ካብ ገዛ ኣባሪሩኒ😔

  Рет қаралды 63,373

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Күн бұрын

Пікірлер: 746
@Monliaz
@Monliaz 4 ай бұрын
ድሰ ትቡሉ ሰሊዋየይ ኩሉ ግዜ ባሓድ ሞፅና እተብሉ Like ግብረልይ❤❤❤❤❤😂
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@MmN-vi1yy
@MmN-vi1yy 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sas7080
@sas7080 3 ай бұрын
ኣነስ ልገርመኒ ነገርስ እዙይ እንታይ ደስ ልብል ሪኢክን እዩ ደሰ ባሃልቲ ትብለክንስ ይገርም እዩ 🙈😁 ክንድናታ ትሓፍርስ
@Alukahsu
@Alukahsu 4 ай бұрын
ቐዳመይቲ እየ ልዳ ሰሉ ላይክ እስኪ ተጋሩዋይ ዓይነይ ይፈትየኩም እየ ለለ❤
@seni-z1f
@seni-z1f 4 ай бұрын
ደምርኒ ኣሊተይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@swswots6782
@swswots6782 4 ай бұрын
ናቴዲ ዓቅሊ ልተመቸዮ ላይኽ👌እንተ ቪድዮ ኣቀራርፃ ግን ሓፈርነ ወተሰኸፍና ሰሉ ዓይነይ😂😂😂
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 4 ай бұрын
😆😆😆😁😁😁😁
@HaHa-bu4wy
@HaHa-bu4wy 4 ай бұрын
ስቅ እስቲ😂😂😂
@GenetBerhe-yp5jx
@GenetBerhe-yp5jx 4 ай бұрын
😂😂😂😂
@MareamMaream-p8y
@MareamMaream-p8y 3 ай бұрын
😅😅😅😅
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 4 ай бұрын
ኮሞንት በጃኽን ሕማቕ አይትፅሓፋ ብልሳንካ ዝተዛረብኻዮ ንዙ ሰብ ልቡ ይሰብሮ ዩ አሕዋተይ😢 ሕማቅ ነገር ተሪእኽን ለ ብላዛ በ ተስፋ ዘቑርፅ አይትፅሓፋላ😢 ሕማቕ ዘረባ ትንአስ ትዕበ ይሕምም ዩ 😢😢
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@GrgyYet
@GrgyYet 4 ай бұрын
ብሓቂ ሓሳዳት ኢና ደቂ ሰባት ንብሃል
@nfreefqr9657
@nfreefqr9657 4 ай бұрын
Aqki iza haftey masmiedya kemzi xbuq aykonenn newri iyu yehwat nester kulatna gal iya nkulu teiryo tefrso kem adietatna nkun 😢
@ሚሊዕባይአፅቢወንበርታ
@ሚሊዕባይአፅቢወንበርታ 3 ай бұрын
ብሓቂ ወለላአይ
@AbraeshGaresea
@AbraeshGaresea 3 ай бұрын
ባሓቂ ለባመይ
@Calmhuman-br5pn
@Calmhuman-br5pn 4 ай бұрын
እዛ ኘራንክ ትቀፀል ትብሉ ላይክ ሃብኒ❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@Calmhuman-br5pn
@Calmhuman-br5pn 4 ай бұрын
​@@GenetChannel-uo3rvደሚረኪ❤
@ራየተይት
@ራየተይት 4 ай бұрын
❤❤
@AmalAML-kn7ds
@AmalAML-kn7ds 4 ай бұрын
ችዳማ አብዙይ መፂእክን ለባም ለባም አይትፃወታ ሸናዎ😕ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባርክ ምቁራተይ☺ዋላ አነ ድቃስ ተአብይኒ ደዊለ ርብሽ እየ ዘብሎ ፀኒሑ ብሎክ ክገብረኪ እየ ስቅ በሊ አይትረብሺ ይብለኒ ነይሩ አነ ዓዲ ዓሞይ ንሱ አብ በረካ😄 ብአካል ምስ አግነኽዎ ሃምዛ ናይኺ እየ ዝገብሮ 😂😂
@FhDb-rc4gd
@FhDb-rc4gd 4 ай бұрын
ካልአይተይ ዶ ረኪበ ሎምስ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@seluKahsay
@seluKahsay 4 ай бұрын
😅😅😅😅😂ናተይ ስራሕ
@hlftikahsu1678
@hlftikahsu1678 4 ай бұрын
😂😂😂
