbrti habtna. Izgiher xeliulna intay kngebr. Itom kemu zgebru LBI yihabom. Bezi yebqei. Fetari baelu xlalu yenbrelkum. Very sad 😢😢😢
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ Ай бұрын
ከም ወትሩ ን ዝርድኦ👂? ናይ በሓቂ ለባም👂ዘረባ👍👍👍 ሰላም ነበርቲ እስራኤል💔🇮🇱 ሕቶ ንዓኹም?? ኣብ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ🇻🇳 ብዙሕ ጨፍጫፍ ብ ኣምሓሩ🇪🇹 ተፈጺሙሎም😢😢 ግን ግን ደቂ ደቂ🇻🇳 ትግራይ ኣብ ስደት ዲያስፖራ ዘለዉ ን ኣምሓሩ🇪🇹 ክቐትሉዎም ክርቡሹዎምን ኣይ ረአኹን?? ወይ እንተ ን ኣምሓራይ ኣብ ስደት ቀቲሎም እንተ ኮይኖም ጭብጢ ቭድዮ ዘርጉሑልና ክንኣምን!! ኣብ ሱዳን ብዙሕ ብዙሕ ሕድሕድ ኲናት ጨፍጫፍ ኣሎ😢😢 ግን ግን ዝኾነ ሱዳናዊ ኣብ ስደት ዲያስፖራ ክቃታተሉ ኣይ ረአናን👍 ስለምንታይ ደኣ ንሕና ካብኣቶም ዘይ ንማሃር ወይ ስለምንታይ ንቃተል😢 ስለምንታይ ኣብ ዘየድለና ደምነት ንኣቱ😢😢😢?? ኣስፊሕኩም ኣስፊሕኩም ሕሰቡ👍👍 ንሕና ነበርቲ ኤሮፖ፣ካናዳ፣ኣሜሪካ፣ በዚ ዘለናየን ሃገራት ሕገን ኣኽቢርና ኢና ንኸይድ ን ስለ ሂወትናን መጻኢ ንደቅናን ክሑሾም ተኣዝዝና ብሕጊ ኢና ንኸይድ👍👍 ሶ ኣብ ልዕለኹም ጌጋ ነዉሪ እንተ ተዛሪብና ዓገብ😢 ዓገብ በሉና ወላ ኣስማትናን ዓድናን ጠቒስኩም ከይ ተሰከፍኩም ዓገብ በሉና👍 ነበርቲ እስራኤል💔🇮🇱 እታ ሓዊ😭 በዕልኹም ቃንዛኣ ስለ ትፈልጡዋ፣ ከም ቀደምኩም ተኸባቢርኩም ሰስራሕኩም ስርሑ፣ ወለድኹም😭 ናፉቖትኩም😢 ይኣኽሎም፣ መጻኢ ደቅኹም😭 ሕሰቡ😢 ሰላም ግበሩ ካብ ሰላም ዝዓቢ የለን🙏🙏🙏👍👍👍
@RahmaSuleman-z4w
@RahmaSuleman-z4w Ай бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@fkriyhshenatv5461
@fkriyhshenatv5461 Ай бұрын
እዛ ሕቶ ኣገዳስት ያ ፡ዘገርም ናትና ነገር 💔🇪🇷💔
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ Ай бұрын
@@fkriyhshenatv5461 ካብቶም ሕማቕ ዘይ ወጻኪ ዓባይ ሰብ ፍቕሪ ይሕሸና መዝሙርኪ✅✅ ኣነ ብሩሑቕ ኮይነ ክዕዘቦ ከለኹ ናይ እስራኤል ደምበ ተቃዉሞ ዝተፈላለየ ሓሳብ ዘለኩም ኮይኑ ይስማዓኒ" ገለ ኤረትራ ን ኤረትራዉያን ዝብሉ፣ ገለ ትግራይ ትግርኚ፣ ተወሳኺ ናይ ኣጋዝያን ሓሳብ ዝሓዙ፣ ኩሉ ተደማሚሩ ናብ ሓደ ከምጽእ ዝኽእል ሓሳብ ኣይ ርከብን ሶ ብከሙኡ ኡ ኢዩ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ክሰምዕ ዝግባእ በብስሚዒትካ በብናትካ ምኻድ ካኣ ግዳይ💔 ባእስን ቅትለትን😭 ማእሰርትን ይኸዉን። ኣጆኺ ክትወጺ ንካናዳ ካኣ ኣብ ግምት የእትዉዮ ቲቲ ዓባይ ሰብ እቲ ዓዲ ምሳኺ ዝኸይድ ኣይ ኮነን ፣ ኣምላኽ ሰላሙ የዉርደልኩም🙏
@yonasyoni6474
@yonasyoni6474 Ай бұрын
Amlak mhretu yewrdelkum yhwat ab Israel 🇮🇱 tkmetu yehwat ........😢😢😢😢😢
@helentesfu-u3h
@helentesfu-u3h Ай бұрын
Ewayyy 😂😂😂😂😂😂
@yemanefissahaye9006
@yemanefissahaye9006 Ай бұрын
እዚ ክስገር ዘይብሉ ምኽሪ ለባማት እዩ ኣብ ልብና የሕድሮ፡ስላምን ዕርቅን የዉርደሎም፡
@Asmeret-o8d
@Asmeret-o8d Ай бұрын
Yeah ❤❤❤❤❤❤
@hntsarussom
@hntsarussom Ай бұрын
Nay bhaki
@kidane1289
@kidane1289 Ай бұрын
