ኣይተቕንእኒ - ተወልደገነት (ወዲ ገነት) - ሓዳሽ ባህላዊ ደርፊ - Tewelde Genet (Wedi Genet) - New Tigrigna Music 2024

  Рет қаралды 662,104

ላዛ ሪከርድስ Laza Records

ላዛ ሪከርድስ Laza Records

6 ай бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 399
@yebitgraweyti8489
@yebitgraweyti8489 6 ай бұрын
ኣቤት ግርማ ተጋሩ ኾ ይፍለ እዩ"🥰🥰ትግራዋይነት ክውር መንነት🎉 ጅግና ህዝበይ ሰላምኻ ይመለስ💛❤️ኣብ ውሽጥን ኣብደገን ዘለኹም ድንግል ማርያም ዋሕስን ፅላልን ትኹንም🥰🥰🥰🥰ይፈትወኽምየ ሓላላት ተጋሩዋይ ፅሩያት ዓልየት💞💛❤️💛❤️💛❤️
@cbffhf1567
@cbffhf1567 6 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ደቅዞም ጽብቃት😢❤❤❤❤❤
@samaraharelm6979
@samaraharelm6979 6 ай бұрын
ትግራይና የነዛ የቆንጆ ዘሮች ትግራይ ተጋሩ❤❤❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 6 ай бұрын
ጽቡቕ ባህላዊ ደርፊ። ❤ ኤልሳ ወልደጊዮርጊስ ከም ተቐባሊት ኰይና ትዋስአሉ ደርፊ እማ ኩሉ ምቁር እዩ። 🤩
@user-te5no5sv1p
@user-te5no5sv1p 6 ай бұрын
ባህልና ፅባቀና❤🌿
@suge2370
@suge2370 6 ай бұрын
ሰይ ሰይ ኣየ ዝባህልና ኮ ❤እስቲ ብባህሉ ዝኮርዕ ተሊ ላይክ ግጨዉ
@kgdima8518
@kgdima8518 6 ай бұрын
I'm Oromo. Don't understand tigrigna language but can't tired of listening to it ❤
@rufta12.
@rufta12. 6 ай бұрын
listing again 😊😊
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 2 ай бұрын
He is saying please don’t make me jealous 🥰
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 Ай бұрын
❤❤🎉🎉❤
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js 6 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሙቁራት እንቋዕ ሰላም መፃእኹም🙏🎉🥀❤️💛💙
@yewhn
@yewhn 6 ай бұрын
ተጋሩዋይ ንዑ እሰከ ነታባባዓዮ ዙሓዉና እሰይ ተጋሩዋይ ክንደይ ትፍተዉ እኩም💚💛💊💊💊my🌏👈❤💋
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 6 ай бұрын
ሳባውያን ሰብ ጥዑም ባህሊ❤❤❤❤💛💛💛💊💊💊💊💊🎤🎤🎤🎤🎤
@makiamakia9358
@makiamakia9358 6 ай бұрын
ኣሰይ ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ትግራይ❤❤❤❤❤❤
@mizangualtigray1645
@mizangualtigray1645 6 ай бұрын
ተጋርዋኒ ፅሩያት ፍጥረት❤
@user-pz6gs4dy6m
@user-pz6gs4dy6m 6 ай бұрын
ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ብሩካተይ ❤❤
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SesenTesfalem-xk6gc
@SesenTesfalem-xk6gc 6 ай бұрын
ሙሉእ ሰላም ይግበረልኩም የሐዋትና
@tigray4374
@tigray4374 6 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፀካ ወዲ ትግራይ ኩሕሎ🥰🥰🥰
@semerehabte7595
@semerehabte7595 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ከምዚ ጌርኩም ዳኣ ኣረስርስ ኣብሉና ❤❤❤
@geret1212
@geret1212 6 ай бұрын
ፅቡቅ ሰራሐ ቀፅለሉ❤️❤️❤️💟💟
@atsbhagebregziabhare5353
@atsbhagebregziabhare5353 6 ай бұрын
👍proud of you!
