🛑 ብ ሽድሽተ ጥይት ናይ 18 ሰዓት ክባ ፀላኢ ወፂና - ካብ ገዛ 4 ተጋዲልና _ ተዘካሪት ቪድዮ ግምባር ጋሸና ተ/ጋ ማህሌት ዲሽቃ

  Рет қаралды 111,476

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Күн бұрын

ንተጋዳሊት ማህሌት (ማሂ ዲሽቃ) እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0919825679 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Пікірлер: 216
@Gedli_plus
@Gedli_plus 9 ай бұрын
ንተጋዳሊት ማህሌት (ማሂ ዲሽቃ) እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0919825679 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 9 ай бұрын
Ok thanks more!!
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተመለስኪ ጀግኒተይ ሓፍተይ ውን ጥቃኺ እያ ወፅያ ነይራ ተትምለስ ታይ ነይርዎ😥
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 9 ай бұрын
እገላ ዓደይ እንቃዕ ብሰላም ወፃእካ ኣንታ ጀግና ንፀላእኪ ደም ኣስትክዎም ግንባር ዎፅእኪ ታሪኽ ስሪሕኺ
@Burhan-g7d
@Burhan-g7d 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ኣጀኪ ዋዕሮ ዝሓፍተይ ዕድ መን ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ዛናተይ ❤❤❤💪💪💪
@romanreignstst3481
@romanreignstst3481 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ስእልኪ አላ ደጋጊመ ዝሪአ ተሰዊአ ኢሎም ፌስብኽ ለጢፈምዋ ኔሮም ደንጊፀ ማዓረይ እንቛዕ ቢሂወት ተረፍኺ❤❤❤❤❤❤
@AlHayaj-pp5mc
@AlHayaj-pp5mc 9 ай бұрын
ማህሌትይይይ ማዓራይይይይ ጅግናን ተመስግን ፈጣሪ🙏 እንኳዕ ብሂወትኪ ተረፍኪ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪😭
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና፡ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማህሌት ሓፍትና።ከምኡ ድማ ኣቅራቢት መደብ።እዚ ህዝቢ ትግራይ ከምዚ ዓይነት ንሞት ዝቀዳደም ንኡስ ወለዶ ምህላዉ ዕድለኛ ኢዩ።
@Non-nb3pi
@Non-nb3pi 9 ай бұрын
እናመሰግናለን የኛ ቆንጆ❤ ትግራይ ስመጣ ባገኝሽ እና አቅፊ ብስምሽ እመኛለሁ ቸር ይግጠመን
@getachewkebede282
@getachewkebede282 7 ай бұрын
Anchi mesrayem lemen beAmharaga. tgdadaey.leba
@Mahder-eg8kc
@Mahder-eg8kc 9 ай бұрын
ናባዕልኩም እያ ሓቅኪ ጓልነይ ክፍለ ሰራዊት ኣሕፈሮም ኣይሰምዕንየ ኣይኮነን ንተጋደልቲ ንስደተኛታት እውን ሙሉእ ተስፋ እዩ ሰኒቁላ። 💞✊✊
@gmilkiyas
@gmilkiyas 9 ай бұрын
ማህሌት... ናይብሃቂ ስምክን ግብርኽን... ማህሌተይ ናይ ትግራይ ማህሌት ኢኺ:: ትግራዋይ ማለት እዚን ከምዚአን እዬ:: የቐንየልና ድማ ን"ገድሊ ፕላስን መቕረብትን ድማ::❤️❤️
@marta_tube12
@marta_tube12 9 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ እንኳዕ ብ ሰላም ወፃኪ ሓፍቲ ቴዲ ሻለቃኪ እየ ቴዲ ይሁሉ ዶ ይኮን ይብል ብለበይ ግንስ መሊአ ተሰፋ ቆሪፀ ሒዚ😢 ያው ዘይ ክስዋእ ኢሉ እዩ ወፁዩ ስርሐይ ገዲፈ ኮፍ ኢለ አዳሚፆዮ ቡዙሕ ፈተናታት ሓሊፍኩም ጀጋኑና
@hamretv6101
@hamretv6101 9 ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፈተይ 🙏
@muluteklehaimanot6946
@muluteklehaimanot6946 9 ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ሓው ኩልና እዩ።
@dawittesfom8697
@dawittesfom8697 9 ай бұрын
Ajoki zihaftey jigna wedi hizbi eiu
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና ብሓቂ ከቢድ እዩ 💔😭 ነቶም ዝተሰውኡ ዕረፍቲ እዩ ንዝተረፍና ግን ስቃይ እዩ😢
@ghch5195
@ghch5195 9 ай бұрын
mekeret zkonki waero tegadalitna edmen tenan yHabelna nberlna ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@MulualemGebrestadik
@MulualemGebrestadik 9 ай бұрын
ኣይዞኪ
@KirosFiseha-h3u
@KirosFiseha-h3u 9 ай бұрын
እካዕ ብሂወት ተረፈኪ ❤❤❤❤ማህለተይ
@miheentertainment
@miheentertainment 9 ай бұрын
ገድልታት ወፍሪ ፀሓይ ብራቕ kzbin.info/www/bejne/gHu1lmyiasl0Y7csi=3FIAtl79sax6QumC
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 9 ай бұрын
xnat yhabkum Amlak nmelae hzbi Tigray
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 9 ай бұрын
ተጋሩዋ ሳብስ ክራይብ ግበሩኒ ብቅንዕነት
@halishtesfaye
@halishtesfaye 8 ай бұрын
አጆኺ ኩሉ ሓላፊ እዩ ጽንዓ የሃብኺ ጀግና ዋዕሮና !!
