DW TV "ገዳም እንዳ ኣባ ዮሃኒ" ሰነዳዊ ምድላው(Documentary)

  Рет қаралды 57,291

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 94
@genettewlda8115
@genettewlda8115 5 жыл бұрын
ንደገ ሰላሙ የብቀዐና ናይ ቅድሳን አምላክ ናይ አቦና አባ ዮሐኒ በረከቶም ይሕደረና ።
@bw3946
@bw3946 4 жыл бұрын
Amiyen Amiyen Amiyen
@user-ke5ol5rd4s
@user-ke5ol5rd4s 2 жыл бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክና ስደትና ኣሕፂሩ ናብ ኩሎም ገዳማትና ክንከድ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ናቡኡ የብቀዐና ኣሜን፫✝️☝️🤲❤💒🤲
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን ምስግናና ብእግዚአብሔር ይብፃሓኹም ድምፂ ወያነ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንበሩልና💖
@user-bl4ej9nq7j
@user-bl4ej9nq7j 5 жыл бұрын
ፈጣሪ መድሃኒኣለም ኣቦይ ካብ ሰደት ብሰላም ምለሰኒ ዓይነይ ክቀልዕ ሃይማኖተይ ከፅንዕ ማኣሰ ኮን ይኮን ገዳማት ትግራይ ዝሪኦ
@user-ev3od1gx1y
@user-ev3od1gx1y 5 жыл бұрын
የቅንየልና DWT ናይ ኣባ ዮሃኒ በረከት ምስ ኩሉትና ይኹን
@mirrym8719
@mirrym8719 5 жыл бұрын
Amen amen amen
@hayatnaser5411
@hayatnaser5411 4 жыл бұрын
አሜን
@kidaneab4030
@kidaneab4030 4 жыл бұрын
ተጋሩ ንፉዓት እዚይ ዉሕድ እዩ ካብዚ ዝበዝሕ ታሪኻዊ አለኩም ናብ ጎንደር አይተቇሙቱ አባኹም ዘሎ ተሪኽን በረኸትን አይትሕደጉ ታሪኽኩም ቃንቃኹምን ሃፍታማት ከለኹም ናብ ጎንደርን ሽዋን አይተማዕዱዉ ትግራይ ዓዲ ቅዱሳንን ታሪኽን እያ።
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ሓቅኻ ክቡር ሓወይ ንሕና ኣባና ዘሎ ቅርሲ ዘይሓዝና ፣ዘይፈለጥና ጎንደርን፣ ሽዋን እንዳሰረቁ ይወስድዎ ኣለው
@user-tk6zl9ol8y
@user-tk6zl9ol8y 2 жыл бұрын
በበይ ገፅ እዩ እባ ዘሎ ዓዲ ብልከድና ተከድናስ
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Жыл бұрын
@@user-tk6zl9ol8y ኣነ ክወስደኪ እየ ዓድና ሰላም😢 ምስኮነ መዓረይ ተምቤን ዓደይ ዓዲ ሊቃዉንቲ💝🙏
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ዓዲ ቅዱሳት🙏💒💒💒🙏💛❤💛❤💘💘💘💘 እፍፍፍ እዚ ትግራይና እኮ ዓዲ ኩሉ ነገር እያ ተመስገን እምላኬ እንኳዕ ትግራወይቲ ኮነኩ
@hhcgvgh5194
@hhcgvgh5194 4 жыл бұрын
አሜን እግዚአብሔር ይመስገን መፅሓፍ ቅዱስ ብጥንቃቀ ክትሓዝ አለዎ ናይ አቦታት በረከት ይሕደረና ።
@sebawnetselam9905
@sebawnetselam9905 5 жыл бұрын
የቀንየና ድምፅ ወያነ እግዛብሄር ብዝኣተወሎም ቃል ኪዳን ናይ ኣቦታትና በረከት ይክፍለና ኣነ ብሂወት ዝምንዮ እንተሃለወ ትግራይ ዓደይ ታሪካን ባህላን ዘይረ ምርኣይ እዩ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 5 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ዓዲ ሃይማኖት ዓዲ ቅዱሳን እናመስገናለን ጋና ጅማሮ ጽቡቅ እኻ እንተኾነ ይቅርርየኩም እዩ ታሪኽኩም ኣብ ምፍላጥ
