እዛ ጥበብ እዚኣ ስጋዊትን ሰይጣናዊትን ኢያ።

  Рет қаралды 73,860

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Күн бұрын

Пікірлер: 787
@1443TH
@1443TH 5 сағат бұрын
መምህር ቃለ ህይወት ያሰማልን! የሰጠኸው ትምህርት በጣም ጥሩ እና ህዝቡ እንደዚህ አይነት ሀጢያት እንዳይሰራ ይጠነቀቃል
@salamaas5943
@salamaas5943 15 сағат бұрын
ተባዓ ናይ ክርሰቶሰ ውታደር🙏✝ አምላክ ዕድመን ጥዕና ያሃብካ 🙏
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 14 сағат бұрын
አወ ካባኻ አየ አታ ሓቂ ክጽበያ ጸኒሐ ምስ ሰማዕኩኻ ግን ዋአ ኢለ ምስ ሰባት ኖ ገና ክጽበ አየ ካልአ ኢለ አኖሆ ባዕልኻ መጺኻ ኣነ ከም ሰብ ኣይኮነን ኣብዚ ናይዘን ኣዴና ዕድመ ዋላ ቶም ናአሽቱ ዝገብሪኦ ከማን ኣይድግፎንየ ኣምላኽ ኣብ ዝመረጾ ግዜ በቲ ሕጋዊ ተፈጥሮ ክህብ ከምዝኽአል ኢየ ዝኣምን አምበር አዚ ነገርዚ ኣይድግፎንየ
@kumbraza
@kumbraza 13 сағат бұрын
ነመስግነካ በዚ ትምህርትኻ. እዘን ኣደስ ከምዚ ጌረን ክወልዳ ብዙሕ ገንዘብየን ከፊለን ዘለዋ,, ዘኽታም ቆልዐ የዕብየናሉ እንተዝኾናስ ከመይኮን ኣምላኽ ባህ ምበሎ.
@Ksaksa78ksaksaKsaksa78ksaksa
@Ksaksa78ksaksaKsaksa78ksaksa 40 минут бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ መስተወዐል ይሃበና 👏🙏
@dawitm.841
@dawitm.841 12 сағат бұрын
ስልጣን ብሩክ ሐወይ አብዛ ናይ መጀመርያ video ዝሰራሕካያ ናይ ባሐቂ ተስፍ ጌረ ኔረ ስለምታይ ናብ Turkey 🇹🇷 ወይ India 🇮🇳 ዝከድ አዕርኩተይ አለዎ ዉላድ ዝረከብ አነ ግን ይጠራጠር ኔረ ናይ መጀመርያ video እዛ አዴና አብ India ከይዳ ዝወለደት ዝደገፍካዮ መሲሉኒ ምስ ባዕልቲ ቤተይ ናብ turkey ወይ India ንኪዲ ሐጥያት አይኮነን አብ ስልጣን KZbin ሰሚዔዮ እየ ኢለያ ንሕና ካብ ንፍለጥ 20 ዓመት ካብ ንምርዓዉ 17 ዓመት ጌርና ብዙሕ ጸቅጢ አለና ብስድራ ብፈተዉትና ብዛዕባ ዉላድ ብሕልፊ አነ ዓሌተይ ዉሑዳት ኢና ግን ንአምላክ ናጸለና ብእምነት አምላክና ንጽበ አለና ስለዚ እዛ ካልአይቲ video ጽቡቕ ጌርካ ዝሰራሕካያ ስለምታይ ናብ Turkey & India ምካድ ዉላድ ምርካብ ሐጥያት ከምዝኮነ አረዲኢካና ገሊጽካልና የቀንየለይ አብ ጸሎትካ ዘክረና ናትካ አድነቅቲ ኢና አምላክ ጸጉኡ የብዛሐልካ keep up a good work ስልጣን ሐወይ❤❤❤. አብ እምነትና ጸኒዒና ክንነብር አብ ጸሎትካ ዘክረና...
