No video

''ዕላል ምስ ወ/ሮ ኣጸደ ገ/መድህን፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (1ይ ክፋል)

  Рет қаралды 156,704

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

ሓቀኛ ምስክርነት ሕሩይን ቅዱስን ናይ እግዚኣቢሄር ሰብ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል እተዘንቱ መጽሓፍ ብ ኣጸደ ገብረመድህን ተጻሒፋ ፡ ብቋንቋታት ኣምሓርኛን ትግርኛን ንሕትመት በቂዓ ኣብ ዕዳጋ ተዳልያትልኩም ኣላ።
እዛ መጽሓፍ ኣንቢብኩም በረኸት እግዚኣብሄርን ሓቀኛ ትምህርቲ ቅዱሳን ኣቦታትትን ከም እትቅበሉ ብምሉእ ልብና ንኣምን። ሓይሊ እግዚኣብሄር ኣምላኽን ጸሎት ኣቦና ኣባ ዘወንጌልን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን ።
ኣታዊ ናይ እዛ መጽሓፍ ን ቤቴክርስትያን ማዕቢኖ መስቀል ክርስቶስን ፡ ንተጸገሙን፡ ዘኽታማትን ዝውዕል ምዃኑ ኣቀዲምና ከነፍልጠኩም ንፈቱ።
@ነዚ መጽሓፍ ብዘይ ፍቃድ ዋና ምሕታም ወይ ምሻጥ ብሕጊ የሕትት እዩ።
ኣብ ምሉእ ዓለም እትርከቡ ኣህዋት በዚ ኣድራሻ እዛ መጽሓፍ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ።
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
ኣ ውሮጳ / Europe
🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇳🇴 ገብረሊባኖስ ገብረሂወት( ኖርወይ ) +4740957240 🇳🇴 🇳🇴 🇳🇴
🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ኖርወይ) 45555906 🇳🇴 🇳🇴 🇳🇴
🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ(ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ(ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
ዓዲ ዓረብ / Arab countries
🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
ኣፍሪቃ / Africa
🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም(ቤተ ክርስትያን መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): 251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
🇪🇹 ጸጋ (ኢትዮጵያ) : 251 914682210 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
🇪🇹 ወልዳይ(ኢትዮጵያ): 251 963471190 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

Пікірлер: 509
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 3 жыл бұрын
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada 🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸 🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 ኣ ውሮጳ / Europe 🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪 🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇳🇴 ገብረሊባኖስ ገብረሂወት( ኖርወይ ) +4740957240 🇳🇴 🇳🇴 🇳🇴 🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ኖርወይ) 45555906 🇳🇴 🇳🇴 🇳🇴 🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ(ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺 🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ(ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰 🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ዓዲ ዓረብ / Arab countries 🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪 🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦 🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼 ኣፍሪቃ / Africa 🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም(ቤተ ክርስትያን መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): 251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇹 ጸጋ (ኢትዮጵያ) : 251 914682210 🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇹 ወልዳይ(ኢትዮጵያ): 251 963471190 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@abraemabcd8970
@abraemabcd8970 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@rrgere1620
@rrgere1620 3 жыл бұрын
ሰላም ካሳሁን ሓወይ ከመይ ኣለካ ፡ መጀመርታ በቲ ትገብሮ ዘለካ መንፈሳዊ ትምህርቲ ከመስግነካ ። ቀጺለ ድማ እዛ መጽሓፍ ምስክርተን ናይ ኣቦና ኣብ እቲ ዳሕሪት መጽሓፍ 200 ብር ሙካና ዋጋኡ ይገልጽ ኣሎ። ግን ኣብ ሆላንድ 35 ኢሮ እዩ ዝሽየጥ ዘሎ ። እዚ ዝተገብረሉ ምክንያት መታን ሓገዝ ክከውን ነቲ ቤተክርስትያን ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ድዩ ወላስ ብዘይ ኣፍልጦኩም እዮም ኣክቢሮም ዝሸጥዎ ዘለዉ ክተረጋግጸልና ብትሕትና ይሓትት። ብዝተረፈ ኣጆካ ቀጽሎ ።
@Trhas601
@Trhas601 2 жыл бұрын
