ጓል ራያ ትሕምስ ጠልቃ ነይሪ🙄 አብረገለ የጭላ ዘለዎ ሀፍተ ገነት

  Рет қаралды 18,791

Gamar Media(ጋማር ሚድያ)

Gamar Media(ጋማር ሚድያ)

Ай бұрын

Пікірлер: 234
@alulaalula9344
@alulaalula9344 Ай бұрын
ደቂ ማዳም ተምሃራ ካብ ጋል ራያ ዩቱበር ከምዚ እዩ ቁምነገር ዘምህር 2-3 ሰዓት አብ ዩቱብ ደምርያ ደምርዬ እናበልክን ቃሎን ጡጡቆን ዝኸነ ዘረባ ትዛረባ ቁምነገር ተጠቀማሉ ኢንተርነቱ 😂😂😂😂😂😂 ላይክ ሰብስክራይብ እናገበርና ነዛ ጀግና ሓፍትና ነተባብዐያ 👌👌👌👌
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 Ай бұрын
😂😂😂😂😂 ንገርለይ እማ ሓሚምና እኮ
@alulaalula9344
@alulaalula9344 Ай бұрын
@@muleredagahmus1518 ይገርመካ ኮእዩ ድቃስኮ የብለንን ገሊአን 2-3 ስአት አብ ዩቱብ ኮፍ ኢለን ቁምነገር ዘለዎ ዘረባ ተዝኾዉንኮ ፅቡቅ ነሩ
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i Ай бұрын
ኣት እወወወወ 👌😂😂
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Ай бұрын
አረ ምሕላፍ ካልእናና😊😅
@godislove8937
@godislove8937 Ай бұрын
ጋል ራያዋይ ሸኾር ዓደይ ሰለዘረአክኒ የመስግነኺ 🥺🙌❤
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th Ай бұрын
ተጋሩ ኣሕዋተይ መንተ ናዓና አላ ኩሉ መሬት ትግራይ እናተዛወረት ዘይንፊልጦ ዓድ ንክንፊልጥ ገይራትና እና ሸርሳስክራይፖ እናገበርና ንሓግዛ ኣጆኺ ጓል ራያ ዓበይሰብ ኣብ ጓድንኺ ኣለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Yemane-ux1kz
@Yemane-ux1kz Ай бұрын
ጓልራያ መዓረይ መደብኪ ብጣእሚ ተፈታዊ እዩ ትግራይ ዓድና ንኸንፈልጣ ሰለዝገበርኪ። ሑመራ ማይ ፀብሪ ውን ከተሪእና ኢኺ❤
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Ай бұрын
ረኣዩ በሉ እዝ እናሃለወ ስብ ይፀምእ ይጠሚ 😢 ውድብ ትበሃል ከኣ ናብ ልመና እርዳታ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
እቲ ህዝብስ ባዕሉ ንባዕሉ ተወዲቡ ክሰርሕ እየ ዘይብል ናይ ባዕልና ውን እዩ እቲ ፀገም ጥራሕ ናይ መንግስቲ ኣይኮነን በጃኺ
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Ай бұрын
@@netsanettdf9263 ኖ ህዝቢ ዝከኣሎ ይገብር ኣሎ 30 ሜትሮ ኩዒቱ ማይ ዘውፅእ ህዝቢ ኣለና ሳላ ፃዕራም ዝኾነ እምበር ከም ውድብ ቀደም ጠፊእና ትግራይ እኮ ኣይፈልጥዋን ብጀካ መቀለ ስድራ ስውኣት ከመይ ኣለኹም ዘይብሉ ፍጡራን
@zeruebahre855
@zeruebahre855 Ай бұрын
እቲ ግድብ እኮ ዉድብ እዩ ሰሪሒዎ እቲ ሕብረተሰብ ክጥቆምሉ።
@meseretbelayhailu4993
@meseretbelayhailu4993 Ай бұрын
መቸ ነው መጥቸ ምጎበኝው በጣም ነው ምወደው ተክለ ❤❤❤❤ ጎል ራያ እድመን ጥዕና ይሓብኪ
@user-qb3zc5ex6o
@user-qb3zc5ex6o Ай бұрын
.ኣቱም ህዝቢ ሰስክራይብ ኣይትሕመቁ ውሒድዋ እዩዘሎ
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey Ай бұрын