@TiTiYou-r5j
@TiTiYou-r5j 11 сағат бұрын
ለቦዋይ እትንፋሰ ክርስቶሰ ተለምንካዮሞ ዕለት 9 እዩ ዝብዕሉ ናብ ስላሴ ፈጣሪየ ለምንሎይ እልኪ እንድሕር ተማህፅንካዮሞ ውላድ ትርከብ እካ ከዝከርኹም እየ ዐለት 9 ትኮንሎ እልካ መልማን
@AhmedAhmed-kz9st
@AhmedAhmed-kz9st 9 сағат бұрын
አጆክም አብ እምነትክም ፅኑዑ እግዝአብሔር አምላክ ድሳአኖ የለይ ድእልሳበት ድብፅሕት ድንግል ማሪያም ትብፀሕክም ክብራት እግዝአብሔር ናዋዕሉ ታአምሪ ከገብረልኩም እዩ እስካትኩም ድማ ዓቅል ከድለየኩም እዩ ክልተክም ዃየኑክም ፆሎት አዝዋትሩ ዳአም ጨቅጨቅ ልውጥ አያምፅኡይ ብምሉኡ ልቤክም ናብ አምላክ ቅረው ትፋቆሩ ናብ ክልተክም ስብ አይታእትው ዋላ በትስብ ወልድካዮለ ከሓምም ይክእል እዩ ምክረ ወለዱለ ደይክስምዕ ክእልእዩ እስካትኩም ግን ጥራሕ ድእምብራሃን ለምንዋ21ባዕላ ታሓልኩም❤❤
@Azahieleazahiele
@Azahieleazahiele 8 сағат бұрын
Ajokum.egzabihier zeseano yelen bezuh ftena kemxkum eyu besdrabietkum geb betsfa ketsarewo ekum emebrehan mesakum tekun 🙏
@senaitghebremicael3279
@senaitghebremicael3279 8 сағат бұрын
Yehwatey tsenikum mesbaykum fetari hizkum sebuk eyu gen wala hendi tekedkum ne hkmna eti zerii natka eti egg nay bealbetka tekone ab tehti fetari be hagez hkmna hatyat delewo aymeslenen menalbat gega enteleni akedime yekreta yehatet sebuk edel ymeneyelkum
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 сағат бұрын
ኣጀኩም ብሩካተይ ካብ ሕማቅ ነገር ዳኣ ንርሓቅ እንበር ኩሉ በብግዚኡ ሰናይ ክኮነልና እዩ ዝተባረከ ውላድ ንእግዚኣብሔር ዘገልግል ያሃብኩም እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ኣምላክ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
@farah-f4j
@farah-f4j 15 сағат бұрын
ክብር ይሃብካ ስልጣን ዋወይ ኣምላኬ ሆይ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ካብ ባዕለይ ጭምር መንገዲ ህወት ይሚርሓና 😢😢
@RakiTube-
@RakiTube- 5 сағат бұрын
እግዝዮ ማሓረና ክርስቶስ እንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢና እሞ ይቅረ በለልና ፈጣሪ ኣቦይ ማዓረይ😢😢
@medhini7477
@medhini7477 16 сағат бұрын
ምሕረት የውርደልና 😢ካብ መሐብሐቢ ህፃናት ሓደ ቆልዓ ኣምፂእካ ምዕባይ የሐሽ በረከት ትረክብ እካ ❤❤❤
@eyuyey2718
@eyuyey2718 16 сағат бұрын
Nay behaki hade zektam kolia enteze’ebya abi xdki neru kab bgenzebka abi hatyat mshmat. 😢
@yodittsegay3632
@yodittsegay3632 16 сағат бұрын
ብሓቂ ኣነ ዉን መጀመሪያ ናይዘን ኣደ ምስ ሰማዕኩ ከምኡ ኢየ ኢለ
@sabaamanuel8501
@sabaamanuel8501 16 сағат бұрын
ገርምና እዩ እኮ ንኣና
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 15 сағат бұрын
አነ እወን ምስሓሳብኪ እየ
@Maryam1234-c3y
@Maryam1234-c3y 15 сағат бұрын
ኣነ ከማን ከምኡ ኢለ መኽንያቱ በዚ ዝነበረ ኪናት ብዝሓት ስድራቤቶም ዝሰኣኑ ህጻናት ሰለ ዘለዉ ካብኦም ከዕብያ ነይርወን እምበር እዝስ ስራሕ ኣይኮነን
@ساره-ه1ظ1ك
@ساره-ه1ظ1ك 12 сағат бұрын
ብሓቂ ክብር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና❤😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 10 сағат бұрын
ደምረን ወለላይ🎉❤
@dfhf8186
@dfhf8186 6 сағат бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐል ክብር መምህረይ🤲 ብሓቂ ፈጣሪኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ሓዋትይ😥😥🤲
@fusfv877
@fusfv877 4 сағат бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሰልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን 😭😭🤲🤲🌹🤲🌹👏👏👏🌹💒🌹💒🌹💒🌹🌹🌹😥😥🤭🤭
@BelayneshBabu-gx9rs
@BelayneshBabu-gx9rs 56 минут бұрын
ዉይዉይ በስማኣም እግዚኣብሔር መስተወዐል ያዓድለና ብእነት ዳፍሪሕ ዚበን😢👏
@mimitgraweti6228
@mimitgraweti6228 8 сағат бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ሓውና 🙏እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና🙏
@sababerhe7945
@sababerhe7945 15 сағат бұрын
ክፅበየካ እየ ቀንየ🙏 ቃለ ህይወት የስመዐልና ዛሓወይ ዕድመ ዘመንካ ይባረኽ🙏 ንሓቂ ስለዘይትስሕታ እየ ዝካታተለካን ዘኽብረካን🙏 ኣነ ምስ ማሓዙተይ ክማጎት እየ ቀንያ፤ ግን እታ ዝበልክዋ ኢልካያ🙏 ብDNA ተዝምርመር እዚ ህፃን ወደን ክኸውን ኣይክእል። ይቕረ ይበለን ኣምላክ😢🙏
@Muler_Tigraweti
@Muler_Tigraweti 14 сағат бұрын
*_እንኳዕ ደሓን መጻእካ መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐና😊🤗 ኣነስ ገይረ ተሰኪፈ ዘለኩ በስምኣም ኣጋ እርጋን ዝርጋን😢😢_*
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 5 сағат бұрын
አምላክ አቦይ ምሕረትካ ልአከል ክፍአትና በዚሑ ዝገብርዎ አይፈልጡን እሞ ይቅረ በለሎም ከምዝበልካ ይቅረ በለልና መስተውዓሊ ልቦና ዓድለና
@Atuopuh
@Atuopuh 17 сағат бұрын
አደሕናና ካብ ኩፍኡ ነገረ 😢 ቃል ህይወት የሰመዕልና መምህረይ
@ዘማሪትየሹኣዳነYeshiAdane
@ዘማሪትየሹኣዳነYeshiAdane 29 минут бұрын
ብጣዕሚ ንስራሕ ፈጣሪ መፍትትታን እዩ ይቅር የበለና
@HiwetHiwet-m2y
@HiwetHiwet-m2y 3 сағат бұрын
ብሓቂ ክብር መምህረይ እግዚአብሔር መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና😢
@selamaaregawi5597
@selamaaregawi5597 16 сағат бұрын
ሕቶይ ሰለ ዝተመለስ ደስ ኢልኒ ተመስገን ኦ ኣምላኽ ይቅረ በለልና😢😢
@SnitHabeshawit
@SnitHabeshawit 2 сағат бұрын
😢ኦ ኣምላኽ እንገብሮ ኣይንፈልጥን ሞ ብ ዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 🙏
@rahelkiroskebede2655
@rahelkiroskebede2655 17 сағат бұрын
ንዝሃብካና መንፈሳዊ ትምህርቲ የቐንየልና ተባረኽ 🙏
@amanuel5687
@amanuel5687 11 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን መምህርና ቃለ ህይወት ያሰማልን እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልና
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 10 сағат бұрын
ደምረን መዓረይ🎉
@tisiontsion777
@tisiontsion777 10 сағат бұрын
ወይ ምፅኦታት ይቅረ በለና እግዚአብሔር ኣቦና 😢ኣዴታት ኣጋንንቲ ዝወልዳሉ ጊዜ ክመፅእ እዩ ዝብል ትምቢት ይፍፀም ኣሎ ኣባና ምብፅሑ የሕዝን :: ክብረት ሃብካ ዲያቆን ሓውና ካልኦት ኣብ ሓደጋ ከይኣትዋ ከይሰልከኻ ኣምህረና::
@EDlteHaftu
@EDlteHaftu 16 сағат бұрын
ቃል ሂወት ይስመዐልና ኪብር መምህርና ስልጣን እግዚአብሔር ይክበረለይ ንሕቶይ ተመሉሱለይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለልና 👏💞
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 15 сағат бұрын
ደምርኒ ህያበይ
@EDlteHaftu
@EDlteHaftu 15 сағат бұрын
@AseTeklberhan እሺ ወለላይ💞💞
@Eyamo-51
@Eyamo-51 12 сағат бұрын
ህዝብና ዘየስተውዓሎን ዘይፈለጦን ብደቂ ኣንስትዮ ቢዝነስ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ኣብ ትግራይ እዚ ከምዚ ክኣ ካብ ሕጊ እግዝኣብሄር ኢዩ ዘውጽእ
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz 16 сағат бұрын
ምሕረት ያውርድና 😢😢 ኣነስ ደስ ብሉኒ ነብሩ ኣብ ክድ ቅርባን ሰይጣናዊ መንግድ 😢😢 ከም በደልና ዘይኾነስ ብምሕረትኻ ጠፍተና 🙏
@maahiii6
@maahiii6 15 сағат бұрын
ይቅር በለልና ጌታዬ ሓጥያትና በዚሑ🙏😢 ፀጋኡ ዬብዘሐልካ ስልጣን ሓውና
@ወዲየማነተስፍ
@ወዲየማነተስፍ 16 сағат бұрын
ብሩክ ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓልና ክንዲ ሕሽ ናይ ብሓቂ ቁኑዕ
@theguKahsugoIEmebrhan
@theguKahsugoIEmebrhan 13 сағат бұрын
በስመ ስላሴ ኣምላክ ኣቦይ ካብዙይ ማሓረኒ ኣምላከይ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተኒ/ና 😢😢😢 ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ጸግኡ የብዘሐልኹም❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 10 сағат бұрын
ደምረን መዓረይ🎉
@Sowthk2
@Sowthk2 9 сағат бұрын
አዚ ደግብሮ ሓጥያት ቆሪበን ትብሕለን ንውሪ ክብዚ ሓደ ዝኽታም ቆልዓ ይዕብይን አትዞና ጽድቂ መርክባ. ኩብር ሓውና ቃለ ህይውት ይሰማዓልና.
@bryegaldiesae
@bryegaldiesae 17 сағат бұрын
አብዙይ አነ ሕቶ? አለኒ ስልጣን ሓወይ❤እዘን ሰበይቲ ብዘይ ወዲ አብ ህንዲ ከይደን ብሳይነስ ተደጊፈን እየን እዙ ህፃን ወሊዳን ከምኡ ድማ ቅዱስ ቁርባን/ስጋወደሙ ልአስታት30ዓመት ይቅበል ነይረ ኢለን ካብኡስ ልአባት ንስሐ ክነግሮም ኢለስ እዙይማ አይቅበሉንይ ኢለ ፈሪሐስ ምስነገርክዎም ተቀቢለምኒ ፀገም ዘለዎ አይኮነን ኢሎምኒ ንምንታይ አቀዲምኪ ዘይነገርክኒ ኢሎምኒ 😢ኢለን እና ሕቶይ እዙይ ሰይጣናዊ እምበር ተፈጥራዊ አይኮነን ከመይ ገይሮም ፀገም የብሉን ኢሎም ተቀቢሎምወን ?ልንኡስ ዎሎዶ እንታይ ዓይነት ት/ቲ እዩ እዙይ ምስብዙሓን አሕዋተይ ንካራከር ቀኒና ፍቃድ አምላክ ስለዝኮነ እዩ ወሊደን ይብላኒ አነውን እዙይ ብናሰይጣን ስራሕምበይ ብናእግዚአብሄር ስራሕስ የኮነይ እስመ አልቦ ነገር ዘይሳአኖ ለእግዚአብሔር❤እዙይ ግን ከመይ ገይሩ ተበልኩ ካብ አቦቃሺ ዲኺ ስኺ ፈሊጥኪ ይብላና አብትግራይና እውን አለዋ አናእሽቶን አሕዋትውን ከምዘን አዶ ህንዲ ከይደን ቆልዓ ዝወለዳ😢
@jannaibrahim142
@jannaibrahim142 16 сағат бұрын
ምስኮነ ድኣ እንታይ ክብሉወን?
@bryegaldiesae
@bryegaldiesae 16 сағат бұрын
እዙይስ ኮይኑ እኒኦዋ ግን ግቡእ አይኮነን ክብሉዋን ነይሮም እሰንኮ ምንም ጌጋ ከምዘይኮነ እየን ዝናገራ ነይረን
@ChchdGsfs
@ChchdGsfs 15 сағат бұрын
ሓደ ሓደ ዘለዉ ሰብ ከይፀልኦም ጥራሕ ፀገም የለን ዝብሉ ኣለዉ እዮም የሕዝን እዩ😢
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 5 сағат бұрын
😢😢😢 ጎይታይ ማዓረይ እዛ ሓላፊት ዓለም ከይትጭወተና ሓልወና😢😢😢 ብጣ ዕም ኽኣ ኣሕዝናትን ንዝተግባርዝ ንምፊፃመን 😢
@GgfFffy
@GgfFffy 12 сағат бұрын
ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ከብረተይ❤❤❤❤
@VanaVanaa-k3x
@VanaVanaa-k3x Сағат бұрын
ኣምላከይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 😢😢😢🙏🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 сағат бұрын
እግዚኦ ኣንትን ተጋሩ ኣህዋትና እንታይ ትኮና ኣለክን ክንድዚ ዕሽነት 😭😭😭 እግዚኣብሔር ዘይፈትዋ ስራሕ ማዓረ ክንድዚ😢😢😢 ንርእሲኦም ዘይተጠቀሙሉ ህንዲ ናዓና መፍተኒ ይገብሩና ኣለዉ ኣይ ተክኖለጂ 😭😭😭
@SaraMoges-y6c
@SaraMoges-y6c Сағат бұрын
ዋእ እዚ ደም ከም ዉሕጅ ፈሲሱ እዚ ካኣ ሓአ. ካሊእ መረገም ይማሓረና እንታይ ይባሃል።
@genet3442
@genet3442 15 сағат бұрын
ከፅበየካ ቀኒየ መምህር ሰልጣን😢 ኣምላክ ኣቦይ ዋይ ማሓረኒ ገሪሙኒ እዩ ኣነሰ
@TesEritrean
@TesEritrean 8 сағат бұрын
Ya wela ane
@tamutafu528
@tamutafu528 14 минут бұрын
Kale. Hewete. Yesemalena. Kubure. Hawena. 🙏 🙏 🙏 🙏
@ahmadk4740
@ahmadk4740 3 сағат бұрын
መሓሪ ኣምላክና ከም ህዝበ ነነዌ ምሕረት የዉርደልና እምበር ምድርና ብሓጥያትና ረኪሳ እያ ዘላ ዘመነ ምሕረት ኮይኑ ኣቂሙና እምበር😢
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 сағат бұрын
😢😢😢
@SasaeJsja
@SasaeJsja 5 сағат бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልና❤
