ጓል ራያ ትሕምስ ጠልቃ ነይሪ🙄 አብረገለ የጭላ ዘለዎ ሀፍተ ገነት

  Рет қаралды 19,139

Gamar Media(ጋማር ሚድያ)

Gamar Media(ጋማር ሚድያ)

Күн бұрын

Пікірлер: 234
@alulaalula9344
@alulaalula9344 3 ай бұрын
ደቂ ማዳም ተምሃራ ካብ ጋል ራያ ዩቱበር ከምዚ እዩ ቁምነገር ዘምህር 2-3 ሰዓት አብ ዩቱብ ደምርያ ደምርዬ እናበልክን ቃሎን ጡጡቆን ዝኸነ ዘረባ ትዛረባ ቁምነገር ተጠቀማሉ ኢንተርነቱ 😂😂😂😂😂😂 ላይክ ሰብስክራይብ እናገበርና ነዛ ጀግና ሓፍትና ነተባብዐያ 👌👌👌👌
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂 ንገርለይ እማ ሓሚምና እኮ
@alulaalula9344
@alulaalula9344 3 ай бұрын
@@muleredagahmus1518 ይገርመካ ኮእዩ ድቃስኮ የብለንን ገሊአን 2-3 ስአት አብ ዩቱብ ኮፍ ኢለን ቁምነገር ዘለዎ ዘረባ ተዝኾዉንኮ ፅቡቅ ነሩ
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 2 ай бұрын
ኣት እወወወወ 👌😂😂
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 2 ай бұрын
አረ ምሕላፍ ካልእናና😊😅
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th 3 ай бұрын
ተጋሩ ኣሕዋተይ መንተ ናዓና አላ ኩሉ መሬት ትግራይ እናተዛወረት ዘይንፊልጦ ዓድ ንክንፊልጥ ገይራትና እና ሸርሳስክራይፖ እናገበርና ንሓግዛ ኣጆኺ ጓል ራያ ዓበይሰብ ኣብ ጓድንኺ ኣለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@godislove8937
@godislove8937 3 ай бұрын
ጋል ራያዋይ ሸኾር ዓደይ ሰለዘረአክኒ የመስግነኺ 🥺🙌❤
@Yemane-ux1kz
@Yemane-ux1kz 3 ай бұрын
ጓልራያ መዓረይ መደብኪ ብጣእሚ ተፈታዊ እዩ ትግራይ ዓድና ንኸንፈልጣ ሰለዝገበርኪ። ሑመራ ማይ ፀብሪ ውን ከተሪእና ኢኺ❤
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j 3 ай бұрын
ረኣዩ በሉ እዝ እናሃለወ ስብ ይፀምእ ይጠሚ 😢 ውድብ ትበሃል ከኣ ናብ ልመና እርዳታ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 ай бұрын
እቲ ህዝብስ ባዕሉ ንባዕሉ ተወዲቡ ክሰርሕ እየ ዘይብል ናይ ባዕልና ውን እዩ እቲ ፀገም ጥራሕ ናይ መንግስቲ ኣይኮነን በጃኺ
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j 3 ай бұрын
@@netsanettdf9263 ኖ ህዝቢ ዝከኣሎ ይገብር ኣሎ 30 ሜትሮ ኩዒቱ ማይ ዘውፅእ ህዝቢ ኣለና ሳላ ፃዕራም ዝኾነ እምበር ከም ውድብ ቀደም ጠፊእና ትግራይ እኮ ኣይፈልጥዋን ብጀካ መቀለ ስድራ ስውኣት ከመይ ኣለኹም ዘይብሉ ፍጡራን
@zeruebahre855
@zeruebahre855 3 ай бұрын
እቲ ግድብ እኮ ዉድብ እዩ ሰሪሒዎ እቲ ሕብረተሰብ ክጥቆምሉ።
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 3 ай бұрын
