ፅጋቡ ተሻለ_ጓል ሻምበል_Tsigabu Teshale Gul Shambel New Tigrigna Music 2024

  Рет қаралды 154,793

Suba Entertainment

Suba Entertainment

Ай бұрын

ፅጋቡ ተሻለ_ጓል ሻምበል_Tsigabu Teshale Gul Shambel New Tigrigna Music 2024
#tigrignamusic #new #tigrigna
© Copyright: Suba Ent.
This video is the property of Suba Ent.
Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
United States
Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
#tigrignamusic #tigrigna #tigray #ethiopia #eritrea #mekelle #tigrignaclturalmusic #raya ሸገ #ሸገ #ራያ #raya #tigrai #culture #tigrngamusic #dance #tigray_idol #tiktok #shortvideo #ትግራይ #tigrai #derama #tigrgnamusic #tigray_idol #song #music #shortvideo #dance #tigray_idol #rara #newyear #tigray_idol #foryou #tiktok #ትግርኛሙዚቃ #music #tiktok #tigrai #shortvideo #music #amazing #best #dance #youtubeshorts #live #tigrai #music #amazing #best #dance #dj #youtubeshorts #life #short #ትግራይ #ytshort #cover #abyssinyavine #adu_blina #art #beraking #beautiful #bts #comedy #cute #comment #ethiopia #ebc #ebs #entertainment #education #english #fana_tv #feta_daily_news_now_ #fryatyemane #funny #fortnite #gege_kiya #gigi_zibelo #gaming #games #game #gamer #habesha_brodcast #hopeentertainment #hindi #highlights #how #hiphop #happy #instagram #india #indian #jstudio #jtvethiopia #kokeb_media #like #live #love #life #mido_entertainment #memes #nahoo #nahootv #new #news #newvideo #newsong #online #quotes #rufta_media #reels #seifufantahun #shortvideo #seifuonebs #shortsfeed #song #songs #tigrai #subscribe #support #tigray_tv_news_today #tigray_idol #tigray_media_house #tigray_tv #tigray #tigraynews #tigrayan_shorts #update #video #viralshorts #vlogs #whatsappstatusvideo #whatsapp_status #world #xbox #xboxone #yeneta_media #youtube #youtube #youtubevideos #zemen #zena_tigrigna#zementv #ሀበሻ #ሀበሻጨዋታ #ሀገር #ሀገሬሚዲያ #ሊሓምሜሎዲ #ላሊበላ #ላይክ #መቐለ #መልእክት #ሚድያ #ማህቶት #ሜዳ_ትግራይ #ምርጥ_አፕ #ሠላም #zara #rare #donkey #hagere_tigray #kokeb_media #zena_tigrigna #donkeytube #dimtsiweyane #seifuonebs #new #news #nahootv #ethiopianews #ethiopian #ethioforumኢትዮፎረም #freedom #artist #ebc #ebs #jstudio #zena_tigrigna #zemen #zementv #zara #tigray_idol #newsong #newvideo #nature #newmusic #kokeb_media #hagere_tigray #hanez #highlights #hello #አፍሪካ_ቲቪ #ቃና #ሰበር_ዜና #ሰይፉ_ፋንታሁን #ሰላም #መቐለ#መልእክት #ፈታ #ጨዋታ #feta_daily_news_now_ #funnyvideo #youtubechannel

Пікірлер: 321
@user-ql6je8ez3g
@user-ql6je8ez3g Ай бұрын
በጣም ነው የምወድህ ምርጥ ሙዚቃነው ትግርኛ እሰማለሁ ግን ለማውራት ትንሽ አልችልም በዚሁ አጋጣም ትግራውያን በጣምነውየምወዳችሁ የማከብራችሁ ፈጣሪ ሰላማችንን ይመልስልን በኛም በናተምጋ ወገኖቻችን ሰላም ይመለስልን 🙏🙏
@ngstihaylay6002
@ngstihaylay6002 Ай бұрын
❤❤❤❤
@AbrhamGezae
@AbrhamGezae Ай бұрын
አሜን ወንድሜ
@sinorB
@sinorB Ай бұрын
Jf❤
@teklaygodefa1442
@teklaygodefa1442 Ай бұрын
የዘመኑ ዘፋኝ
@henigg
@henigg Ай бұрын
❤❤❤
@kibrombelay4143
@kibrombelay4143 Ай бұрын
ንኽብሪ ፅጋቡ ተሻለ ኣብዛ ልዘመናዊነት ኢዳ ልሃበት ዓለም፡ ስነ-ጥበባውያን ሃም ሽምዓ ደሚቆም ንዓናን ንባህሎምን ብርሃን ልኾኑ ስነጥበበኛታት ዕድመ ይሃበለይ ካብዚኦም ሓደ ፅጋቡ ተሻለ እዩ ካብ ህያው ቅርሲ ህዝቢ ትግራይ ልተቐድሑ ናይ ፅጋቡ ተሻለ ደርፍታት ንመንነት ትግራዋይነት ልገልፁ ዛንታታት፣ ስምዒታትን ክብርታትን ህይወት ብምዝራእ ህይወቱ ወፍዩ እዩ። ፅጋቡ ተሻለ ከም ባህላዊ ስነ-ጥበባዊ ልገበሮ ጉዕዞ፡ ንባህላዊ ደርፊታትና ንምዕቃብ ዘለዎ ዘይንቕነቕ ተወፋይነት ምስክር እዩ። ኣብ ዓሚቕ ልምዲ ትግራይ ዝተሰረተ ሙዚቑኡ ምስ ሓባራዊ ዝኽሪ ህዝቡ ልድመፅ እዩ። ነፍሲ ወከፍ ልደርፎም ነፍሲ ወከፍ ለዚሞም ዜማታት ንሃፍታም መንነት ቅርሲ ትግራይ ዝህቦ ክብሪ መርአያ እዩ። ምውፃእ ና ይታ ሓዳሽ ደርፉ ኣብ ሞይኡ ርኡይ ምዕራፍ እዩ። እዛ ሓዳሽ ደርፊ ተውህቦኡ ለርኢ ጥራይ ለይኮነስ ሃም መኽዘን ናይቲ ብወለዶታት ልመሓላለፍ ባህላዊ ትረኻታት ኮይኑ የገልግል እዩ። ሙዚቅኡ ካብ ሓደ ዓይነት መዝናነይ ወይ መዘናግዒ ንላዕሊ እዩ፤ ማህደር ታሪኽን ጥበብን ህዝቡ’ዩ። ከም ፅጋቡ ተሻለ ዝኣመሰሉ ስነ-ጥበባውያን ምትብባዕን ምድጋፍን ንባህልኻን መንነትኻን ቦታ ምሃብ እዩ ንቲ ንቕሓት ባህላዊ ውርሻታትና ኣብ ምዕቃብ ዉን ወሳኒ ተራ ምፅዋት እዩ። ተወፋይነቱ ንፅባቐ ልምድታትና ከነድንቕን ንመፃኢ ወለዶታት ምዕቃቡ ኣገዳሲ ምዃኑ የረድአናን የነቓቕሓናን እዩ ። ከም ማሕብረተሰብ ብድሕሪኡ ኾይንና ደገፍናን ምትብባዕናን እናቕረብና ብዋጋ ለይንትምኖ ስርሑ ን ፀጋታቱን ንኽነቅፅል ክነተባብዕዖ ግቡእ ምኻኑ ለየ ከራኽር ጉዳይ እዩ ። ፅጋቡ ተሻለ ስነ-ጥበባዊ ጥራይ ኣይኮነን፤ መን ንነትና ዝውክል ዉን እዩ። ደርፍታቱ መንፈስ ህዝቢ ትግራይ ዘንጸባርቕ ኮይኑ፡ ሓጎስና፡ ቃልስና፡ ባህግታትና ልገልፁ እዩም። ብደርፍታቱ ኣቢልና ምስ ኣቦታትና ዓሚቕ ምትእስሳርን ብዛዕባ ባህላዊ መንነትና ዓሚቕ ርድኢትን ንረክብ። ፅጋቡ ተሻለ ዝበለፀ እናሰርሐን ባህሉ ምፍላጥ እናቐፀለ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ጎኑ ደው ንበል። ስርሑ ነቲ ሕሉፍን ህሉውን ድልድል ዝገብር እዩ ኣብ ሓባራዊ ቅርስታትና ክጥርንፈና፡ ልምድታትና ንቕድሚት ክንስጉም ዘነቓቕሓና ሓይሊ ስነ-ጥበብ ምኻኑ ዘዘኻኽር እዩ። ፅጋቡ ተሻለ ንባህላዊ ስነ-ጥበብ ንዝገበርካዮ ተወፋይነት የቐንየልና። ሙዚቃኻ ንኹላትና ህያብ እዩ፣ ሓዳሽ ደርፍኻ ድማ ነባሪ መንፈስ ህዝቢ ትግራይ ምስክር ክትኮን እያ። ደርፊ ቀጽል፡ ባህላዊ ስራሕቲ ቀጽል፡ ዘይንቕነቕ ደገፍና ከም ዘለካ ድማ ፍለጥ። የቐንየልና ፅጋቡ ተሻለ ክብሮም በላይ ጋዜጠኛ፡ ሰኣሊን በዓል ሞያ ቱሪዝምን
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
❤❤❤
@01tigray
@01tigray Ай бұрын
ፅጋዉ ተሻለ ጎይታ 70 እንደርታና ዕድመን ጥዕና ይሀብካ አየዋኒ ሰናይ ማዕልቲ 🙏❤
@soliyan
@soliyan Ай бұрын
ተጋሩ ጓደኞቸ ሳቃችሁ ስለተመለስ ደስ ብሎኛል ክፉ አይንካችሁ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Oukasha-kg4ve
@Oukasha-kg4ve Ай бұрын
እናመሰግናለን እህቴ ❤❤❤❤
@NewOne-pt9to
@NewOne-pt9to Ай бұрын
አያና ጽጋቡ ኣምባሳደር ባህሊ 😍😍😍🇪🇷🇪🇷
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 27 күн бұрын
❌🇪🇷👎👿👹
@kokebkidane2
@kokebkidane2 Ай бұрын
ኣያ ጥዑም ላዛ ኣቦ ጥበብ ንበረልና
@user-sj9sy1dm2q
@user-sj9sy1dm2q Ай бұрын
በጣም ነው የምወዶትና የማከብሮት ሙዚቃውም ተመችቶኛል አሪፍ ስራ ነው። እንደበፊቱ ሰላም ሆኖ የሚሰሩበት ቦታ መጥቼ ድጋሜ ባዮት ደስ ይለኛል። እስከዚያው እድሜና ጤና ይስጠን።
@My12dotcom
@My12dotcom 27 күн бұрын
አሜን ለገራችን ሰላም ለኛም ጤና ይስጠን ❤👼
@TrerTraer
@TrerTraer Ай бұрын
ደቂ 70 አንድራታ ጥዑማት ❤️ካብ ወዲ ሓማሴን ሓውኩም
@user-no6iz3fx7s
@user-no6iz3fx7s Ай бұрын
የቀንየልና ሓዉና❤❤❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
ማለት ?🙄 ጥቕልል ኣቢልካ ተጋሩ እዩ ዝበሃል 👈። በብክፋል የትኸፋፍል ። ስራሕ ህግደፍ ምኽፋል እያ ። ዝፈተወና ንፈቱ ኢና ተጋሩ ።👍
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg Ай бұрын
Tegarui bezbel yetarem so Thanks so much 🙏
@alemalem7997
@alemalem7997 Ай бұрын
