KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Geyashit lbi Part 29 ገያሺት ልቢ ልቢ ወለድ ዛንታ መበል 29 ክፋል
22:03
ትረካ ፡ አዲስ ሙሽሮች - ዩሪ ናጊቢን - Amharic Audiobook - Ethiopia 2023 #tereka
47:14
ТЫ В ДЕТСТВЕ КОГДА ВЫПАЛ ЗУБ😂#shorts
00:59
Who's spending her birthday with Harley Quinn on halloween?#Harley Quinn #joker
01:00
娃太多了!爸爸一碗水端的平吗? #四小只吖 #日常 #搞笑 #搞笑家庭 #姐弟 #家庭生活
00:22
1, 2, 3, 4, 5, 6, 7, 8, 9 🙈⚽️
00:46
Geyashit lbi Part 28 ገያሺት ልቢ ልቢ ወለድ ዛንታ መበል 28 ክፋል
Рет қаралды 8,730
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 91 М.
Selam Multimedia
Күн бұрын
Пікірлер: 27
@barcelonalovelyclub3340
3 жыл бұрын
ካብ ልቢ thank you 💎 በጃኹም ግን ሰብ ኣይትቀያይሩ ስምዒት ተኸታተልቲ ተረድኡ። እቲ ከም ጋል ኮይኑ ድዛረብ ደሎ ክኣ pls ኖ መቐረት ገያሺት ልቢ ሃደሽደሽ የብሎ ኣሎ ከምቲ ዝሓለፈ ግበሩልና ኣታ መን ኣሎ ኣስሙዑለይ ተኸታተልቲ። pass ኣይመጸንንንን ድምጺ ጋል ግደፍ በጃኻ🙏
@yonasteklabgebreindrias361
3 жыл бұрын
ሪሊ ናይ ባሓቒ ኣብዚኣ ዛንታ እዚኣ ዘለኒ ፍሉይ ዪ።ሞ እነተ ሎሚ ግን ኣይግድን ኣዳማጽ'ጻ ቓላጥ ማዕረ ኸንደይ ኣቕሎቦ ሰባት ይስሕብ ዝያዳ ኣብዚኣ ሰራሕ እዚኣ እየ።ተሚሀረ ምስናይ ቕደም ዝነብረን ምስ ናይ ሕጅን ሰማይን መድረን ስለዚ ንምውቃስ ዘይኮነ በቲኣ ዝጀቭረታ ክትውድ ኔረዋ ሙት ሰብ ሃሲኹም ፕሊስ ተረዱና ሶሪ ገን ሕማቕ ኣይኮንካን ግን ንጋይሽት ልቢ ዝኸውን ቓላት ኣድማምጻ ኣይኮነን እዚ ድምጽኻ
@SelamMultiMedia
3 жыл бұрын
የቀንየልና ኣዚና ነመስግን ከምቲ ተገዲስኩም ሪእይቶ ዝገደፍኩምልና ኣንሕናዉን ተገዲስና ክንምልሰልኩም። ገያሺት ልቢ ሓንቲ ካብተን ብኽሳራ ንዕጋበት ጥራሕ ንሰርሓ ዘለና ተኸታታሊት እያ።ዋላ ዉሑዳት ተኾንኩም ተኸታተልታ ፡ኩሉ ትብልዎ ግን ንሰማማዓሉን መፍትሒ ክንገብረሉ ንጽዕርን ኢና። ገያሺት ልቢ ኣብ ፈለማ ብብዙሕ መገዲ ክንሰርሓ ኢና ፈቲንና ማለት ድራማ ክንገብራ ሓሲብና ግን ከምቲ ደራሲ ዝሓሰቦ ኩሉ ኣብ ወይ ብ ተዋሳእቲ ጌርካ ክትረኽቦ ኣይትኽእልን ኢኻ። ደሓር ከኣ ቀጺልና ፍርቁ ብተዋሳእቲ ፍርቁ ብትረኻ ክንሰርሓ ሓሲብና እዚዉን ነቲ ኣእምሮ ሰማዕቲ ክንድርቶ ኢና ኢልና ሓሲብና ማለት ናይ ባዕሉ ቦታታ፡ ገጸባህርያት፡ መልክዓትን ካልእን ክሰርሕ ክንገድፎ መሪጽና ። በዚ መንገዲ ኢና እምበኣር ብ ካርቱን ዓይነት ገጾም ዘይርኣዩ ዘይልለዩ ሰባትን ን ኻልድ ከኣ ክትርኸልና ተሰማሚዕና። ዉሑዳት እኳ ተኾንኩም ግን ደሓን ዝኾነ ተቀባልነት ብኣኹም ረኺባ። ደሓር ግን ኻልድ ምጥዓም ክኣብዮ ምስ ጀመረ ናብ ካልኣት ተረኽቲ ኣብ ምድላይ ኣቲና ፡ ብኸምዚ ምኽንያት ከኣ ንቡዙሕ ግዜ ተቋሪጻ ጸኒሓ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ተረኽቲ ፈቲንና መጨረሽትኡ ግን ምስ ተስፊት ወዲእና ኩለን እተን ክፋላት ክውድአን ከኣ ኣረኪብናዮ ድሮ ኸኣ ብምልእታ ተሪኹ ኣረኪቡና ኣሎ።ሕጂ ኸኣ ወትሩ ሓሙስ ከንቅርባ ጀሚርና ኣሎና።
