ገጽ ኣደይ ሓጺር ልበወለድ ዛንታ ካብ መጽሓፍ ካልእ ስለዘየሎ (Gex Adey Short story by Abraham Tesfaluel)

  Рет қаралды 11,397

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Күн бұрын

ገጽ ኣደይ ሓጺር ልበወለድ ዛንታ ካብ መጽሓፍ ካልእ ስለዘየሎ (Gex Adey Short story by Abraham Tesfaluel)

Пікірлер: 43
@selamdelina5716
@selamdelina5716 2 ай бұрын
Very heart touching story. This king of story/history happened to many Eritrean families.
@smretfshaye3997
@smretfshaye3997 2 ай бұрын
❤❤❤Btaami tenkafit tarik tarik abotatnan abeti ahwatnan 🙏🙏kalay kfal anteliyu hadera memhrey amxealna 💞💞💞🇪🇷🇪🇷
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 2 ай бұрын
Semiaka zeymno zanta nezi kulu xeyrom zhalefu jeganu wetru yzekeru.sdrabietna mewadadrti albo zeysger zsegeru 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@bereketgrmay1572
@bereketgrmay1572 Ай бұрын
መምህረይ ወትሩ ከም ቀደምኩም ጽብቅ ኣቀራርባ🎉
@matisho7993
@matisho7993 2 ай бұрын
Kebdka zbelee zanta aentey bnbeat tehatsibe mesakin weledi hagosn & rahwan keriu zeyteadelu❤.
@KeepGoing5355
@KeepGoing5355 2 ай бұрын
ዝገርም ጥበብ ኣብርሂሞ:: ጥበብስ ወዋንኡ ኣለዎ:: ሞኬ ውን ኣናብብኻ ክእለትካ ዝያዳ ሓይሊ ፈጢርካላ ነታ ስራሕ. የቐንየልና ክልተኹም!!
@Asmeraxaeda-o9z
@Asmeraxaeda-o9z Ай бұрын
amaizing work please keep it up
@morality2089
@morality2089 2 ай бұрын
Amazing work.
@WediEndayGobez4222
@WediEndayGobez4222 2 ай бұрын
መከራ አዞም ወለድና ምውዳአ ዓብዩ,.. ኣናብባ ቃላት ኣይገልጾን, በጃኻ መጻሓፍቲ ከተክርበልና ጀምር, ኣብ ኣድና ኣምላኽ የራኽበና.
@NahomShishay-x5t
@NahomShishay-x5t 2 ай бұрын
ሓይል ታሪክ ኣነስ ኣብ ኩድኡ እዳተረበጽኩ ክሰማዓ ጸኒሐ እዚ ታሪክናስ 😔
@wongelshibeshi5787
@wongelshibeshi5787 2 ай бұрын
❤ we will be waiting for part 2
@efremgirmay2038
@efremgirmay2038 2 ай бұрын
ኣየ ወላዲት.ኣብ ውሽጢ 10 ዓመት!ናይ ዕስራ ዓመት እርጋን ኣመዝግባ ጸንሓትኒ 😢
@MatewosTekieAbrahale
@MatewosTekieAbrahale Ай бұрын
Yield a anabiba Memhir
@MatewosTekieAbrahale
@MatewosTekieAbrahale Ай бұрын
Yibel anabiba Memhir
@ruftatesfalem6932
@ruftatesfalem6932 2 ай бұрын
Tkxla ba tkewn nebia keyxegembu tekarixa😢😢😢😢
@fishalegebreyosus862
@fishalegebreyosus862 2 ай бұрын
