እዝንኻ ዘሕምም ጸርፊ / ሓደራ ሰሚዕኹም ሼር በልዎ

  Рет қаралды 23,937

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 251
@bestebeste5137
@bestebeste5137 16 сағат бұрын
ኣቤቱ ኣምላኬ ሆይእንገብሮን እንብሎን ኣይንፈልጥን ኢናሞ ይቅረ በለልና ንንስሃ ሞት ኣብቀቅዐና ኣሜን 😭😭😭😭😭🙏
@TekleBelay-h3d
@TekleBelay-h3d Күн бұрын
ኣምላክ ብልደቱ ይተዓረቀና።ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና።ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ሓውና።
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 14 сағат бұрын
_እግዚኣብሔር ኣምላኸይ ልቦና ሃበና ንዓይውን እንትርፊ ጌጋታተይ ጌጋ ደቂ ሰባት ንከይርኢ ንኸይጽብጽብ ናይ ውሽጠይ ርስሓት ክርኢ ግበረኒ ብምሕረትካ ኣሜን፫_
@WeriduyeBehereRome
@WeriduyeBehereRome 9 сағат бұрын
ስጣን ሓዉና ርሑስ ዓውደዓመት ክበለካ ደስ ይበለኒ። ግና አብቲ ዓውደ አመት ክከዉን ከሎሲ እቲ ሓደ ሓደ ነገራት ሸለል ኢልካ ነቲ በዓል ዝምልከት ጥራይ መልእክቲ እነተ ተሕልፍዶ አየምሓሸን። እናተ ካልእ ነገራት ስለ ቤተክርስቲያና እትገብሮ ዘለካ አገልግሎት ግን እገዚአብሄር ብፀግኡ ይደግፍካ።
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ Күн бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ❤❤❤ እግዚኦ ማሓበረ ክርስቶስ😢😢😢 እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢 እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢 እግዚአብሔር አምላክ መሰተውዕሊ ዓይነ ልባና ይዓድለና 😢😢😢
@debrebizen7738
@debrebizen7738 18 сағат бұрын
ስልጣን ዓቢ ሰብ ለባም ንኩሉ ብማዕረ ዓገብ ትብል ኩሉ ግዝ አብ ሐቂ ጠጠዉ ምስ በልካ። የቀንየልና አምላክ። ይባርክካ
@Tigray122
@Tigray122 11 сағат бұрын
Bhaki kbrn msgenan NLul igziabher ykun 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@Akiteylove
@Akiteylove Күн бұрын
ኣምላክ፡ኣገልግሎት፡ዘመንካ ይባረክ ሓውና መምህር ስልጣን፡ርሑስ ልደተ ክርስቶስ፡ይግበረልና፡ ብሓቂ ኣብዚሓቶ ኣብዚሓቶ በጃኩም ተኣኪብና ገለ መፍትሒ ንገበረላ ብፍላይ ምእመናን ወግዝዋ
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx Күн бұрын
ኣውደኣመት ብሰላም ከይነሕልፎ ኮነ ኢሎም ጋኔን ሰዲዶሙልና ጳጳሳትና እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምቶም ይጠምተና እምበር ባዕሎም ኢዮም ሓሲሮም መራሕቲ ሃይማኖት ጳጳሳትናን ካህናትናን።እግዚኣብሄር ሓጥያትና ይደምሥስ።
@ተስፋተዋህዶ
@ተስፋተዋህዶ Күн бұрын
ናይ መወዳእታ ዘመን በጺሕና ፡ሓጥያትካ ረሲዕካ ኣነ ጻድቅየ ዝበሃለሉ ግዜ በጺሕና😢😢😢
@bestebeste5137
@bestebeste5137 16 сағат бұрын
😢😢😢😢😢
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 4 сағат бұрын
😢😢😢
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና አንኳዓ አብፀካ ክቡር መምህረይ ዓይነ ለቦናና ይክፍተልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏💒✝️