Seb dem nebuo kab gize nab hize selam harmiwo lebamat yesaenom nseam zemaekilwo😢😢😢😢😢
@dermasproduction
@dermasproduction Ай бұрын
😭💔💔💔😭
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 Ай бұрын
ትዘረባኺ ገሊኡ ሐቅነት አለዎ ገሊኡ ካብ ሐቂ ዝወጸ አብ ሃገርሮም ስርአት አይ ተሰማመኦምን ቤተክርስትያን መጺኦም ሰላማዊ ሰብ ክቀቱለ አገብ ቤት አምላኽ ዝደፈሩ እዚ ክንእሶም
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂
@yordanosmogos9719
@yordanosmogos9719 Ай бұрын
😭😭😭
@senaitabraham6187
@senaitabraham6187 Ай бұрын
ትርሒሸይ ኣምላኽ ሰላሙ ይሃበና ሎምስ መሪሩና እንታይ ከምንበል ጠፊኡና
@ebrhimosman619
@ebrhimosman619 Ай бұрын
ni etiyom meniseyat ka aqlin teqigistin yehabom fatari inshallah 🥀🤲🤲🤲💕😭😭😭🤔🤔🤔✌️✌️✌️
@tesfomandemariam
@tesfomandemariam Ай бұрын
ንምንታይ ግን ማኣከአላኣይይ ምመርገጺ ምውሳድ ቅንዕና ድዩ ዝኸውን ዘሎ እቲ ደላይ ፍትሒ ንቕትለት ጀማሪ ይኸውን እንተሎ ግቡእ ነቐፌት ምሃብ ቅንዕና እዩ ብግቡእ ከኣ ምነቐፍናዮ እንተዘየሎ ንስምዖ ዘሎና ግን ቅትለት ብህግደፋውያን ይጅመር ኣሎ ግብረ መልሲ ኣብምሃብ ከኣ ሓላፍነቶም እዩ ተቐቲልካ ብዝኸድካዮ ኪድ ኣይባሃልን ዓገብ
@Faytinga
@Faytinga Ай бұрын
😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@sgtgs1707
@sgtgs1707 Ай бұрын
ሓብተይ ብመጀመአታ ከምቲ ትብልዮ ዘለኺ ሓቂ ኢዩ, ኣምላኽ ከኣ ምስቶ ኣይብኢዶም ኣይብእግሮም ሃገረይ ስለዝበሉ ዝሕረዱ እንተኮይኖም , ኤርትራውያን ኣብ ብምሉኡ ዓለም ዘለና ኣይኮነንዶ ብግፍዕታት ክንዛረብ ንሕጊ ዓለም ኢና ንዛረብ ዘለና። መጀመርታ ከኣ ፈጣሪ ባዕሉ ንቶም ነዚ ህዝቢ ሰላም ከሊኦም ዓገብ እበለልና። ነቶም ጁቡኦም መሊእዎም ብኣሻሓት እንዳ ሰለሙ ህጻባትና ካብ ዓለም ንኽፍለዩና ዝምግቡ ዘለዉ ጽባሕ ናብኦም ከምትምለስ ኣይትረስዒ። ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ደም ጥዒምዎ ኢዩ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ኮይኑ ኡይ ዝብል ዘሎ, ኡይ ክብል እንከሎ ከኣ ከምቶም ኣዛብእ ናይ ዪቲዮጵያውያን-ትግራዎት ንጅቡኡም ዘይኮና ንህዝብና ንመንነትና ንኽብሪ ሃገርና፡ ብ ዓለማዊ ሕጊ ኢና ንቃለስ። ስለዚ ተቓዋሚት ህዝቢ ኤርትራ እንተኮይንኪ ንስኺ ኢኺ ናብ ሃገር ክይድኪ ምስቶም ጎዞሞ ሒዞም ኣብ ዓዲ ጓኖት ኮይኖም ዝቐትልኡ ዘለዉ ሰባት ሒዝኪ ኣብ መሬት ክቃለሱ ክትሕብሪ ዝግበኣኪ። ስለዚ ዘይከውን መደረ ኣይትሃቢ።
@hagosgebreslase4088
@hagosgebreslase4088 Ай бұрын
Asasta keranat nab gaemamat gebenja Isaias zbedeleka zelo zlemlem mnday aykonen
@AbrahatGebradam
@AbrahatGebradam Ай бұрын
ብሐቂ፣የለን፣ዘረባኪ፣ሐላል፣ሐደራ፣እዘም፣ደቀይ፣ሰዐብዋ፣ሐደራ፣ደቀየ፣ስዐብዋ፣ደቀይ፣ሐደራ፣ሐደራ፣ደቀየ፣፣
@goitomnegassi3888
@goitomnegassi3888 Ай бұрын
ክልተ ኣሕዋት ዘብል የሎን እቱ ዓቢ ገበልን ነቱ ንጹህ መንእሰይ ይበልዕ ምባል ይሓሽ መጻጽ
@merhawitgezai4021
