ደሃይ "ተፃዋታይ ጭራ ብዱጉሪ ህፃን ኣረጋዊ !! " -- ድሕሪ 4 ዓመት እንታይ ገጢሙዎ?

  Рет қаралды 90,616

Wushatena Media - ውሻጠና

Wushatena Media - ውሻጠና

Күн бұрын

Пікірлер: 309
@abedaberhan
@abedaberhan 5 ай бұрын
መምህረ ሙሉ አቦ ወፁዓታት እግዚአብሔር ዕደመን ጥዕና ይሃብኻ❤
@SaraKahasay
@SaraKahasay 5 ай бұрын
@@abedaberhanመምህር ሙሉ ባሓቂ ለባም ተቃላሳይ ኣቦዉፃዓት ጅግና ዕድመን ጥዕናን ያሃቡካ ፈጣሪ ልሓፍተይለ ክንዱ ቢሱል ጥራይ ገሉ ያዓድልኪ ፈጣሪ
@hfz-o2b
@hfz-o2b 5 ай бұрын
መምህር ሙሉ ፈጣሪ ሓይልካ ሓይሊ ሓፂን ይግበረልካ ብዝወለድካዮም ተሓጎስ
@ዓለመይ_youtube
@ዓለመይ_youtube 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ መምህር ሙሉ ጎታ ንጉስ ህዝቢ ትግራይ።
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 5 ай бұрын
መምህር ክብረት ይሃብካ ወለዶ ኣብ ምድሓን ትገብሮ ዘለካ ፃዕሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏❤❤
@Meki-ቀራንዮ
@Meki-ቀራንዮ 5 ай бұрын
😢😢😢😢ዓክክክክክክክሕግዞ ድሌት ነይሩኒ መምህር ቀረባ ድዩ ትምለስ ትክእል
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 ай бұрын
ምምላሱ ኣይተርፎን
@ምስግናይንፈጣሪይኩን
@ምስግናይንፈጣሪይኩን 5 ай бұрын
መምህር ሙሉ ኣቦ ውፅዓት❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና❤❤❤❤❤አይይይ ስቓይ ህዝብና💔ፈጣሪ የዕቢኻ ዛሓወይ ኣጆኻ ጠንካራ ኢኻ ዛሓወይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ🙏🙏🙏
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 5 ай бұрын
መምህረይ አንኳዓ ሰላም መፃኩም ህፃን አረጋዊ ብጣዓሚ ጎብዝ አምላክ አብዝላዕለ ደረጃ ይብፅሕካ ፈጣሪ 🙏🙏💖💖
@zarahiwet1
@zarahiwet1 4 ай бұрын
መምህር ምሉእ ኩሉ ትገብሮ ዘሎኻ ካብ እግዚኣብሄር ክትረኽቦ ኢኻ፡ ሽሕ ዓመት ንበር መምህር፡ ሰብኣውነት እንበር፡ ሰብ ዘይፈላሊ ኣቦ ውጹዓት።❤❤❤❤❤
@Tigray122
@Tigray122 5 ай бұрын
እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ መጻኹም 🙏🙏🙏ልዑል እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን 🙏🙏🙏
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 5 ай бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤ ማዓረይ ህፃን ቆላዓሰ እግዚአብሔር አምላክ ምሰጢርን ጥበቡን ይግለፀልካ አየ ዞም ርጉማን ክንደይ በሰላ ድዮም ገዲፎምልና ዘይሃሰስ😢😢
@Madina-q1p
@Madina-q1p 5 ай бұрын
መምህረ ሙላተይ ንሕና ዲና ጠፍእና ወይስ መምህርይ ብዝከነ እንቃዕ ብስላም መፃእኩምና❤🎉🎉ብጣዕሚ እየ ዝክብረኩም❤❤🎉🎉🎉ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝም ደቅይ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 ай бұрын
እናጠፋእኹምናባ😄 ሼር ግበሩዎ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 5 ай бұрын
ዋለ ኣነ እየ ናይ ሰላም ድዩ እና በለኩስ ጠይቀስ ንሰኪ ኢኪ ዘየለኪ ተበሃለ እንካዕ ብሰላም መፃካ መምህርይ❤
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 5 ай бұрын
እዚ ዝገርም ድምፅካ ተጠቀመሉ መምህር ሙሉ !!🤝✊👏
@haftumenberu9667
@haftumenberu9667 5 ай бұрын
ብጣእሚ ዝገርም ቆልአ እዩ ፅንአት የሓብኩም ፀላእትና ናይጅንታ ክራር ማርክና ኢሎምናነይሮሞ አይንርስ ኦይንርስ ኦይ❤❤❤❤❤
