ከም አደን አቦን ኮይኑ ስዋ ጾሚቁ ሸይጡ ደቁ ዘዐቢ ዘሎ ጀግና ወላዲ

  Рет қаралды 38,011

Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ

Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ

4 жыл бұрын

ከም አደን አቦን ኮይኑ ስዋ ጾሚቁ ሸይጡ ደቁ ዘዐቢ ዘሎ ጀግና ወላዲ
Dmtsi tegaru ድምፂ ተጋሩ
ሰላም ጥዕናን በብዘለክምዎ እዚ ድምፂ ኩሉ ድምፂ ተጋሩ እዩ ዝተፈላለዩ መዛነይትን ቁምነገር ሓዘል መደባት ብቋንቋ ትግርኛ በብ መዓልቱ ሒዛትልኩም እትቀርብ ናይ ዩቲብ ቻነል እያ። Subscribe ጌርኩም ናይ ደወል ምልክት ብምንካእ ናይ ቻነልና ቤተሰብ ንክትኮኑ ንዕድም።
This is a KZbin channel of dmtsi tegaru. dmtsi tegaru is renowned video production. Here, we leak Wedding Videos, Television Programs,comedy. Holiday programs, Famous Peoples Interviews and Many entertain videos audios for More...Subscribe, Like ,Share, and Write us your comments.....! dmtsi tegaru wishes a Nice stay! #Enjoy!

Пікірлер: 144
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 жыл бұрын
ርህጽካ ምንባር ሓጥያት የብሉን ዘይናትካ ጁባ ምጥማትከ ምስ ምንታይ ይሕሰብ
@seliewedikeshi2205
@seliewedikeshi2205 4 жыл бұрын
ዎው ብታእሚ ንፍእ በቲ ኮይኑ በቲ ከመይ ኢልካ ሰሪሂካ ሂወትካ ትመርህ ኢዩ እቲ ኣገዳሲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@user-mt7vp5ck7q
@user-mt7vp5ck7q 4 жыл бұрын
Nay Bhaki ktebabae zelewo sebay eyu mara yehegusni
@helengbresus3512
@helengbresus3512 4 жыл бұрын
ናይብሓቂ ቁኑዕ ዘረባ
@lliveforyou4618
@lliveforyou4618 4 жыл бұрын
Nay behaki jigna bealka serihka tirekbo hagos alewo
@michaelthemenawi35
@michaelthemenawi35 4 жыл бұрын
Yeah
@wedizawlaythailemichael8106
@wedizawlaythailemichael8106 4 жыл бұрын
True
@tekigebresilase9241
@tekigebresilase9241 4 жыл бұрын
ከማኻ ጅግና ሪአ ኣይፈልጥን ቀጽሎ
@user-ev3qn4ox3z
@user-ev3qn4ox3z 4 жыл бұрын
አረ ዓማዊል ምዓት እዮም ዘለውኻ ናይ ብሓቂ ጀግና መርአያ
@semiryesue3587
@semiryesue3587 4 жыл бұрын
ጅግና ኢለካ ኣለኩ ስራሕ የለን ኢልና ካብ ንስደት ነምርሕ ብእፅፊ ንስካ ትሓሽ
@afewekigere6395
@afewekigere6395 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ሰብኣይ ናዓለም ብዘለካ ጥበብ ገርካ ምንባርዩ ።
@habthom4460
@habthom4460 4 жыл бұрын
Zegeds enjeraka meray eyou ajoka♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
@user-rh8ko3yj1f
@user-rh8ko3yj1f 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሞራል ዝግብኦ ጻዕራም፡ሰብኣይ፡ ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ ተጸባይ(ተመጽዋቲ) ሙኻን እዩ።
@hiyabelkessete3496
@hiyabelkessete3496 4 жыл бұрын
አሰይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ሃብካ ፈጣሪ
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 4 жыл бұрын
ዋውው ንፍዕ ሰብኣይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃኩም
@teamefissha7770
@teamefissha7770 4 жыл бұрын
ስራሕ ናይ ሰባኣይ ናይ ሰበይቲ ዘይኮነስ ብከመይ ካብ ጎረበትካ ከይለመንካ ትሓድር ወይ ነብስካ ትክእል ዩ
@Aruiteyyy
@Aruiteyyy 4 жыл бұрын
ሰባይ ጂግና ወላዲ ኣጆካ
@t.s6056
@t.s6056 4 жыл бұрын
ወይ ኣምላከ ኢስራኤል እንተቀኒኻስ ገለ ኢካ ትሰምዕ። ብጣዕሚ ተባዕ ሰብኣይ ኢኻ። ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልካ ። ንፉዕ!!
@yeorthodoxlij953
@yeorthodoxlij953 4 жыл бұрын
በቲ ኣዘራርባኡ ፀጊበ ኣነስ ርእሰ ተኣማንነት ጥንካረ ኣብ ስራሕ ተገዳስነት ትሕትና ኩሉ ዓዲልዎ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሖም ክትሪኦም ብጣዕሚ ትብህግ
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 4 жыл бұрын
ብሓቂ ጀግና ምስ ሙሉእ ቤተሰብካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👏👏❤️💛🙏
@user-hn9vg5qg5n
@user-hn9vg5qg5n 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-js5yr5nf6h
@user-js5yr5nf6h 4 жыл бұрын
እሰይ ደስ ባሃሊ ጅግና አቦ
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 4 жыл бұрын
ኣምበሳ ከማካ ወላዲ ይብዛሕ ዋላ ኣዴታትና ብሂወት እንከለዋ ዝሕግዝ ወላዲ ይሃብኩም ዘበነ ምህራም ጓለንስተይቲ ተሪፊ ዘበነ ምሕጋዝ ሕጽቦን ስራሕ ገዛውቲ ክጅመር ኣለዎ ብፍላይ ንጥኑሳት
@erieritrea6645
@erieritrea6645 4 жыл бұрын
ሰሪቕካ ምብላዕ ኢዩ ነውሪ እምበር ሰሪሕካ ምብላዕ ዲኣ ካብ ቅድም ናይ ወለድና ውርሻ እንድዩ። ሎሚ ዘመነ ተክኖሎጂ ኢዩ ። ናብርኻ ብኸመይ ተመሓይሽ ኢዩ ነገሩ።
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i Ай бұрын
እወ ወድነይ 👌ኩርዓት እዩ ❤️❤️❤️
@user-mb8sy8wv1x
@user-mb8sy8wv1x 4 жыл бұрын
ኣሰይ ጅግናይ ማሃራይ ንክትኮኖም ነዞም ሓደ ሓደ ተሰፋ ይገብር ንጓልካ ውን እግዚአብሔር ምሕረት ይውርደላ
@Ybrahhadush
@Ybrahhadush 4 жыл бұрын
ሰብአይ ከመይ ገይርካ ሂወትካ ምምራሕ እዩ አገዳሲ እቲ ዝከፈእ አብ ሰደት ምንባር እዩ
@hagosberhe410
@hagosberhe410 4 жыл бұрын
ኣነ ከማካ ንፉዕ ሰባኣይ ሪኤ ኣይፈልጥን እየ ኣጆካ ቀጽሎ ካብዚ ዘለካዮ ከኣ ኣብ ዝልዓለ ደረጃ ክትበጽሕ ተስፋ ኣለኒ ኣጆካ
@hanihailab8923
@hanihailab8923 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጅግና ኣቦ ኢካ ምስ ደቅካ መድሃኒ ኣለም ጽላሉ የንብረልኩም ኣጆካ
@abiteyyyalemnateyyyy3886
@abiteyyyalemnateyyyy3886 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጀግና ኣቦ እካ አድመን ትእናን ይሃብካ ምሰ ሙሉኣት ሰድራካ
@adelowobukky5775
@adelowobukky5775 4 жыл бұрын
ሳምሶም አብራሃ ዕድመ ይሃብካ
@tarusalbo7951
@tarusalbo7951 4 жыл бұрын
ኣየ ክጥዕም ስዎ ዕድሉ ሂብዎ ገብረ-መድኅን ጅግና!
@user-st8kh3ex3y
@user-st8kh3ex3y 2 жыл бұрын
ኣስይይይይ ጀግና❤❤❤
@-hareg-media
@-hareg-media 4 жыл бұрын
ኣነ ኤርትራዊ የ ኮይኑ ግን ቡዙሕ ግዜ ድምጺ ተጋሩ እተዳልዉዎ መደባት ተጀታቲለ 'ለኹ ፡ እዚ ህዝቢ ኣብ ምንቃሕ እተበርክቱዊ ዘለኹም ስራሕ ድማ ብቐሊል ዝጥመት ኣይኮነን ፡ ብዓቢኡ ድማ ነቲ ኩሉ ትግርኛ ዝዛረብ ህዝቢ ዘገልግል ዓቢ ስራሕ ከም ሙኻኑ መጠን ምስጋና የቕርበልኩም። ብምቕጻክ " ገለ ሰብ ካብ ዘይ ምንቓሕ ዝተበገሰ ነዞም ከምዚ ዓነት ኣብ ዉዕይን ዝሑልን ስራሓት ዝሳተፉ ቡሉጻት ሰባት ከቋሽሹን ከነኣእሰን ንርኢ ኢና ፡ ኣብ ስደት ኬድና ግን ! እንታይ ዓይነት ስራሕ ንሰርሕ ኣለናን ፡ እንታይ ዓነት ስራሕ ንኽንሰርሕ ክንልምን ንውዕል ኣለናን ማንም ዝስሕቶ ኣይኮነን ። ስለ'ዚ ነዞም ኣቦ ክብሪ ይኹኖም በርትዑ ክብሎም ይፈቱ ።
@Filmontesfa
@Filmontesfa 4 жыл бұрын
True
@teklittesfay9699
@teklittesfay9699 3 жыл бұрын
ሰሪሕኻ ምብላዕ ይበሃል፡፡
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
ናይ ሰብአይ ስዋ ይጥዕም ይመስለኒ👌🏿👌🏿👌🏿❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 жыл бұрын
ጀግና ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓይልኻ ሓይል ሓፅን ይግብረልኻ ማዓረይ እስይይይ ኹሉ አቦ በጣዕም ኾርዐልኽ ቅድመኻ ዳኣነ ወለላዋ እስይ ስይ ስይ ስይ ኣምብሳ
@tggaltigray9566
@tggaltigray9566 4 жыл бұрын
በሓቂ ንፍዕ አይዘካ ስራሕ ናይ ስብኣይ ሰበይቲ ዝበሃል ድሑር አታሓሳስብ ሕብረተሰብና ከወግዶ አለዎ
@user-ky7se2wn7g
@user-ky7se2wn7g 4 жыл бұрын
ከማካ ጅግና ሪአ ኣይፈልጥን ቀፅለሉ 💪
@iphone1769
@iphone1769 4 жыл бұрын
Bitami jigna zikonka seb . Am so proud of you .. from Eritrea ❤️🇪🇷
@Filmontesfa
@Filmontesfa 4 жыл бұрын
Where is Eritrea? Iam Eritrean but born in Tigray Ethiopia.
@iphone1769
@iphone1769 4 жыл бұрын
ሓንቲ ኤርትራ you Think i have time to discuss with a low life like you ? Go learn geography idiot.
@Filmontesfa
@Filmontesfa 4 жыл бұрын
@@iphone1769 Wtf iam just asking you? Am i not welcome. Half Eritrean and Tigrean.
@iphone1769
@iphone1769 4 жыл бұрын
ሓንቲ ኤርትራ I did not say that . You just asked me where Eritrea is ? And your name is hanti Eritrea ? Stop this bullshit we are tired of y’all games plz .. have a good life 😁👌🏽
@jorjoweldeab5515
@jorjoweldeab5515 4 жыл бұрын
ናበሓቂ ስራሕ ክብረት ኢዩ ኣጆካ ቆጽሎ
@binamzerom9330
@binamzerom9330 4 жыл бұрын
Aseyyyyyyyy Egzabihier amelak edmen tenan yehabka
@tesfaldetbocure4254
@tesfaldetbocure4254 4 жыл бұрын
Very impressive and proud of you.
@Betelhem153
@Betelhem153 4 жыл бұрын
btami ንፉዓ አእካ ጋልካ ምሕረት የወደላ amlak
@salasemedia873
@salasemedia873 4 жыл бұрын
Jegna wdi adwa god bless you amlake mesakum yekun
@williametsay9277
@williametsay9277 4 жыл бұрын
ፅባሐይ ዘለምለመት ምስሊ .......................................... ንፅባሕ ክብል ሎመዓንቲ ብተስፋ ይሓድር ኣነ ፅባሐይ ብሩህን ድሙቕን ከምዝኾ እየ ዝኣምን፡፡ ንፅባሕ ክብል እየ ሎመዓንቲ ዝነብር፤ ፅባሕ ድማ ንድሕሪ ፅባሕ ኢለ ከምዝነብራ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ፡፡ - ትማሊ ዘይነበሩኒ ብዙሓት ነገራ ሎመዓንቲ ኣለውኒ፤ ስለዚ ሎመዓንቲ ዘይብለይ ብዙሓት ነገራት ድማ ፅባሕ ከምዝህልውኒ ርግፀኛ እየ፤ - ትማሊ ዝጋገዮም ዝነበርኩ ብዙሓት ጌጋታት ሎመዓንቲ ኣሪመዮም እየ ኣይጋገዮምን ዘለኹ፤ ስለዚ ሎመዓንቲ ዝጋገዮም ዘለኹ ድማ ፅባሕ ከምዝእርሞምን ከምዘይጋገዮምን ርግፀኛ እየ፤ - ትማሊ ዝንዕቑንን ዝፀልኡንን ዝነበሩ ሰባት ሎመዓንቲ ይፈትውንን የኽብሩንን ኣለዎ፤ ስለዚ ሎመዓንቲ ዝፀልኡንን ዝነዓቑንን ሰባት ድማ ፅባሕ ከምዝፈትዉንን ዘኽብሩንን ርግፀኛ እየ፤ - ትማሊ ዘይተዓወትኵሎም ነገራት ሎመዓንቲ ተዓዊቶምለይ ብዓል ዓወት ጌሮምኒ ኣለው፤ እቶም ሎመዓንቲ ዘየተዓወትኵሎም ድማ ፅባሕ ከምዘዐውቶምን ብዓል ካሊእ ዓወት ከምዝገብሩንን ርግፀኛ እየ፡፡ ንዓይ ትማሊ ቁርሲ፣ ሎመዓንቲ ምሳሕ ፅባሕ ድማ ድራር እየን………………… ብዙሕ ከምንዕዘቦ ቁርሲ ብዙሕ ኣይንፀግብን፡ አረ ሓደ ሓደ ጊዜስ ቁርሲ ዘይንበልዓሎም ዝተፈላለዩ ምኽንያታትን ጊዜታትን ኣለው እዮም፤ ልክዕ ኸምዚ ትማሊ ብዝተወሰነ መልክዑ ጥራሕ ዝተዓወትናሉ፣ ዝተወሰነ ነገራት ዝሰራሕናሉ ወይ ድማ ፈፂምና ዋላ ሓንቲ ነገር ዘይሰራሕናሉ መዓልቲ ክኸውን ይኽእል፡፡ ምሳሕ ፅቡቕ ጌርና ንበልዕ ንኾን (ሎመዓንቲ እውን ካብ ትማሊ ብዝበለፀን ብዝሓሸን ኩነታት ተዓዊትና ንኾን) ፤ ድራር ግን ካብ ኩሎም ዝበለፀ እዩ ፤ ፅባሕ እውን ካብ ትማልን ሎመዓንትን ዝበለፀትን ዝሓሸትን እያ፤ ድራር ኣፀቢቕካ ትበልዕ፣ በሊዕኻ እውን ምስ ስድራኻ ተዕልል፣ ትፃወት፣ ትሕጎስ፣ ትመያየጥን ትዛተን ኣብ መጨረሻ ድማ ተዕርፍ፤ ፣ ፅባሕ እውን ናይ ንግስናይ፣ ዓወተይ፣ ሃፍተይ፣ ፍልጠተይ፣ ክብረይ፣ መኣርገይ፣ መርዓይ፣ ኣቦነተይ፣ ባህገይ፣ ፅድቀይ፣ ዝላይን ሓጎሰይን መዓልቲ እያ፡፡ ንፅባሕ ክብል ሎመዓንቲ ኣይደክምን፣ ኣይፈርሕን፣ ኣየዕርፍን፣ ርእሰይ ኣየድንን፣ ኣይወድቕን እንተወደቕኩ እኳ ክለዓል እየ፣ ኣይስኮንን፣ ኣይብዳህን፣ ኣይስዓርን………………………….. እዚ እዩ እምነተይ፣ ሓቦይን ትምኒተይን፡፡ እዛ ኣብ ስእሊ ዘላ ተኽሊ ትማሊ ተቖሪፃ ኔራ፣ ሎመዓንቲ ትጥጥዕ ኣላ ፅባሕ ድማ ዓብያ ዓምቢባ ፍረ ክህልዋ እዩ፡፡ ኣነ እውን ትማሊ ረባሺ፣ ዘየስተውዕል፣ ዘይፈልጥን ዘይርድኦን ኔረ፤ ሎመዓንቲ ፀገማተይን ጌጋታተይን ተረዲአ ንምዕራይን ንምስትኽኻልን ይፅዕር ኣለኹ፤ ፅባሕ ድማ ዘስተውዕል፣ ዝፈልጥ፣ ዝርዳእን ጎበዝን ከምዝኾን ርግፀኛ እየ፡፡ ናይ ኩላትና ፅባሕ ብሩህ፣ ሓዱሽ፣ ሃፍታም፣ ብዙሕን መሐበንን እዩ፤ ንፅባሕ ክንብል ሎሚ ንጎብዝ፣ ርእስና ኣይነድንን ኣይንሰኮን፡፡ ዊልያም ዕፃይ
@kirosbrhane2645
@kirosbrhane2645 4 жыл бұрын
እቲ ክብሪ ስራሕ ዘይፈልጥ'ዩ ብስራሕ ዝዋራዘ ስለዚ ኣጆካ ቀጽል ካብ Eri
@desbelmehari7879
@desbelmehari7879 4 жыл бұрын
Nay bahki des bahali srah amlak edmen tienan yehabeka
@A.A.A551
@A.A.A551 4 жыл бұрын
ኖበል ዝግባካ ወዲ ሰብ ነርካ እንተኾነ ዓለም ንእፍሊ ጋሓፍ ትሽልም
@user-gk8us2pe9q
@user-gk8us2pe9q 4 жыл бұрын
Bhaqi ygbo
@majorabraha2083
@majorabraha2083 4 жыл бұрын
Yes
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 4 жыл бұрын
እዛ ጨናዊት ዓለም ምስ ሓሳዊ እምበር ምስ ከምዚ ዓይነት ሰብ ዶ ትፈቱ ያ ኖበል ጥራይ ካልእ እምበር
@funnyerilove6834
@funnyerilove6834 4 жыл бұрын
Adnikeyo ezi wedi God bless you
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 4 жыл бұрын
ንፉዕ ስራሕ ክብረት ኢዩ።
@user-rd7bs9wj1j
@user-rd7bs9wj1j 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እግዚአብሔር ያሓግዝካ
@sebleyohans6707
@sebleyohans6707 4 жыл бұрын
ኣምበሳ መርኣያ ሰብ ካብ ዓይኒ ይሓልካ ጋልካ ይምሓረልካ ጀግና ኣቦ
@adelowobukky5775
@adelowobukky5775 4 жыл бұрын
ወድ ጀጋኑ
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ጅግና ኣቦ ብሓቂ
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ንጋልኩም እውን ፈጣሪ ምሕረት የውርደላ
@tsegatekulu8368
@tsegatekulu8368 4 жыл бұрын
Btaemi jigna
@senaytesfit8681
@senaytesfit8681 4 жыл бұрын
Nay bahaqi sebay
@ngusegebre3605
@ngusegebre3605 4 жыл бұрын
Ereba baber yqyru Africa swa ytsemqu nfue bravo
@eritreawoldu4848
@eritreawoldu4848 4 жыл бұрын
Anbesa zkone sebay lots of love from Eritrea
@Betelhem153
@Betelhem153 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝካ hawey
@user-yd5sb4km9f
@user-yd5sb4km9f 4 жыл бұрын
Waww, Ambes Wedi Halal Meryet
@assefagebreyesus5309
@assefagebreyesus5309 4 жыл бұрын
ጅግና አንበሳ
@weyzemen99
@weyzemen99 4 жыл бұрын
Wawwwww gele oynet Anbesa qexlo
@user-st4us5kl4t
@user-st4us5kl4t 4 жыл бұрын
Ajeka hawna srah srah eyu btaami des ybl
@galtagru174
@galtagru174 4 жыл бұрын
Gobez eka layten katiren ab hawe ney bzuhat maria eka gobez tigray tawtey
@alisagebrmedhin7587
@alisagebrmedhin7587 4 жыл бұрын
Beravo!!!!! Gobez herkut.nab bet megbiye tetkyro zeblexe.Amlak gulbetka yebark.
@user-fm5xl3kr8i
@user-fm5xl3kr8i 4 жыл бұрын
ዋውውውውውው ጠንካራ ዝኮነ ስብ
@Betelhem153
@Betelhem153 4 жыл бұрын
ብታኣም ንፉዓ አእካ ዝሓወይ ኣጆኻ
@ghenetabrha3834
@ghenetabrha3834 4 жыл бұрын
Amazing, may God bless you and your lovely family. Amazing dad
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m 2 жыл бұрын
ሚሊዮናት ለያቡ ኣብ ዘለውላ ሃገር ሰሪሑ (ብርሃፁ) ዝበልዕ ሰብ ምርኣይ ዕድሎት እዩ። RIH ኣመሓደርቲ ዞባን ወረዳን (ብፍላይ ጉሒላታት ሹሻይ መረሳን (መደናገሪ ዓዲግራት) ተኽላይ ገ/መድህንን (መደናገሪ ሽረ)!!!
@ne3291
@ne3291 4 жыл бұрын
betaimi gobez Ezi abeye kilet Eyou .😀
@ariyameru4335
@ariyameru4335 4 жыл бұрын
Anbesa betami eka gen nefue ajoka edmen tenan yhabka Fetari n’galka kea amlak mhretu yewrdelki kab eritreawiyan yehwatkum ena 🇪🇷❤️🇪🇹
@salamb9556
@salamb9556 4 жыл бұрын
ጀግና ኢኻ 👍
@adelowobukky5775
@adelowobukky5775 4 жыл бұрын
ዋውው
@mussietes5115
@mussietes5115 4 жыл бұрын
Btami nfu sebay nhiwet btfelto mengedi gerka ktmerha keleka eu selam delewo nabra tnebr so keep it up
@samimoha2027
@samimoha2027 4 жыл бұрын
Gigina ajoka kesilo
@robelrobel6189
@robelrobel6189 4 жыл бұрын
You are a hero God bless you
@godislove9722
@godislove9722 4 жыл бұрын
Good job man so jesus krstos bless you ✝️✝️✝️💯💯❤🤚⛪⛪⛪⛪✝️✔✅
@bnadn2lesdeuxfreres998
@bnadn2lesdeuxfreres998 4 жыл бұрын
Aray nay serh adesa ketelo zhawy rbi edm tena yhabka
@samimoha2027
@samimoha2027 4 жыл бұрын
Hero
@rutasultan4246
@rutasultan4246 4 жыл бұрын
Egziabiher betka ebark kubur abo
@alemmekonen6072
@alemmekonen6072 4 жыл бұрын
Oh my gosh good job I’m so Proud of you 👍 👍👍❤️
@fnansemere4845
@fnansemere4845 4 жыл бұрын
Anbesa zhawey keslo akoka ktawet eka
@AhmadAhmad-tv8mw
@AhmadAhmad-tv8mw 4 жыл бұрын
Egziabher edimen tanan yihabka zhawey srah tsibuk endiu ajeka
@zeromsolomun2628
@zeromsolomun2628 4 жыл бұрын
Nay bhaqi jgna sebay eka teawet
@fgdf3277
@fgdf3277 4 жыл бұрын
ጎበዝ
@beliman380
@beliman380 4 жыл бұрын
Merhatkum da leyabu ember nskums seb srah eykum.brave keep it up.
@luwamtsegay799
@luwamtsegay799 4 жыл бұрын
Amelk yhagzeka haway mearay ajoka bal barte
@vsho7517
@vsho7517 4 жыл бұрын
Wawwww naybhaqi nfua ezi hawey amlak admen tanan yhabka
@abrehetandom7213
@abrehetandom7213 4 жыл бұрын
ዋውው ኣነ ንዓካ ጅግና ጥራይ ኢየ ክብለካ ዝክእል ብጣዓሚ ንፉዕ
@user-gk8us2pe9q
@user-gk8us2pe9q 4 жыл бұрын
Wawwwwwwwww gerimuni jgna
@azmeragbrmkiall7551
@azmeragbrmkiall7551 4 жыл бұрын
Wowwwwwwww mar betam konjo♥
@letebrhanasfawwoldearegay9028
@letebrhanasfawwoldearegay9028 4 жыл бұрын
ezgabher amlak yhagzkum berketn redietun ayfeleykum!!!!!!!!btami tsibuk znad hab fetawi srha bdkamka trekbo tsgu bzuh eyu tenan edmen yhabkum amlak!!!!!!!
@safiqsajab8520
@safiqsajab8520 4 жыл бұрын
ጀግና
@tigistibelay532
@tigistibelay532 4 жыл бұрын
💓💓💓🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@awesomeiam1915
@awesomeiam1915 2 жыл бұрын
Yegerm
@selamgdey7977
@selamgdey7977 4 жыл бұрын
Aseyyyy zhawey nfoi
@abrehetmirach1543
@abrehetmirach1543 4 жыл бұрын
Nai bihaki abo.sebay malet ezz eiu edmen tsinan zhawey
@saymongoytom7367
@saymongoytom7367 4 жыл бұрын
Gobzzz abo serha nayyy wedi aeibl ny gaul aibel forsa
@saraha8808
@saraha8808 4 жыл бұрын
Jgna sebAy Ajoka bertie
@abrehetmirach1543
@abrehetmirach1543 4 жыл бұрын
Ajoka zhawey milman misrak eiu himak nah eritrawit haftka
@merhawitmehari1759
@merhawitmehari1759 4 жыл бұрын
Jignaa❤❤
@mdinaal7283
@mdinaal7283 4 жыл бұрын
👍👍👍💪💪💪
@mistirfkri3971
@mistirfkri3971 4 жыл бұрын
Btaemi belih sebay ab nebsu zamn
@teklitberhane9726
@teklitberhane9726 4 жыл бұрын
Good job hard work you meak money people's can say something so what
@mdinaal7283
@mdinaal7283 4 жыл бұрын
Btaemi Gegna sebiay Seb koynu nay Seb rihatsi aytsebe egzabhar amlak idmen tienan yhabka
ገዛና ደስ ኢልዋ ኣሎ ዞም ደቀይ
13:45
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 14 М.
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 13 МЛН
Schoolboy - Часть 2
00:12
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 4,3 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 20 МЛН
لقد سرقت حلوى القطن بشكل خفي لأصنع مصاصة🤫😎
00:33
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 28 МЛН
ደቀይ #ዶክተር  #መምህር  #ድያቆን ነይሮም ኩሎም ዓቢዶሙኒ
15:59
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 36 М.
Anxiety panic attack (Inside Out Animation)
0:11
FASH
Рет қаралды 14 МЛН
哈莉奎因以为小丑不爱她了#joker #cosplay #Harriet Quinn
0:22
佐助与鸣人
Рет қаралды 7 МЛН