ካብቶም 4 ናይ ዓለምና ስልጣናትን ሓያላትን ህዝቢ ኔርና ክንብል ከለና ብዙሕ ሰብ ኣይርድኦን። ትግራይ ዓዲ ወርቂ፡ ዓዲ ኩሎም ምዓድናት፡ ዓዲ እኽሊ፡ እንስሳታት ወዘተ ብኹሉ ኣዝያ ሃፍታም ብምኻና እዩ። ንምንታይ እዩ እቲ ህዝብና ዘይፈልጦ እንተይልና ብናይ ኣማራ ፕሮፓጋንዳ ምኽንታት። ኣማርኛ ኣብ ትግራይ ክኽልከል ኣለዎ ንብል ነዚ ውን እዩ። ህዝብና ዓዱ ምንም ከምዘይብላ ክሓስብ ኢትዮጲያ ኢትዮጲያ ክብል ስነ-ልቦናዊ ኩናት እዩ ዝግበሮ። እዚ ልዕሊ ናይ ጥይት ኩናት ጎዳኢ እዩ ምኽንያቱ ህዝብና ዝኹሉ ሃፍቲ ሒዙ ፈቐድኡ ኢትዮጲያ ክኸድ ስለ ዝገብር ። ተከዘ ወይ ሓሸንገ ጥራይ ኣይኮነንኮ ቃላያት ዘለና ብህዝቢ ዝተገደቡን ዘይተገደቡን ክንደይ ሩባታት እዮም ዘለውናኮ። ነዚ ገዲፎም ግን ኣብ ኣዋሳ፡ ባህርዳር፡ ኣብ ጋምቤላ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ኢትዮጲያ ከይዶም ፉቓት ዝሰርሑ ተጋሩ እዮም። ትግራይ ናይ ሃፍቲ ናብ ዝነበረቶ ክብሪ ክትምለስ ኩሉ ትደልዮ ነገር ኣለዋ ግን ብሰንኪ እዚ ናይ ኣማራ ስነልቦናዊ ፕሮፓጋንዳ ኣብዚ ሽግር ወዲቕና ኣለና
@user-qb3zc5ex6o
@user-qb3zc5ex6o 3 ай бұрын
.ኣቱም ህዝቢ ሰስክራይብ ኣይትሕመቁ ውሒድዋ እዩዘሎ
@martabelete2121
@martabelete2121 3 ай бұрын
ቀፅሉሉ ጋል ራያ ኣሕዋት ላይክ ይውሕዳሎ
@meseretbelayhailu4993
@meseretbelayhailu4993 3 ай бұрын
መቸ ነው መጥቸ ምጎበኝው በጣም ነው ምወደው ተክለ ❤❤❤❤ ጎል ራያ እድመን ጥዕና ይሓብኪ
@MeazaAregawi
@MeazaAregawi 3 ай бұрын
ጓል ራያ ንፍዕቲ ሰብ ጅግና መራኣያና እኺ❤❤
@user-eb2rf2nd4k
@user-eb2rf2nd4k 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ራያ ሽኮር ❤ዓድና ስለ ዘረእኽና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀፅልሉ ዛሓፍተይ❤❤❤ናፍቖት ሕሱም😢ከብደይ ሕውስውስ ኢሉኒ😢
@lemlem1974
@lemlem1974 3 ай бұрын
ጎበዝ ጋል ራያ አምላክ ጤኢና ይሐብኪ 🙏👍❤️❤️
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 3 ай бұрын
ጋል ራያ ከይትጠልቂ 🤞😜ልኾነ ኾይኑ ግበዝ ብጣዕሚ ደስ ይብል ❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘😘😘❤️❤️
@user-lj1ll3hx3d
@user-lj1ll3hx3d 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ናገበርና ነዕብያ ጓል ራያ ሳብስክራይብ ያላ ግበሩላ ደቅ መዳም ነዕብየላ ይቱባ🎉❤❤
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 3 ай бұрын
ጎራያ ሽኾር ትግራይና ኹለልያ መአረይ ደስ ኸብል
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 3 ай бұрын
አትዮ ሃብዮም እባ ምሳኺ ይብልዑ😂 አሕዚኖምኒ😢
@AaAa-oe3xg
@AaAa-oe3xg 3 ай бұрын
😂😂😂😂
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
ባናና ናይ ተከዘ እውን ፉሉይ እዩ ብዝኾነ ኣይተሰርሐሉን ብሓፈሻ እዚ ሃፍቲ ስደት ጥራሕ ኮይኑ ሰብ
@user-nc4us9ft7b
@user-nc4us9ft7b 3 ай бұрын