@Yome-hb3bh
@Yome-hb3bh 5 ай бұрын
መምሕር ሙሉ ዝግርም ናይ ድምጺ ተዉሕቦ እዩ ዘለካ ❤ ብዝኾነ ህፃን ፡ኣረጋዊ ዝግርም ጥበብ እዩ ዘለዎ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 5 ай бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ንበረልና ❤️🙏🙏🙏
@brllabay3842
@brllabay3842 5 ай бұрын
ጎይታዋይ እግዚአብሔር አምላክ ሓይልካ ሓይሊ ሓጭን ይግበሩ ማዓረይ😢❤❤❤❤❤
@maedottube6203
@maedottube6203 5 ай бұрын
ኣይይይይይይይ እዋይ ተጋሩ ረኺብኩሞ ዘለኹም ንዓኹም ዘይኮና ዓመታት መጺአናኹም በሉ'ስከ ኣምላኽ ይወድኣልኩም እግዚኣብሄር የጽንዕኩም ።
@hfz-o2b
@hfz-o2b 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን
@kinfebirhane2446
@kinfebirhane2446 5 ай бұрын
ብሓቂ የብኪይን የሕዝንን። ዓሕ ዛትግራይስ መዓዝዩ ክሓልፈላ ስድራ አብ ኢድ ህፃውንቲ ተሪፈን አረ ንሰን እውን ብእግዚአብሔር ሓይሊ ዝተረፋ እየን። ኣይ ካብ ሰባ ካብ እንስሰኣ ባዶ ቀርያ ትግራይ። ትግራይ ፈጣሪ ግዘኺ ይመልሰልኪ።
@aishaais8070
@aishaais8070 3 ай бұрын
መምህር ምሉ ናይ ሰናይ ስራሕ ምርአያ ፈጣሪ የሐልወልና ብሰላም ብጥእና።
@esteresterr7065
@esteresterr7065 5 ай бұрын
መምህር ዕድመን ጥዕና ን ይሃብካ
@AbraeshGaresea
@AbraeshGaresea 4 ай бұрын
ጎይታዋይ ዕድመን ጥዕናን😢😢❤❤❤
@MamoHaile-jg5ct
@MamoHaile-jg5ct 5 ай бұрын
አገንዕ ወዲ ጅግና ጅግናእዬ ስርቂ አይተማሃረን ካብወለዱ ፃሕቲሩ ዝበልዕ ሐቦኛ መሪር ጅግንና ህፃን አረጋዊ! !
@דבריהטקאה
@דבריהטקאה 5 ай бұрын
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👏👏👏👏👏👏🦁❣️❣️❣️❣️❣️❣️
@swswiy9610
@swswiy9610 5 ай бұрын
😢ኣብዘይ ዕድሙኡ ሓላፍነት ተሸኪሙ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም
@MedhinSolomoun
@MedhinSolomoun 5 ай бұрын
ኣጀክ ዛሓወይ ጠክር ዛሓወይ ትምህትክ ተማሃር ካሓልፍ ኢዩ
@RabihhCall-i1x
@RabihhCall-i1x 5 ай бұрын
ዋየማዓረይ ሓላፍነት ተሸክሙ😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ጓልማይፀብሪ
@ጓልማይፀብሪ 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ❤
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዕረይ ❤❤❤❤❤
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed 5 ай бұрын
መም ሙሉ ፈጣሪ ምሉእ የትሕዝካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ
@ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ 5 ай бұрын
መምህረይ አቦ ውፀዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤❤❤❤❤
@اللالل-ج1د
@اللالل-ج1د 4 ай бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤
@goytomredae-he4wr
@goytomredae-he4wr 5 ай бұрын
ክቡር መምህር ሙሉ ሓንቲ ሰሙን ናብ መቐለ ኣምፂእኻ ቁሩብ ሞያዊ ሓገዝ ተዝረክብ።
@SaalmA-e1j
@SaalmA-e1j 5 ай бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ ማዓረይ ከማካ ዘበለ ወደ ሓወይ ኣለኒ ደከታም በዘሞ ኣራዋት እሸዓበያ ዘጠፈኣ ሓወይ ግን ናዓካ ምሰ ረኣኩ በከየ
@ekubayhadush2284
@ekubayhadush2284 5 ай бұрын