ካብቶም 4 ናይ ዓለምና ስልጣናትን ሓያላትን ህዝቢ ኔርና ክንብል ከለና ብዙሕ ሰብ ኣይርድኦን። ትግራይ ዓዲ ወርቂ፡ ዓዲ ኩሎም ምዓድናት፡ ዓዲ እኽሊ፡ እንስሳታት ወዘተ ብኹሉ ኣዝያ ሃፍታም ብምኻና እዩ። ንምንታይ እዩ እቲ ህዝብና ዘይፈልጦ እንተይልና ብናይ ኣማራ ፕሮፓጋንዳ ምኽንታት። ኣማርኛ ኣብ ትግራይ ክኽልከል ኣለዎ ንብል ነዚ ውን እዩ። ህዝብና ዓዱ ምንም ከምዘይብላ ክሓስብ ኢትዮጲያ ኢትዮጲያ ክብል ስነ-ልቦናዊ ኩናት እዩ ዝግበሮ። እዚ ልዕሊ ናይ ጥይት ኩናት ጎዳኢ እዩ ምኽንያቱ ህዝብና ዝኹሉ ሃፍቲ ሒዙ ፈቐድኡ ኢትዮጲያ ክኸድ ስለ ዝገብር ። ተከዘ ወይ ሓሸንገ ጥራይ ኣይኮነንኮ ቃላያት ዘለና ብህዝቢ ዝተገደቡን ዘይተገደቡን ክንደይ ሩባታት እዮም ዘለውናኮ። ነዚ ገዲፎም ግን ኣብ ኣዋሳ፡ ባህርዳር፡ ኣብ ጋምቤላ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ኢትዮጲያ ከይዶም ፉቓት ዝሰርሑ ተጋሩ እዮም። ትግራይ ናይ ሃፍቲ ናብ ዝነበረቶ ክብሪ ክትምለስ ኩሉ ትደልዮ ነገር ኣለዋ ግን ብሰንኪ እዚ ናይ ኣማራ ስነልቦናዊ ፕሮፓጋንዳ ኣብዚ ሽግር ወዲቕና ኣለና
@martabelete2121
@martabelete2121 Ай бұрын
ቀፅሉሉ ጋል ራያ ኣሕዋት ላይክ ይውሕዳሎ
@lemlem1974
@lemlem1974 Ай бұрын
ጎበዝ ጋል ራያ አምላክ ጤኢና ይሐብኪ 🙏👍❤️❤️
@MeazaAregawi
@MeazaAregawi Ай бұрын
ጓል ራያ ንፍዕቲ ሰብ ጅግና መራኣያና እኺ❤❤
@user-eb2rf2nd4k
@user-eb2rf2nd4k Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ራያ ሽኮር ❤ዓድና ስለ ዘረእኽና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀፅልሉ ዛሓፍተይ❤❤❤ናፍቖት ሕሱም😢ከብደይ ሕውስውስ ኢሉኒ😢
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 Ай бұрын
ጋል ራያ ከይትጠልቂ 🤞😜ልኾነ ኾይኑ ግበዝ ብጣዕሚ ደስ ይብል ❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘😘😘❤️❤️
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 Ай бұрын
አትዮ ሃብዮም እባ ምሳኺ ይብልዑ😂 አሕዚኖምኒ😢
@AaAa-oe3xg
@AaAa-oe3xg Ай бұрын
😂😂😂😂
@user-lj1ll3hx3d
@user-lj1ll3hx3d Ай бұрын
ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ናገበርና ነዕብያ ጓል ራያ ሳብስክራይብ ያላ ግበሩላ ደቅ መዳም ነዕብየላ ይቱባ🎉❤❤
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 Ай бұрын
ጎራያ ሽኾር ትግራይና ኹለልያ መአረይ ደስ ኸብል
@user-nc4us9ft7b
@user-nc4us9ft7b Ай бұрын
ጓል ራያ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ❤😘
@HlekaAraya
@HlekaAraya Ай бұрын
ጋል ዓደይ ፅሩይት ትፍለይ እክ ንስክስ ቃፅልሉ በቻ 👌💘💙
@tigrayadey6
@tigrayadey6 Ай бұрын
ጓል ሓፈቲ ብሓቂ ጀግና ኢክ❤❤
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 Ай бұрын
ጓል ራያ ጅግና ደስ ዝብል መደብ ቀፅሉሉ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
ባናና ናይ ተከዘ እውን ፉሉይ እዩ ብዝኾነ ኣይተሰርሐሉን ብሓፈሻ እዚ ሃፍቲ ስደት ጥራሕ ኮይኑ ሰብ
@abieshowabieshow5032
@abieshowabieshow5032 Ай бұрын
ኣበርገለ ዓደይ ኩሉ ዝዓደለኪ ዓደይ
@lemlem1974
@lemlem1974 Ай бұрын
ብየጪላ ገይርኪ እግሪ እምባ ዝባሀል ተአምረኛ ገዳም ኽዲ እግሪ እምባ እንዳ መስቀል ይባሀል ሳምረ እዩ ብጣአሚ ተአምረኛ እዩ
@mesi4621
@mesi4621 Ай бұрын
ወለድና ኮ ይፍለዩ እዮም ክትከይብ ዝደለየ ሰብ ናብ ትግራይ ክትገሽ ኣለካ
@user-lp9bj1hb9k
@user-lp9bj1hb9k Ай бұрын
ጋል ራያዋይ ፅሪቲ ኣብ ወረዳ ፅራእ ወምበርታ ጣብያ ሚ እምባ ዝርከብ ዓብዩ ገዳም ኣሎ ከይዱኪ እባ ኣገዉንይና ብትሕትና😍😍😍😍
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr Ай бұрын
ኣርቱዋይ የሴት ጅግና
@lemlemdestatensay2323
@lemlemdestatensay2323 Ай бұрын
ኣቦ ይመችሺ የኔ ቆንጆ
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 Ай бұрын
grear gul raya
@swswits3292
@swswits3292 Ай бұрын
ጅግና
@DfgFgu-jm1ws
@DfgFgu-jm1ws Ай бұрын
ጓል ራያ ጅግና ከማኪ ይብዛሕ
@herilove7188
@herilove7188 Ай бұрын
ጓል ራያ ሽኮር ጎበዝ ቀፅሉሉ❤❤❤❤
@tsandbox1
@tsandbox1 Ай бұрын
ዋው ልገርም ስራሕ እዩ ቀጽልሉ።
@user-mm2wm1yg6n
@user-mm2wm1yg6n Ай бұрын
Aseyyy gal raya ማረይይይ jgna naeki zgelts kalat ybleyn ketsllu zahafteyy ❤❤❤❤❤❤
@selmmohammad-bi3mt
@selmmohammad-bi3mt Ай бұрын
ዋውውውው ❤❤❤
@danielgere8276
@danielgere8276 Ай бұрын
ክብረት የሃበልና ጓል ራያ
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Ай бұрын
gual raya gobez ❤
@sarasarha7302
@sarasarha7302 Ай бұрын
ኣበይ ቦታ እዩ እዙ እሕዋተይ ማኣረይ❤❤❤
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Ай бұрын
የጭላ ኣብረገለ ሩባ ተከዘ
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 Ай бұрын
ጎበዚ ጀግና ይለክ አለኹ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-fx3kh6nk2b
@user-fx3kh6nk2b Ай бұрын
ተጋሩ ሰነፋት ኣተባብዕዋ
@yenekonjo2314
@yenekonjo2314 Ай бұрын
ጀግና ነሽ❤
@user-td5fw8sn5k
@user-td5fw8sn5k Ай бұрын
ኤርጥሪን ሃሳስ ዕድሚኡ ምሉእ ዓሳ በሊዕሉ ሓምቢስሉ ዘይፈልጥ ባሕርና ኽብል እጽሚምና ጋል ራያ ድማ ዓሳ ናይ ተከዘ ዓዳ ገፊፋ ትበልዕ ኣላ ባሕሪ ዘለዎ ዘይበልዐስ ቀላይ ዘለዎ 😂😂 ኤርጥሪን ዓንዛር ብዓሳ ክትብላዕ እምበር ዓሳ በሊዕካ ኣይትፈልጥን
@user-jk3dt7nf6d
@user-jk3dt7nf6d Ай бұрын
አንኳዕ ብሰላም መፅኩም❤❤❤😂
@user-fs2tr7yn1g
@user-fs2tr7yn1g Ай бұрын
ጓል ራያዋይ ሽኮር❤❤❤
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h Ай бұрын
ተጋሩዋኒ ሰብስክራይብ እባ በጃኩም😭
@user-pl7xt6jg4r
@user-pl7xt6jg4r Ай бұрын
ኢሸ❤
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h Ай бұрын
@@user-pl7xt6jg4r ♥️👈
@DfJt-pp1oj
@DfJt-pp1oj 10 күн бұрын
ገይረልኪ❤
@user-gi6ii5zy4w
@user-gi6ii5zy4w Ай бұрын
ዓድና❤❤❤
@user-js7ib8yw6b
@user-js7ib8yw6b Ай бұрын
des kbl😊❤
@user-yg1qy9mp3s
@user-yg1qy9mp3s Ай бұрын
ቀፅሉ❤❤❤❤ ጋል ራያ ❤❤❤ የኔዋ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Ай бұрын
Don’t say Aden and massawa just hold your Tekezie , it looks good
@user-oy8yv7mj8w
@user-oy8yv7mj8w Ай бұрын
ጀግና ጋል ሪያ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@HailomWoldenkiel
@HailomWoldenkiel Ай бұрын
በርቺ
@user-cj5np1bu6i
@user-cj5np1bu6i Ай бұрын
ኣሰይ ደስ ከባል❤❤❤🎉🎉🎉
@hagosatalay2498
@hagosatalay2498 Ай бұрын
ያቅንየልና ጋል ራያ❤❤❤❤❤❤
@dc8625
@dc8625 Ай бұрын
ባሕሪ ኢዩ እኮ ❤😂
@TkAdver-uh9hf