@barcelonalovelyclub3340
3 жыл бұрын
@@SelamMultiMedia ኣጆኻ ነቲ ቡሉጽ ነገር ውሑድ ሰብ እዩ ዝከታተሎ ብሓጺሩ ደራሲ ኩሉ ጊዘ ኣብ ምዕዛብ ስለ ዝኾነ ይፈልጦ እዩ I am sure I love this story ⛰❤️
@SelamMultiMedia
3 жыл бұрын
@@barcelonalovelyclub3340 thank you so much
@samsomteklebrhan6645
3 жыл бұрын
Top
@samera7043
2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️
@dawitazin1590
3 жыл бұрын
ነዛ ድራማ ማህነና ኣጥፊእኩምላ ነቀፌታ ግን ከይመስለኩም ኻልድ ጽቡቅ ጌሩ ይገልጽ ኔሩ
@teweldeyemeneab5484
3 жыл бұрын
ኣንበብቲ ስምዒትና ሴርኩሞ : ከም ካልድ ክመጽእ ዝኽእል የለን።
@selamabraham4773
5 ай бұрын
ኣዚየ ዝፈትዋ ዝነበርኩ ንዛ ዛንታ ብሰንኪ ተራኺ ኣዚየ ጸሊኤያ
@alekaleko463
3 жыл бұрын
ካልድ ኣምጹልና'ባ
@love-gb2xb
3 жыл бұрын
Ufff plzzzz ayteqarxwa hji
@SelamMultiMedia
3 жыл бұрын
ሐራይ እሺ።
@kidaneweldeghebriel3182
3 жыл бұрын
በጃኹም ርኢቶ ትዓዘብትኹም ትገደሱ ኣውን ክምዚ ሓውና ሰብ ኣይትቐያይሩ ከምኡውን ኣብ ሰሙን ሓንቲ ግዜ ውሒዱ ሰለስተ ክትገብርዎ ንምሕጸን
@berakitesfaghabir4974
3 жыл бұрын
Anbabi eti qedamay zeytemxewo.meqeret zbehal zeybla koyna.bflay nay gual dmxi kigebr kelo
@ejamzak3178
3 жыл бұрын
Great story. Keep it on. 💯
@SelamMultiMedia
3 жыл бұрын
Thank you! Will do!
@መምህርጆርጆዩመምህረይ
3 жыл бұрын
መርሓባ እንካዕ ዳሓን መጻኹም የሕዋት ምስ እዛ ዛንታ ልብና ተሸሪቡ ኔሩ ሶ በጃኹም ኣብ ሳዓቱ ፈንውልና ክኣ እዚ ናይ ጋል ድምጺ ነዚ ዛንታ ጸይቕዎ ኣሎ ተንብብ ጋል ተረኸብኩም ጽቡቕ ተደይ ኮይኑ ብሓደ ድምጺ የምብበልና ምስ ሰናይ ይቕሬትኡ መሻቐሊት መሳጢት ልበወለድ የቐንየልና ደራሲ ከምኡ ድማ ኣምባቢ 😍
@kidaneweldeghebriel3182
3 жыл бұрын
ደቒቅ ውን ተሓባበሩና
@fifisweet1385
3 жыл бұрын
Eti nay gal dimxi dizareb delos ente tekaelu gal ente tikiyru bisnay akbirotu zanta gin geleaynet ab seatkum kea temelesuna
@nikedimos2608
7 ай бұрын
ካብ 26 ክፋል መቐረት ስኢና ኣንበብቲ ኣይግድን. ተስፊት ኣብቲ ናይ ደቀንስትዮ ድምጺ ኣባላሽዎ.
