ህጹጽን ኣገዳስን መልእኽቲ ንኦርቶዶክሳውያን

  Рет қаралды 11,680

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 198
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሥልጣን ሓውና ፪፯ ቸሩ መድኃኒአለም ካብ ክፍእ ምግባርን ክፍእ ነገርን ይሓልወና ደቂ ተዋህዶ አሕዋተይ ማዓረይ✝️🤲ድምጹ መምርና ንዓይ ብቻ ድዩ ተቀይሩኒ❤🎉
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Күн бұрын
አብ ኩለና እዩ❤
@teklithadgu3489
@teklithadgu3489 Күн бұрын
❤​@@salamsalam1464
@sehalhaylay4037
@sehalhaylay4037 12 сағат бұрын
ል ኩሉና ዝያዳይ
@TemesgenMussie-rd2ub
@TemesgenMussie-rd2ub 9 сағат бұрын
ግን ክትዕም ኮይኑ ኣነስ ደስ ኢሉኒ
@alemdesta454
@alemdesta454 9 сағат бұрын
@TemesgenMussie-rd2ub 🤔ዋይ🙁😂
@temie668
@temie668 23 сағат бұрын
ጹቡቕ ኣለካ ጸግዒ ውጹዕ ኑኩን ኩሉና ❤
@TsegazeabGebrehiwet
@TsegazeabGebrehiwet 16 сағат бұрын
ክቡር ሓው ስለ ሰላም ምዝራብካ ጽቡቅ እኳ እንተ ኾነ፡ ግን ሓደ ሕቶ ክሓተካ ብሓቂ ድኻ ገብረሚካኤልን ሰዓብቱን ተሃድሶ ኣይኮኑን ኢልካ ተኣምን፡ pls pls መልሰለይ።
@luwamsium646
@luwamsium646 9 сағат бұрын
ኣይኮኑን
@deaconsemere5558
@deaconsemere5558 5 сағат бұрын
መጀመርያ ተሃድሶ በዓል መን እዮም ተረዲእ ወድሜ ተሃድሶ ማለት መናፍቅ ፕሮቴስታንት እዩ ሽም ጥራዮም ቀይሮም በዓል እዞም ኣቦይ ቀሺ ግን ኣይኮነን
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 3 сағат бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤ ፀጉኡ በረከቱ ያብዝሕልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ ድምፅካ ግን ንዓናውን ተቀይርና❤❤❤
@girmay0547
@girmay0547 17 сағат бұрын
ብሩክ ሓወይ ባሓቂ ጽቡቅ ተዛሪብካ ኣምላክ ጸጋ በዚሕልካ እንበር ኣቦና ከኣ ንሓቂ ንፍትሒ ስለ ዝተዛረቡ ኮፍ ኢልና ጉዳይ ቤተክርስትያና ንፍታሕ ስለ ዝበሉ እዩ ሕጂውን ኣምላክ ድኣ ትሑት ልቢ ይሃበና
@פייבןגאיים
@פייבןגאיים 18 сағат бұрын
እዋይ ምስክኔቲ ቤተክርስትያን ደቅኪ ከፊኦሙኪ ይሕዝን እዩ እዞም ኣቦስ ጽቡቁ እዮም ተዛሪቦም ኣምላከይ ካብ ፍርዲ ኣድሕነኒ ስልጣን ሓዉና ኣጆካ ብርትዕ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@azmeradebesay5015
@azmeradebesay5015 7 сағат бұрын
እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ንዝበለጸ ኣገልግሎት ኣብ ቤቱ የጽንዕካ፡ስልጣን ሓወይ እቲ መንፈሳዊ ዕብየትካ ፡ብትሕትና ኢዩ ዝግለጽ እሞ ኩሉ ግዜ ርግእ ኢልካ ተዛረብ፡ትሕትና ልበስ ዝሓወይ።❤❤❤❤❤❤❤
@soligualagame
@soligualagame Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ ካማካ ዝበሉ ቀናኣት ብቅድስቲ ቤተክርስቲያን ካም ከዋክብቲ ሰማይ ይብዝሑልና🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SundiyanaSundu
@SundiyanaSundu 29 минут бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓዉና፡እወ ድምጽኻ ቅሩብ ርጉድ ኢሉ ምናልባት ናይ ዘረባ ከይከውን ማለተይ ዋላ ንንውሕ ዝበለ እንተ ዘሚርና እንተ ተዛሪብና ውን ድምጽና ይቅየር'ዩ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ግን ጸበል ኣቡነ መርቆሬዎስ ስተ ኣብ ጎሮሮኻ ውን ልኸዪ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን።
@SamiDani-k1n
@SamiDani-k1n Күн бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና
@teamehaile7097
@teamehaile7097 Күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና መምህር ስልጣን ኣነ ሕቶ ኣለኒ ንሱ ድማ ብዛዕባ እዞም ቀሺ ገብረምካኤል ዝብሃሉ ብዙሕ ዘይተደለየ ይኩን ዝተድለየ ክዛረቡ ይስምዖም ኢዩ ኣነ ብዛዕባ ጓልን ወድን ብዛዕባ ስእሊ ቁዱሳን ዘይድልዩ ዘረባባት ኣለዎም ቀሰይ ኢልካ ኩሉ ዝብልዎ ሪኢካ መልሲ ክትህባና በዚ ኣጋጣሚ ክብረካ ይፈቱ እዞም ኣብዛ ናትና ብዝያዳ ኣዛራቢ ዝኮነ ዘለዉ ንሶም ኢዮም ብዝያዳ ምምርማር ዘድልዮም ኣቦ ኢዮም እሞ ኣብቲ ናቶም ቻነል ኣትካ ረኤዮ ብዙሕ ናይ ፍልስፍና ቃላት ኢዮም ዝዛረቡ እሞ ዳግማይ ምምርማር ከደልየና ኢዩ ኮይኑ ይስምዓኒ ሓድራ ምሳና ዘለዉ ውን ምምርማር ይድለዮም ኢዩ ኣፍካ ዝሃበካ ምዝራብ ጽቡቅ ኣይኮነን ይብል የቀንየለይ
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab 18 сағат бұрын
ኣበይ አሞ ክስምዑ ስልጣን አዚ ኩሉ ክሕደት ናይ ቀሺ ገብረሚካኤል ብዚሑ ኣሎ ግና ደሓን ንጌዜ ንሃቦ
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 2 сағат бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር መምህረይ 🙏🙏🙏✝️💒
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 23 сағат бұрын
ቸሩ መድሃኒአለም ካብ ክፉእ ተግባር ይሓልወና ፀላኢ ሰናይ የርሕቐልና መምህረይ ዳሓን ዲይኻ ድምፅኻ ፅቡቕ የለን 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️✝️✝️✝️✝️
@GhFg-i2z
@GhFg-i2z 21 сағат бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ድምፅካ ግን ንዓናውን ተቀይርና❤❤❤
@futsumbrhankahsai8384
@futsumbrhankahsai8384 Күн бұрын
ናይ ብሓቂ ዓቢ ምክርን ረዚን ዘረባን መምህር ስልጣን !!!
@WeriduyeBehereRome
@WeriduyeBehereRome Күн бұрын
ሓዉና ስልጣን አነ ሓደ ካብ አብ ኢሮፓ ዘለና ታራ አገልጋሊ ቤተ ክርስትያን ኢየ እዛ ትብላ ዘለኻ ሓሳብን ርኢቶን ከአ ኩሉ ግዝየ አብ ትርግታ ልበይ ኢያ ትመጸኒ እዚ ክኸዉን እግዚአብሄር ይተሓወሶ። ንቤተ ክህነት ከአ ዝሰምዕ እዝነ ልቦና ይሃበና።
@wabo6374
@wabo6374 Күн бұрын
ስልጣን ሓወይ እንቃዕ ብሰላም መፃእኻ ድምፅኻ ግን ታይ ኾይንኻ ናይ ሰላም ድዩ😢
@megedibrhan8849
@megedibrhan8849 Күн бұрын
ጽቡቕ መልእኽቲ እዩ ሥልጣን ኃወይ! ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ።