@@rrgere1620 ዋላ ናተይ ሕቶ እያ ኣብ ዱባይ 105 ደርሃም ይሸጥዋ ኣለው መልሲ እንተረኪብኩም እስኪ ሓቡርልና
@brhanekidane8022
@brhanekidane8022 2 жыл бұрын
ßm
@frehadush4335
@frehadush4335 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐልና ማማ ኣፀደ ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢኪ ብፈጣሪ ዝተፎተኪ ❤❤❤ ኣነ ልዕሊ 3ግዜ ከይደ ኣለኩ ንሓፍተይ ካብ ነርቭ ሕማም ኣድሒኖምለይ እዮም ድሒናስ ቆልዓኻ ወሊዳ ዓመት ገይራላ ፈጣሪ ይመስገን ካልእ ከዓ ብቀረባ ዝፈልጦም ሓደ ኣቦ ድማ ካብ ካንሰር ዲሒኖም እዮም ኣቦና ኣባ ዘወንጌል በረከቶም ብጣዕሚ ብዙሕዩ ተኣምሮምውን ብዙሕ ከይተጠቀምናሎም ከይፈለጥናዮም ኣምሊጦምና ድሕሪኦም ከዓ ኣይጠዓመናን 😔😔 ፈጣሪ ምሕረቱ ይልኣከልና
@abebabeyenehagos5776
@abebabeyenehagos5776 3 жыл бұрын
እዋይ ክንደየነይ ዕድለንኛ አኽ ናባ ዘወንገል ዝረኣኽ እግዚኣብሄር ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወክ 🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤❤❤
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 3 жыл бұрын
Ewnt nwe Edlegna nech EGZABHER yewdatale ❤️
@user-yg1vu8nj4x
@user-yg1vu8nj4x 3 жыл бұрын
ኣነ ንኣባ ዘወንገል ብጣሚ የ ዚደልዮም ዘይ ከም ሓጥያተይ ክመጹኒ ውን ይምነ // ሓደ ምዓልቲ ክም ዚመጹኒ ውን እምነት ኣለኒ ከም ብዚሒ ሓጥያተይ ዘይ ኮነስ ክም ምሕረት ኣምላክ
@regattekia831
@regattekia831 2 жыл бұрын
ተደይ ተጋጌ አስምራ እንዳ ገብሪርል መጻ ተማህለሉ ትብል ነራ ተአክብና ንስምዓ ዛ ብርክቲ ሐፍተይ
@user-qu2ip8pb9s
@user-qu2ip8pb9s 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብጣዕ ዘገርም ነገር አውነት ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር 2 ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበ🤲
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ፍጹም ይግበረልኪ ናይ አቦና አባ ዘወንጌል በረከቶም የሕድረልና🙏
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-rc9bm8nt8z
@user-rc9bm8nt8z 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@sdethsum7859
@sdethsum7859 2 жыл бұрын
Amennnn
@merkebtesfay7414
@merkebtesfay7414 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-yb7oh4zl5t
@user-yb7oh4zl5t 3 жыл бұрын
እሰይ እግዚአብሔር ይመስገን ኦ ኣምላከይ ዝተረረ ልበይ ክፈተለይ ኣሕዋተየ ናዓይ ንድክምቲ ሓፍቱኩም ኣብ ፆሎትኩም ሕሰቡኒ
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመሥገን ክቡር መምህርና ብሓቂ ደስስስ ኢሉና ክብርቲ ወላዲትና እልልልልልልል ኢልና ተቀቢልናክን ተመስገን ኣነስ ኣንብብ ኣቢለያ ዛመፅሓፍ መምህረይ ኩሉ ነገረክን ብዙሕየ ተደኒቀ ክብርቲ ወላዲትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@user-ir6yl1li8l
@user-ir6yl1li8l 3 жыл бұрын
Emo kemey rakbekyia 🙄
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 3 жыл бұрын
@@user-ir6yl1li8l ፅቡቅዩ ክብረተይ ናሰላምዶ
@user-ir6yl1li8l
@user-ir6yl1li8l 3 жыл бұрын
@@user-if9uk1dx3z አሞ ጽብቅቲ አንተኮይና ድኣ ክንገዝአ ስለቲ ተገዲስኪ ዘመለስክለይ ኣምልክ ጸጉኡ ይብዝሓልኪ
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 3 жыл бұрын
@@user-ir6yl1li8l ኣሜን ዝያዳይ ግዝእያ በረከቶም ይሕደረና
@habtuokba2170
@habtuokba2170 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን ስለ ኹሉ ግብርታቱ።ካሳሁን ሓወይ እዛ መጽሓፍ ብኸመይ ክንረኽባ ከምንኽእል እባ ሓብረና።
@sser8405
@sser8405 3 жыл бұрын
Kale hiwot yesmealna amlak mhret yewrdelna
@user-fi9pl4mm4q
@user-fi9pl4mm4q 3 жыл бұрын
ክርስቶስ ተንሰአ ሙታን በአቢይ ሃይሊ ወስልጣን ኣሰሮ ለሰይጣን አጋእዞ ለኣዳም ሰላም እምእዜሰ ኮነ ፍስሃ ወሰላም አሜን እንኳዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 3 жыл бұрын
ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏
@tomasabraha2267
@tomasabraha2267 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ከብድኻ ዝበልዕ ኣገላልጻ ጸጋኩም የብዛሓልኩም ማኣድና መኣዲ ትምህርተ ኣቦው የቀኒየልና ገሊጽካ ኣይብጻሕን መግቢ ዝኮነ መግለጺ ቃለ ሕወት የስማዓልና
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@EriEri-dl4jr
@EriEri-dl4jr 7 ай бұрын
አሰይ በረከቶም ይብጻና አፀደ ማርያም ፀሎት ግበርልና ወለተኪዳን ኢልኪ እስካ ድማ እድመንጥእናን ያሐብካ
@mikiareyame8757
@mikiareyame8757 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmana
@user-lu4bl7lt9t
@user-lu4bl7lt9t 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና. ፀግኡ የብዘሐልካ መም. ናይ ኣቦና ዘወንጌል ከዓ ፀሎተምን በረከቶምን ምሳና ይኹን.
