ምልሶት፡ ሓጺር ዛንታ ብ ኣብርሃም ተስፋልኡል

  Рет қаралды 187,939

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

3 жыл бұрын

ካብ መጽሓፍ እኩብ ሓጸርቲ ዛንታታት 'ካልእ ስለዘየሎ' ዝተወስደት ዛንታ

Пікірлер: 237
@mogosrobel-zl2nq
@mogosrobel-zl2nq Жыл бұрын
ብጣዕሚ ምሃሪ ዛንታ ኢዩ ኢዚ ዘርኤካ ወለዲ ልዕሊ ኩሉ ምኮኖም ኢዩ ወለድና ነክብር 🙏🙏❤️✅
@yonasfrezghi3418
@yonasfrezghi3418 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ነዚ ዘለናይ ትገልጽ ዛንታ ቡዙሓት ስድራቤታት ኣቦታት ኣዴታት ኣብዚ ግዜዚ ብጽሙዋ ይሳቀዩ ኣሎው ጽቡቅ ድርሰት ኣብርሃም
@user-vc4fw2ci6j
@user-vc4fw2ci6j Жыл бұрын
ሂወት ስደት እንበር ጸሊእናዮ ኣንቱም ሰባት ንብዓት እኮ ሲዕርኒ
@afeworkitesfu3829
@afeworkitesfu3829 Жыл бұрын
ብታዕሚ ነዚ ዘለናዮ ግዜ ትገልጽ ብህወት ኮለና ስድራና ንርኤ ❤❤❤
@zeraitesfai8916
@zeraitesfai8916 3 жыл бұрын
ዝኸበርካ መምህር መኮነን ብጣዕሚ ዝትንክፍ ዛንታ ዝምስገን ንባብ ዝምስገን ጸሓፊ 50 ዓመት ንድሕሪት መሊሳ ኩሉ ዝዓበኹል ሩባን ጎቦን ናብራ ገጠር ኣዝስኪርካኒ። ምስጋናይ ይብጻሕኻ ።
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ መሳጢት ነዚ ሎሚ ዘለናዮ ምፍልላይን ናፍቖትን ትገልጽ መሃሪት ዛንታ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስ ስድራና ንራኸበሉ መዓልቲ ይፍጠረልና።
@KidaneKahsay-wt8kg
@KidaneKahsay-wt8kg Ай бұрын
ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ ኣምቢዓትኒ
@aronogbay72
@aronogbay72 3 жыл бұрын
ዶክተር ኣብርሃም ተስፋ ልኡል፡ ጽብቕቲ ድርሰት ጽሒፍካ። መኮነን ውን ንፉዕ ኣንባቢ ኢኻ።
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪኽ :: ወላዲ ኣብ ርእሲ ምድሪ ከሎ ክትገብረሉ ግቡእካ ጥራይ ዘይኮነ ግዴታ ውን እዩ :: ምረቃ ወለድ ብገንዘብ ዘይትመን ሃብቲ እዩ ::
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 Жыл бұрын
ዋይ ወለድና ጸገሞም ብሞት ዩ ዝውዳእ :: ኣሕ 😭😭😭😭
@mahletkeshi9792
@mahletkeshi9792 Жыл бұрын
Uffffff ልብካ ትትንኽፍ 😢ደስ ዝብል ኣቃራርባ 😢😢amlka sdetna yxrelna🙏🏾
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g 3 жыл бұрын
ዘለናዮን ወለድና ዘለውዎ ሂወትን እንዳተሳእለኒ ብዘይ ምቁራጽ ነባዕኩ።
@shewitgoitom9741
@shewitgoitom9741 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/lWLZlIehetRjmdk
@ilicbobi4851
@ilicbobi4851 Жыл бұрын
Good gy Iggy Gg ytgg go
@bereboos46
@bereboos46 4 ай бұрын
😢
@sdetmemher3040
@sdetmemher3040 2 ай бұрын
Nay behaqi 😢😢😊
@lamekkidane5216
@lamekkidane5216 Күн бұрын
ድቃስ ኣቢኒ ደጋጊመ ይሰምዓ ኣለኩ ብሓሳብ ኣብ ናይ ኣቦይ መቃብር ይከይድ ኣለኪ 😢😢😢
@siemmehari2156
@siemmehari2156 3 жыл бұрын
መኮነን ተስፋይ በቲ ኩሉ ተቅሪበልና ልብኻ ዝርስርስ ኣቀራርባኻ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን እየ ብ ዝያዳ ዝምስጠኒ ኸኣ ብዚዓባ ታሪኽ ኣቦ ሓጎታትና ማሰን መልቀስን እዮ ዕድመን ጥዐናን ይሃብካ ።
@gabezere166
@gabezere166 3 жыл бұрын
ዓባይ ትምህርቲ ንኹሉና ኤርትራውያን ብጣዕሚ ጽብቕቲ ኣቀራርባ።ቐጽሎ ይብል። መምህር ገብርኣብ
