"ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።"

  Рет қаралды 98,385

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

6 ай бұрын

መሬት ማርያም ደንገላት ኣኬልዳማ ኣብ ዝኾነትሉ መሪር እዋን፤ መናእሰይን ኣቦታትን እናተረሸኑ ከም ከልቢ ናብ ገደል ይድርበይሉ ኣብ ዝነበረ መጨነቒ ህሞት፤ ሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ኣጉዶን ሽጓጦን ንዘዕቖቡ ንፁሃን ተጋሩ ብኣልማሚት ድራር ዓረር ይገብረሉ ኣብ ዝነበረ ሕርብት ዝበለት ቀጣን ግዘ - ሓንቲ ፅብቕቲ መንእሰይ ክትርሸን ምስ በዓል ገዝኣ መስርዕ ሒዛ ኣላ። ኣብዚ ሕልሚ ዝመስል ክትሓስቦ ዘፀግም ሰዓት ሞታ ትፅበ ዝነበረት ናይ ሓደ ሰሙን ነፍሰ-ፆር ዝኾነት ሓዳሽ መርዓት ኣድራጋ ድምፂ ሰምዐት፤ ብደመነፍሲ ግልፅ ኢላ እንተጠመተት ንበዓል ገዝኣ ሓዊሱ ኩሎም ወዲቖምን ብደም ጠልቅዮምን ረአየቶም። ብድሕሪኡ ንባዕላ ከምዝተተኮሰላ ውን ኣይትፈልጥን። እዛ ምስ ሞት ተራኺባ ዝመፀት ተኣምረኛ ትግራወይቲ ተዘላዲት ዕዳጋ ሓሙስ ዛይድ ገብሩ ትበሃል። መንጠልጠላይ ታሪኻ ንፈለማ ጊዜ ኣብ ፕሎት ሚድያ ክተዘንቱ እያ። ብኸመይ ማ ድሒና?
ንታሪኽ መረዳእታ ኮይኑ ክስነድ ሓቢርና ንስመዓያ።

Пікірлер: 1 000
@AbrahamGebrehewot
@AbrahamGebrehewot 6 ай бұрын
ከይርሳዕ ከይድገም ! ተጋሩ ረሰዕቲ ኣይንኩን ታሪክና ንሰንድ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣብ ሕድሕድ ገዛና በፂሑ እዩ ።🥹😭 ትግራይ እዚ ኣይመተገባኣን
@reemal1725
@reemal1725 6 ай бұрын
ኣይዞኪ ዝሓፍተይ ጓልኪ እግዚአብሔር ብጥበቡን ብሞጎስን የዕብየልኪ ዛ እምበተይ❤ጋዜጠኛ ሓውና ድማ ትሕትናካ ቀፅለሉ
@user-kf6rs6hy2p
@user-kf6rs6hy2p 6 ай бұрын
Egzoooooooooo tigerye 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ዝያድይ ስብስክራይብ ታሕብብርኒ 💟💟💟💓💓💓
@mahletebrahem8514
@mahletebrahem8514 5 ай бұрын
Ayzoki zehaftey msaki nabekeku eye wedayo 😢😂
@taamemahari7442
@taamemahari7442 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂ህ ዝ ቢ 😢😢😢😂 ት ግራይ.. ከበድ ይሕ ልፍክም
@mihretarkebe9285
@mihretarkebe9285 5 ай бұрын
ዋይ ህዝበይ😭😭😭
@lililagame9948
@lililagame9948 6 ай бұрын
ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍቲ ኩላትና ከም ናትኪ ሂወት ኣለና💔😭🥺
@user-my3mm8sg9r
@user-my3mm8sg9r 6 ай бұрын
ፀላኢኪ ደም ይንባዕ ዝሓፍተይ ኣነ ቡዙሕ ሪአ እየ ከማኪ ዝበለት ጠንካራ ሰብ ኣይረአኩን😢❤❤❤ ኣጆኪ ዝሓፍተና ኣለናልኪ ኣብጎንኪ ታሪክና ንሰንድ ተጋሩ ረሳዕቲ ኣይንኩን ሰብሞያ ዘለኩም ኣጆኪ በልዋ ንሳ ክትፅሕፎ እያ ካሊእ ድማ ናትና ግደ እዩ ነባራታዓያ ሓደራ ዛጅግና ዋዕሮና በፍፁም ኣይንርሶዖን ኢና ኣነ ከም ሓደ ትግራዋይ😢
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 6 ай бұрын
አጆኺ ዘሐፋተይ ጀግና ዋዕሮ ኢኪ ስውአት ሀገረ እግዛብሄር ትግራይ ብሰላም ዕረፉ ❤❤❤
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 6 ай бұрын
ኣጀኪ ማዓረይ እንኳዕ ወለደኪ ከምዚ ናትኪ ሂወት ንሕልፍ ቡዛሓት ኢና 😢 ኣጀኪ ጠንካራ ኩኒ ጋልኪ ኩሉ ነገርኪ እያ ብጥበቡን ብፀጉኡን ይዕብየልኪ❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💟💟💓💓
@rigathaile1269