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 4 ай бұрын
አነለ ግን ልሕርሞይ 1 ሓንቲ መዓልቲ ድቃስ አቡይኒ ብኢትዮ ነለይቲ 9 ስዓት ደዊለሉ ታይ ኮንኪ ናዳሕና ዲኺ ናበለ ናብሸቀኒ እማ ካውኡ ልልየ ሓፊረ ሞይተ😂
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 4 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ክንደይ ተካብዱ😂 ሰሉ ዓይነይ ተመችዩና ዩ ቀፅልሉ❤👩
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 4 ай бұрын
ይበል ፕራንክ ሰሉየ 2ይ መዓልቲ ድገምና😂😂😂ግን ዘለዎ ትዕግስቲ❤️🥰
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 4 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ❤
@እግዚኣብሄርእረኛዬነዉ
@እግዚኣብሄርእረኛዬነዉ 4 ай бұрын
ኣቱም ህዝቪ ኣብ ሓደ ዘይትቆሙ ምሽ ንቴዲ ፕራንክ ግበርዮ ትብሉ ኔርኩም ሕጂ ከዓ ንምንታይ ዋይይ ፕራንክ ተኮይኑ ፕራንክ እዩ 😂😂😂
@fserdss1437
@fserdss1437 4 ай бұрын
ይገርመክዩ😂
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 4 ай бұрын
ይገሪምካ እዩኮ😅😅
@مازنحامضي
@مازنحامضي 4 ай бұрын
ይገርመኪ ኮ እዩ ዋ ወዩ ረብሽንኣስ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@ትጂtigsti
@ትጂtigsti 4 ай бұрын
ይገርመኪ እዩኮ መትሓዚ ዘይብሎም😮😂😂
@KhanKhan-fr4zs
@KhanKhan-fr4zs 3 ай бұрын
አቲ ጓል ሓዳረኪ ንፈስ አይትእትውሉ ናይ ሓደ ሓደ ኮመንት ሪኢኺ ከምኡ አይትግበሪ ኹሉ ፈታዊኺ አይኮነን ❤❤❤
@ዛፉኣለም
@ዛፉኣለም 24 күн бұрын
ፅብቅ ኣለኒ
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 4 ай бұрын
ግንባሲ ኣነስ ኮመንት ምንባብዶ ክሓድጎ ቅጭ መምጻእቲ ግበርዮ ትብላ መሊስክን ሸቆምቆም ትብላ ዋእ 😂 ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳርኩም ይባረክ ዞምሓተይ ሰሉየይ ጠንካራ ሂዋን ከመይ ድየ ዝፈትወኪ😘
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 4 ай бұрын
ይገርመኒ ኣነሰ ናዘን ኣጋላት እዚአን እጭጭ🥺😏😏😏
@Alembrhan___01-u2o
@Alembrhan___01-u2o 4 ай бұрын
ሰሉዋይ ቡና ናሰተኩም ከምብዋዛ እኪ ፕራንክ ትገብርዮ ኣብዚ ግዜ ድቃስ እይትረብሽዮ ብዝተረፈ ይመችኩም ፍቅርኩም የብዛሕ ስድራ እንዳ ቴዲ❤
@ኪዳነምህረትይኣደይ
@ኪዳነምህረትይኣደይ 4 ай бұрын
ንመጀመርያ አየ ቀደመቲ መብል 8❤ላይክ እሰከ ሃቀኒ ኣደናቀቲ ሰሉ😂
@seni-z1f
@seni-z1f 4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@swswits6114
@swswits6114 4 ай бұрын
❤❤❤
@FireweyniGezae
@FireweyniGezae 3 ай бұрын
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@FireweyniGezae
@FireweyniGezae 3 ай бұрын
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@sabai12167
@sabai12167 4 ай бұрын
ሰሊ ሎምቅና ኣይተካአለክይ ፕራንክ ብምግበር ብቻ የክእሎም😂😂😂
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 4 ай бұрын
ደምርኒ ሳቢተይ❤🎉
@fghthuguughg3981
@fghthuguughg3981 4 ай бұрын
Me too
@Jdsdf-o9b
@Jdsdf-o9b 4 ай бұрын
ኣብ ምዶቃሰይ ዝቅስቅ ዘይፎትያ ነገር😢
@ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በ
@ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በ 4 ай бұрын
ዋላ ኣነ ብስልኪ ዋላ እየ ዝናደድ😂😂
@seluAdokalu8121
@seluAdokalu8121 4 ай бұрын
ብጣዓሚ
@ሰብእንታይዘይበለ
@ሰብእንታይዘይበለ 4 ай бұрын
​@@ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በme to😢😂😂😂😂
@FireweyniGezae
@FireweyniGezae 3 ай бұрын
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@Reham-m8u
@Reham-m8u 3 ай бұрын
ሚቱ 😢😢
@SalamaM-d2n
@SalamaM-d2n 4 ай бұрын
ዋይ እኒአካ ዓቅሊ ተዓዲልኪ ፍቅርኩም ይባረክ❤❤🎉🎉 ኡነት ቀፅለሉ ዝሓወይ ነገራት ብትዕግሰቲ ምሕላፍ ዝመልዎ የለን ❤❤❤🎉🎉
@seni-z1f
@seni-z1f 4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@SalamaM-d2n
@SalamaM-d2n 4 ай бұрын
@@Grmaneshyoutube እሺ ገይረልኪ
@SalamaM-d2n
@SalamaM-d2n 4 ай бұрын
@@seni-z1f ታይ እዩ ደምርኒ ኣይፈልጦን መዓረይ
@seni-z1f
@seni-z1f 4 ай бұрын
@@SalamaM-d2n ሳብስክራይብ ግበርኒ ወለላይ
@SamriSamri-wk7eu
@SamriSamri-wk7eu 4 ай бұрын
ኣብ ስራሕ ደፋአ ናበለ ናዋዓለስ አየሐዝነኪ ዶ እሞ ካዓ ተሽከርካሪ ዝሰርሕ ሰብ😢ሰሉ ሰብ ፕራክ ግበርዮ ኢልኪ አይትግበሪ በተለይ ናይ ሽፈር ስራሕ ከቢድ እዩ ግዴታ ድቃስ ክፀግብ አለዋ ቀትሪ ናሰርሑ ናሃለው ድቃስ ይመፀኦም እዩ ግደፊ😊
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@Teame__6542
@Teame__6542 4 ай бұрын
የተዳሓሕዚ ኖሩማል ዩ ሓደ ሓደ ግዜ ዶሞ ገይራቶ የትፈልጥይ
@ገኒጓልቶምጭዋታትዘሪኢ
@ገኒጓልቶምጭዋታትዘሪኢ 4 ай бұрын
እንታይ ይምልከተኪ ዘይሕማምካ ረስኒ😂😂
@YrJh-f4y
@YrJh-f4y 4 ай бұрын
አንታይ የምልከትኪ ዋይ ናይ ሰብ ነገረ
@MelatTkue
@MelatTkue 4 ай бұрын
ታይ ይምልከተኪ 😂😂
@AaAa-v5p9i
@AaAa-v5p9i 4 ай бұрын
ብሉፃት ፈጣሪ ኸም ቴዴ ብሩኽ ብዓል ቤት ኽፈጥረለይ የፀሉት ብሩኻት ሰልየ ኣስሊ❤❤🙏👏
@drtt2855
@drtt2855 4 ай бұрын
ሰሉዋይ ታይ ገበረኪ ጓለይ ለይቲ ምድሪ ማዓረይ ትትዕግስቱ❤🥰 ፉቁሩኩም የብዛሓዮ ኣሕዋተይ
@rosehama
@rosehama 4 ай бұрын
ሰሉዋይ ከመ ደስ ዝበለኪ ግበርዩ መንገዛ ስባአይኪ
@ክብሪቅዱሳን
@ክብሪቅዱሳን 4 ай бұрын
ሰሉየ ቴዲ እካን ደቂሱ ተሲኡለ ኣይሓርቅንዋ😂😂😂 ምቁራት ክፈትወኩም❤❤❤❤ ንያሬድ ፕራንክ ግበርልና❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 4 ай бұрын
ቴዲ አይውዕሎን😂ሰሉ እንካዐ ሰላም መፀአኪ ሳብስክራይብ ሓጉዘኒ ፈተዉቲ ሰላም ከይተሓልፉኒ እሕዋተይ ስደትና የሕፀረልና እግዚአብሔር አምላክ
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 4 ай бұрын
እሽ ቀንጂተይ
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 4 ай бұрын
ኣሜን ፫ ማዓረይ ግብረልኪ ኣለኩ
@JsjejJshhd
@JsjejJshhd 4 ай бұрын
Amen Amen Amen
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 4 ай бұрын
​@@JsjejJshhdሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤
@hiwihiwihiwi
@hiwihiwihiwi 4 ай бұрын
እዋይ ከሕዝነካ መአረይ ካልአይ መዓልቲ ከምዚ አይትግበርዮ ሰሉዋይ በተለይ አብ ድቃስ ሰዓት ብዝተረፈ ይመቺኩም❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ🎉
@rfduv1457
@rfduv1457 4 ай бұрын
ሰሉዋይ ታይ ገይሩክ😢 ጓለይ ጎበዝ እዩ ዘሎዎ ዓቅል ግን❤💙
@abushmebrate5812
@abushmebrate5812 4 ай бұрын
ዋይ ዝሰብ ግን ባዓልኩም ፕራንክ ግበረልና ኢልኩምስ ለለ ታይ ገሩ ስነ ስርዓት ግበሩ ደረን ከይሰደልኩም😂😂 ጉድ😅
@seni-z1f
@seni-z1f 4 ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ
@ዜዱጋልሃገርትግራይይ
@ዜዱጋልሃገርትግራይይ 4 ай бұрын
ሓቅኺ ጋለይ አየሰብ መታሓዚ ለይብሉ😅
@sameraahmed1907
@sameraahmed1907 4 ай бұрын
😂😂😂 ድረን ያ
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 4 ай бұрын
ትእዛዞም ክበዝ ለይፅሕፎዎ ለይለ ዋይ😮
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb 4 ай бұрын
ክክክክ
@a5ie412
@a5ie412 4 ай бұрын
እዉይ ኣቅኒእኩምናኮ😂🥺 ፍቅርኹም የብዘሐዮ የኔ ሙቁራት💋💋❤❤🙏🙏
@Hait-yl1mg
@Hait-yl1mg 4 ай бұрын
ታይ ገርኪ እዩ ሰሉየይ ኣደቅስዩ እባ ማዓረይ እሕዝኑን🥺❤❤
@ትርሓስደስታ
@ትርሓስደስታ 4 ай бұрын
ሰልየይ ማዓረይ ይፈትየኪ እንድየ ግን ሓንቲ ነገር ትትሓድግያ ፅብቅ ነይሩ ኣይትፃረፊ ብልስ 🙏🙏🙏
@ajibajib7989
@ajibajib7989 4 ай бұрын
❤yes
@ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ
@ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ 4 ай бұрын
ዓቅሊ ግን 100% ኣነ ሓደ ማዓልቲ ካብ ውቅሮ ንመቐለ ከድና ምስ ሰብኣየይ መቐለ ሆቴል ኣቲና ክከይድ እየ ኢለዮ 5:10 ገለ ኮይኑ በጃኪ ፅባሕ ሕዚ ደቅሲ ኢሉኒ ኣብየ ዕግርግር ናበልኩ ክንዲ ቃፀላ ዝኮን ኢዱ ግብ ኣቢሉኒ ክሳብ ርእሰይ ዘሐመኒ ግን ባዕለይ ዓቅሉ ሰበ ዘዎዳእኩዎ ንእሽተይ በክየ ሕዚ ለ ቴዲ ከም ቀፀልኪ ናብ ስጉምቲ እዩ ክኣቲ ኔሩ😂😂
@RutaTube01
@RutaTube01 4 ай бұрын
እሰይ😂😂😂😂
@AaAa-g7j7z
@AaAa-g7j7z 4 ай бұрын
😂😂😂😂
@ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ
@ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ 4 ай бұрын
@@RutaTube01 ዋይ🙆
@hiwi9800
@hiwi9800 4 ай бұрын
🤣🤣🤣 ኣግንኪያ ዶ ባዕልኪ😂😂
@መንነተይእዩክብረተይ
@መንነተይእዩክብረተይ 4 ай бұрын
😂😂😂
@ተመሰግንአምላክይ
@ተመሰግንአምላክይ 4 ай бұрын
ፍቅረኹም ይብዛሕ ክብራተይ ❤❤😘 ካሞተ ቲፀሓፍ ግን ሰብኣያ ይኡ ኮ ሃመ ደለያ ተገብሮ ኣየምለኽተክንይ ዋይ😮
@ሳሌም
@ሳሌም 4 ай бұрын
ክክክክ ሰሉ ይኣኽ ይሞቸኺ ንኲላትም ኣረካኪባትሎም 🤣🤣🤣🤣ን ኣፍወርቂ ጉድ ገርክዮስ ን ቴዲ ካኣ ደጊምክዮ ኣይተኻኣልክን 🤣🤣🤣🤣❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏
@MerfaBajgimv
@MerfaBajgimv 4 ай бұрын
😁😁😂😂😂😂
@Tig12345
@Tig12345 4 ай бұрын
ኣብየት ትዕግስቲ ሰባኣይ❤ ሳሓቅ ዝቀተለኒ ግን ክንደይ ሳዓት ድዮም ዝሰረሑ ትብልዮለክስ ወጋሕ ትበል ለይቲያ😂😂😂
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 4 ай бұрын
😁😁😁
@seni-z1f
@seni-z1f 4 ай бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ
@EliasTafla
@EliasTafla 4 ай бұрын
Haku😂😂
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 4 ай бұрын
😂😂😂
@okok-rg9xm
@okok-rg9xm 4 ай бұрын
😁😁😁😁😁😁😁
@aduyoutube1897
@aduyoutube1897 4 ай бұрын
ፁሩያት ከፈትወኩም ሰሉየ ፍቅርኩም የብዝሓዮ
@khjh8891
@khjh8891 4 ай бұрын
ባዕልኪ ሳኬታም እኘኪ መጨጨት ዋ😂😂ቴዲየይ ጎይታ ጠባይ😘😘
@SmilingBoxer-ep7xl
@SmilingBoxer-ep7xl Ай бұрын
ሰሉየይ ሽኮር ኣጆኪ ቀፅሉሉ ሓዳርኩም ዶሞ ይባረክ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tesfayawoalom2987
@tesfayawoalom2987 4 ай бұрын
ምስክናይ ወድ ኣሳቕኽዮ ዋይ ብፅፍዕት ሃም በለክ ሸገ ነብሩ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@Teame__6542
@Teame__6542 4 ай бұрын
ነዉሪ
@سميرهال-ق8ي
@سميرهال-ق8ي 4 ай бұрын
አረ ሎምስ ኣፅሊኣ
@HgehgUgeyhe
@HgehgUgeyhe 4 ай бұрын
ኣስይይይይ ምቅራት ፍቅሩኩም ይብዞሕዮ ስሉየይ ቲዲየይ
@ትጂtigsti
@ትጂtigsti 4 ай бұрын
ፁሩያት ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሰሉዋይ ብጣዕሚየ ዝፈትወክን ዘድንቀክን ቀፅሉሉ😊❤❤❤
@SalamhSalamh-v8i
@SalamhSalamh-v8i 4 ай бұрын
ኣይ ሰሉዋይ ታገሩኪ ደቂሱ ተሎ ኣትግበሪ ኳሙኡ ደኪሙዎ ኡዩኮ እንዮ እና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ንበሩለይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓባይብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 4 ай бұрын
ቴዴቴዴ ትብላ ለለ ደቂሱዶ ገለ ኣትበላ
@lemlemlemlem5087
@lemlemlemlem5087 4 ай бұрын
ክትለቅቅ ከለኺ ክንድዙይ ሳዓት ክመጽእ እየ ናበልኪ ልቐቒ ሶሊተይ 12:00 ወይ 1:00 ብዓድና ተትኾን ድማ ይምረጽ ክረአየልኺ ምእንቲ ❤❤❤
@fhgYuyyu
@fhgYuyyu 16 күн бұрын
ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሓዳርኩም ይባረኽ🙏🙏🙏💞💞💞💞💞
@Lewhatey
@Lewhatey 4 ай бұрын
ኣቤት ሰብ ኮሞንቲ ኩሉ ወዮ🤭🤣🤣🤣 ሓዳርኩም ይባረክ ፅብቃተይ❤
@brhaneye
@brhaneye 4 ай бұрын
መን ፀዊዑኪ ትብልን ወድ መብራህቱዶ ክብልን ሰሓቅየ ሞይተ 😂 ሰሉየይ ፍቅርኹም ይብዛሕ 😘
@ዮዳነስ
@ዮዳነስ 4 ай бұрын
ኣይ ሰሉ ረቢሺት ታይ ገይሩኪ ጓልይ
@HaregTesefu
@HaregTesefu 4 ай бұрын
ዘስሓቀኒ ደሞ ወጋሕ ትበል ለይቲ እዮም ዝሰርሑ ያ
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 4 ай бұрын
ድምፂ ኣይስማዕሎን ሰሉዋይ ለየሽ😮😂
@مممم-ه9ذ3ش
@مممم-ه9ذ3ش 4 ай бұрын
አረ ተመችያትኒ ዛፕራንክ ሰብኣይኪ ዓቃልዩ ከማኺ ❤😂
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 ай бұрын
ቴዲ ጀግና ጎይታ ዓቅሊ ብጣዕሚ ኣደኒቀዮ🙏❤❤❤
@Slamh-qv4gm
@Slamh-qv4gm 4 ай бұрын
ኣታ ኣይባሃልን’ዩ ህያብይ ብልዮ ዝሓፍተይ ❤❤
@ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ
@ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም ፈጣሪ ስሉየይ ዓቅል ግን100%❤❤❤❤❤❤
@SamroxiSum
@SamroxiSum 4 ай бұрын
ብፍቅሪ ኣዋግዕይ ኣታዮ ኣይትበሊ እምበር ከ ጋል ዉቅሮ ድኪ ንቴዲ ፀባየ ሰናይ
@ፅሃይሓፊቲሰሉ
@ፅሃይሓፊቲሰሉ 4 ай бұрын
ሰሉዋይ ሓዳርኩም ይባረክ❤ኣትን ትፃረፋ ግን normal ኣይኮነን 😊
@GdHd-xc5qt
@GdHd-xc5qt 4 ай бұрын
ታይ ክትገብሪ ደስ ይብለኒ ኣነለ ሰሉየይይ እንዳሓምኪ ከይድኪ ንባዓል ቤትኪ ስድርኡ ሕምባሻ ሒዝኪ ተፃዊትኪ ምስኦም ፅቡቅ ግዜ ኣሕልፋኪ ንዒ ኣብ ዝጠዓመዲ ሜዲ ካብ ሳውዲ እየ ማማየይ እመ ብርሃን ምሳኪ ትኩን ዝያዳይ ❤❤❤
@tdfdemey
@tdfdemey Ай бұрын
ሰሉየይ &ቴድየይ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ ሓደ ሓደ ሰብ ግን ኣብዚ መፂክን ሕማቅ ኣይትዛረባ ሓሳዳት 😕✊♥♥❤❤💞💞
@سلامهسلامة-ب8د
@سلامهسلامة-ب8د 26 күн бұрын
ኣይትፅረፍዋ የዋህ እያ ሰሉዋይ ❤😊
@hgf6568
@hgf6568 4 ай бұрын
አቲ ሰሉዋይ ምቅርቲ ፍጥረት ፍቅኩም የብዘሐለይ ቴዲ ማለት አቦ ዓቅሊ 👍👑
@AsAs-wz8cv
@AsAs-wz8cv 4 ай бұрын
ምቁራተይ ሓዳርኩም ፍቅርኽም የብዝሐዮ አሕዋይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 4 ай бұрын
ዋይይይ በበይ ኢኪ ረኺብክዮ ታዓዲሉ ትዕግስቱ እፍፍፍፍፍ በስመአብ ወወልድ ከመዚ ረአ ኣፈልጥን ኣበየት ተተወዲእዎ ማ😅
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 ай бұрын
ታማ ሕጂ. ኣብዘይ ሰዓቱ. ደቃስ የለን ደዪ😅😅😅😅😅😅😅 .ኣትዪ ግደፍዮ. እንዶ ይደቅስ😅😅
@jegaaesba1855
@jegaaesba1855 4 ай бұрын
ዋ ኩለም ኣወዳት እየም እባ ተደቂሰም ቃልጢፈም ዘይነቁሐ ናየይ ብቻ ይመስለኒ ነረ😂😂 ምስ ድቃስ ዘለወም ፍቅሪ😘❤
@desta-hu5gz
@desta-hu5gz 4 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ኣቤት ሰብ ኮሞንት ግን ኮስትርክን ሐዚ ታይ ኣእተወክን ሕማቅ ትፅሕፋ 😮ሰላም መበታ እዩ ሰብኣያ ድላያ ክትገብሮ ሳሃሊለነ ሰሉዋይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ባያ ዛናተይ
@እግዚኣብሄርእረኛዬነዉ
@እግዚኣብሄርእረኛዬነዉ 4 ай бұрын
ሰብ እኮ መትሓዚ ተሳኢንዎ ብስሩ
@ጓልእንዳባጉና
@ጓልእንዳባጉና Ай бұрын
ወድ መብራህቱ ፃዕዳ ጋው እዶ አብላ ጉንድእዝና😂
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 4 ай бұрын
ዋየ ትዕግስቱ ታዓዲልኪ ሰሉ ግራጭ ፍቅረይ ወለላይ ኣትዮ ሃምኡ ዶ በልዮዮ😅
@HiwiTube-ug5wl
@HiwiTube-ug5wl 4 ай бұрын
ምእንቲ ክቀንዐኒ ታይ ዲኪ ትገብሪ😂😂😂
@JamilaJa-v6v
@JamilaJa-v6v 3 ай бұрын
ዋይ ሓወይ ከሕዝን ግን ኣታ ኣስሒቃትኒ እያ ግን ካሊእ ከምኮነ ግን ምሳዓም ወይ.... ያ 🤣🤣🤣🤣
@Galwekromisyoutdif12
@Galwekromisyoutdif12 4 ай бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉዋይ ቴዲዋይ ብቡዙሕ እየ ዝፈትወኩም ደቂ ዓደይ❤🎉🎉
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 4 ай бұрын
ዓዲ ዘለዉ ምእታይ ችግር እዩ ቃልጥፉ ኣይርደኦምይ ታደልያ ብሉ ሕሽይሽሽይ ኣብሉ ከይሓቅፈክስ 😂😂😂ቴዲ ግደፍ ኣይትድኸም ብደይ ሓደ ነገርዶ ፈፀጋ ዋፃሎ ሰበይትኻ😂😂😂❤❤
@AaAa-oe3xg
@AaAa-oe3xg 4 ай бұрын
😮😂
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 4 ай бұрын
ከልብይ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 4 ай бұрын
አረ ሸም ትፅሓፎኦ ፈለጣ😮😊
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 4 ай бұрын
@@chf-cv4ix ሃሃሃ
@AaAa-iz6tr
@AaAa-iz6tr 4 ай бұрын
🤣🤣
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 4 ай бұрын
ባይዘወይ ናይ ቴዲ ፕራንክ ክገብረኪ ብጣዕሚ እየ ዝነፍቃ😂😂
@ትጂትጂ
@ትጂትጂ 4 ай бұрын
ኣነ ደስ ልበለንይ ምሕቃፍ ቃኒእና እኮ😮
@makimahari4958
@makimahari4958 4 ай бұрын
😂
@ብዕዛወራባየራየተይት
@ብዕዛወራባየራየተይት 4 ай бұрын
የኔ ማር ሰሉዋ ሰባአይኽ ድነሀዏ ዓቅል ፈጣሪ ፍቅሩኹሙ ይባሩኸሉኹሙ ክፈትየክ ማዓት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GdHd-xc5qt
@GdHd-xc5qt 4 ай бұрын
ሰሉየይይ ዝያዳይ እመብሃን ወላዲት ኣምላክ ቤተ ክርሰትያና ቢድዮ ኣምፅእለይ ማማየይ ኩሉ ግዜ እየ ዝስዕም ነይረ ኣመና ናፍቀያ ዝያዳይ ሕዚ ሳውዲ እየ ዘለኩ ተተካኢሉ ቅዱስ ጊወርግስን ኣቡነ ኣረጋዊን እውን ማማየይ ሕድሪኪ ሰሉዋይ መዓረይ እመብርሃነይ ናፍቀዮ ደጅኣ ሰሉየይይ ኣምፅእለይ ቪድዮ ሰሪሕኪ ማማየይ እሹይ❤❤❤❤
@Brey-tube
@Brey-tube 4 ай бұрын
ሰሉየ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ዋው ዓቅሊ ይበል ❤❤❤ኣብ ድቃስ ሰዓት ከቢድ እዩ ናይ ካሜራ ግን 😂😂😂
@اااا-ل8غ2م
@اااا-ل8غ2م Ай бұрын
ሃሪስካ ድካ ይሃረስኩይ ታማ ትገብር እለካ ያ😂😂😂😂
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 4 ай бұрын
ቴድየ ምስኪን ከማይ ካብ ድቃሰይ ዘልዕለን ኣይፎቱይ ሶልየ ምቅርቲ ሓቢርና ኣይንደቅስ ጌርክያ 😁♥️
@Ddaert
@Ddaert 2 ай бұрын
ሰሉ ሽኮር ፀባየ ሰናይ ከም ናትኪ ሓዳር ይፍጠረለይ ዑጉስ ሰባኣይ ኣለኪ
@qsfdderr4927
@qsfdderr4927 4 ай бұрын
ደቂሰ ዝንቅንቀኒ የፎትይ ሰሉ ናይኢድኪ የትስኣንይ😂😂😂
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 4 ай бұрын
ስብኣይኪ ግን ውውው ዓቅሉ ሰሉዋይ ተዓዲልኪ ❤❤❤❤
@gualEnderta
@gualEnderta 4 ай бұрын
ስብ ኮመንት ሓውላቃት ታይ ኣእቲይኩም እዩ መንገዛ ስብኣየ 😂😂😂 ሆ ሕቡሽ ፎሽፋሽ
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 4 ай бұрын
ኣቤት ቴዲ ዓቅሊ ካም ስብኣየይ❤
@ssll7812
@ssll7812 4 ай бұрын
ቴዲ ጎይታ ዓቅሊ ናይ ሰራሕ ሰብ እዪ ሚሲኪን ድቃስ ክፀግብ ኣለዎ ሰሉዋይ ኣብ ዝነቀሐሉ ፕራንክ ተትገብርዮ ደስ ይብል ሶ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤🎉🎉🎉S&T🎉🎉🎉
@FireweyniGezae
@FireweyniGezae 3 ай бұрын
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@rimeyaron
@rimeyaron 4 ай бұрын
ዉይ ኣትዮ ግደፍዮ ኣብ ስራሕ ዊዒሉ ኣይትረብሽዮ ዊይ ምስጊን ስብኣየይ ይመስል❤❤
@Maki38916
@Maki38916 4 ай бұрын
ተዓዲሉ ዘለዎ ትዕግስቲ ናተይ ተትኾን እሞ ኸዓ ስራሕ ውዒሉ መጋሰመኒ ጨጎርኡ ምተልሓፀ😂😁😁 ፍቅርኹም ይብዛሕ ሰሉዋይ💚💙💚💙
@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ
@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ 4 ай бұрын
😂😂😂
@Medi-m3u
@Medi-m3u 4 ай бұрын
ዋውው ትድገም ኣለዎ እዛ ፕራንክ😂 ሰሉየይ ምቅርቲ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበሊ ሓላላተይ❤
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 4 ай бұрын
ግደፊ ሰሉ ኣደቅስዬ😂 ኣነስ ደቂሰ ዝቅስቅሰኒ ዘይፎቲ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 4 ай бұрын
ኣነስ ምእንታን ክድቅስ ኪዲ ክብለኪ ነይረእየ ብዘይ ዉነይ ድቃስ ዝቅስቅሰኒ ኣይፎትን😌😁😁😁
@Haregte
@Haregte 4 ай бұрын
ሰሉየ ካሊእ ተዝኸውን መጋጨወኪ ነይሩ😂😂😂 ብዝኾነ ይመችኹምምም
@ብተስፋይነብርክሳብዘለኩ
@ብተስፋይነብርክሳብዘለኩ 4 ай бұрын
😂😂😂
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 4 ай бұрын
ተዲ ምስክን ❤❤ሰሉዋይ ኣይ ተከኣልኪ❤❤❤😂😂😂😂
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 4 ай бұрын
ይከድለኩ ክድ በለን😂😂የተካኣልክይ ሰሉ❤😂
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 4 ай бұрын
ቴድዋይ ጎይታ ዓቅሊ❤❤ ፍቅርኩም የብዘሐዬ ሙቁራተይ❤
@kahasitgaltigray325
@kahasitgaltigray325 3 ай бұрын
ኣግዲድክዮ ሐዝስ ታይ ገበረኪ ካብ ምህራሱ ትንቅንቅዮ😢
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 4 ай бұрын
እረ እካዕ ገፅኪ ኣየሳኣነኪይ ሰሉዋይ ታይ ክዎፅ ብራክ ዳኣ
@ابتسامعلب-ض9ف
@ابتسامعلب-ض9ف 3 ай бұрын
እሰይ ደስ ትብሉ ተዕግስቱ ግን ደስ ክብለካ 🥰🥰😊
@تعهه-ج4ذ
@تعهه-ج4ذ 4 ай бұрын
ሰሉየ ዛናተይ ቴዳየ ክዓ ጎይታ ጰባይ ንቴድ ድገማዮ ❤️😅😅😅
@SameraAbn
@SameraAbn 4 ай бұрын
እወይ ረባሺት ታይ ገበረ ናብ ስራሕ ክከድስ ሰሉ😂❤
@medhin8187
@medhin8187 4 ай бұрын
የሃረስኩንያ ታማ ትገብር ኣለኻ ያ😂 ናኢድኪ ይሃብኪ ሰላም ወይጉድ ድቅስ ዉዒልኪ ዩ ፍሉጥ ድቃስ ኣብዩኪ ልኻልእ በልዮ😅 ብዝተረፈ ይጥዓምኩም 👍😁ወዲ መብራህቱ ዶ😂
@brhaneye
@brhaneye 4 ай бұрын
😂😅
@ميريابونوفا
@ميريابونوفا 4 ай бұрын
ማርያም እኒወ ዓቅሊ እዊይ ናየይ ስባኣየይ ስ ካባ ምድቃሱ ዘልዕሎ ኣይፈትን😂😂😂😂
@KhanKhan-sg6hh
@KhanKhan-sg6hh 4 ай бұрын
ሰሉ መቅሰን❤ ታይ ገበረኪ😂😂😂😂😂
@Sara-op6mb
@Sara-op6mb 4 ай бұрын
እዋይ ወልደ ትበል አዶ ቴድ ከመይ ዝበለ ጎይታ ዓቅሊ እዩ ዕድመን እንጀራን ይምነየልካ ናይ ባሓቅ ስብአይ እኻ ሰሉ ድማ ትጋገይ አለኺ ፍራንኪ ግበርዮ እሉኒ ስብ እልኪ በዝይ ድቃስ ሕዝ ትርብሽዮ ንስብ እልኪ አይትሓስብን ድኪ እሞ አሽከርካሪ እዩ ድቃስ የድልዮ እዩ ንስባአይኪ ሕስቢ ንስብ አትሕስቢ ማራ ሓዝነሉ ንቴድ
@SwSwi-vu7uq
@SwSwi-vu7uq 12 күн бұрын
ወጋሕ ትበል ለይትያ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 4 ай бұрын
ናማኑ መን ፀዊዕኪ ዶ በለ😅😅😅
She's very CREATIVE💡💦 #camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
00:26
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 54 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 130 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
ሓደ ወዲ ንከፍቅረኪ ንክናፍቐኪ4  እዞም ሜላታት ተጠቐሚ
5:23
ራያ ራያ ራያ ራያ tube
Рет қаралды 5 М.
ዱባይ ክኸድ ወደይ ሒዘ✈️✈️
8:23
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 33 М.
ሐረግ ( ክፍል 10)
29:55
ለዛ
Рет қаралды 158 М.
ጉድ ልኾነ Prank😜 የስኽይ ያ🙄
13:54
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 44 М.
She's very CREATIVE💡💦 #camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
00:26