@luluabebe6656
@luluabebe6656 8 ай бұрын
I wish you health and long live . really you are hero
@SisayFkr-qv1nx
@SisayFkr-qv1nx 8 ай бұрын
ጅግና ፍረ ብርኪ ጅግና
@beletu7041
@beletu7041 9 ай бұрын
እሰቲ ካአልዮ እንበር ጀግና ምሰ አብአን አሕዋታን እሞ ብመስዋእቲ ሙጉዳል ዘለዎ ኮታስ ሉዃት ምእተ ድሕንነት ህዝቢ ኩሉ ኮንኩም እሺ ንቀበሎ መሌትየ ብርትዕ ድማ በርትዕቲ ኢኺ አይካአልኩን ብወግዕኺን መስዋቲ ዳኒ ውን ተረቢሸ እነበኸኹ የ ፂሒፈያ ዓቅሚ አስኢኑኒ መሳጢ ወግዕኺ ዋዋዋዋ ይይይይ
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 9 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ጀግና ሓፍተይ❤❤❤❤
@MogesSemon
@MogesSemon 9 ай бұрын
,እናበኸኹ እየ ሰሚዐኪ ሰላም ንዓኽ ንቤተ ሰብክ ጀግ ና ትግራወይቲ
@AbrhaGrimay
@AbrhaGrimay 9 ай бұрын
ጅግና
@akuienmabior6637
@akuienmabior6637 9 ай бұрын
ውይይይ ቆንጆ ፈጣር እንኳዕ ንዝይ ኣብቀዐክ ኽትናገሮ ቀልሊ።
@ጓልትግራይ-ፐ1መ
@ጓልትግራይ-ፐ1መ 9 ай бұрын
ኣነስ ንዝኤም ክረኢ ከለክስ ሰቀለ ይበኪ ደቀደይ ተዝምለስለይ እኳ ከምዚ ገሮም ክነግርኒ ኖሮም እዮም😢😢😢
@mequanentyohanes4713
@mequanentyohanes4713 9 ай бұрын
አይዞሽ (አይዞህ) ከክፉው ዘመን ደርሰን ነው እንዳልተመለሱ ይናገራል መልዕቱ እግዚአብሔር ሰላሙን ይመልስ
@haileslaseberhe
@haileslaseberhe 9 ай бұрын
ዋዕሮ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤️❤️❤️❤️💪💪💪👍👍👍💪💪💪
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ኣቲ ጀግና እንዃዕ ብሂወት ተረፍኪ ክብረተይ ጋዚጠኛ ጋል አኮይ ንፍዕቲ።
@BKTBKT-m7v
@BKTBKT-m7v 9 ай бұрын
ኣሕዋተይ ኣጆኹም
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 9 ай бұрын
ጓል እገላ ትግራይ ሓላል♥️💕
@hgf6568
@hgf6568 9 ай бұрын
ጀግና ሓፍተይ ዋዕሮ አንበሳ እንኳዕ ብሂውት ተረፍኪ እና ብጣዕማ አዩ ካቢድ ትፈትዎ ትፍቅሮ ብፃይካ ክትስእን ከለካ ገና አጀኪ ፅሪትዋይ❤💋💘😥
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 9 ай бұрын
ክክክክክክክክክክክ እዋይ ጻዕዳ ሓሶት ብነዊት ጃሮሞምና ትብል ኣላ ኣምቱም ሰባት ዶምበር መሕፈሪ ኣለዎም ዩ እዋይ ሕውሓት ዕደ ጨነውቲ
@FissehayeBelay
@FissehayeBelay 8 ай бұрын
gerimni Eko Bnewit Gerom Harimomas Dihina Bbetri Ela SK Zeytbl Ke 😂😂😂
@fiseha11
@fiseha11 9 ай бұрын
TDF is a King of Africa:💪💪
@titisabawit3510
@titisabawit3510 9 ай бұрын
ዋዕሮ ተጋዳሊት❤
@beletu7041
@beletu7041 9 ай бұрын
መደብ መቅረቢት ውን ጎበዝ ኢኺ ቀፅልሉ
@yfuyffg7771
@yfuyffg7771 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@marta_tube12
@marta_tube12 9 ай бұрын
ታይ ዳአ ክልተ ሳዓት ተፀበዩ ዝብለና
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 9 ай бұрын
ተመስገን ፣እድሜ፣በናንተ፣ ጀግነት ፣ብርሐን ፣አገኘን ፣❤❤❤
@haileslaseberhe
@haileslaseberhe 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️ጀግና ዋዕሮ ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 3 ай бұрын
😢😢😢 ታይ ሞ ይገበር😢😢
@MulualemGebrestadik
@MulualemGebrestadik 9 ай бұрын
ጅግናዋዕሮትግራይ
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 9 ай бұрын
ይቅሬታ እዚ ቁጽሪ ተለፎን ናይ መን ኢዩ፧
@FreHiwet-h7q
@FreHiwet-h7q 8 ай бұрын
ናይ ማህሌት
@AshebrWeldegebreal
@AshebrWeldegebreal 4 ай бұрын
ልብኻ ዝትንክፍ ታሪክ! ትብዓት፣ጅግንነት፣ትግረዋይነት፣ተወፋይነት፣ምትሕልላይ፣ፍቅሪ፣ብፃይነትን ኩሎም ክብርታት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ገድሊ ትረኽቦ።
@FanualBeky
@FanualBeky 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@Burhan-g7d
@Burhan-g7d 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ኣጀኪ ዋዕሮ ዝሓፍተይ ዕድ መን ጥዕና ይሃበኪ ፈጣሪ ዛናተይ ❤❤❤💪💪💪