@kahsayluel4146
@kahsayluel4146 3 жыл бұрын
Amen
@user-el7dr3us6i
@user-el7dr3us6i 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@BiniamTesfay-tg5ms
@BiniamTesfay-tg5ms 8 ай бұрын
ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዚኣቢሄርና ይኹን
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝቐብኣ ጓል ሓትነይ ዘሕለፈቶ ከርተት ንሕና ጥራይ ኢና እንፈልጦ፡፡እግዚኣብሄር ኣምላኽ ግን ኩሉ ገሊጹላ ኣብ ዓድና ድማ ብዙሕ ዝቕበላ ሰብ ኣይነበረን፡፡እንቋዕ ገጽኪ ኣርኣየና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም፡፡
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 3 жыл бұрын
kemu eya natna neger. Goyta wen nebiy ab adu aykebrn eyu eluna endiyu
@user-pd6xr7hj9l
@user-pd6xr7hj9l 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ ዓድኻ ኣይቅበለካን እዩ እምበር እዝኣስ ጋል 9 ዓመት ኮላ ሓርይዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ
@user-yg1vu8nj4x
@user-yg1vu8nj4x 3 жыл бұрын
ወዲ ሓትንኣ ምካንኻ ዕድለኛ እኻ እዚ ኣምላክ ኮስታሪት ምድርቤታ ተገበረንስ እንታይ ኣለዎ ክዳና ሓጽበ ጸጉራ ቆኒነ ጫማኣ ሓጽበ ናታ ከዳሚት ተዝገብረኒ ኣሜንንን
@azmeragebremedhin4480
@azmeragebremedhin4480 2 жыл бұрын
Wuyyy selka habeniba ata wediney bejaka tehababereni
@user-fb9ss3bv8b
@user-fb9ss3bv8b 2 жыл бұрын
በረከት ናይ ኣቦና ኣባ ዘወጌል ኣብ ዙርያና ይኩን ማማ ኣፀደ ድማ ኣምላክ ዝሓረየክን ፀጋ ኣምላክ ዝበዘሐክን ኢክን እሞ ኣዴና ፆሎትክን ኣይፈለየና ክብሪ ልቱልዑል ፈጣሪ ተመስገን ኣምላክ
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 3 жыл бұрын
ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏ልዑል እግዛብገር ይመስገን ስለ ኩሉ ቁዱስ ነገሩ 🙏ምሕረቱን ረድኤቱን ኣይፈለየና 🙏ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም 🙏ኩቡር ሓውናን መምህርናን እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር መጻካ 🙏ንዓኽን ክብርቲ ኣዴና እውን እንኳዕ ብፍጹም ምሕረት ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ መጻክን ብሓቂ ልዑል እግዛብሄር ፈትዩልክን እዩ ብጣዕሚ ዝገርም እዩ እግዛብሄር ይመስገን 🙏ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዝብል እዩ ንዓና ንድኩማት ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ኢኩም 💔😭🙏እዝግዮ እወ ከመይ ገሮም ገጾም ክበርህ ኣይ ቁዱስ እንድዮም ስለ ኩሉ ወድሰብ ዝሓዝኑ ይቅረ ይበለልና 💔💔💔💔😭😭😭☝🙏🙏🙏
@user-fi7os3lz2u
@user-fi7os3lz2u 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህር ካሳሁን ከምኡ ውን አዴና አፀደ ገብረመድህን ፀግኡ የብዘሐልኩም
@user-ly7sh6lt2h
@user-ly7sh6lt2h 3 жыл бұрын
መምህርና አቦና እውን ፀጉኡ የብዘሓልኩም ብሓቂ ኩሉ ጊዜ ዘፅናዕንዕ ቃል አምላክና እናገበርኩም ልብና ከይሓዝን ዘሓገዝኩሙና እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ጊዜ ምሳኩም ይኩን
@elifreentertainment
@elifreentertainment 3 жыл бұрын