@shewitgoitom9741
@shewitgoitom9741 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/lWLZlIehetRjmdk
@shewitgoitom9741
@shewitgoitom9741 3 жыл бұрын
@@gabezere166 kzbin.info/www/bejne/lWLZlIehetRjmdk
@salemeri5884
@salemeri5884 2 жыл бұрын
Azyu zehzen zanta😭 Memelisu brikum ysesin 🙏
@hagosmkem5468
@hagosmkem5468 3 жыл бұрын
ጥበብ ማለት!!!💯🔥 ቡዝሕ ነጥብ ከተላዓዕል ትኽአል መሳጥት ዛንታ!❤
@shewitgoitom9741
@shewitgoitom9741 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/lWLZlIehetRjmdk
@nebunebu262
@nebunebu262 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ማ ሃሪት ያ ምክንያት ደሊና ንዘይንረኽቦም ወለድና ቅድምያ ክንህቦም ኣለና
@tesfaldetbocure6079
@tesfaldetbocure6079 Жыл бұрын
What a story?!!! Mekonnen, you are a great narrator and/or storyteller.
@futurreda3035
@futurreda3035 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ እትምስጥ ዛንቲ ኣዘናትዋ የቀንየልና መምህር ሞኮነን::
@tesfahiwettseghay2220
@tesfahiwettseghay2220 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝገርምን ማሃርን ዛንታ ይበል ኣቀራርባን ሞኬ ።
@user-ko5qr3mh6l
@user-ko5qr3mh6l 3 жыл бұрын
መምህር ልበይ ተነኺኡ ኣዝያ ማሃሪትን ኡዋናዊትን መልእኽቲ ያ
@user-jc5eb5gj9v
@user-jc5eb5gj9v Жыл бұрын
እናኽሰምዓ ተንብዓኒ ዛንታ። ዓደይን ኣደይ ካብዚ ዘፍሊ ዛንታ እንታይ ክህልዋም ኢሉ!።
@jkkjdddd8017
@jkkjdddd8017 3 жыл бұрын
Btaemi nebska tefetish zanta thanks memhir mekonen tesfay
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 3 жыл бұрын
መቸም እንተዘይበኸኻ ትነብዕ ንብዓት ሓርገጽ ድዩ ዝብሉ ወለድና ከም ማይ ነሓሰ ጀለም ዘብል ንብዓት ተዘክሮ ምሳና ዝነብር ዘሎ ህይወት ምፍልላይን ናፍቆትን ንመምህር ሞኬ ብልቢየ ዘመስግነካ ከምዚ ዓይነት ጽሑፋት ግዜኻ ኣካዊንካ ንብዙሓት መሃሪት ብምኻና ኣዝየ የመስግነካ ንደራሲ ኣብራሃም ዘርአ ብጣዕሚ የመስግኖ ሓደ መዓልቲ እዛ መጽሓፍ ኣብ ኢደይ ክትህሉ ተስፋ ይገብር
@shewitgoitom9741
@shewitgoitom9741 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/lWLZlIehetRjmdk
@mehreteabtesfalidet8129
@mehreteabtesfalidet8129 3 жыл бұрын
ሰላም ወሰናይ መኮነን! ጽቡቅ ስራሕ እዩ! ቀጽሎ! ናብ ስደት ጠፊእና ኢና እሞ፤ ፍቃዱ ይኹን። እግዚኣብሔር ጥዕና ነፍስን ስጋን ይሃብካ።ኣባ ምሕረተኣብ ዓዲ ጣልያን
@shewitgoitom9741
@shewitgoitom9741 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/lWLZlIehetRjmdk
@deju1999
@deju1999 Жыл бұрын
ዘይውዳእ ዘለናዮ ሂወት!😢
@tesfamichaelhabtemariam7503
@tesfamichaelhabtemariam7503 3 жыл бұрын
ንጹር ስእላዊ መልእክቲ እትህብ ዛንታ። ንፉዕ ጸሓፋይ ከምኡ ውን ኣንባባይ። ጉርህነትን ግሉጽበትን ወለድናን ዘለዎም ጽምዋን መከራን እትትንትን ዛንታ።
@rutaberhane4482
@rutaberhane4482 7 ай бұрын
Aziya sehabit gin kea really story ymesl zegatm Wen eyu thank you for sharing keep it up❤❤❤
