Full Video - Rezene - ረዘነ - ሓቀኛ ዛንታ

  Рет қаралды 166,170

Selam Multimedia

Selam Multimedia

2 жыл бұрын

ሙሉእ ቪድዮ ረዘነ - ጉዕዞ ረመጽን በረድን ሓቀኛ ዛንታ ።
ሙሉእ ቪድዮ ብዛዕባ መቅዘፍቲ ናይ 1975 • ERi-TV #Eritrea: ዝኽሪ ህ...

Пікірлер: 268
@Amorawedigash
@Amorawedigash Жыл бұрын
ስደት ሑሱም 😢😢ባባ ረዘነ ኣብ ዕሽል ዕድሜካ ከርተት ሂወት የሒሊፍካ ተመስገን ፈጣሪ ብሂወት ምህላዉካ 🙏ግርማይ ሓዉና ከኣ ነዛ ዛንታ ግዜካ ሰዊኢካ ናባና ብምቅራብካ ብጣዓሚ ነመስግነካ 🙏
@Gottseidanke28
@Gottseidanke28 2 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ረዘነ ብሂወት ምህላዉ ብጣዕሚ ሓጎስ ተሰምዕኒ፡ ሓደ መዓልቲ በኣካል ክርኦ ተስፋ ይገብር ።
@AmaMedia92
@AmaMedia92 2 жыл бұрын
ናይበሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ 💔 ዛንታ ፈጣሪ ስደትና የሕጽረልና 🙏🏿🙏🏿 thanks ቀጽሎ
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
Amen
@kifligoitom5667
@kifligoitom5667 2 жыл бұрын
ብስምኣብን ወልድን ወመንፈስ ቁዱሱን ብሰላም ሴሜዔ ዝወደኣኩዋ ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዩ። ከቡኡ ብምቅጻል ድማ ንግርማይ ኣቅራርባ ንዝምልከት ወይ ኣትራርኻ ከይኣመስገንኩዉ ክሓልፍ ኣይደልን።ካብኡ ብምቅጻል ድማ ናይ ብሓቂ ከምቲ ኣቦና ዘማራይ ዳዊት ዝበልዉ፡ ኦ ኣምላኽ ከም ዝሓሰብክዉ ዘይኮነስ ከም ዝፈቀድካዮ ኢዩ።ከምዝበለ ሓቂ ኢዩ ከመይሲ ኣምላኽ ከምቲ ንሕና ንሓስቡ ዘይኮና ከምቲ ዘድሊየና ኢዩ ዝህበና ወይ ዝገብረልና።ናይ ብሓቂ ተገሪማ ኢዚኣ ዛንታ ጀሚራ ክሳብ ትውድእ ከይኣቆረጽኮ አየ ተኻቲተለያ ። ኣብ ሂወተይ ኢቲኣ ዝገረማትኒን ዝመሳጥትኒን ኢዚኣ ኢያ።ሒጂ ድማ እዚ ሓውና ኣቦናን ረዘነ ኢሞ ኣብቲ ግዜ ኢቲ ከይተሓለላ ነዚ ኩሉ ታሪኽ ክስንድን ክጽሕፍን ዝገበሮ ብጠዓሚ ንፉዕን ሓያልን ሓደ ብሓደ ተገሪማ። ብዝኹና ዘረባ ኣቢዚሓ ኣምላኽ ደሪቢዮ ከምዘይ ድሪቢየካን ብዘይመዓልትኻን ድማ ከምዘይ ትመውትን ኣሚና ኣለኹ።ሽግር ክፍትነካ ኢምበር ክቀትላካ ከምዘይ ይኺእል ኣሚነ። ልክዕ ከምቲ ወርቂ ብሓዊ ተፈቲኑ ወጺዮ።እቲ ኩሉ ነዚ ክገብር ዘኻሎ ድማ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ስለ ዝኹነ ክብርን ምስጋናን ሎምን ንኩሉሰዓን ንዘልኣለም ይኹን። ሰላም ሜድያ ድማ ከምዚ መሃሪ ዝኹነ መደብ ክተምጹሉና ንምሕጸነኩም ብጠዓሚ ጽቡቕ ቀጽሉዉ ንፉዓት።በዛ ታሪኽ ዘቅረብኩማ ኣነ ምሸለምኩኹም ኔራ ግን በያናይ ዓቅሚ ኣብ ካርቱም ኩይንካ ።ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ንኹሉኹም ጸሓፍትን ተረኽትን ኣቅረብትን።ሰሰናዮ ንዓኩም ።ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን (((3)))ናይ ብሓቂ
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
የቀንየልና ኣዚና ካብ ልቢ ነመስግን።
@elk5824
@elk5824 2 жыл бұрын