@AliAdem-ox7fd
@AliAdem-ox7fd 9 ай бұрын
ብቃላት ክንገልጾ ቀሊል ይመስል አብቲ ገጽኪይ ዝረኣይ ትብዓት ይገርም! እዚይ ዘሕለፍኩሞ ቁልቁለትን ዓቀበትን ብስርዓት ተጽኒዑ ዝስነደሉ እቲይ ዘሎ ትውልድን ቀጻሊ ትውልድን ዝመሃረሉ ማለት ናይ መስዋእቲይ ዋጋ እንታይ ምኻኑ ንምርዳእ
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 9 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግና ሓፍተይ❤❤❤❤❤
@tesfamariamgerzgher5277
@tesfamariamgerzgher5277 9 ай бұрын
ዘገርም ጅግንነት እዩ ቃላት የብለይን!!!!!
@Burhan-g7d
@Burhan-g7d 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ኣጀኪ ዋዕሮ ዝሓፍተይ ዕድ መን ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ዛናተይ ❤❤❤💪💪💪
@Burhan-g7d
@Burhan-g7d 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ኣጀኪ ዋዕሮ ዝሓፍተይ ዕድ መን ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ዛናተይ ❤❤❤💪💪💪
@Burhan-g7d
@Burhan-g7d 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ኣጀኪ ዋዕሮ ዝሓፍተይ ዕድ መን ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ዛናተይ ❤❤❤💪💪💪
@DawitKnfe-u6c
@DawitKnfe-u6c 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mengistugosoma7514
@mengistugosoma7514 9 ай бұрын
The most brave girls 👧 of tigrai freedom fighters ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🇺🇸🇺🇸🦾🦾🦾
@wewe5688
@wewe5688 9 ай бұрын
ክክክክ ነዚ እዩ እሞ ህዝቢ ትግራይ አብዚ ወዲቑ ዘሎ፡ ብሓሶት ዝብጻሕ ነገር የለን አይጠቕምን እዩ ድራማ ምስርሓ ግደፉ።
@kehaseteklay3372
@kehaseteklay3372 2 ай бұрын
ማህለትዓይነይእኳዕብሰላምወፃእኺ
@semayatatube
@semayatatube 9 ай бұрын
ማህሌት ጅግና እንኳዕ ብሂወትኪ ተረፍኪ
@mikigebre329
@mikigebre329 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻኪ❤❤❤❤
@ekubealay5018
@ekubealay5018 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ጅግና ሓፍትና ❤❤❤
@solomonsibhatu9720
@solomonsibhatu9720 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@Tesco-wf5jc
@Tesco-wf5jc 3 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 9 ай бұрын
❤❤❤እካዕ ብሰላም ተረፍኪ❤ዋዕሮና
@HayleAmenay-dr4mi
@HayleAmenay-dr4mi 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@RrRr-ku5sk
@RrRr-ku5sk 9 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ንበርልና
@zemiabreha7090
@zemiabreha7090 9 ай бұрын
ጋል የማነ ሽኮር
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 9 ай бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፍክልና ዋዕሮ ተጋዳሊት ማኅሌት ሓፍትና ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን የሃብኪ ኣምላኽ
@alulaabanega9008
@alulaabanega9008 9 ай бұрын
ጀግና ዋዕሮ ኣይከኣልኹን ኣነ😢
@senaithaile-f1j
@senaithaile-f1j 8 ай бұрын
Pls🙏 nay kokob sidra aleshkum rekebuln bejaku tnxs🙏
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 9 ай бұрын
እንኳዕ እግዛቢሔር አትረፈኪ ዋዕሮ ሐፍተይ።
@jhi3325
@jhi3325 9 ай бұрын
እዛ ጀገና
@silasd6790
@silasd6790 9 ай бұрын
ዋዕሮ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤💊💊💊
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 9 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ💪💖💪
