Gere emun part 155 | ገሬ እሙን ክፋል 155

  Рет қаралды 378,183

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Күн бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 948
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 10 ай бұрын
Welcome familiy👩‍👩‍👧‍👦 መበል 40 የ ግጨዉኒ ተጋሩዋኒ ደመይ❤💛
@__-wj7zq
@__-wj7zq 10 ай бұрын
_ኣድነቅት ኣብርሽ መሕረር🤣🤣 👍ፀፍዕኩም ሕለፉ_
@grmaytekleab3758
@grmaytekleab3758 10 ай бұрын
ቆላሕታ ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ትግራይ ርሑስ ቅንያት ይኩነልኩም ደቂ ዓደይ❤❤🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏🙏
@salamsalam6156
@salamsalam6156 10 ай бұрын
እስከ ኣብ ስደት ዘለና ብሰለም መሬት ዓድና ንረግፅ ፀልዩልና❤
@łûĺēŷŷēMômî
@łûĺēŷŷēMômî 10 ай бұрын
ኣሜን ወለላይ❤️👏 ሳፕስክራይብ ግበርለይ😊
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን😊
@heahheah2523
@heahheah2523 10 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤
@pkkhan17
@pkkhan17 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 10 ай бұрын
ማዓረይ አሜን ❤❤
@GideyGidey-ht5en
@GideyGidey-ht5en 10 ай бұрын
ጎሮቤትና እንዃዕ ደሓን መጻኹም ❤መን ኣሎ ን ገሬ እሙን ብዘይ ምቁራጽ 4 ዓመት ዝተኸታተላ ❤❤❤❤
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 10 ай бұрын
ንዓና ንህዝቢ ትግሪኛ ሲ ኣሕዋትና እዮም ካብ ሶማል ዲኺ ካብ ቀቢላ እንድዒ ጥዒምክያ ኸኣ ትኾኒ ንብረቶም እምበር ነሕዋትካ ዶ ጎሬቤትካ ይብሃል
@GideyGidey-ht5en
@GideyGidey-ht5en 10 ай бұрын
@MilkanaChannel ok 👍
@GideyGidey-ht5en
@GideyGidey-ht5en 10 ай бұрын
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ተንኮሎኛ እስኪ ኣይትኹን ኣይትፈላሰፍ ኣብ ዓድና ዘለዉ ከ የሕዋትና ስለ ዘይኮኑ ዲና ንጎሮባብትና ጎሮቤትና ኢልና ንጽውዖም? ሰነፍ ጽቡቕ ግዳ ዘይትሓስብ 😒😒
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 10 ай бұрын
@@GideyGidey-ht5en ንዓይ ኣሕዋተይ መዋስብተይ እዮም ልክዕ ከም ሓማሴን ሰራየ እንተ እቲ ተንኮል ናባኺ ሓሳኽ ይቀርብ ኣብ ዓለም ሓደ ሓው ዘለኒ ህዝቢ ትግራይ እዩ ቀቢላ ወዲ ቀቢላ ሓወይ ኣይኮነ መዋስብተይ
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 10 ай бұрын
ሓፈትና❤❤❤❤
@ዮዳሄንኹሉ
@ዮዳሄንኹሉ 10 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መጻእኹም😊 ሰናይ ባሕቲ ጽቡቅ ብስራት እንሰምዐሉ ወርሒ ታሕሳስ ይግበረና ❤
@-877
@-877 10 ай бұрын
Welcome da Gere emun . love you from Eritrea 🇪🇷 🎉😂
@loveyourself2406
@loveyourself2406 10 ай бұрын
ዋይ ተጋሩስ መልክዕና ክፅብቕ ተዓዲልና እግዚአበሔር ይመስገን ።
@selam801
@selam801 10 ай бұрын
1st አብ አፍደገ እናተጸበኹ ጸኒሐ😅❤ ጭጭ ከይብል ጸፍዒኹምኒ ሕለፉ ብሩክ ሰንበት ይኹነልኹም😊
@ተመስገንኣምላከይወድዳዊት
@ተመስገንኣምላከይወድዳዊት 10 ай бұрын
አሜን ለሁላችን ምቅርቲ
@በዲልኻናግዜሰብናመልሰልና
@በዲልኻናግዜሰብናመልሰልና 10 ай бұрын
ሻላ ጸርፊ ተሰተኻኺልኺ አሰይ ኣቲ ኣድጊ😂😂😂😂
@selam801
@selam801 10 ай бұрын
@@በዲልኻናግዜሰብናመልሰልና ተነፍሒ አቲ ማእምን ዋሒድ😋😅
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 10 ай бұрын
😂
@ለሚጓልተዋህዶfhf-d
