KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
''ዕላል ምስ ወ/ሮ ኣጸደ ገ/መድህን፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (1ይ ክፋል)
33:23
ማርቆሳይ ወይኒ ምስ ሕምባሻይ | ጻሓፊ ኣባ ይስሃቕ ገብረኢየሱስ | ~ 6ይ ክፋል
17:55
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
00:21
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
It’s all not real
00:15
Тренировка памяти 🧠 #boardgames #настольныеигры #умныеигры #игры #настолки #логическиеигры
00:49
''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (6ይ ክፋል)
Рет қаралды 229,951
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 130 М.
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Күн бұрын
Пікірлер: 868
@Fnoteabewmedia
3 жыл бұрын
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada 🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸 🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦 🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺 🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿 ኣ ውሮጳ / Europe 🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪 🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷 🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰 🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ዓዲ ዓረብ / Arab countries 🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪 🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦 🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼 ኣፍሪቃ / Africa 🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴 🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@lave9644
3 жыл бұрын
እሺ ነዛ መፅሓፍ ክንረክባ እግዚኣቢሀር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ፆሎት እቶም ቅዱሳን ኣይፈለየና ነመስግነኩም ወዘሮ ኣፀደ ሰባኪ ወንጌል ካሳሁን መምህርና እግዚኣቢሀር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ
@yordanosfkadu7987
3 жыл бұрын
Ane wen nbreket kekoneni ab mekefefale ezia mexaf bakemay kehgez ykel eya keam fkad amlak ab Norway eya zenber
@rahelhagos338
3 жыл бұрын
How can I help? I’m in Ohio, states. Please let me know since I want to partake in the blessings. Thank you
@asmerethaile8989
3 жыл бұрын
እዛ ሕቶ እካ ካብዚ ኣርእስቲ ዝወጸት እያ ግን ሕቶይ ድሕሩ ኣፍስጋ 50 ማዓለቱ ትንሳኤ ተበሂሉ። ግና ጾም ሃዋርያት 20 መዓለቲ እዮ እአብዚ ዓመት ብከምይ እዮ ከምኡ ኮይን ምክንያት 30 መዓልቲ እዮ ጾም ሃዋርያት ተገድስኑ ንዝመልሰለይ ሰብ ኣዝየ የመስግኖ።
@yohanaandemariam8606
3 жыл бұрын
ab sudan ke eta mexhaf abey knrekhba nkell
@fderfeet7866
3 жыл бұрын
ናይ አቦና ቅድስ አባ ዘዉንገል በረከቶምን ፆሎቶምን አይፈለየና 🙏🙏🙏
@tiemtidawitgebre5892
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@በጊዕኣምላክብገመድፍቅሪሰ
3 жыл бұрын
እዚ ዝነበረ መንፈሳዊ ዘተኹም ንዓይ ናይ እምነት፡ ናይ ተስፋ፡ ናይ ትብዓት፡ መልእኽቲ እዩ ነይሩ፡ ንብዙሓት ካብዚ ናተይ ንላዕሊ'ውን ከም ዝጠቕሞም እርዳእ፡ ስለዚ ፍቑራት ኣገልገልቲ ወዘሮ ኣጸደን መምህር ካሳሁን መንፈሳዊ ምስጋናና ነቕርብ!! 🙏🏽 ክብረት ይሃበልና!!!
@ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ሰሚዕኻ ዘይጽገብ ቃል ሂወት ይስምዓና መምህርና ከበርት ይሃብካ ነዛ ውላድትና ሕዝካልና ምምጽኣኽብ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ነኽብርካ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይባርኻ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@YoditTesfu-gm3ix
