KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
መልክትን ርእይቶን ንስልጣን ከሰተ ናብ ስልጣን ከሰተ
21:39
ሓሶት ክፈሽል ከሎ
23:54
Устроился на работу в БАНЮ, а тут призраки какие-то..
1:2:39
Как Ходили родители в ШКОЛУ!
0:49
Камеди Клаб «Семейный психолог» Гарик Харламов, Марина Кравец, Марина Федункив
14:33
Ful Video ☝🏻☝🏻☝🏻
1:01
ርእይቶታት ሕዝቢ
Рет қаралды 3,920
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 149 М.
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Күн бұрын
Пікірлер
@soligualagame
5 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ 🙏🙏🙏😍😍😍😍😍❤❤❤✅✅✅✅✅✅
@FhFhf-uf4xj
2 сағат бұрын
ብሓቂ ቃል ሕይወት ያሠማልን ስልጣን ሓወይ❤🙏ሕቶ ከይትሓልፈኒ 1// ናይ 7ተ ሊቀነ መላእክት ድርሳናት ብቅድስት ቤቴክርስትያና ብሃመይ ትርእዮ ምኽንያቱ ሓደ ሓደ ሰብ እቶም ሕቦአን አስማታት ይጣራጠር አሎ በተለይ አብ ናይ ድርሳን ቅዱስ ሚኤል ና ንጥቖሞዶ አለና ወይስ ብጀኻ ኣረደአና ስልጣን ሓወይ 2// ሓደ ሰብ ታሓንቁ ተሞይቱ ዓድና ይፍታሕ እዩ ባዕሉ ታሓነቀኸ ፍታሓት ይግቦኦ ዱኡ ወይስ 3// ካብ እግዚአብሔር ዝመጸና ፈተና ና ካብ ሰይጣን ዝመጸና ፈተና ብሃመይ ንፎልጦ አለና አብ ፈተናናኽ ብኃመይ ንጸንዕ አለና እዘን ይመስላ ጥያቄይ ስልጣን ሓወይ ቅዱስ እግዚአብሔር ብዕድመ ብጥዕና ያሓልውኻ🙏
@alemdesta454
Сағат бұрын
ብዙሕ ግዜ ምሂርሉ እዩ ክብረተይ አብ ዩቱቡ አቲኪ ረአይ ብካልኦት አቦታትና ውን ሚሂሮምሉ እዮም❤
@fdg761
4 сағат бұрын
ኣሜን❤ኣሜን❤ኣሜን❤ ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ስልጣን ሓወይ ኣሜንን በረከቶም ይሕደረና ኣያታትና
@ሕጂ.ከ.ናበይ
2 сағат бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐልና መምህረይ❤❤
@slamhlkjjj930
3 сағат бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን ስልጣን ሓውና እግዘኣብሄር ኣሞላክ ፀጉኡ የብዛሓልካ ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️
@ኪዳንኪዩኣደይ
5 сағат бұрын
Des zbel melsi eu kale hiwet yesmalna hawey natey tsegu yebzhalka ❤
@HappyBlackberries-hd8hb
2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@zewenjelTinsea-e5l
4 сағат бұрын
Amen amen amen hawina Kal hiwet yesmaluna
@amanuelteame-pr3bm
5 сағат бұрын
እዚ ዝጻረፉ ሲ ኣይትገደሰሎም ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ጸግኡ ይብዘሓልካ
@TkTk-n7g
3 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AmanAman-s3b
4 сағат бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓና ክቡር መምህር ስልጣን ብዛዕባ ጥንተ ኣብሶ ስፍሕ ዝበለ መብርሂ ሃበና
@Ostirch
3 сағат бұрын
ሰላም ሓው መምህር ሰልጠነ ናይ ተሃድሶ እቦ እንታይ እዩ ፍልልይና ኣረድኣና የዳናግሩ እዮም
@PetrosTesfaldet-l8c
6 сағат бұрын
amlak xega ab lali xega yhabka egzabihier sltan haweyy❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@konajuete
2 сағат бұрын
Elllllll
@merhawitsegay7394
4 сағат бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ጽቡቅ ዝኮነ መልሲ ስልጣን ሓወይ
@AZebTAMR
3 сағат бұрын
ናይ ፈጣሪና❤ህይወትና❤ቅድስት❤ስላሴ❤ስእሎም❤ንቅበል❤ንዘልኣለም❤እመቤቴ❤ድንግል❤ማርያም❤ካብ ትዉለድ❤ቅድስቲ❤ንፅህቲ❤እያ❤ኣዶ❤ጎይታና❤ንፅህቲ❤ንፁሃን❤ቅድስቲ❤ቅዱሳን❤መትህተ❤ፈጣሪ❤መልእልተ❤ፍጡራን❤እምየ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Nassir3-q9e
6 сағат бұрын
Selam Sultan hawey xolot qudusan misakha yikun,inzimexe bi aqile kitisiero amilak misakha yikun Sibihat leluol Egzabeher leweladitu dingil l mesqelu kuburw hayali n Zelalem Alem Amen 🤲🏽
@ዕባይ-ዓጋመ
3 сағат бұрын
ahwatey Eti kal lbi eilkum adamtswo kalat aytgelabtu❤ Sltan hawey kal hiwet yesmeAna❤❤❤
@SalamaHairan
4 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Joseph-st7ze
4 сағат бұрын
Thank you 🙏🏼 ,Coptic Orthodox kulu tiblo zeleka itom tahadiso zite bahlu zimihriwo iya timihir
@ሰላመይብኣኻዩናተይጎይታ
3 сағат бұрын
ስልጣን ማታለሊ ንክሕደት ካብ ትሕለቕ ግዳ ክትእርም ዘይትጽዕር ኢትደመሩ ምስለዓላውያን ከይፈተኻ ደኣ ተቀቦሎ። ናይ ስላሴ ስእሊ እኮ ብመጽሓፍ ቅዱስ መሰረት ብምግባር እዩ ተሳኢሊ። ካበይ ዝተማህሮ እዩ ክሕደት ዝዘርእ ዘሎ። 1ይ ዮሃ 2፥19 ኣንብባ። እግዚአብሔር ደማዛዝን ጥበብ ይዓድል።
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ
5 сағат бұрын
ሰላም መምህር ሰልጣን ኢዞም ሃለውለው ዝብሉ ዘለው ብመልሓሶምን ተግባራቶምን ተረትዖም ኢዮም። ሕቶ ኣላትን ንሱ ድማ ብዛዕባ ጥንት ታኣብሶ ኣለዋ ኢሎም ዝኣምኑ ኢተኾነም ስለምታይ ስኖዳ ይኹን ጵጵስና ክህነት ንቕበል ?
@TekleBelay-h3d
6 сағат бұрын
መምህር ስልጣን ሓውና ፍጹም ሰላምታ ናይ ክርስቶስ ኣምላክና ምሳካ ይኩን።ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሱ ከኣ ለንቀነ ኣብ መርዓ እተን ኣዋልድ ርእሰን ከይተሸፈና እታ መርዓት ውን ሓደ እዚስ ከመይ እዩ ፍቁድ ድዩ ብቤት ክርስትያን።ሕጊ ኣለዎ ዶ ናይ መዝሙር።
@johanesshischay7426
6 сағат бұрын
Mebel 16
@nahomsolomon7008
4 сағат бұрын
ሲኦሌ እርከቦም ኪድ፣ ቅዱስ ሲኖዲዬ ዝለፈነዎ ቪዲዬ ራዪ!!
@Joseph-st7ze
4 сағат бұрын
Gin Abotatina ab adom b hizibom aykeberun intay yigeber Amlak libom yikifetelom
@maharenatsegezab3551
5 сағат бұрын
ስልጣን ሓውና ብጣዕሚ ኣብ ኣቡነ ባስለዎስ ሕማቅ ገርካ። ኣቡነ መቃርዮስ ኣቡነ ሲኖዳ እንታይ ኮይኖም ኣይንቅበልን ዘይብሉ። ዲ ዮሃንስ ተቅብሉስ ትምንት ኣማሓላልፉ ክከውን ዝበሎ። መርገም ኣይትፍርሕን እካ።
@Muler_Tigraweti
4 сағат бұрын
*_ኣነ ዝገርመንሎ ትግራዋይ ዘይበሉ ዘይኮነሎም መሀከዮ😅😂_*
@Samuelmanunited
3 сағат бұрын
ሚዛን ናትካ እዩ ጠፊእና ዘሎ ኣቡነ መቃርዮስ ኣደይማርያም ጥንተኣብሶ ኣለዋ ኢሎም ከምዝኣምኑ ትኣምን እንተኮይንካ መናፍቕ እዮም ኢልካ ድማ ሓንቲ video ስራሕ ሽዑ ክንቅበለካ ናይ ኣቡነ መቅስርዮስ video ክጽበ እየ። ብልክዕ ሓቀኛ እንተኮይንካ
@alatinontube6809
Сағат бұрын
ንስኻ ንግብጻዊት ቤተ ክርስትያን መናፍቃን ኢልካ ዲኻ ትኣምን ብሩኽ
@ምንባርብተስፋ-ዸ9ዀ
6 сағат бұрын
ሰላም ሰላም ተኻታተክቲ ጎሎድያስ መዴያ ዝኮንኩም ቤተሰብ አአብ ዘለክሞ ሰላም ወሰናይ እንዳተተምነኩ ነዛ Embeba tve ሳብስክራትብ ክትግብሩ ብክብሪ ይዕድመኩም። ስለ እቲ ዘታባባዕኩምኒ ብልቢ የመስግን
@AZebTAMR
3 сағат бұрын
እሺ❤
@yosieffitwi1210
6 сағат бұрын
መጀመርታ ሰላም ክቡር ሥልጣንሓወይ: ኣቡነ መቃርዮስ ብዛዕባ ስእሊ ቅድስት ስላሴ ጥራይ ኣይኮኑን ክሒዶም ብዛዕባ ገድላት ንኣብነት ገድለ ኣቡነ ግዮርጊስ ዘጋስጫ ውን ቡዙሕ ተዛሪቦም እዮም
@wedifinhas1071
5 сағат бұрын
Abey SemikayoM ? Tifelitom Dika ?
@GBGGBG
5 сағат бұрын
ክሒዶም ዶ በልካ። ማስጣ ብጹእ ኣቦና መቃርዮስ ከይወርደካ ንነፍስኻ ሕሰብ ሓወይ። ሚዛንካ ኣማዓራሪን ሓቂ ክትፈልጥን ፈትን። ኦርቶዶክሳዊ ኣማኒ እንተኮንካ።
@FithawiFisahaye-m4w
6 сағат бұрын
ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ የሕዋተይ ኣብ ኣብ ፕሪፋይለይ ኣትኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ መንፈሳዊት ቻነል እያ።
@AZebTAMR
3 сағат бұрын
እሺ❤
@maharenatsegezab3551
5 сағат бұрын
ተለፍን ስደደለይ ከሕትካ እየ
@ErmiasSiumBaire
4 сағат бұрын
ስለምንታይ ስእሊ ስላሴ ዘይብሎም
@Samuel-tl6ut
2 сағат бұрын
መምህረይ! ነታ ዘምጻኣካ ምዛን ናባካ ምለሳ። ንስካ ውን ምስኦም ዝነበርካ ንዕኦም ዋላ እንተ ዘይነቀፍካ እቶም ንዓካ ዝመስሉ ግና ይነጽግዎም ኣለዉ፡ ስለዚ ንስካ ውን ምዛንካ ሓደ ይኩን። በቲ ኮይኑ በዚ ንሓድነት እንተ ትጽውዕ ሰናይ እዩ። ንስካ ውን ኣቦና እንጢኖስ ጻድቅ ምኳኑ እንተ ተረድእካ ንስካ ከኣ ትፈላሊ እንተሃሊካ ኣብ'ቲ ንሱ ዘለዎ ክትኣቱ ብከመይ ይከኣል። ስለዚ ሓደራ፡ ቅድስንኡ ሓቂ እንተ ኳይኑ ኣምላክ ክገክጾ ይከኣል እዩ፡ ኣነን ንስካን ግና ነቲ በዓል ግዜ፡ ግዜ ንሃቦ ክዓዩ፡ ቦትኡ ኣነን ንስካን ኣይንሓዞ። ስለ'ዚ ሓደራ ህዝቢ፡ ኣምላክ ኣልቦ ዝብል ክሃድም ኣይትግበርዎ። ንኣምላክ ኣፍልጥዎም እምበር ካብ ኣቡኦም ኣይትፍለይዎም። ስለዚ ሓደራ፡ ልዕሊ ኩሉ ኣብዚ ዝሓለፈ እዋናት፡ ንዓካ ዘይርዳኣካ፡ ቃል ኣምላክ እናመሰለካ፡ ኣብ ፖሎይካ ትዓዩን ካብ ቃሉ ትርሕቅን ኣሎካ ክብል ይፈቱ። ኣምላክ ምሕረቱ ይዓድለና።
@alatinontube6809
Сағат бұрын
ኩሓልቲ መሲለን መንቆርቲ ትብል ምስላ ብግልጺ ኣባኻ ሪአያ😂
@AZebTAMR
3 сағат бұрын
መምህርና❤ፈጣሪና❤ቅድስት❤ስላሴ❤ሙሉእ❤ዘበንካ❤ይባርኩልካ❤ይባርኩልና❤ለባመይ❤ኣሜን
@-gabrielabsari6458
Сағат бұрын
Mskin kemu gerkum texenanu 😅
@hailegtesfa7540
5 сағат бұрын
ነታ ምስ ፓስተር ዳንኤል ዝገበርዋ "ማሕረሻ ውሽጢ ውሽጢ እያ ትሓርስ"ንስኻ ድማ ተመሊሰ ኢልካ ምጻእ እሞ ውሽጢ ውሽጢ መናፍቕነትካ ትዝርግሕ ትብል ዘረበኦም ክሳብ ሕጂ ኣይሰማዕካያን ማለት ድዩ? ስልጣን ምሉእ ብሙሉእ ሓሳብካ ቀይርካ ኢኻ። ንምንታይ ኢኻ ነቲ ናይ ዕርቂ ሰነድ ከተቕርቦ ትብዓት ስኢንካ? ሰብ ይዕዘበካ ኣሎ።
@aklilugebrit6780
4 сағат бұрын
Sltan beal mizan....eske bel hgi ka natka mizan ketereya knhateka.....kdmi kebabi 2 years ykewen nbeal keshi markos debas eka tkawem nerka...hgi gn msom hbret ms zelewom aba mekaryos tkelakel aleka....hgi ane nbeal aba mekaryos mklkalka aykonen zgermeni zelo......bhaki gn beal knu mizan tekonka.....hgi neti kdmi 2 years bzaeba beal keshi markos tbelo zneberka....ane tegagye eye nsom eyom knu zelewu elka video ktsereh knxbeyeka......natka haqecha mergexi emnetka ka tezareb.......gbxi kemzi yeamnu armen kemzi yblu aytbelena....most people yfelto eyu......natka menenet eyu mflat abyuna zelo.....hadera kbleka gn mergexika bhanti video ktgebrelna nxbe....dhar ka xeadu or xelemti aytbel....this is racism.....
@weldeeyesus5916
5 сағат бұрын
ስልጣን ንኣቡነ መቃርዮስ ብምንታይ ትሓብሮም ኣለኻ ፡ስእሊ ስላሴ ንስካ ትኣምነሉ ኢኻ ንሶም ኣይውበልዎን ኢዮም ።ስለዚስ ነዖኦም ተቀቢልካ ንናይ ኤርትራ ኣቦታት ምንጻግ ከ ሓቀኛ የብለካ ዶ ።
@AZebTAMR
3 сағат бұрын
እሱ ዝብሎኮ ንናይ ግብፂ ኣቦታትን ንኣቡነ መቃርዮስን ማዕረ ረኣይዋምዩ ዝብል ዘሎ ምክንያቱ ኩላቶም ናይ ፈጣሪና ቅድስት ስላሴ ስእሊ የብሎምን ማዕረ ፍረድዋምዩ ዝብሎ
@weldeeyesus5916
2 сағат бұрын
@AZebTAMR ንሱ ከ ማዕረ ዘይሪኦም እንታይ ኮይኑ ኢየ ዝብል ዘለኹ ኣነ ከኣ
@AZebTAMR
Сағат бұрын
ንመንይ መንይ እዩ ማዕረ ዝሪኦም
@merhawifessehatsion4629
44 минут бұрын
ኣይትሓዘለይ እምበር ሚዛንካ ውን ፍትሓዊ ኣይመስለንን. ምክንያቱ ኣቡነ መቃርዮስ ኣባል ናይ ግብጺ ቤተክርስትያን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም እቲ ዝመርሕዎ ዘለዉ ቤተክርስትያን ግን ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እዩ ዝብል. ስለዚ ሚዛኑ ብናይ ኤርትራ ትዋሕዶ ቤተክርስትያን ተዋህዶ ትምህርቲ ክኸውን ኣለዎ
@nahomsolomon7008
4 сағат бұрын
መናፍቅ ትግራዋይ!! አተፍተፍ አይትበል
@AZebTAMR
Сағат бұрын
@@nahomsolomon7008 ኣሕዋተይ ኣይንፃረፍ ፈጣሪ ከይፈርደና ትግራዋይ ኣይኮነን ኤርትራዊ እዩ ትግራዋይ ዘብለኩምሎ ምክንያት ቤተክርስትያን ንፁህ ህዝቢ ኣይትቅተሉ ስለ ዝበለ እዩን ፈጣሪ ደስ ዘብል ዘረባ እዩ ተዛሪቡ
@soligualagame
5 сағат бұрын
ጫፍ ድኩም ሪኢኩም ናወፃኩም ወይ ትርጉም ምፍራድ ኢዩ ዘይተረደአኩም ኣቱም ኣይትፍረድ ትብሉ እቲ ዝበሎ ገዲፍኩም ዘይበሎ ትሓቱከ ኣነስ ገሪሙኒ ዘረበኦኮ ንፁር ኢዩ
@AZebTAMR
3 сағат бұрын
ብሓቂ❤መምህር❤ስልጣን❤ለባምን❤ሓቀኛንዩ❤
@MusieTemesgen
Сағат бұрын
ናይ you tube ሸቃጢ ኢኻ ጥዑይ ትምስል ኔርካ መጀመርታ፥፥ ትማሊ ካልእ ትብል ኔርካ ሎሚ ካልእ
@nahomsolomon7008
4 сағат бұрын
ዋጋ ትከፍለሎ ኢኻ ሰብ አታጋጊ!!
