No video

ህድሞና ሾው - ኣባዲት ኣብ ሕምብርቲ | Yonas Abraham with Abadit - New Eritrean Show 2024

  Рет қаралды 195,699

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

Пікірлер: 1 500
@user-me2uu1oj8v
@user-me2uu1oj8v Ай бұрын
OMG❤ የእናቴ ሀገር ሕንብርቲ ነው የአባቴ ደግሞ አዲከፈለት ነው የአደኩት ኢትዮጵያ ነው አሁን ቤተሰቦቼ በወያኔ ሰአት ወደ ኤርትራ ሄዱ በጣም እመወደዉ ሀገሬ ስላየሁት በጣም ደስ ብሎኛል አሁን Canada ነው ያለሁት ግን በየ 2 አመት እመጣለሁ ቤተሰቤ ለማየት ሕምርቲ በጣም የምወዳት ሀገር ነዉ thank you so much sister I'm very happy to see you❤❤❤
@LunaAraya-lg1dv
@LunaAraya-lg1dv Ай бұрын
Enkan des aleh wendima
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Ай бұрын
❤❤❤ 😘💐🇪🇷
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
እኔ ዓዲ ከፊለት ነኝ ❤
@AhmedMohammedshifa
@AhmedMohammedshifa Ай бұрын
ታድያ ለምን በትግርኛ ኣትጽፍም?
@user-me2uu1oj8v
@user-me2uu1oj8v Ай бұрын
what's the problem ? did you affect you ?​@@AhmedMohammedshifa
@Yonas_Habte
@Yonas_Habte Ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ናይ ሕምብርቲ ዘቅረብክሞ መደብ አባዲት ሓየት ፡ ናይ ሃይኮታ ኸአ አምጹኡልና ❤❤❤
@kikilove6751
@kikilove6751 Ай бұрын
ደቂ ሕንብርቲ ኣለኩምዶ ናፍቆትኩም ኣውጽኡ❤❤❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
ኣለና እወ ግን፡ጋላነፊሒ እየ
@MerhawitIsaak
@MerhawitIsaak Ай бұрын
@@BlesssedDay kulu hade
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
@@MerhawitIsaak ጋላ ነፍሒ፡ዓደም ነገር፡ዓዲ ራእሲ ኩለን ብሓደ እየ ዳርጋ እወ ሓቂኪ
@piealpha795
@piealpha795 Ай бұрын
ኹላትና ደቂ ሕምብርቲ ፣ ኹሉ ዓድና ኤርትራዊ ኹሉ እዩ ዓዱ
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 Ай бұрын
ዮኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ የቀንየልና ጽቡቅ መደብ ኣባዲት ሽኮር ምስ ስድራቤትኪ የቀንየልና
@enoghe9474
@enoghe9474 Ай бұрын
ዮኒ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ በጃኻ ቀጽሎ ካብ ኣስመራ እዳ ወጻኻ ናብኩሉ ዓድታት እዳ ኸድካ ባህልናን ታሪኽናን ህዝብናን ኣላልየና::
@abadita3585
@abadita3585 Ай бұрын
ስደት ን ኤርትራ ክኸውን እዩ ኣብ ቀረባ ግዜ love u ደቂ ኤረይ ❤❤
@RihanaTedros
@RihanaTedros Ай бұрын
Ygberelena ❤❤❤❤❤
@dhydfhdu-me6xg
@dhydfhdu-me6xg Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@WeiniSolomon-pt1vj
@WeiniSolomon-pt1vj Ай бұрын
@@abadita3585 🥰🥰🙏
@user-gf3es3wi9i
@user-gf3es3wi9i 29 күн бұрын
( ጋዜጠኛ ዮናስ መጀመሪያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ቀጺለ ኣባዲት ብጣዕሚ ርሕስቲ ሓፍትና ኢያ ንምንታይ ሰሓቅ ብሰሓቅ ምስጀመርትና ናይ ሓውና ቢንያም ቱርዲፍራንስ ታሕጓስ ብታሕጓስ ጌሩና ከሙኡ ኢሉ ዘመን ሰላምን ራህዋን ክገብረልና ይመስል )
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Ай бұрын
ዙራሞ ሃገርካ ጠምት ትዓዘባ❤ሃብታም ብተፎጥሮ ዓዲ ዋሓይዝ ሩባ❤ ባዓልቲ ዓበይቲ ኽራን ዓበይቲ ታባ❤ 9 ቢሄራት ተባዕ እዩ ህዝባ❤ ኣባዲት ጻዕዳ ልባ ኩሉ ዘጸብቀላ ጌጠር ኣይእግማ ከተማ ባርካ ኣይሽግራ ከበሳ ሳዋ ኣይግድሳ ሰሜናዊ ባሕሪ ኣባዲተይ ብሪ ኢኺ ብሪ ኣብ ዘለኺዮ ብሰላም ንበሪ። ❤🎉❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉!!!
@asterasfaha3136
@asterasfaha3136 Ай бұрын
@@haderakelati1160 Abadit has a competitor 👍
@ruthalinda8358
@ruthalinda8358 Ай бұрын
ኣባዲት ሽኮር ምሰ ኩሎም ስድራቤትኪ ሕጉሰት ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ዮናስ ነመሰግነካ
@hannaeskasim
@hannaeskasim Ай бұрын
እውይ ኣነስ ክፈትውኩም ❤ ብፍላይ ኣቶ ዮናስ ክትብለካ ኸላ 😂 ክልቴኹም ሽኮሪናታት ።ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ❤❤❤❤
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
አሰይይይይ አባዲት ሽኮር ምስ ስድራኪ 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@letinaabay6991
@letinaabay6991 Ай бұрын
ኢዋይ ኢታ ሰበይቲ ሓዋ ክኣ ዝበለጸት❤
@lul9652
@lul9652 Ай бұрын
ዮናስ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ። ህድሞና እሞ መሊእኩም ደኣ ዘይትጸድቁ ጋሽ ባርካ ውሰዱና ምስ በዓል ቤታን ደቃን ደቂ ሃይኮታ ድማ እንታይ ይብሉ ብዛዕባ ኣባዲት ክነግሩና
@Mennetey34
@Mennetey34 Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መሃሪ መደብ ምስ ዓድኻን ባህልኻን ዘላሊ መደብ የቐንየልና ዮናስ /ኣባዲት /ኮምኡ ውን ሰይቲ ሓዋ ናባዲት 👍❤️🌹
@yoditbelachewbekele3557
@yoditbelachewbekele3557 Ай бұрын
ወይ አባዲት ቅጭን ዓድኺ ካዓ አርኢኽና አነሰ ከፈትወኪ ሓዳሸ ቪድዮ ተመፅያ ናትኪ ሰርሓይ ገዲፈ ኮፍ ኢለ እየ ዝሪኤኪ ዘረባኺ ከጥዕም ዋላ አቶ ዮናሰ ላዛኹም ከጥዕም ዮዲት ይባሃል ትግራወይቲ እየ❤🎉🎉
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
ኣነስ ከተማ እየ ዓብየ እንዳ ኣቦ ሓጎይ ዘኪረ ህድሞና ውሻጠና ኣመና ናፊቐ ጓል ትግራይ ዓጋመተይቲየ❤
@joniboy7965
@joniboy7965 Ай бұрын
ኣባዲት እንታይ ግዳ ክፋእ ዘይብላ ጻዕዳ ልባ ዕላላ ጡዑም መዓር ጸባ
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg Ай бұрын
ዋይ ዞም ስድራ ደስ ክብሉኻ 😘❤️ እዘን ማማ ድማ ልክዕ ከም ኣባዲት ብርሃን ገጸን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏🏽🥰🥰🥰 ጋዜጠኛ ዮኒ ኣቤት ከጸብቐልኩ ባህላዊ ክዳን ግርማ ኣቦሓጎታትና😇🤠 ኣርኢኹምና 😍👏🏽👏🏽ኣባዲት መቐረት ሂወት 👸❤ ሎሚ ድማ ዝያዳ ኣሐጒስኩምና ብጣዕሚ ነመስግን ህዝብና ጥዑም ለዋህ መሬት ዒድና ዳግማይ ንረግጸሉ ግዜ የምጸኣልና 🙏🏽🤲🏽 ዓዲ ሕምብርቲ ጽቡቕ ዓዲ 🌱☘️🍀🌻🌾⛪❤️🕌🥰💐🌴🐪
@elsayosief770
@elsayosief770 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 Ай бұрын
ናይባሓቂ
@amanetberhane6093
@amanetberhane6093 Ай бұрын
Waww ናይ ሎሚ መደብ ይበል ገጠራት ከድኩም ከምዝታታት ኣምጹልና ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robelabraham2874
@robelabraham2874 17 күн бұрын
እዋይ ሕምብርቲ ንድሕርቲ መሊስኩምና! ማእቶት 1996 ኣብዚ ዓዲ ነይርና ።ብጣዕሚ ጹቡቅ ተዘክሮታት! ንኩሉኩም ኣዳለውቲ ኣምላክ ይባርኹም! የቐኔልና! ብዙሕ ሰላም!