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Күн бұрын
መምህረይ ምኒካ ልቦና ይሃባ ብጣዕሚ ትጠፍእ እያ ዘላ ዝመኽሩ አቦታት የድልዮዋ እዮም ንኹልና ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና አሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@kisunaho5507
@kisunaho5507 Күн бұрын
Way way Monica xeda ya me hgedef weginom hezbi zetefuu aksheti aksheti koinom Monica xadekk ya kalee ente terefe n xgumat tehegzz
@bestebeste5137
@bestebeste5137 16 сағат бұрын
😢😢😢😢😢😢😊
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Күн бұрын
❤እግዝኣብሔር ኣሜላኽ ኩሉ ሓጥኣትና ይቅር ይበለልና ዲኣም ናይና ሓጥያት መፃሕፊት ገንፅልኻ ኣይዊዳእን 😢ቡሩኽ ኣዋዲ ኣመት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስምዐልና መምሔረይ 😢😢😢😭 😭ኣነስ ሕስብ ታብለኹዎ ንዛሓላፊት ዓለም ብሓጥዬት ተዋሕጥና ክንደየናይ ልብና ትደፉኑ ከምዘሎ 😭ብጣዕም የሕዝን ኣለም ሓላፊት ምኻና ረስዕና መወትት ምኻንና ረስዕና መን ከምዝፈጠረና ረስዕና ኣባና ዘሎ ፀጋ ኣምላኽ ከምዝሃበና ረስዕና 😭
@soligualagame
@soligualagame Күн бұрын
ኡይ ስልጣነይ ከፍረሐካ እዚ ትምህርትካ ካምናታ ገስረጥረጥ እንተዘይበለናስ ኣቦታት እንተዘይፀረፍናስ ነንባዕልና ክንፃረፍ ኢና ንውዕልሞ ካምዚ እናበልካ እንተፍሪሕካናስ ክንቁጠብ ኢና ሎሚ ቅነ ጠባይ ገይረ ቀንየ ምልስምልስ ሻላ ኢልካናስ ብዙሕ ዘይካታተል ኣነ ካኣ ካሳሁን ናዓካ ንኣቦና ቀሺ በረከት ንስኩም ካኣ ኣብ ዓመት ሓንቲ ግዜ ትመፁ ኣብ ኩሉ ጠውለቅ እንተትብልስ መጠዐኩ ነይረዶ ይከውን ኣምላከይ ሓይልካ ሃበኒ 🙏😥
@سلاخاحمد
@سلاخاحمد Күн бұрын
ኣጆኺ ጓል ነይ ኣበይ ኣለኻ እምበር ኣበይ ነይርካ ዘይብል ኣምላክ እዩ ዘለና ንኩለና ናብ ልቦናና ይመልሰና እንኳዕ ደሞ ኣብፅሐና ናብ ልደተ ክርስቶስ🙏🙏🙏💖💚
@soligualagame
@soligualagame 7 сағат бұрын
@@سلاخاحمد ናይ ብሓቂ ክብረተይ እግዚአብሔር የክብረለይ ኣሜን ካኣ ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና🙏❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 4 сағат бұрын
❤❤❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 19 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ንብርሃነ ልደት ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ስድራ እግዚአብሔር ክቡር መምህርና ናይ ብሓቂ የሕዝን እዩ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና ምስትዉዓል ይዓድለና ኣየ ወለዶና ናበይ እዩ ገጽና😢
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
“ጐይታየ፣ ንኣፈይ ቀፊር ግበረሉ፣ ደገ ኸናፍረይ ሐሉ።” - መዝሙር ዳዊት 141፥3 ማሓረና ይቅረ በለልናክፈአትና ልዕሊ አእምሮ ኮይኑ🤲😢
@slamhlkjjj930
@slamhlkjjj930 Күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና እግዛኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሓልካ መምህርና እንካዕ ኣብፅሐና ናብ ልደት አሜን አሜን አሜን⛪⛪⛪✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️🌹🌹🌹♥️🙏🙏♥️🙏