ባህ ዝብል ልብኻ ዘጥልል ቃል፡ ንኣደና ብምሉእ ጥዕና ነዊሕ ዕድመ ይሃበን፡ ንዓኻ ሓውና'ውን ጻማ ውዕለትካ ይሃብካ። ክብትን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሴን ንጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኹን ኣሜን (3)
@abrahalyearefe3261
@abrahalyearefe3261 3 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ልዑል ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ክብርት ሓፍተይ ኣጽደ መጀመርያ እንካዕ ናብ ብርሃኔ ትንሳኤኡ ብሰላምን ብጥዕናን ኣብጻሓክን ኣብጻሓናን ይብለኪ ኣነ ሳራ ተስፋማርያም ኣብ ኡስርቤት ዓዲ ንፋስ ተላሊና ብድሕሪኡ ውን ኣብዓዲ ሓሪሽ ካኣ ተራኺብና ብዝኾነ እንካዕ ብሰላም ኣተኺ ኣነ ክሳብ ዛ ሕጂ ዝጽሕፈልኪ ዘለኹ ዳሃይኪ የብለይን ሕጂ ግን ዋላ ብተለፎን ክንራኸብ ተስፋ ይገብር ኣነ ኣብ ሆላንዲ ኣለኹ ኣብዝጣዓመኪ በዚኣ 0031684869059 ደውልለይ ክሳብ ብ ኣካል ንራኸብ ድምጽኺ ክሰምዓኪ ኣነኻኣ ክቀስን
@abrahalyearefe3261
@abrahalyearefe3261 3 жыл бұрын
ተለፎና ተፈልጡ ተሊኹም ካኣ ክትጽሕፉለይ ይላቦ
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 3 жыл бұрын
@@abrahalyearefe3261 Selam amlak msaki yikun Sara, kitdwlelki eya,
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብራተይ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንግል ፆሎትን በረከትን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@luwamfshaye1308
@luwamfshaye1308 2 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna memhrey bereketomn amaldnetomn nay abona aba zewengel ms kulatna hzbi krstyan ykun
@manetsgabahaidu8336
@manetsgabahaidu8336 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራት ወለድና ኣባኹም ሓዲሩ ዘምህረና ዝምዕደናን ዘሎ እግዚአብሄር ኣምላክና ክብርን ምስጋናን ይብፀሐዮ ሎምን ኩሉሳዕን
@user-ys8qt6bi6v
@user-ys8qt6bi6v 3 жыл бұрын
temesgen getaye nabza dkika hkuf dgf abilka zebxahakana AMEN AMEN AMEN zkereye zemenna Ewen barkelna AMEN AMEN AMEN nay kudusan bereket msana hzbe kerstyan ykun AMEN AMEN AMEN
@senaityemane5610
@senaityemane5610 3 жыл бұрын
Kalle hiwet yesmalna kbrtiy heftey
@MA-bf7yp
@MA-bf7yp 3 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ኣብ ኣገልግለቱ የጽንዕክን፡ የፈጽምክን ኣዴና። ንዓና ድማ በረከት ቅዱሳንን በረከትክንን የካፍለና።
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 3 жыл бұрын
_ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና እንካዕ ድሓን መፃክን ክብርቲ ኣዴና ካሳሁን ሓውና እውን ክብረት ይሃበልና ናይ ኣባ ዘወጌል ጸሎቶም ምስ ኩልና ይኹን_
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 3 жыл бұрын
ምኣዚተይ ሲኢነኪ ኔረ
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 3 жыл бұрын
የዳምጽ እሞ comment እንድየ ብዙሕ ዘይጽሕፍ ሃይማኖተይ መቐረት 💘💘💘
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 3 жыл бұрын
@@user-dt1yh3lc6k እሰይ ካልኤተይ ነዳምፅ ድኣ 😍
@user-ju6db7tg1e
@user-ju6db7tg1e 3 жыл бұрын
አሜን🙏🙏🙏
@sdethsum7859
@sdethsum7859 2 жыл бұрын
