Government In Exile /መንግስቲ ኣብ ደገ መሪጽና ኣነ ድማ ፕረሲደንት ኮይነ

  Рет қаралды 45,360

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

21 күн бұрын

Government In Exile /መንግስቲ ኣብ ደገ መሪጽና ኣነ ድማ ፕረሲደንት ኮይነ

Пікірлер: 249
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 19 күн бұрын
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 kzbin.info/door/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@mussiegebreyouhans8288
@mussiegebreyouhans8288 19 күн бұрын
ሰውራስ ካብ ዝገደመስ ዝሶጎመ ኢዩ ዝበሃል። ገሊኦም ኣብ ምንቕስቓስ ጥርናፎኦም ብዘረባን ኣስተምህሮን ወዲኦሞ። ሰብ አውን አንዳ ተሃከዮ ከይዱ። ከም ኪሮስን ባህዱርይን ድማ ብተግባር የሪኡና ስለዘለው ጽቡቕ ስራሕ ይግበረሎም ንሕናውን ደገፍና ንሃቦም። ጽቡቕ ስራሕ ይግበረልኩም
@haileabisaq8956
@haileabisaq8956 19 күн бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ኣያና am aprcet brather.
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 19 күн бұрын
ሰልጠነ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ፡እዚ ኣቕሪብዎ ዘሎ ፡ብልክዕ ግዚኡ እዩ፡ህዝቢ ክለናመዶ ደጋጊምካ ኣቕርበልና።
@user-zf7cz6sp5q
@user-zf7cz6sp5q 19 күн бұрын
ተጋዳይ ገብረ ባህዱራይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሐሳብ ኢዩ ስለ እቲ ቁኑዕ ሐሳብካን ሐቦኻን ግልጽነትካን ከምእውን ቡሱል ውህሉል ዓቅሚን ተሞክሮንውን አሎካ ስለዙይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሐሳብ ኢዩ አጀኻ በርትዕ ትባዕ አብ ስራሕካ አሳልጦን ዓወትን አብ ህወትካ ጥዕናን ሰላምን ይብዛሐልካ አብ ኩለን ሚድያታት ንህዝብ እፈልጥ ቅስቀሳ ግበሪሉ ብርቱዕ አጀኹም
@haileabisaq8956
@haileabisaq8956 19 күн бұрын
ሰልጠነ ብጣዕሚ ንፉዕ ጋሻ ኣምጺካ Thanks bro
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 19 күн бұрын
ዋላ መራሒ ሃገር እንተኾነ እንታይ ይጎድሎ ምሁር ብደም ዘይተጨማለቅ ካብቲ ቀታሊ ስብ እፀናቲ ካብ ልዕሊ 80 ሽህ መንእስይ እብ ትግራይ ዘጥፍእ crimnal ወዲ ዓዲ ሃሎ ይህሽናን ፍርቃን።
@mmsaed4630
@mmsaed4630 16 күн бұрын
Seltene, Your guest is appreciable, I fully support his ideas. Encourage him.
@tesfittsegai3345
@tesfittsegai3345 19 күн бұрын
This sounds excellent but it needs to be inclusive as per its name and represents the Eritrean people in exile
@user-pp1eo9ex8o
@user-pp1eo9ex8o 19 күн бұрын
ሰልጠነ አቦ ፍትሒ ዝጽላእ አይኮነን ሓሳቡ ገብረ ዝብሎ ዘሎ እቲ ሓሳብ ጽቡቅ ኢዩ , ቅንዕና ዘለዎ እንተ ኮይኑ ተወሳኪ መንበራት ድሕሪ አቀሚጦም ኢልና ኢልና ናብ ኡ ግድን ክነአቱ አለና ግዝያዊ መንግስቲ አብ ደገ ኤረትራዉያን ደጉና ከማን
@hayletkle2197
@hayletkle2197 19 күн бұрын
ተጋዳላ ይ ገበረ ፡ ን ኣቀራርባኻን ፡ ትዕግስትኻን ፡ ብልሕኻን ፡ ካብቲ ዝሓለፈ ምስ መራሕቲ ህዝባዊ ግምባር ዝነብረና ትመክሮ ፡ ማለት ፡ ታህዲድ ፡ ድርቅና ፡ ምዝንጣል ፡ ኮፍ -ልኽባጥ ፡ኣዝዩ ዝተፈልየ ባህርኻን ፡ ባህልኻን ኣዝየ እየ ዝድንቐካ ፡ ኣብ ክትዕ ክሳብ ክንደይ ናይ ምጽውዋር ባህሊ ከም ዘድልየና ፡ዝለካ ጽልዋ ቀሊል ከም ዘይኮነ ከመስግነካ እፈቱ ።
@MrHabtemariam
@MrHabtemariam 19 күн бұрын
ስለምንታይ ብግሉጽን ብጋህድን ብተስታፍነት ህዝብን ዘይግበር?