@ኣርሴማ-ሸ6ጨ
@ኣርሴማ-ሸ6ጨ Күн бұрын
ስለጣን ሓወይ ደመፀኻ ገን ታኸየነኻ😢
@debesegaltewahdo456
@debesegaltewahdo456 Күн бұрын
ድብሕተይ መስልን😢
@ጋልክርስቶስ
@ጋልክርስቶስ Күн бұрын
ተባረክ 🙏🏾ንአቦና ቆሞስ ገብረሚካአል ሙሉእ ዕድመን ይህበልና🙏🏾❤️🙏🏾
@filmonyohannes1825
@filmonyohannes1825 23 сағат бұрын
😂😂😂ዶዶዶ😂😂😂ቁምስና ክኣ ሂብኩሞ ዶ😮
@zarahiwet1
@zarahiwet1 9 сағат бұрын
10 ቆልዓ ዘሕዚሕዎምስ ቆሞስ ወየ ጉድ ገለ ክንሰምዕ ኢና ።
@yohannesgebredingil2187
@yohannesgebredingil2187 8 сағат бұрын
ብሓቂ ክቡር ሐውና ስልጣን ብዓል ዓቢ ልቦና እግዚኣብሔር አብዚሑ ይባርኽካ ቃለሂወት ውን የስምዓልና ❤❤❤
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 Күн бұрын
Kale hiwet yesmealna mhr. Kemaka ybzihu aflito haymonatna kib kbl biu abilna kea Hiwet dhnet nrekib 🙏❤️
@BiriktiHaile
@BiriktiHaile Күн бұрын
Memhrey enqa be selam mexka qale hiwet yesmalena egzabhir ❤❤❤❤❤
@habtomentertainment8495
@habtomentertainment8495 23 сағат бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓዉና ጸጉኡ የብዝሓልካ
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel Күн бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩክ ሓው ድምጽካ ጽቡቅ የለን 🙏🙏🙏
@ኣርሴማ-ሸ6ጨ
@ኣርሴማ-ሸ6ጨ Күн бұрын
እንኳዕ ሰላም መፀኻለና የኛ መምህር❤♥️
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 21 сағат бұрын
እዘሙ ኣብ ቃኒዒና ዘይለዉ ሰበት ቀሊጠፈ ክፈሊጥም ዝገብረኒ ኣንደበቶም ህዲኣት ዝተወሰዶ እዩ መዳሃንአለም ናብ ልቢም ይመልሳም 😢🙏ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህር ኣይታጣፊኢ❤🙏
@kuflomhabtemaryam526
@kuflomhabtemaryam526 23 сағат бұрын
ጽቡቅ ተዛሪብካ ኣድመ ይህብካ
@messeltsige7040
@messeltsige7040 Күн бұрын
ጸግዒ ሓቂ ኰን? እቲ ኣገዳሲ ነገር ኣብ ሓቂ ምህላው ምበር ምስ ብዙሓት ምህላው ኣይኰነን።
@Bini-in4lu
@Bini-in4lu Күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓዉና 🎉🎉🎉🎉
@eseyassemere7387
@eseyassemere7387 17 сағат бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ሰላምብእግዚኣቢሄር ምስ ኩላትና ይኹን ኩሉ ግዚ ትምህርትና ናብቲ ናብቲ። ከይ በልና ንሰላም ይኹን ስብከትና ኣሜን
@asterghebremeskel8274
@asterghebremeskel8274 15 сағат бұрын
Kalehiwet yesmealna kbur haw Sltan❤ Ezom Abos knue eyom zbelu. Egziabher teamratu gelixu eta haki etberhalu gzie yemxeaalna. Ykre ybelelna!
