ህድሞና - ፈንቅል መበል 34 ዓመት - ዝኽሪ ቅብጸት ምስ ስድራቤት ተስፋይ ኣብርሃም - New Eritrean Video 2024

  Рет қаралды 77,237

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

Пікірлер: 328
@Merhawi-rn3go
@Merhawi-rn3go 9 ай бұрын
ኣሕ ነዚ ረሲዑ ሃገሩ ዝሸይጥ ዞሎ ዎሎዶ ክፍልጦ ኣለዎ ጹቡቅ ጌርኩም መሃሩና ደቂ ኤረይ ሪምና ❤❤❤
@mihretandemeskel2022
@mihretandemeskel2022 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ግዳስ እቲ አርእስቲ ናይበአል ጅግና ሐዉና ተስፋይ አብታ ጊዜ ዝነበረ ስእሊጌርኩም አበይ አለዉ ተትገብርዋ ብዙሕ ሰብ ምረአዬ ኔሩ ምክንያቱም ኩሉ ኤርትራዊ ብዛዕባ እዞም ክልተ ቆልኡትዘይሻቀል የለን። ሕጂዉን በጃኩም ከምብሐድሽ ስእሎም ጌርኩም ዘርግሕዋ።ሐዉና አብቲ ንእሽቶይ እድሜካ ካብዚ ዘስካሕክሕ አረሜናዋ ጭፍጨፉ ወፂእካ ምስ በራዉር ደቆካን ፅብቲ በአልቤትካን ዘርአየና አምላክ ተመስገን።እስካ ጅግና ናይ ኤርትራ ተምሳላት ኢካ ጠፍኡ እንዳበሉና መሊስና ሐይልና ደሚቅና ንወፅእ።
@selamitgerie7754
@selamitgerie7754 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኦዩ ታሪኽ ኤረትራዊ ዘጋጠሞ ተስፋይ ሓዉና ካአ እንካዕ ነዚ አብቃዓካ ምስዞም ሽኮሪናታት ስድራኻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዉጻእ ማዓት 🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🌷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ከምኡዉን ህድሞና ነባሪት ዕድመን ጥዕናን አብ ስራሕኩም አሳልጦ ይምነ ንመላእ ህዝበይ ሩሑስ ባዓል ፈንቅል ይግበረልና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🌹🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስዋአትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤️💛✋️✋️✋️💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazdesale8329
@almazdesale8329 9 ай бұрын
ተስፋይ ሓውና ምስ ክብርቲ በዓልቲ ቤትካን ደቅኻን ከምኡውን ሰላማዊት ሓብትኻ አንቃዕ ናብዚ ኩቡር በዓል ፈንቅል ኣብቀዓኩም ክብሪ ንኣምላኽ ይኹኖ ኣሜን ❤🇪🇷💕♥️🇪🇷💕🇪🇷❤
@gualeritrea6090
@gualeritrea6090 9 ай бұрын
ህድሞና ጽቡቅ ስራሕ፡ ን ዝቅጽል ከኣ ነታ ስእሊ ዝወሰዳ ሰብ እባ ኣቕርቡልና፡ ብህይወት ተሎ ብናቱ ወገን ዛንታ'ከ እንታይ ይመስል።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 9 ай бұрын
ነታ ናይ ቅብጸት ግን ንምንታይ ዘየቅረብኩማ ነየነይቲ ታሪኽ ይዛረብ ኣሎ ዘይራኣያ ብኸመይ ይርድኦ እቲ ኻልእ መደብ ግን ብጣዓሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ ህድሞና ነባሪት❤❤
@loveall892
@loveall892 9 ай бұрын
Ab yutube tzrgah aynet film aykonetin ab Eri Tv kitfno kola wn qolun nebse xoratn kriewo fqud aykonen
@lemlemhagerey6769
@lemlemhagerey6769 9 ай бұрын
ተስፊት ሓወይ ውጻእ ምዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ክብርቲ ብዓልቲ ቤትካን ምስ ምጭዋት ደቅኻን : ብዓል የናን ሄሉ ኽኣ ከምዚ ዓይነ ዛንታ ኣዝዩ ብዙሕ ስለዘሎ ከምዚ ጌርክን ከተምጽኣልና ንምሕጸነክን ::
@fn7619
@fn7619 9 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ እንቋዕ ብሰላም ወጻካ ተሪፍካስ ተዘንትወሉ አለካ ዝተረፉ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ርጉማት ጎረቤት ረኪብና እዚታት ሐሊፉስ ገና ከማን አይዓረፉን ናብ ርእሶም ይገልበጥ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AwetKeshi-b1j
@AwetKeshi-b1j 9 ай бұрын
Ahh😢😢😢 merir skay halifu eyu emo enkae akalekum trik hzbi eritria semieka aywudaen eyu xnue hzbi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@azebhagos9374
@azebhagos9374 9 ай бұрын
እታ ናይ ቅብጸት ነንኡተይ ከተርእዩና ነይሩኩሙ ምክንያቱ እቲሰብ ብዝያዳ ብስሚዒት ምርኣያ ይመስለኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኮሙ እንቃዕ ኣብዚ ኣብጽሓካ ምስ ሰለማዊት ሓፍትካ
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i 9 ай бұрын
ህድሞና ነባሪ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ሓደራ ብዙሕ ታሪኽ ኣሎ ዘይ ተነግረሉ አቶም ዋናታት ታሪክ ካይ ሓለፉ ከለዉ ታሪኽ ዋናታቱ ከዕልሉ ከለዉ ደስ ዝብል ❤❤❤🎉🎉🎉🎉💐💐💐💐🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@Noahbrhane
@Noahbrhane 9 ай бұрын
ህድሞና ነባሪት ኣዝዩ ተዘካሪ ታሪኽ ብምቕራብኩም ኣዚና ነመስግነኩም ተስፋይ ሓውና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምስ ኩሎም ስድራካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Gezana302
@Gezana302 9 ай бұрын
እዋይ 😭ኤርትራዊ ብመግዘእቲ ከንደይ ሰንብራት ከምዘለዎ በዚ ክትርድኦ ትክእል ብሐቂ ከቢድ እዩ ባሕርና ደም ተከፊልዎ እዩ :: እዞም ብሃገርን ብህዝብን ዘላግጱ እዚ ቃንዛ ክስምዖም ይግብኦም :: ህድሞና ነባሪት ምስ ቢድዮ ናይ ቲ ቅብጸት እንዳተሰነየ ከተቅርቡዎ ንዚያዳ መረድኢ ምኮነ ክብል ይደሊ የቀኒየልና ❤👋🙏 ❤
@abdellaali9498
@abdellaali9498 9 ай бұрын
Awet Ni hizbiy Eritrea ❤❤❤❤❤❤
@astergebremedhin8161
@astergebremedhin8161 9 ай бұрын
Ajoka hawey, i know it's so sad and painful. i can't stop crying 😂😂😂😂always proud of Eritrea people ♥️ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🙏♥️🙏🙏 God bless Eritrea people.
@kibreabhailselasi3883
@kibreabhailselasi3883 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ከቢድ ግፍዒ እዩ ወሪዱ ዘይርሳዕ ግፍዒ ህድሞና ነባሪት ብእትገብርዎ ዘለኩም ድማ ኣዚና ነመስግን ከም መዘከርታ ክትኮኖ ድማ እዛ ናይ ምስ ደቁን ሰበይቱን ተሳኢሉዋ ዘሎ ስእሊ ብ መልክዕ ፍሬም ጌርኩም ተትህብዎ ክንደይ ደስ ምበለና ዕቅምና ክንሕግዝ ድማ ድልዋት ኣለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክርቢት ማጭሆት❤❤❤❤
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 9 ай бұрын
ረዚን ዝኽረ ቅንያት ፈንቅል❤ ተስፋይ ሓውና እንኳዕ ኣብቀዓካ ምስ ሙጩዋት ስድራቤትካ ዘይሙኖን ዘሕዝንን ፍጻሜ ሓወይ ናተይ ነቢዕኻ ኣንቢዕኻና ❤ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና❤ዓወት ንሓፋሽ❤
@andreascarlsson895
@andreascarlsson895 9 ай бұрын
Ayewe hiziby Eritrea zehilefo miret. Tesfay hawey wuxa Meat.🙏🇪🇷❤
@wt7061
@wt7061 9 ай бұрын
ህድሞና ሎሚ ኣገዳሲ ኣምጺእኩሙልና ኩሉግዜ ካብርእሰይ ዘይትኸይድ ስእሊ ክንቅበርዲና ትበል ኣየወዝሓለፈ ግፍዒን መከራን በርብርዋ ፈትሽዎ ውጻእ መዓት እዛስድራኸኣ ኣብዚ በጺሕኩም ምርኣይና ንሕጓስ ሓውና ሓላልና።❤🇪🇷🙏❤🇪🇷
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 9 ай бұрын
Btaemi tehagusu 💯 sdrabet tesfay egziabiher amlak hadarkum ybark hdmona nebarit kbret yhabelna nEritrea 🇪🇷 hager selam rahwan
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 9 ай бұрын
እንቋዕ ጸወኻሉ ፍረ ደቅኻ የርኢኻ ክንዲ ስድራኻን የሕዎትካን ወሊድካ ኣለኻ ተመስገን ኣምላኽ🇪🇷💪
@genettekeste3951
@genettekeste3951 9 ай бұрын
ቢጀመርያ አምላክ ናካ ኢንካዕ ካብዚ ማዓት ዝወጻካ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ሽኮሪናታት ቆልዑ ወሊድካልና ። ቀጺለ ንህድሞና ነባሪት አምላክ ዕድመም ጥዕናን ይሃቢኩም ቢሓቂ ጽቡቅ መደብ ንቢዓተይ ምቁፃር ሲኢነ ። ቀጽልዎ አምላክ ይሓግዝኩም ።ሃገርና ካአ ሰላምን ቢጽግናን ይሃባ።🙏🙏🙏❤️❤️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solomonokubamicheal2592
@solomonokubamicheal2592 9 ай бұрын
ሰላም ሕፍቱ ኣብ ስዊዘርላንድ ኮይና ትከታተሎ ትህሉ ትኸውን ሰላም ሽኮር መተዓቢቲ ኣብ ዘለኽዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጎያታ ካብዚ መዓት ዝተረፍኪ ኢኺ ምስ ሓውኺ❤❤❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonasgebreslase5458
@yonasgebreslase5458 9 ай бұрын
Sekam sebey bekemey kirekiba ykiel nihaftu tehababereni 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@solomonokubamicheal2592
@solomonokubamicheal2592 9 ай бұрын
​@@yonasgebreslase5458 ናይ ድሓን ዲኻ
@yonasgebreslase5458
@yonasgebreslase5458 9 ай бұрын
​@@solomonokubamicheal2592yekeneley sile zmeleskaley rekibeyo eye 🙏🏻👍
@godisgood7456
@godisgood7456 9 ай бұрын
That is eritrean story 😢thank u to given freedom our martyers and fighters eritrea🇪🇷 glory for you ufffff 💔 😢
@Eriboy1
@Eriboy1 9 ай бұрын
ግን ጽልእዎ ፍተዉዎ ከም ህዝባዊ ግንባር ዉዱብ ይኩን መንግስቲ ፉጹም የለን ኣብ ቃልሲ በታ ዘላቶ ዓቅሚ ህዝቢ ይሕክም ፖውው ህዝባዊ ግንባርሲ ንበሩ ደኣ ሃገር ክትህሉ እዞም ኣብ ደገ ዝቃዎሙ ዘይኮኑስ ዝኮሮዩ ካብ ጸርፊ ወይ ምጽላም ሓሊፎም ዝገብርዎ የብሎሙን 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@sarateclab1936
@sarateclab1936 9 ай бұрын
ተስፋይ ሓወይ ምስ ስድራኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@Anbesa-t3u
@Anbesa-t3u 9 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ህድሞና ነባሪት ቀጽልዎ ተስፋይ ምስድራቤትካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ:: ሄሉን ዮናን ኣቀራርባኽን ብጣዕሚ ጽቡቅ!! ❤❤❤❤❤❤❤
@dendendebas9405
@dendendebas9405 9 ай бұрын
Tesfay hawey edmen tenan yhabka ms muluat sdrabetka❤️❤️
@sabaselomon489
@sabaselomon489 9 ай бұрын
እዋይይይይይይይ አዋይ ሕዝብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Good-w-canada
@Good-w-canada 9 ай бұрын
Off unqea be salam wexika Besinki eshuk zokonet gorbet Selam sinna❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷❤❤
@DejenDeke
@DejenDeke 9 ай бұрын
ከምዚ ዝገቦርና ጎሮቤት ሃገርና ክብረት ከማን ኣይግብኦን ።ክንደይ ቃንዛ ዘልውዋ ሰብ ኣለዉ ቁስሊ ሰብ ኣይትጉዱኡ እዞም ተቃወምቲ ዶ ገል ትብሉ።
@bestfriendsplayz1711
@bestfriendsplayz1711 9 ай бұрын
Wow meshAlah deki erey hedmona nice job thanks for sharing wow
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 9 ай бұрын
Hidmona medbatkum xebuk eyu gen kemzi netarikna zegelxe enda hawskum akerbulna. Thank you 🇪🇷❤😭
@shinyblade4569
@shinyblade4569 9 ай бұрын
Great people Eritrean hero may god bless you Tesfay. Congratulations abd great journalism.
@Rsweet2256
@Rsweet2256 9 ай бұрын
ኣብ ነፍሲወከፍ ኤርትራውያን ኣሎ ምስሊ ናይ ተስፋይን ናይ ሓፍቱ ሰላምን :ብጣዕሚ እዮም ዝሕዙኑ፣ እዚ ኩሉ ሓሊፉስ ተደሚርና ኣይከሰርናን ክኣ ይብሃለለይ፣ ከሲርና እምበር ቀያሕትን ጸለምንትን፣ ንኣሽቱን ዓበይትን 😢፣ ብዝኮነ እግዚኣብሔር ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷ይባርክ ህዝባ ብሰላም ኣብ ዓዱ ዝነብረላ ዘመን የምጻልና🙏🏽
@abebaderar8298
@abebaderar8298 9 ай бұрын
ካብቲ ኹሉ ደብዳብ ድዪ እቲ ኽፍአት ዝገብርዎ ዝነበሩ ከተርእዩና አለኩም ሐውና ተስፋይ ከአ አጆኻ ኩሉ ኤርትራዊ ሐውኻ እዩ አይትምባዕ አንቢዕካና ጸላኢኻ ይንባዕ
@darkj-kh7bm
@darkj-kh7bm 9 ай бұрын
እንቃዕ ናብ መበል 34 ዓመት ፈንቅል ኣብቅዓና እንዳበልኩ ንዓኻ ድማ እንቃዕ ናብ ምዝንታው ታሪኽካ ኣብቅዓካ እግዝኣብሄር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 9 ай бұрын
Thank you hdmona Nebarit❤❤❤
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 9 ай бұрын
❤👁👁❤ ውጻአ ማዓት አቶም ዝሓለፉ ዎትሩ ኣብ ልብና ኣይረሳዕናዮን❤🙏🙏🙏🙏🌹❤💪🌴🐪🌴🐪🌴🐪🌴🐪🌴❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭😭
@nazretmsgna3886
@nazretmsgna3886 9 ай бұрын
Ezi eu tarik hizbi eritra kemzi eu waga keflula neza hager 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@alemasmerom7706
@alemasmerom7706 9 ай бұрын
እንቓዕ ን ስርሒት ፈንቅል አብጻሐና ደቂ ኤረይ 🇪🇷✊ ነዚ ስሪሒት እዚ ዝፈጸሙ ኣርካናት ገድሊ ክኣ ክብር ሞጎስን ይኩኖም ዝያዳ ሓበን ንኣካለ ስንኩላን ይኩን' ሰማታትና ወትሩ ኣብ ልብና ይንበሩ. 🇪🇷ወትሩ 🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷
@wediafa
@wediafa 9 ай бұрын
ኣጆኻ ተስፋይ ሓወይ 😢😢😢😢 ነዚ ረዚን ዝኽሪን ታሪኽን መስዋእትነት ን34 ዓመት ድሕሪት መሊስኩም ስለዘዘከርኩምና የቀንየልና ህ/ነባሪት። ህድሞና ነባሪት ጌዜ ዶ ኾን ይነብረከኩም ብቴሌፎን ክንድውለልኩም?
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 9 ай бұрын
Welcome Hdmona Nebari❤❤❤
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 9 ай бұрын
Tarikna nsend,n maharo,eritrawiann texahifu zeywda tarik alena,tesfay hawna enka bhiwet terefka nkulom bhiwet zelewu sdraka admen tanan yhabom.Proud to be eritrean eritrea b deki shaibia kebira kitnebr ya 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 9 ай бұрын
ኣየወ ኤርትራዊ ዘሕለፎ ጸበባ !! ህድሞና በጃኩም ቀጽልዎ ጽቡቅ መደባት ኢኩም ትገብሩ ዘለኩም እሞ ቀጽልዎ ታርኽ በርብርዎ ብዙሕ ዝርኤን ዝበሃልን ኣሎ
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 9 ай бұрын
Eway hezbi eritrea zeyehlefo mekeras yehelu do kon eski negerewom amlak edmen tenan yehabkum tesfa yegeber kabzi chenketen tselten wetsikum tetuh hiwet ketmerhu 😢😢😢❤❤❤
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 9 ай бұрын
Tesfay hawey enka abzi derja abxehka🇪🇷❤
@yonasgebreslase5458
@yonasgebreslase5458 9 ай бұрын
Wayyyy tesfay wedi baxie hawey wedi ahaduyey abal glass edmen thinan yhabeley fetar ❤❤❤❤❤
@edenyared-j5f
@edenyared-j5f 9 ай бұрын
Ahhhh sebay habtey eui nayrui yrgalem eya smia tesfay teuim seb bjkia eba telfon natiu hji habtey b hweti yelian
@lilihaile9503
@lilihaile9503 9 ай бұрын
Asey deki erey welcome 🇪🇷🥰🥰 Ezi Tarik nay massawa libey tesere 😭😭😭😭
@peace-1900
@peace-1900 9 ай бұрын
Nay behaki tsbuk agelaletsa Enkaie nabzi abtsehaka tsefay mis famileka tinan edemen yehabeka wetru Awet N Hezebi Eritrea 🇪🇷❤ Zelealemawi Zekrin kibrin N Semaietatena 🇪🇷
@yors362
@yors362 9 ай бұрын
I am proud to be eritrea enqae nabzi kbur beal fenkil bselam abkiana awet nhafash 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@FerewenAsgdomFerwenasgdom
@FerewenAsgdomFerwenasgdom 9 ай бұрын
ወይ ባጽዔ መዐረይ አምላኽ ተመስገን ካብት ሐዊ ወጺና ነዘንትወሉ ተመስገን ተስፋይ ሐወይ ክደይ ስድራናን መዐብትናን ጠፍኦም ናይ ባጽዕ ዝሐለፈ ከቢድ እዪ
@sarahmichael1328
@sarahmichael1328 9 ай бұрын
Good job hdmona nebarit. Nhamyekum nerna. Eternal glory to our selfless martyrs. Ruhus beal Fenkil deqi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 9 ай бұрын
ዝኸበርካ ተስፋይ አዚ መሪር ዛንታ ኣሽንኳይ ንዓኻ ነቲ ዛንታ ዝስምዖ ውን ከቢድ አዩ።አዚ ዛንታ ብመጽሓፍ አንተዝዳሎ ብጣዕሚ ነባሪ ዛንታ ምኾነ ። ምቑራት ስድራ ምሉአ ጥዕናን ናይ ደቕኹም ኣብ ዓቢ ደረጃ ትምኒተን የስምረለን።
@yerganefia6420
@yerganefia6420 9 ай бұрын
Hdmona ኣዚና ነመስግነኩም ነዚ ዓቢ ታሪኽ ናብ ህዝቢ ምቅራብኩም ቀጽልዎ. ... Tesfay ሓውና ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻን ንመላእ ስድራቤትካን። ደሃይ ሰላም ሃሰይ ክትብሉዋ Hdmona ንላወበኩም
@aklilutec
@aklilutec 9 ай бұрын
Tarikh hezbi eritrea tebrbiru zey weda tarikh eu. Thanks, Yonan❤ haftey mes mesrhtikhi. Tesfay dema betaami zetenkif tarikh. Mes mulu sedrkha admen taanan yehabka. Yonan haftey zey tengre tarikh hagernan hizbena ketrwkh kesned sele zelwo kexlwo. Thanks, Hdmona nebrit ❤❤❤❤
@merhawigebremedhn1372
@merhawigebremedhn1372 9 ай бұрын
Thanks hodmona
@ኣስቴርማሓሪ
@ኣስቴርማሓሪ 9 ай бұрын
ኣየ እወ ቅብጸት ከም ሽማ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰
@ericaflower7
@ericaflower7 9 ай бұрын
For Tesfay.... You made to to this days 🙏🏼🇪🇷💯🇪🇷💯 To Hdmona nebarit... Thank you for this special program,eritreans history the tutoring and genocide. It would be great in between the interview if you had a clip from the time of Fenkil 1990...
@isayasbehre1727
@isayasbehre1727 9 ай бұрын
ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ዝተፈጸመ ግፍዒ ማእለያ እንቋዕ ናጽነት ሃገርካ ኣስተማቐርካ🇪🇷❤
@selamaraya5711
@selamaraya5711 9 ай бұрын
Aseyyyy des zbl deqi erey halalatey edmen tenan yhabkum fetari 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@Eriboy
@Eriboy 9 ай бұрын
ግዜ ኣኺሉ ! መዝገብ ታሪኽ ክግንጸል 😢😢😢😢
@Gigihabte3
@Gigihabte3 9 ай бұрын
Beataemi tsibuq gbrin tarikn eyu Kbryn Msganan N’Semaetatna Zelalemawi Zikri N’sweatna Awet N’Hafash 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@FithawitKifly-tr7bj
@FithawitKifly-tr7bj 9 ай бұрын
Very sad 😭 Eysus yberkam Eritrean
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 9 ай бұрын
ተስፋይ ተስፋ ኤርትራ ካብ ቅብጸት ጨካናት ጸላእቲ ወጺእካ ከተዘንትወሉ ምብቃዕካ ልዑል ፈጣርን ሕክምና ህዝባዊ ግንባር ዝተመስገነ ይኹን🙏🏽: ፈሪኻ ጽቡቓት ውሉዳት ስለዝረኸብና ከኣ ዘርእና ዘርኢ ኤርትራ ይብዝሑን ይባረኹን🇪🇷💖🙏🏽: ህድሞና ጽቡቕ ስራሕ: ነዚ ጸሊም ታሪኽ ግፍዒ ናይደርጋውያን ጨካናት ጎረቤት ክዝንቶን ክንገርን ኣለዎ: ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና: ኤርትራውነት ክቡር መንነት
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 9 ай бұрын
Enkae teref terekebkum kebidyu amlak hadarkan deqikan ybark🙏🙏🙏
@temesgenamlakey8600
@temesgenamlakey8600 9 ай бұрын
Edmen tenan yhabka tesfay hawna hdmona nebari ka yeqenyelna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷😃
@tesfaiyohannes8557
@tesfaiyohannes8557 9 ай бұрын
ህድሞና ታሪክ እና በርበርኩም ብቀጽሊ ክተቅርቡ እዋኑ ስለ ዝኮነ ቀጽልዎ የቀኔለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 9 ай бұрын
Betame nefekum des debll medeb 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯👑👑👑👑👑👑🤝🤝🤝🤝🤝
@yaredokbe4377
@yaredokbe4377 9 ай бұрын
ኤርትራዊ ታሪክ ኣብ ርአሲ ታሪኽ አንታይ አሞ ክንገብር ዓቅምና ዱሩት ኾይኑ አንበር ነዞም ክምዚ ዝኣመስሉ ሰባት ኣብ ፉሉይ ደርጃ ናይ ናብራ ክተንብሮም ይግባአ ነይሩ ምዓልቲ ይህልዎ ይኽውን ኣምላኽ ኣሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yodit1991
@yodit1991 9 ай бұрын
እንቋዕ ክትጸውየሉ ኣብቀዓካ ሓውና ተስፋይ፣ እንቋዕ ምቕሊ ሃበኩም ኣምላኽ፣ ክብሪ ንጀጋኑ።
@michaeltewelde3646
@michaeltewelde3646 9 ай бұрын
ተስፌ ሓውና ዓቢ ሰብ
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 9 ай бұрын
Eway hawey witsae meat inqae bel nabzi abqeaka gn nay haftka selam foto zeyreanaya qir elna 🇪🇷♥️💐
@abuibrahim627
@abuibrahim627 9 ай бұрын
ተስፋይ ሓውና ናይ መርከብ ደብዳብ ለይቲ ከ ረሲዒካዮ ዲኻ ጉድጋድ ድፋዕ ክንኩዑት።
@fn7619
@fn7619 9 ай бұрын
እዚ እኳ ነዊሕ እንድዩ ንስካ ድማ አድራሻካ ሃቦም ክስነድ አለዎ ሐውና እንቋዕ ከምዚ ኢልኩም ተረፍኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
@edenyared-j5f
@edenyared-j5f 9 ай бұрын
ewy tesfay sebay habtay eui nayrui teum seb ahhh
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 9 ай бұрын
እታ ሕጂ ክንቅበር ዲና ትብል ድምጺ ቁሩብ ከተሪኡዋ ይግባእ ኔሩ መስለኒ
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 9 ай бұрын
ውጻእ መዓት ሓውይ!! 🇪🇷⭐️🐪🙏
@AlmazAbraha-h6r
@AlmazAbraha-h6r 9 ай бұрын
Egazabhr Engae Abze Agaka
@ye1280
@ye1280 9 ай бұрын
Kemzi medebat amxulna , mknyatu mengstu yhash zblu ayashu alewu .
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 9 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ከመይ ዝበለ ስቃይ ከምዘሕለፈ ንዝርድኦ ብጣዕሚ ከቢድ ዩ ጽንዓት ህዝቢ ኤርትራ ግን መዳርግቲ የብሉን ኣጆኻ ሃሊኻ ነዚ ክተዘንቱ ዘብቃዓኻ ከምኡ ውን ኣብ ውላድ በጺሕካ ኣጆኻ ጽናዕ ይብለካ ❤️❤️❤️❤️
@godisgood6498
@godisgood6498 9 ай бұрын
Still me too Emotional 😭
@gelila6890
@gelila6890 9 ай бұрын
A lot of love for Eritrean ❤❤❤. I wanna ask where can I find the video of him and his sister when they were young in the middle of the war?😢❤
@AmanuelGebrekal
@AmanuelGebrekal 9 ай бұрын
Enkae nabzi kubur beal abxhaka kubur haw mulue teana yhabeka mis sdraka ❤❤❤❤❤ ❤❤❤
@Tarikeritrea
@Tarikeritrea 9 ай бұрын
እታ ቪድዮ ናይ ቀደም ዘይምስናይኩም ከም ዓቢ ጉድለት ኢና ንቖጽራ። ንተስፋይ ግን፡እንኳዕ ተረፍካሞ፡እንኳዕ ኣብዚ ኣብጽሓካ ክብሎ ይደሊ
@Abebakidane-d5g
@Abebakidane-d5g 9 ай бұрын
Btami des ktblu🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@Firehabte12
@Firehabte12 9 ай бұрын
ኤርትራዊ ዝረኸቦ ማዐት❤🇪🇷
@bestfriendsplayz1711
@bestfriendsplayz1711 9 ай бұрын
Happy keniyat fenkil deki erey kulukum selamna yebzah tesfay family nice 👍 edemey yemeneyelka mes sedraka
@woineteklea275
@woineteklea275 9 ай бұрын
God bless you guys sad story I'm so sorry Berther we love you guys God bless Eritrean 🙌 🙏 ❤️ ♥️ 💙 💖 🙌 🙏 ❤❤Amen 🙌 🙏 💕 awet 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 Nhfash Eritrean 🇪🇷
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 9 ай бұрын
Ruhus Beal Fenkil❤❤❤
@ሄሪ
@ሄሪ 9 ай бұрын
እዋይ ብጠዓሚ መሪር ሂወት እዩ ሓሊፉ እንኾዕ በል ንስካ ብሂወት ተረፍካ እንበር ብጠዓሚ እዩ ዝሕዝን 😢😢😢
@desuMengs
@desuMengs 9 ай бұрын
Kibret yohabkum hidmona nezi kibur wixae meat tesfay zemxaekumlna amlak debisukalo ajoka kubur hawina ❤
@hayaalabid8285
@hayaalabid8285 9 ай бұрын
Hodmona nabare xebouke serahe tasfay haway wexa meate eka amela edman tenan yehabka mess sedrabetka❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@GhidayHaile
@GhidayHaile 9 ай бұрын