@silassibhatu8113
@silassibhatu8113 Ай бұрын
ኣባት ሓፍትና ሕምብሪትይ ጺቡቅ ገሊጽኪያ ንፍዕቲ❤❤❤ የናስ ሃወይ ዮናስ ሃወይ ንኣባዲት ክብርን ምስጋና ትብለን ብተዳጋጋሚ ክብሪን ሚስጋናን ንእግዛብሄር ጥራይ አዩ ዝግባእ እሞ ክልእ ቃል ኪጥቀም ብትህትና ሓብራ።❤❤❤❤❤❤
@GebielaAman
@GebielaAman Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Meda-o5c
@Meda-o5c Ай бұрын
ጽቡቅ ትገልጽ ኔራ ኣዴና ንግስቲ ሃዊኩማ ቁሩብ❤
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Ай бұрын
ዋውውው ሕምብርቲ ከቲማ እያ ባ ኣሰይ ጹቡቅ ሬአና ያታና ባህልና መነባብሮ ጌጠር ወትሩ ተዘካሪ። ❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷!!!
@user-ng1gh4jc6k
@user-ng1gh4jc6k Ай бұрын
😂😂😂የናስ ጥውቕ ጥውቕ ግደፍ. Baba Yoni and abaditey i love you so much guys ❤❤❤❤❤❤
@LingoLingo-sp3er
@LingoLingo-sp3er Ай бұрын
ኣባዲተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘይ መጸጸ ግርህናን ቅንዕናን ዝመልኦ ዕላልኪ ምሃርን ምዓድን ኣዘናጋዕን ብምካኑ ብዙሕ ሰብ ክፈትወኪ ክኢሉ ከምቲ ትዓዘብትኺ ደስ ዝበለና ዝተረፈ ሂወትኪ ሓጎስን ደስታን ዝመልኦ ክኾነልኪ ንምነየልኪ ህድሞና ድማ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ቀጽልዎ ሰላም ንህዝብናን ሃግርናን ይምነ።
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ😊
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs Ай бұрын
ሕምብርቲ ዓደይ ቅድሚ ኩለን ገጠራት ነይራ ኣባዲት ኣዛዊርክና የቀንየልና ዮናሰ 🙏✨
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ😊
@MengsteabHabtom
@MengsteabHabtom Ай бұрын
ኣሕ ዓድና ስድራና ናፊቅና ስደት ረሳሕ ወለድና ጭዋታት፡ እዘን ብሩካት ኣደታትናን ገዘአን ምስ ራእኩ ኩላ ገዛና ዝዓበኩላ ዝሓንቀቅኩላ ስጡም ገዛና እዳዓለቦይ ሎሚ ብሂወት ዘየለዉ ዓባየይ ኣቦይን ኩሉ ዘኪረ ነቢዐ ናፊቅና፡ ስደት ጡዑም ኣይኮነን ባህልና ጥዑም መሬትና ብሩክ ብሓቂ ዮናስ በሊሕ ኣያና ሓውና ❤ ኣድኒቀ ኣይጸግበካን ርእስና ኣሐዲስካዮ ዕድመ ይሃብካ ካብ ንእሽተይ ሓውካ ወዲ ጫዓሎ ሃዳድም።😢😢
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f Ай бұрын
አባድተይ ብሓቂ ነፀህቲ ሰብ አኪ ምሳኪ ዊዒለ ማሓደሩኩ ሰላምን ቅሳትን ይመነይልኩም ንኩሉኩም ሰማዕቲ ትግርኛ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 27 күн бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ፕሮግራም ዮናስ ሓዉና ብዝሓየለ ክትቅጽሎ ካኣ የዘኻኽር: ካልእ ግን ኣብቲ ገዛዉቲ (ህድሞ ) ክትኣትዉ እንከለኹም ነጸላ እንተትዉንዘፍ ኔርካ ዝያዳ ምማዕረካ ዝብል ርኢቶ አኔርኒ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈☝️👌👌
@user-kr5gt3fd9w
@user-kr5gt3fd9w Ай бұрын
Ohhh a ሕምብርቲ ዓደይ miss you🤍💚
@billusemere3163
@billusemere3163 Ай бұрын
Adeyyyy seyti hawa NIGSTI des keteblka ade 🇪🇷❤️ edemn tinan yehbken Amlak 🙏🏿
@MerhawitIsaak
@MerhawitIsaak Ай бұрын
@@billusemere3163 hatney mearey eya btaami shikor eya tamti
@helenasefaw326
@helenasefaw326 Ай бұрын
Abzia mes wedi abadit mese wedi jebeli arakibka inteview geberlom teblu abzia like geberu
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g Ай бұрын
Helen hawi katewa geza deliki ❤🤣🤣🤣😂😂🤣🤣😂😂🤣🤣🤣
@kirosghebrewold7080
@kirosghebrewold7080 Ай бұрын
ስደት ካብ ዝወጽእ ከመዚ ሲሒቀ አይፈልጥን አባዲት ብሐቂ ቴራቢ እያ
@user-su7he2po3c
@user-su7he2po3c Ай бұрын
Eway ደስ ክትብሉ ናይ ሎሚ ፍልይቲ ንፋስ እንዳተሃረምኩም ዮናስ ዓድታት ኣርኢኹምና ከይተቃርጽዋ ህድሞና ነባሪት ን ኣባዲት ንወዲ ከረን፡ ን ወዲ ጀበሊ ሰሚዕካ ኣይምነውን ኢዮም፡
@user-ig5dm3up6l
@user-ig5dm3up6l Ай бұрын
ዋኣዉ ባህልና ጥዑም ንዓድና ንምለሰሉ ይበለና ፈጣሪ ስደትና የሕጽረልና❤❤❤
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 Ай бұрын
😂😂😂😂❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Absolutely Eritrean Lovely mothers are the Light of the house. Home sweet home, Eritrea 🇪🇷 💕 ❤️
@tsegino5553
@tsegino5553 Ай бұрын
ወይ ብርሃን ትርኢት ኣንታ ዛ መድሃኒት ሓፍትና እንቃዕ ኣምጻካልና ኣቶ ዮናስ ውን ብጣዕም ብቅዓት ኣለካ ንኹሉ ሰሓቅ ፍሽኽታ open ልቢ ኣለካ በዓል ግርማ ብሩኽ ናይ ሓጎስ ቅኔ ቢንያም ሓውና 🙏🏻😁❤️🙏🏻❤️
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 Ай бұрын
እንግልሽ ምዝራብ ደኣ ሳላ ህዝባዊ ግንባር እንታይ ይስኣና ንኹልና ብማዕረ እንደዩ ሰሪዑና ዓወት ንሓፍሽ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷!
@yergayerga6254
@yergayerga6254 Ай бұрын
አሰይይይይ ጽብቅቲ ፍጥረት ቀጽልዎ ዮኒ ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤሬይ ጽቡቃተይ❤❤❤❤❤❤
@selamitgerie7754
@selamitgerie7754 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አባዲት ሽኮር ንኹሉኹም ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤️💛💙😍👏✋️👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤😊
@blackbulltrex
@blackbulltrex Ай бұрын
ኤርትራዊት ኣደ ኣቦ ንኽሕሰሉ ግዜ የምጻኣልና፡ ኣነሲ ከፍቅረኩም።
@user-pc8jb5oz8p
@user-pc8jb5oz8p Ай бұрын
❤❤❤❤❤😅😅😅
@Magdelina792
@Magdelina792 Ай бұрын
Yonas and abadit gele aynet partner nay srah.....they v z same energy and chemistry she helps him to show us z funny side of him thanks
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Ай бұрын
ዋው ደስ ክብል ቅርስታት ሃገርና ኣዘኪርኩሙና 💚 መቀርሰሚቶ እንዳ ጠስሚ ኳ ሪኢናያ ኣብ መጽሓፍ- ቅዱስ ጥራሕ ንፈልጣ ዝነበርና😅💚💚💚
@semutewolde5897
@semutewolde5897 Ай бұрын
ብሓቂ ደሰ ትብሉ ዪኒ ሓውና ዕድመት ክትውሰኽ ኢኻ ምሰ ኣባዲት ምልኣት ልቢ ❤
@rimeytventertainment1989
@rimeytventertainment1989 Ай бұрын
Alkum do deki hembrti ❤❤❤❤ metabyti thanksss abadit and yoni hidmona nebarti
@MerhawitIsaak
@MerhawitIsaak Ай бұрын
@@rimeytventertainment1989 alena drar ayni hawey
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 Ай бұрын
ዮኒ መኽሰብ ብጣዕሚ በሊሕ ኣእምሮ ጠመተ ርሑቑ ክርሲ ዓድታት ምርኣይኹም ናይ ብሓቂ እና ነመስግን❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷!
@semsem4563
@semsem4563 Ай бұрын
ህዝብና ቡሩኽ ደስ ኩብሉኻ ብሓቂ እዞም ስድራ ፡ተስፊት ጅግና፡ማማ ንግስቲ ኩሎም ኣምላክ ጥዕናን ዕድመን ዪሃብኩም።❤
@teklitsahle8895
@teklitsahle8895 Ай бұрын
ሃገረ-ሰብ ኢሉ ዝጻረፍ ሰብ'ሲ፡ ነዓ ነብስኻ ድለያ።
@bereketinegassi4915
@bereketinegassi4915 Ай бұрын
Thank you so much, Yonas, Abadit, and her family. This us soo... beautiful. ❤️🇪🇷❤️
@alemyohannes2084
@alemyohannes2084 Ай бұрын
ኣባዲትን ዮናስን ናይ ባሓቂ ህድሞና ሸው ንስኹም ሓዝዋ ጽቡቋት ተዋሳእቲ❤
@tigestsemereab7880
@tigestsemereab7880 Ай бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ አባድት ገዛውትና አዘካኪር ክና ገዛ ጉዳት ጥዑም ❤❤❤
@user-gl9zf2yj1y
@user-gl9zf2yj1y Ай бұрын
ደሰ የሚል ፕሮግራም ዬኒ ግሩም ፕሮግራም እያቀረብክ ነው በርቱ አባዲት ፍልቅልቅ
@user-wf6gi8wi3c
@user-wf6gi8wi3c Ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ብፍላይ እዚ ናይ ሎሚ መደብክም ምጣዕሚ ፈቴዮ
@hss2423
@hss2423 Ай бұрын
የናስ ሓውና ኣበዲት ሓፍበትና ሎሚ ናይ ባሓቂ መደብ ጽቡቅ ናይባሓቀ ኣዴታትና ኣዘኪርኩሙና❤❤❤🎉🎉🎉👍👍👍✋✋✋✋❤💚💙🌺🌹🍀🌷🌸🌻👑
@user-tz8ku1lw8g
@user-tz8ku1lw8g Ай бұрын
ኣባዲት ብመጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪይ ፈጣሪ ንፉዑ ሰብ መጀመርታ ንነብሱ የጸውዕ ድሕሪኡ ንቤተሰቡ ካብኡ ንዓዱ ንሃገሩ እዩ ዘጸውዕ እሞ ሙሉኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪይ ፈጣሪ ዮናስን ብጾትካን ከኣ በቲይ ትገብርዮ ዘለኩም ጎስጋስ ኣዚና ነክብረኩምን ነድንቀኩምን ኢና ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ነዐኩም ሃገርና ከኣ እግዝኣብሄር የባርከልና
@sabaabraham2299
@sabaabraham2299 Ай бұрын
እዋይ ተዘክሮታት❤😅😅😂 ራኣይወን እሞ እዘን ገርህታት ኤርትራውያን ኣዴታትናን ኣሕዋትናን❤😍❤❤❤🤩🤩😍💚♥️💚💚💚💚♥️♥️♥️
@tesfalettsegay8889
@tesfalettsegay8889 Ай бұрын
ዮናስ ጅግና ፈታዊ ሕብረተሰብ ከምኡ ጌርካ በርብሮ ባህልና
@user-bj8fi5qk3v
@user-bj8fi5qk3v Ай бұрын
ኣባደተይ ሽኮረይ ፈውሲ ጽሞና መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ሓፍትና። ዮናስ ከኣ ማዕበልካ ይሰስን። ጥውቕ-ጥውቅ!!!
@FilmonYemane-j5d
@FilmonYemane-j5d Ай бұрын
ብሓቂ የቀኔልና ነባሪት ህድሞና ዝደስከለ ርእስና ከፊትኩምልና የሐዲሱኩምና ኢኩም እሞ ብጣዕሚ'የ ዘመስግን ከምዚ ብተደጋጋሚ ከተምጹሉና ንምሕጸነኩም ኣባዲተይን ኩቡር ጋዜጠኛ ዮናስ ሓወይ ክብርን ምስጋናን ይብጻሕኩም❤️❤️❤️👍👍👍
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 Ай бұрын
Beautiful family thank you so much for showing us our beautiful culture yonas and zaid please continue 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💪💪💪💯🙏🏾🙏🏾
@user-sv7uq2mw3o
@user-sv7uq2mw3o Ай бұрын
ገዛናናና-----መበቆል ሂወተይ ታ ዝዓበኹላ መባእታ ሂወተይይይ-----
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f Ай бұрын
በጀኩም ኩሉ ጊዜ አምፀኡዋ አባድት በጣዓሚ አየ ዝናፈቃ😢😢😢
@hannahaile5669
@hannahaile5669 29 күн бұрын
እዋይ ቡሩካት ዓደይ ዘለኩ ከይኑ ተሰሚዕኒ በሉ ዕምሪ ሰደት ይሕጽረልና እሞ ካልኦት ዓድታት ደማ ወስኩና አባዲት ጠጢዕኪ ሕደሪ ከምእዉን ጋዜጠኛ ዮናስ ብጣዕሚ ነመስግን።🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️♥️
@azebhagos9374
@azebhagos9374 Ай бұрын
ኣባዲተይ ምቅርቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@berekettesfamariam2486
@berekettesfamariam2486 Ай бұрын
እዋይ እዛ ናይ ሕማመይ ሰበይቲ ከኣ ኣምጺካያ ሕጂ ዮኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@Beserat
@Beserat Ай бұрын
ዮኒ ሐውና መደባትካ ብጣእሚ ደስ ዝብል እዳስሐቅካ ቁምነገር ትቀስመሉ ጽቡቅ መደብ❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉😊
@berhanemeskelkidane
@berhanemeskelkidane Ай бұрын
ጽቡቕ ኣርኢኹምና መዕበዪና ናብራና ኣዘኪርኩምና ይቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ደቂ ኤረይ 🇪🇷 መዓረይ።
@MichaelAlexander-dy6qf
@MichaelAlexander-dy6qf Ай бұрын
ዋው ደስ ክትብሉ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ኣባዲት ምስ ዮናስ ኩቡራት ይሕዋት 👍👍
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 Ай бұрын
😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏Lovely free Eritrea villages, thanks for sharing Journalist Yonas with favorite comedian Abadit🎉🎉🎉Looking perfect 👌 👍 🥰 💞 😀
@senaitgeremedhin6515
@senaitgeremedhin6515 Ай бұрын
ሓሪፍ መደብ ዮናስ ኣባዲት ኣብ ሕምብርቲ❤🎉💪❤💪🇪🇷🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ😊
@godisgoodallthetime1124
@godisgoodallthetime1124 Ай бұрын
May The Lord Jesus bless you my Country Eritrea!!! መሬትክን ህዝብኽን ይባረኽ❤❤❤❤❤
@f.t8710
@f.t8710 Ай бұрын
አሰይይይይይይይይይይይይ ደቒ ኤረይ ሙቕራት ፍጥረት ጋዜጠኛ ዮናስ አብርሃምን አባዲት ኩሉኩም ምስኦም ዘለኩምን ኩላትኩም በጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ደቒ ኤረይ ሽኮሪኣታት🙏🤝🤜🤛👍💪🇪🇷❤
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 Ай бұрын
አሰይ አሰይ ዓድና ለምለም እዩ ዘሎ ጤለ በጊዕ ከብቲ ግርም አለዋ ኤረየ እናሻዕ ዓንብቢ ዓይኒ አባይኪ ይድፈነልኪ ❤ ዕድመ ፀብጻብ ጌርኩም ብሽም እቶም እንዳባሗጎአ ንአባዲት ዕታ ዕትሮ ንቤተመዘክር ግዝኡዋ መእሰሪት አባዲት ተባሂላ እንተትዝከር ጽቡቅ ኔሩ ከምኡውን እቲ ምቁር መቅጻዕቲ ወለድናን ምዕቃብ ንብረትናን ጽቡቅ መርአያ ይመስለኒ እንተዘይተጋግየ .
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g Ай бұрын
Aseyyyy Abadit shekor enqae selam mexaeki ❤❤❤🎉🎉🎉belebi nfeteweki eina edemen tenann yhabki fetari ❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@end4973
@end4973 Ай бұрын
❤❤❤❤አባዲት መድሃኒት ናይ ስደት🎉
@yacobhabtu375
@yacobhabtu375 Ай бұрын
ብጣዓሚ ደስ ኢልና ኩቡራት ወለድና ዓድመን ጥዓናን ይሃብኩም.
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 Ай бұрын
ክቡር ሓውና ጋዜጠኛ ኣቶ ዮናስ ኣብርሃም ነዛ ሽኾር ሓፍትና ኣባዲት ቀሺ ማኢል ዘምጻእካልና ነመስግነካ ህድሞና ነባሪት ድም ክብረት ይሃብኩም እዚ ትገብርዎ ደለኩም ኩሉ ስርሓት ዝምስገንዩ ኣባዲት ሓፍትና ብርሃን ገጻ ገርሂ ልባ ጻዕዳ ብውሽጣን ብደገን ክፍኣት ዘይብላ ደስ ትብል ብባህላን ሃገራውናታን ኣብነታዊት ኣደ ኹርዕቲ ሕብንቲ ካባኪ ብዙሕ ኢና ተማሂርና ብቅዓትን ክእለትን ኣለኪ ቀጽልዮ ኩላትና ኢና ንፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤
@berewazerezghi3210
@berewazerezghi3210 Ай бұрын
❤❤❤❤ አዛ ሰይቲ ሓዋ ንኣባዲ ካ ሕልፍ ዝበለት ይቀንየልና።
@abelkidane6968
@abelkidane6968 Ай бұрын
@@berewazerezghi3210 yass,gerhenattt,ALOWO,ete,kebabeeee
@MerhawitIsaak
@MerhawitIsaak Ай бұрын
@@berewazerezghi3210 hatney eya
@seluweldat6655
@seluweldat6655 Ай бұрын
Asey..nafqotka awxee bel
@danafredriksson4206
@danafredriksson4206 Ай бұрын
👆❤️🇪🇷🌹✊🦁🫶😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁እዋይ ሽኳሪናታት መርሃባ ደቂ ህምብርቲ መዓረይ ቅጭናት።እንቋዕ ናትክን ኳንና።❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Justbsxg1358hk.
@Justbsxg1358hk. Ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ኔሩ እንተኾነ ግን ነታ ኣዴና ዕድል ክትብዋ ይግባእ ማለት ኣብ ሞንጎ ትኾልፍዋ ኔርኩም....ን ኣባዲት ብዙሕ ኣይትተሃወኺ በልዋ ...ንኸምዚ ዝዉክል ኣብ ዓድታትት ኬድኩን መደብ እንተ ተቅርቡ ኔርኩም ኣዝዩ ጽቡቅ ኔሩ ንሕና ዉን ብዙሕ ምስተማሃርና ኔርና።
@frewinigirmai1473
@frewinigirmai1473 Ай бұрын
ክክክክክክ አባዲት. ደኣ ፍጥረታ ዩ. ኽትሰምዕ ትኽእል አይመሰለንን😅
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 Ай бұрын
ኣባዲት በጃኺ ንሰይቲ ሓውኺ ክሳብ ንኤርትራ ዝመጽእ ብሰመይ ንወዲ ኣፎም ጂግና ጹብቑ ጎጎ ሰንኪተኪ ሃብለይ ሓደራ ሃብለይ በልያ🙏❤🇪🇷🙏🇪🇷!
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
ጽቡቕ ሓሳብ እዩ❤❤❤
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 Ай бұрын
@@BlesssedDay ❤🇪🇷❤🇪🇷
@selaemnewxeu4738
@selaemnewxeu4738 Ай бұрын
Kkkkkkl ne esyes gego deo ne esyes kedea xere eritreawyan hibrtie kemu aykonnen
@sinatekle7846
@sinatekle7846 Ай бұрын
ሰላም ኣቶ ዮናስን ወይዘሮ ኣባዲትን ኩላትኩም ኣባለት ህድሞና ነባሪት ናይ ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ንዓድይ ንዓድይ ኣቢልኩምና ከምዚ ዓይነት መደባት ሓደራ ሓደራ ብብዝሒ ኣምጽኡልና።ንወይዘሮ ኣባዲት ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ካብ ዓድኽሲ ንስደት ምወጻኺ'ዶ ? ብዛዕባ ስደት'ሲ እንታይ ምበልክና ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ።ሓደራ መልሲ ክጽበየ ።ሕምብርቲ ' ከኣ ናይ ኣደይ ወላዲትይ ዓዲ እዩ ።
@LuwamTesfameskel
@LuwamTesfameskel Ай бұрын
N yonas nhagzo ab chanelu ms abadit kserh kabi hdmona nyonas yqaxexwo alewu Angebote nbelem yonas wu kabi ygboyu
@saliemtesfamariamgoitom233
@saliemtesfamariamgoitom233 Ай бұрын
Abadit shikor!!! Seyti hawki kea shikor kemaki!!! ❤❤❤❤❤❤❤ Thank you so much Yonas for all your commitments. Good Job Hidmona Nebarit!!!
@tsehaitesfu7142
@tsehaitesfu7142 Ай бұрын
I am proud of you Yonas You are intelligent man and you have nice comingcation. ❤❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@freweininegash298
@freweininegash298 Ай бұрын
ሳላኪ ምኩራይ ግድፍዮ የቅንይልና
@user-os7yb7fn5y
@user-os7yb7fn5y Ай бұрын
Me too 🎉🎉
@tsegino5553
@tsegino5553 Ай бұрын
ዋይ ብዘይ ሳንሱር ድራማ ሰሪሕኩማ ❤️🙏🏻😁😁
@Asmara2023.
@Asmara2023. Ай бұрын
ብጣዓሚ ዘሕጉስ መደብ ,እንዳ ቡሐጉይ ናፉቐ ! የናስ ወዲ ገዛዉተይ ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ወዲ Paradiso ❤ ,l miss my beautiful 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ ማዓረይ አባዲት ከምእውን ዮናሰ ብጣዕሚ ደሰ ዚብል መግለጽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
@brhaneKahsay-nh2to
@brhaneKahsay-nh2to Ай бұрын
Aseyy Abaditey Tezekuro gerkley bhalna xada gal erey shikor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g Ай бұрын
Yeqenyelna Abadit shekor eta zefetewa adi sele zereakeni ❤ hmbrti shekor Love ❤❤🎉🎉🎉
@kisanet4715
@kisanet4715 Ай бұрын
ኣሰይ ሕጂ ኣባዲት መጺኣ ምስ ቁናኖ ኣብዲት ሽኮር ጻዕዳ ልባ 🌷🌷🌷🌷💐💐💐💐❤🇪🇷
@asterasfaha3136
@asterasfaha3136 Ай бұрын
Thank you Abadit for sharing your beautiful village and amazing relatives. These women talent, brilliance and self-steam is incredible; it must the water of Himbriti🤗
@Rufta8970
@Rufta8970 Ай бұрын
ሕጊ ሃገረ ሰብ ረአዩ እቶም ሃገረ ሰብ ትንዕቑ
@baqr4383
@baqr4383 Ай бұрын
ይቀንየልና ኣባዲት ሽኮር ሕምብርትን ከባቢኣን ዘርኣኽና እዚ ምቁር መሬት ዕድመን ጥዕናን ይምነለልኪ ኮሚከር
@senaithagos6045
@senaithagos6045 Ай бұрын
የቀንየልና አባዲት ምስ ዪናስ ብዙሕ ዓድታት አላሊኹምና ናይ ብሐቂ ጽቡቅ ስራሐ 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
@YorsaliemTedros
@YorsaliemTedros Ай бұрын
የኣጎቾቼ ኣገር ደስ ነዉ የምለኝ በጣም የእናቴ ሃገር ዋዉ ሕምብርቲ❤❤❤❤❤❤❤
@asmarinabela4237
@asmarinabela4237 Ай бұрын
Seyti Hawa kea zgededet 😂😂😂
@user-vu8jy3xz3b
@user-vu8jy3xz3b Ай бұрын
ዓደና ኣዝካክርናና ❤🥰🥰
@Eripride2023
@Eripride2023 Ай бұрын
ባንዴራ ትግራይ ጌርካ ደኣ እንታይ ሕምብርቲ ዓድኻ ክኸውን ። ኣበይ ገዛውትኻ ? ገዛ ጉዳድ ገዛ ሕርዋ ገዛ ሊባን ሓድሽ ዓዲ ንገረኒ እስከ ወዲ ሕምብርቲ ኢየ ዝዓበኹላ ዓደይ ርስቲ ኣቦሓጎታተይ ኢያ ዝዓበኹላ ከተማ ኢያ ንገረኒ 😂😂😂😂😂
@jhjv7573
@jhjv7573 Ай бұрын
​@@Eripride2023kkkk entay dea mud hizeka adii zeyebelu seb alo deyu fara marey 😂
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Ай бұрын
@@Eripride2023eanta hawey eab hagerna abe eab tgray abe si ab hagereseb teabika eti hiwet temesasali eyu slezi Adka kzkereka ykel eyu
@selamitgerie7754
@selamitgerie7754 Ай бұрын
አሰይ ደስ ዝብሉ ስድራ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምልላይ ሕብረተሰብና ቡሩኽ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤️💛💙😍💞❤️
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@lulatesfu2366
@lulatesfu2366 Ай бұрын
እዋይ ቁኑዐት ፋሚሊ ሽኮራት❤️🥰👍👍👍
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 8 МЛН
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 37 МЛН
OTK HABESHA SHOW 2024 FULL SHOW
38:50
OTK Habesha
Рет қаралды 36 М.
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 19 ( BY BRUNO )
51:09
Awra Tube
Рет қаралды 7 М.
ኣይሰማም ብ ኣወል ስዒድ  / AYSEMAM BY AWEL SAID
1:23:07