@ለሚጓልተዋህዶfhf-d 10 ай бұрын
​@@selam801ኣዛሄል እዩ መልሰይ ዝብል ሱሙኪ ዝነበርኪ ዲኪባ ኣብ ኪሉ ዘይትቅደሚ ይሞቸኪ😂❤
@Brey8984
@Brey8984 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዶ ገሬ እሙን ❤😂እድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ኣለኩም ዶ 👍ርገፁ ❤❤
@Brey8984
@Brey8984 10 ай бұрын
​@MilkanaChannel ገይረልኪ ዋ ትግራወቲ ዲኪ ካብ ጎረቤትና ግን ንምፍላጥ ላኣኽል እየ 😂🤗
@AaSs-gx6nj
@AaSs-gx6nj 10 ай бұрын
​@@Brey8984😂😂😂😂
@jgsg5356
@jgsg5356 10 ай бұрын
​@MilkanaChannelነዓየ ውን ግበሪ ክገብረል እየ
@NatnaelGergish-zy3vh
@NatnaelGergish-zy3vh 10 ай бұрын
ከምዚ ኸማይ ትስሕቁ ዘለኹም በጃኹም 👍 ኣልሹለይ 😂😂😂❤
@Melawitchanel
@Melawitchanel 10 ай бұрын
😂😂😂😂
@FilmonTesfai
@FilmonTesfai 10 ай бұрын
​@youTubechanel481 አሺ ህብርቲ❤
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 10 ай бұрын
አይ ከማይን ክክክክክክ
@salamsalam-kf8lg
@salamsalam-kf8lg 10 ай бұрын
😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁
@GueshHaylemaryam-t2m
@GueshHaylemaryam-t2m 10 ай бұрын
😂😂😎👘🧥👖🧦💼🎒❤🧤🧣
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 10 ай бұрын
ኸምዚ ኸማይ ሰንበት ቅድስቲ ማዓልቲ ክትመፅእ ኸላ እንዳገሬ እሙን ክሪኢ ደስ ዝብሎ❤ገጭይዋ ይሕለፍ🎉
@TtTt-cw2ut
@TtTt-cw2ut 10 ай бұрын
ዳገሬ ዝፈትወኩም ተናፈቅቲ እንካዕ ብድሓን መፃኩም❤
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 10 ай бұрын
❤❤😂😂 እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራተይጽባሕ ባሕቲ 😍AMEN 3🙏🏽 ❤️ቅድስት ድንግል ማርያም 🙏 🕊️ ውግእ ወረ ውግእ ዝጠፍኣሉ 💐 🍃ባሕቲ ሰላም ባሕቲ ፍቅሪ 🍃ባሕቲ ሓጎስ ባሕቲ ደስታ 🍃ባሕቲ ፍሳሃ ባሕቲ ቅሳነት 🍃ዝተአሰረ ዝፍተሓሉ 🍃ዝጠመየ ዝዕንገለሉ 🍃አብ ፀገምን ፀበባን ዘሎ ራህዋ ዝረክበሉ 🍃ዝሓዘነ ዝሕጎሰሉ 🍃ዝተፈላለዩ ዝራኸብሉ 🍃ጸጽብቁ ብስራት ንስምዓሉ ይኩነልና ኣሜን 🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@HgdNdbd
@HgdNdbd 10 ай бұрын
ኣሜን 3 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsigerada
@tsigerada 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገርየ እሙን ላይክ ሃቡኒ 😳ጥንስቲ እየ🙆‍♀️😢
@łûĺēŷŷēMômî
@łûĺēŷŷēMômî 10 ай бұрын
ላይክ ሂበኪ😂 ሳፕስክራይብ ግበርለይ 😊
@tsigerada
@tsigerada 10 ай бұрын
@@łûĺēŷŷēMômî ጨለ♥️
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 10 ай бұрын
😁🥹
@Brey8984
@Brey8984 10 ай бұрын
​@@tsigeradaኣነ እዉን ጥንስቲ እየ ዋ ሳብስክራይብ ግበርለይ 🌍ይ 😂😅
@tsigerada
@tsigerada 10 ай бұрын
@@HelpmeMyGod-k9c 😩😛
@ትግራይዓደይመዓረይ
@ትግራይዓደይመዓረይ 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ዳገሬዋ 😊 ለምለም ዓይነይይይ❤❤ፍቅርርር❤
@Selam-k4p
@Selam-k4p 10 ай бұрын
ኣብርሸይ ንስኻ ተሊኻ ደስ እነበለኒ እየ ዝካታተል.ኣቢየዋ❤
@trhashadish4054
@trhashadish4054 10 ай бұрын
ዋይ ኣብራሃም ማህረምቲ በዚሕዎ ዕንበባ ከኣ ንኣብራሃም ኣይትህረምዮ በጃኪ ለምለም ዓይነይ ናይ በሓቂ ኣዶ❤❤❤❤❤
@jhi3325
@jhi3325 10 ай бұрын
ዎይ አብርሃም ዝረኸቦ በቃ ብዱላ ኑሮኡ😂😂
@tebebehareya
@tebebehareya 10 ай бұрын