@MomehammedAhemed-rx9qx
@MomehammedAhemed-rx9qx Күн бұрын
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፀሐና ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያስመዐልና❤❤❤
@SamreSsss
@SamreSsss Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና🙏😍ኍ
@freeomkesete1306
@freeomkesete1306 Күн бұрын
ኣብ ፍርዲ ከለና መሊስና ንብድል ዘለና እሞ መዓስ ኢና ዓድና ክንምለስ ኣምላክ ምህረቱ ይሃበና።
@RikoTadi-v9v
@RikoTadi-v9v 16 сағат бұрын
ናይ በሓቂ ቅኑዕ መልእኽቲ 'ዩ ስልጣን ሓዉና። ርሑስ ኣውደኣመት ክኾነልና እናተመነኹ subscribe አይትረሰዑኒ ።
@ብርሃነዩቱብ-ለ6ጰ
@ብርሃነዩቱብ-ለ6ጰ 11 сағат бұрын
ናዓይ ወን ገበርለይ ሓፍተይ 😍🥰
@RikoTadi-v9v
@RikoTadi-v9v 9 сағат бұрын
@ብርሃነዩቱብ-ለ6ጰ gerelka aleku
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 4 сағат бұрын
❤❤❤
@እግዚኣብሄር
@እግዚኣብሄር 5 сағат бұрын
ኣነ ካብ ልበይ ይሓዝን ኢየ እዛ ሰብ ግን ዓይነ ልዶንኣ ይሃባ ❤❤❤❤
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq Күн бұрын
Thega abresi tshega yweskelka kubur memhrna ❤❤❤
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Күн бұрын
ብሓቂ ሎሚስ እቲ ዲያብሎስ ተወራርሱና ኣሎ😢 ብምሕረቱ ይጠምተና መድኃኔዓለም ክርስቶስ
@kflomdebessay646
@kflomdebessay646 Күн бұрын
ሞንካ ዘሕዝን ዘረባ ብጣዕሚ ተጋጊኺ። ኣምላኽ ምሕረት የዉርደልኪ ።
@yafetyaf-I
@yafetyaf-I 13 сағат бұрын
እግዚኣብሔር ኣብ ሓድነት የምጽኣና እንበር ከምዚ ዘለናዮ ንኣምላክና ከማን ከነስምሮ ኣይንክእልን ኢና
@JJan-j1d
@JJan-j1d Күн бұрын
ዑንቁ መምሕርይ የተዋህዶ ዑንቁ ደቅ ተዋህዶ እንኳዑ አብፀሓኩም ❤
@TesfitStudio
@TesfitStudio Күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዩ ሓፍትና ብጣዕሚ ይሕዘነላ ኣምላኽ ናብ ልባ ይምለሳ
@محمدمحمد-ز4ر6خ
@محمدمحمد-ز4ر6خ 20 сағат бұрын
ብትኽክል ኣለኻ ስልጣን ሓወይ እንታይ ዓይነት ስዓት ኢና በፂሕና ወደይ መሕዘኒ ዝኾነ 😢😢😢
@michaelmulue2253
@michaelmulue2253 Күн бұрын
ማዕረካ እንበር ልዕሊ ነብስካ ንሰብ ምክባር ንባዕሉ ሓደ ሩኡሱ ሕማም እዩ::
@RobelsemereAbraham
@RobelsemereAbraham Күн бұрын
በጃኩም እዞም ኣቀሽትና ኩሉ ድያቆናትና ኣብዘይ ምጥነኩም ገዛ ከይትኣትዉ ኣይተሕፉሩና
@BereketAbraha-bc3kt
@BereketAbraha-bc3kt 10 сағат бұрын
ጽቡቅ ኣላ ዓገብ ትብሃሉ ንስኻትኩም ኢኹም ብሃይማኖት ሽፋን ተሓቢእኩም ሰብ ተባእሱ ተፈራርሑ 😢ብዝኮነ ኩሉ ስርዓት ክግብር ኣለዎ ንፍቅሪ ክንሰብኽን ክንጽዕርን ኣለና
@SimonGebramariam
@SimonGebramariam 23 сағат бұрын
ስልጣን ሓወይ ቃለ ሂወት የስመልና እሩም ንቀፈታ ማለት ኢዩ ኣምላክ ይቅረ በለልና
@gebretunsaitesfay-qk4qj
@gebretunsaitesfay-qk4qj Күн бұрын
ናይበሃቂ ዝሓወይ ናይቲ ይኩን ናቱ መራሒ ሃይማኖት ስለዝኮነ ማዕረግ ዘይምድፋር እንተበደለ ከኣ መድሃኔ ኣለም ይፍረድ
@ተዋህዶእዩሃይማኖተይ
@ተዋህዶእዩሃይማኖተይ 13 сағат бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤
@abrehetdebesai7851
@abrehetdebesai7851 Күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ስልጣን ሐውና አበይ ኢና ወዲቅና😢😢😢
@medhini7477
@medhini7477 Күн бұрын
ኣቦ ፍቅሪ እኮ መምህረይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤ልቦና ይሃበና
@HagosElyas
@HagosElyas 23 сағат бұрын
ቀሺ ድዩ
@MysteryLove-i9m
@MysteryLove-i9m 23 сағат бұрын
እዛ ሞኒካ ትብሃል ጓል እዚኣ ናይ ገለ ልእኽቲ እያ ኣቤት ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረትካ ሃበና
@kesetegedey6728
@kesetegedey6728 Күн бұрын
እቲ ቀሺ እንታይ ድዩ ኢሉ ስቅ ድያቆን ናቶም ከ ዘይትዛረበሉ
@Moneyalo4588
@Moneyalo4588 23 сағат бұрын
ምሽዶኒ ማዕረ ቀሽቲ ዝአክል ካባካ ዝዓበየ ሰብ አጸያፊ ዝኮነ ጸርፊ ምጽራፊ ስድነትን ክብረት ዘይምህላው እዩ እዚአ ኩሉ ማዓልቲ አመላ እዩ አታዓባቢያ ዝበደላ ሰብ እያ የሕዝን አዚአ አዲአ ሞይተን ከም አደ ከማን አይሐዘነትለን ስድነትን ዕሽነት ዝመልአ ሰብ ድክምቲ ሰብ እያ አይትሕረቁ ምስ ዝሰመዓካ ተተዛረብካ እዩ እምበር እዚአ ክብረትን ሕንከትን የብላን 😢😢😢
@hararahakote
@hararahakote Күн бұрын
Dy slatan hawna haqi eu ezi tblo zelka yeqeneley bwegeney 🙏🙏🙏🙏
@FuyIfgj
@FuyIfgj 13 сағат бұрын
😢😢😢😢😢😢😢👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Күн бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️♥️
@temesgenamlakey5294
@temesgenamlakey5294 15 сағат бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ግን ቅንጣብ ሕፍሬት ዘይምህላዎም ኢዩ ባዕልካ ዶ ኣይኮንካን ጳጳሳት ክትዝልፍን ክትጻሬፍን ትዉዕል ዘሌካ
@filimonyowhans1407
@filimonyowhans1407 Күн бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓው ሩሑስ ባዓል ልደት ንኩሉ ኣማኒ ኦርቶዶክስ
@ንዑዑእየዝጥምት
@ንዑዑእየዝጥምት Күн бұрын
ሞኒካ አንበሳ ሰለ ትፈርሕ እይ እኮ ዓቂና ትዛረብ ጽቡቅ አላ 100/100❤ ሞኒካ አንበሳ ጅግና እያ😊
@genetabraham6028
@genetabraham6028 Күн бұрын
Xerfi nay anabis zeykone nay denaqur zeytemahru eyu jigna nimen ywikil ni jeganu muhurat eyu
@ንዑዑእየዝጥምት
@ንዑዑእየዝጥምት Күн бұрын
@genetabraham6028 ንደናቁር ብዝርደኦም ኢካ ተረድኦም ኦም
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 4 сағат бұрын
ጥዑይ ሰብ ከምዚ ኢሉ ኣይዛረብን ዩ ዋላካ ሕማቅ ይሳም😢😢😢
@RahwaYemane-o6k
@RahwaYemane-o6k 18 сағат бұрын
እግዚዮ መሓረኒ ኽርስቶስ ኣንቲ እሞ ካኣ እቲ ስእሊ ናይ ቅድሳን ካኣ ዘርጊሕኪዮ ኣብቲ ገዛኪ ከምዚ እንዳበልኪስ
@WinnerMercy-md5fm
@WinnerMercy-md5fm Күн бұрын
