ብሰንኪ ተፈጥሮኣዊ ኣካሎም ዘይሓርሱ ዘይኹስኩሱ ኣሕዋት!

  Рет қаралды 13,591

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Пікірлер: 47
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame 2 ай бұрын
😢😢😢😢❤❤ መምህረይ ፅኑዕ ርገፅ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 2 ай бұрын
ሐዉና ተሰፋይ ብደቅኻ ተሐጎሰ ንዞም ዘማታትካ ምሕጋዝካ ፈጣሪ ብደቕኻ ይባርኸካ ❤🙏
@binyam1578
@binyam1578 2 ай бұрын
ናይብሐቂ ተስፋይ ተስፋዓለም 🕊🔔☔️😇❤💒🥰🙏🏼
@TeklemariamTesfagabr
@TeklemariamTesfagabr 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ተስፋይ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ስራሕ እግዚአብሔር ድንቅ እዩ ዓስብኻ ብዙሕ እዩ ሰማያዊ ቤትካ ሰራሕካ መምህር ሙሉ ካአ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ
@user-ks9hr4wt6z
@user-ks9hr4wt6z Ай бұрын
ኣምላክ ምሳካ ይኩን መምህር ሙሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤❤❤
@sas7080
@sas7080 2 ай бұрын
እበር ተስፍይ ከምሽምካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ መላእ ስድራካ 🙏❤️
@HaileselassieGw
@HaileselassieGw 2 ай бұрын
ንኹልኹም ገበርቲ ሰናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🎉
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 ай бұрын
መምህር ሙሉ ተባረክ ምስ መሳርሕትካ 🙏🙏🙏
@KdigaKdiga
@KdigaKdiga 2 ай бұрын
መምህር ሙሉ ተባርክ ❤❤❤❤
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 2 ай бұрын
ኣቶ ተሥፋይ ናይ ብሓቂ ቅዱሥ ሠብ። ሃፍቱ ኸሠተን መምህር ሙሉ ሃይለሥላሠን እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም።
@filiposFiloposaba
@filiposFiloposaba 2 ай бұрын
መ/ሙሉ ዕድመ ይሐብካ!!
@user-tp8mp5zk2t
@user-tp8mp5zk2t 2 ай бұрын
ብሓቂ ዝድነቁ ወላዲ
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 2 ай бұрын
መሻኪኖት ኣሕዋተይ!
@ementseyon652
@ementseyon652 2 ай бұрын
ብሓቂ ክብሪ ይሃቦ ንለገስቲ 'ውን በረኸቱ የብዘሐልኩም።
@BelayneshSyum-nu2sv
@BelayneshSyum-nu2sv 2 ай бұрын
ሰላም መሚህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja 2 ай бұрын
ኣቤት ናይ ቃላት ኣጠቃቅማ ንሰብ ዘለካ ክብሪ
@teshomegebremeskel4492
@teshomegebremeskel4492 2 ай бұрын
ጥዕና ይሃብኩም ኩሉኩም
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ከም ሰም ተሰፈይ ተሰፈይ ዓለመ ዘከንካ አቦይ🤲🤲❤❤😥
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 2 ай бұрын
አብ ወፃኢ ተዝኮኑ ከምዚኦም ዝበሉ ናይ አካል ፀገም ዘለዎም ብትምህርቲ ተምሂሮም ዝለዓለ ደረጃ ይበጸፅሑ ዋና አእሮ እዬ ከምዝሪኦም አእምሮኦም perfect እዬ ብቖልዖኦም ተዝማሃሩ ንባዕሎም ዘይኮነ ንኻሊእ ምተረፉ አብ ሂወት ዋና ንወዲሰብ አእምሮ እዬ
@destakonjo2505
@destakonjo2505 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣባይ ፀግኡ የብዘሐልኹም❤❤❤
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 2 ай бұрын
ከመይ ዝተቀደሰ ፍጡር እዩ ተስፋይ እሞክዓ ልዘማታቱ ልወድነ ልክሓደሉ ግዜ ክብሪ ይግብአካ ክቡር ወላዲ ተስፋይ❤❤❤
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i 2 ай бұрын
ብድወፀ ይተክአልኻ ሓውና❤❤❤
@habtabghebrekidan3137
@habtabghebrekidan3137 2 ай бұрын
ጎበዝ ኣክትይቪስት ብሉጽ ዝኮነ ኣቀራርባ ።በርትዕ ኣጆካ ኣብ ጎንኻ ኣለና።ነዞም ስድራ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።
@user-uf9tb8mn6e
@user-uf9tb8mn6e 27 күн бұрын
👏👏👏👏👏❤❤❤
@Samsunga04-wj9qw
@Samsunga04-wj9qw 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 2 ай бұрын
ብጣኢም ዚገርም እዩ
@AmanG-ci5pq
@AmanG-ci5pq 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@Mhalt-m7h
@Mhalt-m7h Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏🙏🙏🙏
@zianhalshehri6884
@zianhalshehri6884 2 ай бұрын
❤❤❤
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 ай бұрын
Egziabher Amlak yhabkum
@brllabay3842
@brllabay3842 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@user-tc7ks3mg7f
@user-tc7ks3mg7f 2 ай бұрын
ክብረተ የሀብካ
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 2 ай бұрын
O Amlak ab bereket n'kikafel kikewin senay tegbar 'nkiwiel hagizeni 🙏🙏🙏
@yonasaraya3159
@yonasaraya3159 2 ай бұрын
E/her Amlak Msakum ykum bruqat hzbi tgray... Azyu zehzn tarik sdrabet.
@user-hk2jb4xw3l
@user-hk2jb4xw3l 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@assafa35
@assafa35 2 ай бұрын
💊💊🙏🙏🙏🙏
@kww3740
@kww3740 2 ай бұрын
😊😊😊😊😊😊😊
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 2 ай бұрын
👍👍🙏🙏❤️❤️
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😊😊😊
@hskf4344
@hskf4344 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@luwamnega6042
@luwamnega6042 2 ай бұрын
🙏🙏🙏⛪⛪👍⛪🙏👍⛪👍⛪⛪
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 ай бұрын
❤❤
@jvh580
@jvh580 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@sarasoso7541
@sarasoso7541 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
Matching Picture Challenge with Alfredo Larin's family! 👍
00:37
BigSchool
Рет қаралды 52 МЛН
مسبح السرير #قصير
00:19
سكتشات وحركات
Рет қаралды 11 МЛН
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН
እምነትን ፅንዓትን ዝትንፈሰላ ምዉቕቲ ገዛ!!
26:17
ካብዛ ሰበይቲ ደቅኹም ሓልዉ
10:20
KAP PHILI
Рет қаралды 35 М.
ዝብኢ ከይበልዓኒ እየ ዝፈርሕ ዝወደይ
11:32
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 70 М.
Matching Picture Challenge with Alfredo Larin's family! 👍
00:37
BigSchool
Рет қаралды 52 МЛН