No video

ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ ካብ እሱር ዝወፀሉ ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ ( ክሳብ መዓዝ )ድራማ ካልኣይ ክፋልን ናይ መወዳኣታን

  Рет қаралды 90,703

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ

4 жыл бұрын

Welcome to Awet Multi Media....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

Пікірлер: 95
@selamse4654
@selamse4654 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ
@tigray6763
@tigray6763 4 жыл бұрын
ዓወት ጅግና ቀፅለ
@user-hn9vg5qg5n
@user-hn9vg5qg5n 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣቀራርባ እዩሞ ቀፅልሉ ሰላምኩም የብዛሐዮ ፈጣሪ
@user-me9hq3vd4m
@user-me9hq3vd4m 4 жыл бұрын
ሰይይይይይ ዓወተይ ኩሉ ግዜ ዕዉት ቀፅለሉ እስኪ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ እንካዓ ወፃካ ዓወተይ ክክክክክ ክክክክክ
@assefaalemayoh9635
@assefaalemayoh9635 4 жыл бұрын
ዓወተይ ቀፅልሉ ብጣዕሚ መምሃራይ ትህዝቶ እዩ ካብ አቶ በላይ ትም/ቲ ውሰዱታ ሽማግለ ኢና በሃልቲ አብዝባንካ ክውዕል ከሎ ከመይ ከምዝሀምም። አብናይ እንታይካ ደፋፊንካ ዊስኪ ምስታይ ደው ነብል። ብዝዓበየ እቲ ምድፋር ከምዘየድሊ ምኳኑ ተረዲእና ንተግባራይ ተወዲብና ንኮንን።
@selamse4654
@selamse4654 4 жыл бұрын
ዓወተይ ጅግና
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 4 жыл бұрын
ዓወተይ ጀግና ወድቶም ጀጋኑ@♡♡♡♡♡♡
@selamse4654
@selamse4654 4 жыл бұрын
አይይይይ ናይ ዓድና ሕጊ እሕሕሕ
@user-lh6hy7oq4l
@user-lh6hy7oq4l 4 жыл бұрын
ዓወት ጅግና ክንዳካስ አበይ እሞ ክንዲ 1000
@yesss1380
@yesss1380 4 жыл бұрын
ዓወት ጅግና ንበረልና ❤️
@muluberhe8448
@muluberhe8448 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ክበረታታዕ ዘለዎ ድራማ እዩ ጎበዛት
@user-hb1id3vu4u
@user-hb1id3vu4u 4 жыл бұрын
ቀፅልሉ ጎበዛት
@mebrhitzaxsm5526
@mebrhitzaxsm5526 4 жыл бұрын
እስይይይይ ሽኮሪናታት ቐፅልሉ ብካሊእ መደብ ክም ትመጹ ተስፊ ንገብር
@vjr7453
@vjr7453 2 жыл бұрын
ቀፅልሉ ኣለና አብ ጎኒኹም ብኻልእ መደብ ትመፁና ብተስፋ ንፅበ 🙏❤❤❤💊💊❤❤💊💊💊💊💊💪💪💊💊💊💊
@almas4229
@almas4229 Жыл бұрын
L
@abbaadisookily8193
@abbaadisookily8193 4 жыл бұрын
ዓወተይ የኔ ጅግና ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ባሓቂ ማሃሪት እያ
@user-ki6wj6im5b
@user-ki6wj6im5b 4 жыл бұрын
ድራሙኡ ደስ ይብል መምህር እዩ ሕጊስ የላን ትግራይ ከም ናይ ስዑዲ ተዝካን ግርም ነይሩ ንዝደፈረ ንዝቀተለ ክሳዱ ይቁረፅ ብድሕርኡ ማንም አይብድልን ተዘይካይኑ ድላይካ ሰርሕካስ ብገዘብ ብዋሕስ ትወፅእ ዓገብ
@abrhertabrhet7675