@merhawitgezai4021 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ Ай бұрын
ሰላም ሰላም ነበርቲ እስራኤል፣ ኣብ ካናዳ( ቶሮንቶ) 02/9/24 እዞም ባራዩ ህግደፍ ፌስቲባል ጌሮም ፣ ን ይርጋዉ(ጫሕማን) ደጀን መንገሻን ንዑናይ ክሳብ ( 000) ዝተርፉ ንቅቶሎም ኢልና ደዊልናሎም ኣብዮሙና፣ ደጀን መንገሻ ን ኣፍሪቃ መገሻ ቭሮግራም ኣለኒ ወረቓቕተይ😳 ከይባላሸወኒ ክጽዩቑለይ ኢዮም ኢሉ ኣብዩ ቴለፎኑ ኣብ እዝንና ዓጹና። ስለዚ ነበርቲ እስራኤል💔🇮🇱 ካብዚኦም እንታይ ትማሃሩ??😢😢😢 " ንዓና ካብ እስራኤል ወጻኢ ዘለና ዘይ ንገብሮ ብኣፍና እንተ ኣራሰናኩም ኣይ ትስሙዑና oky👍👍👍
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Ай бұрын
Titi ansti hgdeg areman eyan aytdengxulennnsrn bflay deki awraja Akeleguzai yahwatenbbgenzeb teasiben yserha alowa ktwegh eya ab resen eyu ezi mektelti neusatey deleyti fthi😭😭😭😭😭😭
@fishfish5507
@fishfish5507 Ай бұрын
ደምነት 2 የሕዋት መን ኢሉኪ የሕዋትና ንስኺ ዲኺ የሕዋት ክትገብርና ረሳሕ የሕዋትና ኮይኖም ኣይፈልጡን እዮም ህግደፍ
@tedrosfesehatsion6723
@tedrosfesehatsion6723 Ай бұрын
ክላእ ስቅ በሊ ዒሉ መንግስቲ ኤርትራ ጠንቂ ኮይኑ ኣይፈልጥን እዚ ኹሉ ጠንቒ በቶም ጥማዕ ተጋሩ ኣውራጃውን ክነቅሑ ዘይክሉ ተዛረብቲ ኣእማን ብወያኒ ተላኢኾም ህይወት ኣሕዋትና ዝወስዱልና ዘለው ጽባሕ ኣብ ፍሉሕ ዘይቲ ክጥበሱ ምዃኖም ይፍለጡ
@militenegasi172
@militenegasi172 Ай бұрын
አቲ ጻድቅ ሌባ ነቶም መስቀልን ሽጉጥን ጎዞሞ ሒዞም ሰብ ዝውዱኡ ዘለዉ ደቂ አብርሃ ካሳ ምዓድዮም ምስኺ አለው
@goitomnegassi3888
@goitomnegassi3888 Ай бұрын
መጸጸጽ ናትኪ ካ ሓሳዊት ህግደፍ
@yirgalemenabi3020
@yirgalemenabi3020 Ай бұрын
mendef yinklka sidey tsbuk zaywtskum midra zari margem
@mussielegese8072
@mussielegese8072 Ай бұрын
ክላ ስቕ በሊ ከዳዕ
@meazaabrham2629
@meazaabrham2629 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 30  ( BY BRUNO )
41:54
Awra Tube
Рет қаралды 210 М.
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,9 МЛН
Good teacher wows kids with practical examples #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 13 МЛН
Shiteno - ሺተኖ // New Eritrean Full Movie
1:38:55
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 89 М.
ዘተ ዛዕባ ብርጌድ ንሓመዱ ብሰላም ምጽኡ!!!
1:26:50
Desale Tikabo ዓዜን
Рет қаралды 9 М.
በሪ ኣማን ብ ኣወል ስዒድ/BERI AMAN BY AWEL SAID
1:04:50
Zafu Kiros | ዛፉ ኪሮስ | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
50:48
Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Рет қаралды 7 М.
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34