Amennnn
@eumgssan1260
@eumgssan1260 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ገንዘብ ከነጓዪ ናይ ዓድና ፀጋ ዘየስተውዓልና ኣባ ዘወንጌል ኣምሊጦምልና ተዓምር ኣብ ገዛና ገዲፍና ስደት ተኣምር ክንርኢ ንፍትን ኣምላኽ ባዕሉ ይተዓረቀና ድኽመትና ዩ
@mahelatkebede1424
@mahelatkebede1424 3 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ትምህርቲ ቃለ ህይወት የስመዓልና ወ/ሮ አፀደ ሓውና መምህረ ካሳሁን
@elsafshalegmariam3243
@elsafshalegmariam3243 Жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwetu yesmana
@fevenmesfin4524
@fevenmesfin4524 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna Adena atesde
@abebaghebre5704
@abebaghebre5704 3 жыл бұрын
ቀለሂወት የሰመዓልና ፈጣሪ ጓል ሐወበይ ብርክቲ ሪኢኪ ተሐጓሰኤ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏❤️
@user-yg1vu8nj4x
@user-yg1vu8nj4x 3 жыл бұрын
በጃካ ብከመይ ይረክባ ኣድራሽኣ ሃበኒ
@yodittesfu6125
@yodittesfu6125 2 жыл бұрын
Ane wen mis mili aleku adrasha habna bejakum
@wilized8584
@wilized8584 2 жыл бұрын
@@user-yg1vu8nj4x ሚሊ ክፍርደኪ ኣይደልን ንባዕለይ ሓጥያተኛ ስለ ዝኾንኩ ግን መንፍሳዊት እየ እኺ ትብሊ ግን ክኣ ዓርኪ ኣለኒ ክትብሊ ስሚዕኪ ነይረ ብዘይሒጊ ኣምላኽ ምትዕርራኽ መጻምዲ ምውናን ዝያዳ እቶም ዓለም ሓጥያት ዶ ኣይኮነኪን,,
@user-yg1vu8nj4x
@user-yg1vu8nj4x 2 жыл бұрын
@@wilized8584 የብለይ እንተ ሃለወኒ ክኣ ብስነ -- ስርዓት የ ዝውድኦ ።
@user-yg1vu8nj4x
@user-yg1vu8nj4x 2 жыл бұрын
@@wilized8584 ብዛዕባ ሓጥያተኛ ዚበልካዮ ግን በትክክል ሓጥያተኛ የ ካብ ሓጥያት ንማይክሮ ሰኬንዲ ውን ትኩን ኣምልጠ ኣይፈልጥን የ ግን ኣምላኬይ ማሓሪ ዩ ሞ እሱ ክምሕረኒ ዩ // እሱ ከማና ከም ሰብ ጨካን ኣይኮነን ሓጥያተይ ኣብ ኣደባባይ ኣውጽኡ ንስኪ ሓጥያተኛ ኣይብለኒን ዩ ብስውር መንፈስ ዩ ዝምሕረኒ // ኣታውቀኝም የማን ልጅ እንደሆንኩ ኣባቴ እግዝኣብሄር ነው ።
@mnsmne6691
@mnsmne6691 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልን 🙏🙏🙏
@user-hu2sh3eb4y
@user-hu2sh3eb4y 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ማማ ኣጸደ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኪ ኣዚዩ ደስ ዘብል ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሔር ይኹን
@letish3773
@letish3773 3 жыл бұрын
ብሓቂ መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረልና ኣዴና ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ያሃብኪ በረከት ናይ ኣባ ዘወንጌል ይሕደረና ብፀሎቶም ይማሓረና 👏👏👏
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-uc5ig4wb8o
@user-uc5ig4wb8o 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmelna kburti adena kbur memhrna
@felimonalem9121
@felimonalem9121 3 жыл бұрын
አነስ እግዚአብሔር ይመስገን ብአካል ረኺበየም እየ እቲ ዘረባ ሓቂ እዩ👏👏
@user-fh7sc7pf8q
@user-fh7sc7pf8q 3 жыл бұрын
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ቃል ሂወት የሰሙዕልና አግዝብሕር አሙልኽ መሙህርና::!!!!