@abrhertabrhet7675 4 жыл бұрын
አወይ ናይ ድንግል ማርያም ሰሊ አድህኖ ገርካስ ምቅራፅ ሳአሊ ለነ ቅድስት አምላክና ፀላትኩም አፍቅሩ አዩ ዝብለና
@user-ki6wj6im5b
@user-ki6wj6im5b 4 жыл бұрын
@@abrhertabrhet7675 እሞ ትዝግበር ዘሎ ከ ፅቡቅ ድዩ አነ ቁረፁ አይበልኩን ትሕጊ ክርር ዝበለ ተዝካን ከም ናይ ሱዑዲ እየ ዝበልኩ እድሕር ሕግ ጥሕስና ድአ ንቆረስ እግዚአብሔርም ሕጊ ሰሪዑ አሎ እዩ ሕጊ ዝጥሓህሰ ናብ ግሃነመእሳት ይአቱ እዙይ ግን ምስ ሞተ እዩ ግን እድሕር ናይ ዓለም ሕጊ ብስግኡ ተቀፅዑ ካብ ናይ አምላክ ሕጊ ክቁጠብ ይክእል ብነብሲ ክምሓር ይክእል ተዘይካይኑ ሰብ ቀቲሉ ብስጋ ተዘይተቀፅዐ ብሰማይ ክቅፃዕዩ ስለዚ አብ ምድሪ ብስጋና ተንፃዕ ፍርድና ዝከፍእ ከይካን ብፍጣርና ማለተይ እየ
@abrhertabrhet7675
@abrhertabrhet7675 4 жыл бұрын
በቀል ናዓይ ገየፍለይ ይብል አምላከ አስራኤል ዶሞ ናይ ስዕዲ ዳኣ አህዛብን ድዩም የንዶ አጥፊካ ክርስትያን ብምኻኖም አሓትና ክሳዶም ይቆርፅዎም አለዉ አብ ቅርአነም ዘሎ አዮም ዝፍፅም ዘለዎ ንሕናኸ ካበይ ዘምፃናዮ አዩ?
@wedishiregg1825
@wedishiregg1825 4 жыл бұрын
ዓወት ወድዞም ጀጋኑ
@kidugalitigray4751
@kidugalitigray4751 4 жыл бұрын
ዓወተይ የኔ ጀግና ንበረልና
@user-om1rg9ek2f
@user-om1rg9ek2f 4 жыл бұрын
ችዲ ትግርኛ ተዛረብ ህዉከት
@user-io9qe6wi9g
@user-io9qe6wi9g 4 жыл бұрын
@@user-om1rg9ek2f Kkkkkkkk #የኔ ጥራሕ ኮ እያ😁😁😀😀
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ዓወተይ መገዛኣ ሰበይትኻ ዶ ኣእስራትካ ቀንያ ፅቡቅ ስራሕ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@user-dd1kw1oq7m
@user-dd1kw1oq7m 4 жыл бұрын
ኮራዓት ተጋሩ ዓወተይ ቀፅለሉ
@jcfug3355
@jcfug3355 4 жыл бұрын
ቀፅልሉ
@kbrommehari1067
@kbrommehari1067 4 жыл бұрын
ቀፂለሉ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 4 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ትግራይ
@berakikesete9517
@berakikesete9517 4 жыл бұрын
ኣንቶም ሰባት ብባዕል ገሬ ሲ ሓንኮልና ደኽሙ ጸንሑ። ባእ! ነዚ ዓወት ዝባሃል ሰብ ድረስልና ዘይብልዎ ስቕ ኢልካ ኣብ ሓንቲ ድዃን ኮይኖም ኣለቃሓኒ ይብሉ። ኣብዚ ነሀለካ መሓሪ ዝኾነ ፍሊም።
@mesgenamesgena5791
@mesgenamesgena5791 3 жыл бұрын
ዓወት ቀፅለሉ ወዲ ዞም ጀናኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብካ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 жыл бұрын
አቦይ በላይ እንታይ ዳኣ አብ ጓሎም ምስበፅሐ መረረት ከምታ ናይ መጀመርያ ክትጋበዙ እትቋፀርዎ ዝነበረ አይኮነን ድዩ አይትፈረድ ከይፍረደካ ይብል ቃል ናይ ፈጣሪ
@yemaneberhe5537
@yemaneberhe5537 4 жыл бұрын
ብዛዕባ ተንቤንን ከባቢኣን ዘለካ ኣፍልጦ ኣካፍለኒ ብፍላይ መዳውብታ ከምኡ እውን ስፍሓታ በዝሒ ህዝባ ። ስለምንታይ እያ ኸ ናብ ዞባ ማእኸል ክትጭፍለቕ ተደልዩ ንሳ ባዕላ ዞባ ክትከውን ኣይምኸኣለትን ዶ??