@nikedimos2608
7 ай бұрын
ብፍላይ ናይ ዛይድ ረባሺ ኮይኑ
@samsomteklebrhan6645
3 жыл бұрын
Kald is beter abey keydu kald ezi wedia abalashiwa qdmi hade amet eye zsema nere bejaka wey xbuq gerka kem nay kald glexo wey aqarxo plic
@danielhailemichael8448
2 жыл бұрын
Eza zanta timt kela treka gn zero 😴
@selamasweet7680
7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@nura3065
3 жыл бұрын
Mara des zebel lebi weled eyu ne xehafay mara eyu adniqeyo. Gina eti anbabi Kaled terah entezekewen memerexku.
22:03
Geyashit lbi Part 29 ገያሺት ልቢ ልቢ ወለድ ዛንታ መበል 29 ክፋል
Selam Multimedia
Рет қаралды 8 М.
47:14
ትረካ ፡ አዲስ ሙሽሮች - ዩሪ ናጊቢን - Amharic Audiobook - Ethiopia 2023 #tereka
ትረካ - Tireka Tube
Рет қаралды 35 М.
00:59
ТЫ В ДЕТСТВЕ КОГДА ВЫПАЛ ЗУБ😂#shorts
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 4,1 МЛН
01:00
Who's spending her birthday with Harley Quinn on halloween?#Harley Quinn #joker
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 27 МЛН
00:22
娃太多了!爸爸一碗水端的平吗? #四小只吖 #日常 #搞笑 #搞笑家庭 #姐弟 #家庭生活
四小只吖
Рет қаралды 16 МЛН
00:46
1, 2, 3, 4, 5, 6, 7, 8, 9 🙈⚽️
Celine Dept
Рет қаралды 106 МЛН
19:42
Geyashit lbi Part 30 ገያሺት ልቢ ልቢ ወለድ ዛንታ መበል 30 ክፋል
Selam Multimedia
Рет қаралды 8 М.
17:47
መበል 23 ክፋል ዘይተደበሰ ልቢ ተኸታታሊት ዛንታ
MOSOB ADE CHANNEL Serving The True Story
Рет қаралды 204
10:47
ዓዲ-ቀይሕ adi-keih
ሜዔላ ቲቪ
Рет қаралды 1,2 М.
6:35:58
Full Video - Rezene - ረዘነ - ሓቀኛ ዛንታ
Selam Multimedia
Рет қаралды 189 М.
ነሹ መጸ መጸ/ ንሞዴል ስኒት ዘሐጉስ መደብ ተዳልዩ/ መገዲ ኣየራት ናብ ኤርትራ በረራ/ ቻይና ዋየዋየ
Neshnesh Tv
Рет қаралды 576
23:31
Sheger Mekoya - አሳሪዋን ያፈቀረችው ሄለና ሲትሮኖቫ ! Helena Citrónová Eshete Assefa @ShegerFM1021Radio
Sheger FM 102.1 Radio
Рет қаралды 75 М.
54:14
ፍቅር ወይስ ዘውድ | Ethiopian love story | Yesewalem
yesewalem የሰውአለም
Рет қаралды 7 М.
1:02:23
HDMONA - Full Movie - ዝደሓነት ልቢ | Zdehanet Lbi - New Eritrean Film 2023
HDMONA NEBARIT
Рет қаралды 168 М.
4:22:08
ምሉእ ትረኻ መጽሓፍ እቲ ኣዝዩ ሕጒስ ሰብ ኣብ ዓለም | eti azyu hgus seb ab alem | Tigrinya Audio Book #AseyMedia
Asey Media
Рет қаралды 28 М.
22:19
Geyashit lbi Part 42 ገያሺት ልቢ ልቢ ወለድ ዛንታ መበል 42 ክፋል
Selam Multimedia
Рет қаралды 7 М.
00:59
ТЫ В ДЕТСТВЕ КОГДА ВЫПАЛ ЗУБ😂#shorts
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 4,1 МЛН