ዘተ ኣብርሃም ወዲ ትግራይ ምስ ሜሮን ወዲ ዓይኖምን ቱባክን

  Рет қаралды 46,760

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

5 ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 916
@meronsat7665
@meronsat7665 5 ай бұрын
ሜሮን ሳት ካብዚ ዘላቶ ንምዕባይ ኣባላታ ኬንኲም ክትዳጋገፍዎ ትደሊዩ ኣብዚ ሊንክ ኣትኩም ኣቲኹም ክትድግፍዋ ትክእሉ። ኣቀዲምና ነመስግን ። kzbin.info/door/ZIGu-tPHbIc6B9PsE4xNRQjoin
@user-uw1vq8xx6m
@user-uw1vq8xx6m 5 ай бұрын
Nay wedi aynom hasab perfect eyu tezeykonu bezom tewasibom wulkawi gudayom nab hager zelagubu ftahhhh yelennnnnn kemzilna 1000000 ena kinkixl maletu
@mikael3245
@mikael3245 5 ай бұрын
ስማዕንዶ ሜሮን ናይ አብርሽ ጸገም የለን አሽንኳይ አብዚ ወጻኢ አብ አስመራ ዘለዉ ቆልዑውን እሊ ማሙሽ እሊ ሚጡ ይፈልጥዎ ኢዮም፣እቲ ቀንዲ አርእስቲ ግን ዝኾነ ነገር ክትፈትሖ ቅድም እቲ ሽግር ሕማም ብጉቡእ ክትፈልጦ አለካ ስለዚ እቲ ኣገዳሲን ክትሰማምዑሉ ዝግብአኩምን ዓቢ ነገር መበገሲ እዚ ኩሉ ጸገማት ሽግራትን ናይ ኤርትራን ቀንዲ ጸላእቲ ኤርትራን ኤርትራውነትን ሕወሓትን ኩሎም ተጋሩ ኤሊታትን ምኻኖም ክስመረሉ ይግባእ ከምቲ ወዲ ዓይኖም ዝበሎ፣ ትግራይ ወዲቃትሉ አብዘላ አብዚ ግዜዚ እውን ካይተረፈ አብ ክንዲ ሰላም ምስ ኤርትራ ጽልኢ ይጉስጉሱ ኣለዉ፣ ሕጂ በየናይ መንገዲ እኻ ምስዞም ሰባት እዚኦም ክትረዳዳእ ትኽእል፣ ክኸውን ከ ይኽእል ድዩ፣ ብዛዕባዚ እዚ ጉዳይ እዚ ምስ አብርሃ ገብረ ዓዲምካ እንተትዛረበሉ ጽቡቅ ምኾነ ይብል፣
@hanibalfitsumbrhan4903
@hanibalfitsumbrhan4903 5 ай бұрын
False information eu nay abrham.
@ayahans
@ayahans 5 ай бұрын
ሐደ ደንቆሮ ኢካ 1998 ወያነ ንህዝብና ክጭፍጭፎ ከለው ሃጠውቀጠው ዩ ትብል ቆባዕ ልዋልዋ ተቦሉካስ መጽሐፍ ክትሐጽብ ደሊካ። ሕጂ ውን ዋላ ተጋሩ ኤርትራውነት ንከጥፍኡ ይዛረቡ አለው ንስካ ትጣበቀሎም ዕሸል። ንወዲ ዓይኖም ክትድህሎ ፈቲንካ ዱኩም ሐንጎል። ኢሳያስ ዓጋመዩ ምስኡ ንተንቤን ክንሰደካ ኢና። ንኤርትራ ንህዝባን ከየክበርኩም አብ ስደት ክትነብሩ ኢኩም።
@eritrea2913
@eritrea2913 5 ай бұрын
ናይዚ ደንቆሮ ቱባክ ክሰምዕ ክመሃረሉ ስለዘይክእል የሕልፍ እንዳበልኩ መቸውም ወዲአያ እዛ ቪድዮ። ቱፓክ ዝብሉኻ ገለ ማይጨሎት 2x7 ኣብ ማይበላ ተሓጸብ ርእስኻ እንተሰርሕ ሃላይ
@ZuzuAwea
@ZuzuAwea 5 ай бұрын
ሜሮን ቱባክ ሐሳባቱ ምሳኩም ኣይራከብን እዩ ን ኤሪትራዊ ምጥፋእ እዩ ዕላሙኡ
@user-es8my6et2v
@user-es8my6et2v 5 ай бұрын
What a smart guy wedi aynom....your goal and adjective is clear bro....carry on for the first time I saw an activist with a pure mind....