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l 2 жыл бұрын
ጀጋኑና ደቂ ሓላል መሬት💓💓💓💛💛💛💊💊💊💊💪💪💪👌👌👌👊👊👈
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ኣቤት ሕጊ ዓድና ወዝለቅለቅ😥
@yemaneberhe5537
@yemaneberhe5537 4 жыл бұрын
ዓወት ንፉዕ ኢኻ ቀጽሎ ኣንቱም ኣወዳት ድማ ቀልጢፍኩም ኣይትርሰኑከም ድስቲ ። "ብዝኾነ ኾይኑ ነዒይ ተኸናኸኑ" በለ ሕጊ እሞ ጽቡቕ ጌርና ንከናኸኖ።
@user-lh6hy7oq4l
@user-lh6hy7oq4l 4 жыл бұрын
ዓወት አነስ ናትካ ግጥሚ ናደጊገሙኩ እየ ስምዕ ዝዉዕል ወዲ ትግሪይ ጅግና
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 4 жыл бұрын
አንካዕ በስላም መፅአኩም አንድ ዓወት በጣዕም ፅብቅ ስራሕ አዩ ሕጊ ክክበር አለው አብ ክለን ወርዳታት ትግራይ
@gher1048
@gher1048 4 жыл бұрын
ዓወት ወዳጁ አጀኻ ቀፂለሉ
@MmMmm-on2wp
@MmMmm-on2wp Жыл бұрын
ደሰ ዝብል ሰራሕ አዩ ዓወተይ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rp2op7yq1u
@user-rp2op7yq1u 3 жыл бұрын
ቀፅሉሉ ደቅ ትግራይ ሓላል
@kndahaftitesfay9066
@kndahaftitesfay9066 4 жыл бұрын
እንኳእ ብደሐን መጻእኩም🥰🥰🥰🥰🥰💓💓💓💓💓
@user-uy8vh5iz5h
@user-uy8vh5iz5h 4 жыл бұрын
ዓወት ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ስራሕ
@mizanberihu8936
@mizanberihu8936 4 жыл бұрын
ቀፅሉሉ
@user-nz8vm4vm3x
@user-nz8vm4vm3x 4 жыл бұрын
ኣወተይ ቀጽለሉ ብጣአሚ ጽቡቅ አድመን ጥአናን ይሃብካ
@VisitTigray
@VisitTigray 4 жыл бұрын
ፅቡቕ ስራሕ ዓወተይ... ቀፅልሉ
@YoDaha
@YoDaha 4 жыл бұрын
ኣጆካ,ጅግና,ትግራይ
@user-hx2nk2jq1l
@user-hx2nk2jq1l 3 жыл бұрын
Asey gerimaneshe maheriy ajokiy kexilelu
@eyerusmokonen9493
@eyerusmokonen9493 4 жыл бұрын
ዓወት ጅግና ቀፅለሉ
@ds3zs9
@ds3zs9 Жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ😘😘😘
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 жыл бұрын
ስላም ፍቅሪ ንዓኻትኩም ይኹን ደቂ ትግራይ ዋኒ
@biteweded2256
@biteweded2256 4 жыл бұрын
ትክክል🦻🦻🦻!!!