@Yorsalem-d8f
@Yorsalem-d8f 14 сағат бұрын
አዝግዮ🙏🙏🙏 😢😢ኣምላኽ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ። ኡፍፍፍፍ
@ሸዊት-ትግራይ
@ሸዊት-ትግራይ 2 сағат бұрын
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak ane lbonana ykfetelna🙏
@Mesi-m6j
@Mesi-m6j 13 сағат бұрын
ኣምላክ አቦይ ብምሕረትኻ ጠምተና❤❤❤❤❤
@galtigrayhabesh9270
@galtigrayhabesh9270 17 сағат бұрын
ኣ ጎይታ ኣድሕነና ከብ እዝ ስራሕ እዝ ኣ ኣምላኽ ይቅረ በልና እሕና ኣይንፈልጥ ሞ ኣደሕነና ብሓቂ ክብሩ ሓውና እግዚአብሔር ምሳሕና ይኹን 😢😢💔💔💔
@ጉስነት
@ጉስነት 16 сағат бұрын
ሰበይቲ ብመርፍእ እያ ወሊዳ ጓል ትግራይ
@yoditgalerey2903
@yoditgalerey2903 38 минут бұрын
Sltan hawey bzhalef htoy aytemelesleyn hji gn xbuq mebrhi hibkala yemesgneka❤❤❤
@habtemariammenghistu5166
@habtemariammenghistu5166 5 сағат бұрын
ምሕረትካ አውርደልና ጎይታ
@yrgtexf2101
@yrgtexf2101 4 сағат бұрын
ከፍረሐካ እግዚአብሔር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 16 сағат бұрын
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላክ እንገብሮ ኣንፈልጥን እሞ የቅር በለልና ዋይ ናበይ ናበይ እና ንክድ ዘለና ዉላድ ካብ ፈጣሪ እበር ዉላድ ብገንዘብ ዓድግካ ዝመፅእ ኣይንፈልጥን ኦ ጎታይ የቅር በለልና😢😢😢😢😢
@frehiwottassew9040
@frehiwottassew9040 15 сағат бұрын
ናይብሐቂ እትትብሎ ዘለዃ ከምአመንቲ 100% ቅቡልዩ። እሞ እዚሐወይ ንኹላቶም ከምእኡ ዝገብራን ከምኡኡውን ዝገብሩን ኹላቶም እተን ቤተእምነታት ኩለን ሐደ ሐላፍነተን ክዋጽኣ ከኣ አይትረስእ። ንሱ ድማ ውላድ ዘየብለን ሰባት ብተፈጥሮአተን ከምዝተረግማ ኮይኑ ዝባሃል አባሃህላ አዚዩ ናብ ዘይኮነ ውሳነ ዝደፍእ ስለዝኾነ እቲህብረተሰብ አረአእዩኡ ክቕየር ንምግባር መንፈሳዊ ትምህርቲ ከጸግብ ናግድ ይብል። እንተዘይኮይኑ ከሚዚ ኣይታት ስለዘይዝረብ እዩ እምበር አዚዩ ኣብ ህብረተሰብና አንጸላልዎ ይርከብ ኣሎ።
@ስንዳዮየህያቤኤልእናት
@ስንዳዮየህያቤኤልእናት 15 сағат бұрын
እሰይይይ ስልጣነይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣብ ናይ ትማሊ ዝሃብካና ትምህርቲ ብጣዕሚ ጥዑም ነይሩ በረከት ኣቦታትናን ኣደታትናን ይሕደረና ነገር ግን ተረድእዎ ድዩ ታይ ኾይኑ ዳኣ ሱቅ እሉ ቆልዓ ብዘይ ኣቦ ናተወለደ ዓገብ ዘይበለ ላበልኩስ ተመስገን ለካ ዘያደመጽካያ ስለ ዝነበርካ እዩ ጸጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ለባም ተባዕ ኣቤቱ የንብርካ
@AbreheRezene
@AbreheRezene 3 сағат бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ንበረልና።
@GgfFffy
@GgfFffy 12 сағат бұрын
ኦ ኣምላኬይ ከብዝይ ስውርና በስማኣም እዝይ ሎዶ ኣለካ ኢካ 😢😢ኡፍፍፍፍ 😢😢 ኦ ኣምላከይ ንገብሮን ኣይንፈልጦን ኦም ይቅረ በለልና😢😢
@temesgenfetari7680
@temesgenfetari7680 12 сағат бұрын