ጓል ራያ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ❤😘
@lemlem1974
@lemlem1974 3 ай бұрын
ብየጪላ ገይርኪ እግሪ እምባ ዝባሀል ተአምረኛ ገዳም ኽዲ እግሪ እምባ እንዳ መስቀል ይባሀል ሳምረ እዩ ብጣአሚ ተአምረኛ እዩ
@user-td5fw8sn5k
@user-td5fw8sn5k 3 ай бұрын
ኤርጥሪን ሃሳስ ዕድሚኡ ምሉእ ዓሳ በሊዕሉ ሓምቢስሉ ዘይፈልጥ ባሕርና ኽብል እጽሚምና ጋል ራያ ድማ ዓሳ ናይ ተከዘ ዓዳ ገፊፋ ትበልዕ ኣላ ባሕሪ ዘለዎ ዘይበልዐስ ቀላይ ዘለዎ 😂😂 ኤርጥሪን ዓንዛር ብዓሳ ክትብላዕ እምበር ዓሳ በሊዕካ ኣይትፈልጥን
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 3 ай бұрын
ጓል ራያ ጅግና ደስ ዝብል መደብ ቀፅሉሉ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ❤❤❤
@tigrayadey6
@tigrayadey6 3 ай бұрын
ጓል ሓፈቲ ብሓቂ ጀግና ኢክ❤❤
@DfgFgu-jm1ws
@DfgFgu-jm1ws 3 ай бұрын
ጓል ራያ ጅግና ከማኪ ይብዛሕ
@mesi4621
@mesi4621 3 ай бұрын
ወለድና ኮ ይፍለዩ እዮም ክትከይብ ዝደለየ ሰብ ናብ ትግራይ ክትገሽ ኣለካ
@abieshowabieshow5032
@abieshowabieshow5032 3 ай бұрын
ኣበርገለ ዓደይ ኩሉ ዝዓደለኪ ዓደይ
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 3 ай бұрын
ኣርቱዋይ የሴት ጅግና
@user-lp9bj1hb9k
@user-lp9bj1hb9k 3 ай бұрын
ጋል ራያዋይ ፅሪቲ ኣብ ወረዳ ፅራእ ወምበርታ ጣብያ ሚ እምባ ዝርከብ ዓብዩ ገዳም ኣሎ ከይዱኪ እባ ኣገዉንይና ብትሕትና😍😍😍😍
@HlekaAraya
@HlekaAraya 2 ай бұрын
ጋል ዓደይ ፅሩይት ትፍለይ እክ ንስክስ ቃፅልሉ በቻ 👌💘💙
@herifehagos1394
@herifehagos1394 2 ай бұрын
ጎል. ራያዋኒ. ከምየድየ. ዝፈትወኪ. ናይ. ጎላት. መርእያ. እይኪሞ. ጀግና. ይብለኪ. አለኩ
@tsandbox1
@tsandbox1 2 ай бұрын
ዋው ልገርም ስራሕ እዩ ቀጽልሉ።
@herilove7188
@herilove7188 2 ай бұрын
ጓል ራያ ሽኮር ጎበዝ ቀፅሉሉ❤❤❤❤
@user-fx3kh6nk2b
@user-fx3kh6nk2b 2 ай бұрын
ተጋሩ ሰነፋት ኣተባብዕዋ
@danielgere8276
@danielgere8276 3 ай бұрын
ክብረት የሃበልና ጓል ራያ
@ayeleraberra4338
@ayeleraberra4338 Ай бұрын
አይገርምይዶ 27 ዓመት ኣብ ስልጣን ነይሮም ዙኹሉ ማይ ላሃለወ ሰብ ብሳኣን ማይ ኾርፊሑ። ግብፃዉያን ምድረ በዳ ዓዶም ማይ ካዙይ ልኸድ እዩ ማይ ሕፅረት ወይ ድርቂ አይፈልጡይ።
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 ай бұрын
ጓል ራያ ሽኮር የቐንየልና ዛሓፍተይ በቃ ዓድና ምስ ኣተና ዓሳ ይኾን ምግብና ትግራይ ዓድና ሰላምኺ ይመልሰልኺ ኣምላክ ❤️🙏😘💛❤️
@Mare-qb9xr
@Mare-qb9xr 3 ай бұрын
ሓፍተይ ይቅርታ ክርስትያን ንበልዓ ዶና ዛ ሕዛታ እንኣ ??
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 ай бұрын
@@Mare-qb9xr ታይ ድያ ሒዛ ዘይዓሳ ?
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 3 ай бұрын
ጎበዚ ጀግና ይለክ አለኹ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@swswits3292
@swswits3292 3 ай бұрын
ጅግና
@user-uh8tv7ve8r
@user-uh8tv7ve8r 2 ай бұрын
ራያ ማለትኮ ንፊለ የና🌾❤️💛😘ራያነትና ትግራዊነትና🎉🎉🎉🎉
@user-tf5ko7nq8r
@user-tf5ko7nq8r 3 ай бұрын
ጓል ራያ ሸኮር እንኳዕ ብሰለም መፃኤኽይ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-yg1qy9mp3s
@user-yg1qy9mp3s 3 ай бұрын
ቀፅሉ❤❤❤❤ ጋል ራያ ❤❤❤ የኔዋ
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 3 ай бұрын
ናይ ዓድና ዓሳባ ከም ናይስዑዲ ድዩ ናይስዑዲ ዓሳ ጨንኡ ከፅለአኒ
@user-ft3ky8qf1o
@user-ft3ky8qf1o 3 ай бұрын
ኒይ ዓድና ከማን ኣመና ይጨኑ ምክንያቱ ናሱዑዲ ማይ ጨው እዩ ነቲ ጨናስ ቀሊል ይገቡሮ እዩ
@kerysss-tt1ue
@kerysss-tt1ue 3 ай бұрын
ቶኾኑ ወኡ ግን እዚ ኹሉ መንእሰይ ድየኡ ኸዱ ዓሳኡ ደይገፍፍ ካዳስደት ምስዳት ?
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 2 ай бұрын
ዋይ ኣትዮ ጓልነይ ንእስነት ዕዳ እዩ ዋ. ግን ዋናኡ ለ እት ዓሳ ሙሉእ ብሙሉእ ዝርከብ ድርጅት የለይ መስለኒ ልኾነ ወዲ ኮሙ ይብል ነይሩ ቀደም ኣብ ሽከት
@sarasarha7302
@sarasarha7302 3 ай бұрын
ኣበይ ቦታ እዩ እዙ እሕዋተይ ማኣረይ❤❤❤
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 3 ай бұрын
የጭላ ኣብረገለ ሩባ ተከዘ
@lemlemdestatensay2323
@lemlemdestatensay2323 3 ай бұрын
ኣቦ ይመችሺ የኔ ቆንጆ
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 3 ай бұрын
ዋይይይ አዚ ሕዝኻዶ ህዝቢ ይጠምሚ መሕዘኒ
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 3 ай бұрын
ዓሳ ኣሎ ደዪ ኣብ ትግራይ😮😮😮ዋዊ
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 3 ай бұрын
አለወ ❤😊
@user-fs2tr7yn1g
@user-fs2tr7yn1g 3 ай бұрын
ጓል ራያዋይ ሽኮር❤❤❤
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h 3 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ሰብስክራይብ እባ በጃኩም😭
@user-pl7xt6jg4r
@user-pl7xt6jg4r 3 ай бұрын
ኢሸ❤
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h 3 ай бұрын
@@user-pl7xt6jg4r ♥️👈
@DfJt-pp1oj
@DfJt-pp1oj Ай бұрын
ገይረልኪ❤
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu 3 ай бұрын
ጋል ራያዋይ ሸካር ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@beyenekebede4726
@beyenekebede4726 3 ай бұрын
ኋል ራያ መንገዲ ጅዛን መሲሉኪ ዓዲ ሰለስተ ከይትሸግሪ
@user-mm2wm1yg6n
@user-mm2wm1yg6n 2 ай бұрын
Aseyyy gal raya ማረይይይ jgna naeki zgelts kalat ybleyn ketsllu zahafteyy ❤❤❤❤❤❤
@AfricaGeezCalendar
@AfricaGeezCalendar 3 ай бұрын
ኣየፋራሪህኩም ኣምሃራ ዝባሃል ኣብቱይ ኽባብይ የለን ኩሉ እቱይ ቓላይ ናይ ትግራይ እዩ፡ ዋላኾ ንኣጎው ህይዞም ኽማቐሉ ትምንቶም እንተኾነ፡ ኣጎው ኣብቱይ ኣከባብይ ስለዝነብሩ ብዝኾነ ምኽንያት፡ ንምንታይ ኣጎው ኣብቱይ ኣከባብይ ስፊሮም ካብ ምኣዝ እዮም ካብ ጞጃም ምፅዮም? ንምንያይ ምስ ኣምሃሩ ተፅግዖም ቓላይ ትግራዋይ ክማቐሉ ተፊቕዲሎም፡ ንምታይ ተፍቕዲሎም ኣምሃሩ ምፅዮም ዓሳ ኽስፉ ኣብ ኣባይ ኽይዶም ዓሳ ዝይስፉ፡ ምችም ትግራዋይ ይውህነቱ ዒሽነት እዩ፡ ኣምሃሩ ኾኖም ክውሩኹም ዝፅንትኹም ተምልሶም ኽኣ ኣብ ዓሳ ምስፋፍ ክማቐልኩም፡ ዒሽነት እዩ ኣባሪሩዊም፡ ብሙሉ እቱይ ቓላይ ንስካትኩም ተጋሩ እኹም ትዊንንዊ፡
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 ай бұрын
ኣገው ትግራዋይ እዩ ናይ ግዘ ጉዳይ እምበ ናብ ህዝቡ ምሕዋሱ ኣይተርፎን ።
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 ай бұрын
Don’t say Aden and massawa just hold your Tekezie , it looks good
@user-oy8yv7mj8w
@user-oy8yv7mj8w 3 ай бұрын
ጀግና ጋል ሪያ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@ህያብ
@ህያብ 3 ай бұрын
ጓል ራያ ጎበዝ የኽ ብሓቂ ታማ ክዓብስ ሰብስክራይብ ውሕድክ
@lemlem1974
@lemlem1974 3 ай бұрын
ናይ አፍሪካ እንካን ይቅረየና ናይ ግብፅ ተትሪኡ ታይ ትብሉሁ እምበር ናይ ኢትዮጵያውያን ወይም ናይ ትግራይ ምባል ይሕይሽ
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 3 ай бұрын
ጓል ራያ ጎበዝ ቀፅልሉ ❤😊
@selamsebhatu-t3i
@selamsebhatu-t3i 2 ай бұрын
ተምቤን ዓድይ ዓድ ጅጋን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤መክሰበይ
@aledwake
@aledwake 3 ай бұрын
Meleke Tefu Besem yedegfu Raya beleh abatiken enateken beteseye enkuan Raya Tigre 💊 hono ayakim, Tsebayeken kalasamerek Tekeze meneshaw Amhara Denberachin nw. Honom meneshaw Amhara Kelel Silehone wodefit Worarenet Menfeseh Kalkome ke Wonzachinim atederesum. Amhara ♥️💪
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 3 ай бұрын
gual raya gobez ❤
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 3 ай бұрын
Ezia may nmukue hzbi tgray makeleto eti seb gn nab ketema eyu zgoy hwahat ka sltan enber bzaeba eti nab sltan zmelesa hzbi gdi yeblan
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 3 ай бұрын
ብሓቂ አብ ዓድና ዘሎ ሃፍቲ አይርደአናን ከም ህዝቢ ውን ናይ ባዕሉ ተዋፅኦ ገይሩ ናብርኡ ክቅይር ምተገብኦ ሰንፍና እዩ
@dc8625
@dc8625 3 ай бұрын
ባሕሪ ኢዩ እኮ ❤😂
@user-gi6ii5zy4w
@user-gi6ii5zy4w 3 ай бұрын
ዓድና❤❤❤
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 2 ай бұрын
grear gul raya
@hddhhddhhdhdj9757
@hddhhddhhdhdj9757 3 ай бұрын
ጓል ወይ ሸኮር ❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋
@user-du3lc7to8d
@user-du3lc7to8d 3 ай бұрын
ዋዉ ጓል ራያ ሸኮር❤❤❤❤❤❤❤
@user-sj4tg8ru7z
@user-sj4tg8ru7z 3 ай бұрын
ጋል ራያያ ሃሙኡ ኣብኽ ኣምህር❤❤❤
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 2 ай бұрын
ካብ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ተጋሩ ትሓይሽ ምክንያቱ ኤርትራውያን ዓሳ ኢዮም ዝቡሉዑ ኣብ ሊብያ😂
@AfricaGeezCalendar
@AfricaGeezCalendar 3 ай бұрын
ሃይማኖት እኹ ዓሻ ዝገብሮኹም፡ ኩሉ ተማቐሉና እንዳበልኩም ንህዝብይ ትግራይ ጥርሆ ኣይርፊኩሞ፡ ስለ ዝይተባሪሩዎም ካብ መርበትኩም ይርባሪሪኩም፡
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 3 ай бұрын
ሃይማኖታ ታይ ማለት እዩቱሩጉም ፈጣሪ ምፉራሕ ዱዩ ዘጣፈአና ዘሎ ካብ ሞሁሮ ኣእሞሮ😢
@user-cw4oe4ew1o
@user-cw4oe4ew1o 3 ай бұрын
በይንኪ ዲኺ ትበልዒ ዘባህልና
@eb12y12
@eb12y12 2 ай бұрын
18k ብቻ
@user-qw6fp3ee4c
@user-qw6fp3ee4c 3 ай бұрын
ጓል ራያ ለባም ሰብቁምነገርኛ♥♥♥♥♥♥🍋🍋🍋🍋🍋🍋🍋🍋🍋💃💃💃💃💃💃💃💃💃👌👌👌👌👌💋💋💋💋💋💋💋💋🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hagosatalay2498
