ገዳም እንዳባ ገሪማ ካብ ማህደር - ጥንቲ

  Рет қаралды 17,537

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 62
@mhmulu6133
@mhmulu6133 4 жыл бұрын
ናይ ተሰአቱ ቅዱሳን ረዲኤት በርከቶም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን
@shewitsium5514
@shewitsium5514 3 ай бұрын
ኣሜንንንንንንን❤
@smeraeee3433
@smeraeee3433 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ረዲኦቶም በረከቶም ናይ አቦና ገርማ ይሕደርና
@aadddaddrg2016
@aadddaddrg2016 2 жыл бұрын
ኣይይይይ እልልልልልል ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ናይ ትሰዓቱ ቁዲሳን በረከቶም ይሕደረና ምሕረቱ ይላኣከልና እግዚኣብሔር ኣምላክና አሜን 🤲🤲🤲
@ascalaacal2481
@ascalaacal2481 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ነዚ ዝገበረልና ኩሉ ኣምላከ ኣቡነ ገሪማ ክብርን ምስጋናን ይብፅሐዮ ናይ ኣቦና ኣቡነ ገሪማ በረከቶምን ዝተውሃቦም ቃልኪዳንን ኣይፈለየና ነዚ ዘቅረብኩምልና ድማ ክብሪ ይሃበልና ቀፅሉሉ ናይ ሂወት ምግቢ እዩ እሞ
@ጓልገባርፃዕዳ
@ጓልገባርፃዕዳ 4 жыл бұрын
ኣይይይይይ ኣቦታትና ብናይ ቤተክርስትያን ሕጊ ተዘዕብዩና መከራን ስደትን ኣይምረከበናን ነይሩ ልቦናና ተሰዊሩ ብኢድ ሰይጣን ተኣሲርና ስቃይና ብዚሑ ኣሎ ሐዚ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ቡረከት ኣይፈለየና ኣሜን፫
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልል ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ገሪማ ኣይፈለየና ኣሜንንን
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብራት ኣባታትና ፆሎቶምን በረከቶሞን ናይ ኣቦና ኣብነ ገሪማ ኣይፈለየና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@berhenhabte891
@berhenhabte891 5 жыл бұрын
Amen Amen 👍👍🙏🙏🙏
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 5 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ዒድ ለቀውንት
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ትግራይ ዓደይ ሞቦቀል ጳጳሳት ተመስገን ፀጋ ናይ ትግራይ ዓዲናስ ዘርዚርኻ ዘይ ዉዳኣ ተመስገን ተመስገን ተመስገን ብር ላበልና ንታሓጎስ ተጋሩዋይ ፁሩያት❤❤❤❤❤❤
@ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ
@ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ 4 жыл бұрын
ቃል ኣምላክ የስመዐና⛪🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@meksebberhe9243
@meksebberhe9243 2 жыл бұрын
ኣሜን(3)ረዴእቶምንበረከቶምንይሕደረልና
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 3 жыл бұрын
አሜን ፫ ናይ ኣቦና አቡነ ገሪማ ናይ አቦና ኣቡነ ጳውሎስ በረከቶም ረደኤቶም ኣይፈለየና ኣሜን🤲💒✝️ እፍፍፍፍ ኢ/ያ ነዚ ቅርስታትና ታሪክ መንነትና ክወስዱ እንድዮም ሓሚሶም ውግእ መሪቖም ዝሰደዱ ኦ ኣምላኽ ትግራይ ዓደይ ዓዲ ቅዱሳን ዓዲ ሊቃውቲ ትኔሳኤኪ የርእየና ኣሜን🤲💒✝️ ተጋሩ ኣሕዋተይ ታሪክና ቅርስታትና ንዓቅብ ሃይማኖትና ንፍለጥ ካብ ደርፊ ንውጻእ ዝሓለፈ ዘመን ይኣክል Please !!!😭😭😭😭🙏🙏😭
@חוריטוולדה
@חוריטוולדה 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረኾቶምን ረዲኦቶምን ጾሎቶምን ናይ ኣቡነ ገሪማ ምስ ኩላትና ዩኹን አሜን
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 жыл бұрын
Egziabher. Amlak. Yekber. yemasgen. Kale. hiwet. yesmealna.Amen.amen.amen.⛪⛪☝️😢🙏😢🙏😢🙏🙏🙏🙏🙏🕊️🕊️🦁🦁💝
@habtomhaile5211
@habtomhaile5211 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏💒🙏
@tesgeg6055
@tesgeg6055 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም ብጥዕና የፅንሐልና አቦታትና በረከቶም ናይ ቅድሳን ምሰኩላትና ይኩን
@yohannesgezu29
@yohannesgezu29 3 жыл бұрын
Impressive history and outstanding presentation. Thank you Aba.