@RobelJETRO
@RobelJETRO 19 күн бұрын
😂😂😂🗣adey gltisin adey gahdn gorebeatna eyen 😢👍
@user-zi1wh6ep1q
@user-zi1wh6ep1q 17 күн бұрын
Wow, tigistikha keyigeremin ayiterefin you're the right person to be a Future president of Eritrean, thank Gbre,
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 19 күн бұрын
ንጹር መብርሂ ኢዩ ባዱራይ ግን ኢዚ ፍሕ ዝበለ ማእዶ ህዝቢ ኤርትራ ሕጅዉ መራሒ ክኸዉን ኢየ ኢሉና እናበለ ጫቑጫቑ ክብል ኢዩ።መርገም ዘለዎ ሕብረተሰብ
@barolehamid4140
@barolehamid4140 17 күн бұрын
Good work. If you ask the millions of Eritreans in the diaspora "Let's meet and choose a President of the Transitional Government", the answer would never come, this is because they would never get along. Some courageous people have taken a step, this step should be encouraged. Good work and success.
@medhanefssehaye5935
@medhanefssehaye5935 19 күн бұрын
ገብረ ጽቡቅ ሐሳብ ሒዝካ መጺካ ግን ብድሕሪት ዝደፍኡካ ህግደፍ ኣለዉ ከም ዝተረዳኣኒ ስለዚ ከቢድ መጽናዕቲ ከድልየካ ዩ ሰልጠነ ከኣ ጽቡቅ ስራሕ
@user-jz1mt8zx1o
@user-jz1mt8zx1o 19 күн бұрын
Good luck with your project
@victorfreedom1967
@victorfreedom1967 19 күн бұрын
Mr. G: I appreciate your confidence and courage. Your government in exile might work or might not. Trying is not wrong it is action in progress.
@aradom344
@aradom344 19 күн бұрын
We need to create government in excite representing the people and elected by the people not selected by few people.
@MrHabtemariam
@MrHabtemariam 19 күн бұрын
ህዝቢ ዝቕበሎ ግሉጽነት ምስ ዝህልዎ ጥራሕ እዩ። ብግሉጽ እቲ መስርሕ ብተሳታፍነት ህዝቢ ዘይተገብረ ስለምንታይ?
@eyobsolomon9075
@eyobsolomon9075 19 күн бұрын
Keep i up Mr.G
@user-gf8yn3if7e
@user-gf8yn3if7e 19 күн бұрын
ዓቅሉ ኣገላልጽኡ ብጣዕሚ ዝድነቅ እዩ
@esuratna
@esuratna 19 күн бұрын
This is what I was waiting for 👏👏👏👍👍🎉
@ablelyemane7460
@ablelyemane7460 14 күн бұрын
He's quite the comedian, by the way. I find the beginning of 'Government in Exile' very intriguing, and it's something we should deeply ponder.
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 16 күн бұрын
Ketefti aletawi medenagerti ertria niertrawiyan eya kemzikemakum naymeninet xegem zelekum ntigraykum mrexu temerexu ente ertrawiyan baelina alenayo
@becool4344
@becool4344 19 күн бұрын
This is very amazing project!!!
