♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 እንቋዕ ናብ ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ወርሓዊ ክብረ በዓል ብሰላም ኣብጸሓና/ኣብፀሐኩም ። ፣፣፣ ናይ ኣምላኽና እየሱስ ክርስቶስ ይቕሬቱኡን ፣ ምሕረቱን በረኸቱን ፍቀቕሩን ረዲኤቱን ኩሉ ምስ ማሕበርናን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያንን ይኹን ኣሜን። ንዓድናን ንሃገርናን ኹሉ ሰላምን ምሕረትን ቅሳነትን ስኒትን ፍቕርን የውርደልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ኣሜን ፫። ♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 ✍️✍️✍️...“ መልክዕ ባርያ ወሲዱ ርእሱ ዓርሱ ኣሕሰረ፡ ሰብ እውን መሰለ፡ ብንብረቱ ከም ሰብ ኾይኑ ተረኸበ። ዓርሱ ኽሻዕ ሞት ኣትሐተ፡ ክሻዕ ሞት ኣብ መስቀል እኳ ደኣ ተኣዘዘ።”ፊሊጲ.2፡7-8 ♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹✝️✝️✝️🌹🌹🌹✝️✝️✝️🌹🌹🌹 ♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 Happy monthly feast of The Crucifixion of our Lord and God Jesus Christ. May His mercies and pardon be multiplied on us amen.♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 ✍️✍️✍️... He humbled Himself and became obedient to the point of death, even the death of the cross. Ph2:8 ✍️✍️✍️... taking the form of a bondservant, and coming in the in likeness of men. And being found in appearance as a manPh2:7