@grmawit1902
@grmawit1902 5 жыл бұрын
የቐንየልና መንእሰይ ትግራይ ንዓድኩም ታራክ ንምፍላጥ እትገብርለክምዎ ፃዕራ ብጣዕሚ ዝናአድ እዩ ቀፅልሉ DWT ንደገ ሰላሙ የብቅዐና🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍
@eden9876
@eden9876 4 жыл бұрын
DW የቅንየልና ❤አነ ዝተወለድኩሎ ቦታ እዩ የዓወኹሉይ እምበይ ናይ አቦታትና በረከት ረድኤት ኤይፈለየና አሜን
@samera7043
@samera7043 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ነመሰግን ምሰግናና ብእግዚአብሔር ይብፃሓኹም ድምፂ ወያነ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንበሩልና
@user-bl4ej9nq7j
@user-bl4ej9nq7j 5 жыл бұрын
ኣሜንንን ኣሜንንንንን ኣሜንንንንን ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ከምኡ እውን ናይ ኣባ ኣቡነ ገብረሃኒ በረከቶም ረዲኤቶም ፀሎቶም ምሰ ኩልና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን የቀንየልና ድወ ቲቪ ካብ ኩሉ ግዘ ሚዚቃ ዝገላገልኩምና
@saraarayi4542
@saraarayi4542 5 жыл бұрын
አብዚአስ አቅምና ክነዋጽእ አለና ማይ ጥራህ ዘይኮነስ መቀበሊ ጋሻ ክስራህ አለዎ: አድራሻ ሀቡና ናይአቅምና ክነወፊ ብዝተርፈ ብጣእሚኢና ነመስግን ገዳማት ብምቅራብኩም
@solomonhiluf4565
@solomonhiluf4565 4 жыл бұрын
Hawey mearey tewelide zabekulu eyu gn rieyo ayfeltin nab shewa addis Abeba ena nemaedu tsenihna kab hji gn abay tigray nmhnats nay kuluna hbret yedli bereketom yekaflena amlak amen!!!
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 4 жыл бұрын
እሰይ ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ኸ ትግራወይቲ ኮንኩ ተመስገን(3)ኣምላከይ እንኳዕ አብታ ዝተቐደሰትን ዝተባረኸትን ለምለም ሃገረይ ትግራይ ዓደይ ተወለድ ብፅኑዕ ሃይማኖተይን ብትግራዋይነተይን ኾሪዐ ይነብር💖ጥራሕ ሰላምን ቅሳነትን ንትግራይና ይኹን ካብዚ መድሓኒት ዘይብሉ ሕማም ኮሮና ይምሓረልና ፈጣሪ ይቕረ ይበለና አሜንንን🙏💒💖👏
@medhanieweldemariam3579
@medhanieweldemariam3579 5 жыл бұрын
ትግራይ እግዛብሄር ዝባረኻ ቕድስቲ ሃገር እያ
@soligodislove4285
@soligodislove4285 3 жыл бұрын
🤲🕊🙏ናይ ቅድሳን አቦታት በረከት ረድኤት አይፈለየና አሜን ፫+🤲
@almassalmasnegas6978
@almassalmasnegas6978 4 жыл бұрын
እግዚአብሄር ይመሰገን ቃለህይወትን ያሰማልን አሜን አሜን አሜን
@fgrgxybf5852
@fgrgxybf5852 5 жыл бұрын
ንኣቦታትና ዕድመ ጥዕና ይሃበልና በረከትኹም ይሕደረና ናይዚ መደብ መቕረብቲ እዉን የቐንየልና ቐፅልሉ ገናና ብዙሓት ጥንታዉያን ኣብያተክርስትያናት ኣለዉ እዮም ኣብ ትግራይ ብዙሓት ገዳማት አለው ግን ኣይንፈልጦን ሓደ ሓደ ቤተክርስቲያን እዉን ኣብ ሓደጋ ይበፅሑ ምኽንያቱ ዝሕድሶ ሰብ ስለ ዘየለ
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 жыл бұрын
እዚ ቅርሲ እዚ ህላወ ህዝቢ ግእዝ እዩ።ስለዚ ብጽቡቅ ብጥንቃቀ ክተሓዝ ይግባእ።
@rsahnrsahn1157