@rigathaile1269 5 ай бұрын
😢😢😢ፈጣሪ የፅንዕኺ የፅንዐና ዛሓፍተይ፣ተባዕ ሓፍትና ተሪፍኪ ዝሓለፈ ትምስክሪ ጥራሕ ዘይኮንክስ ንብዙሓት ሓቦ ኢኺ፣Thank you መዓረይ፤ኣብታ እዋን ዝሞቱ የሕዋትና ሰማእታት እምነትን ዓድን'ዮም🙏
@muluokabuy5006
@muluokabuy5006 6 ай бұрын
ኣጀኪ ዛሓፍተይ ኩላትና ሓሚምና ኢና💔😭 ኣምላኽ ብጓልኪ ይክሓስኪ ኪኪሕሰኪ ውን ኢዩ ሲስ ሓወይ ኣብ ከምዚ ኣጋይሽ ኪተቅርብ ከለኻ ብፍላይ ከምዚኦም ዓነት ዓብዪ በሰላ ዘለዎም የሕዋትና ማይን ሰፍትን ብፍላይ ማይ ክተቅርብ ኣለካ ዝሓወይ ኢበር ኢቲ በሰላስ ኣብ ሕድ ሕድ ትግራዋይ ኢዩ ዘሎ💔
@briktifissehaye
@briktifissehaye 6 ай бұрын
ዘይሓዊ ቑስሊ😢ዘይርሳዕ😭😭😭ኣጆኺ ሓፍተይ!ነፍሲ ይምሓር ቢንያም😢🙏🥹
@user-kj5jo7ei1s
@user-kj5jo7ei1s 6 ай бұрын
በይዛኽ ዳኣነ ኣደወአይ ኣይዘኽ ፅንዓት ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ😢 ጋልክለ የዕብየልኺ ዛእምበይተይ🙏🥺😥
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌺🌺💓💓💓
@NekaleNekalemnishow
@NekaleNekalemnishow 6 ай бұрын
ታሪክ ክፀሓፍ ኣለዎ ኢልኪ ብቆራፅነት ምልዓልኪ ክብሪ ንዓኪ ጀግና ሓፍተይ ናተይ
@Kanal0809
@Kanal0809 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና እያ
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 6 ай бұрын
እፍፍፍ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ😢ንዝሞቱ ማንግስተ ሰማይ የዋርሳም🙏😢💔💔😢😢ውልድኪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ፈጣሪ ሓፍተይ🎉
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ💓💓💓
@salama-jd9pi
@salama-jd9pi 6 ай бұрын
ዜደይ አይዞኪ ዛበይተይ ጠካራ ከኒ ሚጣየ እግዚአብሔር የዕቢኪ ቢኒ ሓወይ ዝፈትወካ አብገነት የብርካ😢
@atakiltig.kristos3709
@atakiltig.kristos3709 6 ай бұрын
ዛይደይ... እታ እናነባዕኺ ዝገለፅክያ ግፍዒ 'ዞም ርኹሳት፤ እናነባዕኹ ተኸታቲለያ። ሕራነኺ ግን ኣሕሪኑኒ። ዕድመን ጥዕናን ነዛ ምቅርቲ ጓልክን ንዓኽን። ክበርለይ ሓፍተይ። ኣብ ጎንኺ ኣለና። ይበል ኢልና'ለና ፕሎት! ቀፅሉሉ።
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ 🌺👏👏😔😔
@dgvh7060
@dgvh7060 6 ай бұрын
አጆኪ ዛይደይ ሓፍተይ አይትንብዒ ፃላኢኪ ይንባዕ እግዚኣቢሔር አምላክ ብጋልኪ ደቢስኪ እዩ ንጋልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልኪ ፈጣሪ ❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌺🌺😔
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 6 ай бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ እግዝኣቢሔር ፅንዓት ይሃብኪ ኣብ ትግራዋይ ዘይተነገረ እምበር ዘይተገበረ የለን እፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 6 ай бұрын
ንክሰምዖ ምክአል አቢኒ ዝያዳይ ዕደረለኛ ኢኪ ውላድ ዝሓደገልኪ ተመስገን ጓል ንአቦአ እያ ትመስል ይበሃል ንዓአ ሪኢኪ ተፅናዕንዒ😢😢😢❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏💓💓💓💓
@girmaydarcha1047
@girmaydarcha1047 6 ай бұрын
What heart heartbreaking story!! May God strengthen you and Mitaye, Sipara!!