ኣንቱም ጀጋኑ ደረስትን ተረኽትን ከምዚ ጌርኩም ማሃርና እግዚአቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እዚ ዓቢ ትምሕርቲ ዛንታ ናይ ረዘነ ሓውና ንነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ከምዚ ጌሩ ተታሪኹ እንተ ዝጽሕፍ ሲ ኩሉ ዶ ምተማህረ ማለት ንሓደሰብ ስደት ሕማቅ ዩ ኣይትኺድ ክትብሎ ከለኻ ንባዕሉ ጥዒሙዎስ ንዓና ኣይትውጽኡ ይብለና እንዳ በሉ ምስማዕ ይኣብዩና።መቸም ከምዚ ናይ ሓውና ረዘነ ታሪኽ ዝኸበደ ናይ ስደት ሂወት ግን ከ ኣ መምህር ማለት ወድሰብ ብዘይ ማዓልቱ ከም ዘይ መውት እዩ ዝምህረካ ከምኡ ድማ ንሕና ደቂ ሰባት ንነብር ብናይ እግዚአቢሔር ሓይሊ ኢና ግን ኩሉ ግዜ ብናትና ሓይሊ ስለ ዝመስለና ንኣእምሮናን ንጉልበትና ካብ ዓቅሙ ንላዕሊ ነድክሞ።ወዲ ሰብ ኣብቲ ኣምላኽ ዝመደበሉ ቦታን ምስቲ ዝተመደበሉ ሰብን ዩ ዝነበር። ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ ረዘነ ንደራሲን ንተራኽን ሙኩእ ምስጋና፡ከምኡ ረዘነ ሓውና ምስ ስድራቤትካ ዕድመን ጥዕናን ነዚ ዛንታዚ ከተዘንቱ ንዝገበርካ እግዚአቢሔር ይመስገን።
@milashuzeriemariam9195
@milashuzeriemariam9195 Жыл бұрын
Bihaqie, Amilake u Wana hiwet na, have the same way of thinking that why am writing my comments.
@milashuzeriemariam9195
@milashuzeriemariam9195 Жыл бұрын
God bless you
@user-of7zs8ln6g
@user-of7zs8ln6g Жыл бұрын
እዚ ዛንታ ኣብ ገዛና ኣደይ(ኣባየይ) ትነግረና እካ እንተነበረት ግን ከም ሰበይ ክሰምኦ ከለኩስ ብሂወት ከም ዘሎ እንዳፈለትኩ እንዳ ነባእኩ😢😢 ወዲእያ edime yhabka hawobey ❤❤
@Cr-uy3cj
@Cr-uy3cj 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ገለ ዓይነት ዛንታ ምስ ገለ ዓይነት ተራኺ (ኣነብባካ ኣብ ልቢ ዛኣቱ ዮ ቀጽሎ )
@asefawabrha5798
@asefawabrha5798 2 жыл бұрын
ግርማይ ብጣዕሚ ኑፍዕ ተራኪ ድምጽካ ናይ ባዕሉ ዚማ ዩ
@mahzelnatv5337
@mahzelnatv5337 2 жыл бұрын
ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲንካ ዕላማኻ ምህራምካ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ብሂወት ምህላውካ ምስተዛዘመት ተሓጊሰ ምኽንያቱ እታ ጥራዝ ምስበዝሐ ሓዲጊ ዛንትኡ ገዲፉ ጥራይ ከይርሃዎ ተፈሊና ከይከውን ዝብል ስግኣት ነይርኒ ተመስገን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ረዘነ ደሃይ ናይታ ዝተሓባበርካያ ጋል'ከ ብሂወት ዶ ትህሉ ሓሲበ🤔
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 2 жыл бұрын
ወይ ኤርትራዊ ዝረኽቦ !!!!ናይ ኩሉና ዛንታ ብዓቀን ድአ ይፈላለ ይኾውን እንበር እዛ ዛንታ ዳርጋ ናይ መብዛሕትና አጋጣሚ እያ
@user-cx8kj6td3u
@user-cx8kj6td3u 6 ай бұрын
ኣዝያ ማሃሪትን ኣገራሚትን ዛንታ ናይ ባሓቂ ጸዋርን ወሳንን ባባ ረዘነ
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 Жыл бұрын
ዝገርም ዛንታ'ዩ! ባባ ረዘነ ኣብዚዘለኹዎ ሃገረ ካናዳ ካብ ሃለወስ፡ ክሪኦ ተስፋ ይገብር።
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 Жыл бұрын