@TkAdver-uh9hf Ай бұрын
👍
@herifehagos1394
@herifehagos1394 Ай бұрын
ጎል. ራያዋኒ. ከምየድየ. ዝፈትወኪ. ናይ. ጎላት. መርእያ. እይኪሞ. ጀግና. ይብለኪ. አለኩ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-du3lc7to8d
@user-du3lc7to8d Ай бұрын
ዋዉ ጓል ራያ ሸኮር❤❤❤❤❤❤❤
@user-js7dx7dh1k
@user-js7dx7dh1k Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-wb3je4uk6s
@user-wb3je4uk6s Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@dhhdbbddb4027
@dhhdbbddb4027 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@selamsebhatu-t3i
@selamsebhatu-t3i 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-me7wk1yf6d
@user-me7wk1yf6d Ай бұрын
ግበዝብጣዕሚ🎉🎉🎉ደሰይበል
@user-cq6lj1up9b
@user-cq6lj1up9b Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ጋል ራያ
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp Ай бұрын
Gal raya shukori
@me-12.abatie
@me-12.abatie Ай бұрын
👍👍💖💙
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e Ай бұрын
ጓል ራያ ጎበዝ ቀፅልሉ ❤😊
@KirosAndom-jh6qn
@KirosAndom-jh6qn Ай бұрын
ጓል ራያዋ ምጥሪኪ ወፅኡ
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu Ай бұрын
ጋል ራያዋይ ሸካር ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gebreyesuselsa6998
@gebreyesuselsa6998 Ай бұрын
❤❤❤
@gegura478
@gegura478 Ай бұрын
Tekeze entay adekhi aleki
@user-cw4oe4ew1o
@user-cw4oe4ew1o Ай бұрын
በይንኪ ዲኺ ትበልዒ ዘባህልና
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Ай бұрын
ትግራይ ዓድና❤❤❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 Ай бұрын
❤️❤️❤️👍
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-iq1xu6hr1n
@user-iq1xu6hr1n Ай бұрын
❤❤🎉
@user-uh8tv7ve8r
@user-uh8tv7ve8r Ай бұрын
ራያ ማለትኮ ንፊለ የና🌾❤️💛😘ራያነትና ትግራዊነትና🎉🎉🎉🎉
@beyenekebede4726
@beyenekebede4726 Ай бұрын
ኋል ራያ መንገዲ ጅዛን መሲሉኪ ዓዲ ሰለስተ ከይትሸግሪ
@user-tf5ko7nq8r
@user-tf5ko7nq8r Ай бұрын
ጓል ራያ ሸኮር እንኳዕ ብሰለም መፃኤኽይ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@aledwake
@aledwake Ай бұрын
Meleke Tefu Besem yedegfu Raya beleh abatiken enateken beteseye enkuan Raya Tigre 💊 hono ayakim, Tsebayeken kalasamerek Tekeze meneshaw Amhara Denberachin nw. Honom meneshaw Amhara Kelel Silehone wodefit Worarenet Menfeseh Kalkome ke Wonzachinim atederesum. Amhara ♥️💪
@wswits1098
@wswits1098 Ай бұрын
💕💕💕💕💕💕💕
@AsAs-uf6cs
@AsAs-uf6cs Ай бұрын