Жыл бұрын
Bhaki bhaki amlak nab bietu ymlsena
@gabrielnaizgi8198
3 жыл бұрын
ኣታ ዞም ዲስ ላይክ ዝገብሩ ሰባት ከመይ ዓይነት ሰባት ኢዮም ተዘይደሊኹም ንምንታይ ትከታተሉ ኣብ ካሊእ ሓሸውየ ተዝኸውን እኮ ላይክ ላይክ ምበልኩም እግዚኣብሀር ዓይነ ልቦናኹም ይክፈተልኩም
@er2531
3 жыл бұрын
Bezay felat keytrdana hade hade gezia nekabr ena neabnt hedfon gerka eta mobayl ab jubaka meS tetwa yegatm eu brother
@ድንግለይዋሕስኩንኒZ
3 жыл бұрын
ብገርሆም እዮም ዝኮኑ ዘይፈልጦ ክንደይ ስብ ኣሎ ላይክ ክገብር ድስላይክ ይገብር
@solomonmaazen6709
3 жыл бұрын
Wa ansi entay hasibe ayfelton keykunu wa amlak lbi yhabum
@ksanetissak4345
3 жыл бұрын
Amen
@temtigdey1335
3 жыл бұрын
ሓሳዳት ዮም አዚኦም ቀናኣት ከኣ
@God-db9vp
3 жыл бұрын
እዛ ኣዴና ብተከታታሊ ክትዕድመልና ንምሕጸነካ ካሳሁን ሓውና ዋላ ንሰብኣያ ውን ካብዚኦም ኢዩ ሰብ ክመሃር ዝግባእ፡ ኣቱም ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ዘለና እናሰሓቅና እናበላዕና ናብ ሲኦል ከይንዓርብ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ተማሂርና ህይወትና ነማእዝን ናብ ኣምላክና ንቅረብ፡ ከምዚ ኣቦና ዝበልዎ ቀንዲ ፍቅሪ ኢዩ ግን ኣይስበከላን ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ።
@akiaki8366
3 жыл бұрын
Nay bhaqi kbur hawna qale hiwet yesmealna Egzieabiher amlak nieana nhatyatenatat nkmels elu eyu enber nezi hiwet ezi yehlifom nabzi adi seytawnti ms tesededu ymesekum kbrat yhwatey medhane alem aboy yqre ybelelna🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@weldensaeweldensae2234
3 жыл бұрын
ነዓይ ንሓጥያተና ጸሎት ግበርለይ ኣዴና ኣጸደ ንኩሎም ቁዱሳንን ንኣቦና ኣባ ዘወንጊል ንገርለይ ብጸለቶም ካብ አዚ ዘለክዎ ሃጥያት ንክድሕንን ክወጽእን ናይ ኩሎም መላአክቲ በርከትን ረዲኤትን ምስኩልና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን።
@azebweldu1949
3 жыл бұрын
እዋይ ሰሚዕኻ ዘይጽገብ የቐንየልና ክብርቲ ኣዴና ከምኡ ውን መም, ካሳሁን ክብረት ይሃበልና
@elsafessahaye2083
3 жыл бұрын
አወ ናይ ብሃቂ እግዚአብሔር አምላክ ዝከበረን ዝተመስገንን ይኩን ።አጸደ ሃፍትና የቀንየልና አነን ከማይን ነዚ ቁድስ መደብ ቁድሳን አቦታትና ተካፍሊት ብምኮነይ አዚየ ዝሕጎስ ናአቦና አባ ዘውንጌል ምጽሓፍ ውን አብኢደይ ብምብጽሃን እግዚብሔር አምላክ ክብርን ምስጋናን ይክኖ።ብአፍ ሃፍትና አጽደ ቃል ቁድሳን አቦታትና ተካፍሊት ብምኮነይ አዚየ ዝሕጎስ።ካሳሁን ሃውና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ ይብዝህሕካ አሜን።
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ናኣይ ንሓጠተኛ ሰብ ኣብ ፀሎቶኩም ዘኩሩና ናይ ኣቦ ዘወንጌል ፀሎቶም በረከተም ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤💊💊💊❤❤💊💊
@YoDaha
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@najatk889
3 жыл бұрын
ፆሎት ቅዱሳን ኣይፈለኪ ክብርተይ ኩላትና ሓጥያተኛታት ኢና እሞ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና ።ኣሜን (3)
@እመርሃነይ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዐና ፀጉኡ የብዝሓልኪ ክብርቲ አዴና
@yohanafsahaye2936
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር እዚ ክንሰምዕ ዝፈከደልና ተምስገን 🙏🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸጋኩም የብዝሓልኩ ::
@حسنهادي-ق8ه
3 жыл бұрын
በሓቂ ፀጉኡ ይቢዝሕ ፈጣሪ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣቡሔር ኣምላክና ይመስገን አሜን አሜን አሜን እልልልልልልል ደሰ ዚበለ ትሚህሪቲ ፀሎት አባና ምስ ኩሉ ህዚባ ክ/ን ይኩን
@saralondon5282
3 жыл бұрын
Amen Amen
@tesfamariam250
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዐልና መ/ካሳህን ኣደና ኣጸደ ኣዝና ነመስግን እዝንና ነዚ ቅዱስ ቃሉ ሰምዕና ኣምላክና ለዋህ እዩ ግደፍ ብስላሴ ዝተፈጠሩ ብኣድጊ በልኣም ከማን ይግስጽ እዩ ነዚ መልእክቲ ናይ ኣምላኽ ስራሕ ኣሜን ንበርከት ይክነልና ኢልና ንኣምን🙏 ብጣዕሚ ደብረ ሃብ ዝበልኦ ኣዕጽምኒ ቅድሳን ክሳብ ሕጂ ኣሎ ኣብ ጸለትክን ዘክራና ኣደና ኣጸደ🤲