@tgQueen232
@tgQueen232 6 ай бұрын
እንኩዓ ብሰላም መፅኣካ ተወልደ ዝፎቶካ ሓወይ❤❤
@mizangualtigray1645
@mizangualtigray1645 3 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ፁርያት ዘርኢ ከም ዘርኢ ጣፍ ሰስኑለይ ❤️
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 6 ай бұрын
ዝባህሊ እዚ እንኳዕ ናይ ካልእ ኣይኮነ ብጣዕሚ እየ ዝኮርዐሉ ፅቡቅ ስራሕ ወዲገነት❤❤️💛💛
@love-uw6ri
@love-uw6ri 6 ай бұрын
ኣነስ እንኳዕ ትግራዊቲ ኮንኩ ተመስግን ኣምላክ ኣቦይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሩሑሽ ልደት🎉🎉🎉🎉ይግበረልኩም🎉🎉🎉❤
@galtigray5257
@galtigray5257 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ዋወ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ተጋሩዋይ ንዑ ን ኣሕዋትና ነታባበዐዮም❤❤❤❤❤❤
@asemaaasemaa297
@asemaaasemaa297 6 ай бұрын
ፅብቅ ስራሕ ወዲ ትግራይ💊💊❤❤❤
@user-el1rx6zm6v
@user-el1rx6zm6v 6 ай бұрын
ኣቱም ጀጋኑ ዝርኢ ተጋሩዋኒ💊❤💋💋💋
@user-ps1rz1qd3w
@user-ps1rz1qd3w 5 ай бұрын
Good music ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merytigraweyti
@merytigraweyti 6 ай бұрын
My tegaru 💛 ❤
@SamiGoytom-tr5my
@SamiGoytom-tr5my 6 ай бұрын
ደስ ባሀሊ ሰሪሕ አዩ ወዲ ገነት ❤❤❤
@letishkebede5965
@letishkebede5965 6 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ኣበይ አለኩም ተጋሩዋኒ እሰኪ ንዑ ነታባበዐዮ እዚ ሓወና ❤❤❤💛💛
@galtigray-tf8zj
@galtigray-tf8zj 6 ай бұрын
ናይ ኢልሳ ድምፂ ዶ ይሰምዕ ኣለኩ ሓቀይ🎉🎉🎉🎉❤
@user-zs8hh1xt4x
@user-zs8hh1xt4x 6 ай бұрын
Ewe
@Samuel-vk6kl
@Samuel-vk6kl 4 ай бұрын
ኣቤት ኣለኹ።
@abel2917
@abel2917 6 ай бұрын
❤❤ coming soon 10M view.