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t 6 ай бұрын
ኣይከኣልኩን ምሳኪ ነቢዐ 😢ግን ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጠንካራ ዋዕሮ ኢኪ ❤😍
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💓💓💓
@user-xv4mq7nc6n
@user-xv4mq7nc6n 6 ай бұрын
ኸይርሳዕ ከይድገም 😢😢😢😢😢 አጆኪ ዝሓፍተይ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔
@jamalgaberut1654
@jamalgaberut1654 5 ай бұрын
ኣጆኹ ዝሓፍተይ ጅግና ኢኺ ዞም ሩጉማት ኣምላክ ናይ ኢዶም ይሃቦም😭😭😭😭
@titgetahun1066
@titgetahun1066 6 ай бұрын
ኣጀኩይ ዝሓፈተይ ፅናዓት ያሃበኪ እግዚአብሔር አምላክ ንሰማኣታትና አብ ገነት የበረልና😢😢
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ😓😓👏👏
@user-lo7dc8jr4p
@user-lo7dc8jr4p 6 ай бұрын
ኡፍፍፍ ኣይዘኪ ዛሓፍተይ ፀላኢኪ ይንባዕ ነቢዕኪ ኣንቢዕክኒ ኡፍፍፍ😢😭 ዛጓልኪ ከዓ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ😔😓😓👏👏
@manenet2867
@manenet2867 3 ай бұрын
😢😢😢😢 እግዚአብሔር-ዓብ የትግራይን ግፍ እና በደል ያያል አይደል..??? መቼም ይህ ታሪክ በሙሉ በፊልም ብቻ አይበቃም ብዙ መፅሐፍት ፣ ብዙ የድምፅ ቀረፃዎች በሪከርድ ተደርገው ፣ በብዙ ሥዕሎች እና ሐውልቶች ወ.ዘ.ተ ተሰንደው መቀመጥ አለበት።።።። Never again 😥🤭😥🤭 እግዚአብሔር-ዓብ ሆይ ለሻብያ ሠራዊት ፣ ከመላው ተውጣጥተው ለመጡት የኢትዮጵያ ሰራዊቶች በሙሉ...ብድራት እና ተመጣጣኝ ቅጣታቸውን አንተ አውርድባቸው '''ፈጣሪ ሆይ''' ያለዛማ ዕውነት የለህማ😭😭😭
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 6 ай бұрын
ቃደማይ ነገረ ማይ ቃራብ ፅናዓት ይሃብኪ ዝሓተይ ምሳኪ ነበዕ
@user-tk5dz7gp9o
@user-tk5dz7gp9o 5 ай бұрын
ንመጀርያ ንእግዚአብሔር አምላክ ክብሪ ምስጋና ይኩኖ ከምኡ ዉን ንወላዲቱ ደንግል ማርያም ክብርን ምስጋናን ይኩኖ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ክብርቲ ሓፍትና ንጓልኪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ፈጣሪ ኩሉ አለም አጀኪ ዛሓፍተይ ፈተና ንግዚኡ መሪር እዩ ምስ ሓለፈ ግና ንጽቡቅካ እዩ አጀኪ
@user-po9vn8ge9f
@user-po9vn8ge9f 6 ай бұрын
ብንብዓት ወዲአያ በስምኣብ እግዚአብሔር የጽንዕኪ እፍፍፍፍ😢😢
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓
@Kanal0809
@Kanal0809 6 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ ብጣዕሚ ጠንካራ ኣዶ ኢኪ ኣይኮነን ብኣካል ዝርአክዮ ብእዝንና ሰሚዕና እካ ደም ነቢዕና 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@world12209
@world12209 6 ай бұрын
😭😭አዬኪ ዛሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ ሚጣየለ ፈጣሪ ባሪኩ የዕቢየለኪይ😭😭
