ጉድ ልኾነ Prank😜 የስኽይ ያ🙄

  Рет қаралды 54,344

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Күн бұрын

Пікірлер: 600
@Almi_Alm
@Almi_Alm 4 ай бұрын
ፅባሕ እኮ ናይ ሰላም ብሰራት መልኣኩ ቅዱስ ገብረኤል እዩ ቅዱስ ገብረኤል ካብ ወፅእካ ምትራፍ ይሓልወና🙏 ብሸም ቅዱስ ገብረኤል ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏🙏
@abyeabye5963
@abyeabye5963 4 ай бұрын
ገይረልኪ ግበርለይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 4 ай бұрын
​@@abyeabye5963ደምረን
@Juandb-dn6vi
@Juandb-dn6vi 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏💗💗💖💕
@BreFekr
@BreFekr 4 ай бұрын
ኣሜኔ❤🙏😊🙏😊
@KkkkKkkk-fh2ww
@KkkkKkkk-fh2ww 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@mesturamamye7026
@mesturamamye7026 4 ай бұрын
ዓቅሊ ዋጋ በቅሊ ዝባሃል ቴዲዋው ካብ ኣድናቂት ቴዲ🥰🥰🥰❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@MeriTubeመሪቲዩብ
@MeriTubeመሪቲዩብ 4 ай бұрын
ንዓይ ኣደዋይ ዓለማይ እያ ኣድኡ ዝፈትው ጋይስ ንደምር ላይክ. በተለይ ኣብ ስደት ዘለና ኣምላኽ ምስ ወለድና የራክበና. (ማሚተይ❤❤❤❤❤)
@Brhan4834
@Brhan4834 4 ай бұрын
ኣሜን 3🙏🙏🙏🙏
@mariyamey555
@mariyamey555 4 ай бұрын
አሜን ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤
@SaheedSaheed-n2y
@SaheedSaheed-n2y 4 ай бұрын
Amen amen amen ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@AsiaHagos
@AsiaHagos 4 ай бұрын
ኣሜን//3333//❤❤❤❤
@ማሂ-tgray
@ማሂ-tgray 4 ай бұрын
ዋየ አዚ ቴዲ ዋ ታዩ ዝኹሉ ዓቅሊ ክንደይ ዓቃላት ይፈልጥ አሞ አዚስ ገለ አዩ 🥹🥹🙄
@tekletekle8711
@tekletekle8711 4 ай бұрын
ኣቤት ናይ ቴዲ ትዕግስቲ ግን ተዓዲሉ ኣምላክ ንኩላትና ከምኡ ዝበለ ትዕግስቲ ይዕድለና እሞ በዚ ዘለናዮ ዘመን ከምዚ ዝበለ ወዲ ብትዕግስቲ ዝተመለእ ኣምላክ ይፍፅምካ ዝሓወይ ኣፈወርቂ ድማ ብሓፍቱ ሕቁቅ እዩ ❤❤❤
@Aaa-kx1kb
@Aaa-kx1kb 4 ай бұрын
ጥዑም ብስራት ክንሰምዕ ሃንቀው ንብል ዘለና ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽ ጥዑም ብስራት የስምዓና ድሌትና ይፈጽመልና ኣሜን።❤
@KkkkKkkk-fh2ww
@KkkkKkkk-fh2ww 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ጉድባሕሪ
@ጉድባሕሪ 4 ай бұрын
amen 🥰🥰
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@gualwukro9157
@gualwukro9157 4 ай бұрын
amen !!!