@fusfv877
@fusfv877 Күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓወይ ስልጣን እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏💒💒💒😭😭😭❤️🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@medhini7477
@medhini7477 12 сағат бұрын
እረ ሕብረት እግዚአብሔር ኣምላክና ስላሙ የሃበና😢😢😢😢😢😢😢😢
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Күн бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም መምህረይ❤❤❤
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je 10 сағат бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና❤❤❤
@NatnaelMehari-sr3rn
@NatnaelMehari-sr3rn Күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና 🥰🙏
@SgHu-y8t
@SgHu-y8t 6 сағат бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መምህርና
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi Күн бұрын
አግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዚሐልካ መምህርን❤❤❤
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 19 сағат бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ❤❤❤ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር❤❤❤😊😊😊
@JhonDrar
@JhonDrar 4 сағат бұрын
Memhrnan hawnan sltan dmxka abzvido tray dyou tekeyru amlak xegu yebzahalka edmen yhabka fetary❤❤❤❤❤
@jamioj7497
@jamioj7497 11 сағат бұрын
ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤❤
@meazaabrham2629
@meazaabrham2629 Күн бұрын
Kalehiwet yesmealna Egziabhere amlak xegau ybzihaleka ❤❤❤
@TesfadiletYoahnnes
@TesfadiletYoahnnes Күн бұрын
❤❤❤ xabuq hasab eu selatan hawey
@helentsegay3458
@helentsegay3458 2 сағат бұрын
Ezom higdefs Gotanan medhaninan Eyesus Kerstos Higdef eyu Zimeslom Weys Eritrawi B Eritra zeytemahaderka elkas kahadi 😢Fetati haki eyu nihaki sabwa Egzabiher Abou eyu Zinebr ✝️💒
@YcXt-d3g
@YcXt-d3g 17 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር መምህርና❤👏
@EeEe-y7z1s
@EeEe-y7z1s 8 сағат бұрын
ቃል ህወት የሰመዐና ❤❤
@WaI-w6m
@WaI-w6m 16 сағат бұрын
ከም ስምካ ኣምላኽ ስልጣን ይሕደርካ መዋእልካ ኣኒዊሑ እንጀራኻ ኣሲፊሑ ይሃብካ ዛወደይ
@ጋልክርስቶስ
@ጋልክርስቶስ Күн бұрын
ንብዙሕ ዐመታት ነቦና ዠይ ሽሞም ሂብሞም ንበረት ይኩኖም 🙏🏾
@filmonyohannes1825
@filmonyohannes1825 23 сағат бұрын
ለካ
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤✝️🤲
@SaintGabriel-s6p
@SaintGabriel-s6p Күн бұрын
Kemey gierka neu selam ngber tbl aloka. Kab selam zegbr rhiqum kelekum. NErtra sinodos kitferdu endawealkum.😊
@YaredAbrham-o9m
@YaredAbrham-o9m 14 сағат бұрын
ስልጣን ሓወይ ያ ድምጻኻ ተቀይሩ ግን ኣይጸላክዎን
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti Күн бұрын
*_ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ ድምፁ ግን ልኣየ ብቻ ድዩ ተቀይሩ🥺_*
@ghenetbelay5080
@ghenetbelay5080 23 сағат бұрын
Welcome 🙏 yes you are right ✅️ ❤❤❤thanks so much God bless you 🙏 ❤❤❤
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 10 сағат бұрын
ዘይፈልጥ ሰብ ክፈልጥ ዘይኾነ ዝጽዕር መልእኽቲ ከሕልፍ ጥራሕ ኢዩ ዝጽዕር ማ, እግዚአቢሀር ይፍረዶም ኢዩ መልስና ሰብ ግዜ ኽሳብ ዝኾኑ 🙏ኣቦና ቐሲስ ገብረሚካኤል እቶም ብቑዕ ቕኑዕ ተባዕ ከም እቦና እንጠኒዮስ ዘእንበለ ደም 3 ፓትሪያሪኽ ዘሃገረ ኤርትራ ኢዮም 🙏🙏🙏🙏🙏
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf 23 сағат бұрын
ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰማልን ወንድማችን ❤ ሳብስክራይብ ግበርለይደቅ ተዋህዶ
@sabasaba7207
@sabasaba7207 Күн бұрын
Kla hiwet ysmqalna mmhrey ❤❤❤❤❤❤ nay bhaki hadnet eyu zxbqlna❤❤❤❤❤❤
@muluemeles7201
@muluemeles7201 Күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውናን መምህርናን ሱልጣን, ድምጽኻ ግን ቁሩብ ረጒዱሎ?