ሻሂ ናሰተኩ ነይረስ ክስሕቅ ተደፊኡኒ😂 አንዳ ገሬ አሙን ምንጪ ሳሓቅና❤🏖
@FilmonDesale-w8s
@FilmonDesale-w8s 10 ай бұрын
I’m from Eritrea🇪🇷 but I like u guys
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 10 ай бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ እሙን ንኹልና ስደተኛታት ስደትና የሕፅረልና ሰላምን ቅሳነትን ንህዝብና ቡርክ ሰንበት_
@KingoWendisis
@KingoWendisis 10 ай бұрын
ኣሕዋት'ን ዛገዛ ናይኩላትና ኢያ ላይክ 👍ኣይነረስእ ብሩክ ሰንበት🥰🙏🙏🙏
@cbffhf1567
@cbffhf1567 10 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም የሕዋት❤❤ ንሃረገወይኒ ዝፈቱ ላይክ 😂😂😂
@Haregte
@Haregte 10 ай бұрын
ዛ ሞክሸይ ዶ እወ😂
@GueshHaylemaryam-t2m
@GueshHaylemaryam-t2m 10 ай бұрын
የቅንየልናብጣዕሚነምስ
@GueshHaylemaryam-t2m
@GueshHaylemaryam-t2m 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😮
@SadasSusu
@SadasSusu 10 ай бұрын
ትኩርት ንህዝቢ እንደርታ ብጥሜት ይሞውት አሌ ወርዳ ሕንጣሎ ወጂራት😢😢
@yuyuyyieg6052
@yuyuyyieg6052 10 ай бұрын
የስስ ቀዳመይቲ ባዕለይ ሎምስ ላይክ ደቂ ሪመይ 😁🥰
@łûĺēŷŷēMômî
@łûĺēŷŷēMômî 10 ай бұрын
😂ላይከልኪ ሳፕስክራይብ ግበርለይ😊
@mamaalemey8541
@mamaalemey8541 10 ай бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ጌሬ እሙን ፍትሕ ንብርሃም ዝብል ላይክ ይርገጸኒ ❤❤❤
@mamaalemey8541
@mamaalemey8541 10 ай бұрын
@MilkanaChannel ገይረልኪ ለኩ ጽብቅቲ
@detdwe7230
@detdwe7230 10 ай бұрын
​@MilkanaChannel😂😂😂
@etcghvg424
@etcghvg424 10 ай бұрын
እሰሩና😂😂😂😂😂
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹሙ ብሓቂ ዘይናይኻ አይናይኻን❤❤❤❤
@tg-ty3cn
@tg-ty3cn 10 ай бұрын
ለምለም ዓይነይ ኣዶ ኮ ለዋህ ያ ኡፍ ንሕቁፊ ኣደና የብቀዐና
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 10 ай бұрын
ቱቅርሺ😂😂እስሩናያ ኣያ ዘብራኣብሩክ ተርእወም ክበልዑ እንዳ ገሬ መጭዋት❤❤❤
@Azuyuotube
@Azuyuotube 10 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም ሰላምን ፍቅርን የውርደልና🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ
@sratasrata5383
@sratasrata5383 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካብ ስደት ምትራፍ ይምሓረና ሂወት ስቅ እላ እያ እስከ ኣሕምኒ እዩዋ ፀሉይለይ
@DPo-fq3lb
@DPo-fq3lb 10 ай бұрын
ኣሜን
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k 10 ай бұрын
ኣሜን 🙏
@jgsg5356
@jgsg5356 10 ай бұрын
አሜን🙏ሳብስክራይብ ግበሪ❤❤
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና 10 ай бұрын
ኣይይይ ኣብርሃመይ ብልውህነትኻ እናተዘበጥኻ ትነብር ኣነ ብጣዕሚ እየ ልሓዝን
@HahaHshs-u2h
@HahaHshs-u2h 10 ай бұрын
ሞይተ ሳሓቅ በእውነት ያዓውይይይይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ቡሩኳት ዘርኢ❤😊
@BrukiGerekidan
@BrukiGerekidan 10 ай бұрын
ቀፅሉሉ ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ እዩ ኣረ ቀፃሊከ ከመይ ትከውን ብሃንቀውታ ክንፅበ
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤ እንዳ ገሬ ኡሙን❤🎉
@FerFerFe
@FerFerFe 10 ай бұрын
