"መልእኽቲ ኢትዮጵያዊ መነኮስ ኣባ ሰረቐ ብርሃን፡ ንቤተ ክርስትያን ኤርትራ"

  Рет қаралды 32,963

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ

Күн бұрын

ድምጺ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ።
ድምጺ ውጹዓት፥ ብኽያት ውጹዓት፥ ድምጺ ህዝቢ ኤርትራ ዝቃልሓሉ መድረኽ እዩ።
Voice of the Eritrean Church in persecution that is the voice of the Eritrean people

Пікірлер: 274
@danielykealo7422
@danielykealo7422 5 жыл бұрын
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እ/ሔር ንስለ ሓቂን ፍትሕን ዝሃብኩሞ ምክሪ።
@mullakidane6144
@mullakidane6144 5 жыл бұрын
ኣቦና ልቢ ዝትንክፍ መንፈሳዊ ምስክርንትኩም ምሃብኩም እዝጋብሄት ኢድመን ጥዕናንን ሂብኩም ከምዘለኩሞ ክትቕጽሉ እግዛብሄር ይሃብኩም ቃል ሂወት የስመዓልና
@erimychannel3505
@erimychannel3505 5 жыл бұрын
ኣቦና ኣባ ሰረቐ ብርሃን ቃል ሂወት የስማዕልና
@danielhadera3320
@danielhadera3320 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመኣልና ኣቦና ብጸሎትኩም ደግፉና ናብ ሓደ ጥምረት ክንመጽእ
@michaelgebre4522
@michaelgebre4522 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አባ ሰረቐ ብርሃን ስለቲ ፍትሓዊ ሪኢተኹም ።
@Hana-ud3cg
@Hana-ud3cg 5 жыл бұрын
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ዝተዛረብኩሞ ጥዑም ኣምላኽ ዝፈትዎ ዘረባ ተዛሪብኩም ልዕሊ ኩሉ ዳማ እቲ ሓቂ ዝኣምን ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዘመስግነኩም ይኣምን ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣቦታትና ግን ነቲ ኣምላኽ ዝፈትዎ ስራሕ ከም ነውሪ ተወሲዱ ኣብ ናይ ውትህድርና ስራሕ ዝተዋፈሩ እዮም እሞ ኣብ ልቦም ክምለሱ ብጸለትኩም ሓጉዙና፡
@mariama6088
@mariama6088 5 жыл бұрын
Aboona maarna kalehiwet yesmealna
@RHT395
@RHT395 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ'የ ደስ ኢልኒ እግዚኣብሄር ኣዛረበኩም ናይዘመን ዕድሜኹም ይባርኽ ንዓይ ንዱኹም ወድኹም ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩኒ
@tesfuteklu5018
@tesfuteklu5018 5 жыл бұрын
ክብረት የሃነልና ኣቦ
@user-zh5fi9ic6x
@user-zh5fi9ic6x 4 жыл бұрын
አባ አምላክ ይባርኽኩም ስለ ሓቂ ምዝራብኩም ከምዚ ከማኹም ቡሩኸት አቦታት የብዛሓልና አምላክ አብ ጉዕዞኹም ይደግፍኩም አሜን
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመኩም ይባርከልኩም ናይ ብሓቂ ብርህ ዝኮነ መግለፂ እዩ ኣቦና ወብፅእ አብነ እንጤኖስ ካብቲ ዘለዉዋ መዋፅእቲ ይፍጠረለም ኣምላክ አሜን
@divoramengisteab8675
@divoramengisteab8675 5 жыл бұрын
ኣቦና ኣባ ሰረቀ ጥዑም ድምጺ ቃል ሂወት የስማዓልና
@yosefokbai6742
@yosefokbai6742 5 жыл бұрын
ኣባ ሰረቐ ብርሃን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ስለቲ ፍትሓዊ ሪኢተኹም
@sole7719
@sole7719 5 жыл бұрын
