ህዝባዊ ግንባር ገዲፍኩም ጻድቃን ጻድቃን ኣይትበሉ

  Рет қаралды 79,621

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

Күн бұрын

Пікірлер: 544
@ሳሚፈቃርልቢ
@ሳሚፈቃርልቢ 3 жыл бұрын
ኪላ ኣታ ክንደይ ትሓምቅ እካ ንሰልጠነስ ጽቡቅ ዩ ዝምህር ትብሎ ዋዕ ኣቱም ሰባት ካብ ሓቂ ኣይንርሓቅ ኣምላክ ከይቅየመልና ይካኣሎ ግን ናብ ወገንነት እካ ገይርካያ እምበር እዚ ሰባይ ግን ሓቂ ዩ ዝዛረብ ዘሎ
@Liberal12
@Liberal12 2 жыл бұрын
Hasawi eka nska . Nejis
@truth8492
@truth8492 2 жыл бұрын
ሰክት በሎ ሎኽሞኛ ጻድቃን ኣይተድንቁ ክብለና ምስ ጻድቃን በየናይ መገዲ ኢና ክነወዳድሮም ጻድቃን ሚልዮናት ሃብቲ ጥዑም ገዲፉ ምስ ደቁ ኣብ በረኻ ዝዋደቅ ጅግና ኢዩ ከምዚኦም ነዓና ዘቆናጽቡና ዘይኮነ ደቁ መሪሑ ዝዋጋእ ኣርሓ እምበር ሃዳሚ ኣይኮነን
@Say-2424
@Say-2424 Ай бұрын
ናሃትካ ሓሳብ ዘይደገፈ ሰብ ክርገም ኣለዎ ማለት ድዩ?
@በረኸትንጉሰ
@በረኸትንጉሰ 3 жыл бұрын
እዞም ጻድካን፡ መሃሪ የውሃንስ ዝብሉ ን ኤርትራ ዝገደደ ባርነት እንበር ለውቲ ከምጹ ኣይክሉን እዮም። ለውቲ ምምጻእ ማለት ታሪካ ምቑሻሽ ኣይኮነን።
@ሓቂኣይትዛረብኣይኹንመልስ
@ሓቂኣይትዛረብኣይኹንመልስ 3 жыл бұрын
::
@akliluzerihun7483
@akliluzerihun7483 2 жыл бұрын
ሽም ጀጋኑ ትግራይ ብበራሐትን አረግቶትን ከይተረፈ ገኒኑ
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 3 жыл бұрын
ሰልጠነ ከይሰልጠነ ዝቖንቆነ ሰልጠነ ከይነደደ ዝጠነነ ሰልጠነ ዕነ ምስ ወለደ ዝመኸነ ሰልጠነ ድነ ምስ ዓበየ ቆልዓ ዝኾነ። ሰልጠነ ብቂምታን ጽልእን ተቖነነ ሰልጠነ ምስ ወያነ ዝወገነ ሰልጠነ ማይ ዝሓቖነ ሰልጠነ ኣብ ስልጣን(ኣሜሪካ) ከሎ ዘይሰልጠነ ሰልጠነ እንታይ ዩ ራኢኡ ምፍላጡ ስኢነ ሰልጠነ ሰብ ድዩ ባምቡላ ገሪሙኒ ኣነ።
@bmeselab1471
@bmeselab1471 3 жыл бұрын
Kkkkkk ገለ ዓይነት ፖፕ ኢለ ሸይመካ ኣለኩ ወገነይ
@keren7127
@keren7127 3 жыл бұрын
100% true! 🤣🤣🤣🤣
@samilondon3555
@samilondon3555 3 жыл бұрын
ክክክክክክ ይበል ግጥሚ ።ሰልጠነ ጸጉሩ ከብቁል ስተዓስበ።
@moolonn4385
@moolonn4385 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣👌
@ריגהמנגיסטו
@ריגהמנגיסטו 3 жыл бұрын
💯%true
@miliontekali3534
@miliontekali3534 3 жыл бұрын
እሰይያስ ኣስፋሃ ጅግና ግቡኡ ገይሩ እዩ ዝዛረብ ዘሎ እቲ ዓንጃል ግን ክንቓለስ ክነብር ዝብልሲ ዘቓልስ እንተ ሃልዩ ድኣ ትቓለስ እወ ንሕና ካብ መን ንበልጽ እቲ ሕመቕ ናትና እዩ ናይ ነበራት ተጋደልቲ ኣይኮነን እዚኣ ንቕድም ንቐበላ።
@ssddd943
@ssddd943 2 жыл бұрын
ይካኣሎ ሸው ብሓቂ ነዚ ሑሱሩን ኑዑቁን ሰብ ሃገሩን ህዝቡን ዘቃልል ሰብዘቃሽሽ ብሓቂ ሰብ ገይርካ እቅሪብካዩ ኩሉኩም ትሕዝኑ
@andayaman4097
@andayaman4097 2 жыл бұрын
ሃገሩእኮ ትግራዩ
@awetawet18
@awetawet18 3 жыл бұрын
ኣየ ሰልጠነ ሓርኢ ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልካ ጥራሕ ተዛረብ ገምቢ
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 2 жыл бұрын
ተረፍ ጣልያን
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 3 жыл бұрын
ሰልጠነ ድርባይ ታሪክን ጀኝነትን አቦታቱ ገዲፉ ናይ እንዳጎሬቤት ሃሰስ ዝብል ከምኡ እውን በየነ ወዲማልሻ ስርናይ ዑሱባት፣ ሰልጠነ ብድሕሪት ኮይኖም ሕሹክ ዝብሉኳ እዮም በዲሎምካ ጀልፋፍ ንቃለስ አለና ከአ ይብል ሳንቲም እንዳአረካዶ ቃልሲ አሎ እዩ።
@nahomzeru6308
@nahomzeru6308 3 жыл бұрын
ሻዕብያ ናጽነት ኣምጺኡ 'ዩ ብድሕሪኡ ድመጽእ ናተይን ናትኩም ሽግር'ዩ!!!!!!!!!ሓቂ!
@aftwie7222
@aftwie7222 3 жыл бұрын
ሰልጠነ ጎሓፍ ኣብ ሳሎን ኮይኑ ናጽነት ክምጽእ እየ ይብል
@keren7127
@keren7127 3 жыл бұрын
KalE zemXeSlu Minister Zena kkhewn yxbe alo! 🤣🤣🤣
@luwamgehbrezgabiher173
@luwamgehbrezgabiher173 3 жыл бұрын
Thank u
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 2 жыл бұрын
ንስኻ ኸ ናይ ዩቲዩብ🙄🙄??
@weinighebrehiwot7718
@weinighebrehiwot7718 3 жыл бұрын
ከምዚ ሰልጠነ ዝብሃል ዓይነት ብዕራይ ርእየ እካ የ ዘይፈልጥ : ካብዚ ንስኻ ንህዝቢ ኤርትራ ትኽሕዶ ዘለኻ ዝኸፍእ የለን ኣቶ ሰልጠነ ::
@Eri-vw3nm
@Eri-vw3nm 3 жыл бұрын
ግደፎ እባ እዚ ሃላይ ኣውራጃዊ ጸቢብ።
@ኤርትራንኤርትራውያን-ነ2ጠ
@ኤርትራንኤርትራውያን-ነ2ጠ 3 жыл бұрын
ክላ ሓደ ካብ ሓደ ኣይትሕሹን ኢኹም፡ንስኻ ውን ዘይሰልጠንካ፡ምንኣስ ሰልጠነ ኢኻ።
@lidu3065
@lidu3065 3 жыл бұрын
Yes indeed he is empty minded
@fithawitesfahiwet4678
@fithawitesfahiwet4678 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkk hawka wedey ezi qolea senef u tarik abeu zeqall hatela
@itamee5226
@itamee5226 3 жыл бұрын
ንስካ ንብዓልኻ ለኽባጥ እኻ እዚ ድኣ ርእናዮ እንድና ሩእተኻ ዘይትህብ ጎቦጎቦትብል ዘስሕቅ ኣይኮን ለኽባጥ።
@matiwesephrem660
@matiwesephrem660 2 жыл бұрын
Bravo ezi nibalu nsas alata kem zbhal eu btami donkoro seb kemzi riye ayfeltin ab nexnet tewelde ka ybl emo tarku zeyfelti men ms amharena zbil nay bhaki asawi mkanu ab nebsi wekef eritrawi tarik alewo nibalu mninetu nxur aykonen
@simonsemere5502
@simonsemere5502 3 жыл бұрын
ይካሎ የመስግነካ፡ ግን ሰልጠነ ሽታ ጻሕሊ ሕውሓት ዘስከሮ ሰብ ዩ፡ ናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ኣይኣምንየ ክብል ከሎ ምስ ፍልስፍና ዝደናገር ዕሽነት የ ዝብል።
@elsahabtom7798
@elsahabtom7798 3 жыл бұрын
ሰልጠነ ጸረ ህዝቢ ኤርትራን ስዉኣትናን ሃገርናን ኢዩ ደንቆሮ ተረፍ ጁንታ
@Igziabhierymesgen
@Igziabhierymesgen 3 жыл бұрын
Bhaki
@frehaile6298
@frehaile6298 3 жыл бұрын
Awa azom sebat,,seltene show, go hall stupid, gohef agame
@selamtsegai9541
@selamtsegai9541 2 жыл бұрын
ብሓቂ
@matistudio596
@matistudio596 3 жыл бұрын
ኣነስ እዚ ሰልጠነ ዝብልዎ ሰብ ከወድኣን ዘይሰልጠነ ከሰልጥን ይሓስብ
@kbrinamlak3267
@kbrinamlak3267 3 жыл бұрын
ኣነስ እዞም ንስዉኣት ሸፋቱ ዝብልዎም ብጣዕሚ እየ ዘልቅስ።ታሪኽና ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር እዩ ታሪኽና ምክልኻ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።እንተ እዞም ኤርትራውያን ከለኩም ተጋሩ ኣስመራ እተዉ ትብሉ ግን ኣብ ርእስኹም ይርከብኹም።ከምታ 3ይ ወራር ዘረኸብናያ።
@sabahailu8951
@sabahailu8951 2 жыл бұрын
አቦታትኩም መግዛቲ ኢትዮጽያዊ ጸሊኦም ተቃልሶም። ነጽነት አምጽኦም። በዐል ሰረቀ ሐርነት አምጽ። ንትግራ ሐጉዙና አይትበሉ። ሀድኩም ናይ መልሐስ ጀጋኑ።። ንጀጋኑ ትጸርፉ።
@ሺኮርዘይብላሻሂ
@ሺኮርዘይብላሻሂ 3 жыл бұрын
ሰልተነ ወዲ ኣውራጃካ ድዩ ኮይኑ ፥ ጽቡቅ መደብ የቅርብ ትብል ዘለካ ፥ ራእሳም ኢለካ ኣለኹ ይካኣሎ ዝብልካ ፥ ዓሌታዊ
@samuelmehari1972
@samuelmehari1972 3 жыл бұрын
እዝጊ ኣዛረበካ
@wiseman2732
@wiseman2732 3 жыл бұрын
ዓጠነ ካብዞም ትግራይ ትግሪኚ እዩ ንሕልሚ ዓባይ ትግራይ እዩ ዝጽበ ዘሎ። ወደባት ኤረትራዊ ካብ ህግደፍ መሰልናን ፍትሕን ምዕሩይ ስርዓተ ሕግን ኢና ንጠልብ ድኣምበር እቲ ሉእላውነትናስ ህግደፍ ቀጥ ኣቢሉ ሒዙዎ ኣሎ ዋጋ ዕዳጋ ኣይኣቱን።
@geriemengsteab6977
@geriemengsteab6977 3 жыл бұрын
ይካኣሎ መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ። ኣነ ምስ ብዙሓት ተጋደልቲ ኣቦታትናን ኣያታትናን ተኻቲዔ እየ፡ ግን ጌግኦም ክኣምኑልካ ማለት ሕልሚ እዩ። እሶም በጀካ ኲናት ፖሎቲካን ስነ ሓሳብን ውይ ምሕደራ ዋላሓንቲ ኣምር የብልምን። ስለዚ ከነኽብሮም ጥራይ እዩ ደለና እምበር ክንካታዖም ይብልናን ባሃላይ እየ።
@rit6091
@rit6091 3 жыл бұрын
Xubuk aleka gn nsatom eti zimerere serihomo eyom bsenki hade wulke melaki eyu teanakifu nezi zearyo dma menesey eyu
@alfanomigannesekaeka6345
@alfanomigannesekaeka6345 3 жыл бұрын
Abti natome gezie kendi natome jegnenet sele zey serahna kenkbrome tarikna kenekben eyu zelna
@paulosatsebeha510
@paulosatsebeha510 3 жыл бұрын
Shout up seletene is junta so he has no moral to talk about EDF leadership.
@abrehetestifanos9710
@abrehetestifanos9710 3 жыл бұрын
Absolutliy
@paulosatsebeha510
@paulosatsebeha510 3 жыл бұрын
@@meharighebrhiwet2890 seletene is a business man making from TPlf juntas he doesn't represent any region just immoral person who sacrifice his nature for sake of money.
@yordateklu1612
@yordateklu1612 3 жыл бұрын
Why can’t you learn and research your history try to do something for your country you are supporting to this guy nay aboka tariki zidimisis so sad! You will see one day Eritrea 🇪🇷 will be big country..
@tomasmichealmasimomasimo3298
@tomasmichealmasimomasimo3298 3 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ባዓል እዚ ሒዝካ ዝስራሕ ሃገርስ እንታዮ ሎቆምጽ ጽግዕቴና ብዓል ሰልጠነስ ይቃለስ ኣለኩ ተሎምሲ ቃልሲ ሽም ቀይሩ ኣሎ ማለትዮ
@Eri-vw3nm
@Eri-vw3nm 3 жыл бұрын
4::
@Eri-vw3nm
@Eri-vw3nm 3 жыл бұрын
እንታይ ዓይነት ጽንግሊል ሰብ ኢካ ወደይ ንስልጣንያ ስ ከም ሰብ ሓሲብካዮስ ብዙሕ መሃሪ መደባት የቅርብ እዩ ትብል ነዚ ኣውራጃዊ ጸቢብ ናይ ተጋሩ ታሪክ ከጸብቅ ናይ ኤርትራዌን ከነኣእስን ከስተናዕቅን እንተ ኪኢሉ ከኣ ክድምስስ ዝጽዕር ዘሎስ ሃላይ ኣድጊ ሰብስ ከም መሃሪ ጌርካ ተቅርቦ እስካውን ከምገለ ጽንግሊል ኢካ።
@yok6559
@yok6559 3 жыл бұрын
Ygermeka eu,, zeynbur agatimuna zelo nhna eritrawiyan shi gize ygageyu,etiom giga alewom tblom zelekae...ezom hjy teqawemti zbhalu bflay kea nay weyane tarik zfkru.