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌺🌺🌺👏
@genilove4177
@genilove4177 6 ай бұрын
ድንግል ማርያም ታይ ይሰኣና ካብዚ ኩሉ ተሪፍኪ ዘይተሓሰበ ከም ስጦታ ጋልኪ ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ ኣይዞኪ ዛሓፍተይ😢
@user-yg9gz6pe5i
@user-yg9gz6pe5i 6 ай бұрын
ኣጆኺ ማዓረይ ጠንካራ ኢኺ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስጋልኪ🙏❤❤
@Bri_Tgraweyti-
@Bri_Tgraweyti- 6 ай бұрын
_ከቢድ ቃንዛ 😭_ _አጆኪ ክብረተይ ጋልኪ እናረአኪ ተፅናዕንi ዝሓፍተይ_
@Temesgen3851
@Temesgen3851 6 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተስብ ዝሓፍተይ መንግስተ ስማይ የዋርሶም
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 6 ай бұрын
መዓረይ ፀላኢክይ ይንባዕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኡፍ ኣነከዓ ምስኣ እምበር በክየ😢😢😢😢 መንፍስ ቅደስ የፀናንዕኪ😢😢😢😢
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ሓለለይ😔😔👏👏
@hiwetgebreslasie3038
@hiwetgebreslasie3038 6 ай бұрын
Ajoki zahftey amlak xnatu yhabki ms galki hiwetken mlue egziabihr ybarek .💔💔💔💔
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 6 ай бұрын
ኣጆኪ መዓረይ ኣምላክ የፅንዕኪ እህህህ ከሐምም 😢😢😢
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌺🌺😓😓😓👏👏
@mihretarkebe9285
@mihretarkebe9285 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ክትዛረቦን ክትሰምዖ ከሕምም😭😭😭
@mebrhitgermay9651
@mebrhitgermay9651 6 ай бұрын
አዞኪ ዛሓፍተይ እግዚአቢሄር ብጥበቡ ብፀጉኡ የዕብየልኪ ዛሓፍተይ ክድሽሕ ትኩነልኪ 🙏🙏🙏ቢንያም 💔💔💔😭😭😭😭ዳርጋ ዘይሞተ ዛሓፍተይ አጆኪ ከይትነብዒ ዛሓፍተይ🙏🙏🙏💓💓💓💓💓
@trhashagos216
@trhashagos216 6 ай бұрын
አጆኺ ዘሐፋተይ ፅብቅትን ፍሊትን ፅንዓት የሃብኪ
@HesheBrhan
@HesheBrhan Ай бұрын
ኣጀኪ ካሕሳ ይሃብኪ ብጥበቡ ይዕብየልኪ እንካዕ ጥንሰቲ ተረፍኪ ንመዋቲ እውን ኣብ ገነት የንብሮ ❤ ዜዱ
@ta-sy6up
@ta-sy6up 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ብዝተፈጠረ ነገር ዝሐፍተይ መዐረይ ፈጣሪ ብዝሐለፈ ይወደኣልና ልዕሊ ኩሉ ኸአ ፈጣሪ ብውላድ ደቢስኪ ተመስገን ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ምስ ጋልኪ ይምነየልኪ From Eri … GBU bro …❤ 20:21
@tsegatsega7776
@tsegatsega7776 6 ай бұрын
ኣጆኺ ዛሓፍተይ ብሰላም ይዕረፉ ሰማእታትና 💔🙏
@user-hu2eo8iw3s
@user-hu2eo8iw3s 6 ай бұрын
ምዓረይ ኤህ😢😢😢😢እንካዕ ካ ወለድኪ ኣይ ክንደይ ከብድኻ ትበልዐካ እያ እፍፍፍ😢😢😢እግዛቢሄር ኣምላኽ የኽእልኪ
@user-ic6pe3td6n
@user-ic6pe3td6n 5 ай бұрын