@rsahnrsahn1157 5 жыл бұрын
የቀንየልና ድምፂ ወያነ ብጣዕሚ ኢና ነደንቀኩም ታሪክና ብክብካበ ክትሓዝ አለዎ ትግራይ ዓደይ ቅድስት ያ ካብ ስደት። ተመሊስ ክርኦ እየ እግዚአብሔር ብስላም የብቀዐና
@yeebyoyohannes7423
@yeebyoyohannes7423 4 жыл бұрын
ሓለዋ ጠመተ ይገበረሉ ፅቡቕ ጌርካ ክዕቀብ ኣለዎ ።ኣቦታትና ፅቡቕ ገይሮም ስለዘፅንሑና እዩ ሕጂ እንሪኦ ዘለ። ናብ ገንዘብ ሃነፍነፍ ኣይንበል መጀመርታድሕንነቶም ነዓቅብ ብድሕሪኡ ኩሉ ክብፃሕ እዩ ።
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 4 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንን. ኣቦታትና ፀሎትኩምን. በረከትኩምን ኣይፍለየና ኣምላክ.ሆይ ስደተኛታት ደቅካ ናብ.ቤትካ.ኣብቀእና.ኣሜንንን
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ኣይ ትግራይ ዓደይ እንኳዕ ካባኪ ተፈጠጠርኩ።
@fevenandemeskel1809
@fevenandemeskel1809 Жыл бұрын
🙏 🙏 🙏 ኣሰይ ኣዝዩ ደስ ዘብል መድብ ብጣዕሚ ክትሪኦን ክትሰምዖን ዘብህገጋ ቁዱስ ቦታ ሰላም ይግበረልና በረኸት ክንካፈል 🇪🇷
@salamb9556
@salamb9556 5 жыл бұрын
የቅንየልና ትግራይና ቅድስቲ ብእግዝአብሄር ተቀደስት እያ ክብረት ይሀልና DW
@alexanderalexander3795
@alexanderalexander3795 4 жыл бұрын
ክብረት ይህበልና ባሓቂ ከምዚ ዓይነት መደባት ብጣዕሚ እዩ ጽቡቅ ኣጆኩም ቀጽልዎ
@romadiabrha253
@romadiabrha253 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen DW Tv Ketsillu
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገዳማት ኣሎ ሰብ ክፈልጦ ዝግባእ ኣዚና ነመስግነኩም እቲ ሕፅረት ማይ ዝብልዎ ዘለዉ ንኽህልዎ እዉን ክንታሓጋገዝ ይግበአና ኣምላኽ ብብሰላም ዓድና ይምለሰና ኣቤቱ ኽንበቅዕ
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ዓዲ ሊቃዉንቲ 💝🙏 እግዚኣቤሔር ኣምላኽ ዓድና ሰላም ይግበረል በረከት ኣባ ዮሃኒ ተካፈልቲ ክንከዉን 💓💛💓💛💓🙏🙏🙏
@weditigray3513
@weditigray3513 5 жыл бұрын
ኣነስ በቃ ትግራዋይ ሙኳነይ ብታሕጓስ ፍንጭሕ ክብል ኢለ።
@xiaominite1377
@xiaominite1377 4 жыл бұрын
እግዚኣብሔር በረኸት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና የካፍለና።
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ኣምላከ ቅዱሳን ቤተክርስትንና ይዓቅበልና ፣ተጻረርቲ ቤተክርስትያን የስታዓግሰልና ንኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ንሕና ደቆም እውን ኣሰር ኣቦታትና ንክንክተል ኣምላክና ይሓግዘና ኸይድና በረኸት ንክንካፈል ይፍቀደልና ትልዑል ፈጣሪ
@teweldemahari8683
@teweldemahari8683 4 жыл бұрын
አነ ዝገርመኒ አቱም መዳለውቲ መደባት አምሓሩ ዲኹምስ ተጋሩ ወይከአ ደቓሉ አምሓሩ ? መልሲ ይደሊ አለኹ ። ሰላም ለሁላቹ ዝብል ዜማ መእተዊ ዝተጠቐምካሲ ሰላም ነዓኻትኩም ናበይ ሸጥካዮ ኢኻ ወይውን በቲ ጥንታዊ ቓንቓንቅ ግእዝ ሰላም ለክልኩሙ ዝብል ዜማ ዘትይትጥቀም ደንቆሮ ሸያጢ ቃንቁኡን መንነቱን ።
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 4 жыл бұрын