@mananeghuse1098
3 жыл бұрын
ልብና ብፍስሓ ትመልእኡ ክሰምዖ ከለኹ እይ ኩሉ ምስክርነት ቕዱሳት ኣቦታት ጸግኦም ኣይፈለየና
@zaidteklay797
3 жыл бұрын
ኣብ ጸሎትኪ ዘክርና ቅድስቲ ኣዴናን ሓብትናን ኣጸደ 🙏🌹❤️💒❤️🌹🙏
@mehariablel9948
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሃሪን ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣምላክ ሓጥያትና ሪኢዩ ይተዓረቀና ኣምየን።
@yordanoshaile2348
3 жыл бұрын
,ጸጊኡ ደጊሙ ደጋጊሙ የብዝሐልኪ ኣጸደ መኣረይ እድመን ጥእና ይሐብኪ ንስኺዉን ቅድስቲ ኢኺ። እንኳእ ድምጸኺ ሰማኣና
@shishaykidanemaryam616
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል እግዚአብሔር አምላክ ምስማዕሲ ክንደይ ሰናይ እዩ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም እግዚአብሔር ናይ አቦታትና ፀጋ በረከቶም ይሕደረና አይፈለየና አሜን አሜን አሜን
@milonmilon6338
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ አዴና መምህርናን ሓዉና ካሳሁን እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም አሜን
@solomuntekae2648
3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና ናይ ቅዱስ ኣባ ዘወንጌል ጾሎቶምን ረድኤቶም ምስ ኩልና ይኹን ነዴና ድማ ኣምላኽ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብክን
@ዮዳሄዮዳሄ-ተ5ሐ
3 жыл бұрын
አዋይ አዘን ኣዴናስ ትሕትና ዘለወን ብጣዕሚ ቃለ ሂወት የስማኣልና ከሙ ውን ኩቡር ሓውና ጸግኡ የብዛሓልካ
@ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ
3 жыл бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ አሰይይ ተመስገን ፈጣሪ
@azalelias2375
3 жыл бұрын
እንቃእ ብድሓን መጻኩም ኣዴና ኣጸደ ን ሓውና መምህር ካሳሁን ጸግኡ ይብዝሓልኩም ፈጣሪ ኣሜን :: 🙏🙏🙏
@tesfitteweldetewelde6944
3 жыл бұрын
በስመኣብ በወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ዝኸበርካ ካሳሁን ሓውና ኣዚየ የመስግነካ እቲ ናይ ቅዱሳን መልእኽቲ ብብርኽቲ ሓፍትና ኣጸደ ንበረአኸት ስለዘካፈለትና ደስ ኢሉና ናይ ዘላኣለም ምስጋና ነቕርበላ ብምቕጻል ብዛዕባ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ገለ እንታይ ክትብለና ምኻኣለት
@አዶአምላኸይባሪያኺክኸውን
3 жыл бұрын
ብሓቂ ዘገሪም እዩ እማየ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዝአብሔር አምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና አሜን አሜን አሜን
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
3 жыл бұрын
እንቋዕ ደሓን መጻኩም ክጽበየኩም እየ ቀንየ አሰይ ሰሚዒካ ዘይጽገብ ክንደይ ደስ ኽብል እዩ እቲ ትሕትናኪ ምስቲ ጡዑም ቃል አምላክ ክትሰምዖ ከለካ ነብሰካ ባህታ ይወረካ በረከትኪ ይሕደረና አብ ጾሎትኪ ዘክርና መምህርና መምህር ካሳሁን ከኣ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብርቲ ኣዴና ኣፀደ መምህር ካሳሁን ኣብ ፆሎትኩም ዘኩሩኒ
@aziebnebynebyazu1614
3 жыл бұрын
Bereket nay qidsan bereket nay aba zewengeal qidsna nay kibrti adina yekflena edmen tienan yehabki ab xeletki aygadefena memhrna nay agelglot zebenkum yibrkelna
@lave9644
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትናን ኣዴናን ብልቢ ኢና ነመስግነኪ እግዚኣቢሀር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ኣብ እትገብርዮ ፆሎት ድማ ንዓና ደካማታት ደቅኪ ኣብ ፆሎትኪ ዘክርና ክቡር መምህረይ እውን ስለ ኩሉ ሻብ እትህበና እትህበና ንሂወት ዝከውን ትምርቲ ነመስግነካ እግዚኣቢሀር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ እግዚኣቢሀር የክብርኩም ተመስገን ኣምላክ ስለ ኩሉ ነገር ኣምላክ ንሙሉእ ዓለም ምሕረት ይላከልና
@የድንግልማርያምልጅነ-ሐ3ፈ
3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመአልና በረከትኪ ይሕደረና ክብርቲ ኣዴና ናይ ቅድሳን ኣቦታትና ውን በረከቶም ረዲዲኤቶም የካፈለና
@ZahraZahra-qb3td
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ያብዘሐልኩም ክቡራተይ
@yacobhaile7915
3 жыл бұрын
በስመ ስላሴ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ አሜን ፫ ሠላም እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን ። nice to see you again good job God bless all
@ብርሃነይኢኪድንግለይ
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ፀሎቶምን በረከቶምን ተረዳእነቶምን ምሰ ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Th-si7zn
3 жыл бұрын
*_እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክብራተይ አሜን አሜን አሜን ናይ ኣቦታትና ቅድስን ፀሎትምን በረከቶምን ኣይፈለይን_*
@tsigehabte1744
3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ኣዴይ ማዓረይ መምህር ሓውይ ከኣ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ጸጉኡ የብዝሓልካ
@simret.bereket6400
3 жыл бұрын
ኣሜን ኩቡራተይ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ፡እንቋዕ ብደሓን መጻኢኩም
@vipistarl5973
3 жыл бұрын
💒💒💒
@sofiateklezgi1832
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብርኪት ኣዴና ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብ ጾሎትኪ ዘክርኒ ማማየ ሶፊያ ኢልኪ!? ካባኺ ብዙሕ ተማሂርና ።ካሳሁን ሓውንና ክብረት ይሃበልና ፈጣሪ ኣሜን እድልየና ኢካ ምስ እዛ ቅድዝቲ ኣደ ብምርካብካ ኣሜን።
@ሊሊየድንግልማርያምል-ጀ4ጠ
3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ኣዴና አግዛኣቢሄር ጸግኡ የብዘሐልክን ኣደዋኒ ትዕድልቲ አዩ ምሰ ቅዱሳን ምዕላሎ ኣነውን ዕድለኛ አየ ዘይግበአኒ ከሎ ከምዝግበአኒገይሩ አዚ ቃል ኣምላክ ክሰም ዕ ዝፈቀደለይ ኣምላክ ይኽበር ይመሰገን ኣብጸለትክን ዘክራና ኽብርቲ ኣዴና
@michaelyohannes9661
2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ክብርትን ቅድስትን ናይ እግዚአብሄር አምላኽና ሰናይ ድሌት ፍቓድ ኮይኑ እዚ ኹሉ ምስክርነት ብፉሱህ መንፈስን ብኹፉት ልቢን ዓቢ ትምህርቲ ዝሃብክና ክብርቲ ዓባይ ሐፍትናን አዴናን እግዚአብሄር አምላኽና ከምኡ ውን ንአዳላዊ ፉኖቶ አበው ኩቡር ሐውና ካሳሁን ቃል ህይወት የስማዕልና በረኸትን ረድኤትን ናይ አቦና ዘወንጌል ዘዓሲምባ ምስ ኩልና ህዝቢ ክርስቲያን ይኹን አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍇🍇🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🍎🍎🍎🍎🍎🍎🍎🍇🍇🍇🍇🍇🍇🌹🌹🌹🌹🌹🌹🍅🍅🍓🍓🍓🍓🍅🍎🍇🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🍇🌻🍇
@filmontekle9307
3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደይ ኣፀደ ንዓይ ንወዲኪ ጸሎት ግበርለይ ናይ ኣባ ዘወንገል በረከቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና
@ልዪሽልማቴተዋህዶሃይማኖቴ
3 жыл бұрын
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ፫ እስመ አልቦ ነገር ዘይስአኖ ለእግዚአብሔር ብሐቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር ክንደይ ያፍቅርና በረከታቶም ይሕደረና ናይ ጎይታና መድሓኒና እግዚአብሔር ክርስቶስ መሕረት መስ ኩላትና ይኩን
@ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዕልን ከብሪ ንኣምላክ ዩኩኖ ሰለ ኩሉ ጥበቡን ምሱጡሩን ተአምረን ብዘን ክብርቲ አደና አፅድ ዘገለፀልና ክብሪ እግዛብሄር ዩኩኖ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካሳሁነ ሓወይ ናይ አድና በርክትን ንክሓድረና ክሰበ መጨረሻ አቅረበልና ናይ አዘን አድና ብርክቲ ካብቲ ልሳንን ዘወፅኡኡ ቁዱሰ ቃለ ኣምላክ ብልቢ ንዘስተዋዕልስ ብሓቃ ድሕናተ ሂወት ተሰፍን ሰንቅን አለወ አም ሓድራካ ከይተቀርፆ ካሳሁን ሓወና
@Tsedihaftiyjeganu
3 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ወላዲትና ከምእውን ክቡር መምህርና እናስ ንባዓለን ክረክበን ደልየ ስልከን ትፈልጡ እባ ተሓባበሩኒ
@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐል በረከትክን ይሕደረና ኣዴና ኣፀደ ገብረመድህን በጃኽን ኣብ ፆሎትከን ዘክራኒ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ኣነ ሓጥያተኛ ከለኩ እዚ ቅዱስ ቃልካ ቃል ቁዱሳን ክማሃር ዝፈቀድካለይ ኣምላከይ ኣመስግነካለኩ