@KokobAndebrahn
@KokobAndebrahn 19 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ጉሉጽነት ዘሎዎ መግለጺ
@gebremariam85
@gebremariam85 19 күн бұрын
This man is capable and very articulate . His energy is a good thing along with his steps
@YosefTsehay
@YosefTsehay 19 күн бұрын
Hji grm nay gdam mengsti mmsrat enxbeyo guday eyi qexilna sentral komand bzqeltef kmsret alewo qutebawn lojistkn khlwo ygbae good luke deqi erey
@adamhazo7201
@adamhazo7201 19 күн бұрын
ናይ በለጽ ግዜ ኣብቂዑ ኢዩ ኣብ ዘዘለኹሞ ጥራሕ ኣሪግኩም ሙቱ
@dawittewelde4126
@dawittewelde4126 19 күн бұрын
I fully support you Mr bahduray
@Ae91scd
@Ae91scd 19 күн бұрын
ኢትዮጵያዊ ( ትግራዋይ)አምባሳደር ቴድሮስ አብ UN ናይ WHO ኃሊፊ ንህዝቡን ሀገሩን ብትብዓትን ኃልዮትን ክሰርሕ ከሎ አምባሳደር ሃይለ መንቆርዮስ ግን ተበላጻይን ተሐቢኡ ዝጸንሐ ሕጂ ጅግና ብርጌድ ንሐመዱ አብ ሐመዱ ምስ ቀረበ ! አለኹ አለኹ እንዳበለ ስልጣን ጭንን ዝብል ዘሎስ " ሰብ ጸውዕ እንተበሉኻስ በዓል በለስ" ድዩ ዝተበሀለ።
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 19 күн бұрын
ምስ ብዓል ንስኻ እበይ ለውጢ ክምፅእ ሃሳዳት።👎🏿👎🏿
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 19 күн бұрын
Badore.zblo .zlo.astwillo.ane.nmgmrt.eye.zreuo.zlko.gn.kmte.zblo.zlo.kgmt.klko.bwegny.ab.ades.indhr.alwo.brged.nhmdo.alo.entay.s😊gat.alo.elkdeka.ntom.tfltom.ab.ades.zlwo.htto.aynmgot❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 18 күн бұрын
ተስፋ ይገብር ኣምባሳድር ሃይለ መንቀርዮስ ነዚ ኮመንትኻ ከይርእዮ። ብዙሓት ተቓለስቲ ምምጻእ ኣምባሳደር ኣብቲ ዋዕላን ዘሕለፎ መልእኽቲን ብሓጎስን ተስፋን ክቕበሎን ከሎ ከምዚ ከማኻ ግን ብዘይ ኣፍልጦ እንተኮይነ ይቕረ ይኹንካ እንተ ኮነ ኢልካ ጌርካዮ ግን ብጣዕሚ ተጋጊኻ፣ ድሕሪ ባይታኡ ትፈልጥ ኮንካ ንደምበ ቃልሲና ከሲብና ኢየ ዝብል።
@wedihaile4532
@wedihaile4532 18 күн бұрын
እንቃዕ ስቅ አይበልካ ትፈልጥ ከማን አነ ንሃይለ ብጣዕሚ እየ ዝጸልኦ ነይረ እንተኾነ ግን ንኤርትራ ካብ ሓገዝ ሓሊፉ ካልእ ዝበደላ የብሉን ብዓቕሙ ከኣ ተጋዲሉ አምባሳዳር ኮይኑ ሰሪሑ ድሕሪ ምቅዋም መንግስቲ ከኣ ብውልቁ ክሳብ ዝለዓለ ቦታ ሰሪሑ ሓገዝ ናይ መንግስቲ ሰለ ዘይነበሮ ከኣ ከም ቴድሮስ ኣብ ላዕሊ ቦታ ኣይበጽሐን እምበር ብቕዓት ናይ ሃይለ ላዕሊ እዩ። እዚ ከም ቴድሮስ ገለ ኢልካ ጋል መንገዲ ንግደፎ ፡ ሃይለ ከኣ ኣግሂዱ ነገሩ ኣነ ኣብዚ እዋን ከማክር እምበር ኣባል ውድብ ክኸውን ኣይደልን ኢሉ ኣብ ናይ ይእክል ስድካ ስምዓዬ ፡ ፕሬዚደንት እንተኮነ ኸ እንታይ ሽግር ኣለዎ ጥራሕ ብህዝቢ ብቕዓት ኣለዎ ድዩ ይረአ ፡ ፡ እዛ ናይ ቴድሮስ አድሐኖም ምስ ህዝቡን ሃገሩን ዝበልካያ : ኣየነይቲ ሃገር : ቴድሮስ አድሐኖም ግብኡ ገይሩ : አባል tplf ስለ ዝኾነ ከኣ ከምኡ ክገብር ነይርዎ ። ቲplf ከአ በዓልቲ ውዕለቱ እያ ። ከም ኣቢ ሃገር ዘይሕዝ ግዳ ኣይንብሎን ። ውድሓንካ
@kiflemariamabraham
@kiflemariamabraham 17 күн бұрын
@alganeshandebrhan4047
@alganeshandebrhan4047 17 күн бұрын
ምሁራት ኣበይ ኣለዉ ንብል ኣብዚ ኣለና ኢንተበሉና ዲማ መን እኩም መን መርጽኩም ኢንዳበልና ሸኮለልል ነብሎም ኢሞ ዳኣ ከመይ ኢዩ ነገርና ኣጆኩም ምሁራትና ሰብኩምን ሃገርኩምን ኣድሕኑ❤❤
@yosimont
@yosimont 19 күн бұрын
Mr G., with all due respect, professor Araya is cofounder of GI, and GI was initiated 9 years ago. How can you say he took the idea from you when you asked him for his advice? And you called veteran/Dr. Hiruy, ካብ ወረጃ ናብ ወራዳ? What you just said about these two well respected people will cost your org. You complain about others for talking about you org and within seconds you talk trash about others? I am only hald way through your interview and left with no apetite to continue. Good luck
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 19 күн бұрын
TegaDaLay Gebru BaHduray - Definitely acceptable: your example is excellent and scientific: start it then see where it takes us.