ኣነ ውን ኣብ ቶሮንቶ ኣለኹ ክሪኦ ክንደይ ዘይበሃግኩ ዘገርም ዛንታ
@micaelzekarias1537
@micaelzekarias1537 2 жыл бұрын
ግርሜሶ ዓርከይ ይበል ትረኻ። ይበል ንባብ። መሳጢት ዛንታ። ገርግስ ጉዕዞ 50 ውን ሰሚዐ ፈቴያ። ብሕጂ ውን ብኻልእ ትረኻ ክንጽበየኩም ኢና። ዕድመን ጥዕናን ንደራስን ተራኽን።
@solsolrora7076
@solsolrora7076 2 жыл бұрын
Thanks Grmeso even I read the story 10 years ago I am enjoying the story again.
@matirobel1542
@matirobel1542 2 жыл бұрын
Behaqi nezi tedgemkwa wen ayemexlakun. nayi hade arekayi hiwet ey azekakirateni b xefru kab eritrea nab canada ateu..... 10Q Rezne.
@hanatesfaghiorgis9153
@hanatesfaghiorgis9153 2 жыл бұрын
ረዘነ እንቋዕ ፍረ ስቓይካ ሰናይ ረኣኻ ፍልይቲ ዛንታ ደስ ዝብል ትረኻ ልቢ ዝትንክፍ!!!
@mehiretberhane6533
@mehiretberhane6533 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ዛንታ ካብዚ ንላዕሊ መግለጺ ሲኢነላ መኽንያቱ ድሕሪ አዚ ኩሉ ከርትት እፎይታ መርካቡ Thank you so mach
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
You are so welcome.
@wehazithadish3451
@wehazithadish3451 2 жыл бұрын
M Wfnrovc txtzv
@tekleandemarian3787
@tekleandemarian3787 2 жыл бұрын
P
@tekleandemarian3787
@tekleandemarian3787 2 жыл бұрын
Å
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ ዛንታ ረዘነ🤔😢🙏🇪🇷
@kabilyonas2299
@kabilyonas2299 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽፉፍ ታሪክ የቀንየልና
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
ገንዘብኩም
@huruyasrat5762
@huruyasrat5762 2 жыл бұрын
ዋው መወዳእታ ጻማካ እንቃዕ ረከብካ ኣቦና ረዘነ ታሪክካ ምቁር ቃንዛ እዩ ፡ግርማይ ሓውና ውን ጥዕም ድምጺ ምስ ክእለት ኣዛናትዋ ኣብ ቀጻሊ ካልእ ሒዝካልና ክትመጽእ ንጽበ።
@naomifetwi6832
@naomifetwi6832 Жыл бұрын
wawwwwwww ብጣዕሚ መሃሪትን መሳጢትን ዛንታ 100% ብፍላይ ናይ ሱዳን ዝጠቐስካዮም ቦታታት ይፈልጦም ብሙኻነይ ኣዝያ መሲጣትኒ ክሳብ መወዳእታ ከየጉደልኩ ሰሚዐያ ። ብራቮ ግርማይ ድምጺ ይበል። ጸሓፋይ ከኣ' ሞ ኣቀናቢርካ ከተመቅራ ዝገበርካዮ ኣዝዩ መሃሪ ዘይተጋነነ ሙዃኑ ድማ ሰሓቢ ይገብሮ። ድሕሪ ጉዕዞ ካብ ጁባ እቲ ጉዕዞ ብእግሪ ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ ከመይ ጌርካ ይሕለፍ ካብ ቷምቡራ ን ኢዞ (central africa) ምስቲ ብዶብ ኮንጎ ጌርካ ትኸዶ ክሳብ ሕጂ ወላ ብመኪና እዩ ዘፍራሓካ። ኣቦና ረዘነ ከኣ በሓቂ ኤርትራዊ ባህሪ እዩ ኣንጸባሪቑ። ናይ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ተማሳሳሊ ዚሓልፎ ሂወት እዩ። ኣምላኽ ኣብ ኣስመራ ዚእክበልና ግዜ የምጸልና ኣብ ቀጻሊ ወለዶ መታን ሽግርና ክውዳኣሎም። ኣሜን!