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 3 жыл бұрын
በረከት ኣዉነገሪማ ይሕደረና
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kuburat Abotatna
@dontwoorybehappy8865
@dontwoorybehappy8865 5 жыл бұрын
Wow betam des yelel egzhbeher yemsgen orthodox lezelalem tunur 💚💚💚💚💛💛💛💛❤❤❤❤😚😚😚❤❤❤
@Zedየተዋሕዶልጅንኢርግብየ
@Zedየተዋሕዶልጅንኢርግብየ Жыл бұрын
ናብ ደጁ ያብቄዕና አምላክ ቅዱሳን አቦታትና በረከትኩም ይሓደረና ❤👐
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 5 жыл бұрын
We should help those monasteries around tigray which didn't have enough clothes, food, etc
@ጓልገባርፃዕዳ
@ጓልገባርፃዕዳ 4 жыл бұрын
ፅቡቅ ገዳም እዩ ናይ ኣቦታትና በረከት ኣይፈለየና ኣሜን፫ ግን ነቶም ተምሃሮ ዝከውን ኤሌትሪክ መጎጎ ተዝግበረሎም ዝሓሸ እዩ ግዜ ይቅጥብ ካልኣይ ዝሓሸ ንምምጋብ ነቶም ህፃናት ኣይጉዱኡን
@salaamasbaha2157
@salaamasbaha2157 2 жыл бұрын
Nay Aebo Aaba gerima berekt redaet Aayfeleyena👏👏👏
@ጓልንጉሥኢዛና-ቀ5የ
@ጓልንጉሥኢዛና-ቀ5የ 3 жыл бұрын
ናይ ኣባ ገሪማ በረከት ረድኤት ምስ ኹላትና ይኹን አሜን ፫
@kingsolomon8046
@kingsolomon8046 5 жыл бұрын
ንምንታይ ኢዮም እቶም ተምሓሮት ጥራህ ቂጫ ዝበልኡ? ጉዕ; ሰላጣ; ኮሞዶረ ዘይተክሉሎም መሬትን ቆፅሊን ዘለዎ ቦታ ቂጫ ጥርሑ ምብልኦም ዘሕዝን ኢዩ።
@ሰላምንኹልናኣኣብዘለናዮ
@ሰላምንኹልናኣኣብዘለናዮ 5 жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ሓወይ እዚ ገባማዊ ሂወት ኢዩ፡ዝሕዝን ዘይኮነ ዝሕጉስ ኢዩ፡ምናልባት ብኣራኣያ ስጋዊ ዝሕዝን ክኸውን ይኽእል ኢዩ፡ ገዳማዊ ምዃን ድኣ እንታይ ድዩ ድሓር ድማ ክበልዑ ጥራይ ኢኻ ሪኢኻዮም እበር ኣለዎም ድዩ ኡአብሎምን ኣበይ ኮንካ ሪኢኻዮ ስለዚ ኣብ ዘይ የለኻሉ ኣብ ምዓዶ ኮንካ ምዝራብ ነውሪ ኢዩ ዝሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ በረከት ናይ ኣባ ቅዱስ ገሪማ የካፍለና ኣሜን
@rtgh9245
@rtgh9245 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
@fekadubest5689
@fekadubest5689 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@daniya4773
@daniya4773 3 жыл бұрын
ንፅድቂ ዝጠምዩ ብፁኣን ዮም ብፀሎትኩም ይመላልአና
@daniya4773
@daniya4773 3 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ኩርዓተይ ናትኪ ብምኳነይ ሕብንቲ የ እግዚአብሄር ሰላሙ የውርደልና
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 2 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ዓዲ ሊቃላዉንቲ በረከት ሪዲኤቶም ኣይፈለየና🙏🙏🙏
@زما-ح6د
@زما-ح6د 3 жыл бұрын
Amen amen amen Tseletom ayifeleyena
@alemgeze7766
@alemgeze7766 5 жыл бұрын
Egziabiher amlak temhrtkum yekfetlkum tewahdo haimanotey nezelealm tenbereley egziabiher amlak yefetsemkum
@saronhuluf344
@saronhuluf344 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏
@abrehetmm2862
@abrehetmm2862 3 жыл бұрын
TKKL TGRAY Adey selamkum ybzah
@berhanzebaaman6840
@berhanzebaaman6840 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ዘደንቅ ታርክ ኣቦታትን ምምጻእኩም ከምስግነኩም ይፈቱ ነገር ግን ታርክ ምምጹኡ ዘይተርፎ ካብ መሰረቱ ዘይተምጽዎ እዚ ናይ ኣባ ገርማ ናይኩላትና ኣቦ እዮም መስለን ኣብ ትግራይ ገዳሞም ስለ ዝተደኮነ ንትግራይ ጥርራይ ዝምልከት ኣይከነን ስለዚ እዞም ቅዱስ ኣቦ እዝኦም ምስ ቱስዓቱ ቅዱሳን ናብ ምድር ኣግኣዚት ዝመጹ ምካኖም ገልጽኩሞ ኣብ ደብረስና ማለት ደብረ ስሃት ኣብ ኤርትራኣብ ዞባ ዓንሰባ ዝርከብ ገዳም ነዚ ገዳም እዚ ውን ንስቶም እቶም ቅዱሳን ደብረ ስና እሎም ሰይሞሞ ስለዚ ነዚ ታርክ እዚ ምግሳይኩም ኣግህኩምን ሙሉእ ገርኩም ኣምጽዎ ኣግድልኩምሉ ኣሎኩም ቅድም ናብ እትዮ ቅድም ምእታዎም በየን መጾም ዝብል መልእሉ
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 2 жыл бұрын
ብጣዕም ደሴ ዝብሉ እዩ ናይ አባ ገረማ ናይ ተሲአቱ ቅዱሳን በረክቶም አይፈለየና ዓዱና ትግራይ ሰላም የምፂአልና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🕊
@tsigewoldu3784
@tsigewoldu3784 5 жыл бұрын
How can we help them?