❤🙏
@FreeTigray-ux5fh
@FreeTigray-ux5fh 10 күн бұрын
ኣምባሳደር ባህሊ ትግራይ ኸቡር ኣያና ፅጋቡ ተሻለ ንበረልና ኸበረልና ነዊሕ እደመን ጥዕናን ይሓበልና ❤
@AbrhamGezae
@AbrhamGezae Ай бұрын
ናይ አያና ፅጋቡ ተሻለ ሓዱሽ ስራሕ ❤ 💛❤️💛❤️💛❤️ share and like share like ሰይ
@eflayt
@eflayt Ай бұрын
ኣብ ሃገረሰላም ይመስል እስቲ ደቂ ተንቤን ላይክ ግጨዉ
@MartialEntertainment
@MartialEntertainment Ай бұрын
yes
@medhenymeda-hd5im
@medhenymeda-hd5im Ай бұрын
እወ ❤😊
@kokobtigray8783
@kokobtigray8783 Ай бұрын
ኣብ 70 እንደርታ እዩ ❤❤❤
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 Ай бұрын
70 endrta aybhln nay keso genta mexwe eyu , endrta teray eyu zebhl ete kebabe shm​@@kokobtigray8783
@user-ih3ks1iz4j
@user-ih3ks1iz4j Ай бұрын
ጎይቲ ሰብዓና 🥰
@user-Tigraweti
@user-Tigraweti Ай бұрын
ብሉፅ ከም ኩሉ ግዜ ኩቡር ኣያና መክበሪ ባህሉ❤️💛❤️
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንኣቦና❤
@user-vd1tm3md1o
@user-vd1tm3md1o Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃላይ ስራህ ቀፅሉሉ 100000% 👍👍👍👍👍👍
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Ай бұрын
እሰይ እሰይ እሰይ❤❤❤❤❤ እስኪ ሼር ንበሎ
@Guassa
@Guassa Ай бұрын
እንዃዕ ብደሓን መፃኻ ፅጋበይ ኣቦ ባህሊ ዕድመ ይሃብኻ❤
@user-qg6ct8xt4x
@user-qg6ct8xt4x Ай бұрын
ላይ ገጠር ባህላዊ ደርፊ ትግርኛ እዩ ልምቻኣኒ ውነይ ለላዕለኒ ሳዕስዕ ልመፀኒ ደስታ ባህታ ልህበኒ ። ጥዕናን ዕድመን ኣይፈለኹም ኣያኒዋ 💚 🎉
@Laza_Mekelle70
@Laza_Mekelle70 Ай бұрын
ኣያዋ ልገርም ስራሕ እዩ 1000 ዓመት ንበረልና
@user-ropac
@user-ropac Ай бұрын
ግርማ 70 እንደርታ ❤❤
@desawitsegay2286
@desawitsegay2286 Ай бұрын
አያና ፅጋቡ እንኳዕ ዳሓን መፃካ
@Yome-hb3bh
@Yome-hb3bh 15 күн бұрын
❤❤❤ ንጉስ ስነጥበብ ትግራይ ኽበረልና ኣያና ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ን ይሓበልና ❤❤❤❤
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. Ай бұрын
ባህሊ ጥዑም አምላኽ ጥዕና ይሃብኩም ደቂ ቡሩኻት ዘሪኢ ተጋሩ ይሕዋትና ። ሰናይ ይምነየልኩም አነ ሓውኩም ዴቭ
@user-dy9br5ff1x
@user-dy9br5ff1x Ай бұрын
ፅጋቡ ተሻለ ኣታ ጀግና❤❤❤❤❤ ሲስ እዩምበይ
@hew883
@hew883 Ай бұрын