@kaleabaraia4145
@kaleabaraia4145 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትረኻን ኣነባብባን ምስ ልብኻ ዝትንክፍ ሙዚቃ።
@michealeteame81
@michealeteame81 2 жыл бұрын
Our beloved father rezene we love you!!i hope one day kineakeb ena bitami mehari zanta!!thank u girmeso and abdelkadir we respect you!!!!
@user-cx9pi1jp7f
@user-cx9pi1jp7f 2 жыл бұрын
ልቢ ዝሃርም ዛንታ እዎይ እሕዎተይ ሂወት ከም ወርቂ ብሓዊ ክብሃል ከምዚ እዩ:: ዕድመንን ጥዕናን ረዘነ ሓውና:: God bless u❤️
@danielmihretab4989
@danielmihretab4989 2 жыл бұрын
Top kkkkkkkk
@efremkifle4973
@efremkifle4973 2 жыл бұрын
Thank you no words to express you just thank you!!
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
You're quite welcome
@amlaktume6417
@amlaktume6417 2 жыл бұрын
Thankyou you brother 👍. Thanks God fainaly abze mebtshiu😍
@amanuelteklesenbetghebreyo2456
@amanuelteklesenbetghebreyo2456 Жыл бұрын
What an amazing story of brave father...thank you so much
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia Жыл бұрын
You're welcome.
@yohanesyemane3612
@yohanesyemane3612 2 жыл бұрын
Gele aynet aterareka kexelo zehawey bravo
@luwamgirmay7644
@luwamgirmay7644 Жыл бұрын
Temesgen fetari kemzi kemay enda nebe zsema alodo 🥺🥺🥺 sdet kebid eyu sdetna yhxrelna fetari diqi erey
@genetkebede278
@genetkebede278 Жыл бұрын
Tarik rezene gedli eyu gin bkulu negeru egzabher bkdmiu yhalif neru selamkum ybzah deki halal meret 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BiniBini-bn5em
@BiniBini-bn5em 9 ай бұрын
ብጠዓሚ ዘገርም ኢዩ ኣምላኽ ስደትና ይሕጽረልና ❤
@robeltadeese9343
@robeltadeese9343 2 жыл бұрын
Thanks again I'm glad to hear the story and Thanks for your time
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
You're very welcome!