@sooqusabya8565
@sooqusabya8565 4 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ
@MmMmm-on2wp
@MmMmm-on2wp Жыл бұрын
ዓወተይ ጀግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Seb15
@Seb15 4 жыл бұрын
ዓብዪ ትምህርቲ እዩ ጋልዓድካ ወዲ ዓድካ ክብደል /ክትብደል ልክዕ ከም ንነብስካ ከምተበደልካ ሓሲብካ ኣብ ጎኖም ደው ክትብል ኣለካ ማኒም ሰብ ክብደል እንከሎ ኣነ ከምተበደልኩ ኢልካ ክትሓስብ ኣለካ ክልመድ ኣለዎ ባዕልና ንባዕልና ተከባበርቲ ክንከውን ኣለና ። ነመስግ ዓወታ ሰላምኩም ይብዛሕ
@sameerasameera2185
@sameerasameera2185 4 жыл бұрын
ዓወት ሓወይ ጅግና ትግራዋይ
@tesfaygebremedhin9319
@tesfaygebremedhin9319 4 жыл бұрын
Awet jigna
@shssjjs3090
@shssjjs3090 4 жыл бұрын
ኣዞኩም ቀጽልሉ
@lave9644
@lave9644 4 жыл бұрын
Kawetey jegna
@azebnegash3459
@azebnegash3459 4 жыл бұрын
Wow very good 💛💚💛💕💕💟👍
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 4 жыл бұрын
ብግምጣሉዩዚስ አምበር ፍትሒ ዳኣ ቀደም ቀቲልኩሙዋስ ኣብተስካራንዶ ኣይተመሳሕኩምን።
@ngistiarayetigray4998
@ngistiarayetigray4998 4 жыл бұрын
Btkkl👍👍👍👍👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💞💞💞💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 4 жыл бұрын
Fana shkor
@elsaberhe5884
@elsaberhe5884 4 жыл бұрын
ኤእ ንዝበደለን ዝኸሓደ ስሒቡ ዝደፈረ ብሓሶት መዳቅሶይ ኣትያ ዓሚጻትኒ ንኽብሉ ቁሩብ ዝተረፎም ገበነኛ ኣዉጺኹም ሕጂ ዶቱ ሓይሽ ኣብ ገበላኻ ምስ ኣተወት 🤔🤔ቱቱቱቱቱቱ አ
@maregmareg6094
@maregmareg6094 4 жыл бұрын
Nic wedi enticho shkor
@ephremfkr5830
@ephremfkr5830 4 жыл бұрын
Ketsilelu
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 4 жыл бұрын
Awet tsbuk tmhrti zelewo melekti eyu emo ksllu
@user-io9qe6wi9g
@user-io9qe6wi9g 4 жыл бұрын
ዓወት ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@letishgebru1619
@letishgebru1619 4 жыл бұрын
♥️😘💋
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 жыл бұрын
ውይ ኣዘኪሮምኒ ናይ ሓንቲ ጎረቤትና ከዘንትወልኩም በሉ ስምዑ እታ ጎረቤትና ሓደ ወዲ መንደርና ደፊርዋ ካብኡ ጠቅልለኒ ወይ ክኸሰካ ኢላቶ ካብኡ ኽሰሲ እንበር ምሳኺ ሓዳር ሞት ትሕሽ ኢልዋ ካብኡ ምስ ወለዳ ተማኺራ ንክኽሰስ ወዲኦም ካብኡ እቲ ወዲ ናብ ሕጊ ቀሪቡ ክልተ መማረፂ ተዋሂቡ ጠቅልላ ወይ ቅርሺ ትቅፃዕ ወይ ማእሰርቲ ተባሂሉ ቆፀሮ ተዋሂብዎ ካብኡ ምስ ወለዱ መኺሩ ከምዚ ንበላ ከመይ ናብ ሕጊ ቀሪባ ተጋግየ በሊ እሞ ሸሊምና ብሓደ ሓዳር ትገብሩ ብቻ ፈሊጠ ምእንቲ ይጥቅልለኒ እየ ከምኡ ኢለ በሊ ኢሎም ከታልልዋ ወዲኦም ካብኡ ከምኡ ክትብል ናብ ፍርዲ ክሲ ከቋርፅዎ ተታሒዞም ኸይዶም በልናኩም ካብኡ እታ ቆልዓ በርደግ ኢላ ዝተኸበሩ ቤት ፍርዲ ሓሽየ እየ ኣይደፈረንን ስለ ዝፈትዎ እየ ኢላ እቲ ወዲ እውን በርደግ ኢሉ ሪእኹምዶ ኢለኩም እኮ ኣይወዓልክዎን ንዓይ ክተውንጅል እያ ከምኡ ኢላ ዘይ ሽሞይ ሂባትኒ ስለዚ ብሕጊ ትጠየቀለይ ኢሉ እቲ ገበኑ ናብ ዝባና ዝርግፍ ኣቢልዎ እታ ቆልዓ ብሰንኪ ዕርቂ ክክልተ ሞት ሞይታ ንሳን ወለዳን ተቀፂዖም በልናኩም እንታይ ንምባል ደልየ እየ ዳውን ዳውን ምስ ገበነኛታት ዕርቂ ።🤣🤣🤣🤣
@ggss6258
@ggss6258 4 жыл бұрын
በሰመአብ ወይ ጎድ😌
@user-kq7fg8qu5b
@user-kq7fg8qu5b 4 жыл бұрын
ብሓቅ እዩ
@user-oz1he2ej5x