መን ክም እግዚአብሔር Dw Tv በጣዕም አን አናመስግን
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 5 жыл бұрын
Yekenyelna Tegaru yehwatna sle tari zekrebkumlna, nezom Toto zbehali gbresedomawyan key tekrbeom haderakum, hawkum wdi Eritrea, wedi Adi Qala ♡
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 жыл бұрын
ያቅንየና አሕዋትይ ነይ አባታትና ፀሎት በረከት አይፈለየና አሜን
@tedateda26
@tedateda26 5 жыл бұрын
አብ ወረዳ ሰ'ሰመረ ብዙሓት ገዳማት አለው ካም ኢየሱስ ህንጻ አንዱ አረበአተነሰ አለው
@tgrayadeyambeba8995
@tgrayadeyambeba8995 5 жыл бұрын
ኣበይ ይርከብ
@user-nv8ud3jy7c
@user-nv8ud3jy7c 4 жыл бұрын
@@tgrayadeyambeba8995 ኣብ ከባቢ ግጅት ወረዳ ሳሕርቲ ሳምረ ብዝሓ ገዲማት ኣለዉ
@helengirmay4028
@helengirmay4028 4 жыл бұрын
Tigray adey ADI kudusani 💒💒💒💒💒💒💒💒
@teshomegislasei9279
@teshomegislasei9279 5 жыл бұрын
God bless tigray my lovely country. I love you my tigray. Long live tigray.
@moe3000
@moe3000 5 жыл бұрын
Really really,,Tigray is wholly open museum
@user-sg7js4sy4d
@user-sg7js4sy4d 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
ድምፂ ወያነ ትገብርዎ ዘለኩም ስራሕ ኣዝዩ ዝምስገን መደብ እዩ ፅልዎ በዙሓት ታሪካዊ ቅርስታትን ገዳማትን ኣበ ትግራይና ዘለዎ ንክፍለጥ ግበሩ እግዚኣብሄር ይሓልዋልና ትግራይ ዓድና
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 5 жыл бұрын
Ligerim eyu tigray adina hindey ledenik gedamat adbarat kabu halifu etu nay hafti tritat melu haptamat enahalena dikatat enatebhala adi dirki tebahilna tekone gin ezi linebere himak tarikat bizuh eqa tleytekeyere etu mijimaru lehegus eyu kulu jeganu weledina kab mot nekihom etu nay lomi kunetat mestemakeriwo hindey sibuk neyru likone koynu betu heze lelena tiwlidi edilegnatat ena ezi mirayna emo kulu neger mulue nimigbar nitehababer kab lib nisrah hadera e/g misana yikun amen 💕💕💕💕💕
@brhanenegede7898
@brhanenegede7898 3 жыл бұрын
Bereketom redeatom nay kudusan abotatna ms kulatna hzbe Christian ykun amen amen amen
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 4 жыл бұрын
የቀንየልና ድምፂ ወያነ ታርኽ ትግራይ ዘቅረብኩምልና ካብ ልብ ነመስግነኩም። ቅድስት ትግራይ ዓደይ ካብ ስደት ተመልሰ ናብዛ ገዳማት ክከይድ እዩ።እግዚአብሔር ሓግዘኒ.ናይዝ ገዳማትና ፅጋ በረከቶምን ረድኤትን የኳፍለና። አሜን(፫)
@tmeharenna4866