@adamtesheme5402
@adamtesheme5402 3 жыл бұрын
ኣታ ሰልጠነ ሲ ጽቡቕ ይምህር ትብል ኣለካ ወላ ንስካ ጥዑይ ኣይኮነካን ኩላትኩም ሓሰውቲ ኢኩም አዛ subscribe ጌረያ ዝነበርኩ መሊሰያ ኣለኩ ሓሰትኩም በዚሑ
@selamselamey8644
@selamselamey8644 2 жыл бұрын
ንሰልጠነ ምንኣድካ ብጣዕሚ ተሕዝን ። እንትርፎ ሕማቕ ናይ ኤርትራ ምጽብባቕ ወያነ ካልእ መደብ የብሉን ። ነቦኻ ኢዩ ሽፍታ ኢልዎ
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Yas you are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💯💯🙏💯🇪🇷♥️♥️💐💐💐
@Habesha28
@Habesha28 2 жыл бұрын
ሐቂ ምዝራብ ናይ ሰብ ሕልናዩ ስለዚ ሕልናኺ ፈትሺ
@selamselamey8644
@selamselamey8644 2 жыл бұрын
@@Habesha28 😂ሕልና ረብሓ ዶላር ድዩ ተቐይሩ ፡ ሕልና ኣልቦ ብዛዕባ ሕልና ክዛረብ ኣየመልካዓል እዩ ፡ ንስኻ'ውን ሓደ ካብቶም ስልጣንያታት ኢኻ ።
@Dream-bebe
@Dream-bebe 2 жыл бұрын
@@selamselamey8644 : yes ! Seltene has a valid point. We have a country called Eritrea 🇪🇷 but most of us can Not live there ! This is a fact !
@yemanegebrehiwot877
@yemanegebrehiwot877 2 жыл бұрын
Some of the issues, Seltene raised are beyond his moral and intellectual domains.He has over inflated opinion of himself; probably, because he makes his means of living by hooking his mouth on the microphone. Let Essayas Asfaha speak, and teach him, the hard way to Liberation.
@mebrahtomberhane1990
@mebrahtomberhane1990 3 жыл бұрын
ይከኣሎ ንስኻ ንባዕልኻ ሓቂ ዘይብልካ ኣምሰሉ ኢኻ: ንሃገርኩምን ህዝብኹምን ዶኣ ብሓቂ ከይትቃለሱ ፍሹላት ልቕሉቓት መቓብር::
@bereketabrham9314
@bereketabrham9314 2 жыл бұрын
መን'ዩ ትግርኛ ናብ ትግርኛ ተርጉመልና ኢሉካ ይካኣሎ ቶኽላ ኩሉ ነገርካ ከምገለ ወገን ናይ ሓደ ኮንካ ሰብ ኣይተወዳድር ዓቅሚ ተለካ ንሳቶም ደይብላ ናትካ ሓሳብ ቪዶ ስራሕ
@fanieri5079
@fanieri5079 2 жыл бұрын
ይከኣሎ ሓወይ እዚ ሰልጠነ ዝብሃል ግን ምሃሪ ዘይኮነ ወገንነት ዘለዎ ሰብ እዩ ኣድናቆት ዘድልዮ ኣይኮነን
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 3 жыл бұрын
ሕፈር ኢሲኻ ንገዛእ ርእሲኻ ወዲ ሱዉእ ኢየ ኢንዳበልካ ነቲ ጅግና ኣቦኻ ነቲ ዝሓደገልካ ታሪኽ ክትዕቂብ ዘይምፍታንካ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ።ጀጋኑ ኣቦታትኩምን ኣያታትኩምን ኢንዳጸረፍኩም ጀጋኑ ዓዲ ሃገር ክትንእዱ ትውዕሉ ።
@kbrinamlak3267
@kbrinamlak3267 3 жыл бұрын
እዚ ንእሽቶ ወዲ ሰብ ድዩ ዋላ እንድስሳ ህዝቢ ኤርትራ እኮ ኣብ 91 ከመይ ኔሩ ሰብ ብሓጎስን ብንብዓትን ሃገር ክስልጥን ተልዒሉ እዩ ደሓር ግን ካብ 95 ንደሓር ኣንፈቱ ሲሒቱ ስለዚ ናጽነት ኣምጺኦም ሕድሪ ሜሬትና ኣረኪቦምና እዮም። ስለዚ ኩናት መሪሖም እንታይ ኣምጺኦምልና ክትብሉስ ብጣዕሚ ገሪሙኒ ንስካ ከማን ባዕልካ እንታይ ዓይነት ዘረባ ትዛረብ ኣለካ?
@nahomzeru6308
@nahomzeru6308 3 жыл бұрын
ኩላትና ሃደምቲ ፈተውቲ ነብስና . ሃገር ክሒድናያ ወጺና .ውጽዕቲ ሃገር 💔💔💔
@selehaile3895
@selehaile3895 3 жыл бұрын