ጸርፊ ሰማዕና እሞ፡ ሐነኽና፡ ጓኖት ኣብቲ ቅዱስ ስፍራታት ቤት እግዚኣብሄር መጺኦም እዮም እሞ፡ ነውሪ ንገጽና ኣጐልበቦ።
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 Күн бұрын
እቲ ጸርፊ ብሓቂ ጌጋ ሓጥኣት ኢዩ ብኣኻ ግን ዘሕዝን በዞም ውጉዛት ኣቅሽሽቲ ከም ሕጋውያን ኣቅሽሽቲ ጌርካ ክትጽውዖም ኣይግባእን ምኽንያቱ ብህግደፍ ትእዛዝ ዝምሓደሩ ቃል እግዚኣብሔር ዝኸሓዱ ሰባት ኢዮም ኣብ ልዕሊ 3ይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝገበርዎ ክሳብ ግዚኡ ዝኣክል ዝርሳዕ ኣይምሰልካ ስለዚ ቀስ ኢልኪ ሕሰብ መርገጽኻ ላንጋ ላንጋ ኣይትኹን
@HailomGoitom
@HailomGoitom 20 сағат бұрын
ኣቶም ሰባት ህግደፍ &ተቃዋሚ ገዲፍኹም ንሰላም ዘምሩ ኣምላክ ኣቦታትና ሰላም ምዓታን ከውርደልና ርእስና ነዕቢ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 4 сағат бұрын
​@@HailomGoitom endie yaklokum ybelena balu eti luel amlak❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@yosiefkiros7104
@yosiefkiros7104 22 сағат бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ስልጣን ብሓቂ ኣብ ትገብሮ ነገር ኩሉ ግዜ በኣኻ ኩሩዕ ኢየ ቀጽሎ ድማ ይብለካ ። እዛ ሞኒካ ዝበልካያ ኩሉ ትገብሮ ዘሎ ልኽብጥና ናይቶም ካህናት ስለ ዝረኣየት ይመስለኒ ምኽንያቱ ንሳ ከምዚላ ተባሂሉ ዉሕዉሕ ዝብል ዝነበረ ሕጂ ዋና ኢደቤዛ ናይ ኣወል ኮይኑ ክመጽእ ክትርእዮ ከለኻ ልብኻ ዝሰብር ስለ ዝኾነ ሓሪቃ ትኸውን። ካህናት ባዕሎም ይኸብሩ ባዕሎም ይሓስሩ። ክህነት ንሓሳዊ ሰውነቶም መሸፈኒ ኣይኮነን ተኸቢሮም ይኸብሩ ሓሰውትን ኣብ ዝወዓልዎ ዘይሓድሩን ትማሊ ዝበልዎ ሎሚ ዝርስዑ ካሕዳማት ን እብተኾይኖም ግን ነጸላ ስለ ዝተኸድኑ ን ዓበይቲ ስለ ዝመሰሉን ዘኽብሮም የለን። ለመልኣክ ኢናከብሮ መጠነነዊህ፡ ለኦፍ ወለትንንያ ኣምጣነ ክንፍ ቦሙ። ንመልኣኽ ነዊሕ ክንፊ ስለ ዘለዎ ኣይነኽብሮን ኢና ምኽንያቱ ድማ ዋላ እዕዋፍን ጽንጽያን ውን ኣኽናፍ ኣለዎም። ሕጂ ድማ ጻዕዳ ክዳንሲ ሙስሊም ውን ይገብርዎዮም ንቀሺ ቀሺ ዝገብሮ ሓቀኛ መርገጺኡ ከም ሰፍኢ ዘይገላበጥ ሓሳዊን ለመጭን ዘይኮነዩ።
@ftsummelake
@ftsummelake Күн бұрын
Behaki lomi korielka!! Wela flley yhalwena abotatna eyom. Emnetna wn ayefkdn eyu. God bless you sultun❤
@edenm0berhane347
@edenm0berhane347 18 сағат бұрын
ኣነስ ጸገም ዘለዋ ኮይኑ ይስማዓኒ ጥዑይ ሰብ ዶ እንታይ ከምዝገብር ዘሎ ይጠፍኦ ዶ ኢልኩሞ ምሕረት የውርደላ ቤተሰባ ዓገብ በልዋ
@GgdHshs-l2t
@GgdHshs-l2t 15 сағат бұрын
እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለሎም ነቶም ዝጸርፉ ዘለዉ
@ዮዳሄንበል
@ዮዳሄንበል Күн бұрын
መምህረይ❤❤❤❤❤❤
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 11 сағат бұрын
Nzias kemgele gierkum atfaulna sebdo siena wedey😢😢😢😢😢😢😢😢
@ErmiasBerhane-j1c
@ErmiasBerhane-j1c Күн бұрын
ኤፐ!!! እንታይ እሞ ክንብል ኮይና በቃ ኣዚና ደፋራት ወለዶ ፈጣሪና ንጸርፍ መጺና። ግዚኡ ከቢድ እዩ፡ ኣምላኽ 🙏ብ ዓይኑ🙏🏻 ምሕረቱ ይጥምተና🙏🏼፡ እምበር ኣነስ ኣመና ፈሪሐ፥ከምዚ ከማይ ኣለኹም ዶ?