@erditewelde6816
@erditewelde6816 2 жыл бұрын
Awesome and Touched story
@tsgabangesom5715
@tsgabangesom5715 10 ай бұрын
ዘገርም ታሪኽ ዝሓዘት መጽሓፍ፡ ትርጉም ስደት ኣጒሊሓ ተርኢ፡ ዓድኻ ክብረትካ ከም ዝኮነ ትምስክር መሃሪት ዛንታ እያ። ድሕሪ እዚ ኩሉ ኮለል ናይ ኣቦይ ረዘነ፡ መወዳእትኡ ክትሰምዕ ሃረር እንዳ በልካ ብህንጥዩነት ደው ከየበልካ ክትሰምዓ ትደፋፍእ ዛንታ 'ያ። ፈጣሪ ሓጊዙዎ ኣብ ጽቡቅ ዓዲ ምእታዉ ምስ ሰማዕካ፡ እሞ ከኣ ኣብ መወዳእትኡ ናብ ዓዱ ተመሊሱ ተመርዕዩ ቀጺሉ ከኣ ኣብ ካናዳ ይቕመጥ ኣሎ ምስ ሰማዕካ፡ ምስኪናይ እንቋዕ ልቡ ረጊኡ ዘዕርፈሉ ቦታ፡ ፈጠረሉ ትብል። ስደት፡ ረጊእካ ዘይትነብረሉ ስፍራ ከም ዝኾነ፡ ከም ብዓል ናይ ኣቦይ ረዘነን፡ ገርግስ ጉዕዞ 50 ዓመት ዝብላን..... ካልኦት ናይ ዛንታ ስደት ዘዘትዋ መጻሕፍትን ምስክር እየን።
@absienice5013
@absienice5013 2 жыл бұрын
bra jobbat 👍 Tack så mycket försätta vidare annat bok 📖
@semretfessahaye9975
@semretfessahaye9975 Жыл бұрын
One of the best ♥️♥️♥️
@FASEAful
@FASEAful 2 жыл бұрын
Amazing story
@hamedmohammed2268
@hamedmohammed2268 2 жыл бұрын
Wow I didn’t have any words the best of best 👍👍👍👏👏👏👏
@miniyabegay4404
@miniyabegay4404 2 жыл бұрын
Thanks 🙏 very nice Zanta
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
You're welcome.
@mulueberhe4571
@mulueberhe4571 Жыл бұрын
ልብኻ ዝሰብር ዛንታ ግን ካኣ በታ ዘይ ትነጽፍ ዛንታ ረዘነ ሞራል ትገብር ። ንረዘነ ንቕርሲ ታሪኽ ኢሉ ፈጣሪ ዝዓቖሮ ይመስል የቐንየልና።
@eritreawikuburmenenet9772
@eritreawikuburmenenet9772 2 жыл бұрын
Eway eritreawian nerekbo besmayen medren zehgzena sina 😭😭😭😭😭😭
@FIKIRecords
@FIKIRecords 2 жыл бұрын
Betami xebuk akerareba, Ezi zanta teray aykonen temhrtiy wen eyu , … betami yekenelena adalewti medeb ❤️
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
Genzebkum kab lbi nemesgn
@abelhabtemariam9271
@abelhabtemariam9271 2 жыл бұрын
Wow amazing 👏
@user-hk1zp4tk6v
@user-hk1zp4tk6v 7 ай бұрын
btemie mesatin mharen zanta thank you so much
@selamselam3015
@selamselam3015 2 жыл бұрын
Edmen tenan yahabeka zahawey maeryi jigna nayi jeganu 💪💪🇪🇷🇪🇷
@wediasmara8798
@wediasmara8798 Жыл бұрын
ዋው. ኤርትራዊ ሙኻንካስ ኣዚኻ ትኾርዕ። ግን ዓብዳት ረዘነን ጌርጊስን ብ ቡዙሕ ዳርጋ ዝመሳሰሉ ኮይኑ ተሰሚዕኒ። ረዘነ ኣብ ካናዳ ዑዉት ሂወት ምምርሑ ግን ኣዝሒልኒ ቁሩብ።ዓብዳት ኣዚካ ታሪኽ ብዝግባእ ኮፍ ተብል ብ ድምጺ ግርማይ ኣብ እዚኒ ሰማዒ ኮፍ ትብል ንፉዕ ጸሕፊ ኢኻ፡❤️❤️❤️🇪🇷👌❤️❤️❤️❤️
@merhawikibrom1627
@merhawikibrom1627 Жыл бұрын
Dufun kolel sele zbelu dyu eritrawi mukan zekruaka gele ktsmeuna ekum
@salemaraya9182
@salemaraya9182 Жыл бұрын
Bitaemi meharit hakena zanita Rezene bitaemi hayli nifie seb❤❤❤
@weinimaashio1545
@weinimaashio1545 2 жыл бұрын
Thank you very much you are gifted 👌👌👌
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
Most welcome 😊
@robinotv3812
@robinotv3812 2 жыл бұрын
99
@robinotv3812
@robinotv3812 2 жыл бұрын
@@SelamMultiMedia 9999⁹
@welduberhe7353
@welduberhe7353 Жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ካብሱል ጥረ ረዘነ ጅግና ዘይሓሰብካዮ ርክርብ አይመርገም ምርቃ 🎉ግን አነ ዝገርመን ኢታ መከረኛ ጎሳ አጣል'ስ አበይ ትህሉ።
@saronamanuel7931
@saronamanuel7931 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም እዩ።
@fekarasmerom7887
@fekarasmerom7887 2 жыл бұрын