ኣቤት ሕፍረት!! ግዜ ረኺቦም ኩፉእ ክኣልሙ ግዜ ተበሊጽሎም ንጥቕሙ መዓስ ምስ ደቀሱ ክሓልሙ ኣበይ ምስ ከዱ ክደኽሙ። ብኽፍኣት ግብሪ ከፊኦም ኣብ ተንኮል ተሓቢኦም ሓድነትና ዘቕንኦም ኣንታ ነዝኦም ድኣ ሞት'ኳ ክንእሶም። ኣቤት ሕፍረት! ጓይላኻ ባህላዊ ኲናት ታሴራ ደርቢኻስ ሕቶ መንነት ሰብ ስረ ኢና'ብሉና ስረ እናተ ጓሕፈት። ንኽትሕሱ ግዜ ዝኣኸላ ምስ ግዜ ዝኸይድ ሓቂ ዘይብላ ኣንቲ ጁንታ ናትክስ ግርምባ! ደም ኣይንፋሰስን እንትርፎ ዕምባባ። ደም ዘይብልኪ ደም ከተፍስሲ ፍቕሪ ስኢንኪ ጽልኢ ክትድህስሲ ሕልና ዘይብልኪ መቃብር ሰማእታተይ ከተፍርሲ ንስኺ ረስዕዮ ኣይርስዖን እየ ኣነሲ!። ነቶም ዘይፈልጡኺ ኣሕዋት ኢና ነቶም ንፈልጠኪ ህ.ወ.ሓ.ት ኢና ጀሚርኪ ምስ ነብኺ ከተላልይና "ቶም ዘይፈለጡኺ' በልዮም ምበር ንሕናስ ኣጎቢዝና ኣራት ኪሎ ዘእተናኪ ኢና። ቃላትኪ ከም ፈትሊ ጎልፎ ክዝርዘር ኣይተዛረብናን ተዓዚብናኪ'ምበር ንስኺ ከም ክልል ንሕና ከም ሃገር በሊ ተቀበሪ ኣንቲ ሕማም ካንሰር ። እዞም ጠላማት ዘይሰብ ቅንዕና እናፈለጡ ንዓና ዝጋግዩና እዚ'ኮ እዩ ጭርሖና ናትና ዘይንህብ ዘይንደሊ ዘይናትና። ንዓይ፡ ንኣቡጃ ንንግስቲ፡ ካብ ከድጃ ክፈልዩና ብሃይማኖት ብኣውራጃ ተገልቢጣቶም እታ ዘርሰንዋ ምድጃ። መልሓሶም ከም ትርሺ ክባራዕ እዝንና ኣይኮነን እዝኒ ከዳዕ ኣፍንጭኦም ክትህረም ዓይኖም ትንባዕ ሽሮና ዝተሓሰመ ሕጂ ስግኦም ይብላዕ። መስርዕና ስሙር ሓድነትና ጥሙር ብኹዳ ዓረዛዶ ብተወደብ ክንጅምር ኣብ ስብራ በጺሕና ናብ ልምዓት ክንወፍር ቻው ቻው ወያነ ጌም ኦቨር። ኣብ መቃብር ኣይጥዓምኪ ኣብ ሰማይ ኣጥዓምኪ ንዘልኣለም ኣብ ግሃንም እሳት የንብርኪ።
@selehaile3895
@selehaile3895 2 жыл бұрын
ወየ...,ወየ...,,ወየ......ወየ ---------------------------------- ካኣ ዶ ነቂልኩም ኣይተ ገብረ-ኪዳን ነቂልኩም'ምብኣር፡ ኣይተ ገብረ-ኪዳን ንዓጋመ ዲኹም ኔርኩም፡ ፍሪኣን ዉሉዳን? ወይስ ንዓድዋ ኢኹም፡ ፍሪኣን ዉሉዳን? ንኣውላዕሎ ዲኹም፡ ፍሪኣን ዉሉዳን? ወይስ ንኣጽቢዳራ ኢኹም፡ ፍሪኣን ዉሉዳን? ኣበይ'ሞ ኢልናያ ንነብስኹም፡ ዓዳን ዓውዳን ንጻጸ "ኣለዎ" ክትብሉ፡ ሓኸለን ሞንጉዳን ኣብ ሓጋይ..." "ኣሎ" ክትብልዎ፡ ንበርቅን ነጎዳን ዘይ ብማዕዶ ኢና ንፈልጠኩም፡ ብወረን ማስሜዳን "ትግርኛ'የ ክትብሉ" ፡ ወዲ ስብራን ኩዳን "ወዲ ባህሊ'የ" ክትብሉ ወዲ ወለባን ኣሸንዳን ኣንቱም ክንደይ'ሞ ክንብሎ፡ ናትኩም ዕብዳን ንትግራይ" ኣነ'የ" ትብሉ ኔርኩም ፍሪኣን ዉሉዳን ከመይ'ሞ ረኺብኩሞ ፡ ጉድጓዳን ሓመዳን?! ከመዓልኩም ኣይተ ገብረ-ኪዳን ኣንቱም ኣቦ ጁንታ፡ ብምኽርን ብማዕዳን ጸሊም ዝልብኹም ከም ፋሓምን ሰሌዳን!! ውሑድ ዶ በሊዕኩም፡ ኩዕንትን ዛንገዳን ውሑድ'ዶ በሊዕኩም፡ ኣጉለን ዛንገዳን ይበኽይልኩም ኣለዉ፡ ኣንበጣን ጎሞዳን ይበኽያልኩም ኣለዋ፡ ተንኮልን ሕሰዳን ይነብዓልኩም ኣለዋ፡ ሓሶትን ሕሰዳን ጨግረን ይነጽያ ኣለዋ፡ ክዳነን ይቐዳን ከመዓልኩም መርዚ፡ ኮሮናን ለበዳን ከመዓልኩም ዓሶ፡ ሸሮኽን ለበዳን ንሓሶት ኔርኩም፡ መቅርባን ዘመዳን ንምትላል ኔርኩም፡ መቕርባን ዘመዳን! ንምድንጋር ኔርኩም፡ መቕርሳን ኣለዳን! ንጽውጽዋይ ኔርኩም፡ ከም ኣኽሊላን ዘውዳን ንሎኽሞኝነት ኔርኩማ፡ ሓርበኛን ኮርዒዳን! ርእሰ-ማል ኔርኩም፡ ናይ ቅንእን ሕሰዳን ርኢናዮ ናትኩም ልግስን ሒንዳን ኣብ ከበሳ ዝበቆልኩም፡ ሳህራን ምድረ-በዳን! ንትግራይ ኣእቲኹማ፡ ናብ መከራን ዕዳን ኣፍሪስኩምላ፡ መንደቓን ኣዕኑዳን! ህጻውንቲ ቆልዑ፡ ናይ ማህጸናን ከብዳን ንዓረር ሂብኩሞም፡ ንዘርኣን ዉሉዳን! ከመይ'ሞ ተቀቢልኩም፡ ዱንኩላን ሓመዳን? ከመዓልኩም. ..ኣይተ ገብረ-ኪዳን ጸሊም ዝልብኹም፡ ከም ፋሓምን ሰሌዳን ጁንታስ'ኳ ኣብ ቅድሜኹም፡ ሓሪራን ነዲዳን ኣግኣዝያን ቦኽሪ ጓልኩም፡ ኣበርዒናን ሰዲዳን ልብኹም ብጓሂ፡ ጉሂራን ነዲዳን ሓቃ'ያ ክትመርጽ፡ ጸላማን ጉድጓዳን! ሕነ ግዳ ኣይፈደኹምን ፡ ናይ ድርቡሽን ሕርዳን ርእሲ ሃጸይ ዮሃንስ፡ ገዲፍኩሞ፡ ኣብ ሱዳን! ምስ ሓሶት ካብ በተኽኩም ኪዳን ዳሓን ኩኑ ኣይተ ገብረ-ኪዳን ኣይሰደደኩምን መርገም ናይ ብሄራትን ራሻይዳን! ከም'ተን 9ተ ፕላኔት፡ ኣብ ህዋ ዝኾላን ዘኽድዳን 9ተ ብሄራት'የን ንሃገርና፡ ደቃን ዉሉዳን ስረ ኤርትራ ኣብ ቅድሜኹም'ያ፡ ዓንቲራን ሰዊዳን ኣንበርኪኻቶ ካኣ፡ ንጸቕጥን እገዳን!! ፍርዲ ናይ ኣቦይዝጊ'ዩ፡ ኣቦይ ገብረ-ኪዳብ ኤርትራ ካኣ፡ ናይ ኤርትራውያን'ያ፡ ንዉሉድ ውላዳን!!!
@gherghishtadeseshagu9608
@gherghishtadeseshagu9608 3 жыл бұрын
Yes 💯 💯 they have done their part.
@mikugulejoni6693
@mikugulejoni6693 2 жыл бұрын
Ferh abqalse zayrkab bemado werjia
@rutaaraya7464
@rutaaraya7464 3 жыл бұрын
እወ አውኡሎ ትሐቂ ክልቲኦም ሐቅነት አለዎም ግን መፍትሒ ንኽውሰድ ዝኾነ ስጉምቲ አይተወሰደን ዘረባ ዘረበባ ዘረባ ,,,,,,, ተግባር የለን አብ ኩላህና
@freedompeace3359
@freedompeace3359 3 жыл бұрын
ኩላ ሐሕርቃና ኮይና. ጽቡቅ ይብሉ. ጽንሕ ኢሎም ይገራጨው! ከምኤሬትራዊ ዝርአየኒ አሎ. ናይ ምርድዳእ ዓቅሚ የለን። ናይ ዝሐለፈ ኢልካ ኢልካ ታሪክ ኢዩ! ብሐጺሩ ኩላሃትና አብተግባር የለናን! ሐይልና አብና ማስ ሜዲያ ነንሕድና ንባላዕ አለና መፍተቱ ጸላኢ
@mihreteabhadgu7394
@mihreteabhadgu7394 3 жыл бұрын
Hawey nska wun xegie nay seltene eka twesid zeleka eti haki eba aytshefin
@ez-gp1fe
@ez-gp1fe 3 жыл бұрын
ዓርኩ አንጀራኻ ኣብሰል ተራሕ.ኣብቲ ዘልካዮ መዐቡል ጊላ አኻ ዘልኻ . ሰብኡት ብ ሰንኩኹም አኮ ናብ ኣንስት ቅይርኩሞም ከም ሰብይቲ ክትሓምዩ ትወዐሉ ሰብይታይ.ኣብዝይትፈልጦ ኣይትዛረብ ላቀባ ትግራዋይ አካ. መዓቡል ለማናይ
@efrembereket4317
@efrembereket4317 2 жыл бұрын
ሰላም ይካአሎ ሃገርት አፈሪቃ አብ መግዝአቲ ኢየ ከም ሃገርራት ተፈሊጠን
@dawitandu7719
@dawitandu7719 3 жыл бұрын
ሰልጠነ ጸገም ኣለዎ
@SunShine-xx5mq
@SunShine-xx5mq 2 жыл бұрын
👏👏👏👏👏👏👏 yes got our freedom please have Respect 🙏 our heroes 🙏 ❤ 👏 🙌 💙
@nashihg7867
@nashihg7867 3 жыл бұрын
ይካአሎ ሓወይ ኮፍ ኢልካ ክትራዳዳእ ጽቡቅ እዩ ግን ስልጠነ ዝዛሮቦ ዘሎ ናይ ቆልዓ እዩ እናፈለጠ ንስብ ከዳናግር ዝገብሮ እዩ። አነ ተጋዳላይ አይነበሪኩን ግን አብቲ ግዜ መንእስያት ኤርትራ ንናጽነት ኤርትራ ኢሎም ከይዶም እዮም ከም ባዕል አቦካ ከምዝበልካዮ ጅጋኑ ስለ ዝኮነ ናጽነት ኤርትራ ከምጽዋ ብቂዖም ክብርን ሞጎስን ንስማእታትናን ንጀጋኑናን።ብዱሑሪኡ እስያስ ነቶም ጀጋኑ ናብ ጉድጋድ አእትዮ ህዝብና ከምዝስደድ ታሪክና ከምዝጠፍእ እስቲል እውን ከምንጸንት ይገብረና አሎ መስለኒ።ስለዚ ህዝባዊ ግንባር ተቃሊሶም ሃገር አውሒሶም እዮም ዕድል ናይ ኤርትራን ናይ ህዝቢ ኩፉእ ዕድል ስለ ዝኮነ ሓደስብ ይረግጸና አሎ ህዝብና እውን ገርህ ስል ዝኮነ ዋላ ስላማዊ ስልፊ ይውረድ ክብል አይካአለን ስለዚ እስያስ አዳናጊሪዎም እዩ።ንሶም ግን አሚኖሞ እዚ ክጋጥመና ኢሎ አይገምትዎን። ጌጋካ ንክትመልሳ አብዘይካል ኮይኑ። ብናይ መንእስይ ሓበሬ ዘይምፍላጥ ንምዝራብ እውን አብ ኤርትራ አሽጋሪ እዩ መስለኒ ንስካ ትፊልጥ ኢካ ስለዚ መንእስይ ከምተበደለ ማንም ስብ ይፈልጥ እዩ አነ ባዕለይ እውን ይብለካ አለኩ መንእስይ እውን መብዛሕቱኡ ክስምዓካ አይድልይን እዩ አነባዕለይ ንክንደይ መንእስያት ሓቲተ እየ ጥራይ ጎይላ ሳዕሳዒት ናይ ኤርትራ ብልቢ ዝጽበዩ እዮም አነክአ ኑዑ ብክክታሎም ዘይምርስዖም የድንቆም እየ ስለዚ ይካአሎ ሓወይ አብታትናን አዴታትናን ኩሉ ንናጻነት ከይዱ ናጻነት ዘምጸ ክንኮሶ ጽቡቅ አይኮነን ንምሳሎ ናይ ሳዋ ብሓይሊ ን25-26 ዝገበሩ አነ ዝፎልጦም አለው ዘለውዋ ሽጉሮም ባዕሎም ይፈልጥዋ እሶም እውን ኩሎም ይሕዋትና እዮም ንሶም ጀጋኑ ሙካኖም ይአምን ስራዊት ኤርትራ ማለት እስያስ ማለት አይኮንነን ሞራል ምሃብ እዩ ዘድልይ ንምሳሌ ሓውይ ሳዋ ኩህሉ ይክእል እዩ ቆልዕት ወይ ስድራቤት እንተለውዎ አነ ንስድራቤቱ ክሕግዝ ይግባአኒ መስለኒ ከምዚ ገይርና እንተተረዳዳእና ይሓይሽ ኩቡር ሓው ይካአሎ ኤርትራ ግን ብሌን ዓይንን እያ ብመራሕቲ ትግራይ ተዓሲቦ ግን ንትግራይ ላዕሊ ንኤርትራ ታሕቲ ዝገቡሩ ከም ባዓል ስልጠነን አማንኤል አስና ቲቢ ኮሙውን ዮሴፍ ገ/ሂወት ዑስባት ጹቡቅ ናይ ኤርትራን ናይ ህዝቢ ኤርትራን እዮም ስለዚ ንስካ ደጋፊኩን ተቃዋሚ ብዘየገድስ ሓወይ ወይ ድማ ወደይ ትከውን ብሃገርካን ብህዝብካን ጥራይ ኩሩዕ ኩን።ናይ ስባት ዕላማ ንዖኦም ዝምልከት እዩ ንዓይ ግን ሓውይ ስለ ዝኮንካ አቦካ ጀግና ስለ ዝኮነ ከመስግኖ ይፊቱ ንህና ሕብረተስብ ንህጻን ውላዱ ሕማቅ ክዛርብ አይደልይን እዩ ንሳቶም ግን ሹጉሮም ባዕሎም ይፊልጡ ጀጋኑ ተጋዲለ ሃገር ዘምጽአ ናይ ባርኪን መኪና ክቆርጻ ምስ ርአኩ ተስሚዒነ ዋላ አብ ኦፊስ ናይ ጽሬት ዘይስርሓ ስትር ዝበለ አናብስ እየን እምበር ድሓን ሕማቅ ግዜ ስለዚ አይንጋጌ አጆና ክቡር ሓው ይካአሎ አብዚሔልካ አይሓቦርና ስለዝበልካ እየ ብጽሕፈት እውን አነ አብቲ ግዜ መንእስይ ነይረ ክዕግበካ አይክእልን እየ ምስ ስላምታ
@samrawitbelay3226
@samrawitbelay3226 2 жыл бұрын
I love the old man He is hero
@noah4567
@noah4567 3 жыл бұрын
ኢሰያስ ኣስፍሃ ብሱል ዘረባ እንተ ወያናይ ስልጣንያ ካብኡ ትጽበዮ ነገር ኢዩ። ጻድቃን ሓምኡ ኢዩ መስለኒ ጻድቃን ጻድቃን ጥራይ ኢዩ ዝብል።
@sabahailu8951
@sabahailu8951 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ጋዘጠነኛ ኣይኮነን።
@merhawinevergiveup7368
@merhawinevergiveup7368 3 жыл бұрын
ሰልጠነ ዘሮ ርእሱ ናይ ኤርትራ ኣይምልከተካን ኢዩ ኤርትራ ብደም ኢያ መጽያ ኣብመበር ኮፍ ኢልካ ከምዚ ኣይኮነትን ሃገር ትመጽ
@iloveme1991
@iloveme1991 2 жыл бұрын
ሓወይ መጀመርያ ንስካ ንባዕልካ ታሪክ ኣነጺርካ ፍለጥ፨ ክልኣይ ከኣ ተገደልቲ ኢርትራ ክንደይ ግዜ ኩሞቱልናን ክስንኩልናን ደሊካ ንሕና ብኮፍና.ንሶም አኮ ሃዲሞም ኣዶም ገዲፎም ከምዚ ናትካ ሃተው ከትው አዳተዛረቡ ኣይኮኑን ናጽነትና ኣምጺኦም.ይሰቆረካ ነቲ ሰልተነ ዝበሃል ከኣ አሪትራ ከማን ከም ወዲ ዜጋ ኣይትፈልተካን አያ በሎ።ከሃዲ ስውኣት!!
@sabahailu8951
@sabahailu8951 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ይክአሎ አይትፈልጡ እኩም። ካብዚ መድያ አልግሱ። እቶም ዝፈልጡ ክሰርሕሉ።
@sabahailu8951
@sabahailu8951 2 жыл бұрын
ይክሎ አቦካ ክጋደል ዝገደዶ እትዝነበረ ሰርዐት ሰለ ዝጸልኡ እዮም። ንሰካትኪም እቲ ዘሎ ሰርዐት ተጸልኩም ተቃልሰኩም ለውጢ አምጽኡ። ነቲ ተቃልሱ ናጽነት ዘምጸ አቦካ አይትጻረፍ።
@belaineshisak7165
@belaineshisak7165 2 жыл бұрын
ብጻይ ኢሰያስ ኣስፍሃ ግን አታ ሓቂ እሳ ኢያ ጀጋኑካ ገዲፍካ ባዓል ጻድቃን ከተደንቅ ከለካ መን ሙካንካ ኡኩል ኢዩ። ወዲ ሓካሪ ሕካር ሰልጠነ
@tomassamuel4922
@tomassamuel4922 3 жыл бұрын
ሰልጠነስ መዓልትኻ ደኣ ተጸበ (ኣርባዕተ ነጥቢ)
@robeltielle2254
@robeltielle2254 2 жыл бұрын
Entay ika mo ktgebr afnaq Hasad
@habtomh3392
@habtomh3392 2 жыл бұрын
You have no power other than talk like your evil masters Abiy and Isaias you just kill innocent civilians
@welditmogos1585
@welditmogos1585 3 жыл бұрын
Seltene loqmax
@godislove1991
@godislove1991 3 жыл бұрын
Your right
@ስብናብሰቡ
@ስብናብሰቡ 3 жыл бұрын
ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ሓራ ኣይወጸትን እንታይ ጌሩካ ። ቱርኪ ግብጺ ጣልያን ኢንግሊዝ ሃይለስላሴ መንግስቱ ኢሰያስ ይገዝእዋ ኣለዉ ። ሃገር ማሌት ብሕጊ ፡ ብቅዋም ትመሓደር ፈጻሚ ኣካል ሓጋጊ ኣካል ፈራዲ ኣካል ፓርላማ እንተልይዋ ናጻ ሃገር ትብላ ። እንትዘይኮይኑ ከም ድልየትካ ዘይትቀሳቐሰላ ሃገር ሒዝካስ ናጽነት ይበሃል ዕላጅ ።
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 3 жыл бұрын
ስዲ ክቡረ መጠን ነብሱ የክብረካ ጨናዊ ህግደፍ
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 3 жыл бұрын
@@ስብናብሰቡ ሐቂ
@nadoez7922
@nadoez7922 3 жыл бұрын
ናይ ስልጥነ አቲ ዝዓበየ ጸገም አንታይዲዩ መስሉኩም ሓደ ሰብ ዓዲሙ ዞሎ ካምታ ኑሱ ደስ ዘበሎ ዝሓቲትዞሎ አቲ ተሓታቲ ካን ደስ ቢዘበሎ መንገዲ ክሚልሶ ዒዲል ዝባሃል ኣይ ሂቡን አዩ ዝዓበየ ሕማም ናይ ሰልጥነ
@veterinarytechnology267
@veterinarytechnology267 3 жыл бұрын
aytemeharkan malet dyu kemzey felt geruni tbil Eritrean history aytemeharkan natka guday
@טספאיזקאי
@טספאיזקאי 2 жыл бұрын
ተፈታዊ ጎሮቤትና ኢዩ ዝባሃል ካብዚ ንማሃሮ ዋላሓደ የለን። እዚ ታሪኹ ኣዋሪዱ ታሪኽ ጎሮቤትና ከንጻባርቅ ግዚኡ ዘሕለፈ ኢዩ። ንስኻ ካኣ ይካኣሎ ብታሪኸ ኣቦታትካ ክትሕበን ይግባኣካ ስእሊ ኣቦታትና ሰሪቆም ከማን ይሕበኑ ንርእዮም ኣለና ሰቅ ኢልካ ለባም ለባም ኣይትጻወት ።
@isuabyi5683
@isuabyi5683 2 жыл бұрын
ሕዝቢ፣ኤርትራ፣ተኸዲዑ፣እዩ፣በቶም፣ዝኣመነም፣መልክዑ፣ሒዙ፣ዝመጽኤ፣ባርነት፣ካልእ፣ዘረባ፣ሃለልው፣ኣይትበሉ
@nadoez7922
@nadoez7922 3 жыл бұрын
ኣታ ይካሎ ዓርከይ አቲ ናጽነት ዘምጹ ኣቦታትናን ኣያታትናን ቢዝዕባ ናጽነትን. ሓሪነቲን ስለዝማሃሩ ዲዮም ናብ ኣጻሚ ጎቦታት ሳሕል ከይዶም
@SunShine-xx5mq
@SunShine-xx5mq 2 жыл бұрын
🤗👏👏👏👏👏👏💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrawinet kubur meninet huger gaganu ajoikm 🇪🇷 shebey mins Eritrean people ♥
@demhai4560
@demhai4560 3 жыл бұрын
Yekealo, the problem is not only for the older generation but also for the younger. Please do not compare who is the most guilty.
@temesgensibhatu2296
@temesgensibhatu2296 3 жыл бұрын
Do u have copyright to use his video in your media?
@kidankingbera4338
@kidankingbera4338 3 жыл бұрын
Ezi sebay tikekel alo tekawemti nay hgdf ember nay haki ayinkun
@ማንይናትድ
@ማንይናትድ 2 жыл бұрын
ናትና ስንፍና እካ እዚ እዩ ሰልጠነ ቅድሚ ሕጂ ጽብቅ የቅርብ እዩ እልካስ ተመክነሉ ኣለካ ንምንታይ እዚ መደብ ኣምጽእካዩ ቅድሚ ሕጂ ጽብቅ የምጽእነይሩ እልካስ ጽብቅ ኣሎ ድካ ትብልዘለካ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ብሓቂ ብደም ድካ ትንቃሳቀስ
@kelifamahmud6041
@kelifamahmud6041 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷 First Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💊💊💊💊💊💊
@batsebaber8932
@batsebaber8932 3 жыл бұрын
እንታይ ክንገብር ደሊካና ብጅካ ተጋድልቲ ንሲያስ ካልእ ዕድል ዝሃቦ ይለን ንህዝብና ከይቃወም ንሕና እዳብሉ ሽቂሮሞ ፡፡
@elnatannatnael8157
@elnatannatnael8157 3 жыл бұрын
ምንኒካ ሓወይ ፡ ህዝባዊ ግንባር ኢስያስ ጥራይ ኣይኮነን እቶም ተኣሲሮሞ ዘለዉ ተጋዳልቲ ንፍትሒ ህዝቢ ኤሪትራ'ኢዩ’ሞ ተኣስሮሞ ሕጂ ዝመርሓ ዘሎ ኢስያስ ጥራሕ እዩ ፡ ስለዚ ንፍትሕ ክድልዩ ዝተኣስሩ ስባት ከምዝለዉ ኣይንረስዕ?፧
@dawitzeriae7918
@dawitzeriae7918 2 жыл бұрын
ቅቡር.አያ.እቦና.እስያስ.ፀጋይ.እስኻ.ትስደደሉ..እስኻ.ዘይትኽብረሉስ.ናፅነት..እዩ.እንደጋና.ወያነ.ምሳኹም.ንጀብሀ.ክትሀርማ.ከላ.ንምትልይ.ዘልተዛረብካ
@ta-sy6up
@ta-sy6up 3 жыл бұрын
Seleten lele Eritrea netigray ika tehemem nseka nkulu aweraj akleleguzay mis Tigeray kekewen alewo behal eue wela hade aweraj nkun ember leli Eritrea Hegerena zebexhen yelen 🇪🇷🙏🙏🙏
@ፍራደፍር
@ፍራደፍር 3 жыл бұрын
ስልጣንያ እንታይ ታሪክ አለዎ
@erikuburmaninat8475
@erikuburmaninat8475 2 жыл бұрын
Eritirawunnet Kubur Meninet ❤🇪🇷9❤✊✊9🇪🇷9✊✊ ✊✊ 🇪🇷 Awat Nahafash 🇪🇷✊✊ ❤🇪🇷.9.
@yewhansmichael6819
@yewhansmichael6819 2 жыл бұрын
ደሓን ኢኻ ጽቡቅ ርድኢት ዘለካ መንእይ ኢኻ ንስኻ ትሓይሽ ከብኦም። ሰልጠነ መዝሚዙ ኢዩ ሰብ ዘቕርብ ትፈልጦ እንተኮንካ ንዮሃን ሚካኤል ኣብቲ ናትካ መደብ ኣቕርበልና በሎ ካብ A--Z ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ወሪድና ዘሎ ኣደራዕን መፍትሒኡን ብዝግባእ ከብርሆ!!! 🇪🇷👍👍👍
@fabs7161
@fabs7161 3 жыл бұрын
Seltene kebti 🐂 kof ilka ketbele Kemey semi belika gah bel
@ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ
@ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ 3 жыл бұрын
ብሓፂሩ ኣብ ኤሪትራ ልክዕ ጀጋኑ ነይሮሞ ኣብዝይ 20 ዓመት ውሸጢ ግን እትይ ጀጋኑ ዘመፀእዎ ናፅነት ኣብ ኤሪትራ ትሕቲ መሬት ተደፊኑ ፈቀድኡ ሰደትን ኣብ ሕድ ሕድ ኩናትን መናኣሰይ ጠፊኦም ይጠፊኡ እዉን ኣለዉ ኣብ እሰረቤት ተዓፊኖም ይነብሩ ኣለው እዝይ ጀጋኑ ተቃሊሳም ዘምፅእዎ ነፅነት ኩብሪ ኣይረክበን እዝይ ንላግፂ ህዝቦዊ ገንበሪ እናበልኻ ደቂ ሰውኣት ፈቀዱኡ እሰሪቤትን ሰደትን ይነብሩ ኣለው ሐደ ውዲ ሰውእ ተባሂሉ ኣፊልጦ ክብሪ ዝረክብ የለን ሐጂ ኤሪትራ ናይ ህግደፊ ሃገሪ እንበሪ ናይቶም ናፅነት ዝምፅእላ ጀጋኑ ሃገሪ ኣይኮነትን
@mtgerichannel
@mtgerichannel 2 жыл бұрын
*ብራቮ ይኪ ሽሕ ግዜ እዚ ብዱል ወለዶና ብሕጂ ክገብሮ ዘለዎ ብዙሕ እንተለዎ፡ ኮይሙ ግን ኣብ ዓድና ብዛዕባ መሰልካ ምሕታትን ናጽነትን ኣየመሓለለፉልናን የለን ውን ቆጽሊ በሊዖም ቆጽሊ ዘይትበልዑ ዮም፡ዝብሉ ኔሮም ስለዚ ምስ ጉድለትና ብሕጂ ንዕየ*
@elsaatobrehan2850
@elsaatobrehan2850 3 жыл бұрын
ዝገበርዮ ዘይ ብልካ ከ ምጽራፍ ፍትሕን ረብሓን ኣለዎ ዲዩ፡በዓል ጻድቃን መሃርን ከ አንታይ ኢዮም ክገብሩሉ ንህዝቢ አርትራ. ወይ ስ ብጉልባብ ካላኦት ዝመጽ ፍታሃሎ ኮይኑ ኢዩ ። ምንቃፍ ንግደፍ መዋልኩም ህዝባዊ ግባር ኢንዳ በልኩም ክትዛረቡ ግዘና ኢዩ አዚ ግዘ ንጥቀመሉ
@brhanelayne8345
@brhanelayne8345 3 жыл бұрын
ክክክክክ ሰልጠነ ዋላ ሓንቲ ብቅዓት የብሉን ብዛዕባ ፖሎቲካ ቀቢጸዮ ኢየ ንሰልጠነ ከ እንታይ ኢኻ ኣፍሪኻ ኢሉ ዘይሓቶ? ካብ ኣብዙይ መጽዩ ብወታሃደር ኤርትራ ዝዋራዘ እንታይ ዘይገበሩ ደልዩ መርሓቶም ዝበደልዎም ኢሰያስ ግን ጽቡቅ ገይሩ ገሊጽሉ ኣሎ ህዝቢ ኤርትራ ዋላ ደገ ውጽዩ ከማን ክሳማማዕ ኣይካኣለን ብሰንኪ ኣውራጃውነት፡ህዝቢ ምቅላል .....etc ከምዙይ ዝገብሩ ካኣ እቶም ሙሁራት ኢና ባሃልቲ ኢዮም።
@gwoldu
@gwoldu 3 жыл бұрын
I think the issue is compounded. We have to define by stage and a process. If not it is hard to continue the conversation.