@edengebrezgabher8518
@edengebrezgabher8518 3 жыл бұрын
Kal hewit yesmana
@user-fe9et6mo2b
@user-fe9et6mo2b 3 жыл бұрын
ብሓቂ ማማየ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣቦና ዘወንጀል ፀለቶም በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይሕደር ልህዝብና ካውዚ ወሪድወ እንዮ ማዓት መንከራ የውርደልና ኣውኡ ኮይኖም ፀለቶም ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜ ን ኣሜን👏👏👏💒
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 3 жыл бұрын
ውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዘሓፍተይ ቃለ ሂወት የስምዓልና .🙏🙏🙏🙏👏👏
@kasuamara6794
@kasuamara6794 3 жыл бұрын
በእወነት ቃሐ ህይወት ያሰማልን መምህራችን ሰለ ማይነገር ሰጦታዉ እግዚአብሄር ይመሰገን
@user-by5wy6yt4n
@user-by5wy6yt4n 3 жыл бұрын
ሰላም ሰድራ ቤት ኣምላክ እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐና ፆሎት በረከት ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ገዙአያ ኣዛ መፃሓፍ ብጣዕሚ እያ ዳሰ እያ ትብለካ
@saronkidane9614
@saronkidane9614 3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna keburat adena axeden kasahun hawenan
@romanroman2920
@romanroman2920 3 жыл бұрын
ባሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ቃለ ሂወት የስማዓልና
@user-jb7bv3hg5c
@user-jb7bv3hg5c Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@yordanoshaile2348
@yordanoshaile2348 3 жыл бұрын
ባሓቒ ጸጉኡ የብዝኻለካ ነዛ ሓፍትና ካኣ ክንደይ ታኣዲልኪ ብኡነት ጸጋን ጥእና ይሐብኪ ምስስድራኺ።
@asmaytweldegebriel7329
@asmaytweldegebriel7329 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna Behaki Kindey Edlena Eikn nedena Beadme bxega yehalwelna kassan hawey edmen teann yehabka
@raheltekia2198
@raheltekia2198 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@kidanande2826
@kidanande2826 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድሜ ን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-vr8om7sk7d
@user-vr8om7sk7d 2 жыл бұрын
bhaki kale hiwet yesmealna kbur memhrna Adena kdsti Atsede tsegan bereketan ms kulatna ykun tselotki yhagzena 👏👏👏
@azebdagmay1086
@azebdagmay1086 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ኣባ ዘወንጌል ታሪክ ይንገረኒ ስለ ዝነበረ ከምዚ ናይዛ ሓፍተይ ብ ሓማተይ ሰላም ምስ ኮነ በጺሐዮም ደስ ኢሉኒ ሕጂ ካኣ ናቶም ኩሉ ክሰምዕ ከለኩ ሓቀኛ ታሪክ ብጥዕሚ የመስግነኪ ኣምላክ ይመስገን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እታ መጽሓፍ ክንረክባ ደስ ይብለኒ
@kbretteklehaimanot8619
@kbretteklehaimanot8619 3 жыл бұрын
ቃለሂወት የስማዓልና ካሳሁን ሓወይ&ኣዴና ኣጸደ በረኸት ኣቦና ዘወንጌል ይሕደረና ንኹሉና ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪኽ እዩ ፡ ብፍላይ ኣብቲ ናይ ቡን ዛዕባ ጽቡቕ መብርሂ ሒዝካ መጺኻ ሰ/ወ ካሳሁን
@abebabeyenehagos5776
@abebabeyenehagos5776 3 жыл бұрын
ቃለሄወት የስምኣልና ኣሜን 🙏🙏🙏ኣሜን 🙏❤🙏❤🙏🙏ኣሜን 🙏🙏🙏
@zaidteklay797
@zaidteklay797 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና💒Really blessed💕
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 3 жыл бұрын
መምህር ካሳሁን ሓወይ ክብረት ይሃበልና ነዛ ክብርቲ ኣዴና ዘቅረብካልና ሓንቲ ግና ብዛዕባ ኢድ ናይ ኣቦና እታ ሽፍንቲ ኢድ ትብለና ሕተተልና በጃካ
@maranata6040
@maranata6040 3 жыл бұрын
Ab part-2 Elena all kinxibe ena
@kebarimen7916
@kebarimen7916 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna kasahun hawna adiena kea amlak nay agelglot zemenkn bariku edmen tienan yhabelna ena nay abona zewengiel xelot bereketn yrdeana
@senaitsengal1686
@senaitsengal1686 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ካሳሁን ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ኣምላክ።
@maazamahray4407
@maazamahray4407 3 жыл бұрын
