ዛዕባ ሎሚ ኣብ ቻይና እንታዩ ዘሎ ገንዘብ ዶ ልቦና?

  Рет қаралды 19,927

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @fnanappinfotech
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 49
@yordag9538
@yordag9538 6 күн бұрын
ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና🙏🙏🙏🙏
@efremnega1781
@efremnega1781 6 күн бұрын
ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሓንስን ይግበረልና🙏
@samuelokubamuchael5080
@samuelokubamuchael5080 6 күн бұрын
Thanks brothers for the truth you are saying
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 6 күн бұрын
ርሑስ ሓዲሽ ዓመትን ንኩልኹም ህዝበይ❤❤❤❤❤❤❤
@shimayteklom6417
@shimayteklom6417 4 күн бұрын
ኣጆኩም በርትዓ ደኣ ሓቂ ትምህርዎ ኣለኩም ሰብ ከም ሰብ ክሓስብ ትገብርዎ ኣለኩም።
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 6 күн бұрын
Thank you fnan and wofuy for this program my favourite word made dog 🐕 and regime change v💙💙💙💙💙💙
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ፖሊሲ ቻይና ጽረ ደቂ ሰባትዩ
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 6 күн бұрын
ናሆም 3 17: እቶም ዘውዲ ዝደፍኡ ኣባኺ ዘለዉ ኸም ኣንበጣ፣ እቶም ሓላቑኺ ድማ ከምቲ ብመዓልቲ ቝሪ ኣብ ሓጹር ዚሰፍር ጭፍራ ዅብኵብታ እዮም። ጸሓይ ምስ በረቐት፣ ይሀድሙ፣ ኣበይ ከም ዝነብሩ ቦታኦም ኣይፍለጥን እዩ።
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 6 күн бұрын
ትኽክል ኣለኻ ዉፉይ፡ ኩብኩብታ ማለት ውሽጢ ውሽቲ ዝበልዕ፡ በላዒ ተበላጺ ኢዩ። ጽብቕቲ ሽም ረኺብካሎም👍 እቶም ኣብ ውሽቲ ዓዲ ዘለዉ ከም ኣንበጣ ዝረኣዩ ዓመጽቲ ክኾኑ ከሎዉ፡ እዞም ባራዩ ከኣ ዘይረኣዩ ታሕቲ ታሕቲ ከም ኩብኩብታ በላዕቲ እዮም። ኣንበጣን ኩብኩብታን ጥራሕካ እዩ ዘትርፈካ። እግዚኣብሄር ኣንበጣን ኩብኩብታን ይእለየልና ኣሜን
@samueldembelas5103
@samueldembelas5103 6 күн бұрын
ይበል ከም ኩሉ ግዝየ በረትኡልና
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ናይ ኤ ቻይናን ዘሎ ሰምምዕ ናይ ግላን ጎይታን ሰምምዕዩ
@samuelokubamuchael5080
@samuelokubamuchael5080 6 күн бұрын
This is very true ❤
@solotess5624
@solotess5624 6 күн бұрын
💯 percent rate
@berekettekie1194
@berekettekie1194 6 күн бұрын
💙💙💙💪💪💪👋👋👋👋
@aynetaKbrab-m3b
@aynetaKbrab-m3b 5 күн бұрын
Nay kltiekum des zbl ❤❤ medeb
@goitompaulos6794
@goitompaulos6794 6 күн бұрын
Eziem kulom degefti ab Amerika Canada Auropa eyom zinebir zelewu
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ዓለም ብዘይ አመርካ ጸልማትዩ
@WediKbrom
@WediKbrom 6 күн бұрын
እዛ ናይ ሎሚ መደብ ብዛዕባ ኤሜሪካን ምዕራባዊ ዓለም ንህዝብና ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኢዩ ኣስፍሕ ኣቢልኩም ረብሓታቱ ምስአን ምኻኑ ክትምህርዎ ኣለኩም.ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ፋኒ ምስ መ.ውፉይ
@okbetekhlu4796
@okbetekhlu4796 6 күн бұрын
Tekxes❤😊
@user-vx7oi4zs9s
@user-vx7oi4zs9s 6 күн бұрын
❤❤
@samuelokubamuchael5080
@samuelokubamuchael5080 6 күн бұрын
God bless America!