@Asmir965
@Asmir965 3 жыл бұрын
ዋውውውውው መሳቲ ዛንታ ብድሕሩእይ ካ እንታይ ኮነ ኣብ መወዳእታ ኣብ ጠልጠል ኮ ገዲፍካና ኮ
@helenghirmay5326
@helenghirmay5326 Жыл бұрын
How incredibly is this thank you ❤but l can’t stop crying though oh my poor family miss you so much 😢❤❤
@habteabmengisteab9628
@habteabmengisteab9628 2 жыл бұрын
መምህር መኮነን ህዋሳትካ ትትንክፍ ዛንታ እካ ኣክሪብካልና ክሰብዓውን ዓቕሚ ዝስእነሉ ክስተታት ጸኒሑኒ
@lefayhalefay
@lefayhalefay 3 жыл бұрын
Amazing story, and amazing narration as well. Thanks as always.
@mengsnegash7318
@mengsnegash7318 2 жыл бұрын
Wawwww zegerem zanta eyu, Sedetena yehsrelena amlak Amen
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 3 жыл бұрын
Bro thanks 🙏🙏🙏😍😍😍 aytitfana amxalna da kemzs ❤💙❤💙❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@selamdalyselamfi4084
@selamdalyselamfi4084 2 жыл бұрын
ስደት ስዲ እባ ሰድእድና ባህሊና ናፍቀዮ ኣነ ሲ ኣብዚ ስደት ከና ኪኣ ኪንባላዕ ንዉዕል ኪንቃተል ንዉዕል ነንሕድና 😥😥💔💔 የሕዋተይ በጃኩም እቲ ዘዕበና ባህሊ ኣንረስዕ ንተሓላለ 🙏🙏🙏 ሓወይ ርእሰይ ሃርምካኒ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ቀፅሎ ብሩከይ 👇👇👇👇👇👇👇👇 ብድሕሪ ኣደካ ዓለም ፀልማት እየ ንዓይ ፀልማት እየ ዓለም ብድሕሪ ኣደይ ካብ ዚርድኣኒ ኣደይ እናበልኩ እነብር ኣለኩ ኣደ ዝከነት ክረኪብ ከለኩ ወላዲተይ እየ ትመጻኒ ኣብ ሕልመይ ትማላለሰኒ ወላ ድኣ ንወላዲተይ ኣይፍለጣ ድኣ እንበር ኣደ ከይ ርኣኪዋ ምዕባይ ኩርኻሕ እዩ ዝነብሮ ዘለኩ💔💔💔💔😥😥😥 ☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ እቶም ኣደታትኩም ኣብ ልዕሊ ምድሪ ዘለዋ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃበን ሕቅፎ ኣደታትኩም የራክብኩም ፈጣሪ ኣቦይ ስደትኩም የሕፅረልኩም🙏🙏🙏
@user-cp6ho8lf6u
@user-cp6ho8lf6u Жыл бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ እመብርሃን ከላትኪ መንም ኣይትኮንን❤
@selam8217
@selam8217 3 жыл бұрын
እዋይ ብጣዕሚ ደስ ዝበለን ዘሕዝን ዘስቆርቆርን ዛንታትን እያ ብጣዕሚ ንፍዖ የቀንየልና ዝሐወይ ቀፀሎ ኩሉግዜ እተቅርቦ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ ንስራሕን ትምህርት ንቅድሚት ንስጕም ተጠርኒፍና ደቅ ዓደይ መዓረይ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berihunegusse6754
@berihunegusse6754 3 жыл бұрын
I'm crying 😢 😭 sedetana yehterelna ahwateyy
@user-up5me5re5i
@user-up5me5re5i 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ እህምምምምምምምምምምምምምምምም
@filimontekle2188
@filimontekle2188 3 жыл бұрын
መደባትካ ብጣዕሚ ሰሓቢ ታሪክ ዝድህስ ስ ብሙኳኑ ምስጋና ይብጻሕካ መም መኮነን ።
@michealalem2
@michealalem2 3 жыл бұрын
ውውውው ብጥዕሚ መሳጢት ዛንታ ኣዝያ ማሓሪት ከሚዚ ዛታ ክትውሱኩና (ክትዉሱኩኒ ይላቦ)
@salemtukue76
@salemtukue76 11 ай бұрын
Btaemi xbuk❤
@user-el9hl5xo3e
@user-el9hl5xo3e Жыл бұрын
ተምብዓካ ናይ ብሓቂ።
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t 10 ай бұрын
ብኡነት ከም ሑሱም ነቢዐ😢 ዘለናዮ ሂወት ኩሉ ቃንዛ እዩ😢
@williamgabriel1542
@williamgabriel1542 3 жыл бұрын
ኣብ ባህሊ ኣቦታተይ ይግደስ የ አዛ ዛንታ ምስ ሰማዕክዋ ግን ውሽጠይ ጾር ተሰሚዑኒ መኽየ ኣብ ባይታ ዘሎ ዘይኽሓድ ሓቂ ዩ Gbu ክቡር ተራኪ !!!
@meashoamanuel8215
@meashoamanuel8215 2 жыл бұрын
Hluw kunetat hzbnana geteratna sdet zemxeo xegem beti kale tezentu haxarn gn bzuh melekti zelewa zanta❤❤ thankyou.
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 Жыл бұрын
Wow quel histoire very intéressant informations 😢❤
@samuellhaile
@samuellhaile Жыл бұрын
Great story. Keep it coming . Thank you!
@salikoerilove6480
@salikoerilove6480 3 жыл бұрын
ብተመስጦ እየ ሰሚዕያ በጃኻ ኣይትጥፋኣና ፍልይቲ ናይስ
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 3 жыл бұрын
Admen tinan yhabka fetari memhr Mekonen Tesfay deszbel kbur hawu eka emo qexlo.
@lamekkidane5216
@lamekkidane5216 Күн бұрын
ንልዕሊ 10 ሰሚዐያ 2013 /3/15 ጸላም ዕለት ኣቦይ ዝወሰደት ሕጂ ድሕሪ 11 ዓመት ኣብ መቃብሩ ክፋነዎ 😭😭😭
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 2 жыл бұрын
I am very happy to you and you are doing wonderful amazing wonderful gob thanks
@berostv8610
@berostv8610 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ
@helentekle2822
@helentekle2822 3 жыл бұрын
ብታዕሚ ደስ ትብል ስብክቲ መሃርሪት ሃወይ አብርሃም ጅግና ርሁስ አውዳመት ይግበረልና እድመን ትናን ይሃብካ
@Kadra19Jeams21
@Kadra19Jeams21 Жыл бұрын
ሄሉ ሽኮር፡ እስከ ከመይ ተረዲእኽያ
@mhreasrat4039
@mhreasrat4039 3 жыл бұрын
Kebret yahbelna keber hawena 🙏🙏
@goitomsium7484
@goitomsium7484 3 жыл бұрын
ፓው! ባዓል ታሪክ ኣቶ Zi ድሕሪ ነዊሕ ስደት ብ 26 ታህሳስ 2008 ንዓዱ ዝተመልሰሉ ዕለት, ሽዓ ማዓልቲ ካኣ ባዓል ንሕና ንሓድሽ ስደት ብስግረዶብ ብለይቲ በረኻ በረኻ ክንጓዓዝ ኢና ሓዲርና፣ ንሱ ብ ኣየር ይኣቱ፣ ንሕና ብእግሪ ብለይቲ ንወጽእ፣ ወይ ዛ ዓለም፣ ዎ ኣምላክ፣ ነቲ ካብ ሃገርና ዘንፈጸና ገበል ኣሊኻ, ብ ኣየር ንምለሰሉ ግዜ ኣምጽኣልና፣ 30 ዓመት ግን ኣይተደንጉየና፣
@wezammhreteab8655
@wezammhreteab8655 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@kesetesemere2904
@kesetesemere2904 3 жыл бұрын
መምህር መኮነን ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ።ዓድና ክንምለስ ፈጣሪ ይሓግዘና።እምበር እዚ ዛንታስ ናይ ኩሉ ኢርትራዊ ኮይኑ ኢዩ ሕጅስ
@phebiblessed5342
@phebiblessed5342 3 жыл бұрын
ኣዚየ የመስግን መኮነን ተስፍይ: ሕሉፍና ኣዘኪሩ ስድራናን: ዘዕበዩናን: ኣተዓባብያናን ክንዝክር እሞ እጃምና ክንገብር ዘዘኻኽር ጽሑፍ ::
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 3 жыл бұрын
እህምምምምም ካብዚ ከምዚ ይሰውረና፡በል ነቐልኩ ንዓደይ
@tesfaluulmichael8020
@tesfaluulmichael8020 3 жыл бұрын
መንገዲ ድሐን ይግበረልካ ፥ ሰላም ይጽናሕካ ፥ እምበር......................
@shewitgoitom9741
@shewitgoitom9741 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/lWLZlIehetRjmdk
@user-dh3xn7vw1e
@user-dh3xn7vw1e Жыл бұрын
ኣነ ካ ተቀንዝወኒ ጉዳይ እዚኣ እያ ይዕወት እባ ይከውን
@tesfabrhantesfamariam7291
@tesfabrhantesfamariam7291 2 жыл бұрын
ሕብረተሰብና ናፊፊቐዮ ስድራይ ናፊቐ ተመሲጠ ሰሚዐያን ብልቢ ነቢዕን።
@selurasta3883
@selurasta3883 3 жыл бұрын
Uff btami tehezin zanta egzabihier sdetina yehtsrelina😭😭😭
@andomangosom9843
@andomangosom9843 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ ዓደቦኻ ክሕከኽ ከም ዘይክእል ንወለዲ ካኣ ምስ ሞቱ ዘይኮኑስ ብሂወቶም ከለዉ ክትሕብሕቦምን ዳሃዮም ክትገብርን ትቕሰብ
@samsongebrehawairattekie9328
@samsongebrehawairattekie9328 3 жыл бұрын
Sedra eti tesdlom gnzbka eyknkun zdlyu dehyka.bihwit kelwu tehgzkyom.kbka mestflyuka marbel mtskt trgm yblun.
@samsongebrehawairattekie9328
@samsongebrehawairattekie9328 3 жыл бұрын
Really true brother
@ye1280
@ye1280 Жыл бұрын
Btami meharit haxar zanta i wish mexhaf mulu koina tetikewun
@henosaymon
@henosaymon Жыл бұрын
😢😢natey tark eu 😭😭😭thanks
@rimonrae1048
@rimonrae1048 Жыл бұрын
ነብዐ ኣብ ዓይነይ ቅጅል እልኒ ይበል ትንታነ መኮነን
@senaittesfaye1227
@senaittesfaye1227 3 жыл бұрын
Lazaka sdrana azekirkana btami mesati zanta
@gebrhiwettesfaxiyen7276
@gebrhiwettesfaxiyen7276 3 жыл бұрын
Nay bihaki des zbil zanta 💚💚💚🙏🙏🙏
@dawitmebrahtom3680
@dawitmebrahtom3680 3 жыл бұрын
ኣብዛ ድርሰት ንደራሲ ካብ መጥን ንላዕሊ ከመስግኖ ይደሊ። ምኽንያቱ እዛ ናይ ዘይንሳኻ ምምሳል ባህሪ ኣብ ብዙሓት ሰባት እየ ዝሪኣ። ንምታይ'ዩ ሰብ ዘይንሱ ክመስል ዝፍትን? ብጀካ ጉድኣት ከ እንታይ ጥቕሚ እዩ ዝረኽበሉ? ናተይ መልሲ እንድዒ እዩ። ብዝኾነ መኮነን ተስፋይ'ውን ብንብዓት ድኣ ሓጺብካኒ እምበር ጽቡቕ ኣቀራርባ።
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 2 жыл бұрын