@tmeharenna4866 5 жыл бұрын
ዝደጋገም ጌጋ’ሎ ኣብ ልሳን ትግርይና። እዚ ከኣ ብቶም ዝተማህሩ’ዩ ዝግበር። ንኣብነት ንዳባ ሓኒ ክህነጽ ከሎ ኢትዮጵያ ትበሃል ሃገር ኣይነበረትን። ካልእይ ነገር “ክጎበንዩ” ዝብሃል ብልሳን ትግርይና ይሎን ፥ ካብ ኣስምሓርኛ ዝተወውስደ ግጉዩ ልሳን’ዩ። ብትግርይና ከብሃል ዝነበሮ ከበጽሑ ወይ’ክኣ ክሃጹ።
@user-jb9hu3om3i
@user-jb9hu3om3i 5 жыл бұрын
ነይራ፣ናይ፣ቅርፂ፣ወይ፣ምሕደራ፣አፈላላይ፣እዩ፣ነይርዎ፣እምበር
@kirostirhas
@kirostirhas 5 жыл бұрын
My beloved country! Blessed land
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 9 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. Behake. ✝️😢🙏😢🙏😢🙏🌿❤️🌿💛🕊️🤔
@ssss-nj7ef
@ssss-nj7ef 4 жыл бұрын
ትግራይ መዓረይ ኣዶ ታሪክ
@kunamawedisheraro8918
@kunamawedisheraro8918 3 жыл бұрын
Merhab tigray adey 💞💞💞💞🙏🙏🙏💒💒💒
@hannayohannes5064
@hannayohannes5064 4 жыл бұрын
Nay behaki zidenek tariken tibeben eu Nerwom abeyti Weledena bedenbi kefalet zigebeo Eu yekeniyelna ketselelu ♥️♥️♥️♥️👍
@haregtazebe7902
@haregtazebe7902 4 жыл бұрын
ኣቦታትና ግን ከመይ ዓይነት ክእለት እዩ ነይርዎም እስከ ሕስብ ኣብልዎ ብከመይ ይሰርሕዎ ኣብ ውሽጢ መሬት እሞ ብቀደም ,ዘመን ኣብ ተምቤን ዓድና ልዕሊ 40ገዳማት ኣለው በታ መንገዲ እንትሓልፉ ይገርመኩም እዩ እንኳን ኣብ ውሽጢ ከምዚ ኣይነት ቤተክርስትያን ኣፍደግኡ ንእሽቶይ እዩ ብጣዕሚ ኣምላኽ እዩ ስሪሕዎ እምበር
@rahelhabtugebreger7704
@rahelhabtugebreger7704 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@RT-zf9kt
@RT-zf9kt 4 жыл бұрын
❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽😍😍😍
@shambelharegeweyny2718
@shambelharegeweyny2718 5 жыл бұрын
እዛ ክልል ትግራይ 30 ዓመታ ኣይመልእን...ህዝቢ ትግራይ ግና ልዕሊ 5000 ታሪኽ ኣለዎ...ህዝቢ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ካርታ ማለሊት ክዕፈን 'ዩ...ህዝቢ ትግራይ ካብ ራስ ቄሳር ክሳብ ራስ ድሜራ ብዓል ዋና 'ዩ...ማለሊት ግና ካብ መረብ ምላሽ ንሰሜን ዓዲ የብሎምን!
@user-yk5fp9of6l
@user-yk5fp9of6l 5 жыл бұрын
Yekenyelna DW ketslulu
@mirrym8719
@mirrym8719 4 жыл бұрын
Amen (3) kal hiewt yasmalna
@safdfadwf2794
@safdfadwf2794 2 жыл бұрын
AmenAmenAmen
@Non-nb3pi
@Non-nb3pi 4 жыл бұрын
እባካችሁ እምታቁ መልሱልኝ ሴት ገዳሙን መጎብኝት ይችላል? አመሰግናለሁ
@elsate8982
@elsate8982 4 жыл бұрын
Lulu lulu I think ይቻላል የሆነች ጋዜጠኛ ስትገባ አይቻታለሁ travel Ethiopia ላይ። ሴቶች እንዲገቡ የማይፈቀደው ደብረዳሞ ነው።
@teshomegislasei9279
@teshomegislasei9279 4 жыл бұрын
Yes. Women can visit the gedams.