ጽጋቡ ተሻለ አያና ጎይታ 70እንደርታና ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ፈጣሪ 🥰ባህልና ምጽባቁ
@Aksum881
@Aksum881 Ай бұрын
ኣያና ጥዑም ዜምኡ❤❤❤
@weldegebrielgebrehiwot9837
@weldegebrielgebrehiwot9837 Ай бұрын
ፅቡቕ ስራሕ ኣያና ፅጋቡ
@wediwelday7862
@wediwelday7862 Ай бұрын
ኩቡር ኣያና❤
@TesfayBeyene
@TesfayBeyene Ай бұрын
The Legend ❤
@user-uy9zi5jb7w
@user-uy9zi5jb7w Ай бұрын
ቀዳመይቲ😂 ባዕለይ እንኳዕ ብስላም መፃእኻኣያና❤❤🙏❤
@mueuzhiluf7315
@mueuzhiluf7315 Ай бұрын
ጋቢዘኪ ❤
@AmalAML-kn7ds
@AmalAML-kn7ds 21 күн бұрын
70 እንደርታ ጥዑማት ላዛ ፅጋቡ ተሻለ ጎይታ እንደርታ💜😘💜
@KidusFissiha
@KidusFissiha Ай бұрын
Tsgabu tshale btami eye zfetweka zednkeka grma tigrayna nay bahli mekberi ayana 1000amet nberlna
@Samsunga23-zb8rh
@Samsunga23-zb8rh Ай бұрын
ጎይታ ጥበብ ግርማ ትግራይና❤❤❤❤❤
@fayaz3598
@fayaz3598 Ай бұрын
ኣያና ፅጋቡ ተሻለ ግርማ ዓድና❤
@makdatube8713
@makdatube8713 Ай бұрын
❤❤❤💛💛💛🤴🤴🤴 ኣያና ባህልና ኩርዓትና ❤❤ጽቡቅ ስራሕ ኣሰይ ኣሰይ
@user-gc5ob3nk9h
@user-gc5ob3nk9h 20 күн бұрын
ጎይታ ባህልና ኣያና ፅጋቡ❤❤❤🙏🙏🙏ክብሪ ይግበአካ🙏🙏
@tsadkangalabrha1682
@tsadkangalabrha1682 Ай бұрын
Original tegaru❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@bxbbx7087
@bxbbx7087 Ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ኣያና ❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@amehare-or1yl
@amehare-or1yl Ай бұрын
ክቡር ኣያና ሰነጥበባዊ ፅጋቡ ተሻለ ነዊሕ እድመን ጥዕናን ይሓበልና ናይ ብሓቂ ወርቂ ዝኾነ ስራሕ እዩ ሰሚእኻ ዘይሞኖ ❤❤
@user-cy9fn9xm6g
@user-cy9fn9xm6g Ай бұрын
@ Mountain Lounge; ኣያና ፅጋቡ: ኣቦ ጥበብ ዕድመ ይሃብኻ ንበረልና💞
@Bazien1324
@Bazien1324 Ай бұрын
ባህልና ጥዑም
@user-pr8ge1wq2v
@user-pr8ge1wq2v Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣያና❤❤❤❤❤❤
@TsigeAbadi
@TsigeAbadi Ай бұрын
Goyita bahli tigray
@DawitMesele-tl5vy
@DawitMesele-tl5vy Ай бұрын
ኣቦና ጽጋቡ ተሻላ እንኳ ብሰላም ሠጻኻና ጎይታ ባህላ ❤❤❤❤❤
@LOGA-zo1ni
@LOGA-zo1ni Ай бұрын
Teweladi endertay rayay goyta bahli tgrayna
@bereketab70
@bereketab70 Ай бұрын
ኣይዋይይይ ...እዙ ወድኮይ ተሻለስ ምጥዓሙ! የቀንየልና ዕድመይ ጢዕናይ ይሀብኻ!