ረዘነ ጉዕዞ ረመጽን በረድን 2012 ንድሕሪት መሊስካኒ ኣብ ዓራት ገዛና ደቂስ ንኣሽቱ ይሕዋተይ እቱው ዉጽኢ እዳበሉ ምስ ጫውጫውታ ምንባብ ክከልኡኒ
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 Жыл бұрын
Amazing history, I have to meet this guy ❤️❤️❤️❤️
@yonas2883
@yonas2883 Жыл бұрын
Üüüü
@gualerey5482
@gualerey5482 2 жыл бұрын
Grmieso hawey... well done.. Keep going... It's an interesting story
@tsegere9957
@tsegere9957 2 жыл бұрын
ብሕፍረት ተሳቕየ ዓብየ ብሰንኪ ዘሕፍር ባህርያት ዘለዎም ሰባት
@yonasmehari8520
@yonasmehari8520 Жыл бұрын
Betami gele nger fetiratley bfelay abti berka bynu msta gal hagru krakeb, malet natna wen qexali eu guzona amelak edmen tienan yhabena 🙏🙏🙏🙏
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia Жыл бұрын
Amen
@mahlaysegabarya2912
@mahlaysegabarya2912 2 жыл бұрын
Ab tektatali zanta 2019 semieya nere nay behaqi kuezo remexen breden
@Mogos29
@Mogos29 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ዛንታ Thank you so much 🙏👏👏👏 በጃካባ ን ረዘነ ክንረክቦ ሰላም ክንብሎ ተሌፎኑ ተለካ 🙏👍
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
5874705577 ካልጋሪ ካናዳ
@amanuelhabtai6037
@amanuelhabtai6037 2 жыл бұрын
Kkkkk
@amanuelhabtai6037
@amanuelhabtai6037 2 жыл бұрын
It’s fiction
@esromsenay1108
@esromsenay1108 Жыл бұрын
@@amanuelhabtai6037 But it's based on true story of him(Rezene)...
@mebalekunfu4727
@mebalekunfu4727 Жыл бұрын
@@SelamMultiMedia ❤
@user-on7op7cn5e
@user-on7op7cn5e Жыл бұрын
Waaaa እዋይ ኣናብባ መጺምካ ግደፍ እካ እዩ ዝመጻካ ክገርመኩም 5 ግዜ ሰሚአያ
@habtitmisghna7039
@habtitmisghna7039 2 жыл бұрын
Thanks more Bro
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
You're welcome.
@user-ie9sc8ed6q
@user-ie9sc8ed6q 9 ай бұрын
Btami mharit zanta teraki btami xbuq azntawi nice job
@ftsumhabtu8998
@ftsumhabtu8998 2 жыл бұрын
God job, Grmay. I hope you Will came with another audio.
@geryehabtom5398
@geryehabtom5398 5 ай бұрын
Thanks bro ❤❤❤❤❤
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 5 ай бұрын
You're welcome.
@Seare200
@Seare200 2 жыл бұрын
አዋይ ሰደት ብዝኮነ ብጣዕሚ መሃርት አያ
@yebyookba1845
@yebyookba1845 2 жыл бұрын
Nay bhki lbeay ttnkfa thank u so much Giremay amazing sound I am proud of u selam malti media too Meagan yebxhkume. Twaski betsfa yexbykume enttklu nay Giremay sound thank you!!!!!
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
Thank you so much
@samueltekle7430
@samueltekle7430 Жыл бұрын
This is life. Kabzi zanta bzuh Neger temahire. Texierka kulu kem zsgern Kem zbxahn. Habo senike bhaki. Grmay Abrham dmxika btaemi eye zfetwo. Please bzuh kemzi akribelna
@michaelhagos5737
@michaelhagos5737 Жыл бұрын
Waw nay behaqi sebay egiziabher deqika yibarik
@EldanaHyabu
@EldanaHyabu 9 ай бұрын
Anbaby nayza zanta btamy brilliant and amazing story
@teweldemehari7056
@teweldemehari7056 2 жыл бұрын
Good job, ayewe aqebet bghala temeles kblukha cab zenqedcalu!