❤❤ሰላም መኮንን ሓወይ እዛ ዛንታ ብሓቂ መሳጢት ኢያ-እዚ ግን ዛንታቶም ኣብ ሻዕብያ ዝተሰለፉ-ኣሓትን ኣሕዋትን ምዃኑ ድማ ይፈልጥ ጥራይ ዘይኮንኩ-ደቂ ሓውቦታተይ ክምኡ ገይሮም ዝተሰዉ ስለ ዘለዉ ዘኪረ'የ። ብዝኾነ ንኽረኽበካ ክጽዕርየ-ብዛዕብዚ ከዕልለካ ምእንታን❤❤ኣብ ሰናይ የራኽበና ድማ ክብለካ ይፈቱ።ሓውኻ ፍሻለ ገብረዮሱስ ካብ ጀርመን ኢየ።
@mussietn1966
@mussietn1966 2 ай бұрын
ንኣደይ ፧ ! ኣነስ ሓቚፈ ምሰዓምኩዋ ባእ
@berhanetewelde7890
@berhanetewelde7890 2 ай бұрын
እቲ ዝገርመኩም፡ከባቢ 2009 እንተዘይተጋግየ ማለት እዩ! ኣብ መጽሄት ኣንቢበያ ነይረ ብጣዕሚ መሳጢትን ኩሉ ግዜ እየ ዝዝክራ ነይረ።ሕጂ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ይሰምዓ ምህላወይ ክትጅምር ከላ እሳ ዶ ትከውን እዛ ዛንታ ክብል ጸኒሐ።❤❤❤❤
@logo967
@logo967 2 ай бұрын
ቁሩብ ድሕሪ ናጻነት ዕላል ናይታ ስድራቤት መላኣላ። ዘገርም እዩ ንብዓተይ ጦጦው ምባል ኣቢኒ።
@zecariassium8553
@zecariassium8553 21 күн бұрын
U went to cry more right.
@EriCoralo24
@EriCoralo24 Ай бұрын
ኣብ ነብሲ ወከፍ ገዛ ኤርትራዊ ታሪኽ እንተዝሕተት ቀለምን ወረቐትን ሒዝካ እንተዝዉፈር ንብዓት ኤርትራዊ ቀይሕ ባሕሪ ምዉሓዶ🇪🇷 ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣናብባን ኣተራርኻ❤🕯❤🌿🇪🇷🌿
@hidatweldegiorges3771
@hidatweldegiorges3771 2 ай бұрын
❤️
@nahomisaiascool2604
@nahomisaiascool2604 2 ай бұрын
😢😢😢
@samikemey9241
@samikemey9241 2 ай бұрын
Nusey ❤
@brktitekle3630
@brktitekle3630 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@BiniamMokonen-ih6ci
@BiniamMokonen-ih6ci 2 ай бұрын
Wowww
@alemey6111
@alemey6111 2 ай бұрын
Part 2 please
@kidusmichael1741
@kidusmichael1741 2 ай бұрын
ንኽሰምዓ ምኽኣል ስኢነ ኡፍ ኩሉ ስቓይ እዚ ናብራና
@alemey6111
@alemey6111 2 ай бұрын
Nice History and very hard!
@ትኩል-እምኒ
@ትኩል-እምኒ Ай бұрын
❤ብመጀመርታ ንጻሓፍን ንዓካ ንመምህር ሞኮነንን ኣዝየ ኣመስግነኩም❤ ❤ብምቅጻል እዚ ሓጺር ልብወለድ ዛንታ ዘይኮነ ነዊሕ ከየባተከ ዝቅጽል ዘሎ ሓቀኛ ታሪክ ወይ ሕልፈተ ሂወት ኤርትራውያን ስድራቤታት እዩ ክብል እደፍር።ምክንያቱ እቲ ታሪክ ክሳዕ ሕጂ ይቅጽል እዩ ዘሎ ፡ገለ ብመግዛእቲ ኮምኡ ኮይና ነይራ ገለ ናብ ገድሊ ከይዳ ከምዚ ኮይና ገለ ናብ ስደት ወጺኣ ከምኡ ኮይና ኣላ።ስለዚ እቲ ታሪክ ሓደዩ ቦታ ፍጻመ ጥራይ እዩ ዝፈላለ ዝብል ርኢቶ እዩ ዘለኒ። ሓቀኛ ታሪክ ወስ ክብል ኣብ መወዳእታ ሰማንያታት ካብተን ኣብ ድሕሪ መስመር ዝነበራ ኣሃዱታት ካብ ማዓልታት ሓደ ማዓልቲ ብማእከል ቅርዓት ዓድና ትሓልፍ ነበረት።ኣብ ማእከል እዞም ተጋደልቲ ሓደ ወድቲ ዓዲ ድማ ነበረ።ሰራዊት ጉዕዝኡ እንዳቀጸለ ከደ ፡ብማእከል ከብዲ ዓዲ ይሓልፉ ስለዝነበሩ ክኣ ገለ ደቅዓዲ ኣለለይዎሞ ፡ብስካ እከለ ዶይኮንካን ምስበልዎ ኣይኮንኩን ኢልዎም ጉዕዝኡ ቀጸለ።እንተኮነ ሰባት ንሓፍቱ ነገርዋሞ ናይ ኣስታት ፍርቅሳዓት ዝከውን ጉዕዞ ብምግያይ ጎያ ኣርኪባ ሳዓመቶ።