Zihalfe nay Messwa nay Eritra btami eyu zenbaka Amlk nhegrna mexenne kuna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@robielzeray7285
@robielzeray7285 9 ай бұрын
Waww Mesati zanta
@abebaderar8298
@abebaderar8298 9 ай бұрын
እዛ ከምዚ ትገብርኦ ዘለኽን ክትቅጽልኦ አለክን ኤርትራዊ ዘሕለፎ ሽግር ክፍለጥ አለዎ ምስዚ ኹሉ ኸአ ዳግማይ ናብ ሽግር ከእትውና እንድዮም ዝጽዕሩ ዘለው በጃኹም ንምሃረሉ
@alganeshgebrekristos2737
@alganeshgebrekristos2737 9 ай бұрын
Naybhaki admen tenan yhabkin fetari kemzi gerkin msaom bmalkin kbri yhabkin mkniatu amet amet abzkrin nbatn ymlsna admen tenan yhabkum fetari ms dekikum ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@seareasgodom7010
@seareasgodom7010 9 ай бұрын
ከም ዎትሩ ጽብቅ ስራሕ ህድሞና ነባሪት ግን ምስቲ ታሪክ ብከፊል ቁጭል ኣቢልኩም እታ ፍጻመ ምሱኡ ከተምጽእዋ ነርኩም ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
@fqribeyney3785
@fqribeyney3785 9 ай бұрын
The very touching history of Eritrean people.
@selamabrham7211
@selamabrham7211 9 ай бұрын
Tesfay hawey wela btelefon yrkebeka kemzi ele krika keleku kab aqen nlaili yhgos ms nbatey.amlak gehts ngets kerakbena ytsli.ajoka tesfay hawey.
@semeretekle2927
@semeretekle2927 9 ай бұрын
Bihaki hawiki diyu hawili etokoynu deyrisia ab hangol kulu Eritrawi deytrsae eya emo ekae abxehakum
@wintahadish9592
@wintahadish9592 9 ай бұрын
Ajoki aykonen nisiki nihina keman bi bikyat motina ajokum kerakibekum eyu fetari amilak tium entay yiseano
@abebaderar8298
@abebaderar8298 9 ай бұрын
ንእሽተይ ክፋል ካብ ቅብጸት ከተርእዩና ኔርኩም እዞም ክፉአት ግብሪ ሐሳዳት እንደገና ኸአ እዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ንኽፈልጦ
@eritrea6227
@eritrea6227 9 ай бұрын
Tesfay hawey egzabher Amlak mes familka Edman tinana yehbkum hdmona betami xibuk serha kaxelewo 🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@hadgu2562
@hadgu2562 9 ай бұрын
ተስፊየ ሓውና ኣጆኻ ኒዚ ዝሓለፈ ህዝቢኢዩ ሎሚ ታሪኹን መኒነቱን ኪድምሰስ ኣለዎ ዝብሉና ዘለዉ። ኤሪትራዎ መኒነት ስድራ ከምስድራ ዝጸነተሉ ቢደምና ዘምጻአናዮ መኒነት ኢዩ።
How many people are in the changing room? #devil #lilith #funny #shorts
00:39
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 7 МЛН
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
00:59
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
MrBeast
Рет қаралды 254 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,7 МЛН
EMN -  ኣብነታዊ መንእሰይ - Eritrean Media Network
51:23
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 53 М.
How many people are in the changing room? #devil #lilith #funny #shorts
00:39