@YafetWoldy
@YafetWoldy Ай бұрын
God bless you my people very kind , jenours even they don't have more to share and also very happy. I don't know how to thank my god to be part of you.
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Ай бұрын
ጎይታ ባህሊ ትግራይ ኣያና ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤
@tadessemihretu9314
@tadessemihretu9314 Ай бұрын
ክቡር ኣያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።🙏🙏🙏
@user-hq7ik9kh9l
@user-hq7ik9kh9l Ай бұрын
ክቡር ኣቦና❤🙏
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Ай бұрын
ኣያና ፅጋዉ ተሻለ ጎይታ ሰብዓ እንደርታና ❤❤❤ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤
@gznice183
@gznice183 Ай бұрын
ጎይታ ኩሉ ትግራዋይ
@TesakalgBerihu
@TesakalgBerihu Ай бұрын
እንካዕ ሰላም መፁ ኩቡር ወላዲና❤ ኣቦ ጥበብ ትግርኛ❤💛❤💛😘😘😘😘🙏
@GfGf-fo2qf
@GfGf-fo2qf Ай бұрын
እንደርታዊያን my ማዓራት form ወጀራት one ሎቭ deki ረመይ🫡 ትግራይና❤️
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
የቐንየልና ኣያና ስነጥበባዊ ፅጋቡ ። ባህልና ዝሽትትን ዝጥዕምን ደርፊ ብሓቂ ትግራይ ሰላምኪ ይመልስ ። ዕድመ ይሃብካ ክቡር ኣያና ። ❤❤❤ ጎይታ ትግራይ ❤
@AmanuelTesfayGebremedhin-it8et
@AmanuelTesfayGebremedhin-it8et Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ልገርም ስራሕ
@Haymanoteyasu7
@Haymanoteyasu7 Ай бұрын
Goyta bahli
@tsedutsedu-ue5pr
@tsedutsedu-ue5pr Ай бұрын
enkae dehea metseka kubur ayana Grma enderta ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@KirosMesele-lj6pb
@KirosMesele-lj6pb Ай бұрын
ጣዕሚ ጭራ ከይንስእናስ ዕድመን ጥዕናን ንምንየልኻ አያና
@user-yx8cs4oq3t
@user-yx8cs4oq3t Ай бұрын
ፅጋዉ ተሻለ ጎይታ 70 ኣንደርታና🇲🇨💊❤❤❤❤❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
እንቋዕ ሰላም መፃእካና ኣያና ፅጋቡ❤❤❤❤🙏
@kirostesfahans
@kirostesfahans Ай бұрын
ዞም ኣሕዋትና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 Ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዪ ኣያና ቡሉፅ❤❤❤❤
@Abiiiiiiiii882
@Abiiiiiiiii882 Ай бұрын
ሰይይይይይይይ ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤❤
@user-zc5mo7mm6c
@user-zc5mo7mm6c Ай бұрын
❤❤❤ teum baheli Zema keresti Kalat Tigrigna
@DanielBrhanu-hg3un
@DanielBrhanu-hg3un Ай бұрын
ጎታ ወዲ ተሻለ perfect as always 👏
@biniyamhagos2104
@biniyamhagos2104 Ай бұрын
number 133 ❤❤❤
@SELAMABERHAM-hi5zv
@SELAMABERHAM-hi5zv Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ።ብሃልካ ፈታዊ ኢካ
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 Ай бұрын
ክቡር አያና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ንናፍቀካን 💜🙏
@romhaynobel
@romhaynobel Ай бұрын
Good work.