@MiliLove-y4x
@MiliLove-y4x 4 ай бұрын
ናይ ቴዲ ትዕግስቲ ግን ምስክን ነፈር❤❤❤🎉🎉🎉 ኣፈወርቂ ግን ኣታ ሓንጋል ንዓባይ ሓፍትኻ ፈጠጥ ፈጠጥ ኣይትበላ የኔ ቸኮሌት😂😂❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@MiliLove-y4x
@MiliLove-y4x 4 ай бұрын
@@Almi_Alm እሺ መልሲ
@nlegmskts9007
@nlegmskts9007 4 ай бұрын
ምንአሱ እያ ኮ መሰለኒ ንያረድ እዩ ዓባይ
@MiliLove-y4x
@MiliLove-y4x 4 ай бұрын
@@nlegmskts9007 ሰላም እያ ዓባይ ኣፎም ምንኣሳ እዩ ወለላይዋ
@JgWd-u1y
@JgWd-u1y 4 ай бұрын
ዋሰላም እያ ዓባይ ዝመስለኒ❤❤❤🎉🎉
@slam4790
@slam4790 4 ай бұрын
ሩሑስ ኣውዳኣመት ሓቅነት ናይ ኣፈወርቂ ኣይፀላእክውን ግልፂ ተናጊሩ ጨው ከምዝበዘሖ ቴዲ ተሰኪፉ😂እቱ ብጣዕሚ ዝገርም ግን ኩሎም ኣብ ውሽጦም ገይሮም ዝነበሩ ኣፈወርቂ ክንዲ ሓፍቱ ሓፊሩ ቴዲ እንታይ ክብል እዩ ይብል ነይሩ ቴዲ ካኣ ሓፊሩ ኣብ ክንዲ ሰበይቱ ንኣፈወርቂ እንታይ ክም ዝገብር ጨኒቅዎ እዙይ ሓልዮት ክብሪ ይባሃል ኣብ እንዳሰብ ከይዱ ቡዙሕ ጌጋ እንዳረአየ ሱቅ ዝብል ሰብ ኣሎ ነቡሱ ይውፅዕ ኣምላክ ይመስገን ኣነ ዝተራኣየትኒ ይዛረብ ቡሱሩ ኣይስከፍን ሰላም እኮ ክበልዕው ድዮም ኣይበልዕውን ፕራንክ ገይራቶም ኣይመስለንን ጨው ከምዘለው ሓቂ ክዛረቡ ድዮም ዋይ ገበና ክሽፍንላ ስቁሎም ጥዕም ክብሉ እዩ ዝመሰለካ ምዝራብ ሓጥያት የቡሉን🙏❤❤😂😂
@Almi_Alm
@Almi_Alm 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@ዜዱጋልሃገርትግራይይ
@ዜዱጋልሃገርትግራይይ 4 ай бұрын
😂😅
@GgG-zr5db
@GgG-zr5db 4 ай бұрын
ሰሉዋይ ተኣድልኪ ስባይክ ዓቅሉ የኔ ማር ኣፎም ግን ኣሕ 🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️
@brhaneye
@brhaneye 4 ай бұрын
ኣቤት ሰላምየ ተገምጢላቶም በሉ 😂😊 ብሩኽ መኣዲ ቴዲ ግን ለባምዩ ብሓቂ 👌 ኣፈወርቂ ኣስሒቅካና 😅
@mariyamey555
@mariyamey555 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤❤
@brhaneye
@brhaneye 4 ай бұрын
@@mariyamey555 ጌረልኪ ኔረየ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@brhaneye
@brhaneye 4 ай бұрын
@@Grmaneshyoutube ጌረልኪየ 😌
@FreHagos-v2p
@FreHagos-v2p 4 ай бұрын
ኣረ ቴዲ ዘኒሀዎ ዓቅሊ ❤❤🎉🎉🎉🎉ቴድዋይ ህዱእ ❤ታዓዲልኪ ሰሉየይ ❤❤❤❤❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ዛናተይ
@UfSd-ts1fr
@UfSd-ts1fr 4 ай бұрын
እውይ ቴዲ ግን ዓቅሊ ❤🎉🎉🎉
@Almi_Alm
@Almi_Alm 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ 4 ай бұрын
ሰባኣይካ ሓባኢ ናይ ሰብቱ ዝባሃል እኮ ሓቂ እዩ ኣፍውርቃ ግን 😂
@Medi-m3u
@Medi-m3u 4 ай бұрын
ቴዲ ይበል ዓቅሊ አፈወርቂ ግን ብልል ኣብልካያ😂
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 4 ай бұрын