መጀመሪያ ሰላምታይ እንዳቅረብኩ ርሁስ አውደ አመት ይግበረልና። አፀደ ሀፍተይ አብዚ ዘብፀህካና ድምፅኪ ብምስማዕና ብጣዕሚ ተሀጉሰ ዕድሜ ጥዐናን ምስ ቤተሰብኪ የብዘሀልኩም። ካሳሁን ከአ ከብረት የሀበልና በቲ አቀራርበካ አምላክ አሳልጦ የሀብካ። 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@temsgenamlakey4982
@temsgenamlakey4982 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmana
@kabrtyss5863
@kabrtyss5863 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmaelna Edmen tienan yhabkam Amen
@TV-vh2im
@TV-vh2im 3 жыл бұрын
_ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ❤💛_ _ኣድና ዕድመን ጥዕናን ይሃበክን መለተ መድሂን ብጾሎት ሕሰባኒ ሓደራ🤲_
@rezxs_yt1733
@rezxs_yt1733 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet ysemialuna
@user-hd7du1dr5f
@user-hd7du1dr5f 3 жыл бұрын
ሰለም ሰለም ሰለም ክብረ አቦና 👏❤❤❤
@amleshamuruts1313
@amleshamuruts1313 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ክብርቲ ወላዲትና እማየ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ💒👏👏👏💖💖💖
@sesunadawit1875
@sesunadawit1875 3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmaena Adena nay bhaqi teum qal kemeu wn hawna kasahun xegeu ab leli xega yebzahlkum 🙏🙏🙏
@mulugetashishay8692
@mulugetashishay8692 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመኣልና ኣዴና ካሳሁን ሓዉና ኣምላኽ እግዛብሄር ጸጉኡ የብዝሕልኩ
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡራት ኣሕዋትና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን እና እዛ ናይ ቡና ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና እንበር እቲ ደም ኣብ ዓድና ሰብ ኣብሲሉ እዩ ዝበልዖ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና 🤲🤲🤲
@letinaweldemariam3297
@letinaweldemariam3297 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ አምላኽ የጸብቐልና የርህዎ አሜን አሜን አሜን
@bhlbibrhane5568
@bhlbibrhane5568 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና፡ ጸለትኹም ኣይፈለየና ኣሜን(3)
@user-hz6jo2ln8h
@user-hz6jo2ln8h 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣምላከ ቅዱሳን ኣቢትስትና ዓይነ ልቢናና ይክፈተልና
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 3 жыл бұрын
Akedime btaimi yemesgneka naaki kaa brkti sle zkonki indyou ymelaalki n adna kaaigzabiher b aini mhretu ytemta amen
@meazanegatu1890
@meazanegatu1890 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna memhrnan kea amlak xegeu yebzhalkum
@tgtsadiktgsadikk3182
@tgtsadiktgsadikk3182 2 жыл бұрын
እዋይ ትዕድልቲ ብፅእቲ ሐፍትና አፀደ በረኸትኪ ናትክን ናይ ኣቦና ዘወንጌል ይሕደረና ። ምሕረትን ሰላምን ንህዝብና ኤርትራን ትግራይን ይልአኸልና ።
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣዴና ጸጉኡ የብዝሓልክን መምህር ከኣ ስለቲ ዝዓደምካልና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ የቀኔልና ንኩልኩም
@user-uv3tn6zs7i
@user-uv3tn6zs7i 2 жыл бұрын
ብሓቂ ህዝቢ ለዋህ እዩ ግን ናይ ኢዱ ኣይረከበን ክብርቲ ኣደና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኪ
@birhanenigussie2008
@birhanenigussie2008 3 жыл бұрын
ኣንቱም ፅልኢ ትሰብኩ ሰባት እዚ ምስ ሰማዕኹም ልብኹም ታይ በለ? ፈጣሪ ሰላሙ ይመልሰልና በረከቶም ምስ ኩላትና ይንበር።
@tabewelday9492
@tabewelday9492 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal Hiwet yesmealna egizabher amlak xagueu yebzhalkum ahiwat
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ኣዴና በረከትክን ይሕደረና 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
@rrww2982
@rrww2982 3 жыл бұрын
ቃለ ህውይት የስመዕልና ክብርቲ አዴና ከምኡ ውን መምህርና ናይ አቦና አባ ዘወጌል በረከቶም ንኩላትና ህዝብ ከርስቲያን ይብፀሐና አሜን ።
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ናይ ቁዱስ ኣቦና ዘወንጌል ጾሎቶምን ረድኤቶም ምስ ኩልና ይኹን
@furtunamehansho8559
@furtunamehansho8559 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዳሰ ዝብል ትምህርቲ ኣዴና ኣጸደ ጸግኡ ይብዛሓልኪ