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 6 ай бұрын
Very lovely ❤❤❤❤🙏🙏💯💃
@Nolaweher
@Nolaweher 6 ай бұрын
ደስበሃሊ ስራሕ....ትግራይ😍
@mahletabera1274
@mahletabera1274 5 ай бұрын
I’m from welikayt I love tigrigna
@user-gd4yr7jx6r
@user-gd4yr7jx6r 6 ай бұрын
ጡዑማት ደምፅ ደቅ ትግራይ❤❤❤
@berheyhailu7916
@berheyhailu7916 6 ай бұрын
Beautiful ❤❤❤❤
@meaza8733
@meaza8733 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ❤❤❤
@zenebekahsay8341
@zenebekahsay8341 6 ай бұрын
ኣይ ወዲ ገነት ላለየ ላሉየ ብጣዕሚ ንፉዕ
@keleabtsehaye4480
@keleabtsehaye4480 6 ай бұрын
💙💖💜 ፀፋር ፈታሕ ፀጉራ ውጺ መርዓት ኣይትፀይቂ ምልጭ ዕንባባ ቁናኖ ባህላዊ ቁንጂና ደስ ባሃሎ ቀፅሎ 🇪🇷👍👍👍
@user-fe7xs3jc7f
@user-fe7xs3jc7f 5 күн бұрын
እኔ ዘመናዊ መልበስ እደዘመኑ መሄድ ደስ ይለኛል ረጅም ፅፍር ግን ኣልወድም ሳየው ያስፈራኛል
@TDF16
@TDF16 6 ай бұрын
ተጋሩ ግን ታይ አለዎ like ተትገብሩ....ሞይቱና እዮ ብስሩ
@FdeelhBedroo
@FdeelhBedroo 2 ай бұрын
‏‪7:21‬‏
@akilove3701
@akilove3701 6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💕
@mebrihitkidanu9362
@mebrihitkidanu9362 6 ай бұрын
ዴሰኣ'ዶ ዓዲኺ ኣብቲ ገፊሕ ቦታ መቀለ ዓዲኺ ማኸል ሰብዓ እንደርታ ትግራይ ዓደይ😘
@raesitesfay7766
@raesitesfay7766 6 ай бұрын
Bahli nay abotatna kmles tgebrwo xaeri yeknyelna Tegaru ahwatey eretrawyan kea kabakum kmharu tesfa ygebr ❤❤❤
@TomCruse-cy7dw
@TomCruse-cy7dw 6 ай бұрын
እዚ ሓደ ካብዞም ናይ ትግራይ ሙዚቃ ሕውየት ዘምፅኡ ደርፍታት ሓደ እዩ ድስብሃሊ❤🎉😅
@ggbilien
@ggbilien 5 ай бұрын
Beautiful azziya mikirti bahlawit derfi He’s really good..Tigraina miKirti
@Luela_blue
@Luela_blue 6 ай бұрын
ዚ ሰብኣይ ንባዕሉ ደስታ ይፈጥረልካ ካብቲ ደርፊ ንላዕሊ ወዲ ገነተይ ቀፅሎ ❤💋
@alefumekele3184
@alefumekele3184 6 ай бұрын
ይበል ባህላዊ ስራሕ❤❤❤❤
@Fyeritsegay
@Fyeritsegay 6 ай бұрын
ኣብ ቲክቶክ ካብ ዝሪኣ ብሓፂር ዝተፀበክዋ እየ ካብ ዝገርምኩም እንካዕ ብደሓን መፃኩም 🎉🎉❤
@Haftom-sn8xl
@Haftom-sn8xl 6 ай бұрын
❤❤❤
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 6 ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ተጋሩዋ❤❤❤
@AmberBeb_360
@AmberBeb_360 6 ай бұрын
Melody 🎶 is on fire 🔥 pure Tigrigna 🇪🇷❤🇪🇹 happy new year my people
@user-bu8ce7cy1f
@user-bu8ce7cy1f 6 ай бұрын
🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑
@amanuelgebreyohanes3896
@amanuelgebreyohanes3896 6 ай бұрын
Greetings and love to all Tegaru and ፈተውትና ኤርትራውያን። Tigray Will Prevail 🇻🇳⭐⭐💯✅
@samieyob8353
@samieyob8353 6 ай бұрын
TIGRAY ❤💛
@SamriBaba-fz3oj
@SamriBaba-fz3oj 6 ай бұрын
ደቂ ትግራይ ጥዑማት💛❤💛❤
@user-dp5dn4rx4l
@user-dp5dn4rx4l 6 ай бұрын
ኣነ መበል 85 እዩ 😂 እንኳዕ ብስላም መፃካ❤💛😘
@HailushHagos
@HailushHagos 6 ай бұрын
ብሉፅ ስራሕ ከማካ የብዘሐልና ክብሪ ይሃብካ
@user-zr1li1hs4n
@user-zr1li1hs4n 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ
@seyumhaile4711
@seyumhaile4711 6 ай бұрын
ትግራይ ዓዲ ሓራስ ነብሪ ዓዲ ኣንበሳ ዓዲ ንግስቲ ሳባ ዓዲ ኣሉላ ዓዲ ሃጸይ የውሃንስ ደቂ ትግራይ ኣጆና ግዜ ክምለስ እዩ
@user-hl3eg4dw9f
@user-hl3eg4dw9f 5 ай бұрын
ባሃልና ንቅድሚት❤❤❤❤❤
@menkem7792
@menkem7792 6 ай бұрын
ተዌ ወዲ ገነት ናይ ቀደም ትዝ ይብለኒ ዳዕሮሓሸው ጓይላ ኢንደይ እሞ ዘይሳዕሳዕና ብናትካ ጫውቲ ደስብሃሊ ጊዜ ነይሩ እስኪ በርትዕ ጎብዝ። ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fz3mq4yf5t
@user-fz3mq4yf5t 6 ай бұрын
Asey tgrwani xuryat❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰
@atsbiyoutube
@atsbiyoutube 6 ай бұрын
እሰይ እሰይ እልልልልል❤❤
@magdmagd2558
@magdmagd2558 6 ай бұрын
ተጋሩ ፅርያት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ልበይ ኹሉ ናዓኹም ይመቺኹም
@robelfitwi2342
@robelfitwi2342 5 ай бұрын
ሰይ ሰይ ኣቤት ወኒ፤ ጽቡቕ ስራሕ ዝሓወይ🌹🌹✌️✌️
@allbaad5259
@allbaad5259 6 ай бұрын
ኣሰይ ፅቡቃተይ ደስ ዝብል ባህልና ሙቅር ባህሊ ❤❤❤
@heijejdhhh1034
@heijejdhhh1034 6 ай бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤️❤️❤️❤️
@wediwelday7862
@wediwelday7862 6 ай бұрын
bravo❤💛🎼👌
@user-qo1ht5lt8k
@user-qo1ht5lt8k 5 ай бұрын
ትግራይ ዓዲኪ አድዞም ጀጋኑየ
@Mnbar6095
@Mnbar6095 6 ай бұрын
እንቃዕ ድሓን መፃካ ❤❤❤❤
@maremare1976
@maremare1976 6 ай бұрын
Wow ደስ ዝብል ስራሕ ባህሊ ❤️❤️🥰
@selamyihun8102
@selamyihun8102 Ай бұрын
Great music 🎼
@titichannel8465
@titichannel8465 6 ай бұрын
🎶😂ንቶክ ትክውኒ ደርፊ ሕጂ ግርም😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤ ኩሉ ግዜ ፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤
@yonatanabreham-vv4ni
@yonatanabreham-vv4ni 6 ай бұрын
Ntsbe ena😁
@user-rk7yv9or6w
@user-rk7yv9or6w 6 ай бұрын
ኣሰይ ተጋሩዋኒ ድሙቃተይ❤❤❤🌿🌿🎉
@user-xo5wo7mn3y
@user-xo5wo7mn3y 5 ай бұрын
tigray adey selam ymneyelki
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 6 ай бұрын
ዴስኣ ዶ ዓዲኪ ኣብቲ ገፊሕ በታ ወዲ ትግራይ ❤❤❤😍😍😍
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 6 ай бұрын
❤❤❤
@user-il2wp5lc6t
@user-il2wp5lc6t 5 ай бұрын
ኣሰይ ደስክብል ቀፅለሉ ወድ ውቅሮ ሽኮር
@Seniseniii
@Seniseniii 6 ай бұрын
ቆልዓ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ታኣማኒት❤
@metkelgidey4718
@metkelgidey4718 2 ай бұрын
sey sey wedi gent yeaki tgaru bahilna teum derfna teumat lkonna ppl ymocheyena proud tigraynetey eim zbele ythagomm
@fhjghsff
@fhjghsff 10 күн бұрын
ተዓወት ተዓወት ተዓወት ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ ካብ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ካብ ብርጌድ ንሓመዱ
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 6 ай бұрын
ኣነ መበል 40 ማራ ደንጉየ ሪኤያ ግን ኣይከሰርኩን😅 ፅቡቅ ስራሕ ወድ ገነተይ❤❤❤❤❤❤
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 23 сағат бұрын