ዘይርሳዕ ታሪኽ እዩ ሞ አይዘኺ ዝሓፍተይ ጠንክሪ ሚጣየ እ/ር ዕድመን ጥዕናን ይሃባ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Ай бұрын
አጆኺ ዝሓፍተይ ድማ ቢኒ እንኳዕ ወለደ ሕድሪ ገዲፉልኪ እዩ ።
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 6 ай бұрын
ኣምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋዕሮ ሓፍተይ ሓይልን ብርታቴን መሊኡ ልብኪ የፅንዓዮ ንጋልኪ ለ እድመን ጥዕናን ይሃባ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 5 ай бұрын
መግለፂ ኣልቦ ግፍዒ ፀላእትኒ ታይ ዘይተገብረ ኣብ ልዕሊና ዉይዉይ ክትዝክሮ ከለካ አኮ😭😭😭
@Tglove--
@Tglove-- 2 ай бұрын
😢ኣጆኪ ዛሓፍተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ የፅንዕኪ ልጋልኪ እዋን እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢየልኪ❤❤
@rahelhalefom1327
@rahelhalefom1327 5 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ዘሓፍተይ 😭😭ኣብ እንዳ ማርያም ደንገላት ኣብ ውሽጢ ቤተክርስያን እናቀደሱ ካብ ዝተሰውኡ አገልገልቲ መታዓቢተይ ወዲ አሞይ ሓደ እዩ😭💔😭😭😭💔
@sllllm6219
@sllllm6219 5 ай бұрын
😭😭😭
@sabagebru6850
@sabagebru6850 5 ай бұрын
የትግራይ ስምአ ታት አግዚአብሔር አምላክ ነፍስአችውን በአፀደ ገነት ያኑርልን አሜን 🙏🙏🙏
@rahelhalefom1327
@rahelhalefom1327 5 ай бұрын
@@sabagebru6850 አሜን 😭
@yorda302
@yorda302 6 ай бұрын
ፀላኢኺ ይንባዕ ኣጆኺ ብዝዓቢ ጓልኪ ረኺብኪ ንሳ ደው ትበለልኪ ማዓረይ😢😢❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 6 ай бұрын
አጀኪ ዛሓፋተይ ፅናዓት ያሃብኪ ፈጣሪ አዙም አሕዋትና አዉን መንግስተ ሰማይ ይዋርሶም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@hanibalgebar7580
@hanibalgebar7580 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን ኢዙ ኩሉ ሓሊፉ ሎሚ ውን ሰብ ብጥመትን ጭንቀትን ክመውት ክትሪኢ ዘሕዝን የለን ኢና ኣጆኪ ሓፍተይ ኣምላክ ኣለኪ ዝበላ ነብሲ ኣይትጠፍእይ
@zufanzufan1288
@zufanzufan1288 5 ай бұрын
እግዚኣብሔር የበርትዕኺ ዛሓፍተይ ጓልኪውን ብመጎስ ብፀጋ የዕብየልኺ ኣጆኪ ክብርተይ😢😢
@user-ls3ek1zz3z
@user-ls3ek1zz3z 6 ай бұрын
ከይርሳዕ ከይድገም ተጋሩ ረሳዕቲ ኣይኹን
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌺🌺🌺👏💓💓💓💓
@rahelaraya4920
@rahelaraya4920 6 ай бұрын
ኡፍፍፍ ሓፍተይ ብጣዕሚ ሕማቅ ረኪብኪ። ኣነ ከም ጋልኪ ታሪክ ኢዩ ዘለኒ በቃ ናይተይ ኮይኑ ተሰሚዕኒ። ኩሉ ሓሊፉ ግን ጋል 25 ዓመት ኣደ 2 ጽቡቃት ኣዋልድ ኮይነ ድሮ። ንስኪ ከኣ ብጋልኪ በቲ ብርትዕ ሃይልኪ ክትሓልፍዮ ዓቢ ተስፋ ኣለኒ። ህዝብና በዲልኩም ኢዩ እንታይ እሞ ጽቡቅ ከይረኽብ
@jolijoli1516
@jolijoli1516 5 ай бұрын