@efremsium5816
@efremsium5816 2 жыл бұрын
ንሰካን ተፈታዊ ብሓደ ጥፍኡ
@filieyob2843
@filieyob2843 3 жыл бұрын
Nskan seltenen hade ekum nska amselu loqmax ... seltene kea getar fara
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 3 жыл бұрын
Ehi haqi sele zetezarebe
@akliluzerihun7483
@akliluzerihun7483 2 жыл бұрын
ሽም ጀጋኑ ትግረይ አብ በራሐትን አሮግቶትን ከይተረፈ ገኒኑ
@godislove1991
@godislove1991 3 жыл бұрын
Aye yikalo ,seltene dea meninet Eritrea zeqashish deykonen? Eritrea occupied by Turki, Egypt, Italian, Engliz and at the end by Ethiopia but our soldiers (tegadalti)they are sacrificed he /she them selves to Eritrean freedom that's it.
@amlakeybehaqisenayeka
@amlakeybehaqisenayeka 3 жыл бұрын
Neta agame ade 3 dequ kehegos eyu ab media ziwuel zelo
@andayaman4097
@andayaman4097 2 жыл бұрын
ይካኣሎ justification ኣይተብዝሕ።
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
You are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💯💯💯🙏🙏
@maryberhane6975
@maryberhane6975 2 жыл бұрын
Nebsaka Balge Shegr Nebsaka ENA Resahat Kamalat Agm Tefu Mes Maleleyat Wesat Yahasga
@elsamehari4943
@elsamehari4943 3 жыл бұрын
Seleten sede entay xbuk alewa
@berbere4478
@berbere4478 3 жыл бұрын
ን ሰራዊት ኣመሓዲርካ ን ሲቪል ህዝቢ ኣመሓዲርካ ዳርጋ ኩሉ ሓደ ኢዩ ብጣዕሚ ቁሩብ ፍልልይ ክህለዎ ይኽእል, ,ድሕሪ ናጽነት ኩሉ ምሕደራታት ካብ ዝላዓለ ክሳብ ዝተሓተ ተጋደልቲ ኢዮም ሒዞሞ ኔሮም ከምቲ ናጽነት ከምጽኡ ከለው ዝነበረ ምሕደራ ካኣ ኣማሓዲሮማ ካብዚ እንታይ ንርዳእ ቅድሚ ናጽነትን ድሕሪ ናጽነትን ኣብ ላዕለዎት ኣመሓደርቲ ጸገም ከምዝነበሮም ንርዳእ
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 жыл бұрын
🇪🇷🕊🙏❤👋⛪️📖🕌👋🇪🇷❤🙏🕊🇪🇷selam wedey eseyas haku eyu abafrica ztdeneke tarik kabulu alem kalay tarik wercawi eritrea dekey merabawan 20 abdeme ageda esrel nwelod ywagu alewu ageni hzbom nzeli hizpom yrguzu yduku alena weldena gezom zeyran zabena miti nazent bEJa Zhlefu weldena eritrea kemkdem weldena kurpat alena nzeli hizb eritre💪🇪🇷🕊👋❤
@MedhanieJesus
@MedhanieJesus 3 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ቆልካ ብልዓዮም እወ ሸፋቱ ኢዮም ታሪካ ብላዓዮ ፎእ ተጋዳለይ ይአርግ እምበር አይልብምን ።
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 3 жыл бұрын
ቀንዲ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ #ሰልጠነ ምካኑ #ኤርትራዊ ኣይትታሃመል
@sabettjus2338
@sabettjus2338 3 жыл бұрын
Well said and organized the way you perform the show always and keep up the good work my young brother
@erikuburmaninat8475
@erikuburmaninat8475 2 жыл бұрын
What GeneralS DID OF TPLF DONE TO TIGRAY PEOPLE'S?????????????
@akliluzerihun7483
@akliluzerihun7483 2 жыл бұрын
ሽም ጀጋኑ ትግራይ አብ ሰፈር ጸላእቶም ተፈሊጡ
@berhanhumed1808
@berhanhumed1808 3 жыл бұрын
Ata yikalo zbluka mejemerya tarikh Eritrea temahar
@Diva_Bella
@Diva_Bella 3 жыл бұрын
Seltene is a sellout and has no loyalty to his own identity. Seltene always try to destroy Eritrea history and has no respect to our martyrs and our Jeganu that paid their youth and their life to bring the history but claps for woyane
@erenasweet7936
@erenasweet7936 3 жыл бұрын
We just fighting on social maida my youngest brother. Good luck to us
@freedompeace3359
@freedompeace3359 3 жыл бұрын
So sad ya
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 2 жыл бұрын
ንፉዕ ተዋጋኢ ማለት ንፉዕ መራሒ ማለት ኣይኮነን።
@hegahega6866
@hegahega6866 2 жыл бұрын
ክላትኩም ንሕና ምህራት ኢና ትብሉ ምህራት ከይምስሎኩም ደናቅር ኢኩም ምሁር ናብ ትሙህርቱ አዩ ዞሎ በሓይሊ ምህራት ክትኮኑ ኣይትፈትኑ ኣውላድ ጋሓባ መነይክ ባራ ደቂ ለመንቲ ብድስላይክ ልቡክም ከጥፈኣልኩም አየ
@merihhabte9006
@merihhabte9006 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢኻ ንኹሕ ( ይካ ) ቀጽሎ ፡ ከመይ ኢሎም እዮም ግን ንዓና ነዞም ነኣሽቱ ወለዶ ኣይዓቀብኩማን ኣዝብሉና ፧ ኣይርዳኣንን እዩ ፍሪዶም የብሎም ፡ ንህዝቢ ግን ኣየናይ ደሞክራሲ ሚሂሮሞ ክንዛረብ ዘይፈቕዱልካ ዝበልናካ ጥራሕ ግበር ዝብሉ ፡ ዳውን ዝገብሩ ዘገርም እኮ እዩ ክንቀፉ ኣይደልዩን እዮም ። ምናልባት ምጽራፍ ንዕኦም ጽቡቕ ኣይኮነንን ከም ኣነ ፡ ግዳስ ክትነቕፎም ተመጺኻ ይኹርዩ። ብሓጺሩ ዲክታተርያዊ ስርዓት ባዕሎም እዮም ሃኒጾሞ ፡ ከየማእዘንዎ ፡ ንደርጊ ሰጊግና ኢና ኢልካ ካብ ደርጊ ዝኸፍኡ መራሕቶም ።
@kallerazg1578
@kallerazg1578 2 жыл бұрын
Ykalo hawey btaemi endye zednqeka nsentene hasad xbuk Nay hzbi Eritrea zey deli nswat zxerf
@BerhaneAdha
@BerhaneAdha 3 жыл бұрын
ይካኣሎ ሰልጠነስ ዝምህር የምጽእ እዩ ኣይትጋገ ሰልጠነ በጀካ ንህግደፍ ዝጸረፍ ካልእ ኣየምጽእን እዩ
@hagosfilipos3124
@hagosfilipos3124 3 жыл бұрын
Nhgdef zdgf do emo ab kemzi seltene zgebro dewo elom yetkulu eyom tehabieka wey baodawi shm gerka bzeka mxraf
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 77 МЛН
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 12 МЛН
Wait for the last one 🤣🤣 #shorts #minecraft
00:28
Cosmo Guy
Рет қаралды 14 МЛН
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
Alemneh Wasse # ትኩስ ዜና # በበላይ በቀለ #
10:24
Alemneh Wasse
Рет қаралды 46 М.
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Feta Daily
Рет қаралды 91 М.
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 77 МЛН