ንስኻ ከማን ቁጭል ኣብልኻ አብዚ አይ ተሚጺእ በጃኻ ንቅድም አስትዉዕል
@ማናይመድሕን
@ማናይመድሕን 14 сағат бұрын
ብሓቂ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልአኸና👏
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን Сағат бұрын
መምህረይተሪር ኢቦ ሓቂ❤
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya 2 сағат бұрын
Egzio medhanialem anoy meharena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@KhanKhan-fr4zs
@KhanKhan-fr4zs 16 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይሰመዐልና ብጣዕሚ እንፈተወካን እንኽብረካን ሓውና መምህረና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕደመን ጥዒናን ምሰ ቤተ ሰብካን ደቅኻን ምሰ ሓዳርካን ይሃብካ ።ኣብ ናይ ዛሓለፈ ቪድዪ እንኳዐ ደሰ በለከን ኢልካ ምሰ ኣዴና ሳራ ኣብነት ገይረካ ት/ቲ ሂበኻ ኣነ ብጣዕሚ በኸየን ሓዚነን ምኽንያቱ እቲ ናተን ሰበይቲ ቪድዪ ወይ ካዓ ቃለ መሕተት በደመቢ ረኢዪ ን ሰሚዐዪን ኣነ ደካማ እዪ ምንም ፈልጠት ናይ መነፈሳዊ ይብለይን መፃሓፈ ቁዱሰ እውን ኣንቢበ ኣይፈልጥን ግን እዚ ምሰ ሰማዕኹ ሰላም ሲኢነ በቃ በኸይይይ እዪ ዝብለኒ ምኽንያቱ ናበይ ንኸይደ ከመዘለና ብጣዕሚ ይሕዝንንን ።ብምቅፃል ካዓ ቡዙሓት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዕደሚና ሓሊፈ ኢለን ተሰፋ ዝቆረፃ ኣሕዋትና ኣብ ኮሞን ዝረአኽዎ ክንጅምሮሰ ሓጥያት ድዪ ኢለን ዝሓታ ኣለዋ ሰለዚ ከመዚ ዓይነት ቪድዪ ክመፅእካ ቶሎ ግዜ ሂብካ ሙሉእ ምራኣይን ምሰማዕን ነቲ ሓቂ ክትፈልጦ ይገበረካ እዪ ።ብጣዕሚ መሕዘኒ እሞኻዓ ኦረቶዶክሰ ተኸታሊት እሞኻዓ ዓባይ ሰበይቲ ።እዚሰ ካብ ህንዲ ወይ ቻይና ዘረኢ ምፈራይሰ እንታይ ኣምፆኦ በሰሩ እዚ ኣብ ዓለመ ክምዘገብ ኣለዎ ኻዓ ይብሉ ብሓፂሩ ነቲ ከምዚ ዝሰረሕ ትካል ምድጋፈ እዪ ።ሰለዚ ኣቦታትና በጃኻትኸም መልእኽትኹም ኣሕልፍ ትኹረት ገበረሉ ።ናይ ሎሚዓንቲ መልሲ ኣዕጊብካን ክብረት ይሃበልና ኩቡር መምህረና ❤❤❤❤
@SelamRezene-y2q
@SelamRezene-y2q Сағат бұрын
Qal hiwet yesmalna memhrey ezi ka btami zhzn eu amlak win ayfetwon eu🙏😢
@PoOp-km5ej
@PoOp-km5ej 4 сағат бұрын
ኣቤት ኣምላኬ ሆይ ዘይስማዕ ደይለ ብምሕረትኻ ጠምተና ጎይታየ😢
@mirymeiryy6932
@mirymeiryy6932 6 сағат бұрын
አምላክ ዎ ይቅር በለለና እሰከ አብ ፈተና አይተእትወኒ ጎይታይ መዓረይ አብስራሕ እግዚአብሔር ምክርካክር እዩ እዚ እንታይ አለው አንድዬ ህፃናት አለው እኮ አዶ ዝስኣኑ ምዒባይ አይሕሽን ባሓቂ ቃሊ ሂወት የሰመዕልና ክብር ሓዉ ዎ🙏😢
@ልእልቲ_ዩቱብ_ቻናል_21
@ልእልቲ_ዩቱብ_ቻናል_21 16 сағат бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ስልጣነይ❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና😢😢
@tigisteshetu7004
@tigisteshetu7004 27 минут бұрын
Negzabher Amine abhekemna keykedku , nay 8 semun welady zekede ke entay tebeleni?