ሓፍተይ መዓረይ ጠንካራ ኢኺ ክንደይ ኣሕሊፍኪ ኢኺ እሞ ስነ ልቦናኺ ከይጉዳእ በርትዒ ኒሕ ግበሪ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ምሳኽን ይኹን
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq 27 күн бұрын
አብ ተጋሩ ዝበፅሀ ግፍኢ ብጣእሚ ዘህርር እዩሞ ካብደጊም ካሊዕ ግፍኢ ከይበፅሄና ከሉና አብዘለናዮ ዘለና ንበርትዕ ፀላዕትና ንምስኣር ንትሀባበር ንበርትዕ።
@mohdnoora5601
@mohdnoora5601 6 ай бұрын
ሽሻይ ኢሳያስ ማለት ትፈልጦ ተኾይንካ ትሑትን ርህሩህን ኣብ ዓድግራት ካፍቶም ኣለው ዝተብሃሉ በዓል ሃፍቲ እዩ ነይሩ ደኻትም ወላዲ ዘይብሎምን ክመሃሩ ዓቕሚ ዝሰኣኑ መምሃሪ ዝኸውን ደፍተርን ቢሮን በቢዓመቱ ይህብ ነይሩ ካብኣቶም ኣነ ሓደ እየ 😢😢😢 ውላዱ 1 እዩ ነይሩ ምስ ሓፍቱ 3 ርእሱ ቀቲሎምዎ ዞም ኣረሜናት ብጣዕሚ የሕዝን 😢😢😢 ፍቓደኛ ተኾይና ኩነታት በዓልቲ ቤቱ ሕተተልና ወይከኣ ዓድመልና ናብ ፕርግራምካ😢😢😢
@dfegg747
@dfegg747 6 ай бұрын
😢😢😢😭😭
@user-uw6uk4bq4h
@user-uw6uk4bq4h 6 ай бұрын
ጸላኢኪ ይንባዕ ከብድካ ዝበልዕ ኣዚዩ ዘሕዝን ስነ ኣእምሮካ ዝጎድእ ቢጣሚ ሓዚነ ተለፎና ጊን ኪረክቦ ኣይከኣልኩን ዝኮነ ሕልናይ ዘፍቅዶ ኪሕግዝ ደሌ ነረ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓💓👏👏🌺🌺
@user-yt2vw5uh7g
@user-yt2vw5uh7g 5 ай бұрын
​@@MgbeyMgbey‏‪32:20‬‏
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 6 ай бұрын
ኣይዘኪ ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኪ ውላድኪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ንስውኣትና ኣብ ሑቁፊ ሰማእታት የንብረልና
@user-cg7me7vk7z
@user-cg7me7vk7z 5 ай бұрын
አጀኪ ዘሓፍተይ ንግዚአብሔር እንተሂብክዮ ኩሉ ነገር ባዕሉ ከስተካክለልኪ እዩ
@bisratdesta6903
@bisratdesta6903 6 ай бұрын
ፅንዓት የሃብኪ ሐፉተይ አጀኪ በርቲዒ እግዘበሔር ይሐግዚኪ ❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራን😓😓
@user-mm7xs1ze5b
@user-mm7xs1ze5b 5 ай бұрын
ፈጣሪ የፅንዕኺ ዝሓፍተይ መሪርር እዮ 💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
@zufanbeshir4098
@zufanbeshir4098 5 ай бұрын
ኣጆኺ መዓረይ 😢 እንኳዕ ወለድኪ ንጏልና ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃባ❤
@melestesfay5687
@melestesfay5687 6 ай бұрын
ኡፍፍ መዓረየ አጆኺ እንቋዕ ነብሰፁር ነበርኪ እንቋዕ ዘርኡ ተካእኽሉ አይዞኺ በርትዒ ልብኺ አይሰበር ማዓረየ ሒወት ክትቅፅሊ አለኪ ግድን እዩ እዙይ ሓቁ ነጊርኪ ተዕብይያ
@zuzizuzinatigiraweti5337
@zuzizuzinatigiraweti5337 6 ай бұрын
ኡፍፍ ፀላኢኺ ይሰቅሰቅ 😢😢😢
@gizeab3537
@gizeab3537 6 ай бұрын
so hard to explain may God give u endurance and my friends plot media keep it up we just need such kind.............