ንዝኸፍኦ ፅቡቅ ኢኻ እትምነ እሞ ኩቡር መምህር ፅቡቕ ተዓደል። ሰናይ ተግባርካ ድማ ቀፅለሉ።
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و 5 ай бұрын
ጎይታዋይ ካብደይ በሊዕኒ😢😢 በጃኩም ብዘለና ንሓግዞ
@Zeleul-f8r
@Zeleul-f8r 5 ай бұрын
መምህር እግዝሔር ዕድመን ጢዕናን ይሐብካ ።
@Zawdumegabi
@Zawdumegabi 5 ай бұрын
መ/ር ኣቦ ዉፅዓት ❤ ናይ ኢዶም ኣይሰኣኑ ኣሕ ዞ ሓሳዳት 😢
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
@HiwanNgus
@HiwanNgus 5 ай бұрын
ብዓል ሕድሪ መምህረይ❤❤❤
@maekel6789
@maekel6789 5 ай бұрын
መምህር ፈጣሪ ይጨምረለካ ቋንቋው ሁሉም ባይገባኝም ትንሽትንሽ ነው የማቀው ትግረኛ ልጆቹ ግን ጀግና ልጅ በተሰብ አስተዳዳሪ ፈጣሪ አሳድግህ ኸይር ነገር ይወፍቅ የላቡን የሚበላን አላህ አይረሳውም ያልፋል ኡፍፍ💔😢
@BirhaneTaddesse
@BirhaneTaddesse 3 ай бұрын
መምህር ሙሉ ኣቦ ውፅዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኢ/ሄር
@MuluGermay
@MuluGermay 5 ай бұрын
ዋይ ወደይ ፆር ናባካ ዶ ወረዱ😢 አጆካ ትምህርትካ ንፋዕ ዝወደይ
@MieriAraya
@MieriAraya 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@محمدمحمد-ت9
@محمدمحمد-ت9 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ፅሩይ ❤❤❤❤❤❤❤😘
@ZEWDEGdey
@ZEWDEGdey 5 ай бұрын
ያሕዝን ዓሕ
@shewit3442
@shewit3442 5 ай бұрын
እህህ 🥺ወዲ ነይ ክንደይ ጉድ ዩ ተሸክሙ እንሀ ህዝበይ 💔 ይዕብኻ ፅቡቆይ❤
@Bini-vk3cx
@Bini-vk3cx 3 күн бұрын
ዕድመን ጢዒናን ያሃብካ መምህረይ
@mefbr07
@mefbr07 5 ай бұрын
ዋይኣነ! እንዙይዶ ምደኽተሙ!! መ/ር ሙሉ ግን ብሓቂ ሙሉእ ሰብ ኢኻ ኣቦ ውፁዓት ኢኻ:: ክብረት ይሃብኻ ወደይ::
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 4 ай бұрын
ጎይታዋይ እግዝአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 😢❤
@mebratuabadi7957
@mebratuabadi7957 5 ай бұрын
መምህር ሙሉ ብጣዕሚ ደስ ፕሮግራም አቕሪብኻል እምቡር መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
@teferihagos1033
@teferihagos1033 5 ай бұрын
አይዞኻ ቀፅለሉ
@aexum1597
@aexum1597 5 ай бұрын
Selam memhr melu edmen tena yhabka fetary 🙏🏾aeb aeby derja yebshka fetary 🙏🏾❤❤❤
@shid1221
@shid1221 4 ай бұрын
ጅግና ሀወይ በርትዕ አጆኻ
@user-en4zd4jr7y
@user-en4zd4jr7y 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤የዕብዮ በዓል. ተስፋ
@binyam1578
@binyam1578 5 ай бұрын
መሉየ በዓል ሕድሪ 🔔🕊👏💒🧸
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 5 ай бұрын
እዚ ሃርኳትን በዓል ብሩህ አእምሮን ኩሉ ክሕግዞ ይግባእ !!🤝✊👏
@malataregawe8730
@malataregawe8730 4 ай бұрын
ኣቦ ውፅዓት መምህረይ❤❤❤❤
@yohanskassawmsgun
@yohanskassawmsgun 4 ай бұрын
tebarek ezi hawey
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 5 ай бұрын
መምህር ሙሉየይ ኣሰ ጎይታዋይ ንኣሰይ እንካዕ ብሰላም ተረክብኩም ጎይታዋይ ሓላፈነት ተሸክሙ ዘሎ ንኣሰይ ሐዚዶ እዚ አብ ማሓረሳ ምኣተው ጎይታዋይ ኣነስ ኣሕዝንኒ ጎይታዋይ😢😢😢