@zulanet8683
@zulanet8683 19 күн бұрын
መን ይኹን ብዘየገድስ ንህዝቢ ዝጠቅም ይኹን....
@beckyyemane9591
@beckyyemane9591 19 күн бұрын
"Dani wedi memhr has suggested this Gov't in exile " and this man is taking a step of that.
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 16 күн бұрын
Eti tigrinaka xuruy aykenen mirmera ydileka 'wexika tekales bzereba aykenen naytikimisebat
@tekieteka3396
@tekieteka3396 19 күн бұрын
እዚ ምእካብ ዚ ክጥረር ዘለዎ ዩ! ብ10 ሰብ 5000$ እናከፈሉ ዝካየድ ካልሲ ክክክክክ፡ኣስተውእል ህዝበይ,5000$ብጀካ ህግደፍ ከፋሊ የብሉን!!ናይ ውልኪ ረኢቶይ ያ።
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 16 күн бұрын
Mechem hadehade engilish endaetekin sebtedenagra alekin etixury'' nay nayna'' kankakum tezarebu etom siabtukum tegaru mienti ksemekum ketefti
@tesfittsegai3345
@tesfittsegai3345 19 күн бұрын
Mr G, ኣብ ግሉባል ይኣክል ክፍሊ ዲፕሎማሲ መሪሕ ተራ ተጻዊቱ ዩ :: እንተኮነ ግን መንግስቲ ኣብ ደገ ክምስረት ድሌት ብዙሓት ክንሱ ናይ ውድብ ቅርጺ ኣትሒዝዎ ምህላዉ ጌጋዩ:: ከምቲ እኒሸቲቭ ዝወሰዶ ብዙሓት ምንቅስቓሳትን ውድባትን ምስዚ ሓሳብ ዝሰማምዑ join ክገብሩ ባይታ ዝኸፍት ክኸውን ኔርዎ::
@riseNOWshine
@riseNOWshine 18 күн бұрын
Great job Mr. G. Pursue it regardless of what others may say. I am interested send me info. Thanks.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 19 күн бұрын
ኣብ ስራሕ ዘሎ ሰብ ገለ -ገለ ጉድለአታት ክህልውዎ ይኽእሉዮም ፡ ኣበራት ረኺብካ ፡ ምድኻሙ ናይ ቃልሲ ባህሪ ኣይኮነን ። ይኹንምበር ካብ በዓል ጆርጆ ብሌናየ ዝብሉ መእተዊ ነቓዕ ረኺቦም ከይ ኣትውኹም ተጠንቀቑ ፡ሰልጠነ ኣባነብሮ ወደይ !
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 19 күн бұрын
ሰልጠነ ብሓሳብ ክትግጥሞ ኣይትኽእልን ኢኻ ንባዱራይ
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 16 күн бұрын
Seltene ntigray hagiz sebeytika kitihgoselka anta ferah metaleli aletawi tefelitikum ekum
@stefanostewolde9440
@stefanostewolde9440 19 күн бұрын
ወይ ሽግር ሕቶ ስልጣን ወሰንቲ እቶም ብረት ሒዞም ዘለዉ ኣብ ከባቢ እዮም ስለዚ ኣይትትከሙ ስለዚ እተን ቅኑዓት ውድባት ተግባራዊ ስጉምቲ ውሰዳ።
@hfhi7527
@hfhi7527 18 күн бұрын
ክክክክክ ብዘይ ህዝብን ኑኡስ ዎሎዶን ኩሉ ተበላጺ ምኮኑ እዩ ኣጀኹም አስተውዕሉ 💙💙💙💙💙💙
@Miracle03-em5im
@Miracle03-em5im 19 күн бұрын
እዚ ሰላሕታ ደዉበለለይ ክብለጸልካ።ኣዉራጃ ፈሪሕዋ ቁጽሪ ክቀትሎ ኢዩ።
@akmalazgazi9874
@akmalazgazi9874 20 күн бұрын
He said he is a registered agent with homeland security. That means he is a spy.
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 19 күн бұрын
እዎይ ብጀካ ምክፍእ ካኣልእ ቁም ነገር ዘይብልኩም እስከ በጃኻ ፀቡቅ ሕስብ ዳሃር ድማ ብዓል እስኻ በዓል እነ ደቂስና እንታይ ኽገብር ትደልዮ።
@samiboy267
@samiboy267 19 күн бұрын
መንግስቲ ናይ ደገ ኣብ ምምስራት ብብርገድ ንሓመዱ ጥራይ እዩ ክትግበር ዝኽእል ሓላፍነትን ተኣማንነት ናይ ሃገርን ህዝብን ክወስድ ዝኽእል ብቅዓት ሞራልን ዘለዎ ብርጌድ ንሓመዱ ጥራይ እዩ። ብርጌድ ንሓመዱ መንግስቲ ኣብ ደገ ክትምስርት ተዳሎን ተበገስን
@meazagebre2241
@meazagebre2241 19 күн бұрын
😂😂 eway eritrawi tewaridu
@mahmudalinur6447
@mahmudalinur6447 15 күн бұрын
Bikaat yedli
@Ae91scd
@Ae91scd 19 күн бұрын
ግሎባል ይአክልይ አርባዕተ ዓመት ሕሳብ ዘይገበሩስ አይሐፍሩን ዓዲ ጥልያን 30 ዓመት ደንበኛ ፍትሒ ሸንኮለል ዘበሉን በተንትን ጸየቅትን አፍረስትን ንበዓል ወዲ ድቡስ ዝበሀልን ካልኦትን አብዚ አለኹ አብቲ አለኹ ዝብሉ ዓዲሞም ጽጽዋይ አስሚዖምና።
@ahmedmehammedali4181
@ahmedmehammedali4181 16 күн бұрын
Belai wedak Teftawi Adgi
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 19 күн бұрын
ምስቶም ቀዳሞት ዘምጻኻዮም ጉጅለ ሙሁራት ገጽ ንገጽ ኣካታዓዮም ናብህዝቢ ይቅረቡ 2ይ እቲ ንኢሰያስ ጸፊዔዮ ዝብል ምስእዚ ሓውና ሓደ ድዮም ብዙሕ ዘጠራጥር ነገራት ኣለዎ
@bahtahailemariam1801
@bahtahailemariam1801 19 күн бұрын
ሰላም ሰልጠነ ጽቡቕ መደብ።
@salomongabriel5945
@salomongabriel5945 15 күн бұрын
Bitaemi xibuq hasabat seltene degagmelna xibuq geru kirdiana fratello
@MrHabtemariam
@MrHabtemariam 19 күн бұрын
ግሉጹነት ክሳብ ዘሃለወህግደፍ ንኸምድል ናይ ስደት መንግስቲ ክምስርትን ከደናግርን ይኽእል እዩ። ብናይ መን ገንዘብ ይመሓደሩ ዘለዉ ምፍላጥ ኣድላዪ እዩ?!!!
@Gbre1996
@Gbre1996 19 күн бұрын
Selam Selten, Interesting Topics. Where they hope to go next.
@ShowMeYourGlory77
@ShowMeYourGlory77 19 күн бұрын
ሰልጠነ ከምኡውን ካልኦት ግዱሳት ደቂ ሃገር : ብህዝቢ ተቐባልነት ይርከብ ኣይርከብ : ይተዓወት ኣይተዓወት እዚ ነገር'ዚ ናይ ኣመሪካ ኢድ ከይሃለዎ ኣይተርፍን።
@berhaneZewede
@berhaneZewede 19 күн бұрын
ናይ ኣመሪካ ኢድ እንተ ሃለዎሞ እንታይ ጸገም ኣለዎ?