ሶሊተይ ምቅርቲ TDF ስማይል king♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@Almi_Alm
@Almi_Alm 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k Ай бұрын
ኣርሱ 😁ኣቲ ፅብቅቲ ፍጥረት 😜🤣
@AberashiMisitafa-zt2eh
@AberashiMisitafa-zt2eh 4 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ማሪያምን ቢጣዒም ኢየ ሲሒቀ ኢፋ ዓቂሊ የለይ ❤❤❤ ቴዲ ግን ዓቅል❤❤
@HdhdjfjHdhdjfjhxhdhh
@HdhdjfjHdhdjfjhxhdhh Ай бұрын
ዓይነይ ድዩስ ብግራዮም እዮምልበልዑለው ኣይኤፊ ተገልበጠኒ በለቅጫያ ክክክክ❤❤❤🎉🎉🎉
@زايد-د8ع
@زايد-د8ع 4 ай бұрын
ስብኣይኪ ግን ተዓዲሉ እንየዎ ዓቅሊ ❤❤❤ናይ ኣፈወርክስ ፅዋ የብሉን ዋ😂😂😂😂😂😂
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@NshsKd
@NshsKd 4 ай бұрын
ዋይ ኣፈወርቂ እዚኣስ ንሓደ ያ ቴዲ ምስኪን ንኽንደይ ዳ ያ ቴዲ ጎይታ ጸባይ እንዶ እኒሀዋን ክንዲ ኩሉ ❤️ደሞ ዕድመ ይሃብኩም 🙏❤️
@TimtuGeberehwat
@TimtuGeberehwat 4 ай бұрын
ካም ቴድ ዓቀሊ ዘለዎ ሰብኣይ ፍጠረልይ ጎይታይ መዓረይ ሰሉ ፍቅር ትዓዲልኪ❤❤❤❤
@AbeyAse
@AbeyAse 4 ай бұрын
ሰሉዋይ ቴዲ ክህሊ ከሎ አብ ኬሚራ ምግቢ ክተቅርቢ ከለኺ አሕልፍ አቢልኺ ቅረፂ ዛምይተይ ብጣዕሚ አዩ ልሰሰከፍ ይመስል
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 ай бұрын
ብጣዕሚ
@Sabawit-i9j
@Sabawit-i9j 4 ай бұрын
Btaemi gn ahzinuni tem abilu sk 😅 Baelkum dikum chew gerkumulu ya 🤔
@HdtTer-y9w
@HdtTer-y9w 4 ай бұрын
ንስኪስ ንሐደ ያ ኣታ ኤፊ ንክንደይ እማ ደልካያ 😂😂😂ቴዲ ሓወይ ደንግፁ ስ ኣታ ያ 😂😂😂😂
@Sane-pk5df
@Sane-pk5df 4 ай бұрын
ቴዲ ግን እውይ ትዕግስቱ 😊😊
@ugfttiti3848
@ugfttiti3848 Ай бұрын
ታይ ትብል መሰጠፈአያ ወሪድዎ ቴዲ🤣🤣
@sarayan525
@sarayan525 4 ай бұрын
እዊ ቴዲ ግን ዓቕሊ ❤❤❤❤❤❤❤
@ፋነይ
@ፋነይ 4 ай бұрын
ሰሉየ ምቅርቲ ናይ ቴዲ ዓቅሊ ግን ዋው ❤❤❤🎉🎉
@rhdtfghfhgihg4566
@rhdtfghfhgihg4566 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ብራንኪ አፌ ገን ዓቅሊ ዝበሃል የለን ዋኝኝ😁😁😁
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h 4 ай бұрын
አይ ኤፌ ዓቅለ አለዉ ቴዴ ገና ዋው ገበዝ በዓል ዓቅሊ♥️😘💜 ሰሉየይ ማሕረራ😘😅🤣
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 4 ай бұрын
ደምረን🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@زهرهالزهره-ح5س
@زهرهالزهره-ح5س 3 ай бұрын
እይ ስሉዋይ ብጣዕሚ ኢኩም ፁቡቃት ግን ስብእይኪ ብጣዒሚ ይስከፉሎ መስሉ ይስመዐኒ እብ ኸምዚ ዓይነት ምግቢ ተቅሪቢ ከለኺ እሕልፍ ተተብልዮ ይምረፅ😍😍😍😍😍
