ጌታቸው መልሲ ሂቡ፣መግለፂ ምዕራብ ትግራይ/ ብዛዕባ ተፈቲሖም ዝተብሃሉ ተጋሩ ምክልኻል ሰራዊት/ tigray

  Рет қаралды 5,370

Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

Күн бұрын

#tigray #tigraynews #ethiopia #ethiopianews #ሰበርዜና #ሰበር #tigrignamusic

Пікірлер: 14
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 6 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ኻአዕአብፀሄካ❤❤❤❤❤
@tsehaigabremeskel8967
@tsehaigabremeskel8967 6 күн бұрын
NA. He is a lair ጌታቸዉ ጌጋ ንብሎ ተጋሩ ትግራይ አትቁረስ አተዳናግረና
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 6 күн бұрын
ዝዝቀደመ አይኽፋእ ተፈትሖም እንኳዕ ናብ ቤተ ሰቦም ተቀላቀሉ ካብቶም ግፈዐኛታት ተለቂቆም ሓድሽ ዓመት እንኳዕ ምስ ቤተ ሰቦም ወዓሉ
@tigabuyaya9039
@tigabuyaya9039 6 күн бұрын
eti animation fire zimesil ab li'eli Getachew gin entay maletka yeu?
@ሰብደየለይ
@ሰብደየለይ 6 күн бұрын
እቲ ጽቡቕ ነገሩ ኣብ ትግራይ ካብቲ ንህዝቢ ዝወሃብ ናይ ምጽወታ እኽሊ እቲ ብሰበ ስልጣናትን: ውድባትን: መንግስቲን ዝወሃብ መግለጺ ዝዛይድ ምዃኑዩ..""
@kunama1170
@kunama1170 5 күн бұрын
ባዓል ረዳኢ ሓለፎም ደጊም ዘታልልዎ ሰብ የለን ይውረዱ በልዎም።
@MarthaHaymanot
@MarthaHaymanot 6 күн бұрын
ዝ ህዝቢ ጭንቀት ይኣኽሎ; ንመንበር ሃርጎፍጎፍ ያኣክል; እቲ ምሕደራ ህዝቢ ነቶም ዉርዙያት ሓይልታት ምክልኻል ኣማራርሓ ይዋሃብ; ናብስሩዕ መስመር የትሕዙዋ ዛዓዲ; ዝኽየድ ዘሎ ኸይዲ እቲ ኣብ ኢ/ያ ዝተፈጥረ ተጋሩ ዘባሳብስ ዓይነት እዩ😢😢😢
@sagaas6052
@sagaas6052 6 күн бұрын
መንግሰቲ ኢካ መን እዩ ኢልዎ
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 5 күн бұрын
ነፈጥ ሰራሕካ ገበረ
@kunama1170
@kunama1170 5 күн бұрын
ብመሰረቱ ክፍትሑ ተወሲኑ እምበር እቶም 178 እውን ኣይተፈትሑን ካሊእ ጌታቸው መን ከምዝሸሞ ዶ ይፈልጥ ??? ንባዕሉ ካብ ዝሽዎም እታይ ሰሪሑ??
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 6 күн бұрын
እዞም ብስብሓት ነጋ ተመሪሖምን ሃንጎሪማታትን ብደም ወለዶ ዝተጨማለቑ ዘይትገድፉዎም ግዳ
@fisshadesta
@fisshadesta 6 күн бұрын
እንዄን ኣብፀሐካ ን2017 ዓ/ም። ኣየ ህዝቢ ትግራይ ዝረኸብካዮ መከራ። ደቅኻ ንኽትነብር መሪቕካ ናብ ጦርነት ሊእኽካ ዋግዋጎ ሰላም ረኺብካስ መሪሕነት ህወሓት ንስልጣን ይራግሑ ኣለው። ኩሉ ነገር ቅድሚያ ሰላም ነቐድም። ንግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ተገዛእቲ ንኹን ስሕተት እንተሃሊዎ ክንቀፍ ኣለዎ። ትርምሱ ዝቕፅል እንተኾይኑ ፀጥታ ኢዱ ከእቱ ኣለዎ። ልዝብ ነቐድም። ተኣሲሮም ዝነበሩ ተጋሩ ምፍተሖም ደስ ዝብል እዩ።
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 6 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ተግባርኻ ሪኢናዮ ውረድ ድአ ዝሰፈሩ ወረርቲ ከይወፁ ተፈናቐልቲ ናብ ቐተልቶም ክትሰድድ አይንደልን: ዋላ ግዝአትና ይመለስ ሪፈረንደም ድሕሪ ጀኖሳይድ ዘይሕሰብ እዩ: ነበረ ህዝብና ዝጠፍአ ህዝብናን ንብረትናን ንምቁፅፃር ኸም ጌታቸው ዝአምሰለ ሰብ ከፈፅሞ ስለዘይኽእል ሕውሓት ቶሎ ሰብ ቐይሩ: ጌታቸው ዘይምሕፋሩ TDF ትሕተይ እዩ ማለቱ ዘሕዝን እዩ: ትግራይ ብዙሕ ጎደሎ ዘለዋ ሰብ አይትምራሕን: ጉረኛ ሓሳዊ ኸዳዕ መራቱ አሕሊፋ ዝሸጥ: ...
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 6 күн бұрын
ዘበነ ብልፅግና ይግበረልና ተሪፋ 😂😂😂😂😂😂
ውሳነን መግለፂን ህወሓት፣ህዝቢ ታይ በለ? /tigray
40:29
Natna Forum ናትና ፎረም
Рет қаралды 3,2 М.
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 35 МЛН
Je peux le faire
00:13
Daniil le Russe
Рет қаралды 19 МЛН
SCHOOLBOY. Мама флексит 🫣👩🏻
00:41
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 7 МЛН
Ethiopia - “ተሸውጃለሁ….!” ደፂ
9:40
Feta Daily
Рет қаралды 70 М.
sep 17/2024 ሓዊ ተወሊዑ ሎምስ ተወዲእወን
22:31
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 20 М.
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 35 МЛН