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 12 сағат бұрын
ብሓቂ ዝገርም እዩ እግዝአቢሄር ከም ምሕረቱ ይኹን ይቅረ ይበለና ናይ ዘመድ እውን አላ ብከምዚ ዝወለደት
@ሰሉጋልባልሆ
@ሰሉጋልባልሆ 6 сағат бұрын
ባሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና እንታይ ዓይነት ግዜ እዩ ወደይ😢
@موودعس
@موودعس 12 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ፀጉኡ የበዘሐልካ
@AsmeretBesrat
@AsmeretBesrat 9 сағат бұрын
መወዳእታ ጊዜ በፂሕና እግዚኦ ማሓረና 🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 сағат бұрын
😢😢😢
@KomuJizsan
@KomuJizsan 31 минут бұрын
ብሲሪንጋ ጠንሰን ሲ ኣምላክ ዉላድ ሂብኒ ይብላ ካቡዙ ይማሓረና
@elen2413
@elen2413 16 сағат бұрын
አብ ትግራይ በዚ ዝሐለፈ ኵናት ብዙሐት ዘዕብዮም ዘይብሎም ቆልዑ ኣለዉ።
@almazabebe5606
@almazabebe5606 15 сағат бұрын
Nay bahaki kindey xegum seb alo 😢
@rejoicealways2966
@rejoicealways2966 15 сағат бұрын
Mistedeka neen zmesli zeren wn mikonelen neru
@TieghstiTekia
@TieghstiTekia 15 сағат бұрын
Selam sltan hawey Egzabieher Amlak Edmen tenan yhabka kemaka ybzhu zahawey orthodox Tewahdo Nzelaelem Temberrrrrr 🙏🙏🙏⛪🙏🙏🙏🙏
@عيهتي
@عيهتي 7 сағат бұрын
ኣምላክ ኣባይ ብምሕረትኻ ጠምተና🙏
@banarufael6748
@banarufael6748 Сағат бұрын
ንፉዕ ጽቡቅ ግሩም
@GdfYxfg
@GdfYxfg 4 сағат бұрын
እግዛቢሄር ፀጉኡ የብዘሐልካ ለባም ሰብ❤❤
@mulueamanuiel1671
@mulueamanuiel1671 2 сағат бұрын
ነኣካ ኣብ ኢቲ ገአብረኦ ኣሲተሙሁሮ ሀኣይሊን ሲሊጣንን የሃብካ ፈጣሪ ዘሃወይ ነኣና ከኣ ዘሲተዉኢሊ ሊቢን እእምሮን ይሃበና ፈጣሪ
@TitiHabeshawit-u9u
@TitiHabeshawit-u9u 16 сағат бұрын
ምስ ሰማእኩወን ብጥበብ ወዲ ሰብ ምኻኑ መኪነ ምትራፍ ይሐሸኒ ዝበልኩ ኣምላክ ዝቁጥዕ ስራሕ 😢😢 ፅጉኡ የብዘሐልካ @ስልጣን ሓወይ ❤
@FiyorDebesay
@FiyorDebesay 37 минут бұрын
Qal hiwet yesmaena fetari baynmhretu ytemtena 😢😢😢😢
@SalamSalam-gb7tx
@SalamSalam-gb7tx Сағат бұрын
አግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 5 сағат бұрын
ብጣዕሚ ዘፍርሕ ግዝየ በጺሕና።
@QetuSfhj
@QetuSfhj 3 сағат бұрын
ኣምላክ ኣቦይ እንገብሮ ኣይንፈልጥን ሞ ይቅር በለልና😢😢😢
@SalamSalam-e3t
@SalamSalam-e3t 17 сағат бұрын
ስልጣን ሓወይ ኣንሕናስ ጥራሕ ወሊደን ዝብል ፅሑፍ ሪኢና ኢና እግዚኣብሔር ይክኣሎ እዩ ኢልና ንእግዚኣብሔር ዘመስገና እምበር ከምዚ ጉድ ዘሎዶ መሲሉና በስመ አብ አምላኽ ኣብ እምነትና የፅንዐና ደሞ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ
@golsemere5205
@golsemere5205 3 сағат бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏻 ♥️ 😢😢😢 kabzi kemzi yedihanena hawye natye ans eza ayewielan ane haki zerba weiladi yeblayen Niamlkye amine eya zikayed AMEN
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 сағат бұрын
ከም እምነትኪ ይበረልኪ ማዓረይ 🙏❤🙏
@uyuy6243
@uyuy6243 4 сағат бұрын
ትክክል አለኻ ዝሓወይ ካብዙይ የድሕነና 😢😢😢😢
@kingalola2006
@kingalola2006 12 сағат бұрын
💯 That's true wards, God bless you Brother, 🙏🙏🙏💛❤
@saa4252
@saa4252 16 сағат бұрын
በሰመ ስላሴ ከምዚለዶ ኣሎ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ኣነስ ፈሪሐ ታይ ዝበለ ወለዶ ተበፂሑ ኦ ኣምላክ ቅዱሳን መጨረሻና ኣፀብቀና ኣሜን❤❤❤😢😢😢😢