@ቅድሳንጓልትግራይ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ንኹሉኹም እግዚኣብሔር አምላኽ ንዘለአለም ኽብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኹን በረከት ናይ ኩሉኹም በረከት ይብጸሐና እግዚኣብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ከም ሓጢአት በደልና ከይተመልከተ ከም ምሕረት ይቕረቱኡን ናብቲ ቅዱስ ቦታ ንኽንኸይድ ናይ እግዚኣብሔር አምላኽ ቅዱስ ፍቓድ ይኹን
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አዲና አፀደ ፀጋ አብ ልዕሊፀጋ ይወስኪ አዱና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላክ መምህርናለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@astertesfay8003
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመአልና አጸደ፡ ሐፋትና እግዚአብሔር አእምሮን ምስትዉዐልን ሰላሙን ንኹሉ ፋጥረት ሰብ አብ ዐለም ዘለና ይሃበና
@user-sc7gb2ck3fsebnwa
3 жыл бұрын
ኣዴናን ሓፍትናን ወ/ሮ ኣጸዳ ክንድይ ተዓዲልካ እግዚኣብሄር ብሓቂ ሓርዮኪ ጽጋን በረኸትን ጽሎትን ቅዱሳን ኣቦታት ክርድዓና ናብ ኣቦኺ ኣባ ዘወንጌል በጽሎቶም ክዝክሩና ሐተትልና
@maharihagos8339
3 жыл бұрын
ቃለሂወት የስማዓልና ኩቡርሓው ክብርቲ ሓብትና ናይብሓቂዝገርምዩ ኩሉዝሓብትና ትብሎዘላሓቂዩ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@YoDaha
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ልቦናናኣብሪሁ ብመንገዱይምርሐና ኣደናኣፀደ በረከተን ይሕደረኒ በኡኖት ፀሎት ቅዱሳን ምስኩሉ ዓለም ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@TeklieTekliey
3 жыл бұрын
ቃለሂወት የስምዓልና ክብርቲ ኣዴና ንጉስ ሰማይ ይታዓረቐና ጸጋኺ ይብዛሕ. ካሳሁን ሓውና እዝጋብሄር ይባርኽካ
@tmuzgigebrekidan8579
3 жыл бұрын
ኣቤት ቃል እግዛብሄር ዝኸበረን ዝተመስገነ ይኹን ንዘልኣለም ይኹን!!!ንዓኹም ድማ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ::
@ngstitigraykuweit2624
3 жыл бұрын
ቃል ህወት የስመዐልና ባሓቂ ፅቡቁ ትምህርቲ ኾኒኒ ክብረት ያሃበልና ካሳሁን ሓውና ኣደና ኣፀደ ፅቡቁ ትምህርት እዩ ቀፅለሉ እዝግኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@እመብርሃንወላዲተኣምላክአ
3 жыл бұрын
ዋው እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ግዘ አይስሓትንዮ እቲ ትሕትንኣ ዝገርም እዮ። ብእም እያ ምስቶም ቅዱሳን አምላክ ዘራከባ።
@hanayemaryam12
3 жыл бұрын
ስለ ክብሩ እግዛቢሄር ይመሰገን ክብርቲ አዴና ከመይ ዕዱለኛ ኢኺ አብዙ ብሓጥያትን ብኽፍአትን ዘለናዮ ግዜ ናይ ቅዱሳን ተባራኺት ምኻንኪ እግዛቢሄር ዝፈተዎ ይመርፅ ናይ ቅዱሳን በረከት ረዲኤት አይፈለየና መምህር ካሳሁን ካብ ልቢ እናመሰገና ኢና
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
3 жыл бұрын
በስምአብ ወወልድ ወንፈስ ቁዱስ አሃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ ቃል ህይወት የስመዓና ክብርቲ አዴና አፀደ ከሙእውን ኩቡር ሓውናን ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ኣምላክ ኣሜን ፫ ንዓይ ሓጥያተኛ ድክምቲ ዝከንኩ አብ ፆሎትኩም ዘክርኒ ኩቡሪት አቦታት አዳታትይን አብ ፆሎትኩም ሕስብኒ
@bsratbs6688
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይውት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ክቡራት ኣሕዋትይ ኣድዋኒምኣረይ ኣምላኽ ቅድሳን በረክቱኩም ይሕድርና ኣነ እማ ሓጥያትኛ በድለኛ ኣብቲ እግርክን መፅኤ ተዝምሃር ብፅሎትክን ሕስባኒ ማማየይ ስደት ክሕፅርለይ ኣምላኽ ኣነስ ብጣዕሚ ናፍቅ 😭ምኽኣል አበይኒ ምቅርኒ እቲ ጥዕም ቃልክን ቃል ኣምላኽ ብእውነት አድዋኒፅጋበይ ናተይ 💗
@amanyemane9829
3 жыл бұрын
+++ ብጀመርያ ነዚ ቅዱስ ቃል ኣምላክ ብ መገዲ ኣዴና ኣጸደ ዘማሓለልፍና ክብርን ምስጋናን ናምላክና ይኩኖ።ኣዙዩ ዘይትበርብረ ታሪክ ኣቦታና ከምዘሎ የዛካክረና።ብድጋመ ቃለ ሂወት የሳማልና።እግዝኣቢሄር ዘመን ሰላምን ቅሳነትን ይምለሰልና (ኣሜን)
@ariammengisteab7300
3 жыл бұрын
ኣጸደ ሓፍትና ብዙሕ ተማሂርና ይብል ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ
@fanatadese4327
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣዴና ኣጸደን መ/ር ካሳሁን አግዛብሄር ኣምላክ ኣገልጉለትኩም ይባርክ በርከቶምን ጾለቶምን ናይ ቅዱሳ ኣቦታትና ኣይፈለየና ኣሜን
@ቤሪ