@OkubitAnde-tl2cx
@OkubitAnde-tl2cx Күн бұрын
ፈጣሪ ብኣይኒ ምህረቱ ይጠምተና 🙏
@EtuFukvd
@EtuFukvd Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ጌምኦቮር
@ጌምኦቮር 18 сағат бұрын
ካብ ዩቱብ ዘይተአለ። ኣቅሽሽትናን ካህናታን ኩቡራት እዮም። ኣብ ሶሼል-መጺካ ዝግበር ኩሉ ነገር ኣይድግፎን እየ። ሰብ ኩቡር እዩ፡ ኣብ ማስ ሜድያ እንተወጺካ ግን ከምዚ ትርእዮ ዘለካ እዩ። You Tube ከም ፍኒስትራ ገዛካ ምክፋት እዩ መውዓሊ ዑቡዳት ኮይኑ ሰለዘሎ ፡ኽብረትካ ሓሉ። ሰሰናይ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ንዘላለም ትንበር።
@ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን
@ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን 8 сағат бұрын
ወይ ሓፈርኩ ኣብ ክንዳኪ አብ ዝኣትዎ ሰኢነ በስመአብ እእእ😢😢😢😢
@girmatsienselemun3448
@girmatsienselemun3448 16 сағат бұрын
እቲ ንስኻ ትገብሮ አብ ፖለቲካ ይኹን አብ አመንቲ ትገብሮ አስተበሓለሉ
@mulugetayohannes5712
@mulugetayohannes5712 Күн бұрын
Hasawi lekbat eka kab no diyakon wey keshi zxrefu niay kxerfuni yhsheni tbl Amselu wey kea hasawi eka
@hiwanhabte3152
@hiwanhabte3152 Күн бұрын
Nay bhaki zhawey edmen tenan yhabka fetari 🙏🙏🙏😍
@Hiyabftwi
@Hiyabftwi 18 сағат бұрын
Amlak yqre ybelelna
@Nebyat-dp2fi
@Nebyat-dp2fi Күн бұрын
Nay bihaki kubur hawey (3) Egziabiher ayine libonania yikifetela
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 Күн бұрын
O Guta bldetka teareqena ❤ Ruhus Awdeamet ygberelna Hawna Siltan ,ente nsa gn egzabher yifreda mehefer eya
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 14 сағат бұрын
እዛ ሰብ እዚአ ሰጣን እንድዩ ደይቡዋ ዘሎ ፈራዲ አምላኽ ይፍረዳ እንበር
@senaimeasho7016
@senaimeasho7016 Күн бұрын
Amen ewe hade kinkewen ena ente naa lbona yhaba
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 8 сағат бұрын
Bhaki ab kem ezi mwudaqna aziu eu zehzneka😢 tnsaniena yeryena❤
@meazasibhatu8849
@meazasibhatu8849 Күн бұрын
እዛ ሰብ ግን ከመይ ዝበለት ስዲ ባዓለግ ብጣዕሚ ኣጸያፊ ዘረባ ትዛረብ ሰይጣን ነሽ ቅሩብ ትሕት በሊ እግዛቢሄር ዘይፈትዎ ዘረባ ኣይትዛረቢ ጽብቅትን ዕይንትን
@ابراهيم-ك2ف
@ابراهيم-ك2ف 16 сағат бұрын
ቅሺሓመዱ፡
@Weni-w9n
@Weni-w9n 14 сағат бұрын
ምሕረት የውርደልና
@zewenjelTinsea-e5l
@zewenjelTinsea-e5l Күн бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmaluna hawina
@AhmedAhmed-kz9st