@سيرهسميره
@سيرهسميره 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ይሓሊካ🌹🌹❤
@FilemonGwahid
@FilemonGwahid 4 ай бұрын
ጎበዝ ዝሃወይ
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 5 ай бұрын
መምህር ብምንታይ ክረክበካ ይክእል
@Madina-q1p
@Madina-q1p 5 ай бұрын
091472 29 07 mmhr mlL
@gyff9632
@gyff9632 5 ай бұрын
@@eritreanentertmenthabesha7387 መምህሪ ሙሉ ኢልካ ብ fb
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 ай бұрын
0914722907 ሙሉ
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 4 ай бұрын
እህህንን😢 መምህርዋ ሓይልኹም ሓሊ ሓጭን ይኹን❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 5 ай бұрын
ሓዊተይ😢 ኣብ ክንዲ ትምህርቱስ ሓላፍነት ተሸኪሙ ዙግዜ እዚ ንመን እዩ ሞ ዘይሰበሮ ከሙኡ ኢልካስ ምቅነይ እምበይ🙏
@teklegebremedhn1229
@teklegebremedhn1229 5 ай бұрын
ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ነገር አዩ። ነዚ ህዝቢ ሒዞም ዶ ገዛ ዓጽዮም ንተባቖሱ? ፈጣሪ ምስኡ ይኹን እስኪ። 🥲🥲
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 5 ай бұрын
ኤህ ወደይ ሓመድ ትብለዐኒ ንሮ ገጠርን ሓላፍነት ኣቦን ዝፈልጦ እዩ ዝፈልጦ😢
@eteneshmesfin3998
@eteneshmesfin3998 5 ай бұрын
እግዚአብሔር አለኩ ይበልካ ዝወደይ
@gebrehiwotn.5946
@gebrehiwotn.5946 5 ай бұрын
ፅቡቕ መደብ
@Madina-q1p
@Madina-q1p 5 ай бұрын
እፍፍፍ 😢😢😢ወደይ ንስካስ ትምህርትካ አተኩሪካ ክትከይድ ዝግብኣካስ እዙም ሩጉማት እንታይ ገዲፎምለና ብጣዕሚ ብዲልምና😢😢😢 ህዝብይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ግን ስራሕትኛ ተዝግብረሉ ትምህርቱ ክይሽንፍ ምእንቲ😢
@ara6934
@ara6934 5 ай бұрын
እህህህህህ 😢😢😢😢 ወዲ አን ክንደይ ጉድ ዩ ተሽክመ እንሀ ህዝብን ይዕብኻ ፅቡቆይ ❤❤❤❤❤
@marbayname
@marbayname 5 ай бұрын
እንድዕይ አነስ በቃ ብከያት እዩ ዝሓንቀኒ ክሰምዕ ተበልኩ😭😭ዋይ አሕዋተይ💔
@binyam1578
@binyam1578 5 ай бұрын
Now😢 እዋይ ሐወይ🕊😭 ዝተረፈ የለን እዋይ 💔😭🕊
@Oppoa18-g6p
@Oppoa18-g6p 5 ай бұрын
ሙሉዋን ኩሉ ዝዓደለካ❤❤❤❤❤
@shid1221
@shid1221 4 ай бұрын
ደስ በሀሊ
@yohannesgobezay2250
@yohannesgobezay2250 5 ай бұрын
ኣሰይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 5 ай бұрын
እዋይ ሓወይ ክንደይ ሸኽሚ ሄፃን ቆሕዓ ተሸኪሙ እዚኹላይ ንቅሓት ኣሰናኹልሞ😢😢😢
@meharigebreweldi8790
@meharigebreweldi8790 4 ай бұрын
ዓኽኽኽ 😢 ምስኪናይ ቆልዓ ኣብዘይ ዕድሚኡ ባ ከቢድ ሓላፍነት ተሰኪሙ የኣኽኽኽ😢 ነዚ ህዝቢ ናብ ከምዚ ክወድቕ ዝገበርኩምሲ ናይ ኢድኩም ደኣ ኣይትስኣኑ 😢 ኣጆኻ ንኡስ ሓወይ ክሓልፍ ኢዩ ሞያኻን ትምህርትኻን ከኣ በርቲዕኻ ቀጽሎ 🥰👍 ናይ ሰብኣይን ሰበይትን ድርብ ሓላፍነት ተሰኪምኪ ቆልዑ ኣብ ምዕባይ ን እትርከቢ ክብርቲ ሓፈተይ ከኣ ከም ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብኪ🙏🙏🙏❤️👍ኣጆኺ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ ብርግጽ ብውላድኪ ክትከሓስን ክትድበስን ኢኺ 🥰👍❤️ ዝሓወይ ከኣ ንትገብሮ ኩሉ ሰናይ ነገር ጻማኻ ብ ኣምላኽ ርኸቦ 🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏❤️👍