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 5 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ኣንበሳ ጅግና ፡ሪሙ ዘይየድፍር ፡ቱባኽ ዝኣረገ ገረብ ቦኽባኽ
@Eritreashikor
@Eritreashikor 5 ай бұрын
ቦክባክ እወ ሓቅካ
@user-gg3zz7uq2j
@user-gg3zz7uq2j 4 ай бұрын
ወድዓይኖም ዓይንኻትፍሰስ ፅሉል ህግደፍ ተኹላ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ምሃይም
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 5 ай бұрын
ብራዎ ወዲ ዓይኖም ❤❤❤።
@munirahaji8648
@munirahaji8648 5 ай бұрын
ምስ ተጋሩ ወላሓንቲ ረብሓ የቢልናን ተጋሩ ጸላእቲ ህዝቢ አሪትራ ተኮለኛታት እዮም ዶብና ሓንጺጽና መንደቅ ምስራሕ ጥራሕ እዩ 🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@ola1707
@ola1707 5 ай бұрын
Wedi ayinom zibela xbqtiy hasab an dobna fenjiy tankin geyra kinhaxro ena eritrea 🇪🇷 mis mabelet fthi mis negese ❤
@gereziherhadgu
@gereziherhadgu Ай бұрын
Kefti
@nejahnejah14
@nejahnejah14 5 ай бұрын
Wedi aynom halal jegna ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤1000👍naka wedi remey
@user-bf5cp9ve7h
@user-bf5cp9ve7h 5 ай бұрын
ናይ በሓቂ ጅግና ወዲ ዓይኖም
@user-jk6yf2sm2e
@user-jk6yf2sm2e 5 ай бұрын
Yes wedi aynom agree 100% 👍
@samuelhabte100
@samuelhabte100 5 ай бұрын
ኣነ ብወገነይ እዚ ትባክ ትዛረቦ ደለካ ጸላኢና ሃራሚና እዚ ስርዓት ኢዩ ትብል ደለኻ ከማኻ ጌሩ ንህዝ ኤረትራ ዝሃረመን ቆልዕትን ኣንስትን ድሃረመ ንስካ ኢካ መንእሰይ ስደቱ ከይ ኣክሎ ንስኻን ስዓብትኻን ከማኻ ቀታሊ ሰብ የለን ካብ እሰያስ ንላዕሊ ዲግታቶር የለን ሓድነት ኣይትፈልጥን ኢኻ ትማሊ ትግራይ ትዕወት ትብል ኔርካስ ሕጂ ህዝቢ ኤርት ኢዩ ዘገድሰኒ ትብል ሓሳዊ ኣምሰሉ
@yorusalemghebreselassie5745
@yorusalemghebreselassie5745 5 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 for Eritreans only I am agree wedi Aynom your the best ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@issakberhane4908
@issakberhane4908 5 ай бұрын
Wedi aynom habib sebay ❤❤❤
@aidawaldamlak7530
@aidawaldamlak7530 5 ай бұрын
Wedi Aynome bravo 👏 👏👏
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 5 ай бұрын
Jigna wedi aynom ambesa
@DrBin-em5hv
@DrBin-em5hv 5 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጅግና ❤❤🎉🎉
@getayferdal8827
@getayferdal8827 5 ай бұрын
Kabey mexiu jigininet wedi seraki jerikan
@ghenetghirmay3917
@ghenetghirmay3917 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ ዓይኖም ንህዝብን መንግስትን ይምልከት
@MikiHabtuHaile-ur5ep
@MikiHabtuHaile-ur5ep 5 ай бұрын
Yes wedi aneme anibesa
@mogosfshaye5038
@mogosfshaye5038 5 ай бұрын
ንሕና ዝተወሰደ መሬት እንተለና ኣዝዩ ንእሽቶ እዩ ከምዚ ኣብርሃም ሓሳዊ ዝብሎ ኣይኮነን። ብደንከል ዝተወስደ መሬት የብልናን።
@MikiHabtuHaile-ur5ep
@MikiHabtuHaile-ur5ep 5 ай бұрын
Yes wedi ayneme
@eritrea576
@eritrea576 4 ай бұрын
Eritrean for eritrea Ethiopia for Ethiopian, All Eritrean supports our President Isaiah, very important for people Eritrean and beautiful country Eritrea
@selemawittekle5890
@selemawittekle5890 5 ай бұрын
Am proud of you wed anom❤❤❤
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 5 ай бұрын
When Wedi Aynom said Fengi, he doesn’t mean to kill them . What he meant was to build a wall between Ethiopia and Eritrea. And I will tell you Tupac we have one Eritrea.
@godhatessinnotthesinnerhgf2659
@godhatessinnotthesinnerhgf2659 4 ай бұрын
The name Eritrea was given to us by colonizers and our real identity is Agazianism. Today's Eritrea will be named Agazian. 💙💙💙🫡🫡🫡
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 3 ай бұрын
@@godhatessinnotthesinnerhgf2659 In your dreams, no one can stop you from dreaming nonsense
@mtth7892
@mtth7892 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ ዓይኖም
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 5 ай бұрын
ኣጆኹም ደቂ ኤረ። ሕማም ጠራሮ መድሃኒት ኣይተረኽቦን። እዞም ለመንቲ፡ ኣጸግዑና፡ ምሳኹም ሓውሱና ኢሎም ክልምኑ ሞኽ ኣቢሎምና። ንሕና ኸኣ ብዝለመኑዎ መጠን መመሊስና ንንዕቆም። ርእሰ ምትእምማን ንዘይብሉን ብርእሰ ምትሓት ምስዝሳቐን መን ከኽብሮ ይኽእል ? ፧
@Lydialove740
@Lydialove740 5 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ትክክል ኣለኻ
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 5 ай бұрын
Wedi Aynom I call you another king of Nakfa , we love you man
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 5 ай бұрын
You love him 🤣ሉጢ ዲኻ🤣
@nejahnejah14
@nejahnejah14 5 ай бұрын
Yes u are right 👍🇪🇷🏆🇪🇷👍🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏅
@ruta1324
@ruta1324 5 ай бұрын
​@@tesfaldetabrha772 Hasad Agame Bouda
@godhatessinnotthesinnerhgf2659
@godhatessinnotthesinnerhgf2659 4 ай бұрын
​@@tesfaldetabrha772Barya Hgdef kemu u, barya is barya. What did you expect him to say?😂😂😂
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 5 ай бұрын
መሬን እቲ ቃልሲ ካ 1998 እዩ ዝግምር ወያነ ካብ ከባቢ ባድመ ልዕሊ 100 ዓድታት እዮም ሕዞም ነይሮም ካብ 1999 ካስብ 2020 ኩናት ዝጅመር ኣብ ትሕቲኦም ገይሮሞ ጸኒሖም ሕጂ ድማ ተመሊሱ ኣሎ ። እቲ ሽግር ድማ እዞም ናይ ትግራይ ምስ ኤርትራ ዝሕውስዎ እዮም ።
@asmaramehari6627
@asmaramehari6627 4 ай бұрын
Wedi Ainom Meron ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯
@LidiaTeame-bx3nh
@LidiaTeame-bx3nh 5 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 reqwamti yblan teqamerti embr ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 5 ай бұрын
Wedi Aynom is following the rule. Demarcation is the answer .
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 5 ай бұрын
ሜሮን I think ትግራዋይ ኮንካ ትርኣየኒ ኣለኻ። እዚ ወዲ ዓይኖም ዝበሃል ንመጀመርታ ግዜ እየ ዝርእዮ ዘለኹ። ፈትየዮ መይተ። ከምዚ ዓይነት ኤርትራዊ ኢና ክንርኢ ንደሊ ዘለና። I wish ናቱ መድያ እንተዝህልዎ። እዚ ቱፓክ ትብሎ ዘለኻግን ካብ ቀደም እየ ዝፈልጦ። ኩሉ ግዜ ትግራዋይ እየ እንዳበለ ዝፍክር ዝነበረ። ኪድ ናብ ትግራይካ በሎ።
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 5 ай бұрын
🇪🇷🌹👍
@filmonsolomon7943
@filmonsolomon7943 5 ай бұрын
Haqka Aleka Ezi gets Feres leqbat eyu
@frezgimelawut183
@frezgimelawut183 5 ай бұрын
ኣትትጋገ ኣብርሃም ገጋዩ​@@filmonsolomon7943
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 5 ай бұрын
@@filmonsolomon7943 ፈሊጥካዮ ኣሎኻ፡ ሎሚ እዩ መልሓሱ ዘጠዓዕም ዘሎ እምበር፡ ኩርኩር ኤልሳ ጭሩም እንድዩ፡ ስም ኤርትራ ከጸልም መዋእሉ ዘሕለፈ። ጌና ኣይጸረየን።
@ruthbeyene3099
@ruthbeyene3099 5 ай бұрын
Yes he is no question.
@ibrahimmohammed6403
@ibrahimmohammed6403 5 ай бұрын
Wedi aynom abzeleka hibun eritrawinet tawet tawet 😍😍 asmayom nezom nejewis esubat qomalat areyti kuuntn belesin agame shinti weyane teref meref eko.......
@henoksolo2290
@henoksolo2290 5 ай бұрын
2pac riesi dorho bang head
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 5 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጅግና፡ በሎም እቲ ወሽላኽ ሜሮን ሲ ዘይ ሓዎም እዮም።
@numielmebrahtu2269
@numielmebrahtu2269 5 ай бұрын
Meron Entay geruka
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 5 ай бұрын
@@numielmebrahtu2269 እንታይ ጌሩ'ዶ በልካ፧ እቲ ኤርትራ ክሳብ ሎሚ ዋጋ ትኸፍለሉ ዘላ ሓንሳብን ንሓዋሩን ብዓለም ዝተወሰነ ውዕል ኣልጀርስ ከምቲ ጭፍራ ወያኔ ዋዛ ዝመስሎም፡ ሜሮን ውን ጸወታ ቆልዑ መሲልዎስ ምስ ቱፓክ ምስ ኣብርሃም ኮይኑስ ጉዳይ ዶብ ብዓዲ ዶ ብሕዝቢ ብመምሕዳር ተሰማሚዕካ ክውሰን ጽቡቅ ምኾነ ገለመመለ ክብል፡ ካልኣይ ንወዲ ዓይኖም ንምንታይ ይዓብሶ። ደሓት ከኣ ሎሚ ለመጭ መልሓሱ ኤርትራ ኤርትራ ተበለ፡ ወዲ ኤልሳ ጭሩም ምዃኑ እባ ኣይትረስዕ።
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 5 ай бұрын
Give Wedi Aynom a chance
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 5 ай бұрын
Agreed 100% with this brilliant young Eritrean fellow Eritrea 🇪🇷 is always for Eritreas, period. This guy is agam, no doubt about it. He said it before
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 5 ай бұрын
ሜሮን ትጋገ አለኻ ውዕል አልጀርስ እግባይ የብሉን ጥራይ ምፍጻም ኢዩ
@yorusalemghebreselassie5745
@yorusalemghebreselassie5745 5 ай бұрын
Wedi Aynom jegna wedi eri ambesa ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 5 ай бұрын
ኣፍ ክኽፈት ኣእምሮ ይንበብ፡ 2 ፓክ ተመዚኑ ኖንቸ ቴስታ።
@selam7555
@selam7555 5 ай бұрын
Eseyas is eritrean =hizibi eritrea we are together Eritreans. We are one shaebiya and Eritreans.
@ShwetShwet-vd8bf
@ShwetShwet-vd8bf 5 ай бұрын
Wedi aynom hawey jgna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mogosfshaye5038
@mogosfshaye5038 5 ай бұрын
ሜሮን ሳልሳይ ወራር ወያነ አብ ጾሮን ማይ ድማ ተሰነይ ባረንቱ ወዘተ ዝተፈጸሙ ግፍዕታት ኣቃሊልካ ዝረአኻዮ ትመስል ኣለኻ። ንምንታይ ነዚ ክገልጽ ነወዲ ዓይኖም ዕድል ዘይትህቦ።
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 5 ай бұрын
ሜሮን ንባዕሉ ሓደ ወሽላኽ ኩርኩር ኤልሳ ጭሩም እንድዩ።
@awetgaim269
@awetgaim269 5 ай бұрын
Wedi aynom jigna anbesaw gn ab zeygezaka eka atika❤❤
@liveraweyynwa1010
@liveraweyynwa1010 5 ай бұрын
Wedi ayinom I like him qurub hewuk koynu
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Wedi ayinom🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@semayslomun2552
@semayslomun2552 5 ай бұрын
ሜሮን ኣብራሃም ዝሃበካ ናይ ዉዑል ኣልጀርስ ሓበሬታ ጌጋ እዩ ጾሮና ኣብ ካርታ ኤርትራ እያ ተመልኪታ ዘላ ኣብ ዶብ ዝርከባ ዉሑዳት ዓድታታ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመልከታ ኣለዋ ፍርቂ ኣከለጉዛይ ዝብለካ ዘሎ ኣልዕል ኣቢሉ እዩ።
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 5 ай бұрын
Wedi Aynom has answered the question of DOB ! But you guys don’t listen to wedi Aynom
@tsegu6068
@tsegu6068 5 ай бұрын
Wedi ayenom, Isn't he from Tsorona? what is he going to do when Tsorona is gone to Tigray? Is he going to cry for Eritrea after that? 😂😂😂
@RedSeaAndAsebforeritrean
@RedSeaAndAsebforeritrean 5 ай бұрын
@@tsegu6068halami zeynatka medlay nay ethiopiwawuyan tegaru hasab eu gn yelen ::
@mikael3245
@mikael3245 5 ай бұрын
@@tsegu6068 after all Tserona is not gone may some small places, it is final and binding but it is also written in the agreement that if any inconvenience is caused by the commission decision the govts in both sides have the responsibility to give relative solution themselves. we know tegaru had occupied the sovereign territory of Eritrea for 20year with impunity and worked hard to invalidate the decision, fortunately Eritrea took its land back recently, there is no compromise in sovereignty.
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 5 ай бұрын
ኣብ ዘይትፈልጥዎ ንምንታይ ትዘራረቡ
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 5 ай бұрын
Age is just a number, PIA is in good shape. Let’s go and challenge Essu. I am proud of you Wedi Aynom
@nahomteklzgi3761
@nahomteklzgi3761 5 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ኣንበሳ ጅግና
@matyas9926
@matyas9926 5 ай бұрын
ሜሮም ምስ ወዲ ዓይኖምን ብጣዕሚ ካብ ዘድንቖም ሰባት።
@CheerfulBlueMackerel-rg5fx
@CheerfulBlueMackerel-rg5fx 4 ай бұрын
Wedi Aynom bravo 👏 zwedey 🎉
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 5 ай бұрын
ሜሮም ብዛዕባ እዚ ኣብርሃም ዝሃበካ መብርሂ ናይ ዶብ ቶታሊ ጌጋ እዩ ሰራዊት ኤርትራ ሒዝዎ ኣሎ መሬትና .ካብ መሬት ትግራይ ኣይወጸን ዝብለካ ዘሎ መሬት ኤርትራ እምበር ናት ትግራይ ኣይኮነን ።እቲ ን 27 ዓመት ገቢታቶ ዝጸንሐት መሬትና ኣምሊስናስ ድሮ ከማን ልዕሊ 5ዓድታት ናትና ካሪክለም ሒዘን ትምህርቲ ብግቡእ ጀሚረን ኣለዋ ።ብዛዕባ ደንከል ዶ ጾሮና ዝበልካ ውን ቶታሊ ጌጋ እዩ ደርሆ እንተሓለመት ሲ ጥረምረ ይብሃል ናይ ኣብርሃምን ንዕኡ ዝመስሉ ተጋሩ ዝሓልምዎ ሕልሚ እዩ ።ብዛዕባ ናብትግራይ ዝኣተዋ ዓድታት ኣለዋን የለዋን ክትፈልጥ እንተ ደሊኻ ኢንቦክስ ጽሓፈለይ ክሰደልካ ዶብና ፉሉጥ እዩ ኣይ ኮነን ዶ ንሕና ኤርትራውያን ሲ እተን ጥሪትናን ከብትናን ከማን ዶበን ይፈልጣ እየን ተንከስ ኢለን ኣይሰግራን ብዘይ ትእዛዝካ ። ከም ሓሳበይ ኣብ ዶባትና ጸቒጥካ ምፍታሽ ከድልየካ እዩ ንኣፍልጦ ።
@wediweyinking
@wediweyinking 5 ай бұрын
እዋይ ሃለውለው እስከ መጀመሪያ እቲ ውዕሊ ኣልጅርስ ኣንብቦ
@mekiragmicheal968
@mekiragmicheal968 5 ай бұрын
ክላ ምንም ኣፍልጦ ዘይብልካ ዓይኒ ዑሙተይ ኣይትዛረብ
@eyerusalemz317
@eyerusalemz317 5 ай бұрын
@@wediweyinkingኣንቢብናዮ ኢና ኪዲ ጎግል ግበርዮ ጾሮና ዋላ ደንከል ናይ ኤርትራ ኢዩ ሕጂ ውን በቲ ፍርዲ ኢዩ ክዛዘም ሽኡ ተንከስ ኢሉ ዝጥርር ቆማል ዓጋመ ክሕረም ኢዩ።
@wediweyinking
@wediweyinking 5 ай бұрын
@@eyerusalemz317 ዋላ ዋላ ኣቱም ቆማል ሓሳክ ኤርጥሪ ትብሃሉ ክርደኣኩም ኣይክእልን ርእስኩም ብዕንጓር ጥራሕ ስለዝመለአ ደሓር ከዓ ከምቲ ኩሉ ሰብ ዝብለኩም ርእሲ ዱዱዕ እዩ ዘለዎም ኸም ዝብለኹም መላእ ኢትዮጵያ በቲ ርእሲ ዱዱዕ ርእስኩም ክትሓስቡ ክተንብቡ ኣይትክእሉን ክትበልዑ እምበር ክትሓስቡ ኣይትክእሉን ልክዕ ከም ኣምሓሩ እና ቆማል ኤርጥሪ እዚ መሬት ናተይ እዩ እንተበለ ዘግርም ነገር ኣይኮነን ያው ርእሱ ርእሲ ዱዱዕ ስለዝኮነ
@mtth7892
@mtth7892 5 ай бұрын
ጸባ ኣስቲኻኒ ወዲ ዓይኖም ካብ
@wisdomeraey9699
@wisdomeraey9699 5 ай бұрын
አንታ ብዕራይ ቱባክ ዝብሉኻ ዕቡድ ክልቢ ንሕና ኤርትራውያን ሃገርና የሕሊፍና አይንህብን ኢና
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 5 ай бұрын
👍
@capture219
@capture219 5 ай бұрын
Good job Wedi Aynom keep defending your Eritrean being
@RuthRobin-li6bc
@RuthRobin-li6bc 5 ай бұрын
Wedi Aynom you are made my day You are hero
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 5 ай бұрын
Wedi aynom ab haki mekadka jigna .besul nay behaki.
@Zeytenebemexhaf
@Zeytenebemexhaf 5 ай бұрын
2 pack chenawi mejemerta wuxae kabti nay tgray beati.shgrna beal nska ekum
@yogo5140
@yogo5140 5 ай бұрын
ባዓል 2ፖክ ጎራሕ ጎራሕ እዮም ዝጻወቱ ዘለው
@medamen
@medamen 5 ай бұрын
Wodi sharmuta Amharay
@TesfalmTsgehiwet
@TesfalmTsgehiwet 3 ай бұрын
Anta menati dembiya teref condom amharay
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase 5 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ቃላት ሲኢነልካ ጅግና ኢኻ💪💪🇪🇷🇪🇷 ግን ከምዚ ዝበልካዮ ተጋሩ ነንሕድሕድና ክንቃተል ብጣዕሚ እዮም ዝሕጎሱ
@tomasyosefmengstu1949
@tomasyosefmengstu1949 5 ай бұрын
wedi aynom jgena ajoka ab gonka alena ❤❤❤❤❤
@moses3400
@moses3400 5 ай бұрын
"The dob decision is final and binding" ሜሮን እዚ ኣርእስቲ ኣይዓቅምኻን 'ዩ!! ወዲ ዓይኖም ልክዕ ገሊጽካ ኣለኻ!! ኣብርሃም ዓንጃል : ከባእሰኩም ጥራይ'ዩ ሒኽ ዝብል ዘሎ!! እቲ ድንዙዝ ቀታሊ ግዜ :ራብይኩም ግን እንታይ ይብል ኣሎ እንድዒ : ኣብታ ሪጉኡ የሕልፍ እየ ዘብሎ ዘለኹ ::
@Cr7andMessi250
@Cr7andMessi250 5 ай бұрын
Entay tizareb aleka Tupac mennetka yehfreka
@ola1707
@ola1707 5 ай бұрын
Aygerimn eritrea 🇪🇷 dika tigray mis tehatet 😂😂😂Eritreawi meninetu ayhfron eyu bjeganu zimexet adi. Tigray win bmeninetom yikoru eyom… beal tupac entay eyom endi 😂
@eritrea576
@eritrea576 4 ай бұрын
President Isaiah saved Eritrea, pls support him. placed yourself in his position what can you do?
@Justice-101
@Justice-101 5 ай бұрын
I just wanted to say Meron was cutting off when Wedi Aynom was speaking about what happened to Eritreans in 1998-2000 by TPLF. He should have let him talk the way he let Abraham repeat the lies about Genocide. I never heard Wedi Aynom before but he impressed me and wanted to let him know his message is clear and I support his idea. Eritrea for Eritreans and by Eritreans. Meron lacks patience and belittling everyone doesn’t make you look smart rather it is the opposite. Wedi Aynom get your own channel. You are far better than Meron or the other. Not wasting my time in his youtube channel again.
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 5 ай бұрын
Wedi Aynom( You are a true Eritrean) you can laugh at these idiots
@Asmara33213
@Asmara33213 5 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጽቡቕ ሐሳብ ምሳካ ይሳማማዕ ፈንጂታት ጥራይ ከልእ የለን ምዞም ርካሻት❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-nj7rj6bt3n
@user-nj7rj6bt3n 5 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጅግና ወዲ ኤረ
@user-gk2cd4ib7o
@user-gk2cd4ib7o Ай бұрын
Wedi❤ aynome ❤🦁💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌💯💯💯💯💯💯💯✌️🇧🇪
@eritrea4ever1
@eritrea4ever1 5 ай бұрын
Wedi aynom has to defend his country.
@keddek9810
@keddek9810 5 ай бұрын
ትግራይኸ ብደንከል ትዳወብዲያ ካብዚ ትዛረብዎ ፍልጠት ዝውሕደኩም ትመስሉ
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 5 ай бұрын
እንታይ ዶ ይፈጡ እዮም፡
@jonath.211
@jonath.211 5 ай бұрын
Bravo wedi aynommm jgna ❤❤❤❤wedi xbukk aloka
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase 5 ай бұрын
Well said wedi Aynom 🇪🇷🇪🇷👌👌💪💪💪💪💪💪
@ghenetghirmay3917
@ghenetghirmay3917 5 ай бұрын
ኣምበሳ ወዲ ዓይኖም
@tesfitema8053
@tesfitema8053 5 ай бұрын
Ezi tubak zebehal xemam geldam eyu awexew,wedi ayenom anbesa ilka alku
@user-gg3zz7uq2j
@user-gg3zz7uq2j 4 ай бұрын
ወድዓይኖም ብፅልኢ ትግራይ ዝዓወረ ምሃይም ሓሳብ ዜብሉ ብራቮ ኣብርሸ
@erimdrebahri1991
@erimdrebahri1991 5 ай бұрын
Wedi aynom ab lbna zelo ihh zeblena kulu elkayo kbri neaka wedi hzbi, mieri kea edil habom ezom hagerawyan ❤❤❤
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 5 ай бұрын
ኣታ እዚ ትግራዋይ ክንደይ ይሕስይሱ ናብ ትግራይ ዛኣተወ መረት ደንካልያ የለን ፡ያ ዓባስ ከበሮ
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 5 ай бұрын
አብርሃም ይህስው አሎ:: ካብ ደንከል ዝተወስደ መሬት የለን:: ጾሮና ናብትግራይ አይከደን::
@hewantesfamichael5800
@hewantesfamichael5800 4 ай бұрын
Ajoka wedi aynom. Eritrawnet kbur mennet❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 5 ай бұрын
ሜሪ ሽኮር😘ወትሩ🦁 ሃገረይ!💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abibabraham8763
@abibabraham8763 5 ай бұрын
ወዲ ዐይኖም ነዛም ትግራዋት አይትዛረብ ሜሮን ጸግዒ ናቶም እዩ
@yorusalemghebreselassie5745
@yorusalemghebreselassie5745 5 ай бұрын
Wedi Aynom hawey jegna keep it up great job ❤❤❤❤❤❤❤
@LidiaTeame-bx3nh
@LidiaTeame-bx3nh 5 ай бұрын
Wedi Aynom ambsa❤❤❤❤❤
@eritrea4ever1
@eritrea4ever1 5 ай бұрын
Meron hawey sorry ksab knzdzi aflto yeblkan bzaba byn dob . Nay ambassador andebrhan interview smayo. Kab Ethiopia nab Eritrea ziatewe chiram meriet yelen kulu n Ethiopia zitewahbe ghin meriet Eritrea eu.
@Salihabdella
@Salihabdella 5 ай бұрын
Tikikil wadi iynom 100%
@michaeleandom2827
@michaeleandom2827 5 ай бұрын
Esubat eyom misaka zelewu wedi aynom
@suzanfaniel5325
@suzanfaniel5325 5 ай бұрын
Meron I now you crazy way you bringing Tigray in the m idleof eritrean
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 5 ай бұрын
ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራዊ ንስኹ ኢኹም ቱፓክ
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 5 ай бұрын
This is to the person who calls himself TUPAC! The Lion of Nakfa was roaming the streets of Rome. Meanwhile, TUPAC and ANTEN YEMESASELU were hiding in their rabbit wholes. Sorry TUPAC the king of Nakfa is back home after a week.
@temuzghiseium2296
@temuzghiseium2296 5 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጅግና ፣ እወ መሬትና ብፈንጂ ገርና ክንሓጽሮ ኢና ፣🇦🇿 🇦🇿 🇦🇿 🎉 🎉 🎉 ⭐️ ⭐️ ⭐️
@hewantesfamichael5800
@hewantesfamichael5800 4 ай бұрын
Wedi aynom I agree with u u are right valuable speech 😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abiande5518
@abiande5518 5 ай бұрын
Wedi aynom jgna ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘❤
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 5 ай бұрын
ስቅ በል ወዲ ሽግሪ ጎንድር
@kokobjohn1988
@kokobjohn1988 5 ай бұрын
​@@tesfaldetabrha772ኣዴካ ርዋአ
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 5 ай бұрын
@@kokobjohn1988 ወዲ ብፅብፅ ትርዎኢት ወዲ ሽቃቅ እዲኻ እምብር ሽቃቅ ፋኖ
@kokobjohn1988
@kokobjohn1988 5 ай бұрын
@@tesfaldetabrha772 ከመይ ኣላ አታ ፐሬድ ቀለባ ኣዴካ አዛ ሸርሙጣ ዘርከበ ዝሸነላ ክክክክክ
@tmkandhs
@tmkandhs 5 ай бұрын
Wedi aynom anbesa nay bihakibjigina meron kea mergetsuka afilit kem won woncho gimtil gimitil aytibel
@nakfa5403
@nakfa5403 11 күн бұрын
ወዲ ዓይንም ተባዕ ኤሪትራ ዊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nejahnejah14
@nejahnejah14 5 ай бұрын
WETRU AWET NHAFASHE, ERTERA NERTRAWYAN ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@solomonsemere4176
@solomonsemere4176 5 ай бұрын
ኣብርሃም ዚብሎ ዘኦሎ ገጋ ኢዩ።
@mtth7892
@mtth7892 5 ай бұрын
ሜሮን ግን ተጠራጥር ኢኻ
@Lidia1312
@Lidia1312 5 ай бұрын
Meron you must be kidding me 😮😮 why didn't you stop the guy from tigray was saying some of Dankili areas are belonging to Ethiopia????? Please be attention for what you are saying and doing? Or you just don't care 🇪🇷 ወዲ ዓኖማ ሓውይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@user-to2xz4bz2g
@user-to2xz4bz2g 5 ай бұрын
ወዲ ግያኖም ኣንበሳ ጅግና ❤❤❤👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብኣውራጃ ምእካብ እንታይ'ዩ ጥቅሙ?
23:03
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 3,2 М.
When You Get Ran Over By A Car...
00:15
Jojo Sim
Рет қаралды 29 МЛН
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 135 МЛН
Мы никогда не были так напуганы!
00:15
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
ዕላል መናእሰይ
43:35
መብርየ MEBRYE
Рет қаралды 334
ዘተ ኤሪትራውያን #eritreatiktok #eritreanmovie#eritreanguayla
1:24:34
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 22 М.
ህግደፍን ተቃዋማይን ክትዕ 🙌
1:01:43
Kidyon
Рет қаралды 10 М.
When You Get Ran Over By A Car...
00:15
Jojo Sim
Рет қаралды 29 МЛН