ቃለሂወት የስምዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ፡፡
@abanobkb1238
@abanobkb1238 5 жыл бұрын
kubur Abo Kale Hiwet Yesmana
@mcube940
@mcube940 5 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና፡ ናብ ህዝቢ እንተወጺዩ ደኣ እቲ ሓቂ ክወጽ እዩ፡ ብግብሮም ድማ ክሓፍሩ ዮም ነዞም ነኣቦና ዝኣሰሩ ።
@kuromgebremedhn8196
@kuromgebremedhn8196 5 жыл бұрын
ብሃቂ ቃል ሂወት ይስምዓልና ስለቲ ሓቀኛ ርኢቶኩም እድመን ጥእናን ይስዓብኩም
@efarkidane3759
@efarkidane3759 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ኣቦ ስረቀ ብርሃን ስለቲ ፍትሓዊ ርትዓውን ዝኮነ ቃልኩም
@HB-hb4ky
@HB-hb4ky 5 жыл бұрын
ኣቦና ኣባ ሰረቀ ብርሃን ጽሩይን ንጹርን መልእኽቲ ኢኹም ኣማሓላሊፍኩም ኣምላኽ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ።
@God-db9vp
@God-db9vp 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦና።
@tesfitandetsion8907
@tesfitandetsion8907 5 жыл бұрын
Amen amen amen Abona kale hiwet yesmalna Egzabher yemesgen neze teum kale Egzeabher zesmana egzabher xegun bereketun yebzhalkum abona
@abelgoitom1031
@abelgoitom1031 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesimalna Amen Amen Amen 🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷👍🏼👍🏼👍🏼💖💓💓.
@user-ys1ys2eg6x
@user-ys1ys2eg6x 5 жыл бұрын
AMEN Kale hiwet yesmealena Aba sereke Brhan Egziabher Tsega Bereketu yebzehalkum
@dqup6143
@dqup6143 5 жыл бұрын
THANKYOU so much , from London .
@ande8011
@ande8011 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣባ ስረቅብርሃን ስል ቲ ፍታሒ ዝመል ኦ ዝረባ
@teametekie1481
@teametekie1481 5 жыл бұрын
Wow thank you kubur abona nay bhaki tsibuk zereba amlak ybarkum
@muluienegassi1535
@muluienegassi1535 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ዕድመ ጥዕናን፡ሂቡናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ፡
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና ❤
@tmeharenna4866
@tmeharenna4866 5 жыл бұрын
ቤተ ከርስትያና ብሓቂ ፈረድት እያ ኣባ ሠረቐ-ብርሃን ስላ ልሳንኩም ነመስግን።
@gebremeskel649
@gebremeskel649 5 жыл бұрын
ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@eridaeromedia1156
@eridaeromedia1156 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ። ስለቲ ሓቅነትኩም ክብረት ይሃብኩም።
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 4 жыл бұрын
ኣባ ሰረቀ ብርሃን ስለ አቲ ሓቀኛ አምነትኩምን ሰናይ ድልየትኩምን ሓልዮትኩምን አምነታዊ ምስክርነትኩምን አና ኣመስገንና ኣቦና ኣንጦንዮስ ኣብ መንበሮም ምስተመለ ሓቢርና ኢዶም ክንስዕም ኢና ጾሎትኩም ድማ ኣይፈለየና ።