@ShowMeYourGlory77
@ShowMeYourGlory77 18 күн бұрын
​@@berhaneZewede- እንተደኣ ብኣመሪካ ዝተሓርዩ ሰባት ስልጣን ሒዞም : ካብቲ ንዓይ ዝረኣየኒ ጸገም ሓደ ምስፍሕፋሕ ግብረሰደማዊነትን እዩ: ከምኡውን ጾታ ምቕያር (transgender) ክተተግብር ምድላይ ምጥቃስ ይከኣል።
@Miracle03-em5im
@Miracle03-em5im 19 күн бұрын
ኣንታ ሕተተልና እባ መን መን መሪጹኳ?Who is u?ቀታሊ ጠበቅ ወዲጠብቅ ጃሱሲን።
@user-vs9yr5oy5y
@user-vs9yr5oy5y 19 күн бұрын
Qnue ykun giega bzeyegeds nzamenkalu btbat rese teamannetn mglaxka yednqeka nay hluf geltemtem debe teqawmo xbuq gerka felitkayo aleka ❤
@shewita05
@shewita05 18 күн бұрын
ezia nekilu zelo hasab nay Bahduri…b’ta’emi tsibuk hasab koynu…it’s very clear Idea
@weyniyhdego5144
@weyniyhdego5144 16 күн бұрын
መን መሪጽዎ እዚ ሰብ, ሕጂ ተመሪጸ, ዝብል እሲ,.........
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw 19 күн бұрын
Keep up the good job.
@gedewonhabtemechel5234
@gedewonhabtemechel5234 19 күн бұрын
Good job❤❤❤🎉🎉🎉
@teageshamde331
@teageshamde331 18 күн бұрын
መጀመርያ ባይታ ፍጠሩሉ ንህዝቢ ክምርጵ ክመርጵ
@tzeghehinsta6271
@tzeghehinsta6271 19 күн бұрын
🎉❤
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 16 күн бұрын
Gebrexadik baelika meraxin temeraxin konka ayeagame abaytigray kitmisrit nihna ertrawiyan xuruyat kolena zement kemtarik hiza
@khalidhamza3583
@khalidhamza3583 14 күн бұрын
ፀገም የብሉን
@user-fg1eu2yi3u
@user-fg1eu2yi3u 19 күн бұрын
This is a very good news 👍
@eyobsolomon9075
@eyobsolomon9075 19 күн бұрын
Watch the Farm movie and you will get a hintabout low farm
@haileabisaq8956
@haileabisaq8956 19 күн бұрын
Bravo
@sabarutt7402
@sabarutt7402 18 күн бұрын
Lasse sie die weden schon versuchen..was willst ?
@dawit1325
@dawit1325 16 күн бұрын
ሰልጠነዋ ምስ ተጋሩ ተባቲኹ'ዩ ፥መንግስቲ ትግርኛ ከይበለ ክክክክክክክ እዚ ዓንጃል ንመን'ዩ ክመርሕ ሞባይሉ እዃ ኣበይ ከም ዘላ ዘይፈልጥ ።
@YOWAMELEY
@YOWAMELEY 19 күн бұрын
I like the idea of this government in exile but the question is how can we trust you?
@samuelmike1568
@samuelmike1568 18 күн бұрын
ኣራዳዲኡ ደስ ይብል ናይ ሓቒ ሉዙብ
@teametadese3105
@teametadese3105 19 күн бұрын
ቅንዕና ብቅዓት ባህድራይ ኣይርኣየንን
@habeshaentertainment2740
@habeshaentertainment2740 19 күн бұрын
ከምዝመስለኒ በሊሕ"ዩ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ክኣ ንህዝቢ የድልዩ"ዮም። የግዳስ ምስ ባዓል ዶር ከምኡ'ውን ፕሮፌሰር ኣርኣያ ዘይተዘራረበ።
@tediambes3908
@tediambes3908 17 күн бұрын
Anjal.....geldam
@adhanomkidane6903
@adhanomkidane6903 19 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💪🏼.