ፀሓይዶ ክብለኪ. . . ልበይ ወሲዳታX====ፀሓይዶ ክብላ. . .ልበይ ወሲዳታ
@KokobStudio1
@KokobStudio1 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ተወልደ ገነት ቀፅለሉ ካሜራ ግን ንበይነይ ድዩ ዋላ ንኹሉ ፅሬት የብሉን
@HailushHagos
@HailushHagos 6 ай бұрын
አረ ሓሪፍ እዩ እንዮ
@tdf6371
@tdf6371 6 ай бұрын
ካቡዚ ዝበለ እንታይ ደሊካ
@arsamabn1699
@arsamabn1699 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ congratulations❤❤❤bro & Long live❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@fitsumtesfay6344
@fitsumtesfay6344 6 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ
@user-in5kx7ud2e
@user-in5kx7ud2e 5 ай бұрын
ትግራይ ንተጋሩ❤❤❤
@HelenTigraweyti
@HelenTigraweyti 6 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኩም 👌🥰
@yewhn
@yewhn 6 ай бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃአካለይ መክሰበይ ናተይ ዝፈትወካን ዝናፍቀካን ጎታ ፀባይ ሰናይ ሓበነይ ማአገረይ ንበረለይ እሰከ ተዌየይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfugebremedhin7705
@tesfugebremedhin7705 6 ай бұрын
❤❤❤❤ ፅቡቅ ሰራሓ ካባኻ
@goitomghirmay3756
@goitomghirmay3756 6 ай бұрын
ደቂ ትግራይ ዌልካም ኣም ፍሮም እሪትራያን
@Sara-fc1bz
@Sara-fc1bz 5 ай бұрын
ኣሰይይይይይይይይ ድሰ ምባሎም ደቅ ዓደይ ማዓረይ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
@NathanWondwosen
@NathanWondwosen 5 ай бұрын
ትግራይ ዓደይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልኪ❤️💛❤️💛❤️💛
@haftomkahsay7076
@haftomkahsay7076 6 ай бұрын
ወዲ ገነት ኣምላኽ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
@fkrituaum2544
@fkrituaum2544 6 ай бұрын
ወዲ ገነት መዓር ኣፉ❤❤❤❤
@malataregawe8730
@malataregawe8730 6 ай бұрын
ክንደይ ትጥዕሙ ተጋርዋይ❤❤❤❤❤
@sallamll6451
@sallamll6451 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ❤❤
@gebretatyos
@gebretatyos 6 ай бұрын
Wedi genet arkey ybel kabaka gena kalie eye ztsbe
@user-bj7ge2wm9r
@user-bj7ge2wm9r 6 ай бұрын
Nice one ❤
@ulidshmah
@ulidshmah Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-dw7lu4ox2v
@user-dw7lu4ox2v 5 ай бұрын
ትግራይ❤❤❤❤
@TareAssefa
@TareAssefa 3 ай бұрын
ጅግና❤❤❤
@LuwamAraya-on8ov
@LuwamAraya-on8ov 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-ps1rz1qd3w
@user-ps1rz1qd3w 5 ай бұрын
Aseyy tegaruwaniiiiiii ❤💛❤❤❤💛💛❤❤❤💛❤❤💛💛💛❤❤❤❤💛❤❤❤❤❤💛❤❤❤❤ketslelu eka
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Мы никогда не были так напуганы!
00:15
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 21 МЛН
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 86 МЛН
Gere Chuchu - Nasama | ናሰዓማ - New Tigrigna Music 2024 [Official Video]
7:21
Golden Records Worldwide
Рет қаралды 947 М.
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42