@sirakasfaha3331
@sirakasfaha3331 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ኣቦና ሰረቀ ብርሃን ሰለቲ ፍትሓዊን መንፈሳዊን መሃሪን ምኽርኹምን ሩኡተኽሙን በትሪ ሓቂ ትቐጥን በር ኣትስበርን ነቦና ቡጹእ ወቅዱስ ኣብነኣንጦኖስ እቲ ኩሉ ዝኽእል ፈጣሪ ጽላሉ የንብረሎም።
@asmaraeritrea7560
@asmaraeritrea7560 5 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷 ነመስግንኹም ኣቦና
@fiqiekidane6348
@fiqiekidane6348 5 жыл бұрын
Thanks Abona Amlak tsegue yebzihalkum
@tsegagirmay171
@tsegagirmay171 5 жыл бұрын
አቦና ቃለሂወት የሰምአልና ናይ አገልግሎት ጊዜኹም የባርኸልኩም ንአቦና ኻአ ከብት ዘለዉዎ መዎጽኦ ይሀቦም እግዝያብሔር ሐጥያትና ከይረአይ ብአኒ ምህረቱ ይጠምተና ኒዝተጋገዩ ካአ አነልቦኖኦም ይኽፈተሎም
@Adeykota
@Adeykota 5 жыл бұрын
አቦና ዝሃብኩሞ መብርሂ ብጣዕሚ ግሩም ክትሰምዖ ደስ ዘብል ሐቂ ዘረባ እዩ። ቃለ ህይወት የስምዓልና። ሰማዒት እዝኒ ንአብ ኤርትራ ዘለዉ ሲነዶስ ይሃቦም።
@efremkesete6305
@efremkesete6305 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልን ኣቦና እግዚኣብሄር ብዕድመን ብጸጋን ይሓልኹም ብሓቂ ስለቲ ሓቀኛን ፍትሕዊን መንፈሳዊ ምዕዶኹም እግዚኣብሆአር የኽብረልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ንቤተ ክርስትያና ፍትሕን ሰላምን ሓድነትን የውርደላ ኣሜን
@tesfaldetbocure4254
@tesfaldetbocure4254 5 жыл бұрын
Thanks Fr. Sereke, May god bless you.
@ftrue7898
@ftrue7898 5 жыл бұрын
ኣባ እዝጊሄር ፍትሒ ይፍጠረለኩም ዕድመ ዘመንኩም ይባረኽ እምበር ኣብ ኤርትራ መንግስቲ የለ ሕገ መንግስቲ የለ
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 5 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ንብጹር ኣቡነ ኣንተንዮስ ከኣ ኣምላኽ ጸግኦም የብዝሓሎም።ነቶም ሰብ ክፍኣተ ግብሪ ናይ ኢዶም ኣብ ምድሪ ይሃቦም ፈጣሪ።
@mlubrhangebremedhn658
@mlubrhangebremedhn658 5 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማልና ን ኣቦና ዝመሃሩና ከኣ 30 60 100 ክንፈርየሉ ናይ እግዚኣብሀር ቅዱስ ፍቃድ ይኩነልና
@abrhalesbhatu2032
@abrhalesbhatu2032 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማልና ኣቦና አግዝኣቢሄር ናይ ኣገልጉሎት ግዜኩም ይባርክ ክብረት ይሃበልና ካብ ልቢ ነመስግነኩም
@brhanehagos444
@brhanehagos444 5 жыл бұрын
ሰለቲ, ንሰለ ሓቂ ብግልፂ ብምዝራብኩም ብልቢ ክብረት ይሃበልና ከማኩም ይብዝሑ አንተ ኣብ ሃገር ዘለዉ ንሓቂ ዘይኮኑ ንነብሶም(ንስግኦም) እዪም ዝነብሩ ዘለዉ ብኩሉ ዝገብርዎ ኣገልግሎት ዋጋ ከም ዘይብሉ ሚዛኖም ባይታ ከም ዝወረደ ይሪእዎ አለዉ ።
@kiflemariamgebretsadik6509
@kiflemariamgebretsadik6509 5 жыл бұрын
THANK YOU FATHER SEREKE. GOD BLESS YOU
@Tesfagrbrl
@Tesfagrbrl 5 жыл бұрын
ሂወት ዝህብ ቃል ስለ ዛ ቤተ ክርስትያን ኣብ ጸሎትኩም ዘክርዋ ዝነበረ ሂወታ ክምለስን ካብ ሓሸውየ ክትወጽእን ኣባ
@hareguwoldu1704
@hareguwoldu1704 5 жыл бұрын