ስለምንታይ'ዩ ሰብ ዘይንሱ ክመስል ዝፍትን ነዝብል ሕቶ ነብሰ ተኣማንነት ዘይምህላው'ዩ። ሕማቕ(ንዑቕ) ይንዕቀካ፡ ጓህማም ይስሕቐካ። ስለምንታይ ንኽቕድመካ ዝብል ምሳሌ ኣሎ። ብመሰረቱ ግን ምስ ሓሶት'ውን ስለዝመሳሰል፡ ስለምንታይ ሰብ ይሕሱ ነዝብል፡ ድኽመቱ ንምሽፋን፡ ተፈታውን ተፈራሕን ንምዃን ኣብ ሓሶት የኣቱ።እዚ ከዓ ናብቲ ደቂ ሎሚ "ቅልውላው መንነት"ናብ ዝሰመኹማ ኣንፈት ይወስደካ።
@asme3436
@asme3436 14 күн бұрын
ዓለም ጨካን ተሃዋከ ኣለኩ ኣነ ውን ገጽ ኣቦይ ክርኢ ጾሎት ግበሩለይ እስከ ደቂ ቡሩኻት ስድራ
@hermonboss2032
@hermonboss2032 3 жыл бұрын
Thanks so mach amazing story:)
@luwamkidane1589
@luwamkidane1589 2 жыл бұрын
Selam hawey betami zhzen zanta 😭😭😭
@zyohannes6837
@zyohannes6837 3 жыл бұрын
እዛ ዛንታ ብዘይካ ናይ ኣስማትን ገለ ናይ ምኣዝን ኣካይዳ ተዘይኮይኑ (ናይታ ዓድን ዝነብርዋ ህዝብን ኣብ ሓደ ወለዲ ስውኣት ዘጋጠመኒ ታሪኽን ተመሳሳሊ ኢዩ።)
@senaitfz
@senaitfz 2 жыл бұрын
Amazing 👏 story.
@letekidanmogos9960
@letekidanmogos9960 3 жыл бұрын
I apriciate you keep it up
@lemlemberhe149
@lemlemberhe149 29 күн бұрын
GBU BRO amazing truth
@hallelujahmillion3616
@hallelujahmillion3616 3 жыл бұрын
Offff i can’t stop crying 😢😢😢
@kidusanabew12
@kidusanabew12 Жыл бұрын
ካብ ዘንበብክወን ደስ ትብልኒ ዛንታ🥺🥺🥺🤍❤
@anselberih
@anselberih Жыл бұрын
በጃካ''' እንታይ እያ ትብል እታ ምጽሓፍ ንገረኒ ባ
@selamzaid8539
@selamzaid8539 3 жыл бұрын
Eway azye temesite senihe thank
@matiwoskubrom6730
@matiwoskubrom6730 8 ай бұрын
Ahhhhhh zelenayo hiwet eu Sdet sdi
@behonest7199
@behonest7199 3 жыл бұрын
Kebdka zgematil zanta!! Euufffff 😌😞😌
@makdamehari7669
@makdamehari7669 3 жыл бұрын
Very nic story thanks 🙏
@actionawia9337
@actionawia9337 3 жыл бұрын
ዛንታ ኩሉ ኤረትራዊ እዚ ዩ 🥲🥲🥲
@aldenjamal5637
@aldenjamal5637 3 жыл бұрын
pro tip : you can watch series on Flixzone. Been using them for watching all kinds of movies during the lockdown.