@hagosatalay2498 3 ай бұрын
ያቅንየልና ጋል ራያ❤❤❤❤❤❤
@AsAs-uf6cs
@AsAs-uf6cs 3 ай бұрын
ጓል ራያ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤
@KirosAndom-jh6qn
@KirosAndom-jh6qn 3 ай бұрын
ጓል ራያዋ ምጥሪኪ ወፅኡ
@bege8567
@bege8567 3 ай бұрын
ጓል ራያ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-cq6lj1up9b
@user-cq6lj1up9b 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ጋል ራያ
@gegura478
@gegura478 3 ай бұрын
Tekeze entay adekhi aleki
@yenekonjo2314
@yenekonjo2314 3 ай бұрын
ጀግና ነሽ❤
@selmmohammad-bi3mt
@selmmohammad-bi3mt 3 ай бұрын
ዋውውውው ❤❤❤
@user-cj5np1bu6i
@user-cj5np1bu6i 3 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ከባል❤❤❤🎉🎉🎉
@HailomWoldenkiel
@HailomWoldenkiel 2 ай бұрын
በርቺ
@user-jk3dt7nf6d
@user-jk3dt7nf6d 3 ай бұрын
አንኳዕ ብሰላም መፅኩም❤❤❤😂
@MdsjFjdc
@MdsjFjdc 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-js7ib8yw6b
@user-js7ib8yw6b 3 ай бұрын
des kbl😊❤
@user-me7wk1yf6d
@user-me7wk1yf6d 3 ай бұрын
ግበዝብጣዕሚ🎉🎉🎉ደሰይበል
@AbrahamAbr-vp5mz
@AbrahamAbr-vp5mz 3 ай бұрын
Gal raya. Shikor. Lebamey
@user-xc9wn4gw1o
@user-xc9wn4gw1o 3 ай бұрын
ጃልባ ሞይተ😂😂😂😂😂
@user-pu2pz5lr2n
@user-pu2pz5lr2n 3 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍ይመቺኪ💕💕💕💕💕
@mareyiove8024
@mareyiove8024 3 ай бұрын
❤😘ወለላይ
@salamsalam1464
@salamsalam1464 3 ай бұрын
ትግራይ ዓድና❤❤❤❤
@gdfgvfs7302
@gdfgvfs7302 3 ай бұрын
Gal rayawa shikorrr tegaru netbabeaya Etom hatew ketew zblu mat sabiscryb EU zelewom zgermeni❤❤❤❤❤
@selamsebhatu-t3i
@selamsebhatu-t3i 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-js7dx7dh1k
@user-js7dx7dh1k 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay 2 ай бұрын
ጋል ራያ 🍇🍇🍇
@Fsahakahase6275
@Fsahakahase6275 3 ай бұрын
እንታይ ድኣ በይንኪ ዲኪ ትበልዒ ጋል ራያ 😊 ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ህዝቢ ዶ መጠመየ ይገርም
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp 3 ай бұрын
Gal raya shukori
@KirosAndom-jh6qn
@KirosAndom-jh6qn 3 ай бұрын
መን ወግረኪ እነሆ
@ElaniOman
@ElaniOman 3 ай бұрын
ደደብ መሃይም ብሓቂ ትግራዋይ ተኾይንካ 😏
@HlekaAraya
@HlekaAraya 2 ай бұрын
ረሳሕ እካ ባሓቅ 😏
@me-12.abatie
@me-12.abatie 2 ай бұрын
👍👍💖💙
አብ ሽረ አብ ቀረፃ እዋን ኸልቢ አጓይይኒ ፓርቲ 2#tiktok #viral
15:55
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 80 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 763 М.
አብ ዓብይ ዓዲ ባህላዊ አውርስ#tiktok #vir #duet #photography
30:26
Gamar Media(ጋማር ሚድያ)
Рет қаралды 11 М.
አብ አኩስም ዓባይ ትግራይ #tiktok #habesha #vir #duet #duet #photography
29:19
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 80 МЛН