አብራሃም ዝፈትይ ላይክ ግጨይዊ😂😂
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 10 ай бұрын
ብርክ ሰንበት ይግበረና ተጋሩዋይ ❤❤💛💛💛
@AngesomTmaryam
@AngesomTmaryam 10 ай бұрын
ዝ ድራማ እዚ ተተቋሪፁ ብሙሉኡ ናትግራይ ህዝቢ ከም ዝጭፍጭፈኩም ፍለጡ ዕድመን ጥዕናን ንተዋሳእቲ ገሬ እሙን::
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 10 ай бұрын
😂😂😂😂
@jgsg5356
@jgsg5356 10 ай бұрын
ሩሑስ ባሕቲ ይግበረልና የሕዋት አሜን በሉ 🙏
@ሂዊጓልኣሕፈሮምማይስሩ
@ሂዊጓልኣሕፈሮምማይስሩ 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤ንኩላትና
@jgsg5356
@jgsg5356 10 ай бұрын
@@ሂዊጓልኣሕፈሮምማይስሩ ጓል አሕፈሮም ሳብስክራይብ ግበሪ❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 10 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍት ተንብብ ዘለካ/ኺ ፈጣሪ ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፀ ወላድኩም የረእኩም ፍቅራተይ አብ ፕሮፋይለይ አቲኩም ሳብስክራይብ ግብሩለይ ፍትወተይ አሕዋተይ🎉🎉☕️👏🤲
@Genettewelde-c4z
@Genettewelde-c4z 10 ай бұрын
።Amen Amen Amen
@zttgy7054
@zttgy7054 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 10 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓኖን መፃኩም ❤❤❤💛💛💛😁😁😂
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 10 ай бұрын
ብሩኩ ስንበት ይግበረልና ሓበሻይ🙏💗
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 10 ай бұрын
@MilkanaChannel ገይረልኺ አለኩ ንስኺ እውን ግበርለይ🙏
@jggehgd6433
@jggehgd6433 10 ай бұрын
አሜን(3)🙏🙏🙏❤❤❤
@gullala4624
@gullala4624 10 ай бұрын
አነ ልገርመኒ ከም ተከስተ ዓይነት ሰብ ምህላዉ እዩ 😂😂😂😂😂
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዶ ገሬ እሙን ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ኣለኩም ዶ 👍ርገፁ💖💖💖💖
@selamburuk
@selamburuk 10 ай бұрын
እዚ አብረሃም ኩሉ ግዜ ምስ ተቀጥቀጠ ኣያ ዘብረኣብሩክ መስቃ አብረሃም ከይትረክቡዋ ሰሚዙ ከኣ ተቀዲዳ😂❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 10 ай бұрын
ዙ ኣብራሃም ቀጥቂጥኩም ከይትቐትልዎ😂😂❤ኣብርሽ❤
@JgZg-ox8wn
@JgZg-ox8wn 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀኩም ፍሽክታይ💋🥰🥰
@نجمه-ك4د
@نجمه-ك4د 10 ай бұрын
ኣታ ድራማኡ ከይረአኩሞ ዲኩሙ ካሞነት ትፅሕፈ ቀስባ😂
@fanafani2638
@fanafani2638 10 ай бұрын
ትፅብይ ውዒልካስ 282😮 ብዝኮነ ዳሓን😂 ናይ ኣብራሃም ኣድነቅቲ ሳፕስክራይብ ግበሩለይ❤❤❤
@miliyoutube-su8uo
@miliyoutube-su8uo 10 ай бұрын
እሺ ማዓረይ ንስኪዉን ግበሪ
@VhGh-sh6qw
@VhGh-sh6qw 10 ай бұрын
ኣምላክ ህዝብናን ዓድናን ሰላም ኣውርደልና ❤❤❤
@pkkhan17
@pkkhan17 10 ай бұрын
በሳቅ ምትኩኝ የአብርሃም ልበሰ ተቀድድ በሆነ ግዜየ ነሮ ዉድነት 😅😅😅😅
@salamaa668
@salamaa668 10 ай бұрын
እንካዕ ሰላም መፃእኹሞ ኣድነቅት ሃሪግ ጓል ቃሽ ላይክ ❤ሃብኒ ደቂ ገጠሪ ኣየ ተኽስተ መሕሪሪ😢😢
@እዩኤልእግዚአብሔርእውነተ
@እዩኤልእግዚአብሔርእውነተ 10 ай бұрын
❤❤❤ሻንጣ ሙሉእ ሕርጭ ዘይብልካስ ሻንጣ ምሉእ ቅርሺ 😂😂😂
@Getishentertainment
@Getishentertainment 10 ай бұрын
ሰላም ደቂ ትግራይ ቡሩኸ ሰንበት ይግበረልና
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ😘
@Romiዩቱብ