@GirmayGeremedhn-b4f
@GirmayGeremedhn-b4f 4 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ጨዉ እንተብዚሕክዮ እክሊ ይቁጠብ ማይ ክረምቲ በዚሑ ማይ ትሰትዩ ጎበዝ ዛ ናብ ሰብ ምፅጋዕ ግደፊ
@EdFfgg-t1b
@EdFfgg-t1b 4 ай бұрын
❤❤❤😅ዋይ ስላም ኮስተር እልካ ዘረባ ከም ዘይገበረት ወርድዎ ዶ ኤፌዋይ ተዲየ ገርምዎ ክክክ😅😅😅
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 ай бұрын
ኣፌ= እዚኣስ ንሓደ? 😊 ቴዲ = ዋ ንኽደይ ደኣ 😅😅😅😅😅።
@SalamSalam-ex1fr
@SalamSalam-ex1fr 4 ай бұрын
ተገልቢጣቶም ቦሉ😂ከም ሎሚ ኣይሰሓቅኩን እንድዋም ኮሜንት ኣይፅሕፍን ግን ስቅ ኢለ ክሓልፍ ኣይክኣልኩም😂
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 4 ай бұрын
ቴዲ ብጣዕሚ እዩ ተሰክፉ አፈወርቅ ግና ፅቡቅ ገበርካ ዘይጣዓመካ ጥዑም ዘይምባልካ😂😂😂😂
@Almi_Alm
@Almi_Alm 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Ай бұрын
@@Almi_Alm ገይረልኪ ወለላይ
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Ай бұрын
@@Grmaneshyoutube ግረልኪ ወለላይ
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 4 ай бұрын
ማርያምን ቆሲለ እየ ዘስሓቀንስ ናይ ሰላም ሞጎት😂😂😂😂ፀላኢና ይገልበጥ😂
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ 4 ай бұрын
ከም ለሞዓንቲ የስሓቅኩይ በእዉነት😂😂😂😂 ኣየ ኣፎም 😂😂 ቴዲ ግን ዓቅሊ❤❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 4 ай бұрын
ሶሊተይ ግን ብሓቂ ሰብኣይኪ ተዓዲሉ እንኦዎ ዓቅሊ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባረክ ብሓቂ❤❤
@love-yv9px
@love-yv9px 4 ай бұрын
ዝቴድስ ዓቃል ኣብር ኣብልዬ ሰሉዋይ ክፈትዎ ኣነስ ❤
@miri-hp1tj
@miri-hp1tj 4 ай бұрын
ስልየ ብጣዓሜ እየ ዝፈትወኪ ደስ ትቡልኒ ሓዳሩኩም ይባሩኮ
@mariyamey555
@mariyamey555 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤
@EleniGidey-v5u
@EleniGidey-v5u 4 ай бұрын
ዋይ ቴዲ ዓቅሊ ማርያምን ኣፎመይ ግን ዓቅሊ የለን 😂😂😂
@Meri4555
@Meri4555 4 ай бұрын
ኣፎም ኣቅሊ እናጣጥ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@EleniGidey-v5u
@EleniGidey-v5u 4 ай бұрын
@@Grmaneshyoutube ገይረልኺ እየ እንበይተይ
@ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ
@ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ 3 ай бұрын
እውይ ናይ ቴዲ ዓቅሊ ግን ኡውነተይ ከይድነቅክዎ ኣይሓልፉን❤❤❤
@hxfj9339
@hxfj9339 Ай бұрын
ሰሉየይ ታይ እዮም ብመብልዒቶም ዘይበልዑ ቅር ኣይበልኩም ኣቅርበ እየ ☺️