ንሳ ስዒማቶ ንገዛኣ ተመልሰት ንሱ ክኣ ጉዕዝኡ ቀጸለ።ድሕርግዜ ሰንኪሉ ብሂወት ተመሊሱ ሓዳር ጌሩ ቆልዑ ወሊዱ።ኩልግዜ ዕላል ምውቅ ክብል ከሎ እንሓቶ ሕቶ ክኣ እዚኣ እያ ስለምንታይስ ስድራ ሰላም ከይበልካዮም ሓሊፍካ ትብል ሕቶ እያ።ንሱ ዝምልሳ መልሲ ክኣ ንመን ሰላም ክብል ኣደይ የላን እታ ማኣዲ ክጸባ ዘዕበየትና ቤት ኣብ ክልተ ሰብ ተሪፋ ባቃ ኣቦይን ምዕባይ ሓብተይን እዩዝብል።ስለዚ ካብ ሰላም ኢለዮም ዝሕጎሶ እቲ ገዛ ምስራኣኩ ዝጉህዮ ስለ ዝገድድ እየ ኢሉ እዩ ዝምልስ። ግና ሕጂ ግን ኩልና ከምዛ ዛንታ ኮይና ኣለና ።
@tesfabrhantesfamariam7291
@tesfabrhantesfamariam7291 21 күн бұрын
ybel xehafay ybel akrabay🫡🫡🫡🫡
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢 ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ
@nahomisaiascool2604
@nahomisaiascool2604 2 ай бұрын
after this story how is living we need know how he going on is please let me know😢 we have a lot hero’s like him 😢♥️♥️
@hermonkelete8841
@hermonkelete8841 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@kudusantesfamikael3670
@kudusantesfamikael3670 2 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷😢😢😢😢
@yohanatsegay8010
@yohanatsegay8010 2 ай бұрын
Where is part 2
@fanikib9362
@fanikib9362 Ай бұрын
ደቁ ንገድሊ ገቢሩ ክነሱ፣ ሓርነት ዝተሓረኖ ሕዝቢ። ሎምስ ካብ ከርተትን ብስቁልናን ካብ ግፋን ግፍዕን ተኣሊኻ፣ ክርህወልካ ክሓልፈልካን'ዶ ኣይምተገበአን!! 😢😢😢
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 2 ай бұрын
😍😍😍😍❤❤❤❤❤
@tigezana3605
@tigezana3605 Ай бұрын
ተጋደልቲ ሻዕብያ ኣራዊት ኢዮም። ዱሑራትን ደናቊርን ውን ኢዮመ። ነዲኡን ኣሕዋቱን ሰላም እንተዝብለን እንታይ ምጎዶሎ?
@Embeyto_Fredrikstad3340
@Embeyto_Fredrikstad3340 2 ай бұрын
ተካል ገድሊ፡ ንሰብ ናብ ኣራዊት ይቕይር 😂
@btsaykesete2648
@btsaykesete2648 2 ай бұрын
❤❤
@samirhsamirah0293
@samirhsamirah0293 Ай бұрын
😢😢😢😢
መተዓብይተይ - Meteabitey - Short Story
14:30
Eri Meskerem
Рет қаралды 6 М.
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 21 МЛН
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 40 МЛН
Do you love Blackpink?🖤🩷
00:23
Karina
Рет қаралды 23 МЛН
ኣብ ሲማፎሮ ናይቲ መስቀላዊ ጎደና!
26:55
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 18 М.
ደራስን ሽፍታን - Derasin Shitan - Full Story
1:23:53
Eri Meskerem
Рет қаралды 44 М.
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 21 МЛН