@mazigaltewahdo9079
@mazigaltewahdo9079 23 сағат бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ግን ከፍረሐካ ዙግዜ 😢
@GfgggGfhfgg
@GfgggGfhfgg Күн бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህርና ❤❤❤❤
@ዕቅበተእምነትዘኦርቶዶክስ
@ዕቅበተእምነትዘኦርቶዶክስ 2 сағат бұрын
ኣይትማጻደቕ፥ሕልናኻ ዝፈልጦ ሓቂ ጎሲኻ ሕጂ ካልእ ክትከውን ኣይትፈትን። ኣቡነ እንጦንዮስ ቅኑዕ እዮም ዝብል እምነት እንተሎካ፥ንዕኦም ቅኑዕ ክትብል ምስቶም ብስሕተቶምን ክሕደቶምን ትማሊ መናፍቓን ተሃድሶ ክትብሎም ዝጸናሕካ ብኸምኡ ሓደ ክትከውን ግዲ ወይ ግቡእ ድዩ?ከም ንባቡ ሰላም ሓድነት ክትብል ንእዝኒ ጽቡቕ እንተ መሰለ፥÷ክቡር ሓው ስልጣን ሐደ፥ከም ዝተዓዘብኩኻ ተለዋዋጢ ባህርያት ዘለካ ዓይነት ሰብ ኢኻ።ስለዚ ኩሉ ብሓቒ ምስ ዝኸውን ጥራይ ቅቡል ክኸውን ይኽእል። ካልእ ነዞም ዘለኻዮም ቅኑዓት ብምግባር ትዛረብ ምህላውካ ክንደይ ምስ ሕልናኻ ትራጸም ምህላውካ ባዕልኻ ትፈልጦ ኮይኑ፥ነቲ ክትብሎ ትፍትን ዘለኻ ቅንዕና ካብ ዘየልብሶ ሓደ እዩ። ነዚ ኹሉ ዝፈልጦ ክሕደቶም፡፥ንስኻውን ከይተረፈ መልሲ ክትህበሉ ዝጸናሕካ ሕጂ ግን ኣብ ርእስኻ ተሸኪምካዮ ዘለኻ ክንድ እምባ ዝኸውን ከም ምንም ዘየለ ቆጺርካ መፈላለዩ ናይ እምነት ከም ዘይኮነ ገይርካ ምግላጽ ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ዘይ ምኽንያታዊን ይገብሮ።ካልእ ብዛዕባ እቶም ዝመርሑኻ ተደጋጋሚ ንሰላም ከም ዝጽውዑ ትብል ኣለኻ።ሓሶት ኃጢኣት እዩ ክቡር ሓው።ነቲ ንኣምሰሉነት ዝብልዎን ዝጽሕፍዎን ሒዝካ እንተኾኑ ከኣ ካብዚ ሕጂ እትብሎ ዘለኻ ዝፈልዮ ሓደ የልቦን።ብኽልተ ነገር ከኣ ተቐባልነት የብሉን።ሓደ ነቲ ዝኽተልዎ ዘለው ስሑት ትምህርቲ ስለ ዘይኣምንሉን ንርእሶም ከም ቅኑዓት ስለ ዝወስዱን?ካልኣይ ክሳዕ ሕጂ ገይርናዮ ዝብልዎ ናይ ዕርቀ ሰላም መጸዋዕታ ቅድመ ኲነት ዘይብሉ የልቦን።ማለት እዚን ከምዚን ገይርኩም እንተ ዘይኮይኑ፥እንታይዶ ኢሎም ከምቲ ልማዶም ሕዝቢ ንምድንጋር ነቲ ኣብ መድያ ወጽኦም ብሽፍኑ ተደጋጋሚ ዕርቀ ሰላም ፈቲና ኣብዮምና እናበሉ ናይ ሰላም ሰባት ከም ዝኾኑ ንምምሳል ዘርእይዎ ምስልዩነት ግን ድማ ድሮ ኣብቲ ጽሑፎም እቲ ዕርቀ ሰላም ከይግበር ዝገብር ቅድመ ኩነት ኣቐሚጦም ዝምድርዎ፥ንስኻ ንዕኡ ኢኻ ደጊምካ።ስለዚ ናይ መልሓስ ለመጽመጽ ዕድመ የብሉን። እቶም ኣብኣ ጸኒሖም ወጺኦም ሕጂ ንዓኻ ዝመርሑ ዘለው ምስ እታ ብቅዱስ ስኖዶስ ናይ ኤርትራ እትምራሕ ቤተ ክርስትያን ናይ እምነት ፍልልይ ከም ዘሎ ኣነን ንስኻን እንብሎ ጥራይ ዘይኮነ ኣቡነ መቃርዮስን ቀሺ ገብረሚካኤልን ከምኡ ከኣ ካልኦት ዝብልዎ ሓቂ እዩ።ቭድዮ እንተ ደሊኻ ክሰደልካ።ስለዚ ከምዚ ኣብዚ ክትገልጾ ትፍትን ዘለኻ ናይ ዝሓለፈውን ሰሚዐዮ እየ ተራ ናይ ምርድዳእ ጸገም ወይ ፖሎቲካ ከም ዘይኮነ ትፈልጥ ኢኻ።ምእንትዚ ንሓቂ ኣይትጉሰ።ገለ ብእትገብሮ ገይጋታት ይቕረታ ክትብል ክሰምዓካ ከለኹ ርሑቕ ከም ዘይኮንካ ካብ ዝወስዶ ኣወንታኻ እዩ።ኣቡነ እንጦንዮስ ብዝብል ምስቶም ብእምነት ዘይመስሉኻ ምሕባርካ ከኣ ካብ ዝፈርደልካ ሓደ እዩ።ስለ ዝኾነ ከኣ ሕጂ ካብኦም ፈልየ ዝርእየካ ሓንቲ የብለይን።እቲ ካብቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ እቲ ናብ ስደት ዝወጸ ይበዝሕ ዝበልካ ንርእሱ ምግናን እዩ።ብቑጽሪ እገለ ከይበዝሑና ከይመርሑና ዘይኮነ ንኹሉ ብመንጽር ሓቂ ርኣዮ።ዘይተንከፈካ ዘይምትንካፍ ከኣ መለለዪ ሕብረተ ሰብና እዩ።
@kuflomhabtemaryam526
@kuflomhabtemaryam526 23 сағат бұрын
ኢወ ትቀይሩ ኣሎ ግን ይስማኣ ኣሎ
@ሰሉጓልድንግልማርያም
@ሰሉጓልድንግልማርያም 21 сағат бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ
@AndeAsfahale-lp1mb
@AndeAsfahale-lp1mb Күн бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እንታይ ዳኣ ድምጽካ ተቅይርኒ ሳዓል ዶ ትኮውን ምሕረት የውርደልካ
@filmonyohannes1825
@filmonyohannes1825 23 сағат бұрын
😂😂😂😂😂😂 ወይ ዘንድሮ ዝጸሓፎ ኣንብብዮ
@helenmehari3640
@helenmehari3640 Күн бұрын
እሞ ውጉዝ እዩ እንዳበሉኻስ በል ክትፈልጥ ብሃይማኖትን ምድርዳር የለን ኣብ ኤርትራ
@ሰሉጓልድንግልማርያም
@ሰሉጓልድንግልማርያም 21 сағат бұрын
ኤርትራ ገለ እስኪ ሓድነት ንስበክ ከም ክርስትያን ዝከፋፈል ዝይለ ንሕዝ😢😢
@Medhanie-dk8rd
@Medhanie-dk8rd 14 сағат бұрын
ኣብ ኤርትራ ደኣ ምእሳር ከም ኣብ ማሃ ምሳር ከም ኣብና ኣንጥንስ ምቕታልን ከመ መርጌታ እዝራ ብኽራ ምሕራድ እምበር ምምርማርን ንሰብ እታይእዩ ፀገምካ ኢልካ ምሕታት ነዉሪ እዩ.
@filimonghebreyohans5829
@filimonghebreyohans5829 Күн бұрын
Enka firdi amlak ab edom aykone
@filmonyohannes1825
@filmonyohannes1825 23 сағат бұрын
Filmon gebre yohannes ንዓካ ውን ኣይምገደፈካን ዶ ተሃድሶ ተኮይንካ ክትመጸካያ ኣጆካ
@kuflomhabtemaryam526
@kuflomhabtemaryam526 23 сағат бұрын
ናኣይውን ገሪምኒ ሰሪቃስ ተትሃንለይ ይባህል
@dankelati664
@dankelati664 16 сағат бұрын
ቀሺ ገብረምካኤል ውጉዝ እዩ፡ ምሳኻን ምስኡን ዘፈላልየና ድማ ጉዳይ እምነት እዩ ብርግጽ ድማ ካብዚ ናትኩም ዝዓቢ ክሕደት የለን
@dfhf8186
@dfhf8186 17 сағат бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን✝️💒🤲
@tbletshadsh4423
@tbletshadsh4423 17 сағат бұрын
Selam nakum ahwatey
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 19 сағат бұрын
ስልጣነይ እንካዕ ብሰላም መፃእካ❤ ድምፃ እንታይ ኮይንካ እማ
@Nazrawi.
@Nazrawi. 23 сағат бұрын
ሰላም፡ መምህር ሸዊት ሕቶ ኔራትኒ ሓደ ምእመን ካባ ክገብር በየናይ ስርዓት እዩ ፡ ካባ እንትርፎ መራጂት ሊቃውንት ካህናት ውን ህጂ ኢዪም ደፊሮሞ እምበር እታ ካባ ኣይግድን ነጸላ ጥራይ እዩ ስርዓትና ኢትዮጵያውያን ጌሪሞ ኢልካስ ይፍቀድ ድዩ ?
@galmhrey
@galmhrey Күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና 💒✝️
@ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ
@ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ 5 сағат бұрын
Sultan kab orthodox doctrin teaching zwexe seb dea heretic enber entay dea.መናፍቓን ኢዮም ቀሺ ገብረሚካኤል ምስ ኣቦታቶም ደቆምን።
@mulugetalegese3553
@mulugetalegese3553 Күн бұрын
🙏🙏🙏 kal hiewet yesmalna
@BelulTedros
@BelulTedros Күн бұрын
Mis Woyane Zitechemalekum - "menafikan aykonan" mibal...intay waga alewo. Nisikatkum, txere Eritrea Tewahdo , Tsere Eritrea ikum... Loquamitx Suk ilkum nab Tigraykum nab Mekelekum....zeytikedu kab tihiwukuna. Weydima Eritrawyan tekonkum bizaeba hizbe Eritrea tigidesu, nab nay Eritrea sinodo - yikre ilkum tehawesu bieu temaezezu... Intezeyelo, tereff mereff Woyanie n Txere Eritran Hizban haymanotan ikum
@YirgalemSahle
@YirgalemSahle 13 сағат бұрын
Kemislu eyom
@heileweldetnsae5613
@heileweldetnsae5613 Күн бұрын
ቀለ ሂወት ጥዑም ቃል
@eyasugheratateyos5769
@eyasugheratateyos5769 Күн бұрын
Kal hewit yesmalna ❤❤❤❤kubur hawena
@sabayohannes3540
@sabayohannes3540 6 сағат бұрын
Abblendlicht eka eti haki hwena kemzbo eyu medangrti
@simonbrhane8471
@simonbrhane8471 22 сағат бұрын
Xebuk aleka seltan hawena kale hiwate yesmealna
@መለይበሉለይ
@መለይበሉለይ 22 сағат бұрын
ሸምዲዱ እዩ ዝዛረብ ዘሎ፡መምህር ሱልጣን ሓወይ፡።ግን ሱልጣን ሓወይ ፡ ንምንታይ ኢኹም ክሳዕ ክንድዚ ትልምንዎም፡ እናሰምዐ ዝሞተስ እናረኣየ ቅበሮ ተባሂሉ፡ተመሲሉ እዩ። ሕቶ ኔርኒ ቁጽሪ ተለፎንካ እንተትልእከለይ ጽቡቕ ኔሩ።
@bbeapp8607
@bbeapp8607 13 сағат бұрын
ብሓቂ ትኸይድ እንኾንካ መናፍቕ ኢኻ ክትብለካ ከላ ቤተክርስትያን ተመሊስካ መናፍቕ ከምዘይኮንካ ኣብ ቤተክርስትያ መጺኻ ጉዳይካ ዘይትፈትሕ መን ከልኪልካ ዶስ ንቤተክርስትያን ከሕድስ ምስላጥ ዝኣበዮ ካብኣ ክወጽእ ግድን እዩ ምኽንያቱ ዝሕደስ የለን ወትሩ ሓዳስ እያ ወዲ ቤተክርስትያን ቤቱ ገዲፉ ኣይከይድን እዩ ክሳብ ሞት እሙን ክኸውን ስለ ተኣዘዘ ፈታው ነብሱ ግን ይሃድም ብቐደሙ ወን ኣብኣ ኣይነበረን ምስትውዓል ይሃብ እግዚኣብሔር ተጋጊኻ ኣለኻሞ ተናሲሕኻ ናብ ቤትካ ተመለስ ክትብሃል ከለኻ እሺ ምባል ሓኒቑ ሒዝካዘሎ መን እዩ ነብሰ ፍትወትን ኣነፈልጥን ትዕቢትን ንስኻ ትፈልጦ ክንድዚ ሰብ ቃለሂወት የስምዓልና መምህርና ኣቦና ንዝብሉኒ ገዲፈስ ክምለስ ዝብል ከም ገደል ዘፍርሕ ሓሳባት ከሎ ናይ ምምላስ ዕድል ምህሙን ኢዩ ልቦና ይሃብ እግዚኣብሔር