@mashoHaftemele
@mashoHaftemele 4 ай бұрын
ሞይተ እየ 😂😂😂😂 ግን ካሜራ ድዩ ዋላስ ብፀጋም እዮሞ ዝበልዕለዉ❤
@HyatHyat-kv4jz
@HyatHyat-kv4jz 4 ай бұрын
ካሜራ እዮ
@Mlk22-y9p
@Mlk22-y9p 4 ай бұрын
ጠሊ😂😂😂​@@HyatHyat-kv4jz
@HyatHyat-kv4jz
@HyatHyat-kv4jz 4 ай бұрын
@@Mlk22-y9p ባዕልኪ😂😅
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 4 ай бұрын
ዋይ ቴዲ ዓቅሊ መታደል እግዚአብሔር አምላክ ሕድሪ ኹሙ ይባሩክሉኹሙ ክቡራትይ ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@የዋህፈቃርእየ
@የዋህፈቃርእየ 4 ай бұрын
እታ ቆልዓ ግን ቅረቢ ዘይብልያ ኢዳ ክትምንጠል እላ ዓዲ ሰብ ስደደኒ ጎይታይ ማዓረይ😮😮😮ኣፌ ግን ጎቦዝ እካ😂😂ቴዲ ዓቅላም😢😊
@tgyhgchggg9259
@tgyhgchggg9259 4 ай бұрын
ካሜራ ዘይትፎቲ ትኮን
@DgfjSelam
@DgfjSelam 4 ай бұрын
😂😂😂😂
@Fatemhh-z1l
@Fatemhh-z1l 4 ай бұрын
ቴዲ አሐዚነኒ ኣይ😊
@miza-p2y
@miza-p2y 4 ай бұрын
በስመአብ ቴዲ ግን ብጣዕሚ እዩ ዓቅሊ ዘለዎ ማርያምን ደሞ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ርሑስ ባዓል ኣሸንዳ
@ኣፀደ
@ኣፀደ 4 ай бұрын
ዋይ ኣፈወርቂ😂ዓቅሊ የለን ቴዲ ምስኪን ነፈር ዋይ ዓቅሊ ማለት😂❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ዛናተይ
@Sjf-ul9rp
@Sjf-ul9rp 4 ай бұрын
ዋ ታማ ኩሎም ብፀጋም ኢዶም የበልዕለዉ ድዩ ዋላ ዓይነይዩ❤❤😮😮
@ሜሪሃፍታይ
@ሜሪሃፍታይ 4 ай бұрын
ካሜራ እዩ
@ZxZzjerry
@ZxZzjerry 3 ай бұрын
ኣይትበልዒ እንድያ ዛሓንቲ ቆልዓ😅
@HcTx-w4e
@HcTx-w4e 2 ай бұрын
ሰሉ ታማ ብጉሩኡ ይበልዕ ኣሎ ስባኣኪ ስነስራዓት ኣምህርዮ😢
@SeraaSera-z1q
@SeraaSera-z1q 3 ай бұрын
ስልየ ብጣዓሜ እየ ዝፈትወኪ ደስ ትቡልኒ ሓዳሩኩም ይባሩኮ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@Polak-u4t
@Polak-u4t 4 ай бұрын
ተድ የወዶቹ ቁና ብየዋለሁ ስበዛ ትግስተኛ ነዉ ማርያምን የኔ ወንድም መስሎ ታየኝ❤❤❤❤
@hgf6568
@hgf6568 4 ай бұрын
አፈወርቂ አነ እውን ነሕዋተይ አይሓፍረምይ ካማካ እዩ ይምችኩም❤❤❤❤
@KalebWegihu
@KalebWegihu 4 ай бұрын
ሰሉ ተከታታሊ ናትኪ ኢየ ካብ ኤረትራ🇪🇷
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@KalebWegihu
@KalebWegihu 4 ай бұрын
​@@Grmaneshyoutubeጌርኪ ኣለኩ ጽቡቅ ዕድል
@noahmokonen3850
@noahmokonen3850 4 ай бұрын
Ane ka Kab Bangladesch 😊
@Tigrayadeyalemy
@Tigrayadeyalemy 4 ай бұрын
😅😅😅​@@noahmokonen3850
@AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
@AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 4 ай бұрын
ቴዲ ዓቕሊ 100%❤ ኤፊ መሕረር ይመቸኻ ግን😂🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@YerduGalArye
@YerduGalArye 23 күн бұрын
ብዮማኖም ዘይበልዑ ስድታት😊😊😊😊
@Hiat-x8l
@Hiat-x8l 3 ай бұрын
ሓንት ጉራሶ ጎርስ ማ ማይ ያ ሳሓቅ ሞይተ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@dfggdt9728
@dfggdt9728 4 ай бұрын
አብ ክሽና ዘይትሰርሕዬ አብ መደቀሲ ትሰሪሒ ፀብሒይ
@fanafani2638
@fanafani2638 4 ай бұрын
ጎይታ ባዓል ዓቅሊ ፈጣሪ ዓዲልዋ❤❤
@rahelrahel6194
@rahelrahel6194 4 ай бұрын
ብደርሆ ቀልዲ ያ😂
@tebebehareya
@tebebehareya 4 ай бұрын
ሰሉ ተገሊቢጣ ልምንታይ ኣእቲካሉ ያ መይተ እየ😅
@Mmm-l2r5n
@Mmm-l2r5n Ай бұрын
ጉራይ ምዝጋይ በልዕለዉ😮😮😮😮😮😮😮
@LiduHabeshawit
@LiduHabeshawit 4 ай бұрын
ኣየ ኣፎመይ ሃቢ ማይ ያ🙈🤣🤣🤣
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 4 ай бұрын
ሰሉ ዓይነይ ታማ ጠፊእኪ
@MeazaAregawi
@MeazaAregawi 3 ай бұрын
ቴዲግን ዋዉ ለለካ ዓቅሊ መስተዉዐሊ ሰብ❤
@AskualAbrha
@AskualAbrha 4 ай бұрын
ምስኪናይ ተዲ 😂😂😂
@tdsrdf2918
@tdsrdf2918 4 ай бұрын
ዛብርትካን ትብሃልስ ኣይትበለዕን እንድያ ብልዕባ በልዋ😂
@SalamSalam-gb7tx
@SalamSalam-gb7tx 4 ай бұрын
ዋየ ቴዲ ዓቕሊ😂❤
@abrhamesfin7205
@abrhamesfin7205 4 ай бұрын
መን ከም አፍይ ቦጎ ቱሓቂ😂😂😂
@محمح-ت2د
@محمح-ت2د 4 ай бұрын
ኣታ ምተኩ ሰላም ተገልበጠኒ በለ ቅጫ😂😂😂
@Hfts-l8c
@Hfts-l8c 4 ай бұрын
ኣቲ ሰሉ ዓሞይ እኮ ኣሰቢደያ ብሳሓቅ😂😂
@meremere5079
@meremere5079 3 ай бұрын
ሰሉዋይ ፃዕዳ ልባ❤❤💋💋💋
@Madina-q1p
@Madina-q1p 4 ай бұрын
❤ናይ ተዲ ፀባይ ግን የብል እዮ እንቃዕ ኣብፅሕኩም ድማ
@FerFerFe
@FerFerFe 4 ай бұрын
ስባአይኪ ግን ታዓዲሊኪ እኪ ንስክስ ጭራርዊ እኪ ተመስሊዊ😂😂😂
@00-2du3zu6d
@00-2du3zu6d 4 ай бұрын
ያዓውው😂😂😂😂ኣፌ🙈 ዋይ ቴዲ ግን🎉❤🎉❤🎉
@GGmanchanel-n6y
@GGmanchanel-n6y 4 ай бұрын
ካሜራ ድዩ ዋላ እንታይ እዮም ብራ ኢዶም ዝበልዕለዉ😂😂
@Galtgray-d6k2u
@Galtgray-d6k2u 4 ай бұрын
እውይ ቴዲ ትዕግስቲ ተዓዲልኪ ኤፍሊ ገቦዝ ቀልዓለም ዘይብሉ❤❤❤ ሰሉ ፅሪቲ
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 3 ай бұрын
ኣሕሰን ሰረሕኹሎም ሰሊተይ 🤗😂😂😂🥰🥰🥰🥰🥰
@Sjkskskmdmsms
@Sjkskskmdmsms 4 ай бұрын
ሰሉዋይ ሽኮር❤❤❤😂
@0ppH5
@0ppH5 4 ай бұрын
ኣነ ዘስሓቐንስ ሞባይል ካዕብድ ኢሉ 😆😆😆😆
@HadasHaddes
@HadasHaddes 3 ай бұрын
ታዓዲልኪ ቱቴዲ እንየዎ ኣንደበት❤
@hyagfddgfddhhdd