ክቡር አቦና አባ ሰረቀ ቃል ሂወት የስመዓልና ብጣዕሚ ፍትሓዊ ዝኾነ ለበዋ እግዚአብሔር ማይ ጨሎቱ ጌሩ ይታዓረቀና ::
@dawitokbazgi8483
@dawitokbazgi8483 5 жыл бұрын
ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና ስለ እቲ ፍትሓዊ ዘረባኹም ነቶም ኣቦና ኸኣ እግዚኣብሄር ፍትሑን ምሕረቱን የውርደሎም
@helentkabomengstuyhhsiy7668
@helentkabomengstuyhhsiy7668 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ኣቦና፡ኣብ ዓንዲ ወርቁ ይጽሃፈልኩም። ,
@habtekifle976
@habtekifle976 5 жыл бұрын
ልቦና ዝመለኦ ናይ ሐው ምክሪ የቀንየልና ክብረት ይሀበልና ነዞም ልቦም ተሪሩ ዘሎ ናይ ሃይማኖት መራሕትና ናብ ልቦም ክምለሱ እግዚአብሔር ይሐግዞም ፡
@blindworld185
@blindworld185 5 жыл бұрын
ኣንቱም ብሩካት እንታይ ሃጠውቀጠው ኢና ንብል ዘለና እዚ ኮ ሓላፍነቶም ኣውሪዶም እዮም ኣቦና ናይ ምእመና ግደ እንበር ናትቶም ቀሳውስን ኣቦታትን ሓላፍነቶም ብግቡእ እተግቢሮሞ እዮም።ሓደ እፊቱ ማዕተብ ንመጋይጺ ኮይኑ ትሩፍ ድሕሪ ደጊም።ተባረክ ቀሺ ማርቆስ ደባስ የቀነየልና።
@filmonberhanetesfagabir5353
@filmonberhanetesfagabir5353 5 жыл бұрын
ኣቦና፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ,ስለ ኣቲ ጡዑም ድምጹኹም, ዝሃብኩሙና የቀኒይልና።
@dejentesfamariam1825
@dejentesfamariam1825 5 жыл бұрын
ዘመን ህይወትኩም ይባረከልኩም የብዝሓልኩም ኣባ ሰረቀ ብርሃን ሰለቲ ኩሉ ሓልትኩምን ተገዳስነትኩምን
@user-mx4up6vl6v
@user-mx4up6vl6v 5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ያስመዐልና ኣቦና በእውነት ትኽክል ዩ ናይ ኣቦና ናይ ኤርትራ ጳጳስ ኣብዙ ዕድሚኦም እዚ ከምዚ ኣይገብሩን በጃኹም ግደፍዎም ዓብዪ ይም እግዚኣብሄር ንትኽክል ይፍረድ ኣሜን
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 5 жыл бұрын
Amen (3) Egziybhar Yemesgen kale hiwet yasemalna . Egziybhar Xegeu yebzahalkum Abona xeletkum ayfeleyena Amen .
@kaleabmekonen7662
@kaleabmekonen7662 5 жыл бұрын
kbret yhabkum kemzi elkum xegem terediekom kbret yhabelna
@hntsagirmay181
@hntsagirmay181 5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ዕድሜኩም ይባርከልኩም የብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ ብሩህ ዝኮነ መግለጺ እዩ ኣቦና ወብጹእ ኣብነ እንጤኖስ ካብቲ ደለዎ እግዚአብሔር አምላክ መዋጽእቲ ይፍጠረሎም አሜን ።
@bhhb9786
@bhhb9786 5 жыл бұрын
መድሃኔ ኣለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስለ ንሓቂ ምምስካርኩም ኣባ
@monfilsdansmoncoeur4832
@monfilsdansmoncoeur4832 5 жыл бұрын
ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና።መንግስቲ ኤርትራ ዕላማ ዘይብሉ ሓልዮት ህዝቢ ዘይቡሉ፣ሃይማኖት ዘይፈልጡ፣ቤተ ክርስትያን ዘየክቡሩ እዮም።ነዞም ኣቦና እግዛብሄር ጥዕና ይሃቦም።
@yonis5214
@yonis5214 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር በረኸቱ የብዝሓልኩም ኣቦና፥ Powerful message!
@mussieberhane6085
@mussieberhane6085 5 жыл бұрын
Kalehiwet yesmelna Abona! Kbret yehabelna sleti haki melektkum 🙏🏽
@yemanetekle8988
@yemanetekle8988 5 жыл бұрын
ኣቦና ቆሞስ ሰረቀ ብርሃን/ ቃለ ሂወት የስምዓልና/ ብትብዓትን ብሓቅን ብንጹር ዝኾነ ቃልን ክትምስክሩ ዝፈቐደ ህያው ኣምላኽና ድማ: ይኽበር ይመስመን ኣሜን። ንስለቲ ሓቂ ዝበልኩሞ ዘረባ ድማ/ እግዚኣብሄር የኽብረልና ንብል ዉጹዓት ኣመንቲ ህዝበ ክርስትያን ኤርትራ/ ኣቦና ሓደራ ሓደራ ብጸሎትኩምን ንብዓትኩምን ደግፉና ኣቡነ ሰረቀ ብርሃን።
@temesgenaraya6148
@temesgenaraya6148 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna nay agelglot edmekum ybarkelkum
@kifle5266
@kifle5266 5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ሰረቀ ልዕልዚ ምዓር ዝኾነ ሓቂ የለን ፡ ነዚ ሓቂ እንዳ ፈለጡ ንኣቦና ኣብ ምሃዩር ኣጽዮም
@eliltayonas2365
@eliltayonas2365 5 жыл бұрын
Kbret Yhabelna,, kal hiwet yesmaalna Abona. Eti ganin shfta gujle mafya Iseias kelo mo kemey gerom kfetihwo, Nebsom fetyom Sinodos Eritrea.
@regatghebrihiwet8206
@regatghebrihiwet8206 5 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna kbur abona zebenkum ybark.
@mihretadhanom8175
@mihretadhanom8175 5 жыл бұрын
Eweyyy abona nbat axibkumna😭 bhaki menfes amlak zelewo melkti.egzabiher xegakum yebzhayo .tesfa zelewo menfesawi melkti sle zemehalalefkumlna amlak ybarkum.atom abotat kahnat Eritrea nuuu hji sle hakidew belu brhankum kea ab kdmi alem abrhu."FTHI NEBONA KDUS PATRALIC ABUNE ANTENYOS"
@asmeretgebrehiwet3801
@asmeretgebrehiwet3801 5 жыл бұрын
Zkeberkum Aba Sereke bhaki abo ikum Imo selam yewrdelna abti tgebruwo xelot nhizbi Eritrea aytresuuwo Amen
@user-xu2pc6qx1k
@user-xu2pc6qx1k 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ ይብዚሃልኩም ነቦና መዋጸኦ ይፍጠረሎም ኣሜን
@sam-ld3kl
@sam-ld3kl 5 жыл бұрын
ቃለህይወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ። ድያብሎስ ህግደፍ ኢዱ ኣብ ኦርቶዶክስ ኤርትራ ከይኣከበ ስላም የለን።
@yowhanswelday7307
@yowhanswelday7307 5 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmlena abona egzabiher amlak tegui yebzhilkum nebottna ka egzabiher amlak bemingdu yemrhiyom
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 5 жыл бұрын
አቦና ብሐቂ ጥዑም ቃል ልብካ ዝትንክፍ ዘረባ ተዛሪብኩም ኩብር አቦ ዕድመ ይሀብኩም። ናይ ኤርትራ ሲነዶስ ኢና ዝብሉ ልቢ ይሀቦም ፍረሐት እግዚአቢሔር ካአ አብ ነብሶም ትምጻእ ንብል እንበር ዓገብ ዓገብ ዓገብ
@ellomgrmay8570
@ellomgrmay8570 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣቦና ቃለሂወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕና እግዚኣብሄር ይሃብኩም
@dawittewelde2756
@dawittewelde2756 5 жыл бұрын
Qale Hiwet yesmalna abona edmen tenan yehabkum fetari
@senaitnegash9645
@senaitnegash9645 5 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna abona kemakum aynet hakegatat abotat dma nhagerna yfterela
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 5 жыл бұрын
Amen amen amen qalea hiwet yasemaln nay agelglot zemenku ybark
@michaelyemane3582
@michaelyemane3582 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen Abona kal hiwet yesmealn
@nigstaradom8368
@nigstaradom8368 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን አቦና
@mebratasfeha1115
@mebratasfeha1115 5 жыл бұрын
apona admen tanan yhabelna aziko hgdef eseas iyu zazzom zelo amlak awaso yhabelana ztewegezu wguzat iyom patriyarik apune antonyos admen tanan yhabelna amen amen amlak ms kulatna ykun
@lovebest4461
@lovebest4461 5 жыл бұрын
ናይ በሃቂ ኣዝዩ ልቢ ዝትንክፍ ዘርባ ፡ብተክርስትያን ትእሰር እንበር፡ ማንም ክትኣስር ናታ ተልእኮ ኣይኮነን ከም ዝበልክሞ እዩ። ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዘሓልኩም።
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 5 жыл бұрын
እቲ ሰመያዊ ኣምላኽ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና
@rurusolomon4718
@rurusolomon4718 4 жыл бұрын
abona edmen tenan yhabkum fetari qale hiwet yesmealna
@xiaominite1377
@xiaominite1377 5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና
@alekrespo4694
@alekrespo4694 5 жыл бұрын
ኣሕዋተየ ነቦና ንመራሒ ሃይማኑትና ክእሰር የሕሊፍና ዝሃብና ንሕና ኢና ሓይጥያትና ኢዪ ፡፡ፍቅሪ ሓድሕድ ኣጥፈእና ካብ ኣምላኽ ርሒቅና ኣበሳና በዚሑ ካብ ንሰሓ ተኸዊልና ልብና ተሪሩ ቅድስና ኣጥፊእና ፡፡ኣቦና ግን ምእንታና ተኣሲሩም መከራ ይጸግብ ኣለዎ ንሕና ውን ጽብቅ ኣይረኸብናን ኣብ ፈቀዱ ስደት ተደርቢና ፡፡ ኣምላኽ እኩ ይርእይ እዪ ኣምላኽ ይሰምዕ እዪ ፡፡ኣሕዋተየ ኩላትና ናብ ቤቱ ንመለስ ንነሳሕ ስለ ኣቦና ወትሩ ንለምን ንጸሊ ሽዑ ኣምላኽ ክሰምዕ ኢዪ ኣቦና ውን ክፍታሕ እዩ ፡፡ከመዘለናዪ እንተ ሃሊና ግን ከመይ ኣምላኽ ክሰምዓና ሓይጥያትና ንዘክር ንነሳሕ ስለ ኣቦና ውን ንጸሊ፡፡ ኣቦና ሰረቀ ብርሃን ቃል ናይ ሂወት የስምዓልና ኣብ ወትሩ ጸሉትኩም ዘክሩና ስለ መራሕቲ ሃይማኑትና ለምኑልና ፡፡ንዓይ ንድኹም ሓይጣተኛ ወድኹም ድማ ኣብ ጸሉትኩም ዘኩሩኒ፡፡
@kefomkeflom6420
@kefomkeflom6420 5 жыл бұрын
ቃለሂወትየስማዐልና
@tsegaitsadu1757
@tsegaitsadu1757 5 жыл бұрын
ፍትሒን ክብረትን ይሃብኩም ኣባ ሰረቐ
@awetgebrehiwet344
@awetgebrehiwet344 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድመኹም ይባርኽ ክቡር ኣቦና!!!!
@kibreabandemariam4652
@kibreabandemariam4652 5 жыл бұрын
Edmen tiinan yhabelna kubur Abona sleti wexea menfesawi misikirinetkum
@weldutesfay1060
@weldutesfay1060 5 жыл бұрын
ጸጋይሃብኩም ኣቦና ቃልሂወት የስማዓልና
@michelasmelash8165
@michelasmelash8165 5 жыл бұрын
እግዝአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና አቦና ቃለሂወት የስምዓልና ከማኩም ይብዝሑልና
@tesfuteklezgi72
@tesfuteklezgi72 5 жыл бұрын
ቃለ ሄወት የስመኣልና ኣቦና
@kidanehabtom1963
@kidanehabtom1963 5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና አግዚኣቢሀር ጸጋኡ የብዘሓልኩም ኣቦና
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣቦና ትክክል እዮም ፍርዲ ናይ እግዚ ኣብሔር እዩ
@hailetecleab1952
@hailetecleab1952 5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና
@mebrhimedhanie9465
@mebrhimedhanie9465 5 жыл бұрын
Kal hiwet yesmaelna
@asmaitabraha1658
@asmaitabraha1658 5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ይስነኣልና ነቦና ከኣ ኣምላክ ባእሉ ይጣበቦሎም
@samisamuel6782
@samisamuel6782 5 жыл бұрын
ጸጋ ኣምላኽ የብዝሓልኩም ኣቦና። በጃኹም ሓግዙና ዓገብ በሉልና ንኣቦታትና ሰበ ስልጣን ፖሎቲካ የጋግይዎም ኣለው ብዓመጽ። ኣቦና ፓትርያርክ ኣንጦንዮስ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣለዉ ዝምስክረሎምን ዝጣበቐሎምን ስኢኖም።
@tabraham312
@tabraham312 5 жыл бұрын
ንሰለ'ቲ ሓቂ ምዝራብኩም፣ኣምላኽ ጥዕናኹም ሓልዩ፣ዝያዳ ትብዓትን ቅንዕናን ኣይፈለኹም!!!
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 5 жыл бұрын
Behaki behaki behaki amlak yehagezkum abona. emnet tetfei ala beseb Nexsla!
@mehreteababraham7659
@mehreteababraham7659 5 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmealna mkrkum nkulu gzie ykunelna
@johnkiflay6818
@johnkiflay6818 4 жыл бұрын
Abona sereke brhan egziabher amlak xegu yebzhalkum
@amanueltekleab2428
@amanueltekleab2428 5 жыл бұрын
ኣባ ኣምላዝክ ከማኹም ሓደ ይልኣኸልና
@st.michael12
@st.michael12 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen!!! Abona qale hiwat yesmalna behaki netom enda semaena zexemanena kemu wen lebena lebi feron zekona lebena yemlesana .
@hannaghirme3420
@hannaghirme3420 5 жыл бұрын
kalehiwet yesmealna abona nehagerna eritrea selam yewredelna amlak.
@filmonghebreab4988
@filmonghebreab4988 5 жыл бұрын
amen.amen amen kale hiwet yesmealna abona aba sereke brhan edmen tenan yhabkum
@abebabeyenehagos5776
@abebabeyenehagos5776 5 жыл бұрын
Abeba kalehe went yesm alna amlak edmen t ena yhabelna Amen amen amen
እዋናዊ መልእኽቲ ዲበ ኩሉ ብጹዕ ኣቡነ መቃርዮስ ዕለት 17/ሓምለ/ 2019
25:56
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 34 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 20 МЛН
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 7 МЛН
ህጹጽ መልእኽቲ፥-  ንተጋሩን ኤርትራውያንን ብቀሺ ማርቆስ ደባስ
38:05
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ
Рет қаралды 81 М.
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 21) - One Day With Alena Walta Hager
1:24:14