@shid1221
@shid1221 4 ай бұрын
This is my favorite channel 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 ай бұрын
Thank You
@sbegge7121
@sbegge7121 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢አይይይይይ ቃንዛ 😢😢😢😢😢
@MULEY12
@MULEY12 5 ай бұрын
ታይ ገዲፎምልና ዞም መናጦ ፀላእቲ ዓሕሕሕሕሕ😢
@Semereleake8
@Semereleake8 5 ай бұрын
ኤ መምህር ሙሉ ግደፍ ጸላእቲ ሰርሙሉ ትብል ተሰረቶ እውን እልካ ሓቂ ምዝራብ ጽቡቅ
@FiriHadad
@FiriHadad 5 ай бұрын
እሂ ፀላእ ክንደይ ዘይገበረ ሞ
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ 3 ай бұрын
ካብኣቶም ሓደ እንዲኻ ሰበረ 😏
@AAaaa-j1v
@AAaaa-j1v 5 ай бұрын
😢😢😢እግዚአብሔር የዕብዮ በዛኻ ድኣነ ኣዮኻ ኹሉ ሓላፋይ እዩ
@TsegaTsegaGerezihar
@TsegaTsegaGerezihar 5 ай бұрын
egzabiher amlak ms hzbi tigray ykun amen
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 5 ай бұрын
Egziabher. mehaeret. Aurad. Ahwatey. Uaye ✝️😢🙏🙏🙏❤️🌿
@FrezghiAfewerqi
@FrezghiAfewerqi 5 ай бұрын
Ajoka.zhyeY🙏🙏🙏🙏🙏
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 5 ай бұрын
ጎይታዋይ ኣጆካኒ😢❤❤❤
@dhdj530
@dhdj530 5 ай бұрын
ጎይታዋይ❤🥰🥰
@Tsrhadesta
@Tsrhadesta 5 ай бұрын
ጎይታዋይ😢😢😢😢😢
@andargachewbiadge1083
@andargachewbiadge1083 5 ай бұрын
እኔ ጎንደር ከተማ ነው እንጂ በሒወት እንደዚህ አይነት ልድ❤❤❤
@TsegayHailmariam
@TsegayHailmariam 4 ай бұрын
ሙሉ ሃይልስላሴ ማለት ፍቅሪ❤ የዋህ ፍትሓዊ ሩሁሩህ ፈጣን ሰለዝኮነ ነዉሕ ዕድመ ንበር።
@mayhanse8932
@mayhanse8932 5 ай бұрын
ዋይ ወደይ ፡ ይይይይይይ በሉ የሕዋተይ ካሊእ እንተተረፈ ካብ ብኣድጊ ምሕራስ ነውፃኣዮ በጃኩም ፡፡
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 5 ай бұрын
ኣሕሕ ዕሸለይ😢😢😢
@ሴትንልጅቅድሚያአስቀድም
@ሴትንልጅቅድሚያአስቀድም 5 ай бұрын
እግዚአብሄር ሂወትህን ይቀይረዉ ወንድሜ❤❤❤❤ያብዛኛዉ አፍሪካ ሂወት እንደዚህ ነዉ
@FriomGebrebrhanAsefa
@FriomGebrebrhanAsefa 5 ай бұрын
Egzaberhar msaka ykun hawey
@MukuAli-d7n
@MukuAli-d7n 5 ай бұрын
Amlke Edma tena Yehbka fetri
@nahoomnahoom5294
@nahoomnahoom5294 5 ай бұрын
i am even now crying..
@tesigekassa3423
@tesigekassa3423 5 ай бұрын
ነቢዐ አየ ህዝበይ ዓኽ
@gamataarada5602
@gamataarada5602 5 ай бұрын
Salema👍💝👍💝⭐😭
@GggfddfyHhi
@GggfddfyHhi 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@AmanAman-jj2gc
@AmanAman-jj2gc 5 ай бұрын
❤❤️❤️❤️❤️❤️❤️
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
ጫፍ ጭካነ ዝተርኣየሉ ግፍዓዊ መርሸንቲ- ኣብ ዛታ
23:31
Wushatena Media - ውሻጠና
Рет қаралды 13 М.
እምነትን ፅንዓትን ዝትንፈሰላ ምዉቕቲ ገዛ!!
26:17
Wushatena Media - ውሻጠና
Рет қаралды 179 М.
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН