ጓል ራያ አብ መንገዲ ዝጋጠማ ብምንታይ ታአምራት ተርፋ በአምላክ ዶ ብዓረብ😭😭😭

  Рет қаралды 63,691

Gual Raya

Gual Raya

2 жыл бұрын

Пікірлер: 243
@aml1213
@aml1213 2 жыл бұрын
ኣነ ለ ፅዮን ዓመታ ካብ ዓብይ ተፍቲሽ ኣውፂኣትኒ ክብርን ምስጋናን ንወላዲተ ኣምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ይኹን 🙏 ናብ ማንም ቦታ ኽኸድ ተኾይነ ውን ውዳሴ ማርያም ተይሓዝኩይ ኣይወፅይ እና ክብሪ ንዑኡ ይኹኖ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ውን ተሓዲጉኒ ኣይፈልጥይ ስለዚ ኣሕዋተይ ክንወፅእ ከለና ፆሎት ጌርና ንውፃእ ስእሊ ኣድህኖ ውዳሴ ማርያም ውን ንሓዝ 🙏❤️💛
@413abrha4
@413abrha4 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመአልና ክብረተይ ኣብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝኣመነ እንታይ ይሳኣኖ ምኽርኪ ኣይፈለየና ክብረተይ
@user-si2gx4qn6s
@user-si2gx4qn6s 5 ай бұрын
👏👏👏❤️
@NnNn-sk3fm
@NnNn-sk3fm 2 жыл бұрын
ናይ ኣርሴማ ውዕለታ ዘክሪ ❤
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
kzbin.info/door/U1_tYX049Wg4aC6gElz8VQ
@nawafnawaf7127
@nawafnawaf7127 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብቅድሳኑ እዩ ታኣምር ዝገብር ወርሓዊ ዝኽሪ ግበሪ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ኣርሰማ በጃኺ ብመዝሙር ኣመስግኒ ንእግዚኣብሔር
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t 2 жыл бұрын
በጅኪ ንዓ ናብ እግዚአብሔር መዝቃ ናይ ድበሉስ እዩ እና ናይዝ እግዚአብሔር ዝገብርልኪ ውዕሉት ብመዝሙር አመስገንያ ኩሉ ናይ እግዚአብሔር እዩ ንዓ ናብ መንፈስዊ ትምህርት ንማህር
@user-uq9th3to6o
@user-uq9th3to6o 2 жыл бұрын
እመብርሃን በዓልቲ ውዕለታኺ እያ ጓል ራያዋይ ሽኮር ኩሉ ግዜ ምስ ባዕልኺ ግበርያ ❤❤❤❤ ኪዳናምህረት በዓልቲ ውዕለታይ ሳላኺ እዩሞ ተባሪኹ ቤተይ እንትርፊ ምስጋያ እንታይ ክኸፍለኪ ንሳ እያ ዓቕመይ መኽፈሊት ዋጋኺ ዘምርላ የኔ ውድ
@feruza1355
@feruza1355 2 жыл бұрын
ኣሰይ ቅድስቲ ኣርሴማ ሓንቲ ሓፍተይ እውን ምሽዋር ኣብመንገዲ ድብርይ ኣቢሉዋ ከይዱ ዓዲ ኣይትፈልጥ ቛንቛ ኣይትፈልጥ ብሓሊ ኣምላክተሪፋ እያ እና እንኳዕ እግዚኣብሔር ኣትረፈኪ ጓል ራያ ሽኮር
@nebinebi2574
@nebinebi2574 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ኣጋጣሚ እዩ ጋል ራያ እንካዕ ወፃኺ እና ብኣካዳድናና ዓባያ እውን ውድያው እዮም ዝፈልጡና ኣጋጣም የዋሃት ሹርጣ እዮም ኣራኺቦምኺ ኣምላኽ ኣውፅኡኪ ክብሪ ንኣምላኽ ዓድኻ ምኻድ ፅቡቕ ካ እንተኾነ ኣብዛ ሐዚ ስዓት ግን ጭንቀት እያ 🙏🙏🙏❤️
@user-bo8ox1fe8i
@user-bo8ox1fe8i 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ልድንግል ማርያም ዝኣመነ ኣይሓፍርን ተመስገን እግዚኣብሄር ጎይታ ሰራዊት ላብ ልከድኪ ክዲ ሒዝክያ ክዲ ኢኪ ጓል ራያዋይ ማዓረይ
@hanageram8523
@hanageram8523 2 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ናይ እመብርሃን ስእል ሕዝካ ምጉዓዝ ብጣዕም ጠቓም እዩ ካብ በርሳኽን ከይትፈልያ
@slamslam766
@slamslam766 2 жыл бұрын
kabey nmtse sdedalna maryam twehasknwa
@user-yk8rt3qo6b
@user-yk8rt3qo6b 2 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንወላዲተ ኣምላክ ምስ ፍቁር ወዳ ይኩን ተመስገን🙏
@nawafnawaf7127
@nawafnawaf7127 2 жыл бұрын
ብሓይሊ እግዚኣብሔር እዩ ኩሉ ኣምላክ ስለ ዘይፈቀዶ እዩ ንእግዚኣብሔር ኣምላክ ኣመስግኒ ሓፍተይ
@titiwukro3182
@titiwukro3182 2 жыл бұрын
ቅድስቲ አርሴማ አዉፂአትኪ ብተአምራ ጓል ራያዋይ ወርሒ ወርሒ ዘክርያ ሽምዓ አብርህላ አና ይርጉሲ ክሪ ሕዛዶ ርአያ ሓቀይ አበየናይ ብጋላ ይርከብ ሓብርኒባ ማዓረይ
@user-ch1er4od6d
@user-ch1er4od6d 2 жыл бұрын
ዘክርያ ጓል ራያዎይ 💗
@uyth8675
@uyth8675 2 жыл бұрын
እመብርሃን ዝአመነ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@zizi-jv4cp
@zizi-jv4cp 2 жыл бұрын
ጋል ራያ ዓይነይ ዘምፍላጥ እምበር ሰማል እየ ክትብልዮም ነይርኪ ንድሕረሀዚ ኣጋጣሚ ሰማል ኢኪ ትብልዮም ቁመትኪ እው ትመሰሊ ኢኪ ንሰማል ምንም ኣይብልወንን ብዝኮነ እንቋዕ እግዚአብሔር ኣውፀአኪ 💛🙏
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 2 жыл бұрын
እንኳዕ እግዝኣቢሔር ኣውጸአኪ ማዓረይ❤❤ ናይ ኣርሴማ ውዕለታ ዘክሪ❤❤💊
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Жыл бұрын
አግዛብሄር አንታይ ይሳኣኖ ተመሰገን💝💝 ጓል ራያ ሸኮር💕💕
@vxivs1023
@vxivs1023 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም ኣተኺ ፈጣሪ ንፁህ ልብኺ እዩ ኣውፂኢኪ እዩ እሞ ንፅህናኺ ቀፅልዮ ጋል ራያ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዘድንቐክን ዘኽብረክን
@kdsan7915
@kdsan7915 2 жыл бұрын
ጓል ራያ ሽኮር እንኳዕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣውጸአኪ ዛሓፍተይ ሰለቲ ተዛሪብካን ገሊጺካን ዘይውዳእ ውዕለቱ እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን ሰማእቷ ቅድስት ኣርሴማ ኹሉ ግዜ ምሳኺ ትኹን ዛሓፍተይ
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር እዩ አሕሊፍኪ ልእግዚአብሔር አመስግንዮ ብትአምር ኢኪ ሓሊፍኪ እምበይ ሽርጣ ቀለልቲ አይኮኑን መላእክቲ ገይሪወም ፀኒሑ
@ufhygugduhggg4964
@ufhygugduhggg4964 2 жыл бұрын
ብእግዚኣብሔር እዩ ንእግዚኣብሔር ኣመሰግን ክብር ይኩኖ ንመድሃንኣለም እንካዕ ብሰላም ኣተኽ 💕🙏💕
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ሹሩጣ ተጠንቃቃ አብ ጸበባ ግዜ so ንአምላኺ አመሰግኒ ጓል ራያዋይ
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 2 жыл бұрын
ቅድስ ኣርሴማ ተዋሒሳትኪ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ 💖💖
@mashaodesta2201
@mashaodesta2201 2 жыл бұрын
ኣምላክ ይመስገን ቅድስት ኣርሴማ ዋሕስ ኮይናትኪ ንኣምላክኪ ኣመስግኒ ጋል ራያዋ👏❤❤
@malatkalayu8501
@malatkalayu8501 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ እንኳዕ ዳሕና ወፃእኺ ጓል ዓደይ ዓይነይ❤❤💛🙏
@FerFerFe
@FerFerFe 2 жыл бұрын
ጋል ራያ ሸኮር እንኳዕ እግዚአብሔር አምላኽ ብሰላም አውፅእኪ ምቅርተይ ግን አነ ሰለስተ ዓመትን ሸውዓተ ወርሕን ገይረ ረያድ ከመይ መኮና ዝይፈሊጣ
@user-ou6kv1nh8h
@user-ou6kv1nh8h Жыл бұрын
ቀዳማይ ብሓይሊ ፈጣሪ እዩ ኩሉ ነገር ካልአይካአ ቋንቋ አገዳሲ እዩ ከም ደሰታካ ትናገር አነ ሕጂ 4 ዓመተይ ገይረ አለኩ ናይ ዓመት አይኮነን ናይ ንቃሓት ርእሲ እዩ ፈጣሪ ይመሰገን ፅቡቅ አለኩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sesenggtube6473
@sesenggtube6473 2 жыл бұрын
ፅሩያት አሕዋተይ ደስ ክትብላ እንኳዕ ኣምላክ ኣውፅአኪ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 жыл бұрын
ናይ ሰማእት ቅድስቲ ኣርሴማ ኣማላድነታን ጾሎታን እዩ ኣብዚ ኣብጺሕኪ ኣሩቱየይ ክብሪ ንእግዚአብሔር❤✝️✝️
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 2 жыл бұрын
እንኳዕ መሓረኪ ጓል ራያ ዓይነይ ፈጣሪ ይመስገን🙏🙏
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን
@gffrfg832
@gffrfg832 2 жыл бұрын
እንኳዕ እግዚአብሔር አዉፅአክ ጋል ራያ መቀረት😘😘😘😘
@rozmmm3477
@rozmmm3477 2 жыл бұрын
እንኳዕ እምልክ እዉፅእክ ጋል ራያ ሓፍተይ ማዓርይ🙏🙏🙏
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 жыл бұрын
ጓል ራያዋ ዓፈና ጀምርኽ አነስ ዓረብኛ ኣይርድአንን ቡዙሑ ድሕር ክልተ ሰከንድ እየ ዝመልሰለን kkkkkkkkkk ዓሞኣይ ሽኮር ግን ቃልጥፋ እያ ትርደአን
@albadralbadr933
@albadralbadr933 2 жыл бұрын
ዓምይ ሽኮር ቀልጢፋ ትርደአኒ ካልኣይተይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😉😜
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 жыл бұрын
እስይ ሞኹሸይ ረኽብ ዕልልዩምበይ
@shumuyetadese8762
@shumuyetadese8762 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምለኽ እንካዕ ብሰላም ኣትረፈክ
@user-mg1zy9wt7r
@user-mg1zy9wt7r 2 жыл бұрын
ናይ ኣርሴማ ውዕለታ ዘክሪ💘💘💘💘💘💘
@selamtesfamariam5040
@selamtesfamariam5040 2 жыл бұрын
ውዕለት ቅድስቲ ኣርሴማ ኣይትረስዒ ጓል ራያዋይ ምቅርቲ❤❤❤
@betimodel6712
@betimodel6712 2 жыл бұрын
ጅዳ እያ ትሐሽ ካብ ርያድ😀😀 እንካዕ ብሰላም ኣተኪ ኣረ ፈጣሪ ምሳኪ ኮይኑ ድፍረትኪ ለ ሓጊዙኪ
@user-tk6ge8rd2l
@user-tk6ge8rd2l 2 жыл бұрын
ስልክኪ ለኣክለይ ጅዳ ተሃሊኪ ሰብኣይ ተዘይ ሃሊኪ🤒😎😛😛
@betimodel6712
@betimodel6712 2 жыл бұрын
@@user-tk6ge8rd2l 😁😁 Beti tesfay Fb 🤘
@alemamichanal82
@alemamichanal82 2 жыл бұрын
እድክን አልስልሳ እወ ክክክክክክክ ጎል ራያ ሽኮር አምላክ እካዕ አውፅአኪ
@tsgagurum5677
@tsgagurum5677 2 жыл бұрын
አሰይ ቅድስቲ አርሴማ አውፂአትኪ ጋል ራያ ሽኮር ይርጉ ውን ፍትውትው ደቂ ሓላል መሬት👉💊💊💊💊💊💗💖💖💕💕💖💖💕💛💛💛💛💖💖💖💖
@adeyuemtklewaeyan4383
@adeyuemtklewaeyan4383 2 жыл бұрын
እንኮዕ ማሓረኪ ፈጣሪ
@fidleytube
@fidleytube 2 жыл бұрын
ጓል ራያዋ እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ 😘😘
@youtube8394
@youtube8394 2 жыл бұрын
ተመስገን እንኳዕ ብስላም ኣተኪ 😍😍😍
@jgshe4404
@jgshe4404 2 жыл бұрын
ዘክሪያ ጋል ራያዋ🙏🙏🥰🥰🥰
@user-zl9ud8dz7c
@user-zl9ud8dz7c 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን❤⛪️✝️💊 ከብ ለምዓንቲ ኢዶይ ከፅሪ😂😂😂😁ጓል ራያወይ ሸኮር
@wjiwiijdjeke9760
@wjiwiijdjeke9760 2 жыл бұрын
ጉድ ረኪብኪ ጎል ራያ ዝሮ እንካዕ እግዛቤሄር አውፀአኪ
@makilove6390
@makilove6390 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር እንኳዕ ኣዉፀአኪ ጓል ራያዋይ እና ብጎናጎኒ ስራሕኪ መንፈሳዊ ሂወትክዉን በርትዒ ናይ ስጋና ነገራት ከሸንፈና የብሉን ብዝተካኣለ መጠን ሃይማኖትና ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ብዙሓት ጌጋ ዝምህሩ መፂኦም ኣለዉ እና ጥንቃቀ ንግበር ተጋሩዋይ ሰላምን ቅሳነትን የዉርደልና እግዚኣብሄር
@user-nh3ky2tt8b
@user-nh3ky2tt8b 2 жыл бұрын
ውይ ጋል ራያ መዓር እንካዕ ኣውፀኣኪ 🙏🙏🙏
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 жыл бұрын
ጓል ራያ እኳዕ ፈጣሪ አውፀአኪ
@user-he7gp7qo9s
@user-he7gp7qo9s 2 жыл бұрын
ጋ ል ራያ ሽኮር እንካዕ ብስላም አተ ኪ ድንግል ማርያም ኢያ አው ፅ አትኪ ክብሪ ምስጋና ናአ አ ን ንወዳን ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f 2 жыл бұрын
ተመሰገን እግዚአብሔር አምላክ በሰላም አውፀእኪ ዝሓፍተይ ፀሪቲ ለቢ አኪ
@galaxya20a58
@galaxya20a58 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብላም ኣተኺ ጀግኒተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ashag.k5972
@ashag.k5972 2 жыл бұрын
ይመቸኪ ጎል ራያ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 2 жыл бұрын
ወይ ጋል ራያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ እንካዕ ብሰላም አተወ ዝያዳይ ኣየ ስደት ወትረ ግዕዞ ኣይዘና ክሓልፍ እዪ
@user-fb7xh9np6l
@user-fb7xh9np6l 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ምሕረቱ ዘይውዳእ ተመስገን ኣምላከይ ኣነዉን ብጋሻይ ኣብ መርከዝ ዓብዪ ተታሒዘ ምስኪን ኢሎም ሰዲደምኒ ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ በዓል ዉዕለተይ
@user-le4zl3fc2k
@user-le4zl3fc2k 2 жыл бұрын
ዋይ ናይ አምላክ ናይ አና ቅድሰተ አደና ማርያም ዘይ ተሓዘ አብ ጀዋለክ ዋሓሰና አኩ ዩ 😪❤️💛🙏🙏🙏
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 2 жыл бұрын
ተመሰገን እንካዕ ብሰላም ኣዉፅእትኪ ኣደይ ማርያም
@jastavms2119
@jastavms2119 2 жыл бұрын
ብምሕረት እግዚአብሔር ብፆሎት ኣርሴማ እኪ ወፂኪ ዋ ውዕለቱ ዘክሪ ጋል ራያዋ
@user-ch1er4od6d
@user-ch1er4od6d 2 жыл бұрын
እግዚብሔር ታይ ይሳአኖ
@tsigehalafi1755
@tsigehalafi1755 2 жыл бұрын
ኣነለ ዕለት ሰለስተ ባዕታ ማርያም ቅድሚ ክልተ ወርሒናፃ ኣውፂኣትኒ ወላዲተ አምላክ ሒዞም ብዘይ ምንም ሰዲዶምኒ ዘይርስዖ እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ኣውፀአኪ ዕልል እዩምበይ
@vjr7453
@vjr7453 2 жыл бұрын
እግዛብሄር ዩ ሓያል እምበይ🙏 ዓረብ ታይ ዓይነት ሓይሊ አለዎ ግዳ እመቤቴ ወርሕ ወርሕ ዘክርያ🙏መዝሙር ፍተዋ 🙏🙏💊💘
@user-wi8wj2tx2g
@user-wi8wj2tx2g 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም እወፃኺ ኃል ራያዋይ🥰🥰🥰
@mahi.halefom4787
@mahi.halefom4787 2 жыл бұрын
ብፀሎት ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም እኪ ወፅእኪ ትኣ ኣይብላ ትኣ ኣይብላ ከይት ፈርሕውን ሓግዛትግ ኣንደበትኪ ውን ከፍታትልኪ ስለዚ ብቓንቓ ኣይኮነ ብካልእ ኣይኮነን ኣነው ቡዙሕ ትኣምራት ይረኽበላ እየ ካብ ዘይ ፅበዮም ሕማቅ ነገራት እያ እተድሕነን እና እንካዕ ዳሕና ወፃእኪ ዘሓፍተይ ኩሉ ግዜ ፆሎታን ረድኤታን ኣይፈለይኪ ምስ ኩሉነ ህዝብ ይኹን ሓለዋኣን ረደኤታን ኣሜን🙏💖
@salamasa3794
@salamasa3794 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ኣውፀአኪ ጋል ራያዋይ
@tgtigraweyti1231
@tgtigraweyti1231 2 жыл бұрын
ኣየ ጋል ራያ እንኳዕ ፈጣሪ ኣውፀአኪ
@sjjshshsbshsha3930
@sjjshshsbshsha3930 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ማዓረይ
@hfgg381
@hfgg381 2 жыл бұрын
እንካዕ እግዛቤሄር ኣምላክ ምሳኪ ኮነ ዝያዳይ👏💖
@assdf1779
@assdf1779 2 жыл бұрын
ጋል ራያ 🙏🙏🙏🙏😍❤
@shumuyetadese8762
@shumuyetadese8762 2 жыл бұрын
ናይ ቅዱስት አርሴማ ወርሓዊ ዝክር ግበሪ ጋራያ ሽኮር
@user-dy1du2oh9h
@user-dy1du2oh9h 2 жыл бұрын
እንኳዕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣዉፀአኪ ኣርሱዋይ
@alemamichanal82
@alemamichanal82 2 жыл бұрын
እካዕ ዳህን መፃኪ ንርያድ
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 2 жыл бұрын
እንካእ በሰላም ለቀቁኪ ምቅርተይ
@titi-sj3lj
@titi-sj3lj 2 жыл бұрын
ክክክክክክ ጋል ራያ ድሓንዋ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ እንታይ ክትገብሪ ከይድኪ ንርያድ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 2 жыл бұрын
ንዒ ወዐለታ ዘክሪ ብሰላም ሰለ ዘዉፅአትኪ
@user-wd6de1sw1o
@user-wd6de1sw1o 2 жыл бұрын
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክቡርት ሓፍትና እንኳዕ ሰላም አተኺ ግናይ ሰብ ሓይሊ የብሉን እግዚአብሔር ተአምንኻ ግን የድሕነካ እዩ ሰለዚ ቅድስት አርሰማ ፆሎታ በረከታ ምስኹሉና ይኹን ወርሕ ወርሕ ዘክርያ እኺ 💗💗💗
@user-lz1hr6pn6d
@user-lz1hr6pn6d 2 жыл бұрын
ብሕይል ኣምላክ እዩ 🙏🙏🙏
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 2 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ብሰላም ኣተኪ ጋል ራያዋይ እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገንኪ ቅድስቲ ኣርሴማ🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️💘💘💘👏
@user-rn8zx2yn5i
@user-rn8zx2yn5i 2 жыл бұрын
ከመይ ዲኺ መቅሰን ጓል ራያ ዋይ እወ ብፍቃድ አምላክና ብናትኺ ፃዕሪ እውን ኣቲ ጀግና 🥰🥰🥰🥰
@fiyorihaftey4382
@fiyorihaftey4382 2 жыл бұрын
Riyad btami eye zfelwu gal raya shkor 4 aemet xenihe neyre kdmi 7 aemet ymechki gal raya haftey❤❤❤
@user-gk6gl6oj9h
@user-gk6gl6oj9h 2 жыл бұрын
ክብር ምሰጋና ደቅድሰት አርሰማ ይኹን ተመሰገን አምላእክ አንኳዕ ደሰሰ በልኪጋል ራያዋ
@samerasamera7250
@samerasamera7250 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር እንኳዕ ኣውፀአኪ ጓል ራያዋ
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 2 жыл бұрын
ካብ ሹርጣ ድዩ በላ ተጠንቀቃአብዚ ህጂሰአት ክሳእ አድና ሰላም እትኮን
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 жыл бұрын
Egziabher Amlak enqae bselam wexaeki
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 жыл бұрын
Gal Raya shikor
@user-rl5hi3xu1b
@user-rl5hi3xu1b 2 жыл бұрын
እንዃዕ እግዚአብሔር አትረፈኪ ዋይ ጅዳ እያ ትሕሽ ክክክ
@user-cz2vy1yn2p
@user-cz2vy1yn2p 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም ወፃእኺ ማዓረይ
@selugalkidu5569
@selugalkidu5569 2 жыл бұрын
ጋል ራያ ዓይነይ ከምታ ናትኪ ገጢምኒ ነይሩ 😏😂ፍቅርክን የብዛሓዮ ዘን ናተይ😍💋💓💓💓💓💓💓
@sameramohamed1571
@sameramohamed1571 2 жыл бұрын
ኣነ ኣብ ክልተ ማዓልቲ ኣትዎ ተመሰገን ብዝከነ ነገር ክየጋጠመኒ ግን ተመሰገን🙏🌺
@tewhjjhheheje6007
@tewhjjhheheje6007 2 жыл бұрын
እካዕ አምላኽ አትረፈኪ ዓነይ
@reem18hayat95
@reem18hayat95 2 жыл бұрын
ኣምላክ ይመስገን እግዙኣብሄር ይመስገን በሉ ጋራያዋይ ማዓረይ ናትና ድኩማትና ብክእለተይ ክንብል ኣንበል ኣምላክ ብፍቃድካ ወፅየ ንበል
@ashag.k5972
@ashag.k5972 2 жыл бұрын
እንቋዕ አውፀእኪ ጎል ራያ
@user-bz9df9ld2g
@user-bz9df9ld2g 2 жыл бұрын
ጓል ራያ ንምንታይ ሓዲክና ከይድኪ ንርያድ🤔
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 2 жыл бұрын
ብምንታይ ብዘየግድስ እንካዕ ተረፍክልና ጋል ራያ ሽኮር
@titihuluf147
@titihuluf147 Жыл бұрын
ኣይ ከም ዝተትሓዝክስ ሰሚዕና ነይርና ኢና ግን ምስ ወፃኪ ኢና ሰሚዕና🤣🤣ብዝኮነ ዋናው ብሰላም ወፃኪ🙏
@aexum1597
@aexum1597 2 жыл бұрын
Enqowae ezgabher aewsaky ezahaftey 🙏🙏🙏🥰😍😘❤
@AaAa-ep3dy
@AaAa-ep3dy 2 жыл бұрын
ኣምላክ የመስግን እንካዕአውፃአኩ
@ngstitigray5165
@ngstitigray5165 2 жыл бұрын
Egzabher enkua awtseaki
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t 2 жыл бұрын
ዋሕስ ህይወተይ አዴ ጎይታይ
@user-fh6hx9ow4p
@user-fh6hx9ow4p 2 жыл бұрын
ክብሪ ንኣዴና ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያም ይኹን ❤🙏🙏🙏🙏ናኣይ ,ዉን ካብ ቅትለት ማለት,ዉን ጨካናት ደኾንይ ዞም ዓዲ ግን ከ ስእላ ሕዚ ምስ ነበዕኹ ኣዉፂኣትኒ 🤲❤❤❤❤🙏🙏🙏
@Mebrahti
@Mebrahti 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም አተኪ ዛአረጊት ከ ከመይ ትብል እያ ጓል ራያ
@fiyorihaftey4382
@fiyorihaftey4382 2 жыл бұрын
Egzabihar eka bselam awxaki gal raya shkorrrrr🥰🥰🥰🥰🙏
@Welle-bb9sg
@Welle-bb9sg Жыл бұрын
💯መቅረተይ ♥️❤️❤️❤️
@haahaa8114
@haahaa8114 2 жыл бұрын
ናይ ኣርሴሜ ዉዕልት ዝኽር ህያበይ
Agu 1/2024 ቅኑዕ ኣይኮነ እቲ ሓቤረታ ካብ ልሳን ቢኒ ንስማዕ
15:36
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 2,9 М.
ዓደየ ዓደይ ራያ ዓዘቦየ
0:33
Nuru Raya Tube
Рет қаралды 205
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 34 МЛН
Spot The Fake Animal For $10,000
00:40
MrBeast
Рет қаралды 178 МЛН
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25
ብጭካነ ዝተጨወየ ህፃን Terkibu
25:57
DEH Engineering
Рет қаралды 11 М.
ጓል ራያ ጉድ ገይራቶም ኣሕዋተይ ኣብ ገዛና @gualraya
13:35
Yrgu Tube ይርጉ ቲዩብ
Рет қаралды 67 М.
ПИЩЕВОЙ ВАНДАЛ НАКАЗАН
0:20
МАКАРОН
Рет қаралды 2,2 МЛН
ToRung short film: i sell watermelon🍉
0:38
ToRung
Рет қаралды 21 МЛН
He Used All The Sauce On 1 Slice Of Pizza🤪😂
0:12
BorisKateFamily
Рет қаралды 38 МЛН