@Romiዩቱብ 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፈተውቲ እንዳ ገሬ ሳብስክራይብ ግበሩለይ እግዚኣብሔር ካብ ክፉእ ይሓልኹም❤
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 10 ай бұрын
ብሩክ ስንበት ይግበረልኩም ይግበረልና ተጋሩዋኒ❤❤❤
@king_kiros_
@king_kiros_ 10 ай бұрын
ኮሜ ብድንግላ❤ ድንግል ጓል ክትመጻኒ ኢያ😂
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 10 ай бұрын
😂😂😂😂
@merytigraweyti
@merytigraweyti 10 ай бұрын
😂😂😂
@jggehgd6433
@jggehgd6433 10 ай бұрын
ኣና ለኩ ከየምልጠልካ ተቃላጠፍ👌❤
@king_kiros_
@king_kiros_ 10 ай бұрын
@@jggehgd6433 ብጅዋ ክጽሕፈልኪ ኣካውንትኺ ሃብኒ
@gual70enderta17
@gual70enderta17 10 ай бұрын
ኣታ ጫሓም 😂😂😂😂
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 10 ай бұрын
አንካዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ ፁሩያት❤❤
@michaeltemlehaimanot
@michaeltemlehaimanot 10 ай бұрын
ትሽም ኣይረብሕ ንሳ ኣይትረብሕ ገሬ ይኣኽ ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂
@ሂዊጓልኣሕፈሮምማይስሩ
@ሂዊጓልኣሕፈሮምማይስሩ 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@ዛፍወርቂ
@ዛፍወርቂ 10 ай бұрын
ናይ ተከሰተ ዘይምረዳእ ዘረባ ሰልቹውኒ አነስ ለምለም ዓይነይ❤ ሰማሃል❤ ዳኑኤል❤ አብራሃም❤ ዘበራኣብሩክ ዓይነይ❤
@AbrahamGoitom-r1o
@AbrahamGoitom-r1o 10 ай бұрын
ኣድነቅቲ ኣብራሃም like ግበሩ ገጽና ዝሓደረ ገዓት ከይመስል 😊
@ZfanMehari
@ZfanMehari 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀአኩም ብጣዓሚ ዝፈትወኩሙ እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤❤
@ሶሌምጓልትግራይ
@ሶሌምጓልትግራይ 10 ай бұрын
ብወላዲትኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ መዓረይ ክፉእ ኣይንካእኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም❤☝ምንም ኣይተድክመኩም በጃኩም 😢❤
@alefumekele3184
@alefumekele3184 10 ай бұрын
ብሽም ወለደይ 👍👍❤
@hyagfddgfddhhdd
@hyagfddgfddhhdd 10 ай бұрын
በሽም ወለደይ❤
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz 10 ай бұрын
እሺ ወድየ ሳብስክራይብ መልስ ንስኽውን
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz 10 ай бұрын
​@@alefumekele3184ናኣይ እወን ግበሪኒ ማዓረይ
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz 10 ай бұрын
​@@hyagfddgfddhhddናኣይ እውን ግበሪኒ ማዓረይ
@alulaabanega9008
@alulaabanega9008 10 ай бұрын
ል ለምለም ዓይነይ ዝፈቱ ሊክ ፅቀጥዋ 👍
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋረዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jgsg5356
@jgsg5356 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪ ሓፍተይ❤
@الال-ك3ق1س
@الال-ك3ق1س 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤😘😘
@سامرالشيخ-ع5ز
@سامرالشيخ-ع5ز 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤❤❤❤
@selugaltgray8759
@selugaltgray8759 10 ай бұрын
እንቃዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ💜
@ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ
@ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኤኹመ ተናፋቅት ፍጥረት❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ሃኒጋልትግራይ-ዐ4ለ
@ሃኒጋልትግራይ-ዐ4ለ 10 ай бұрын
💒🙏✝️ርሑስ ባሕቲ ይግበረልና💐🌻🌻 ❤️ ባሕቲ ሰላም ባሕቲ ፍቅሪ ባሕቲ ሓጎስን ደስታ ባሕቲ ቅሳነትን ስኒትን ይግበረልና🌿🥀🌻💐 ኣሜን💛💒ኣብ ዘለናዮ ባዕላ ደንግል ማርያም ትሓልወና✝️🌿🌿 ካብ ክፉእ ነገር ካብ ወፂእካ ምትራፍ ይሰውረና ፈጣሪ🌿💐🌻🌻🥀ስደትና ኣሕፂሩ ብሰላም ገፅ ወለድና የርእየና 🌿🌹🥀🌻❤️💘
@stgatesfun3010
@stgatesfun3010 10 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፂከም❤
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 10 ай бұрын
አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም አንዳ ገሬ ብርኻት ሰድራና 💘🙏💘💋💋💘💘
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 10 ай бұрын
*_እዝ ኣብርሃም ግን ከሕዝነካ ኩሉ ግዜ ክውቃዕ😢😢_*
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ❤❤
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g 10 ай бұрын
Gere Emun show, reflects the true character of Tigray.
@solianashow3315
@solianashow3315 10 ай бұрын
then u dont know ur country........"SHh qa tekone hyaway aytiemen tigraway"
@Trhas601
@Trhas601 10 ай бұрын
ኣብራሃም ማዓረይ ከም ለምለም ዓይነይ ትዕግስቲ ዘለዋ ስብ ዶ ኣሎ ዋይ ኩሉ ከም ኣብራሃም ተዝከውን😂😂😂😂
@Bay862
@Bay862 10 ай бұрын
እዚኣ ባዕላ ብጨና ደንዚዛ ኢያ 😂😂😂😂😂 you make my day 💕
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 10 ай бұрын
ኣብራሃም ትክክል ኣለኻ ዘይናተካ ኣይናተካን ።❤❤❤
@awetwelehawerya7007
@awetwelehawerya7007 10 ай бұрын
ሰላማት ገሬ እሙን እንካዕ ብሰላም መፃኩም እና ኩብራት ተካታተልቲ
@Abilovetube742
@Abilovetube742 10 ай бұрын
ዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ማዓልትኩም ቁድስን ብሩክን ይኩነልኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም 🙏🙏🌹🌹 ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይ ግበሩለይ ኣሕዋተይ 1ሽሕ ክበፅሕ ተሓባበሩኒ 🙏🙏🌹🌹
@EruStar12
@EruStar12 10 ай бұрын
Ezi kesete koynu zserh gn endarebeshe kurub ❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 10 ай бұрын
_ኣቤት ስብ ኮመንት ኣብዚ እኹም ትድቁሱ ዘለኹም🙆‍♀️🙆‍♀️🥺🤣🤣_
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 10 ай бұрын
ኡሶሩና በቃ 😂 እዳገሬ ኡሙነይ ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም እስከ ምንጪ ሳሓቅና ኮኢኩም 😂
@ትግራይ-ቘ7ኘ
@ትግራይ-ቘ7ኘ 10 ай бұрын
እማሸይ ፈትየይ ሃረገወይኒ😂👌
@Mreflected742
@Mreflected742 10 ай бұрын
ሞይተ "ኣይዞኻ እናመፃእና ክንጥይቀካ ኢና" 'ነንበይንና ድዮም ክኣስሩና' መሕጎላት ዳገሬ እሙን kkkkkkkk ይመቸኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 10 ай бұрын
እንኮዕ ዳሓን መፃኩም❤❤❤❤❤❤❤
@Weditembien-to8bd
@Weditembien-to8bd 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ሪመይ 🎉🎉🎉💞💞💞💞💞💞👏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤💕💕💕💕💕
