ህጹጽ መልእኽቲ፥- ንተጋሩን ኤርትራውያንን ብቀሺ ማርቆስ ደባስ

  Рет қаралды 81,785

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)

Күн бұрын

Пікірлер: 644
@Birtunamulaw2119
@Birtunamulaw2119 3 жыл бұрын
ኣብዚ ግዜ እዚ ንህዝቢ ትግራይ እና ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ዝሰብኽ ኣቦ ሃይማኖት ምርካብ ዘሕጉስ እዩ:: ቃል ኣምላኽ የስማዓና::
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእክቲ ክቡር ኣቦና ምስጭብጥታቱ!ናይብሓቂ ሓቀኛ ጋሳ! ክብርን ሞጎስን ካብእግዚኣብሄር ርከብዎ!!!
@mikael3245
@mikael3245 3 жыл бұрын
ተጋሩ ክሳብ ማዓስ ከተሽካዓልሉ ትደልዩ አለኹም፣ ታሪኽኩም አብ ኤርትራ ታሪኽ ወራር ጥልመት ስርቂ ዓመጽ ቅትለት ምዃኑ ማንም ኤርትራዊ ይፈልጦ ኢዩ፣ አብ ዘመንና ድማ አብ 1998 ተደጊሙ፣ ሰለምንታይ ከምዚ ሕጂ ትብልዎ ዘለኹም፣ አሕዋትናዮመ ኢልኩም ዓገብ ዛይበልኩም፣ ባድመ ዋላ እንተሃብናዮም አሕዋትና ኢዮም ዛይበልኩም፣ ናይ ብሓቂ ሃይማኖት እንተለኪ አምሓራ ኦርቶዶክስ አለዉ ኦሮሞ ወዘተ ውን አለዉ፣ ሕጂ ውን ህዝቢ ጸገም የብሉን፣ እቲ ጸገም ወያነ ኢዩ ንሱ ክኸይድ አለዎ ነበረያ ነበረ ክኸውን አለዎ ከም ደርግ፣ብዲሕርኡ ርክብ ሕዝቢ ከምቀደሙ ክቅጽልዩ፣
@genetgebrewahid5344
@genetgebrewahid5344 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና! ብፀሎትኩም ሓግዙና🙏🏾 መድሃኒአለም ምሕረትን ሰላምን የውርደልና! አሜን አሜን አሜን🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@tigrayadey7909
@tigrayadey7909 4 жыл бұрын
እግዛአቢሄር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና ፍቅርን ሰላምን ይሃበና❤🇻🇳❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
@mikael3245
@mikael3245 3 жыл бұрын
ተጋሩ ክሳብ ማዓስ ከተሽካዓልሉ ትደልዩ አለኹም፣ ታሪኽኩም አብ ኤርትራ ታሪኽ ወራር ጥልመት ስርቂ ዓመጽ ቅትለት ምዃኑ ማንም ኤርትራዊ ይፈልጦ ኢዩ፣ አብ ዘመንና ድማ አብ 1998 ተደጊሙ፣ ሰለምንታይ ከምዚ ሕጂ ትብልዎ ዘለኹም፣ አሕዋትናዮመ ኢልኩም ዓገብ ዛይበልኩም፣ ባድመ ዋላ እንተሃብናዮም አሕዋትና ኢዮም ዛይበልኩም፣ ናይ ብሓቂ ሃይማኖት እንተለኪ አምሓራ ኦርቶዶክስ አለዉ ኦሮሞ ወዘተ ውን አለዉ፣ ሕጂ ውን ህዝቢ ጸገም የብሉን፣ እቲ ጸገም ወያነ ኢዩ ንሱ ክኸይድ አለዎ ነበረያ ነበረ ክኸውን አለዎ ከም ደርግ፣ብዲሕርኡ ርክብ ሕዝቢ ከምቀደሙ ክቅጽልዩ፣
@tigrayadey7909
@tigrayadey7909 3 жыл бұрын
@@mikael3245 ደርቦ እስከ
@genetisaak8371
@genetisaak8371 3 жыл бұрын
@@mikael3245 ohh yeah Mikael again. Ewayyyy!!
@yggs5621
@yggs5621 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እግዛብሄር መስተውዐሊ ልቢ ይዓድለና ነቦና ቃለ አምላክ የስመዐልና
@mikael3245
@mikael3245 3 жыл бұрын
ተጋሩ ክሳብ ማዓስ ከተሽካዓልሉ ትደልዩ አለኹም፣ ታሪኽኩም አብ ኤርትራ ታሪኽ ወራር ጥልመት ስርቂ ዓመጽ ቅትለት ምዃኑ ማንም ኤርትራዊ ይፈልጦ ኢዩ፣ አብ ዘመንና ድማ አብ 1998 ተደጊሙ፣ ሰለምንታይ ከምዚ ሕጂ ትብልዎ ዘለኹም፣ አሕዋትናዮመ ኢልኩም ዓገብ ዛይበልኩም፣ ባድመ ዋላ እንተሃብናዮም አሕዋትና ኢዮም ዛይበልኩም፣ ናይ ብሓቂ ሃይማኖት እንተለኪ አምሓራ ኦርቶዶክስ አለዉ ኦሮሞ ወዘተ ውን አለዉ፣ ሕጂ ውን ህዝቢ ጸገም የብሉን፣ እቲ ጸገም ወያነ ኢዩ ንሱ ክኸይድ አለዎ ነበረያ ነበረ ክኸውን አለዎ ከም ደርግ፣ብዲሕርኡ ርክብ ሕዝቢ ከምቀደሙ ክቅጽልዩ፣
@yggs5621
@yggs5621 3 жыл бұрын
@@mikael3245 ክክክክክ ህግደፍ ቆንዳፍት
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ኣቦና፡ ኣምሓሩ ጥፍኣትና ኢዮም ዝደልዩ ካብ ደቂቐ እስቲፋኖስ ዝጀመረን ዘሎን ጥፍኣትና ኢዮም ዝሓልሙ። እቲ ናይ ጥንቁልና ሃይማኖቶም ድማ ንሱ ኢዩ ዝሰብኽ። ስለ እቲ ብዙሕ ሰብ ተንቅሑ ዘለኹም የቐንየልና ኣቦና እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@ggt620
@ggt620 4 жыл бұрын
ዳንኤል ክብረት ናይ በጊዕ ቆርበት ዝተኸድነ ተኹላ እዪ እግዚኣብሄር ናብ የማን ይምለሶ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ድማ ነስተውዕል ንሐዋሩ ንጥፋአትና ዝግበር ሸርሕታት እዩ አጆኹም አጆና 🙏🙏🙏
@benjami4359
@benjami4359 3 жыл бұрын
ዳንኤል ክብረት ካብቶም ዘድነቆምዩ ኣቦይ ዋላ ንሶም እንተተጋገዩ ኣቦይ ቀሺ ንጌጋ ብጌጋ ክእርሙ ኣይግባእን። ኣብ ሙሉዕ አለም ዘለው ኦርቶዶክስ ሓድነት ከነደልድል ክሰብኩ ምተገበኦም።ብፈላይ ሕዝቢ ግዕዝ ዝኮኑ ትግራይ ኤርትራን አምሓራን ክነቅሑ አለዎም ።
@ንሐቂንበር
@ንሐቂንበር 4 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ዘረባ ዘረባ ሐዉካ ብደዉካ ቃል አምላክ የሰመዐና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@alganeshtekie2859
@alganeshtekie2859 4 жыл бұрын
Kal hiwot yesmealna kbur Abona
@tirhasyebio3625
@tirhasyebio3625 4 жыл бұрын
አምላኸይ አእምሮ ሃበና አቦና ኩሉ ግዚ ምስ ሓቒ ደው ምስ በልኩም ኢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@BirukTube111
@BirukTube111 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@muludesta1912
@muludesta1912 3 жыл бұрын
ተጋገኪ ክብርቲ ሓፍተይ እዙይ እንተይ እሉ ከም ዘመልስ ዘሎ እቲ ቃሺ ዘዛርቡ ዘሎ ተስተዉዐለዉ ኣለኩም መንፍቅ እዩ ርክስ መንፈስ ዘሓደሩ እግዚአብሔር ልቡ ይመለስሉ
@Letushtigray
@Letushtigray 4 жыл бұрын
ቃል ህወት የስመዐልና🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭
@ggt620
@ggt620 4 жыл бұрын
እግዚአብሄር ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏🙏🙏
@wedasekidane3724
@wedasekidane3724 4 жыл бұрын
bxelotkum degfna abo keshi egzabiher mhretu ylakelna
@merci0961
@merci0961 3 жыл бұрын
እቲ መጋቢ ቀሺ ብዛዕባ ብሄር ትግርኛ እተዛረቦ ግን ኣዝዩ ዘስሕቕን ግን ከኣ ሓቅነት ክህልዎ ዝኽእልን 'ዩ. ከምዚ ኢሉ ተዛሪቡ_" ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ትግርኛን ኣብ ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ትግርኛን ሓደ ተዝኸውን ነይሩስ ህዝቢ ኦርሞን ህዝቢ ኣምሓራን [ ዕድል? ] ኣይምሃለዎን". ግንከ እግዚኣብሄር ኣሰራርሓኡ ይኽእሎ 'ዩ. ሓደ ንኸይኮኑ ሕድሕዶም ከምዝጸማመዱ [ ከምዝጻልኡ] ገይርዎም". ካብዚ ህዝቢ ብሄረ ትግርኛ ክመሃሮ ዘለዎ ነገር እንታይ 'ዩ? እቲ ኩነታት ተደጋጋሚ ምቅላዕ ንባዕዳውያን ወረርትን መግዛእትን, ብግዜ መሳፍንቲ ዝነበረ ሕድ ሕድ ናይ ስልጣን ውድድር ዝፈጠሮ መስፍናዊ ግርጭትን ናብ ህዝቢ ክሰርጽ ስለዝተገብረ እቲ ህዝቢ ኣንፈት መሰረታዊ ሕውነቱን ሓድነቱን ሓባራዊ መንነቱን ስሒቱ ናብ ምፍልላይ ኣምሪሑ ከም ጓናን ክልተ ህዝብን መሲሉ ንብዙሕ ዓመታት ጸኒሑ. እዚ ጉዳይ እዚ ከኣ ንካልኦት ዓብለልቲ ኣህዛብ ዓብይ ክፉት ዕድል ሂብዎም. እነሆ ሕጂ ነቲ ኣብ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምስምማዕ ከም መለኮታዊ ስራሕ ኣምላኽን ከምኡ ከኣ ዓብዪ ዓወት ንካልኦት ኣህዛብን ኢሎም ብግህዶ ይገልጹና አለው. ህዝቢ ትግርኛ ኤርትራን ኣብ ትግራይ ዘለኻ ህዝቢ ትግርኛን ዝሓለፈ ጌጋ ሰኣን አፍልጦኻን ብሰንኪ እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተገልጹ ምኽንያታትን ምዃኑ ተረዲእካ ከም ህዝቢ ንሓባራዊ መንነታዊ ህላወኻ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ክረግጹኻ ዝመጹ ገዛእቲ መደባት ብሓባር ዝመከትካዮምን ዘባረርካዮምን_ ንኣብነት ብዘመን ሃጸይ ዮሃንስ ኣንጻር ወራሪ ጥልያንን ግብጻውያንን ብከፊል ከኣ ወራሪ ቱርክን ብዓብዩ ድማ ንምውዳቕ ኣንጻር ዴሳዊ ስርዓት ደርግን ዝገበርካዮ ሓድነታዊ ገድልን ዘመዝገብካዮ ታሪካዊ ፍትሓዊ ዓወትን ዘክር 'ሞ ሕጂ ከኣ እቶም ዘይድቅሱልካ ናይ ሓባር ትምክሕተኛታት ጸላእትኻ መታን ሓበራዊ ረብሓኻ ብሓባር መክትን ተዓወትን. ኣይኮነን ኣብ ሕሉፍ ጌጋታት ዝነብር ኣብ ገለ ሕሉፍ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ዝነብር ህዝቢ እንተሎካ እኩኣስ መርኣያ ዘይምዕቡልን ዘይስልቱንን ህዝቢ ምዃኑ ዘመልክት 'ዩ. እግዚኣብሄር ጎይታ ናይ ኣሕዋት ሓድነት እምበር ጎይታ ምፍልላይ ኣሕዋት ኣይኮነን.
@rigbetube1077
@rigbetube1077 4 жыл бұрын
ክቡር ሰብ ማዕረ ነብሱ የኽብረካ እንጀራ ዓለም ብልዑ ክቡር ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረኽ
@ዛይድሓፍቲቲጂ
@ዛይድሓፍቲቲጂ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂውት ይሰማዓል ክብረት ይሃብልና
@gebtsawtigebysawtt1192
@gebtsawtigebysawtt1192 3 жыл бұрын
Kmzu kemakume zeble yebzhyo abona
@hiwihiwi5713
@hiwihiwi5713 3 жыл бұрын
Amen.amen.amen Bhaqi Qale Hiwet Ysmelna kbur abona tom delyti kuinat egziabher yfredom deleyti selam selam yeslena e r amlak👉❤️🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷❤️👍🙏🙏🙏
@yahawiadenay9438
@yahawiadenay9438 4 жыл бұрын
አምላኽ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ይፍትኝ አምላኽ ብምሕረቱ ይጠሚተና።
@axsumawit3339
@axsumawit3339 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃቦም🙏🙏🙏
@tsehaytsehay616
@tsehaytsehay616 4 жыл бұрын
ትክክል አሜን አሜን አሜን
@ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
@ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰማዓልና ኣቦና ሃፀይ ሃይላሰላሴ እውን እእዚኦም ብፉፁም ሓደ ክኮኑ የብሎምን ይብሉ ነይሮም ቡዙሕ ድማ ሰሪሐምሉ እዮም ዞም መርዛማት ኣምሓሩ ኣብ ልዕሊ ትግርኛ ዓብይ ፅልኢ ኣለዎም
@mikael3245
@mikael3245 3 жыл бұрын
ተጋሩ ክሳብ ማዓስ ከተሽካዓልሉ ትደልዩ አለኹም፣ ታሪኽኩም አብ ኤርትራ ታሪኽ ወራር ጥልመት ስርቂ ዓመጽ ቅትለት ምዃኑ ማንም ኤርትራዊ ይፈልጦ ኢዩ፣ አብ ዘመንና ድማ አብ 1998 ተደጊሙ፣ ሰለምንታይ ከምዚ ሕጂ ትብልዎ ዘለኹም፣ አሕዋትናዮመ ኢልኩም ዓገብ ዛይበልኩም፣ ባድመ ዋላ እንተሃብናዮም አሕዋትና ኢዮም ዛይበልኩም፣ ናይ ብሓቂ ሃይማኖት እንተለኪ አምሓራ ኦርቶዶክስ አለዉ ኦሮሞ ወዘተ ውን አለዉ፣ ሕጂ ውን ህዝቢ ጸገም የብሉን፣ እቲ ጸገም ወያነ ኢዩ ንሱ ክኸይድ አለዎ ነበረያ ነበረ ክኸውን አለዎ ከም ደርግ፣ብዲሕርኡ ርክብ ሕዝቢ ከምቀደሙ ክቅጽልዩ፣
@yemanegebresus8848
@yemanegebresus8848 4 жыл бұрын
ህላወ ተጋሩ ህላወ ህዝቢ ኤርትራ ኢየ ስለዚ ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ትግራይ ኣለና
@yosiephtesfamariam3325
@yosiephtesfamariam3325 4 жыл бұрын
ኣቦይ ቀሺ እግዝኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም ካልአ ብዙህ ዝብሎ የብለይን ኩሉ ሰብ ከማኩም እንተዝልብም.
@ሄዋንየማነ
@ሄዋንየማነ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድል በእዉነት ከመይ ዓይነት ግዜ እዩ ግን በፂሕና ዋይ ሎምስ ገረመና እኮ ኣታ ፈጣሪየ ኩሉ ዓለም ከም በዝሒ ኣበሳና ዘይኮነስ ከም በዝሒ ምሕረትካ ይቅረ በለልና
@የትግራይልጅነኝ
@የትግራይልጅነኝ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያሳማልን
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 4 жыл бұрын
አሜን አቦና 🙏🏻🙏🏻🙏
@muluabeba4416
@muluabeba4416 4 жыл бұрын
ኣምላክ ብምህረቱ ይጠምተና
@yemanetsegay3437
@yemanetsegay3437 4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና
@genethagos413
@genethagos413 4 жыл бұрын
ቃል አምላኽ የስመዕልና ሓቂ አቦና
@እስመአልቦነገርዘይሳአኖለ
@እስመአልቦነገርዘይሳአኖለ 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክብር ኣቦና በሓቂ ቃል ህይውት የስመዐልና ክብር ኣቦና ንዓና ሰምዕና መተግበርቲ ይግበረና እግዚአብሔር ኣምላክ ሓጥያትና በደልና ሓድጉ ምሕረቱ ይልአከልና እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር አቦና ብፆሎቶም ሕሰብና ኣብ ስደት ዘለና እውን ምስ ስድራና ብሰላም የራእየና
@ገዳማትትግራይ
@ገዳማትትግራይ 4 жыл бұрын
ብሓቂ መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና ኣቦና ቀሺ ንዓይ ንድኩምትን ሓጥያተኛን ካዓ ኣብ እትገብርዎ ፆሎትኩም ዘክሩኒ 🙏🙏🙏
@ገዳማትትግራይ
@ገዳማትትግራይ 4 жыл бұрын
@@merathetewahdo2539 ንኩላትና መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና ኩቡር ሓወይ 😭😭😭
@tigrayadey7559
@tigrayadey7559 3 жыл бұрын
amen AMEN AMEN ቀሺ ማለት ከመኩም ዝበለ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣምሓራይ ቀሺ የለን ጦንቃይ፣መተታሞች እንጂ ኣእዱግ እዮም ንከብዶም እምበር እምነት የብሎምን ፈጣሪ ናይ ኤርትራን ትግራይን ፍቅር የብዘሐልና እግዚኦ ማሃረነ ኩርስቶስ እነዚ ኣህያዎች በቆፎሩት ጉድጋድ ይጥፉ።አረ ንንቃሕ ውፁዓት ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን
@mikael3245
@mikael3245 3 жыл бұрын
ተጋሩ ክሳብ ማዓስ ከተሽካዓልሉ ትደልዩ አለኹም፣ ታሪኽኩም አብ ኤርትራ ታሪኽ ወራር ጥልመት ስርቂ ዓመጽ ቅትለት ምዃኑ ማንም ኤርትራዊ ይፈልጦ ኢዩ፣ አብ ዘመንና ድማ አብ 1998 ተደጊሙ፣ ሰለምንታይ ከምዚ ሕጂ ትብልዎ ዘለኹም፣ አሕዋትናዮመ ኢልኩም ዓገብ ዛይበልኩም፣ ባድመ ዋላ እንተሃብናዮም አሕዋትና ኢዮም ዛይበልኩም፣ ናይ ብሓቂ ሃይማኖት እንተለኪ አምሓራ ኦርቶዶክስ አለዉ ኦሮሞ ወዘተ ውን አለዉ፣ ሕጂ ውን ህዝቢ ጸገም የብሉን፣ እቲ ጸገም ወያነ ኢዩ ንሱ ክኸይድ አለዎ ነበረያ ነበረ ክኸውን አለዎ ከም ደርግ፣ብዲሕርኡ ርክብ ሕዝቢ ከምቀደሙ ክቅጽልዩ፣
@kahasitgaltigray325
@kahasitgaltigray325 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጥዑም ዘራባ ኣቦና መድሃኒኣለም ብሰላም የጥፋኣዮ እዚ ኩናት እዚ ኦ ጎይታ ይቅር በለን
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 4 жыл бұрын
ናይ ሀይማኖ ጅግና አቦና ጾሎት ቁስ እንጦኖስን አውነ መንቄሮስን አይግደፈና። ሐይሊ አይህቦምን እዩ ሐቂ ክትመጽእ እያ ። እድመን ጥእናን ያሀብኩም አቦና።
@midmud3253
@midmud3253 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረት የውርደልና
@ናይኩርስቶስባርያ
@ናይኩርስቶስባርያ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ክቡር አባና ቃለ ሂወት የስምዓልና እዞም አእዱግ ንትግርና ተዛረብቲ ከጥፍኡ ተሓሰቡ ንሕና ተጋሩ ምካና ረስዖሙና አነ ብጣዕሚ እየ ሕጉስቲ ምስ ኤርትራውያን አሕዋተይን ወለደይን ከምዙይ ክትሓላለዩ ክትሓጋገዙ ደስስስስስስ ይብለኒ እግዚአብሔሔር አይፈላልየና ንበርትዕ ካብ ስደተኛ ትግራወይቲ ሓፍትኩም እየ አብፀሎትኩም ሕሰቡኒ
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሓልክም ንሓቂ ዝቖምኩም ኣቦና የቐንየልና ኣምላክና ክዓ ሰላም የውርደልና ኪናትን ወረ ኪናትን የጥፍኣልና ፈጣሪ ምስ ውጹዕ ህዝቢ ይኹን
@አበባአበባ-ሐ3የ
@አበባአበባ-ሐ3የ 4 жыл бұрын
አቦና እግዚአብሔር ዕድመንጥዕናንይሃብልና
@sirihasqwe4711
@sirihasqwe4711 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@አለምገራሚ
@አለምገራሚ 4 жыл бұрын
አባታችን በትግርኛ መፃፍ አልችልም እና ይቅርታ ቃለሒወት ያሰማልን እውነት በእምነታችን እየመጡብን ተቸግረናል ለሁሉም ሰላሙን ይስጠን እናንተ በርቱ ለሁለቱም ትግርኛ ተናጋሪዎች ተስማምተው ጥሩ ጎረቤት ሆነው እንዲቀጥሉ ለማረግ ስሩ
@fthawifthawi4252
@fthawifthawi4252 4 жыл бұрын
🇪🇷🇻🇳 ብታም ያኣክል ኣለና ያኣክል ንብል ኣለና ናትሓጋግዝ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇻🇳
@merimeri4065
@merimeri4065 4 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ገፁ ይመልሰልና
@egfwgre9270
@egfwgre9270 4 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ቃል ህይወት ያሳማልን
@محمدصالح-ف8ش9ص
@محمدصالح-ف8ش9ص 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ቃለ ህይወት የስመዐልና 🙏🙏🙏🙏🙏
@aebyaeby0061
@aebyaeby0061 3 жыл бұрын
ቃል ህወት ይስመዕልና ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ፈጣሪ።
@mr.hrealpeople2135
@mr.hrealpeople2135 4 жыл бұрын
Aboy Keshi Markos, I think it could have been great if you been talking about Peace 🙏🏾! You or the Eritrean people should not take sides in a war of Ethiopian civil war.
@abrahamjosue
@abrahamjosue 4 жыл бұрын
ልክዕ ሓቀኛ ዘረባ እዩ፡ ልቢ ዘለዎ ዬስተዉዕል! ዓይኒ ዘለዎ ይርኤ፡ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ!! ኤርትራዊ ንነጻነትካ ንክብርኻ ደዉ በል።
@luulgebremichael9149
@luulgebremichael9149 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona
@thchvycyc5345
@thchvycyc5345 4 жыл бұрын
አሜን ቃለ ህይውት ያስመዐልና😭😭😭
@mikehaile5775
@mikehaile5775 4 жыл бұрын
እግዜአብሔር ምሕረት የውርደልና ዘፋቅርን ዘሰማምዕን ግዜ የምጳአልና፡ግን ትግራይ ነዚ ችግር ንሕዝቢ አብ ሓዊ የእትዮሞ፡ምክንያቱ ንሶሙዮም ኤርትራዎት ዝሰጎጉ፡ውግእ አውጆም ኤርተኣ ዝወረሩ ደምና ዝሰተዩ፡ቤአምላክ ይከፈሉ።ትዛረቡዎ ዘሎኩም ጵቡቅ ነይሩ
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 4 жыл бұрын
ሓውና እዚ ትብሎ ዘለኻ መን እዩ ገይርዎ ዓለምን ንሕናን ኣንዳዕዲዕና ስለ ንፈልጥ ዘፍኩሰና ኣይንዛረብ
@samriytub7032
@samriytub7032 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
@debesaysium4205
@debesaysium4205 4 жыл бұрын
አምላኽ ምሕረት የውርደልና🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@ሰውነኝ-ቀ8ሐ
@ሰውነኝ-ቀ8ሐ 4 жыл бұрын
አሜን ቃለህይወት ያሰማልን
@sawetdesita5739
@sawetdesita5739 3 жыл бұрын
ኣሰይይ ክቡር ኣቦና ፀጋ ኣሞላክ የብዘሐልኩም ኩሉ ሰብ ከማኩም ተዝኮን እምበር ሰላም ይልኣከልና ኣምላክና
@ምንባርተፈቲንካ
@ምንባርተፈቲንካ 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐልና ብጣዕሚ ነመስግን መምህር አቦና🙏🙏🙏🙏
@negash7146
@negash7146 4 жыл бұрын
ኩሉ ዘቕረብኩሙዎ ኩሉ ሓቂ እዩ ደስ ዝብል መልእኽቲ እዩ ሓንቲ ከዘኻኽረኩም ዝደሊ ኣብ ውሽጥና ድማ ብሃይማኖት ህዝብና ክፈላልዩ ዝደልዩ እንበዓል አግኣዝያን ኤርትራን ትግራይን ናይክርስቲያን ዓዲ ገይሮም ዝሰብኩ ዘለዉ ዓገብን ጌጋን ዶ ትብሉልና ምኽንያቱ ናብዘይጠፍእ ሓዊ ከየእትውና ሃይማኖት ናይ ግልና ዓዲ ግና ናይ ኩላትና ምዃናን ይንገሩዎም የቐንየልና ድማ ብጭቡጥ ዘርአዩና
@sabasimon4736
@sabasimon4736 4 жыл бұрын
አሜን አቦይ ቀሺ ሰላም የውርደልና ብውግእ ዝፍታሕ ጸገም የሎን እምላኽ ይአኽለኩም ይበለና ነዞም መልሐና ናትና እያ ድላይና ክንዛረብ ኢና ዝብሉ ድማ እዝግእብሄር ስቅ ኢሉ እክስምዖምን እዩ ንኤርትራ ኤርትራዊያን ከርህውልና እዩ ሕልሞም ክንቱ ጌርዎ እዩ ሕጂውን ብናቱ ስውር መንገዱ ክድግሞም ከሕፍሮምን እዩ አቦይ ቀሺ ጾሎትኩም አይፈለየና ዘመን እጎልጉሎትኩም ይባርኽ
@ትግራይዓለመይእያናዓይ
@ትግራይዓለመይእያናዓይ 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዓልና 🙏🙏🙏
@ybrahmesfun2338
@ybrahmesfun2338 4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ። ብርግጽ ህላዌ ትግርኛ ኣብ ኣፍ ሓርገጽ ኣትያትሉ ዘላ ግዜ ኢያ ። ጥፍኣት ተጋሩ ጥፍኣትና ህላዌ ተጋሩ ህላዌና ኢዩ።
@halefomgerefial1373
@halefomgerefial1373 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመአልና ክቡር ኣቦና
@ghty5387
@ghty5387 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmena kubur abona
@jvghct1306
@jvghct1306 3 жыл бұрын
ኦአምላክይ ይቀረ በልልና ኩቡር አቦና ቃል ሂወት የሰመዐና
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 4 жыл бұрын
ኩልና ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ኣባታዊ ምክሪ ሰሚዕና ብጸሎት ንንቃሕ
@ngstyredae6837
@ngstyredae6837 4 жыл бұрын
ኩሉ ካማካ ተዝከውን ኣቦይ ቀሺ ኩፈእ ኣትርከብ የቀንየልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@wedikeshi4558
@wedikeshi4558 4 жыл бұрын
ኣቦና ብሓቂ ዝስማዕ ዘረባ ናብ ቅድሚት ዘሰጉም መልእኽቲ እዩ እሞ ቀጽልዎ።ምስትውዓል ዘድልዮ ዘበን እዩ ብሓቂ። ጾሎት ሓድነት ሕውነት የድሊ። ስለዚ ኣቦና ጽቡቕ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዝኣብሂር ኣጆኹም ኣሚአን(3)
@efremkidane6597
@efremkidane6597 3 жыл бұрын
በቓ ይኣክለና ኹናት ወረ ኺናት ኣንደልን ኢና በቓ ይኣክለና ዝሓልፈ ኺናት ተማሂርና ኢና ደምና ፈሲሱ ሂወትና ከፊልና ልእላውነት እንዳበልና ናጸነት ተመንጢልና ሞት፡ ዓመጽ' ግፍዒ' ሸላ ኮይኑ ናጽነትና ኣብ ስደት ክነብር ብዘይ ንቡር ኽብቅበር ተፈርድና ኣብ መወድእታ ኣይከሰርናን ተባሂልና(2) እንተዘይከሲርናስ ንጠምት እስከ ሃገርና ኣበይ ኣሎ ሰላም ኣበይ ኣሎ ድማኽራሲ ኣበይ ኣሎ ምዕባለ ኣበይ ኣሎ ቤት ትምህርቲ ኣበይ ኣሎ ሕጊ ዝፈርድ ንህዝቢ ብዓኒ ሓቂ ኣበይ ኣሎ ባይቶ ዝመርጽ ቭርዘንቲ ኣበይ ኣሎ ቅዋም እቲ ናይ ሃገር መራሒ ኣበይ ኣሎ ይንበርስቲ ዘፍሪ መራሕቲ ኣበይ ኣሎ ሕክምና ንህዝቢ ፈዋሲ ህግደፍ ዓጽዩዎ ኣሎ ምእንታን ስልጣኑ ከዕቢ ንቓሕ መንእሰይ ጸላኢኻ ኣለሊ ኣበይ ኣሎ መሰል ናይ ሃይማኖት ክብሪ ቐሺ ይእሰር ሓቒ ተዛሪቡ ቓል ፈጣሪ ሸኽ ይቅተል ስለ ዝተዛረበ ሓቂ ኣበይ ኣሎ መሰል ናይ ሃይማኖት ክብሪ ባስረር ይእሰር ክነብር የ' ኣንተበለ ብቓል ናይ ፈጣሪ ስብ ኣይቕትልን የ' ሓጥያት ዩ ብዓኒ ፈጣሪ ኢሉ ዝእሰር ህዝቢ እንድዩ ዘለኒ ኣበይ ኣላ እታ ሓርነት እስከ ንገሩኒ ኣበይ ኣላ እታ ናጽነት እስከ ንገሩኒ እንተዘይከሲርናስ እስከ ዕላማ ንጠምቶ ደቕና ክማሃሩ ክኾንልና ፊኖ ሃገርና ክትምዕብል ክትኾነልና ብልጽግቲ ብዓለም ክትፍለጥ ብስፕርቲ ብትምህርቲ ናጽነት ከስተማቅር እቲ ውጹዕ ህዝቢ ክምርጽ ክመርጽ ክህልዎ ክብሪ እንድዩ ነይሩ ዕላማና ግዲ ንሕና ዝተጋደልና ደቕና ክማሃሩ ናጽነት ከስተማቅሩ ኣብ ሃገሮም ብሰላም ክነብሩ ፍቕሪ ክስተማቕሩ ኣብ ባይታ ዘሎ ግን ልክዕ ኣንጻሩ እንተ ዘይከሲርና ሕጆ ዕላማና ንጠምቶ መናወሒ ሰልጣኑ ኺናት ወሊዓቶ ናይ ትማሊ ሰላም ንህዝቢ ኣንቂሓቶ ኢሳያስ ከይፈልጠ ናይ ልቡ ነትጋቶ እንተተ ዘይከሲርናስ ጠምታ እስኸ ገዛና ኣበይ ኣሎ ሓወየይ ኣበይ ኣሎ ሓውኻ ኣበይ ኣላ ኣደይ ኣበይ ኣላ ኣደካ ኣበይ ኣሎ ኣቦይ ኣበይ ኣሎ ኣቦካ በል ጽን እልካ ስምዐኒ ብዕለይ ክነግረካ እቲ ዓቢዪ ሰንኪሉ እቲ ንእሽተይ ተሰዊኡ ኣቦካ ተእሲሩ ሕሳስልደ ኣብ ስደት ሰፊሩ ኣደይ ብጋሂ ሂወታ ሲእና ኣደኻ ዝንዛዕ ትነብዕ ወዳ ሲእና ኣቦይ ብጋሂ ኣብ ዓራት ተረሚሱ ወዲ ሰብዓ ክንስን'ሱ ኣብ በረካ ክነብር ተገዲዱ ብውላዱ ይርገጽ ይጭፍለቕ ኣብ ገዛ ሃገሩ በቓ ተረሚሱ መሰሉ ተጋሂሱ ይነብር ኣሎ ዘይ ሙሱል መሲሉ ስለዚ ካኣ ንቓሕ መንእሰይ ተጠርነፍ ኣድሕኖ ንህዝበይ ኣጥፋኣዮ ንህግደፍ እከይ ተኣከብ ተጠርነፍ ብዕልኻ መንእሰይ 20/ 12/ 2020
@abebaberhiu5188
@abebaberhiu5188 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር ኣቦና
@gideyabraha3922
@gideyabraha3922 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና 🙏🙏🙏✅✅✅✅✅✅✅✅
@knagnknagn109
@knagnknagn109 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣምላኽ የስምዐልና🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aberateklehaimanot9804
@aberateklehaimanot9804 4 жыл бұрын
እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም ኣቦና ክቡር ኣገልጋሊ ልዑል እግዘኣብሐር ፈጣሪ፤ንህዝቢ ትግራይ ሓውና ካብዚ ኣንጸላሊዎ ዘሎ ናይ ምጽናት ዘርኢ ብዓብይ ኣሕመድን ኢሰያስ ኣፈወርቅን ፈጣሪ መዋጽኦ ይሃቦም፤ሎሚ ዘይከተተ ብደዉ ከምዝሞተ ከምዝብሃል፤ሎሚ ኣብዛ ህሞት እዚኣ ተጋሩ የሕዋትናን/ኣሓትናን ኣብ ጸበባ ኣብ ዝርከቡላ ኣግሂድና ዓው ኢልና ኣብ ጎንኦም ጠጠው ክንብል ኣለና፤ሕጂ ኣብዚኣ ህሞት እዚኣ ኢና፤እቲ ብጣልያንን ብምነሊክን ብኢሰያስ ኣፈወርቅን ዝተፉሕሰ ጽልኢ ኣብ ሞንጎ ተዛረብቲ ትግርኛ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክነፍሽሎን ክንበትኮን ንኽእል።እታ ናይ 30:28 ዘስደምም ዩ።ካብ ጉሓፍ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጀሚሪካ እዮም ንህዝብና የሕሲሮሞ።ዋላ ኣስላም ከም ጳጳስ ኮፍ እንተበሉ መን ዶ ክዓግቶም ዩ፤እቲ ህዝቢ ሽለት ኮይኑ ዩ ተሪፊ፤በጅባጅ ፈራሕ።
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 жыл бұрын
እዚ ኩናት አብ ሞንጎ ተዛረብቲ ትግሪኛ ዲዩ ? ህዝቢ ኤርትራ ብዘይ አፈላላይ አብ ልዕሊ ክልል ትግራይ ዝግበር ዘሎ ኩናት ይኹኑኖ:: ስለምንታይ ግን ቀቢላ'ውን ሃይማኖታውን ንገብሮ ? መራሕቲ ትግራይ (ወያነ: ሐደራ ክምጸርፊ ክይትወስዶ) ንብዙሕ ዓመታት አድላይ ምቅርራብ ክምዝገበሩን ኣንጻር ዝኾነ ይኹን ጸላኢ ክምክቱ ምኻኖም'ውን አፍሊጦም'ዩም: ሕጂ ናይ ትግሪኛ'ዶ እናበልካ ዝግበር ጎስጋስ ትርጉም የብሉን:
@danielniguse5321
@danielniguse5321 4 жыл бұрын
ኣቦይ ቀሺ ምዓረይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ንዓኩም ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም ።እሞበር እዚኦም ንትግራይን ኤርትራን ከጥፍኡ እዮም ዝደልዩ ህዝብና ግን ሰማዒ ኣይኮነን እምበር ገና ሕጂውን ከጽንተና እዩ መሳኪን ህዝብናን ደቅናን ኣይከሰርናን እናበለ ሕጂ ከ እንታይ ከምጽኣልና እዩ ። መሳኪን ትግራይ የሕዋትናን ደቅኔን ዘጥፍኣልና ዘሎ ዓቢ ከልብን ኩርኩርን ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና። ኣቦና ብኣምላክ ክትረክብዎ ኢኩም ህዝብና ዝሰምዕ ኣይኮነን።
@delunagrocy6559
@delunagrocy6559 4 жыл бұрын
ብሐቂ ምስትውዓል ዘድልዮ ጊዜ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልና የሕዋት ኤረትራውያን ልቢ ንግበር ንሰምዖ አለና ስለ ሐቂ ዝምስክሩ ዘለው አቦና ስለ ሐቂ ኩሉ ጊዜ ደው ምስ በልኩም ስለ ሃይማኖትኩም ስለ ሃገርኩም ጅግና አቦ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሜን🙏🙏🙏🙏🙏
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 4 жыл бұрын
Amen Amen kele Hiwet yesmalna Amen 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@axum5878
@axum5878 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kibur abona 🙏🙏🙏🙏🙏
@negjstyeriteria4918
@negjstyeriteria4918 4 жыл бұрын
አንታቡሩክ እግዛቢሄር ይባርካ
@የተዋህዶልጅነኝ-ኀ6ቘ
@የተዋህዶልጅነኝ-ኀ6ቘ 3 жыл бұрын
ንክቡር አቦና ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብልና ፍጣሪ ክፍኡናን ጥፍአትናን ንዝምነዮ አይነ ልቦነኦም ዝተሽፍኖም ፍለጥቲ ኢና ምሁራን ኢና ናይ ሃይማኖት ስባት ኢና ንዝብሉ ግን ዘይኩኑ ድማ ናይ ኢዶም ይሃቦም አምላክ ቅዱስ እግዚ አብ ሔር በምሕረት ዓይኑ ይጠምተና አሜን ፫
@gualzomjeganu4605
@gualzomjeganu4605 4 жыл бұрын
ኣሜንንንንንን ኣሜንንንንንን
@ميري-د9ص
@ميري-د9ص 4 жыл бұрын
ቃል አምላካ ይስመዕላና
@askalabrahamsaldosry1110
@askalabrahamsaldosry1110 4 жыл бұрын
ፀጋኩም የብዘሐልና ኣሜን
@letchalemu6831
@letchalemu6831 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ያሕዝን ፈጣሪ ባዕካ ብፀሐልና
@اتلةاة
@اتلةاة 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኩቡር ኣቦና እግዛኣቢሔር ኣምላክ ሰላምን ፍቅርን ይልኣከልና
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 3 жыл бұрын
ኣበየ ቀሺ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወጽዕ ህዝብና አምላኽ ሰላሙ ይልኣከልና💔🙏 ሸዋውያን ኣምሓራ ማ 2 ኣሕዋት ኣባሊዖም ኣግፊሖም ክበልዑ ዩ ትሓሳቦም ግን ህዝቢ ኤርትራ መብዛሕትና ጥፍኣት ተጋሩ ዕርክነት ምስ ኢትዮጵያ ዘላቒ መሲሉ ዝስመዖም ኣሎ እንግዲ መጠረሻ ውጽኢቱ እዚ እዩ ከነደቂቀ እስጢፋኖስ ወጀመረ ደም ሎሚ ውን ሎሚ ለ ንድገምኣለና ዘር ያዕቆብ ኣምላኽ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም
@gaaljaka2615
@gaaljaka2615 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐና ኣባየ ኣሜን(3)♥♣♥
@letchalemu6831
@letchalemu6831 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@wwyy8624
@wwyy8624 4 жыл бұрын
*#የቀንየልና** ትክክለኛ ሓቂ እሳ እያ አብ ክንዲ ልምዓት ሰላምን ንትግራይ ንኤረትራን ነኒባዕልና አባሊዖም ንሽዋውያን አሓራ ዝምችዎም አብ ኤረትራን ትግራይ ሞጉዚት ደካማ መንግስታት ከብ ሽዋውያን ክምደበልና ባህልናን ሀፍትናን ከጥፍዑና እዩ እቅዶም እዙይ ተረዲኢና አይንጋጮን እካ ዳአስ ንደጋገፍ ንበሎም ብሓባር ንመክቶም#*
@ትግራይሃገረእዩትግራይትዓ
@ትግራይሃገረእዩትግራይትዓ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@abrrasdf8565
@abrrasdf8565 4 жыл бұрын
ኣምላክ ይሓግዘና
@ቁዱሰሚካኤልፈጥነህድረሰል
@ቁዱሰሚካኤልፈጥነህድረሰል 3 жыл бұрын
አሜንን ቃለ ሂወትየሰመዐልና ብሓቂ ናይመራሒ ሃይማኖት ሐዚ ሪአ ዝግርም ናይአገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@markoslemlem7483
@markoslemlem7483 4 жыл бұрын
አቦይ ቀሺ ቃለ ሂወት የሰመእልና እግዛቢሄር ብምህረቱ ይዘከረልና !!!
@okubayaraya5135
@okubayaraya5135 4 жыл бұрын
ኤድመን ቴዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣቦይ ቀሺ
@mimiabraham160
@mimiabraham160 4 жыл бұрын
Thanks father for sharing God bless you
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 4 жыл бұрын
አሁንስ ኣመመኝ አቤቱ የሰራዊት ጌታ ታረቀን ማረን 😭😭😭😭😭😭😭😭
@ገዛናናፍቀ-ገ5የ
@ገዛናናፍቀ-ገ5የ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
@tsgeredagebretnsae5131
@tsgeredagebretnsae5131 4 жыл бұрын
ይቅሬታ ግበሩለይ እበሪ አቦይ ቀሺ ሕጂሲ ንንስሐ ዝክውን ትምህርት ኢዩ ዘድልየና ዘሎ እዛ ግዜ ትርእይዋ አለኩም እንታይ ሕዝና ኢና ክንጸንሕ ንቅሑ ድልዋት ኩኑ ይብለና አሎ ንስሐ ዘይ አተና ንስሐ ክንአቱ ቅዱስ ስጋኡን ክቡር ደሙን ወሲድና ድልዋት ክንከውን ምሃሩና ንዐና ዝሕሸና ንሱ ጥራይ ኢዩ ዘድልየና ዘሎ በጃኩም ካብዚ ፖለቲካ ውጹ ትሐሉይልና እንታ ኮንኩም በጃኩም ንስኩም ፖለቲካ እንቲ ሚሂርኩም መን ኢዩ ንመንግስተ ሰማያት ዘእቱ ትረ ክምህረና በጃኩም አቦይ ቀሺ ካብዚ ውጹ ምስናይ ይቅሬታ ተዳለዉ በሉና ጥራይ ና ኢና ዘለና ካባይ ጀሚርኩም አብ ዘለና ንስኩም ብ ኡ ሳት ክትዓርቁ ጥራይ ይግባእ ምስ ናይ ይቅሬታ
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 4 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ንንስሓን ንቑርባንን ኣይተቓወምናን ስለዚ ሓፍተይ እዚ ኩነታት ንበብዮ ተኾርሚኻ ምፅባይ ናይ ዝወደቐ እዩ እሞ ጠጠው ንበል
@ፅናዓትንዘይተሪፍዓወትኣዶ
@ፅናዓትንዘይተሪፍዓወትኣዶ 4 жыл бұрын
ኣረ ተሰተሪ በጃክ ይዛረብ ኣሎኩ ኢላ ድያ ፖለትካ ድዩ አዙይ ሓዳዊት ንባዓልክ ኣማሓረቲ ትኮኒ
@timoasmara6267
@timoasmara6267 4 жыл бұрын
ኣነስ ኦርቶዶኽስ ኣይኾንኩን እዚ ሓው ግና ቀሲስ(ቀሺ) ጥራይ ዘይኾነ ፓፓስ ንህዝቢና እንተዝኾውን ምጠቀመን መንቀሔን ከም ሙሴ ምመረሔን።ኻባይ ትጽበ ኣይብልን ግናኸ ቀሺ ማርቆስ ቀጽለሉ በጀኻ።ባህላዊ ቁጠባዊ ሃይማኖታዊ ማሕበራዊ ወራር ተኻይዱልናን ይኻየድ ኣሎን።
@ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ
@ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ 4 жыл бұрын
ኣሜን ይአክል ይበለና
@wasli8257
@wasli8257 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ሆይ ማረና ይቅረታ ምሕረትካ አውርደና ማርያም ፅዮን ሆይ ሰላምን ፍቅርን አውርደና ሀገርና ሰላም ክኾነና እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ሆይ ላብ ወድኪ አማላጅይና አቤቱ ማረን ይቅር በለን አቤቱ ማረን ይቅር በለን
@axsumawit3339
@axsumawit3339 4 жыл бұрын
ፅቡቅ ትምህርት ምክርን ብጣዓሚ ነምስግነኩም ክብር አቦና ፀላእኩምን ፈታዉኩምን አላልዩ አሕዋት ከም ቅጫ ዝግልበጥ ህዝብ እዩ ዘለና44ነጥብ።
@adamsibahtu3639
@adamsibahtu3639 4 жыл бұрын
Amen Amen Ezgabher misana yikun
@misgnaadhanom979
@misgnaadhanom979 4 жыл бұрын
እብና ቃለ ሄወት ያስመእልና እግዚአብሔርምስና ይኩንእምልክ ግደፍ እይግድፍናን ታሀጉስ
@abeerjaser3865
@abeerjaser3865 3 жыл бұрын
Kulu shgr b tigrina eyu zmexi zelo
@SaraSara-dt7sv
@SaraSara-dt7sv 4 жыл бұрын
ቃል በህይወት የስመዕልና
@y2k739
@y2k739 4 жыл бұрын
Very smart tank you.
@مممم-ج9ص
@مممم-ج9ص 4 жыл бұрын
ፀሎትኩም ይስመረልና ኣምላክ
@elsaogbamikael6857
@elsaogbamikael6857 3 жыл бұрын
Amen amen nemesgnkum 🙏🙏🙏
መልሲ ን ዳህላክ.(  ዓገብ  )
20:47
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 26 М.
ሰፊሕ ቃለ መሕትት እዋናዊ ዛዕባ፥ ብቴለቪቭን ኣሰና ዝኃለፈ ብዛዕባ ቀሺ ማርቆስ
2:05:51
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 3,4 М.
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 15 МЛН
Ouch.. 🤕⚽️
00:25
Celine Dept
Рет қаралды 26 МЛН
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 48 МЛН
"ምጥፋእ ትግራዋይ ኢድ ህግደፋውያን ምስ ኢድ ኣኽረርቲ" ዕለት/11/ታሕሳስ/2020
1:33:50
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 36 М.
"መልእኽቲ ኢትዮጵያዊ መነኮስ ኣባ ሰረቐ ብርሃን፡ ንቤተ ክርስትያን ኤርትራ"
23:06
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 33 М.
መደብ ዕላል ምስ ናይ 1973 ተጋዳላይ መሓረና
2:09:12
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 28 М.
"ጻህያይ ንኽሕደታዊ ትምሕርቲ"  40 ክፋል {መጽሓፍ ቅዱስን ተኣምረ ማርያምን ሓደ እዩ}
1:08:40
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 6 М.
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 15 МЛН