@ruthmisgun8792
@ruthmisgun8792 5 ай бұрын
Egzabher xenatu yhabkum ajoke zhaftey 😭😭😭💔
@user-iv6os5bi1u
@user-iv6os5bi1u 5 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ከቢድ💔😭 ግን ኣጆኪ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ 😭😭💔😭😭😭ጓልኪ ደሞ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ብጥበቡ ይዕቤልኪ ቢኒ ደሞ ኣብ ገነት የብሮ 😭💔ደሞ ጅግና ኢኪ
@aishaais8070
@aishaais8070 6 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭ዘሐዝን ግን ልሞት ውሉ ካሕስአ እዩ ፅንዓት የሃብኪ ብጓልኪ ተሐጎሲ
@selamlechi7288
@selamlechi7288 6 ай бұрын
ቢኒ ቅኑዑን ሃርኳት ሰራሕተኛን ነይሩ 😢 እንቋዕ ግን ውላድ ገደፈ ዜዶ ኸዓ እንቋዕ ተረፍኪ 🎉
@EMH-Tech
@EMH-Tech 5 ай бұрын
ኣጆኺ ዛሓፍተይ እዚ ከምቲ ዘጋጠመኪ መሪር ሓዘንን መከራን ናዓይ ሓዊሱ ናይ ኣሽሓት ተጋሩ ታሪኽ እዩ። ጠንካራ ኢኺ፥ ቢኒ ሓውና ፈጣሪ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፥ ንዓኺ ፅንዓት፥ ንሚጣ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይምነ።
@sabagebru6850
@sabagebru6850 5 ай бұрын
😭😭😭🖤💔😭 አግዚአብሔር አምላክ የወንድማችንን ነፍስ በ አፀደገነት ያኑርልን አሜን 🙏🙏🙏
@user-ep4ev7dr4b
@user-ep4ev7dr4b 6 ай бұрын
እህህህህህ እየ ህዝበይ ኣጆኽለይ ጓልነይ😢✊💔😭
@yani730
@yani730 6 ай бұрын
ኣባይኺ ኣጆኺ ዛምበይተይ ታሪክ ትግራይ ክስነድ ኣለዎ ተጋሩ ረሳዕቲ ኢና😢
@kahsayasfha3254
@kahsayasfha3254 6 ай бұрын
Fetari amlak xnat yhab ajoki haftey maray 😭😭😭🖤🖤🖤💔💔💔
@wson4901
@wson4901 3 ай бұрын
ናኡዶም፡የሀቦም😊ፀላኡትና
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 6 ай бұрын
እዋይ ሓፍተይ ማዓረይ ክንደይ ስቃይ ኣሕሊፍኪ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
@user-jb7zp5ib1d
@user-jb7zp5ib1d 6 ай бұрын
ፅናዓት ይሃብኪ ዛይደይ😢
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርለይ ዝያድይ😓😓👏👏🌺🌺
@ezzel897
@ezzel897 3 ай бұрын
ኣነ ንንባዕ ዝሓፍተይ ኣጆኺ እስቲ እንኳዕኳ ወለድኪ።
@tezazugebrehiwot5746
@tezazugebrehiwot5746 5 ай бұрын
nay bhaki balti kal kidan eki meraya adotatna yhwatnan eki emo hubunat ena baki, you are our hero!!!
@samerahs-py6bw
@samerahs-py6bw 6 ай бұрын
ኣጀኪ ዝሓፍተይ😢😢😢😢😢😢😢❤
@user-kv2bh5tn3e
@user-kv2bh5tn3e 6 ай бұрын
መዳሃን ኣለም ይፍረዶም ኣጀኽ ሓፍተይ
@user-tz7if6zl9g
@user-tz7if6zl9g 4 ай бұрын
Deepest condolences for this young lady and for all Tigray people !