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 2 жыл бұрын
Nay bhaqi Ghirmay hawuna xbuq trekan agelalxan deszbel thanks more
@F-NG5
@F-NG5 2 жыл бұрын
ሂወት ቃልሲ እያ ክብሉካስ ከምዚ እዩ እዋይ ስደት ሲ ንዓና ውን ኣረካኪቡልና ደስ ዝብል ጽፉፍን መሃርን ዛንታ ምስታ ዝሓገዛ ጋል ግን ብመገዲ እቲ ሶማላዊ ጌሩ ናብቲ ዘለቶ ከይዱ ከሎ ካልኣይ ክረክባ ነይርዎ
@awettekieyebio3431
@awettekieyebio3431 2 жыл бұрын
Eza zanta btaemi des zbeletni neger enteda haliyu rezene kab zregexen adtat darga frken regixeyen eiye for example = kesela, port Sudan, juba , yambio , central Africa, and zgerm ke Calgary Canada .
@eritreaadey3254
@eritreaadey3254 2 жыл бұрын
Very heart touching story. Thanks 🇪🇷❤️😂👍🇪🇷
@hagertesfay7609
@hagertesfay7609 Жыл бұрын
ዘገርም አዩ ፉሉይ ዛንታ አቲ ዝሐጉስ ብሂወት ምህላዉ አዩ ስደትና ይሕጽረልና ከምዚ ኮይነ ተመሲጠ ኣይፈልጥን አየ
@mensurabdu3613
@mensurabdu3613 2 жыл бұрын
Welcome long time waiting this moment thank you 😊
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
You're welcome
@tsegagebreselasie217
@tsegagebreselasie217 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጥን ኣደንጋጽን ታሪኽ እዩ ኣብታ ደስየት ተጋደልቲ ምስ ረኸብ ነዚ ኹሉ ግፍዒ ጸገምን ርእዩ ንሜዳ ምሳኦም ክኸይድ ጥራሕ እየ ተጸብየ ነረ
@amanuelhabtai6037
@amanuelhabtai6037 2 жыл бұрын
It’s just fiction
@habesha8875
@habesha8875 Жыл бұрын
Wow nay behaki meharit story
@zufanh2337
@zufanh2337 Жыл бұрын
ሓውና ረዘነ ኻብ እዝኩሉ ፟ጸገም ምውጻእካ ይገርም እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ 🙏🏾።
@Tsegai98
@Tsegai98 Жыл бұрын
Great story. Thanks Selam Multimedia. I hope you will upload more such stories.
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia Жыл бұрын
You're quite welcome.
@Mogos29
@Mogos29 2 жыл бұрын
Thank you so much 🙏🙏
@mehretzerezgi3076
@mehretzerezgi3076 Жыл бұрын
Good job
@user-it8cr6ug6e
@user-it8cr6ug6e 2 жыл бұрын
ዋውውውው ዝገርም እዩ ተዓወት
@asmarino1464
@asmarino1464 Жыл бұрын
ካብ ወይ ጉድ ዝብሎ ሓሊፈ ዝብሎ ቃላት ሲኢነ ከመይ ዝኣመሰልዎ ዛንታ ዪ ፈጺምካ ተሰፋ ዘይሙቅራጽን ከይተሓለልካ ምፍታንን ዪ. ምስጢር ዓወት!!!
@hanatesfaghiorgis9153
@hanatesfaghiorgis9153 2 жыл бұрын
Please keep on going!!!!!
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
Thank you
@meragebre9278
@meragebre9278 Жыл бұрын
Zegerm zanta thanks
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia Жыл бұрын
You're welcome.