@okbetekhlu4796
@okbetekhlu4796 6 күн бұрын
Forom London ❤❤❤
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ዑቡድ ከልብ ብሕስድና ብጽልኢ ህዝብ ኤረትራ ዝተባዕጠ ስይጣናዊ ስርዓትዩ
@yklmno5617
@yklmno5617 6 күн бұрын
14:14 ብድሕሪ እዞም ኩሉም ሓቀኟታት ዝሓለፎ ከም ብዕል ዕስማን ዓብደሪሒም ዝብሉ ውን ዝሓለፎ ብድሕሪኦም ኲሉ ሂወት የጽልአካ አሕሕሕ አሕሕሕ
@grmesogrmeso4942
@grmesogrmeso4942 6 күн бұрын
😅
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ሕጅ እቲ ባኒ ጠፍኡና
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ህዝብ ኤ ሕማም ጥምየትዩ ዘለዎ ሕማም ከይበላዕካ የለን መሰርመራ አየድሊዮን ባኒ ኢዩ ዘድሊዮ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ዑቡድ ከልብ ክገይሽ ከሎ በዚከዶ አይረለስ እልካ ናብ ፈጣረ ትምሕጸን እምበር ትሒጐስ እዚ ናይ ባረነት ሕማምዩ❤❤❤❤
@Iyassu-k8d
@Iyassu-k8d 4 күн бұрын
Wufuy nai zereba nai tihlo tekalasay koinka terifka.
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 5 күн бұрын
ቡን ክዛወር ከይዱ ንዱባይ ትዩል ክኽክክክክክ 😂😂😂😂🙏🙏🙏
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ቻይና ከልብካን ዱሙካን አጽናታያ ትከይድ
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 6 күн бұрын
ኣለዉ ሓሸማ
@ZuhurGebretsadik
@ZuhurGebretsadik 6 күн бұрын
just hit it,you are very talented good
@amanuelgazai743
@amanuelgazai743 6 күн бұрын
Amanuel Timo 9kifl iyo
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 6 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
@sebhatiyassu1024
@sebhatiyassu1024 5 күн бұрын
Wufuy zereba bezihu tirgum zeybilu.
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 4 күн бұрын
ምስ መን ኮይንካ ኢዩ ሞ ናብ ተግባር ዝእቶ ደረጃ ንቅሓት ናይ ተቃለስቲ ኣይትሪኦን ዲኻ ዘለኻ? ?? ቅልቅል ዝበለ ምድቋስ ተዘይኮይኑ 😢
@shimayteklom6417
@shimayteklom6417 4 күн бұрын
ቻይና ኣብ ዓድካ እንተኣቲያትካ ፊልተር ገርካ ከም ዝተሳኣልካ እዩ።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ናይ ህግደፍ ስራሕ ኩሉ ረስሓትዩ
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 6 күн бұрын
ናብ ቻይና ዝተሰዱ ኤርትራውያን ኣለው ዶ?
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ውፈይ ዘግረት ቀጥቀጥ ዘብሎ ንዑቡድ ከልብን ሳዓብቱን
@sebhatiyassu1024
@sebhatiyassu1024 5 күн бұрын
Wufuy nai zereba tekalasay.
@debesaytekia4663
@debesaytekia4663 5 күн бұрын
ምዓት ሳጓ ኢኻ ሰጊካዮም ጎብልስ ዙኑባት ሓሰማ ኩብኩብታ ግመ ዓረም ልዛይ ዝዓበየ ክኣ ዑቡድ ከልቢ ንይኦም ኢሰያስ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
የቻይና አብ ኤረትራ 100ድጋታት ክትሰርሕ ዘገረምመደብ አሎ ካብ ጸባ ዘይተረክበ ካብ ማይ ጨባ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 6 күн бұрын
ኤረትራ 1961ያ ፈርሳ
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 6 күн бұрын
እዚ ወዲ ጣባ ዝበሃል ብዙሕ ኣስማት እንዳቀያየረ ሰብ ዝፈላሊ ዝነበረ ምስተቀልዐ ዉን ሕሉፍ ደጋፊ ክመስል ዉርደት ጥራይ ዩ ዝጽበዮ ዘሎ።
@okbetekhlu4796
@okbetekhlu4796 6 күн бұрын
❤❤❤
Girl, dig gently, or it will leak out soon.#funny #cute #comedy
00:17
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 14 МЛН
Apple peeling hack @scottsreality
00:37
_vector_
Рет қаралды 125 МЛН
Новый уровень твоей сосиски
00:33
Кушать Хочу
Рет қаралды 3,9 МЛН
ቤተሰቦችሽ ሲሰሙ ምን አሉ  እናቴ ናት ፀጉሬን የሰራችኝ
18:05
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 16 М.
Girl, dig gently, or it will leak out soon.#funny #cute #comedy
00:17
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 14 МЛН