Рет қаралды 31,142
Alena Multimedia Eritrea /AME/ ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ኣለና ሚድያ፡ ኣብዚ ናይ ተሻሞ ግዜ ህሉው ኩነታት ህዝብና ዝጠልቦም ጉዳያት ንምቕራብ ተበጊስና ኣለና። ኣለና ማልቲ ሚድያ ኤርትራ፡ ማንታ መደባት ሒዝና ንብገስ ኣለና። ታሪኽ፡ ባህሊ፡ ፖለቲካ። ኣብ ጅግንነታዊ ታሪኽ ኤርትራውያን፣ ባህሊናን ክብርታትናን፡ ከምኡ'ውን ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ከነቕርብ ኢና። ኩነታት መነባብሮ ስደት ብዘፍቅዶ መሰረት፡ ኣብ ሰሙን 2-3 ግዜ /ወይ ልዕሊኡ/ ንከነቕርብ ንብገስ ኣለና። ብተሳታፍነትኩም ኣገደስቲ ስራሓት ከም እንዓምም፡ እምነትና ዝለዓለ ኢዩ። ሓደስቲ ትሕዝቶታት ቻነልና ኣብ ግዚኡ ንክመጽኣኩም ከኣ: Subscribe፡ ናብ ካልኦት ሰባት ንክበጽሕ'ውን Share ኣይትረስዑ። ከምኡ'ውን ርእይቶኹምን መአረምታኹምን ኣይፈለየና።
ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ!
~-~~-~~~-~~-~
Please watch: "እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai"
• እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Al...
~-~~-~~~-~~-~