@user-oz1he2ej5x 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 4 жыл бұрын
ዋውውውውውውውዓወተይቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷ዕድንጥዕናንይሃብኩምምቁራት❤❤❤🌷🌷
@abebaberhiu5188
@abebaberhiu5188 4 жыл бұрын
👍💪💪💪❤❤❤
@zed8332
@zed8332 2 жыл бұрын
በጣዓም ፂቡቕ ሰራሕ እዩ ቐፁሉ
@user-og1jb4ex5q
@user-og1jb4ex5q Жыл бұрын
18 መዓልቲ ምስገበረ ብገንዘብ ዝወፅእስ ዘየለ ድራማ ዓወት ለኽባት ዑሱብ ህወሓት
@user-ve3my9cl5x
@user-ve3my9cl5x Жыл бұрын
❤❤❤
@zvfanbarak6380
@zvfanbarak6380 4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍
@lave9644
@lave9644 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 4 жыл бұрын
Btaami tsbuk akararba eyu emo kesllu
@astergebre9935
@astergebre9935 4 жыл бұрын
💛❤💛❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯
@mulumanira5099
@mulumanira5099 4 жыл бұрын
Awot jgna ketslelu
@galgrmay6454
@galgrmay6454 4 жыл бұрын
aya belay hji da entay agerger abilkum bshemagl zeywdalkum KKK grm Eba ab natka meskon abedbed .awet jigna keftwka anes mes fani sebytka wddd
@negishtube3519
@negishtube3519 4 жыл бұрын
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@abrhaleabrhet1704
@abrhaleabrhet1704 4 жыл бұрын
Iiiii Amen uo
@mdrehabesha6420
@mdrehabesha6420 4 жыл бұрын
በጃኹም እቲ ፖሊስ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ አጥፉኡልና፡ ናይ ጥበብ ፍቕሪ እንበር ክእለት የብሉን፡ ኣብ ኩሎም ድራማታት ዘለዋ ገጸባህርይ ብዝግባእ ኣይሰርሖን፡ ጠቅላ ኣየጥዕመሉን....ዘረብኡን ገጹን ሃውታትያ እዩ።
@hehjdh8422
@hehjdh8422 4 жыл бұрын
J
@samera7043
@samera7043 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣቀራርባ እዩም ቀፅልሉ ሰላምኩም የብዛሐዮ ፈጣሪ
@user-jw7vn6mn5t
@user-jw7vn6mn5t 4 жыл бұрын
ዓወት ጅግና ቀፅለ
@jvghct1306
@jvghct1306 4 жыл бұрын
ዓወት ጅግና ቀፅልሉ
@lemlemlemlem8476
@lemlemlemlem8476 4 жыл бұрын
Fana shkor
ኮረናን ጥቓዓት ደቂ ኣንስትዮን ብጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ (ክሳብ መዓዝ ) ክፋል 1
20:12
ሓዳሽ ድራማ ብጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ ( ቆቋሓት ቁሸት )
6:54
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 140 М.
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 18 МЛН
Harley Quinn's plan for revenge!!!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 26 МЛН
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 6 МЛН
ክስማዕ ዝግበኦ ሓዱሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ
13:41
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 155 М.
ገራሚ ግጥሚ ዓወት ወዳጅ  (Awet Wedaj)
6:35
ብራኸ ትግራይ Berakhe Tigrai
Рет қаралды 43 М.
መራሕቲ ትግራይ ከምቲ ዝተቐበልናኩም ተቐበሉና
8:16
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 18 МЛН