ህፃን 3+ መዓልቲ ቀርይዎ ንኽጥመቅ ብሰንኪ ገዛ ኽራይ ኣበሰ ጎደና ዝወደቀት

  Рет қаралды 9,449

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

9 ай бұрын

Пікірлер: 126
@user-rk5ez6nf6x
@user-rk5ez6nf6x 16 күн бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍ በጃኩም ተለፎና ሃብኒ ኣና ናይ ዓመት ክሽፍነላ ብስም ወላድት ኣምላክ 😢😢😢😢😢😢😢 ናቲ ህጻን ካኣ ዓቅመይ ዝፈቀዶ ክገብረሉ እየይ እዚ ህጻን ሂያብ ፍጣሪ እዩ እሞ ኣጀኪ ዝያዳይይ ሓፍተይይይ
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 9 ай бұрын
ሓፍተይ መዓረይ እመብርሃን ምሳኺ ትኹን 😥🙏
@binyam1578
@binyam1578 9 ай бұрын
ወሃቢት 🎉ንስካዉን ብርክካ ይጽናዕ 🕊👏💙🔔⛪️🔔🔔🌻🌿
@sarasarahomesara-qg7lk
@sarasarahomesara-qg7lk 9 ай бұрын
ሓራስ ማርያም ካብ ገዛ ኣዉፂኦም ደቂሶም ዝሓድሩ ሰብ ገዛ ኣምላክ ዓይነ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም ኣይዞኺ ዛሓፍተይ ሰብ የብለይን ኣይትበሊ ፈጣሪ ኣሎ ምሳኺ
@titiberihu
@titiberihu 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ።
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 9 ай бұрын
እፍፍፍፍፍ ቀደማኺ እንታይ ኢለ ኸም ዝፅሕፍ እኳ ጠፊኡኒ ለሙስ🥺🥺😢😢😢😢😢እግዚአብሄር አምላኽ ያሓግዝኺ ዛሓፍተይ 🤲🤲🤲🤲🤲ክብርቲ ሓፍትና ቅዱስ ገወርጊስ ብዝወፀ ይተካአልኺ ብጣዕሚ እዩ ዘሕመካ ሐዝስ 😭😭😭
@freweynidesta
@freweynidesta 9 ай бұрын
እዋይ ሓፍተይ 😭ንዓካን ንወሃቢትን ማርያም ትሓልኹም ኣሕዋትና 🙏🙏🙏
@HlnaTube27
@HlnaTube27 9 ай бұрын
ሓመድ ይብላዐኒ😢😢😢 እፍፍፍፍ እመብርሃነይ ምሳኪ ትኩን ንዋሃቢት ካዓብዝወፀ ይተካኣልኪ ብርክካ ይፅናዕ ክብርሓዉና👏
@ndgsr2892
@ndgsr2892 9 ай бұрын
*_እግዚኦ መሓረና ይቅር በለልና ብምሕረትካ ኣየ ዘመን😢😢😢😢😢 እመብርሃነይ ምስ ፍቁር ወዳ ኣብ ጎንኪ ትኩን መዓረይ_*
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 9 ай бұрын
እመብርሃን ትርዳእኪ ማዓረይ 🙏 እፍፍፍፍ እንታይ ዓይነት ግዜ በጻሕና ንምንባርካ ዘጽልእ😭😭😭😭💔💔💔💔
@tseademeasho4041
@tseademeasho4041 9 ай бұрын
O fetari kulu alem kulu etkil mhiretkan selamkan awridelna
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 8 ай бұрын
Uaye. Egziabher..mehaeret. Aurdelena. 😢🙏😢🙏😢🙏🌿❤️
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 9 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይሓግዝኪ ሓፍተይ መዓረይ 🙏😢😢😢
@fotofoto378
@fotofoto378 22 күн бұрын
ፈጣሪ ካብ ፈተና ይማሓረና ይማሓርኹም ኣሓተይን ኣሕዋተይን 😢😢😢🙏🙏
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 9 ай бұрын
አምላክ ያሓግዝኪ ማዓረይ 😢😢😢😢😢😢
@genetanday
@genetanday 9 ай бұрын
Agzabher baynu mhretu ytemtki
@tseguabrha-dh1zs
@tseguabrha-dh1zs 9 ай бұрын
እመብርሃነይ ምሳኪ ትኩን ዝሓፍተይ💔😥
@user-pm4vx3xc6n
@user-pm4vx3xc6n 9 ай бұрын
እንታይ እለ ከም ፅሕፍ ጠፍእኒ😞 ወይ ሓፍተይ ሰለምታ ግን ብውሕድናስ ንጨከኸን 😟 እንታይ ኣለወ እቲ ህፃን ትርንዕ ክሰዕ ልብል ለይዕገሱ ናይ ድካታት ፅግዒ ዝከነ አምላክ ይብፃሕኪ ወለላይ ክብር ሓውና ለ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ኣትም ብርክ መዳሃኒ አለም ህወትኩም ይባርክ አብ ልዕሊ ህዝብኩም ዘለኩም ፍቅሪ ብጣዕሚ እዩ ዘቅነአኒ 🥰
@GalAle-kv3kx
@GalAle-kv3kx 9 ай бұрын
እመብርሃን ፀገምኪ ሪኣ ትርዳኣኺ ዝሓፍተይ 😢
@ts69977
@ts69977 9 ай бұрын
አጆኪ ዛጋለይ አምላክ ምሳኪ ይኩን❤️
@SalamSalam-nz2ox
@SalamSalam-nz2ox 9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኪ መዓረይ. አጆኪ😢💔
@Hiwet-fe1if
@Hiwet-fe1if 9 ай бұрын
ሽኮር ሓፍተይ ንእስነትኪ ይዓብየኪ ኣነስ ብሕጋዊ ን ሃይማኖት ዘለዎም ጻዓዱ እንተ ትህብዮ ብጽቡቕ ምዓበየ ነሩ ዶኾን ይኸውን ግን ንፍዕቲ ወርጃ ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብየልኪ ራህራህ ኣደነት ተዓደለት ህጻን ንባዕላ ህጻን ዝሓቖፈት ❤❤❤❤
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 9 ай бұрын
ብስመአብ ሓፍተይ ንባዓላ ህፃን ቆላዓ እሕሕሕ💔😭
@nfreek5276
@nfreek5276 9 ай бұрын
ምድርባይ. ቃል. እኮ. ካባኻ. ኣይውጻእ ኣምላኽ. ቁዱሳን. ምሳኺ. ይኹን ኣምላኽ. ኣሎ. ምሳኺ
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l 9 ай бұрын
እፍፍፍፍ እግዛኣቤሔር ምሳኪ ይክን ማዓረይ😢😢😢🙏🙏
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 9 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕምም😢😢😢
@asmeretarayatekemikael1315
@asmeretarayatekemikael1315 13 күн бұрын
Egezabhier aboy mhretkan redeaetkan habo.
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 9 ай бұрын
ዋይ ጎይታይ ማዓረይ ገፅካ ምለሰልና 😢
@user-yi1ti5hh9m
@user-yi1ti5hh9m 9 ай бұрын
እህህህህህህ ክዳና መህረት ታሓልኺ ማዕረይ😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-iw6it7yh9o
@user-iw6it7yh9o 9 ай бұрын
😢😢😢😢ማዓሪይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምስኣ ይኹን
@sarahhbashi4053
@sarahhbashi4053 9 ай бұрын
እንታይ ኢለ ከም ዝፅሕፍ ጠፊኢኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@tuutttet1854
@tuutttet1854 9 ай бұрын
አምላክ ምሳኪ የኩን ማዓረይ🙏
@Th-si7zn
@Th-si7zn 4 ай бұрын
ኣጀኪ ዝሓፍተይ ንእግዚኣብሔር ኣምላክ ዝሳኣኖ ነገር የለይም ብእመን ፀበል ማይ ፆሎት ኣሕፅብዮ ጋልነይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@wintateklemickael4182
@wintateklemickael4182 8 ай бұрын
Neay zeygebreley haftey natey nezfetwo yu zftno eme amlak ala msaki ab thti fetari kea kulu habire kkadoso ye msaki gal adey❤❤❤
@nitshtimebbrathu9922
@nitshtimebbrathu9922 9 ай бұрын
ኣጆኪይ ዝሃፍተይ ውላድ ፈጣሪዩ ሂቡኪ ጽባሕ ድማ ክትሕጎሲኪይ
@TsegaTsegaGerezihar
@TsegaTsegaGerezihar 13 күн бұрын
Egzabiher yhagzki mearey
@user-xu4un7tg2m
@user-xu4un7tg2m 9 ай бұрын
እፍፍፍፍ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ መዓረይ🙏🙏😢
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 7 ай бұрын
ኣረ ኣሕዋተይ ፈጣሪና ንፍራሕ ጥዕና ዝየብሉ ኢልካስ ካብ ውላድካ ትርሕቕ ነዛ ሂወትና ከ እንታይ ኢና ሕዝናላ 😢😢😢ኣዶ ግን ኣዶ እያ ማዳርግቲ ዝየብሉ❤❤❤❤❤
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 9 ай бұрын
ወይ አግዛብሄር ኣቦይ 🤔አንታይ አዩ ኾይኑ አቲ ህዝብና ⁉️🤔 አስካብ አቲ ህጻን ዝጥመቕ አኻ ዶ ኣየጽንሑዋን ብጣዕሚ አዩ ዘሕሽን ሓራስ ማርያም ⁉️ ኣብ ምንታይ ከም ዝበጻሕና መጨረሻ ዘበን 💔💔😭😭
@ZnabGerie
@ZnabGerie 23 күн бұрын
Maarey Amlak Yhagzkiy
@zebibatawfik1236
@zebibatawfik1236 19 күн бұрын
Uffff habibti ajoki
@samrawittadesegebredingl5252
@samrawittadesegebredingl5252 9 ай бұрын
Hgzabiher yhalki zhafteyy
@user-vd9sj4wf8n
@user-vd9sj4wf8n 9 ай бұрын
Fetari msaki ykun haftey ajoki😢😢😢😢😢😢😢😢
@NMW-ed8vt
@NMW-ed8vt 23 күн бұрын
Emebrhan msakin ms wuldkin tkun haftey mearey❤❤❤
@selamaregay6838
@selamaregay6838 9 ай бұрын
Uffffff Amlak misaki yekun haftey haras gal mariyam dege kitwetsie kebid u 😭😭😭😭😭😭
@kokobeasfaw1504
@kokobeasfaw1504 7 ай бұрын
ኣጀኪ ማዓረይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ❤❤❤😢😢😢😢
@hiwetokbamicael9638
@hiwetokbamicael9638 17 күн бұрын
Weladit amlak msaki ykun memhr kea tsegs bereket yebzhalka zhawey
@medhanitgaltgraytgray2732
@medhanitgaltgraytgray2732 9 ай бұрын
እመ ብርሃን ትሓሊኪ ዛሓፍተይ
@luwamabraham3190
@luwamabraham3190 9 ай бұрын
Ezgabhier amlak mesaki yekun 🙏🤲😭😭
@user-xz2ix2xm5f
@user-xz2ix2xm5f 7 ай бұрын
Amlak msaki ykun habtey
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 9 ай бұрын
❤❤❤
@avg4628
@avg4628 9 ай бұрын
እዎይ ፀገም እመብርሃን ኣደይ ትርዳእኪ😢😢
@your1773
@your1773 6 ай бұрын
❤❤❤😢❤❤❤❤
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 9 ай бұрын
ኣየ ዓለም
@user-rs8wt4wr9d
@user-rs8wt4wr9d 9 ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይሓግዘኪ ዝሓፍተይ😢😢😢
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላከ ካባኪ ኣይፍለ ሓፍተይ ማዓረይ😥
@SelamZeTewahdo
@SelamZeTewahdo 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይደግፍኪ😥😥
@lidiya8452
@lidiya8452 7 ай бұрын
😢😢😢
@mezmurmariyam-ys7dd
@mezmurmariyam-ys7dd 8 ай бұрын
አምላክ ምስኪ ይኩን ሓፍተይ ማዓረይ 🙏🙏🙏🙏
@comceill6635
@comceill6635 20 күн бұрын
💔💔💔
@Tsige-zn7re
@Tsige-zn7re 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-sj2jo3iv9q
@user-sj2jo3iv9q 16 күн бұрын
ንሕና ተጋሩ ናይ ሃይማኖት መሰረት ኢልና ንጉረን ግን 0 ኢና ኩለን እተን 10 ትእዛዛት ኩለን ጢሒስናየን ዘሕዝን 😢አንታይ ኢና ነኸውን ዘለና
@nfreek5276
@nfreek5276 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ምሳኺ. ይኹን
@user-oy9vm1jf4s
@user-oy9vm1jf4s 9 ай бұрын
😢😢
@user-ns2nn9rk2s
@user-ns2nn9rk2s 9 ай бұрын
😢😢😢😢 0:38
@user-dc1te3il3c
@user-dc1te3il3c 9 ай бұрын
ጎይተይታዋይ🥺
@user-bu1si2ov2v
@user-bu1si2ov2v 9 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@user-zi7zj2iu9o
@user-zi7zj2iu9o Ай бұрын
💔💔😭😭
@Hlifit
@Hlifit 9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኩን ማዓረይ😢
@user-ld9ou3wb8j
@user-ld9ou3wb8j Ай бұрын
😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✅✅✅✅✅✅✅
@semharadhanom3278
@semharadhanom3278 17 күн бұрын
😢😢😢😢
@dawittesfamariam9710
@dawittesfamariam9710 9 ай бұрын
ኣምላክ ይሓግዘኪ ሓፍተይ ናተይ😅😢😢😢😂😂😂
@terhashailesalase8443
@terhashailesalase8443 17 күн бұрын
😢😢😢😢😢
@user-ns7hr5hs2i
@user-ns7hr5hs2i 9 ай бұрын
😭😭😭😭😭
@user-st3xc4rt5c
@user-st3xc4rt5c 9 ай бұрын
አሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@meryemm2193
@meryemm2193 9 ай бұрын
እፉፉፉፉ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ሓፍተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-ve2wz3rt8s
@user-ve2wz3rt8s 9 ай бұрын
ኣደራሺ ናይኢዚ ሓፋትና እባ ታሓባበሩኒ😢😢😢😢
@gedamtube
@gedamtube 9 ай бұрын
ኣብቲ እስክሪን እኮ እንሆ
@user-op1ix3ep7x
@user-op1ix3ep7x 9 ай бұрын
ኣይይ ሓፍተይይ😢😢😢
@user-fu9wr1ln2f
@user-fu9wr1ln2f 3 күн бұрын
Amilaki masaki ykuni
@user-yh6uv2wj9d
@user-yh6uv2wj9d 9 ай бұрын
😢😢💔
@user-hw1zn9jx6i
@user-hw1zn9jx6i 9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኪ ሓፍተይ ማዓረይ😭
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኪ ሓፍተይ ማዓርይ
@titiberihu
@titiberihu 9 ай бұрын
በጃኩም ሐዚ ዘላቶ አበይ ቦታ እያ ክተሓባበራ ገዛ ንዋርሕ እፍፍፍ ዋእ አንታ አምላክ ክጭኩኑ ንገንዘብ ኢሎም ሓራስ እነማርያ ክዉጽኡ 😢
@skwenyalameda7974
@skwenyalameda7974 9 ай бұрын
❤❤❤❤😢😢😢😢😢
@user-ko8qx5fy3g
@user-ko8qx5fy3g 9 ай бұрын
💔💔💔💔
@hfgytyt2385
@hfgytyt2385 9 ай бұрын
በበይ አማ ክረክበካ ምዓረይ😢😢😢
@gedamtube
@gedamtube 9 ай бұрын
09143787899
@user-sb5se7qd3l
@user-sb5se7qd3l 9 ай бұрын
ማዓረይ ኣባይኪ ብኸመይ ግን ክረኽባ ይኽእል ዛሓፍትና🥺💔
@gedamtube
@gedamtube 9 ай бұрын
ስልካ ኣቡኡ ኮ እንሄ
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb 9 ай бұрын
💔😭😭😭😭😭😭
@titigaltigray
@titigaltigray 9 ай бұрын
😥😥😥😥😥
@millionleena2040
@millionleena2040 9 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢እፍ አዶ ትረኽቦ 😭😭😭😭
@fidleytube
@fidleytube 9 ай бұрын
እውይ ሓፍተይ 😢😢
@ngstitigray5165
@ngstitigray5165 9 ай бұрын
😢😢😢😢😭💔😭💔💔
@Giday-dz8wt
@Giday-dz8wt 9 ай бұрын
Ane zblki ajoki wladki aebyo ajoki tesf aytqurexi wladki aebyi
@fana1480
@fana1480 9 ай бұрын
ናይ ባዕላ ስልኪ ኣለዋ ዶ ካብታ ዘላትኒ ክሕግዛ 🙏🙏😢😢
@gedamtube
@gedamtube 9 ай бұрын
0993308312 ናይ በዕላ ስልኪ
@fana1480
@fana1480 9 ай бұрын
​@@gedamtubeእሺ ማዓረይ ንስካ ደማ ደኪሙኒ ሰልችይኒ ከይበልካ ለይትን ቃትርን ንፅጉማት ትሕግዝለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ኣምላክ ክትረክቦ ኢካ ክብረተይ ኣጆካ 🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝
@RrRr-ku5sk
@RrRr-ku5sk 9 ай бұрын
💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭
@thecash_4219
@thecash_4219 9 ай бұрын
Hi, please give him for the address. This is the lady woman I help me I’m from America.
@gedamtube
@gedamtube 9 ай бұрын
cale her she hase a phone
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w 8 ай бұрын
እበይ እያ ዉቆሮ ክለተ እብላዓሎ ኢንተኳይና ገዛ ክህባ ነይሪ
@tenamichael7395
@tenamichael7395 9 ай бұрын
Abeyey eya zela?
@user-dc1te3il3c
@user-dc1te3il3c 9 ай бұрын
ኣድራሽኣ ባ
@dwdfdwrf7117
@dwdfdwrf7117 9 ай бұрын
አይይይ ግዜ ዶ ይኮን ጨኮኑ ወይሰ ሰብ😢😢😢😢 አይዘኪ ክሓልፍ እዩ መዓረይ
@titiberihu
@titiberihu 9 ай бұрын
ሰብ እምበር እምበር ግዜ ጨኪኑ አይፈልጥይ
@user-sj2jo3iv9q
@user-sj2jo3iv9q 16 күн бұрын
ደቂ ተባዕትዮ ሓበሻስ ኣእሙሮ (ሕልና)ዝበሃል ዘይብሎም ርጉማት ከም እንስሳ ጥራሕ ነዚ እዩ እግዝኣብሄር እናሕዘንናዮ ዝተወልደ ነዓረር ንኸውን ዘለና እቶም ኣህዛብ እንብሎም ንሳቶም ይበልፁና ግን ነቶም ከምኒ መ/ር ፀጋይ ዝበሉ ከኣ ሰለህዝቦምን ወገነምን ዘቁርቆሩ ለይትን መዓልትን ዝሰርሑ ኣድናቆተይን ምስጋናይን ልዑል እዩ
@zenimoges2834
@zenimoges2834 9 ай бұрын
አበይ ኢኹም?
@alisaleh3935
@alisaleh3935 9 ай бұрын
ወላዲት ኣምላክ ትሓግዝኪ ማዓረይ 🙏😢
Who has won ?? 😀 #shortvideo #lizzyisaeva
00:24
Lizzy Isaeva
Рет қаралды 59 МЛН
When You Get Ran Over By A Car...
00:15
Jojo Sim
Рет қаралды 24 МЛН
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
ክቡር ሽልማት ካብ ክብርቲ ወላዲተይ ሃንደበት
13:10
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 7 М.
ካብ ባህልን ወግዕን ዓደቦ  ምድሪ ዘይወድቕ ቢሂል ቀዳሞት
14:23
Who has won ?? 😀 #shortvideo #lizzyisaeva
00:24
Lizzy Isaeva
Рет қаралды 59 МЛН