@ንግስቲ-ፐ8ቀ
@ንግስቲ-ፐ8ቀ 13 сағат бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣነይ❤❤❤
@DghHdg-g7u
@DghHdg-g7u 16 сағат бұрын
ኦ ኣምላከይ እንገብሩ ኣንፈልጠን እሞይቅረ በለልና😢
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 16 сағат бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም እሞ ኸኣ ኣጋ ሞታ የቐንየልና ስልጣን ሓውና ቡዙሕ እዩ ዝደናገር ዘሎ በተለይ ኣብ ዛ ሰበይቲ እዚኣ
@سلامممليتي
@سلامممليتي 5 сағат бұрын
ቃለ ህይወት የሰምዕልና👏😢
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 17 сағат бұрын
ወይ ጉድ ዘይስማዕ ዘየለ ካዚ ማሓረኒ የእስራኤል አምላክ👐
@semhar9630
@semhar9630 2 сағат бұрын
Tekekl eyu yeqnelna hamnotna zewkl u zeblo zelka kefu ewan bexiyhna 🙏🙏🙏
@haymanotmengistu-bg7ux
@haymanotmengistu-bg7ux 3 сағат бұрын
Kale hiwet yesmealna hawna egziabher newih edme mis tiena yiadlka❤
@wyeyg53yrg24
@wyeyg53yrg24 3 сағат бұрын
ተመስገን ሐዚ ናይ ልበይ መሊስካለይ ሰልጠነ ሓወይ 🙏❤️
@weiniokbahanas588
@weiniokbahanas588 4 сағат бұрын
Kabzi adehnenae gotaye 😢 Kal hiwet yesemelnae zhawey 🙏🏾
@fusfv877
@fusfv877 4 сағат бұрын
እግዞኦ ምሓረና ክርስቶስ ካብዚ ይሰውረና 😭😭😭😭
@-sg9ii1kb7m
@-sg9ii1kb7m 14 сағат бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ሓወይ ኣምላክ ኣቦይ ካብዚ ማሓረና ኣጋ እርጋን ዝርጋን😢😢😢
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 16 сағат бұрын
ኦ እግዚኦ ተዘከረነ፫አደሕናና ከብ ኩፍኡ ነገረ 😢😢😢😮😮
@SaraDaniel-h8z
@SaraDaniel-h8z 3 сағат бұрын
መምህር ቃለ ህይወት ያስመዐና
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix 3 сағат бұрын
ብፍላይ ኣብትግራይ ኩናት ዘስዓቦ ጸገም ክንደይ ህጻውንቲ ዘኽቲሞም ኣብዘለውሉ እዋን ከንሱ ኣቡኡ ዘይፍለጥ ህጻን ክሸምታ ህንዲ ካብ ምኻድ እዝግን ረብን ዝፋትዎ ዘኽታማት ምዕባይ ምሓሸን ዋላ ነቲ ዝውለድ ቆልዓ ንመዋእል ስቃይ እዩ ምኽንያቱ ኣቦይ ዝብሎ ይኹን ሓውቦይ ዘይብሉ ከቢድ ስቃይ እዩ ናዚ ኩሉ ስቃይ ኣብ ምድሪ ይኹን ኣብ ሰማይ ተሓታቲት ሙኻነን ይፈልጣ ድየን 😭
@RodasYosief-n8t
@RodasYosief-n8t 4 сағат бұрын
Amen amen amen 🙏 ❤
@smiyraSIMYRA
@smiyraSIMYRA 7 сағат бұрын
ብሓቂ ቃሊ ሂወትየሰመዐልና ሓውና እግዚአብሔር ብምሕረት ይጠምተና😢😢😢😢🙏🙏🙏
@msaelafom274
@msaelafom274 17 сағат бұрын
Amen qale hiwet yesmealna Egziabihier xegiu ybzhalkum Sltan hawuna
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 16 сағат бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ኣነዉን ብዝሓለፈ ቪድዮካ ይፍቀድ ደድኣ ኮይኑ ኢለ እምበር ከምዚ ዶ ኣሎ ኢለ ተገሪመ ኔረ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ልቦናና የብርሃልና እምበይ 🥺🙏
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
ጓል 75 ዓመት ይከኣል ዶ፧
34:43
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 31 М.
ጾመ ነነዌ ብመምህር ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
29:47
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 17 М.
ቤተ- ክርስቲያን ኪዳነ ምኅረት ኣብ መቐለ
22:31
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 88 М.