@tsehaytsehay3161
@tsehaytsehay3161 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዶ ገሬ እሙን ❤💛❤💛❤💛😘😘😘
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 10 ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ተጋሩዋ❤❤❤
@jgsg5356
@jgsg5356 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩ ሓፍተይ❤❤
@ኢየሱስይመጣል-ኈ3ሸ
@ኢየሱስይመጣል-ኈ3ሸ 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእክም እንዳ ገረየ እምን
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 10 ай бұрын
ጀጋኑ እንካዕ ብሰላም መጳኹም።❤❤❤
@yemg7885
@yemg7885 10 ай бұрын
ፍልፍል ስሓቐይ ዳ ገሬ-እሙን።😂😊 ሓሪፍቲ ክፋል።
@WediFares-jf2cm
@WediFares-jf2cm 10 ай бұрын
ይመችኩም ተጋርዋኒ❤❤😂😂
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ዝፈትወኩም 🙏🥰ግን ሞይተ እየ ብሳሕቅ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ይምችኩም እስኪ 🙏🤣🤣
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 10 ай бұрын
❤❤It's a nice and fabulous drama!
@alulaalula9344
@alulaalula9344 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ብአኩም ሓንጎልና ነሐድስ የቀንየልናክአ
@GoytomMezgebe-f7p
@GoytomMezgebe-f7p 10 ай бұрын
እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ❤❤❤
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ቡሩኩ ሰንቤት ይግበረልና ይግበረልኹሙ🙏🙏🙏
GERE EMUN PART 199 | ገሬ እሙን ክፋል 199
28:51
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 161 М.
gere emun part 158 | ገሬ እሙን ክፋል 158
38:32
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 445 М.
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,3 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,3 МЛН
ТИПИЧНОЕ ПОВЕДЕНИЕ МАМЫ
00:21
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 1,4 МЛН
Gere Emun Part 151 | ገሬ እሙን ክፋል 151
30:01
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 355 М.
🤣 ጌጋታት ገሬ እሙን ድራማ ኣብ እዋን ቀረፃ 1’ይ ክፋል #gereemun #ገሬእሙን
4:02
ጌጋታት ድራማ ገሬ እሙን - Gere Emun
Рет қаралды 20 М.
Gere Emun Part 175 | ገሬ እሙን ክፋል 175
46:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 385 М.
🔴 የእግዚአብሔር መንግሥት በመካከላችሁ ናት || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New
3:04:43
eritrean comedy  ntehagagez ንተሓጋገዝ
17:47
kidun say
Рет қаралды 601 М.
gere emun part 150 | ገሬ እሙን ክፋል 150
35:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 363 М.
Чтобы мама не ругала 😂 #shorts
0:43
Julia Fun
Рет қаралды 1,9 МЛН
They saved him from the freaky hitmen 😳 #movie #series
0:56
FlexxFlixx
Рет қаралды 9 МЛН
They saved him from the freaky hitmen 😳 #movie #series
0:56
FlexxFlixx
Рет қаралды 9 МЛН