@kemdlayey7871
@kemdlayey7871 3 жыл бұрын
እዝጋብሄር ኣምላክ ቃል ሂወት የስምዓልና ክብርቲ ወላዲና ዕዲመን ጥዕናን ይሃብክን እና ድያቆን ሃውና ኣሜን(3)
@ggt620
@ggt620 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏🙏🙏
@user-cn3ym5wl3j
@user-cn3ym5wl3j 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-tf1ns1go2f
@user-tf1ns1go2f 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐና ፀጋኡ ያብዘሐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ብዞሎኹሞ ይሓሉኹሙ ብመግድ እግዛብሔሪ መገድ ቁድሳና ኣቦታትና ይምረሐና ኣሜን
@user-wg3cj7el9m
@user-wg3cj7el9m 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህወት የስመዐነ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ✝️
@tsehaymezbere9912
@tsehaymezbere9912 3 жыл бұрын
ሰላም ሰ/ወ ካሳሁን ነዚ ጥዑም ዜና ቁዱሳን ስለ ዘቅረብካልናን ብዛዕባ ኣባ ዘወንጌል ብግልጺ ስል ዘረዳእካናን እግዚኣብሄር ኣምላክ የኽብርካ ቀጺለ ድማ ኣዴናን ሓብትናን ጉዋልቶም ቁድሳን ዝኾነት ወ/ሮ ኣጸደ ስለ ዝፋለጥካና ከመስግነካ ይፈቱ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልካ
@Lul19211
@Lul19211 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራት ወለድና ፀጋኡ የብዛሓልኩም ክብርቲ ወላዲትና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚኣብሔር ኣምላክ
@gebrigebri2293
@gebrigebri2293 3 жыл бұрын
ኣሜን🙏🏽ኣሜን🙏🏽ኣሜን🙏🏽 እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ክብሪ ንመድሃኒአለም ይኹን ንኣዴና ከኣ ናይ ኣጎልጉለት ዕድሜኽን ይባርኽ መድሃኒአለም ንኹልና ህዝበ ክርስትያን ከኣ በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ዘወንጌል ምስኩላትና ይኹን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽::
@user-pm2lq6kf2y
@user-pm2lq6kf2y 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን እሜን እሜን እሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@yoditafewerki3371
@yoditafewerki3371 3 жыл бұрын
Kalehiwet ysemalna nadena admen tanan yehebki
@user-il5ee6oi8z
@user-il5ee6oi8z 3 жыл бұрын
ብሰላም ምፅና ክብራተይ 2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበ
@user-vb7sh9dj7f
@user-vb7sh9dj7f 3 жыл бұрын
Amennn kale hiwet yesmalna bereket nay kudusan Abotatna ykfelena
@kahsakahsa6592
@kahsakahsa6592 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@brktimulubrhan582
@brktimulubrhan582 3 жыл бұрын
Ney bhaki haftey edmen tenan yhabki fetri kassahun hawena dem kale hiwet ysmalna kubur hawena
@user-ei6zq5xe8i
@user-ei6zq5xe8i 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃልሂወት የሥመዐና ጸጉኡ የብዘሐልካቱም ስድራ ቤትና እግዚአብሄር አምለክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🍃🍃✍️✍️✍️✅✅✅✅✅
@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ህዝቢ ትግራይ ደኣ እወ ተቀባሊ ጋሻ ብሩካት ዘርኢ ስለ ዝኮኑ ኳ እግዛብሔር ኣምላክ ቅዱሳን ኣቦታት ሂብዎም ከም ብዓል ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ቅዱስ ያሬድ ሂብዎም ነዚ ቅዱስ ህዝቢ እዚ ግን እዚ ኣይግበኦን ነይሩ ኣምላክ እንታይ ማዓት እዩ ከውርደልና ዘፍርሕ ዘመን እዪ ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና ኣሜን(3)
@milatmilat9492
@milatmilat9492 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝእዮ ማሓረና ክርስቶስ
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አዴና መህምር ሓዉዉና ካሳሁን ፀግኡ የብዘሐልኩም አሜን ናይ አቦና ዘወንጌል ፀሎቶም አማላድነቶም አይፈለየና በረከቶም ይሕደረና አሜን
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 11 МЛН
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 19 МЛН
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 19 МЛН
ቅ/መላእኽቲ ስለምንታይ ብምስሊ ሰብ ተሳኢሎም ?  (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
29:22
Memehir Girma Wondimu Video 330 የዩኒቨርስቲ ተማሪዉ ሰዎች እኔን በማየት ይንቀጠቀጣሉ መልአክ እየመሰሉ ይታዩኛል  ሳላዉቀዉ ተጎዳዉ
24:35
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 11 МЛН