3 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኸይ ክፀበየን ቀኔ ናይ መጀመርታ ድማ ኮይነ ዘሊለ እየ ነዛ ቪዲዮ ሒዘያ ኣብ ካልእ እንዳተኸታተልኩ ፀኒሔ ነይረ ። በረከተ ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን ሃሌ ሎያ
@Jessicadav439
3 жыл бұрын
💞💞💞
@Abc-zl6ts
3 жыл бұрын
አሜን
@fkrimisamlak6256
3 жыл бұрын
Amen Amen amen
@ለሚጓልተዋህዶ
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@መሲሙሴላምሳኤል
3 жыл бұрын
አዴና አደይ አፅደ ዉሲኩ ወሳሲኩ ፅጋኪ የበዛሓለኪ ከበርን ሞጎሰን ንጎይታ ኩላአልም ይኩን
@furtunaTubechannel84
3 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም 🙏መጻእኩም ፡ብህንጥዮት ክንጽበ ቀኒና፡ መጽሓፍ ምስክርነት ኣባ ዘወንገል ዘዓሲባ ፡ ኣብ ኢደይ በጺሓ ንበረኸት🙏 ይግበረልና ኣሕዋተይ ።
@najatk889
3 жыл бұрын
ሓፍተይ ናተይ በጃኪ እባ ተሓባበርኒ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣለኩ ሓጥያተኛ እየሞ በረከቶም እንተሓደረንስ ብስም ቅድስት ድንግል ማርያም
@furtunaTubechannel84
3 жыл бұрын
@@najatk889 መዓረይ ብኸመይ ክረኽበኪ ይኽእል
@najatk889
3 жыл бұрын
@@furtunaTubechannel84 ኣበይ ኣለኪ ክብርተይ ኣነ ኣብ ስዑዲ ኣለኩ
@najatk889
3 жыл бұрын
@@furtunaTubechannel84 በቃ ችጎር የብሉን ክብርተይ ኣብዙ ዘለክዎ ክጥይቅ እየ ክብረት ይሃበላይ ኣምፂኢኪ ከም ዘረከብክኒ እየ ዝሓስቦ ክብረቲ ሓፋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ኣብ ናብራኪ ቅሳነት ይግበረልኪ ክብረተይ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ክብርተይ። ናዓይ ሓጥያተኛ ሓፍትኪ ኣብ ፆሎትኪ ዘክረኒ ኩሉ ጊዜ ሓጥያተይ ካብ ፅጉሪ ርእሲ ዝበዝሕ እዩ ሞ
@furtunaTubechannel84
3 жыл бұрын
@@najatk889 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትና ሓፍተይ ናተይ ጾሎት ቁዱሳን ምስኩላትና ይኹን መዓረይ 🙏 ፡ ከፍቃድ ኣምላኽ ኣብ ኢድኪ ክትበጽሕ ተስፋ ይገብር።
@ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
3 жыл бұрын
ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ ደስ ዝብል ፍጻሜታት።
@محمح-ن1ر
3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ኣዴና ን ክቡር ሓውና ካሳሁን እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም አሜን
@fae2537
2 жыл бұрын
ኣሜን (((3)))🙏 ቃል ሂወት የሰመዕና ፅገኡ የብዝሐልክም በሓቂ ሰምዒካ ዝይምኖ አዩ
@gotteimmerbeimir5878
3 жыл бұрын
ኣብቲ ናይ ቁድሳን ኣቦታትና ፍቅሪ ደስ ዘብል እዩ ተስፋና ኩሉ ኣብ ኣምላክ ይኩን እስኪ ። ንኣደና ኣጸደ ከ ብጣሚ ንመስግነኪ እዚ ዘስተምሃርክና ኣብ ልብና የሕድሮ ንሓወና ካሳሁን ከኣ ክብረት ይሓበልና ናይ ኣገልግልትካ ይባረክ።🙏🙏🙏🙏
@simonkifleyesus3929
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ቃሉ ስለ ኩሉ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም
@chdvdcbddgs9531
3 жыл бұрын
ኣሜን.ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰምዐና ክቡር ሓዉናን ክብርቲ ሐፍትናን
@ድንግለይያዋሕሰሂወተይ
3 жыл бұрын
የቅንየልና ኣዴናን ኣቦናን እግዚአብሔር ይባርክኩም ንስካትኩም ንእግዚአብሔር ቀረባ ኢኩም እሞ ለሙኑልና
@kasuamara6794
3 жыл бұрын
በእዉነት ቃለ ህይዉት ያሰማልን መምህራችን ሰለ ማይነገር ሰጦታዉ እግዚአብሄር ይመሰገን እናታችን ፀጋዉን ያብዛልሺ
@sallysally7180
3 жыл бұрын
ተመስገን አምላክ እንታይ የስኣኖ ዘየሙኖ ዕላል እዩ ኣደና ፅሎትኩም ያሓግዘና
@zewdiamlessom5795
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብለበና ኣመላኽ ይባርኽኩም ኩሉ ግኤዝይ መስኣኩም ኣሕዋአውአትይ ኤግዛብህር ኣሜን 🙏❤🙏❤🙏❤ሂወት ዝሄብ ቃላት
@ራህዋፀጋይ
2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኣምላኽ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@senaitsenaitabadi4258
2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጋ ኣምላኽ የብዘሐልኹም ፍቁራት እግዛብሄረ🙏💒
@tirhaskeshi2502
3 жыл бұрын
Bhaki kale hewet yesmalna Egzabher amlak ymesgen nezi tum lisankin desmana brkiti Adena 🙏🙏🙏🙏
@frweyankelaey4525