@kokobentertaiment5676
@kokobentertaiment5676 2 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ናዓና ማሃርን መልእክትን ዝሕልፍ ዛንታ እኩም ተምጹኡ ኣጀኽም ቀጽልዎ መሳጥን ሓወልቲ ዝኮነ ታሪኽ እዩ
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
የቐንየልና ኣማን ካብ ልቢ ነመስግነካ።
@slum6
@slum6 2 жыл бұрын
ኣዝያ ብልጽቲ ትረኻ ዘሕዝነካ እቲ ስደት ዘየብቀዐ ሙኻኑዩ ኤርትራውያን ንረኽቦ
@tesfayweldeabezghi246
@tesfayweldeabezghi246 2 жыл бұрын
My goddess this very very amazing story wonderful experience Human soo pashmina
@thegunners6279
@thegunners6279 2 жыл бұрын
Nice bro a
@daviddmp6421
@daviddmp6421 Жыл бұрын
I'm sorry oh my godI'm crying ❤️
@cristianoronaldothegoat2471
@cristianoronaldothegoat2471 2 жыл бұрын
Shukren lekum #selammultimedia 👏👏
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
Thank you so much
@michaeltesfazghi26
@michaeltesfazghi26 2 жыл бұрын
Good job man
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
Thanks
@yohanesyemane3612
@yohanesyemane3612 2 жыл бұрын
Ane bezuh geze yeketatel ye gen kemzi natka geru zekereb yele kexelo nefue bravo
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
Yekenyelna Yohanes kab lbi nemesgn
@abeltesfahun2847
@abeltesfahun2847 Жыл бұрын
ኣዝዩ ሓያል ሰብ ❤
@yonasteweldemedhin9912
@yonasteweldemedhin9912 Жыл бұрын
Nice 👍 🎉
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 2 жыл бұрын
Nay Eritras hji gedede metsneti hager belaei seb gezaei rekiba kabzi nay Rezen zgedede menesey Eritra yrekb alo nmshetu yerhwo nayzi belaei seb mechrrshteu ygberelu!!!
@tedrosteklezgi9558
@tedrosteklezgi9558 2 жыл бұрын
Behaqi des ybl tark enqae mewdaeteu bselan ateka rezne hawna
@lulyateame843
@lulyateame843 2 жыл бұрын
Wawww betami agerami zanta eyu!
@debesayokbay339
@debesayokbay339 2 жыл бұрын
Woww inzey motkas bizuh tiri congratulations rezene
@eritreaninaeri836
@eritreaninaeri836 2 жыл бұрын
Thank you so much I really appreciate you taking the time to share with us I enjoyed it very much. I grew up in Europe not know how to read Tigrinya lessen to you telling the story is amazing. please keep reading more stories 🇪🇷
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
Glad you enjoyed it!
@samahf1669
@samahf1669 2 жыл бұрын
Same here I understand the language fluently but I can't read it. Have you learn how to read tigrina?
@samahf1669
@samahf1669 2 жыл бұрын
Thank you for sharing!
@geryetewelde7347
@geryetewelde7347 2 жыл бұрын
Zkebrka malti mediya kulu thztkum tkatatileyo btami xubuk ❤
@SelamMultiMedia
@SelamMultiMedia 2 жыл бұрын
Yekenyelna kab lbi nemesgn
Gergis Full Video. ገርግስ ሙሉእ ቪድዮ
4:16:49
Selam Multimedia
Рет қаралды 220 М.
small vs big hoop #tiktok
00:12
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 28 МЛН
когда повзрослела // EVA mash
00:40
EVA mash
Рет қаралды 3,6 МЛН
Alat Seru Penolong untuk Mimpi Indah Bayi!
00:31
Let's GLOW! Indonesian
Рет қаралды 14 МЛН
He sees meat everywhere 😄🥩
00:11
AngLova
Рет қаралды 10 МЛН
ዛንታ  ደግያት ንጉሰ ወዲ እልፉ
42:07
Mosaic Bahli
Рет қаралды 351 М.
Время летит быстро 😱
0:19
НЕБО - СПОРТ И РАЗВЛЕЧЕНИЯ
Рет қаралды 3,2 МЛН
Only Harley Quinn doesn't dislike the Joker's shortcomings#joker #shorts
0:17
Все мы немного НИКА!
0:17
Привет, Я Ника!
Рет қаралды 2,8 МЛН