@AhmedAhmed-kz9st Күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@matiyasdawit-o8u
@matiyasdawit-o8u 13 сағат бұрын
ርሑስ በዓል ይግበረልካ እንዳበልኩ።እዛ ሞኒካ ትበሃል ረሳሕ ፍጥረት ባዕልና ኢና ኣሻዲንናያ ቅድሚ ሕጂ ንኣብገዳም ዘለዉ ኣቦታትና ተጻሪፋ ሸለል ኢልናያ ሕጂ ግን ኣካውንታ ነዕጽዎ ኣኸለ።
@ፀጋኣማረ-ፐ2አ
@ፀጋኣማረ-ፐ2አ Күн бұрын
ልቦና ይዓድለና 🙏
@geretesfay7898
@geretesfay7898 13 сағат бұрын
Amlak bayni mhretu ytearekena memhr wedey
@rahelweldegebrial8069
@rahelweldegebrial8069 Күн бұрын
ንካህን ፍሊካ ዝይኮንካ ንኩሉ ሰብ ክም ነብስካ ኣፍቅር ኢዩ ዝብል አሞ ምህራቅ ዘይኮነ ወንጌል ብጉቡ ኣንቡብሎም ኢቲ ቃል ምስዘይብርሀሎም ናትካ ዘርባ ትርጉም ይብሉን
@henokmehari7119
@henokmehari7119 Күн бұрын
Memherey Abo haqi ❤❤❤❤
@Lunatedros
@Lunatedros Күн бұрын
Rugus keshi
@kbra5959
@kbra5959 Күн бұрын
Egzyo meharena krsos ayne lbona ykfetelna🙏🏼
@GhFg-i2z
@GhFg-i2z Күн бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😢😢😢
@solomonliza
@solomonliza Күн бұрын
እዛ ሞኒካ ትባሃል ግዕዘይ ሰብ ገለ መግትኢ ክግበረላ ኣለዎ። ቀጻሊ ተርእዮ ዘላ ዓሻ ድፍረት ብሕጊ ክትሕተተሉ ኣለዋ ። ፈጣሪ ውን ናይ ኢዳ ይሃባ ።
@makilove6390
@makilove6390 5 сағат бұрын
ኣታ ስልጣን ሓወይ ንህዝቢ ትግራይዶ ሓንቲ ቪድዮ ሰሪሕካ ዓገብ በለልናይ መራሕቲ ዘይብልና ጠፊእና ከም ኣባጊዕ ብምክንያት በዓለ ልደት ተብሂሉ ጭራሽ ኣብ ዉሽጢ ቤተክርስትያን ብስቢከር ጓይላ ተኺሎም ቅዳሴ የለን ሃይማኖታዊ ኣይመስልን ኡፍ ልበይ ደምዩ እና በጃኻ ስልጣን ሓወይ ቲቪድዮ ትረኽቦ ኢኻ ኣብ ሶሻል ሚድያ ዓገብ ኢልካ መልእክቲ ኣመሓላልፈልና አረ ዝግበር ግበሩ 😢😢ኣኽ ዋይ እኘኻ ድፍረት ኣብ ትግራይ ኣቦታት ዘለዉ ኣይመስለኒይ 😢
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l Күн бұрын
ዝገርመኒ ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ሲነዶስ ዘይታአምን ክንስኻ ብሐቂ ዲኻ ንአቦይ ቀሺ ተወልደ ሐዚንካሉ 😢
@Nightmare-sr6go
@Nightmare-sr6go Күн бұрын
ሰልጣን ፀወታገዛ ገዛኣይትፃወት ምንንካ ፅቡቅ ኣላ ነዚ -ሐሳው ግብረሰደማው ቀሺ ሐሶት
@user-bj8ix9zl7m
@user-bj8ix9zl7m Күн бұрын
ሞኒካዊት ሓረካዊት ቀጽሊ✌
@amnuelkibrom2494
@amnuelkibrom2494 Күн бұрын
ቀሺ ዝገበሮ ኣይትግበር ቀሺ ዝበለካ ግበር ትብል ኣበሃህላ ብጣዕሚ ደስ ትብለኒ ጥቅሲ እያ ብሩኽ ልደት ይግበረልና ህዝበ ክርስትያን ንጠፍእ ኣለና ልቦና ይሃብና ፈጣሪ
@ሰሉጓልድንግልማርያም
@ሰሉጓልድንግልማርያም Күн бұрын
ጎይታይ ይቅረ በለልና ታይ እዩ ዝኮንሎ ዝዎሎዶ 😢😢
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 15 сағат бұрын
Iza seb izia memelisa t injl afa zhaba tzareb tweil, itom abnata atiyom zsihquwa menfeat mesiluwa twskelu alla. Very sad 😢😢😢
@manchlove2452
@manchlove2452 14 сағат бұрын