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም
@genetalem8059
3 жыл бұрын
ጾሎት እቶም ብሪካት አቦታ ቆድሳን አይፈለየና ምስትዉዓል ይዓድልና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️🌹ብርክቲ አዲና ቡሪክ ሐዉና ተባረኩ
@senaitgebremedhin7460
3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና መድሀኒአለም ክርስቶስ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ናይ ቅዱሳት አዴታትናን አቦታትናን በረከቶም ይሕደርና
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
3 жыл бұрын
ባሓቂ ቃለ ህይወት ክብርቲ ኣዴና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናዓና ድማ እግዚአብሔር አምላክ መተስወዐሊ ልቦና ይሃበና በእውነት ፍቅሪ ካባና ሪሒቃ እያ ዘላ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና
@adhanommebrihit2282
3 жыл бұрын
እግዝኣብሄር የክብረልና ቡሩኻት ስድራ እግዛኣብሄር ኣባኹም ሓዲሩ ጡዑም ድምጹ ክንሰምዕ ዝፈቀደልና ይክበረን ይመስገን
@tesfagaberande9878
3 жыл бұрын
ኣነ ቢወገነይ ኡኩል ኣይኮነን ኣይ ዓገብኩን ቢሕጂ ሓደ ሺድሽተ ኪፋል ኪቅጽል ኣለዎ ኪትዕድማ ኣለካ
@thekingofredsea
3 жыл бұрын
So what do you want from her
@ኤርምያስተስፋይ
3 жыл бұрын
ክክክክክክክ ጽብቅ ኣለኻ ቃል እግዚአብሔር ኣይጽገብን እዩ
@smichael9969
3 жыл бұрын
@@thekingofredsea maletu mutsgab abina maletu ayu. 100 parts ante zhulu des mbelena.
@lave9644
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ኣምላክ ኣይምኖይ ክትምለሰና ንምነ
@nebyatnetsrab423
3 жыл бұрын
እግዝኣብሄር እድመን ጥዕናን ይሃብኩም .ፀሎት ንግበር ኩሉና እግዛአቤሄር ንሃገርና ኤርትር ይባርክ እግዝኣብሄር ንተሪር ልብና ከፊቱ መንፈስ ቁድስ የዓስለልና .
@eteneshweldemariam5919
2 жыл бұрын
በረከት ናይ እግዚአብሔርን አቦታትናን ሓፍትና ይብፅሃና ክቡር ሓዉና ፀጋ እግዚአብሔር የብዝሓልካ ንዓና ድማ ልቢ ልድያ ዝከፈተ አምላክ ልብና ይክፈተልና
@almazhabtom658
3 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalna .kem Afki ygberelna .ኣዴና ኣጸደ
@aronmelos6636
2 жыл бұрын
ዕድለኛ ሓፍትና ኣምላክ እስካዕ መጨረሻ ይሓሊኺ🙏🙏🙏
@ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰማዐልና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም ክቡር ሓዉና ክብርት ኣዴና ክንደይ ደሰ ይብለካ እዚ ቃል እግዚአብሔር ኣምላክ
@G1717-z1s
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጻንሒት ኢዩ ማማ ኣጸደ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልክን ከምኡ ውን ካሳሁን ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና❤
@temtigdey1335
3 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዳኒ ሓወይ ኣጆኻ መደባትካ ብጣዕሚ ፉሉይ ኣዚዩ ከኣ መሃሪ ንሰብ ከኣ ብሓቂ ዝቅይር ዩ ዳኒ ሓወይ ሰናይ ይምነየልካ ኣንበሳ ፡
@azmeraasmelash6298
2 жыл бұрын
Amen amen amen Egzeabiher ymesgen sile kulu neger edmen tenan yhabkum fetari xeletomn bereketomn ayfeleyena 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@teweldeteferi7731
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና ክብርቲ ብጽእቲ ሃብትና ከምእውን ክቡር መ/ር ካሳሁን የቀንየልና እዚ መልእክቲ ሂወትካ ዝዘርእ፡ መንፈስካ ዘሐድስ፡ስንቂ ሂወት ዝህብ ኢዩ ሞ ክብርቲ ጋል ቶም ቁዱሳን አብ ጾለትኪ አይትረስዕኒ እዛሓፍተይ።
@desbelekiflom5786
3 жыл бұрын
በስመ ስላሴ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ ኣምላክ ኣሜን ኩሉ ግዜ ዚተመስገን ብዕሉ መሕርት ይወረድና💒🙏🙇♂️🤲👏
@ተመስገንመድሃኒኣለም
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏 ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏 ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏 ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና👏👏👏 እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም እግዚአብሄር ፀጉኡ⛪ የብዛሕልኩም ቃለ ሂወት🌺 የስመዓልና ኣሜን 🌿ኣሜን🌿 ኣሜን⛪⛪⛪ ❤❤❤❤💗💗💗💗👏👏