@stehenson1
@stehenson1 4 жыл бұрын
PRAISE GOD AMEN
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 жыл бұрын
Emazing so bytfull. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤
@alemalem2803
@alemalem2803 5 жыл бұрын
Yekeniyelna DW kemeu geyirkummm gedamatna ktefalutlna tesfa ngebir
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 5 жыл бұрын
Nai Egziabher hizbi TEGARU
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍ ደስስስስስ ክብል ተዓዲልኩም ኣን ትግራይ እኮ ፍሉይን ቅዱስን ቦታ ዝበዝሓ እያ። ግን ናይሐዚ ወሎዶ ኣይክም ኣቦታትናን ኣይከምኣቦታትናን እሞ በጃኹም ኣሰር እቶም ቅዱሳን ንከተል
@consuelosettembrini8301
@consuelosettembrini8301 4 жыл бұрын
😍😍😍😍
@tekestegebrehiwot8049
@tekestegebrehiwot8049 4 жыл бұрын
ናይቲ በገና ድምፂ እንተተኻኢሉ ድምፂ ክቕነሰ ወይኸዓ ብኻሊእ ዘይርብሽ ዜማ ምቀቕያሩ ፅቡቕ ነይሩ::
@zekerasberhe5904
@zekerasberhe5904 3 жыл бұрын
ቅድስት ሀገርትግራይ
@amanuelhaile9898
@amanuelhaile9898 4 жыл бұрын
Please take the Geez manuscripts and parchment and store them in secure modern museum. Give the priest a copy. Please store away all original Geez documents!!!
@goytaeritalia5116
@goytaeritalia5116 3 жыл бұрын
Imagine we had all the GEEZ scripts 😭.... Madness my people don't know they are the true chosen people
@aziebgebere8493
@aziebgebere8493 5 жыл бұрын
Abe Tigraye zelo bota Tarek betekristean Mesgide behade abe mulue alem zeyrekeb abe edele turezm kentekemelu alena
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ድምጺ ወያኔ ከምዙይ ገይርኩም ምቅራብኹም ብሓቂ ነመስግን ዓስብኹም ካብ ኣምላክ ርኸብዎ።።። ካሊእ እውን ኣሎሞ ገዳማት እሞ ኣቕርቡልና
@kingsd4328
@kingsd4328 4 жыл бұрын
Lioness
@teametekleab8270
@teametekleab8270 4 жыл бұрын
seyyy eizigabihir yimesigen abotati abixeletiku zekuruina
@user-zz1mt5zo7y
@user-zz1mt5zo7y 4 жыл бұрын
Tgray meseret emnet Orthodox hakegna emnet
@kesetetesfaslase1322
@kesetetesfaslase1322 4 жыл бұрын
gedamats enda tourism ktgebrowo
@tmeharenna4866
@tmeharenna4866 4 жыл бұрын
Forget about Ethiopia it was not there it is not here as we speak Abba Yohanni as the other Gedamat are Tigrinya Ag'azian
@meserethaye7648
@meserethaye7648 4 жыл бұрын
Lamen new dislike yametatregt lebawna yestachew amelake
@ssss-nj7ef
@ssss-nj7ef 4 жыл бұрын
ትግራይ መዓረይ ኣዶ ታሪክ
@user-zp5kl7sl5k
@user-zp5kl7sl5k 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
ገዳም እንዳባ ገሪማ ካብ ማህደር - ጥንቲ
32:35
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 17 М.
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 1,4 МЛН
August 31, 2024
21:50
Soloda studio
Рет қаралды 7 М.
ታሪኽ ገዳም ኣባ ዮሃኒ ተንቤን
10:08
Tslat Media - ጽላት ሚዲያ
Рет қаралды 1,6 М.
ዳንጉር የደቅ ስውር ገዳም መገኛ። #ጉዞ  #ethiopiangeographic #monastery #orthodox
13:09
ERi-TV Documentary: ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ዮናስ - ደብረ ጽጌ
40:58
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 154 М.
DW TV ኾኾሎ ዮሃንስ
27:06
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 67 М.
ትንቢት ገዳማውያን ኣቦታት፡ 
ብዛዕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን!!!
10:02
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 429 М.
አባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን
23:42
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 9 М.
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН