ህፁፅ ሰበር ዜና ጀነራል ታደሰ ወረደ | ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ መቐለ | መግለፂ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም | Ethiopian news | Tigray news

  Рет қаралды 20,324

Kokob Media Network

Kokob Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 12
@burhanaman5183
@burhanaman5183 Ай бұрын
wdi wrede bota likek
@NegashGmedhin
@NegashGmedhin Ай бұрын
አብ ትግራይ ዝተዋሃቦ ዝተወሰነ ናይ ሥራሕ ሐላፊነት ዘፈፅም ምምሕዳር እምበር መንግስቲ ዝበሃል የለን ። ብዙሕ ሰብ ዝፀገም መንግስቲ ንዝብል መሠረታዊ ፖለቲካዊ ፅንሰ ሃሣብ ካብ ዘይምፍላጥ ይመስለኒ ።
@sabiysook7956
@sabiysook7956 Ай бұрын
ግዝያዊ ምምሕዳር እኮእዩ ካብ 6ተ ወርሒ ልለላዕሊ ሐላፍነት የብሉይ ሰሙ እና ሐበረ እናሃለወስ ምቁሳል እዩ ዝሳራሕ ዘሎረዲኢስ ምሁር ከምዚይ ድዩ ጌጋ ከውርድን ከደይብን አይብሉን ግዝያዊ ምምሕዳር
@user-dk4ww6yc3y
@user-dk4ww6yc3y Ай бұрын
ጌታቸው ረዳ መንግስቲ ኣይኾነይ ግምት እዩ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Ай бұрын
እኒ ጌታቸውን ረዳእን ዝሾሞም እኮ ህወሓት እዩሞ ሽመቱ ከልዕል ሕጋዊ መሰል አለዎሞ ከም እንዳብዕልግና አትግበርዋ??😡🤬🤬🤬💀👹
@HaftomGgiorgis
@HaftomGgiorgis Ай бұрын
ደናቁር ሰራት መርኣይኦም ውልቀሰባት ጌሮም መረኣይኦም ህዝቢ ኣይገበሩን ክሕደት እዩ ከሓድያን ክበዝሑ እዮም ልዓዖሊ ሰራዊት ኣይኮነን ህወሓት እዩ ክውዳእ ኣለዎ ዘይብሉ ንምንታይ ይተሓላለኽ ሙህሮኦም ሒዞም ገደል ይእተዉ ግዜ ይውጸአልና
@user-dk4ww6yc3y
@user-dk4ww6yc3y Ай бұрын
እሊ ግምት መጀመሪያ ተዋሃኹም ሃላፍነት ተዋፅኡ ተፈናቀልቲ መልሱ ተወረረ መሬት ኣመልሱ ላዕሊ ላዕሉ ኣይትርአዩ
@tekeaHagos-g3z
@tekeaHagos-g3z Ай бұрын
እቲ መድብ ሽመት ደው ዝቨለ ፀጥታ እንታይ ዳኣ ስርሑ ዘይሰርሕ ?
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Ай бұрын
ቅኑዕ ነገር ዘይርደኦ ዘይና ዋሃቢ
@HailuAbreha
@HailuAbreha Ай бұрын
ሓሳዊ ሚድያ::ፀረ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ::ዘየለ ትፅሕፍ ሰብ ተደናግር ተቕርቦም ሰባት ድማ ከማኻ ሓሰውትን ከሓድትን እዮም የጥፍእኻ:
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Ай бұрын
Abyi gelegele getasjwu
PIZZA or CHICKEN // Left or Right Challenge
00:18
Hungry FAM
Рет қаралды 16 МЛН
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 133 МЛН
Trick-or-Treating in a Rush. Part 2
00:37
Daniel LaBelle
Рет қаралды 45 МЛН
PIZZA or CHICKEN // Left or Right Challenge
00:18
Hungry FAM
Рет қаралды 16 МЛН