@gedewonhabtemechel5234
@gedewonhabtemechel5234 19 күн бұрын
Good job ❤❤❤
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 19 күн бұрын
ኤሪሳት፡ ይኣክል ወዘተ ዝብሃሉ ቃልሶም ጥልያን ዝጀመሮ፡ ሻዕብያ ዝቀጸሎ ኤርትራውነት ካብ ኣፎፈሞት ንምድሓን ላሕ ዝብሉ ዘለዉ ኣዝዮም ሓደገኛታት እዮም። Neo-Shabia ከኣ ይብሃሉ።
@user-vu5cc8fv5w
@user-vu5cc8fv5w 19 күн бұрын
Selam seltene jegna hawey 💙💙💙💙
@lymaluab
@lymaluab 19 күн бұрын
አብ ቡዙሕ ዘረባ ብዙሕ ጌጋ አሎ። እሰከ ብግብሪ ጭቡጥ ነገር ግበሩ። ዐዘፍዘፍ ምልክት ባዶነት እዩ።
@berhaneZewede
@berhaneZewede 19 күн бұрын
You are right gebre
@Jdhygvsksk
@Jdhygvsksk 20 күн бұрын
😂😂😂😂😂 Eway thank you sultun hawna tsbuk azanagikana please Eba ab werihi hadegzie kemziatom halay halay zsawetu abalat sleya hgdef zsedwom amsalna eka agenda natom knfelit
@dawitbahta637
@dawitbahta637 19 күн бұрын
ፕረዚደንት 😂😂😂😂
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 19 күн бұрын
Why not ? እንታይ ይጎድሎ እቲ እብ ዓዲ ሃሎ መን መሪፀዎ ድዩ እታ ወዲ ፍታዊት ፍርንጭት ኢስይስ ማዓልትኹም ዓኽሉ እዩ።
@user-ud4cv9df2u
@user-ud4cv9df2u 19 күн бұрын
Answer night pahalvan Karan is a type current only but highways that I make a good discussion highway which
@gitup7918
@gitup7918 17 күн бұрын
Ayy Belen sii President yaEe kikewn. Yhee Hilmi Neew. 😂😂😂😂😂😂
@berhetesfai3552
@berhetesfai3552 19 күн бұрын
ሰልጠነ: ንዝቦቐለ ርእሱ ከምዘድንን ምግባር ይትረፈና። በየናይ ሕጊ ኢኻ ነታ ሽም ከተኸልክላ ትደሊ ዘለኻ ? ይሓይሽ እትብሎ መተካእታ ወይ ኣገባብከ ኣሎ ድዩ? ተቓለስትናኸ ክእከቡን ክብተኑን ኣይረብረብናን ዲና፣ እታ ሃገርናኸ ኣብ ነብስወከፍ ካልእኢት ትደቅቕዶ ኣይኮነትን ዘላ? እሞ ንኡስ ሓወይ ነዚ ብዓቕመይ ሰናይ ክገብር ተበጊሰለኹ ንዝበለ ሰብ የኹን ጉጅለ ጸይቂ ምዃኑ መርትዖ ክሳብ ዘይሃለወካ ብኽንድኡ ዝኣክል ርእሱ ከድንን ብዝገብር መልክዑ ክትብድሆ ከመይ ጌሩ ኾይኑልካ? ጻዕርኻ ኣዝየ ዝፈትዎምዃኑ እናሓበርኩ ነቶም እተዕልሎም ብትሕትናን ምስክብረትን ክኸውን ዝያዳ ምስትብሃል ዘለዎ ክኸውን ምፈተኹ!!!!!!!!'❤❤❤❤❤
@user-zh1jw7xe7g
@user-zh1jw7xe7g 19 күн бұрын
ጽቡቕ ጂማሮ ስልጣን ካብ እግዚኣብሄር ምኾኑ ኣሚንኩም ኩሉኹም ተቓለስቲ ንስልጣን ክይተቓደደምኩም ነዚ ስብ ራን ግበርዎ ሓብሕብዎ ሕቖፍዎ ቀደምና ኢልኩም ከይተሳናኽልዎ ሕድርኹም እዋነዊ ተግባር ኢዩ ፡ ስለዚ መንእሰይ ካኣ ብንቕሓት ተቓለስ ሕጊ ከመራሓና ኣለዎ ብውል,,,,,,,,,,፡
@HuruyMOSAZGHI
@HuruyMOSAZGHI 19 күн бұрын
Good job
@AmanuelAraya-rw7rg
@AmanuelAraya-rw7rg 19 күн бұрын
ሰልጠነ ኣይተመኖም አዚ ዑሉል ህግደፍ አዩ
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 18 күн бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ማእከል ኣስመራ እናበሉ ባዓል Mr.G ዘርግሖማ ዘለዉ Video ሓቅነታ ክሳብ ክንደይ እዩ? ንምንታይከ ቀቀድሚ ምስ ERi PM ኢንተርቪው ምግባሮም ዘርግሖማ? እታ ዝራኣናያ Video፡ ኣጸቢቅና ነስተውዕለላ ፡ እቶም ሰባት ብቅድሚት ናብታ ማኪና ገጾም ዝጓዓዙ ዘለዉ፡ ዋላ ሓደ ሪኣክሽን ኣየርኣዩን። ስለዚ እቲ ኣርማ ናብ ውሽጢ ገጹ እዩ ተጠቒዑ ። እቶም ቪድዮ ዝወስዱ ዘለው ድማ ኣብታ ማኪና ኮይኖም ኢዮም ዝቀርጽዎ ዘለዉ። Double check is the safest way. Thanks ብምድንጋር ሳዓብቲ ከተብዝሕ ምፍታን ምስ ሻዕብያ ኣኽቲሙ እዩ።
@teweldeghebremariam266
@teweldeghebremariam266 19 күн бұрын
You got to be elected by the people.