እንታይ እባ ጸገምኩም ሰላም ስእንኩም ሰላምና ትከልኡና ሃይማንትኩም ትጸርፉ ካለእ ሃምኖታት ተዋርዱ እንታይ እባ ጸገምኩም ሕዝቢ ካብ ሰብ ናብ እንስሳ ቀይርኩሞ ብድቅሩና
@HabasiMariya
@HabasiMariya Күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t Күн бұрын
ዕሽነት እንተሎ ድፍረት ቀሊል እዩ ስልጣን ሓውና
@selamhaile8324
@selamhaile8324 Күн бұрын
😢😢😢😢😢 Egziabher yignhaya
@SaintMarry9346
@SaintMarry9346 Күн бұрын
Amlak yqre ybelela❤
@KsanetXegu
@KsanetXegu 18 сағат бұрын
Eway gud
@KisanetTehaye
@KisanetTehaye 2 сағат бұрын
O Amlakey yqre belelna
@KerenWaliku-p1e
@KerenWaliku-p1e 23 сағат бұрын
Monika kab kemzi Aynet zereba ente teqotibe b sne sriat entetezaribe ziesbeni seb yelen ila ya tihasib mesleni, monika monika entebelwa kemzi yeebdiwa eti xerfi kea jigninet mesilwa,Egzabhier gn nkula yqre ybelelna 🙏🙏🙏
@LuwamSimon
@LuwamSimon Күн бұрын
Ya haqu alo nqeshi ferad alewo bilikiee hmaq yeruena ykonu gn kea qeshi dyaqon mezamuran sebat eyo blikie kigageyu ykueulu yo so ezmo mezamuran tbulu bzihat yo so hji qeshi kifthn kiasrn sle zikiel siltan alewom so plz nqeshi bhmaq kenelielom yeblna abzey nfelto hatat keyniatu.❤❤❤.my God is bless and help you at the job....
@Znab11
@Znab11 Күн бұрын
Xarfei nawrei eu enta ezei qasei tebalo zalka gein qasei aykonan soory
ምቅይያር ቃላት ኣብ ዘመና
24:16
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 9 М.
Eritrea Orthodox Tewahdo ሕጂ'ውን ንጽርቲ ኢያ እታ ኺደት! 2025
10:24
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 15 М.
Война Семей - ВСЕ СЕРИИ, 1 сезон (серии 1-20)
7:40:31
Семейные Сериалы
Рет қаралды 1,6 МЛН
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН
SLIDE #shortssprintbrasil
0:31
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН
Почему Катар богатый? #shorts
0:45
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН
መርገም ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ።
41:20
ምድረ ኣግኣዚ መ. ሜድያ: Mdre Agazi Media
Рет қаралды 12 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,3 МЛН
Война Семей - ВСЕ СЕРИИ, 1 сезон (серии 1-20)
7:40:31
Семейные Сериалы
Рет қаралды 1,6 МЛН