@hyagfddgfddhhdd 4 ай бұрын
ቀደመይቲ ባዕለይ እንኻዕ ደሓን መፃኪ❤
@መቅዲጋልውቅሮ
@መቅዲጋልውቅሮ 4 ай бұрын
ብሳሓቅ ሞይተ ብደርሆ ክትቅሉዱ ያ ሰሉየይ😂
@ጉድባሕሪ
@ጉድባሕሪ 4 ай бұрын
ካሜራ ኣጥፍያ ምስ ጠፍአት ከ እንታይ ክትገብር ዲኪ ዝበልኪ 🤣🤣🤣
@JeriYouTubeጄሪዩቱብ
@JeriYouTubeጄሪዩቱብ 4 ай бұрын
ኣታ ሰላም ከሓፈርኪ ክኣስ ብላዕሊ ትኾንሎም😂😂😂
@ZozoZoo-eb5zq
@ZozoZoo-eb5zq 4 ай бұрын
ቴድግን ይመቺካ ኣቤት ኣቅሊ ሹኮር ኢካ ኣፈወርቂ ግን ኣቤት
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 4 ай бұрын
ዉይ ቴድዋይ ዓቅልኮ በጌታ ስም❤ ለለ ሰላመይሲ ግምጥል ኢልክዬም ከም ቅጫ ኣፎመይግን ኣታ ዓቅሊ ቡቅሊ ኣስሒቅካኒ😂😂😂
@Almi_Alm
@Almi_Alm 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@MeriYemane-vn1ib
@MeriYemane-vn1ib 4 ай бұрын
በብ ኣበሎ ዳኣ❤❤❤
@sagguksa1200
@sagguksa1200 4 ай бұрын
ስሉ ሳሓቅ ቀትልክኒ😂😂😂😂
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 4 ай бұрын
ኣረ ሰብኣይኪ እንአዋ ትሕትና ኣፎም ማይ ማይ ያ 😂❤❤
@fkdfjgjh4105
@fkdfjgjh4105 4 ай бұрын
ክንደይ የስሕቕኻ ደስ በሃሎ😂😂😂
@gjjuhj5846
@gjjuhj5846 4 ай бұрын
ደስ ክትብሉ ቀፅልሉ ኣሕወተይ❤
@LemlemTeklmchale
@LemlemTeklmchale 4 ай бұрын
ቴዲ አቤት ትእግስቲ ትእድልቲ እዩ❤❤❤
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ 4 ай бұрын
ግን ተይተ ባረከኪ የትፅብሒ ልስብአይ ለ ኽብረት እዩ❤❤
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp 4 ай бұрын
ሰሉ ኣብዑሩ ገርኪዮም ክዱኡ ጨው 😂😂😂😂😂😂
@Lele-dk1pi
@Lele-dk1pi 4 ай бұрын
ቴዲ ኣቦ ዓቕሊ❤😢
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 3 ай бұрын
እዋይ ሰብኣይኺ ግን ግርማኡ ኣይድፈርን💝🙌
@rhdtfghfhgihg4566
@rhdtfghfhgihg4566 4 ай бұрын
ደስ ዝብል ብራንኪ እንደዩ ግን ብፀጋም ዲኩም ትበልዑ ደኣ ወይስ ካሜራ እዩ ኩሉኩም ማዕረ🤔😁
@TagHailay
@TagHailay 4 ай бұрын
ምግቢ ናበለዑ አይተቅደሑይም ዞም ይሕወትኪይ በለዓም ከመ ዘይበለዑ
@ganoush3003
@ganoush3003 4 ай бұрын
ዓቅላም ሰባኣይ ኣለኺ ሰሉየ
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
12:20
MrBeast
Рет қаралды 122 МЛН
요즘유행 찍는법
0:34
오마이비키 OMV
Рет қаралды 12 МЛН
Sigma girl VS Sigma Error girl 2  #shorts #sigma
0:27
Jin and Hattie
Рет қаралды 124 МЛН
እሙ ሐይ ኢላ አጉሪዓ😲| Heny Emu
15:04
Heny Emu
Рет қаралды 34 М.
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
12:20
MrBeast
Рет қаралды 122 МЛН