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 9 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ
@jjjjjjjj8108
@jjjjjjjj8108 9 ай бұрын
❤❤❤❤😘😘😘👌👌
@sarzsabonsalon8889
@sarzsabonsalon8889 9 ай бұрын
❤❤❤
@DARE_RAYA_SWAIN
@DARE_RAYA_SWAIN 9 ай бұрын
4.9 views 528 like 45 comment ትማሊ በልዬሟ ለበልና ኔርና ኸዚለ ኣኹም በ like ኣለና በ comment ዳይ የቀንየለይ ምዓረይ ጀግና ክገብርን መገስን መንተና መንተ ትግራይ ንዘተሰወኡ ጀጋኑና
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍💊💊💊💊💊
@SolemenketyeblBelchaw-hf9zd
@SolemenketyeblBelchaw-hf9zd 7 ай бұрын
ዳግም ኤልሳ አራስ ነብሪ
@Honorx6a-i1g
@Honorx6a-i1g 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Meri4555
@Meri4555 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@tedrosweres2885
@tedrosweres2885 9 ай бұрын
Jigiba wa'erona Ajoki ❤❤❤❤❤❤❤❤ Mahiluye Filimon kitibili seminar emo Abi Abay Tseheye kemizineberen Abi qobo kebabi bijigininet kemizitesewe'a tenegiruni emo bejaki tegadalay eye Abi Esur kabizineberu col.Tedros eye zibahel enitekieliki silikiki enitezirekib des mibeleni bizaeba nay wiladey kiheteki neyire
@saramm8772
@saramm8772 9 ай бұрын
❤❤❤
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 9 ай бұрын
❤❤❤❤😍
@yjghgy6495
@yjghgy6495 9 ай бұрын
Waero tigray ❤❤❤
@mosudmeruf7187
@mosudmeruf7187 9 ай бұрын
ዋዕሮጅግና❤❤
@BerhaneMeressa
@BerhaneMeressa 9 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ እንኳዕ ብሰላም ተረከብኪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
@RgbeRgbe
@RgbeRgbe 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@kndahafti
@kndahafti 9 ай бұрын
❤️💛
@Honorx6a-i1g
@Honorx6a-i1g 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@MG-su4nh
@MG-su4nh 9 ай бұрын
Mekseb ❤
@melenadan1670
@melenadan1670 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@gualadwashikor
@gualadwashikor 8 ай бұрын
ተዲ ሓወይ ሕጂ ተፋ ቆሪፀ ካብ ኮነ መንግስተ ሠማይ የዋርስካ
@ብረይጓልተዋህዶ
@ብረይጓልተዋህዶ 9 ай бұрын
💛❤
@fanahailuabay752
@fanahailuabay752 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@kahsagebredessylal7818
@kahsagebredessylal7818 9 ай бұрын
😍😍😍🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏
@SolemenketyeblBelchaw-hf9zd
@SolemenketyeblBelchaw-hf9zd 7 ай бұрын
ሃቅ ውርሲ
@JsjsskSzs
@JsjsskSzs 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 9 ай бұрын
Waero xebeqti❤❤❤❤❤
@Hagos-l6f
@Hagos-l6f 2 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ትግረወይቲ
@Salamsalam-b5c
@Salamsalam-b5c 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጅግና
@asimbawedi
@asimbawedi 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 120 МЛН
Остановили аттракцион из-за дочки!
00:42
Victoria Portfolio
Рет қаралды 3,9 МЛН
"ንምጭማት ዝተፈጥረ ብዓል ሓደ ዓይኒ!"
54:38
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
"ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።"
34:28
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 101 М.
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН