Рет қаралды 583
ናብ ካናዳ ከም ስደተኛ ኮይንካ ንምምፃእ ስፖንሰር ምርካብ ንዓኻን ንስፖንሰርካን ዘዕግብ ተሞክሮ ክኸውን ይኽእል እዩ። እንተኾነ ግና ብዛዕባ ሓቅታት ውልቃዊ ስፖንሰርሽፕ ዘለው ትፈልጡዶ? ናይ ምትላል ተጠቃዕቲ ካብ ምኳን ተጠንቀቑ። ብዛዕባ ብውልቀ ስፖንሰር ዝግበሩ ስደተኛታትን ነዚ ዝኸፍልዎ ሰባት ዘለው ተወሳኺ ሓቅታት ፍለጡ።
መልሲ ንሕቶታትካ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ርኸብ: ፌይስቡክ: ናይ ካናዳ ኢምግረሽንን ዜግነትን / citcanada ትዊተር @CitImmCanada / citimmcanada