@user-rp6tm8gq6h
@user-rp6tm8gq6h Ай бұрын
xnat yhabki haftey natey
@AbebaUae-if6be
@AbebaUae-if6be 6 ай бұрын
አይዞኪ ምጣ ከአ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብያ
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q 6 ай бұрын
ክልተ ግዜ እየ ሪአያ ግን ብብክያት ወዲአያ አጆኪ እቲ ዝከፈአ ሓላፍክዮ ኢኪ❤😢😢😢😢😢
@AXUM13
@AXUM13 6 ай бұрын
ሕርርርርርርርርር ትብል እወ ዘይፍወስ በሰላ😢😢😢😢
@rahelaraya4920
@rahelaraya4920 6 ай бұрын
ኡፍፍፍ ሓፍተይ ብጣዕሚ ሕማቅ ረኪብኪ። ኣነ ከም ጋልኪ ታሪክ ኢዩ ዘለኒ በቃ ናይተይ ኮይኑ ተሰሚዕኒ። ኩሉ ሓሊፉ ግን ጋል 25 ዓመት ኣደ 2 ጽቡቃት ኣዋልድ ኮይነ ድሮ። ንስኪ ከኣ ብጋልኪ በቲ ብርትዕ ሃይልኪ ክትሓልፍዮ ዓቢ ተስፋ ኣለኒ። ህዝብና በዲልኩም ኢዩ እንታይ እሞ ጽቡቅ ከይረኽብ❤❤❤❤❤
@user-sv3qk7ky4g
@user-sv3qk7ky4g 6 ай бұрын
🙏ከይርሳዕ ንፉዕ ወዲ ትሩንጊ ሚድያካ ብብርቱዕ ኣብዚ ዝበፅሐና ግፍዒ ይስራሕ
@munamuhammed345
@munamuhammed345 6 ай бұрын
😭💔ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ🙏🏾
@user-re1xr4dd7q
@user-re1xr4dd7q 5 ай бұрын
💔😭😭😭😭Ajoki zehaftey
@michaelproduction7462
@michaelproduction7462 6 ай бұрын
Ajoki zhaftey Amlak msaki ykun.
@tsegayberhe2600
@tsegayberhe2600 5 ай бұрын
God give you strength and energy. I'm extremely willing to help
@Samsuna14-tx5oy
@Samsuna14-tx5oy 6 ай бұрын
ኣጀኪ ዝሓፍተይ መዓረይ
@user-jm3uw4nj1n
@user-jm3uw4nj1n 6 ай бұрын
ጠንካራ እኺ ኣጀኺ ምቅርቲ
@user-jk1jr8qp1x
@user-jk1jr8qp1x 6 ай бұрын
ባቢየ አነ ከ መዓዝ እዩ ተናግረ ክነፍሰለይ ተቃፃልኩ ዋ 💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 6 ай бұрын
ኣጆኪ መዓረይ ኣምላክ የክእልኪ 🙏😥
@mohmadah3233
@mohmadah3233 5 ай бұрын
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ንጓልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ
@selam862
@selam862 5 ай бұрын
አሁን እግዝአብሔር እሄን ሁሉ ግፍ አይቶ ዝም የሚል ይመስላችኋል አሞላክ መፍረዱ አይቀርም ፍትህ የሚገኘው ከመድሐኒአለም ነው አይዞሽ ጀግና እንባ የሚያብስ አምላክ ያብሳል
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 6 ай бұрын
ዛሓፍተይ ጅግና ኣጆኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ጋልኪ❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርለይ ሓለለይ👏👏😔😔
@mmmn7702
@mmmn7702 6 ай бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ እፉፉፉፉፉፉ 😭😭😭😭😭😭
@MisgenaZeruTekle-ze6jq
@MisgenaZeruTekle-ze6jq 6 ай бұрын
ኣክክክክክ ብጥዕሚ ይሕዝን ጽንዓት ይሃብኪ ኣጆኪ ዛሓፍረይ ጨካናት እዮም ብጣዕሚ
@rdfgrfv7135
@rdfgrfv7135 4 ай бұрын
ፅናዓት ያሃብክ አጆኺ😢😢😢😢😢
"ካብ ማቻ ድሬዳዋ - ናብ ፈታኒ ገድሊ ትግራይ!"
30:45
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 24 МЛН
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
00:23
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 17 МЛН
Женская драка в Кызылорде
00:53
AIRAN
Рет қаралды 498 М.
"ምስክር እየ. . ."
43:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
ኣብ ሚድያ "ወድዛ ቆናጭ" ኢሉ ናብ ገድሊ ዝወረደ ታሪኸኛ!
41:39
Neden yüzünü saklıyor
0:19
H. DANIŞIK
Рет қаралды 8 МЛН
Старший брат хотел ее защитить 😭🥺😱 #shorts
0:37