@tesfebeyene94
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዛኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ይዓድልኩም ናይ እግዛኣብሔር ኣምላክና ስራሕ ትኣምር ኢዩ
@Samuel-on2721sg
3 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኣዲና ኣጸደ ከማኡ ውን መምህር ክሳሁን ሓውና ቃል ሂወት ይስማዓልና።
@mashomm4963
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የሰመዐና ክብራት ወለድና ኣምላክ ዓይኒ ልብና ይክፈተልና እግዚኣብሔር ኣምላክ⛪⛪⛪☝☝☝
@samera7043
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብርቲ ኣዶና ኩቡር ሓዉና ኣምላክ እሰራኤል ምሕረቱን ሰላምን ይላኣከልና ኣሜን 🤲🤲🤲
@sofyaaesufyflyheky9613
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈
@KhanKhan-rx9fj
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም ፆሎቶምን በረከቶም ናይ ቁዱሳን የካፍለና አሜን
@ቦኪ
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ህወይት ዝህቢ ትምህርቲ እዩ መሰትወዕል ልቢ ይዓድለና እንበር ልቢና ደርቁ ናይ ኣቦና ዘወንጀል በረከቱ ኣይፈለየና ኣዴና ከኣ ብልቢ እዩ ዘስመግንኪ
33:23
''ዕላል ምስ ወ/ሮ ኣጸደ ገ/መድህን፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (1ይ ክፋል)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 158 М.
17:55
ማርቆሳይ ወይኒ ምስ ሕምባሻይ | ጻሓፊ ኣባ ይስሃቕ ገብረኢየሱስ | ~ 6ይ ክፋል
Mosaic Bahli
Рет қаралды 1,2 М.
00:21
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
Two More French
Рет қаралды 42 МЛН
00:55
My scorpion was taken away from me 😢
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
00:15
It’s all not real
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
00:49
Тренировка памяти 🧠 #boardgames #настольныеигры #умныеигры #игры #настолки #логическиеигры
Двое играют | Наташа и Вова
Рет қаралды 48 МЛН
1:50:09
21ኛ ❤ 1ኛ ክፍል መንፈሳዊ እንግዳዬ ፦የዓለምን ውጥንቅጥ ሚስጥር በደንብ የሰማና ያየ ይመስክር
memihir tesfaye abera መምህር ተስፋዬ አበራ
Рет қаралды 49 М.
27:50
ወ/ሮ ኣጸደ ምስ ኣባ ዘወንጌልን… ከላ፣ እቲ መልኣኽ መጺኡ ዝባረኸሉ ቦታ - ብስእሊ
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 64 М.
9:13
ናብ በርሜል ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝግብርናዮ ጉዑዞ ምስ መምህር ተስፋዬ ዝንብርና ፃኒሒት ናይ ምስክርነት ቃል መሕተት!❤
የአብርሃም ዘር yabreham zer
Рет қаралды 2,8 М.
50:33
ኣብ ቤትካ እንታይ ኣርኢኻዮም ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 11 М.
31:14
ኣጋንንቲ ዘርሕ ጸሎት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም Eritrean Orthodox Tewahdo church
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 210 М.
41:41
''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (4ይ ክፋል)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 94 М.
2:06:36
ወንጌል የዉሃንስ
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,3 МЛН
1:29:43
ኣስተምህሮ ብ ክቡር ካህን ኣባ ዮናስ ዮሓንስ ኣብ ስዊዝ
Ericath swissmedia
Рет қаралды 5 М.
42:29
''ዕላል ምስ ኣልኣዛር:- '' ካብ መሬት ፍሕር ኣቢለ ማይ ይሰትያ: ምስ ወደኣ ኻኣ ትነቅጽ '') (1ይ ክፋል)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 88 М.
1:00:37
'' ምስክርነት ገዳማውያን ኣቦታት፣ ካብ ገዳም መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ '' (1ይ ክፋል)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 57 М.
00:21
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
Two More French
Рет қаралды 42 МЛН