@tv-gc1yx
2 сағат бұрын
kzbin.info/www/bejne/hIK6dJmgdteljdEsi=QhrmUhukyYGEuOIa ክዳን እምበር ልቦም ኣጻዕድዮም ዘይመጹ ብስምካ ሰዓብቲ ክረኽቡ ዝደልዩ ኣለዉ ከይትምልሰሉ ትምህርትኻ ቀጽል።ሓንቲ ስርዓት ዘይፈልጡ ብስም ሃይማኖት ሸቐጥ
21:39
መልክትን ርእይቶን ንስልጣን ከሰተ ናብ ስልጣን ከሰተ
kebron tube
Рет қаралды 663
23:54
ሓሶት ክፈሽል ከሎ
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 10 М.
1:2:39
Устроился на работу в БАНЮ, а тут призраки какие-то..
TheBrianMaps
Рет қаралды 3,1 МЛН
0:49
Как Ходили родители в ШКОЛУ!
Family Box
Рет қаралды 2,3 МЛН
14:33
Камеди Клаб «Семейный психолог» Гарик Харламов, Марина Кравец, Марина Федункив
Comedy Club
Рет қаралды 10 МЛН
1:01
Ful Video ☝🏻☝🏻☝🏻
Arkeolog
Рет қаралды 14 МЛН
26:45
//በስንቱ// BESINTU "አዲሱ ጎረቤት" S3 Ep4
ebstv worldwide
Рет қаралды 110 М.
48:14
ከአረብ፣ ከጊኒያዊ እና ከሀበሻ ባሎቿ 5 ልጆችን የወለደችዉ ዳንሰኛዋ ኢትዮጵያዊት // @erq-maed-TV
Sami Studio
Рет қаралды 25 М.
34:47
ረኣዩ በሉ በዛ ደርፊ ዕብድብድ ጀሚሮም/ ኣስመራ ኣትዮም ተባኢሶም/ ናብ ሰራዊት ኤርትራ/ ኤፋር ዲቑ ንንሓመዱ
Neshnesh Tv
Рет қаралды 23 М.
51:38
EMNA1 103 ዓመት ዝዕድሚአን፡ ናብርአን ዝመርሓ ኤርትራዊት ኣደን ፍሉይ ትዕድልተንን 1ይ ክፋል ERITREAN HISTORY AND CULTURE
EMNA 1
Рет қаралды 3,3 М.
38:39
"ኣብ ግዜ ልደት ዝተፈጸሙ ዓበይቲ ነገራት" ብ መምህር ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 10 М.
36:49
መደብ ምግላጽ ሓቂ ተገዲስኩም ስምዕዋ!
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 12 М.
12:08
ቅድሚ ግዜ ዝመጽእ እርጋን ትከላኸል ዋና ነገር
Dr. Sharon Woldu
Рет қаралды 12 М.
31:02
Tigray Media Network ኩሉ ወዲእና ኢና ህዝባዊ ድጋፍኩም ይቀፅል Jan 30, 2025
Tigray Media Network
Рет қаралды 2,1 М.
25:51
መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ኣመንዝራታት ኢዩ ንዝበሉ ዝተዋህበ ግብረ መልሲ
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 16 М.
58:02
🔥 ሰላም ክንረክብ ባሕሪ ንሃቦም ማዕበል ናብ ኣዲስ ኣበባ
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 21 М.
1:2:39
Устроился на работу в БАНЮ, а тут призраки какие-то..
TheBrianMaps
Рет қаралды 3,1 МЛН