@user-kp8ks7ci9l
@user-kp8ks7ci9l Ай бұрын
Well ❤ፅጋቡዋ
@blenblen3001
@blenblen3001 Ай бұрын
ጎይታ ጭራ ፀጋቡ እንካዕ ብሰላም መፃእካ🙏
@USER70wi
@USER70wi Ай бұрын
ባህልና❤❤
@hagosdesta5731
@hagosdesta5731 Ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃኻ። ጥዑም ደርፊ ኣያ ፅጋዉ ተሻለ
@nice-fs6on
@nice-fs6on Ай бұрын
Wowww❤❤❤❤
@tesfayegebrehiwot9016
@tesfayegebrehiwot9016 Ай бұрын
ፅቡቅ ስራህ
@user-it6px1ze8q
@user-it6px1ze8q Ай бұрын
ደስ ብሃል ስራሕ ቃፂለሉ❤❤❤
@RObeMane
@RObeMane Ай бұрын
ይበል
@kibromteum181
@kibromteum181 Ай бұрын
thanks more baba tsgabu
@edenaraya9795
@edenaraya9795 Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ጥዑም ደርፊ🙏❤️
@yonasamanuel300
@yonasamanuel300 Ай бұрын
Tsigabu the best❤
@geryesax5282
@geryesax5282 Ай бұрын
ኣያ ባህሊ ኣታ ምጥዓሙ ሲሲሲሲሲሲሲ ኢዩ እንበይ❤❤❤❤❤
@user-ci5pv1dt5j
@user-ci5pv1dt5j Ай бұрын
edmen tenannn yhabelna fetari xbuk srah
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 Ай бұрын
Bahli Tigray thank you ❤
@kbrommaekelay
@kbrommaekelay Ай бұрын
ኣያና ብጣዕሚ ደስ በሃሊ
@qeemernasho8647
@qeemernasho8647 Ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ጅግና አያና ፅብቅ ስራሕ❤
@teodrossolomon9641
@teodrossolomon9641 Ай бұрын
ጨለ ስራሕ ❤️
@gondaryenie9455
@gondaryenie9455 Ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ኣያና ግርምን ሙቁርን ከምቀደምካ ስራሕ ኣምፂኻልና የቐንየልና ❤❤❤❤❤
@mickaelfitsum-ls2bp
@mickaelfitsum-ls2bp Ай бұрын
Tigrya forever
@fretsehaye6957
@fretsehaye6957 Ай бұрын
እስይ ጡዑም ሙዝቃ❤
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f Ай бұрын
እንካዕ ድሓን መፃእኻ ዳድ😊❤🎉 ሰብግን ሙዚቃ ምስማዕ ገዲፍዎ ድዩ
@gual70enderta17
@gual70enderta17 Ай бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ኣያና ጥዑም ላዛ ኩርዓት እንደርታና ኣቦ ባህልና ❤❤🙏
@bahtimegabit8702
@bahtimegabit8702 Ай бұрын
መቅሰን ዝኮነ ሰባይ ..ቾፕቾፕፕፕፕፕ... አቦ ጭራ ኢካ ንስካ keep good job man 👊👊🥰
@hagosatsbha5917
@hagosatsbha5917 Ай бұрын
ንበረልና ኣያና🙏😘😘😘❤
@nigusasmare3954
@nigusasmare3954 Ай бұрын
Des zbl drafi hakey ❤❤❤
@robeldaniel24
@robeldaniel24 Ай бұрын
Legendary Tsgabu Teshale 👑
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 4 күн бұрын
Tegaru Shikorinatat ❤❤❤❤
@fritasolomon3835
@fritasolomon3835 Ай бұрын
ብዝሑልና❤❤❤😊❤❤❤
@AlemMulu-kf7rs
@AlemMulu-kf7rs Ай бұрын
ፅጋብ ዓምዲ ላዛ ሙዚቃ እንደርታ❤
@user-uu8yl4wk7r
@user-uu8yl4wk7r Ай бұрын
ዋው ያምራልልልልል
@kindeyahaftu784
@kindeyahaftu784 Ай бұрын
ላተኸበርኻ ትነብር ኢኻ ኣያና❤❤
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
Gere Chuchu - Nasama | ናሰዓማ - New Tigrigna Music 2024 [Official Video]
7:21
Golden Records Worldwide
Рет қаралды 1,3 МЛН