@ጓልገባርፃዕዳ
@ጓልገባርፃዕዳ 4 жыл бұрын
እቲ መፅሓፍቲ ግን ከይጠፈአ ልምንታይ ዘይሕደስ
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 4 жыл бұрын
this treasure books should be degitalized!!!!
@መሲጓልሰብዓእንደርታእንደ
@መሲጓልሰብዓእንደርታእንደ 3 жыл бұрын
ዓደይ ዓዲ ሊቃውንቲ 🙏🙏
@joeltt6725
@joeltt6725 4 жыл бұрын
መንግስቲ ትግራይ ከባቢ120 ገዳማት ዘለዋ ክልል ሒዝካ ሓንቲ ገዳም ከይትባኽን ሓደራ ወፃእተኛታት ክንደይ ከም ዝቀንኡ youtube ምክትታል እዩ ብጥብቂ ክናገር ዝደሊ መሰረታዊ ነገር እስቲ ከምዚ ዝበሉ ቦታታት ብተደጋጋሚ ማለት ኣብ ሰሙን 3 ንክርአ
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 5 жыл бұрын
የቀንየልና ቀፅሉሉ ከምዚ ዓይነት መንፈሳዊ ቦታታት ውቁር አብያተክርስትያናትን ካልኦት ቅርስታትን አብ ሙሉእ ትግራይ እዩ ዘሎ።ትግራይ ብኹሉ ሃፍታም እያ።ከምዚ እንዳዘርኩም ንወለዶ ታሪኹ ባህሉን ንኽፈልጥ ትገብሩዎ ዘለኹም ዝበረታታዕ እዩ።
@drobeihaile5085
@drobeihaile5085 3 жыл бұрын
Bereket nay abona germa ayfeleyena qale hiwet yesmealna abotatna
@selamtadese9086
@selamtadese9086 2 жыл бұрын
አሰሰሰሰይ ትግራይ ዓደይ
@haregtazebe7902
@haregtazebe7902 4 жыл бұрын
Yaknyelna dmxi weyane
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 4 жыл бұрын
how come the museum doesnt have titles ,which tells name,date usage etc!!!!????
@shambelgebreyohanns7311
@shambelgebreyohanns7311 5 жыл бұрын
💗💗💗💜💜💜
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 5 жыл бұрын
Asenadaeiti yekenyelna
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 4 жыл бұрын
ኣብ ውታፋ ዝርከብ ዳባገሪማ ድዩ
@shwet5513
@shwet5513 3 жыл бұрын
ኣብ ትግራይ ግእዝ ክጅመር ኣለዎ ብትምርቲ
@ghirmaysolomon2043
@ghirmaysolomon2043 4 жыл бұрын
Egzabher xegakum yebzhayo agelgelti egzabher
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ 5 жыл бұрын
ደስ ይብል ግን ስልጣነ እናበልና ተምሃሮ ብጥምይት አይቀጽዑ
@ተዘከረኒጎይታይ
@ተዘከረኒጎይታይ 4 жыл бұрын
ምቕጻዕ ኣይኮነን ኮመኡ አዩ መንፈሳዊ ኣነባብራ ሰብ ብኩሉ ቃል ኣምላክ አንበር ብንጌራ ጥራይ ኣይነብርን አዩ።
@ኦበዓልብዙሕምሕረትጎይታይ
@ኦበዓልብዙሕምሕረትጎይታይ 4 жыл бұрын
ዝፀገበ ምድቃስን ታህኪትን እዩ ዘብዝሕ እዚ ከኣ ተጊህካ ዝንበረሉ ቦታ እዩ ማለት ብመጠኑ እዩ ክኸውን ዘለዎ
@adiamfre7628
@adiamfre7628 2 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏
@zekariashabte2845
@zekariashabte2845 3 жыл бұрын
Amen amen amen
"ጉዕዞ ዋልድባ" ካልኣይ ክፋል
24:46
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 22 М.
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
Synyptas 4 | Арамызда бір сатқын бар ! | 4 Bolim
17:24
መውሊድ ሂጂራ ዋራባየ 4/1/2017
7:41
ሙራዱና ኣል ጀና
Рет қаралды 1,3 М.
DW TV "ገዳም እንዳ ኣባ ዮሃኒ" ሰነዳዊ ምድላው(Documentary)
30:33
ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ (ኣባ መጣዕ)ደረቃ
39:06
Tslat Media - ጽላት ሚዲያ
Рет қаралды 439
ገዳም ኣቡነ ገብረ ናዝራዊ!
20:11
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 81 М.