@karterignacio8350
@karterignacio8350 3 жыл бұрын
@Alden Jamal definitely, I have been using Flixzone for years myself :D
@asherfrancisco7417
@asherfrancisco7417 3 жыл бұрын
@Alden Jamal yea, I've been using Flixzone for months myself :)
@merhawitgerezgher9644
@merhawitgerezgher9644 Жыл бұрын
😥😥😥 miss sdrana akakbo yfterelna
@kibreabtekle8226
@kibreabtekle8226 3 жыл бұрын
Wellcome well done brother lionel
@bela-hx8qg
@bela-hx8qg 3 жыл бұрын
I can't control my tear
@shewitgoitom9741
@shewitgoitom9741 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/lWLZlIehetRjmdk
@erimeskerem6389
@erimeskerem6389 3 жыл бұрын
ካብተን ዘሕዘናኒን ናብ ስድራ ክድውል ዝደፋፋኣትንን ዛንታ።
@hereyteydebessay8362
@hereyteydebessay8362 3 жыл бұрын
The
@erimeskerem6389
@erimeskerem6389 3 жыл бұрын
@@hereyteydebessay8362 ዘ
@brahaneandemariam7154
@brahaneandemariam7154 3 жыл бұрын
ይበል ኣቓራርባ ብጣዓሚ ካብ ሰረት ኣቦታት ላዛ ኣዛራርባ
@helenmusgun8474
@helenmusgun8474 3 жыл бұрын
Btami mesati meharit zanta weledna kelewi nhabhbom
@filmonokubay1064
@filmonokubay1064 Жыл бұрын
ንብዓት በቃ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ሕማቅ ዕድል ንንብዓት ተፈጢርና🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@merigualkeren6510
@merigualkeren6510 3 жыл бұрын
Kab Kemzi adhinena 😭😭🙏🙏
@habteabkesete3974
@habteabkesete3974 3 жыл бұрын
ati derho
@merigualkeren6510
@merigualkeren6510 3 жыл бұрын
@@habteabkesete3974 ata weteto
@habteabkesete3974
@habteabkesete3974 3 жыл бұрын
@@merigualkeren6510 😂😂 ati werena entay eki ab zatekiyo tatwi
@merigualkeren6510
@merigualkeren6510 3 жыл бұрын
@@habteabkesete3974 bi lembadina eka tidelyeni zeleka mish
@habteabkesete3974
@habteabkesete3974 3 жыл бұрын
@@merigualkeren6510 nski enber wenchar
@amanuelpawlos9772
@amanuelpawlos9772 Жыл бұрын
Ahhhhhh way ane Eretrawi zrekbo atum deqi Erey bejakum sdrana nemamuq
@kelam5261
@kelam5261 3 жыл бұрын
Kibret yehabeley memhir....kem wetru tsibuk sirah...
@rozinabeyn212
@rozinabeyn212 Жыл бұрын
ብሓቂ ኣንባዓቲኒ ንድህሪት መልሳትኒ ስደት ከብድ ዩ ።
@medhinkeshi1019
@medhinkeshi1019 3 жыл бұрын
Way Ane weledey 😭😭
@brktiweldeslase5441
@brktiweldeslase5441 Жыл бұрын
Bhaki hiwetnan hiwet welednan etgelx xhfti😥😥🙏
@robibrhane7874
@robibrhane7874 3 жыл бұрын
Nay bahqi meharit Zante
@habenabrha4995
@habenabrha4995 Жыл бұрын
Aytkxln endiya meleaya❤ please 😢😢
@fanusgilazgi119
@fanusgilazgi119 3 жыл бұрын
Eway sedrana rekibemo zelewu 😭😭😭 ahhh🙏
@teameahmed7769
@teameahmed7769 3 жыл бұрын
Btaemi mesatit zkonet zanta sdranan adnan eko tereayena
@tedrostesfaab1838
@tedrostesfaab1838 Жыл бұрын
Its really touching
@genetkebede278
@genetkebede278 Жыл бұрын
😭😭😭aye sdet adi gana xelaena yseded
@thanksgod4596
@thanksgod4596 Жыл бұрын
ስአሊ ናይዚ ገዚፍ ሂስትሪ ❤
Как быстро замутить ЭлектроСамокат
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 12 МЛН
Шокирующая Речь Выпускника 😳📽️@CarrolltonTexas
00:43
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 11 МЛН
ДЕНЬ РОЖДЕНИЯ БАБУШКИ #shorts
00:19
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
ዛንታ  ደግያት ንጉሰ ወዲ እልፉ
42:07
Mosaic Bahli
Рет қаралды 346 М.
ካብ ቅያ ገድልና ስዉእ ታንኪ ዘዊሩ ዘይእመን ሓቀኛ ዛንታ
26:23
eritrean true love story### ሓቀኛ ናይ ፍቕሪ ታሪክ💗💗
21:01
ማሰን መልቀስን ደግያት ባህታ ሓጎስ
22:48
Mosaic Bahli
Рет қаралды 64 М.
🧑‍🦯🤓
0:38
Kan Andrey
Рет қаралды 1,5 МЛН
сколько мне лет
0:59
SMEHODOZA
Рет қаралды 4,9 МЛН
Они убрались очень быстро!
0:40
Аришнев
Рет қаралды 951 М.
Изменила с Лучшим ДРУГОМ😱☠️
0:45
ИССЛЕДОВАТЕЛЬ
Рет қаралды 3 МЛН