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 19 күн бұрын
👍👌🌹 MORAL MORAL NIHABOM
@TV-vg8ev
@TV-vg8ev 19 күн бұрын
ንሕና አብ ደገ ዘለና ተሰዲድና እንመርጾም መራሕቲ:👉ንፈልጦም ሰባት : ተወፋይነት ናይ ቃልሲ ዘለዎም: ባዕልና ብፍቓድና ምርጫ ጌርና ዝተመርጹ እንተኾይኑ እዩ መራሕትና ንብሎም እምበር ብዉልቂ ተማራሪጽካ ዝግበር ቅቡል ኣይኮነን። ስለዚ ኣቦና ገብረ ናብ ህዝቢ ዉረድ ሓሳብካ ሽጥ: እንተተመሪጽካ ጹቡቕ ኣይተመረጽካን ካኣ ቃልስኻ ምስ ህዝብኻ ትቕጽል። ናተይ ሓሳብ እዩ ዝበልካዮ ግን ጌጋ እዩ: 👉ናይ ብዙሓት መንግስትታት ስምምዕ ሐሳብ እዩ ፡፡
@mahmudalinur6447
@mahmudalinur6447 15 күн бұрын
John black & woufuy hizbi eyu meritsuwom eza himam keyhaweyt...enkilalo
@TV-vg8ev
@TV-vg8ev 15 күн бұрын
@@mahmudalinur6447 entay eilka ayteredaekukhan degimka xehaf: wufuy merahi nay bruh mexaei eyu ember nay brgied nhamedu aykonen: Jhon black kea Jemari brgied nhamedu eyu ember Merahi aykonen::
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 19 күн бұрын
One man one machine
@AlemMehtson
@AlemMehtson 19 күн бұрын
Alem. Mehtson. 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@Miracle03-em5im
@Miracle03-em5im 19 күн бұрын
መን ወኩሉኩም መን ይፈልጠኩም መጀመርያ ሱሱዕ ኣብ ህዝቢ አዉርዶ getshet ይብለካ fuck ዲሕሪኡ ዕድልካ ትሪኢ ያሱሱዕ።
@fretaabraha1268
@fretaabraha1268 19 күн бұрын
Government for back home, not in America choose people
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
00:20
FLIP FLOP Hacks
Рет қаралды 8 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 54 МЛН
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 10 МЛН
ዳህሳስ መድያ
1:38:26
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 18 М.
НИЧЕГО СЛОЖНОГО
0:21
KINO KAIF
Рет қаралды 4,6 МЛН
настоящий чемпион
0:59
QorabogTV
Рет қаралды 8 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
0:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 7 МЛН
My wife said she wants to show me her true skills
0:27
昕昕一家人
Рет қаралды 60 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
0:34
A4
Рет қаралды 16 МЛН
Rang Pi Liya Mama 😂 #shorts #tiktokvideo #funnyshorts #comedy #ytshorts
0:46
Sukhasan Ka Rahman Bhai
Рет қаралды 30 МЛН
Rang Pi Liya Mama 😂 #shorts #tiktokvideo #funnyshorts #comedy #ytshorts
0:46
Sukhasan Ka Rahman Bhai
Рет қаралды 30 МЛН