ጓል ራያ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Ай бұрын
ናይ ዓድና ዓሳባ ከም ናይስዑዲ ድዩ ናይስዑዲ ዓሳ ጨንኡ ከፅለአኒ
@user-ft3ky8qf1o
@user-ft3ky8qf1o Ай бұрын
ኒይ ዓድና ከማን ኣመና ይጨኑ ምክንያቱ ናሱዑዲ ማይ ጨው እዩ ነቲ ጨናስ ቀሊል ይገቡሮ እዩ
@mareyiove8024
@mareyiove8024 Ай бұрын
❤😘ወለላይ
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 Ай бұрын
ዋይይይ አዚ ሕዝኻዶ ህዝቢ ይጠምሚ መሕዘኒ
@user-kd9sd1ud2c
@user-kd9sd1ud2c Ай бұрын
❤❤❤❤❤😊
@user-xc9wn4gw1o
@user-xc9wn4gw1o Ай бұрын
ጃልባ ሞይተ😂😂😂😂😂
@user-ce3in3we5f
@user-ce3in3we5f Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@bege8567
@bege8567 Ай бұрын
ጓል ራያ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-sj4tg8ru7z
@user-sj4tg8ru7z Ай бұрын
ጋል ራያያ ሃሙኡ ኣብኽ ኣምህር❤❤❤
@SalamaSalama123-ur1nj
@SalamaSalama123-ur1nj Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@AbrahamAbr-vp5mz
@AbrahamAbr-vp5mz Ай бұрын
Gal raya. Shikor. Lebamey
@ህያብ
@ህያብ Ай бұрын
ጓል ራያ ጎበዝ የኽ ብሓቂ ታማ ክዓብስ ሰብስክራይብ ውሕድክ
@user-ss5ml4zo6o
@user-ss5ml4zo6o Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@hddhhddhhdhdj9757
@hddhhddhhdhdj9757 Ай бұрын
ጓል ወይ ሸኮር ❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋
@selamsebhatu-t3i
@selamsebhatu-t3i 23 күн бұрын
ተምቤን ዓድይ ዓድ ጅጋን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤መክሰበይ
@eb12y12
@eb12y12 Ай бұрын
18k ብቻ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
ጓል ራያ ሽኮር የቐንየልና ዛሓፍተይ በቃ ዓድና ምስ ኣተና ዓሳ ይኾን ምግብና ትግራይ ዓድና ሰላምኺ ይመልሰልኺ ኣምላክ ❤️🙏😘💛❤️
@Mare-qb9xr
@Mare-qb9xr Ай бұрын
ሓፍተይ ይቅርታ ክርስትያን ንበልዓ ዶና ዛ ሕዛታ እንኣ ??
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
@@Mare-qb9xr ታይ ድያ ሒዛ ዘይዓሳ ?
@user-in5wc2ue6h
@user-in5wc2ue6h Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ahmedaljadaani5039
@ahmedaljadaani5039 Ай бұрын
😘😘😘😘😘😘🌺
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Ай бұрын
❤❤❤❤❤😊😊😊😊
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 60 МЛН
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 13 МЛН
路飞被小孩吓到了#海贼王#路飞
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 82 МЛН
ВОДА В СОЛО
00:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 27 МЛН
አብ ሽረ አብ ቀረፃ እዋን ኸልቢ አጓይይኒ ፓርቲ 2#tiktok #viral
15:55
ሰብ ዘገረማ 2 ህፃውንቲ አሕዋት #ትግራይ  #tigray_idol
8:23
Tigray idol ትግራይ ኣይዶል
Рет қаралды 41 М.
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 60 МЛН