@SamsomTekle-k7f
@SamsomTekle-k7f Күн бұрын
ናይ ድያቆን አሽመላሽ ጥኢሙ ድምፅካ
@Kfkftaznabfikri
@Kfkftaznabfikri 12 сағат бұрын
ስሉጡን ሓወይ ናይ ሎሚ ድምጽካ ናይ ካልእ ሰብ ድዩ ኣቲዎ ደጋጊመ ተራኣክዎስ ምስልካ ንስካ እቲ ድምጺ ግን ካሊእ መሲልኒ ንበይነይ ድዩ ወይ ዝተቀየሮ ኣሎ እዩ
@Yemanefisahatsion
@Yemanefisahatsion Күн бұрын
kubur hawna btami xubuk mada nay amnet tkalat keyteqeska fahfa keynbl ntarem mbal xubuk eyu hadeneger gn sebat kufat ena mesulim keynegis aytbel temokuro tbeb yedli eyu
@senuweldeslasie9967
@senuweldeslasie9967 13 сағат бұрын
Haka eyu entttey. da ente thadso ko koynom eyom september haki tezarb.
@tbletshadsh4423
@tbletshadsh4423 17 сағат бұрын
Selam
@samsomzerom4988
@samsomzerom4988 Күн бұрын
ናይዚኦም ትምህርቲ ሲ ትምህርትና ኣይግበሮ መዓርጋት ተሸኪሞም ኣብ ምስሉዩነትን ሓሶትን ክነብሩ ክትርኢ ብጣዕሚ የሕዝን ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ክዛረቡ ትብዓት ዘይረከቡስ ነቲ ካልእ ክዛረቡ ካበይ ኢዮም ትብዓት ረኪቦም ናይዓድና ነገር ኣርእስቲ መሪጽካ ኮይኑ ዘገርም ኢዩ ብዝኮነ ተመዘኑ ኢሉዎም እንበር ንዕኦም ዝሰምዕ ሰብ የለን ወይ በዞም ምስሉያት ዝዳናገር የለን ግን ንግዜ ንግደፎ ግዜ ባዕሉ ክፈርደና ኢዩ።
@MeksenHaile
@MeksenHaile Күн бұрын
ንመን ኢኻ ምስሉይነት ትብሎ ዘለኻ ምስሉይነት ድኣ ኣባኻን ኣብ ተስፋሚካኤል ኣቦኻን እንበር እቲ ቀሺ ምስጢረ ስላሴ ዝኸሓደ መናፍቅ ዶ ኣይኮነን ንስኻ ውን ኮምኡ ካልእ እንጦንዮስ እንጦንዮስ ኣይትበሉ ንሶም እንተስ ሓጢኦም እንተስ ጸዲቆም ከም ኩሎም ኣቦታት ሓሊፎም ኣሐዉ ሰለዚ ኣቡነ እንጦንዮስ እንዳበልኩም ናይ ፖሎቲካ ሽፋን ኣይትግበር
@michaeletesfai4300
@michaeletesfai4300 27 минут бұрын
Ata men afqidulka neaka ke bzaeba tewahdo ktzareb tm bel tm
@YirgalemSahle
@YirgalemSahle 13 сағат бұрын
Yikowen eyu xasri tiray eyu
@Yemanefisahatsion
@Yemanefisahatsion Күн бұрын
xegu yebzihalka hawey kal hiwet yesmalna
@rigatheyle359
@rigatheyle359 15 сағат бұрын
Amen Amen Amen
@YirgalemSahle
@YirgalemSahle 13 сағат бұрын
Megemeriya hayimanot eyu
@woalesk2432
@woalesk2432 Күн бұрын
No Eritrea non Eritrea eia neskom hasawi hasawi hasawi
@SimonEmeha
@SimonEmeha 23 сағат бұрын
Emo nsatom ke kab sinodos wexae binatom higi kikedu qibul du
@MichaelBerhane-ps7zd
@MichaelBerhane-ps7zd 15 сағат бұрын
Hadnet mbalka btaemi xbuq des elni Kab qdm znebere zerebakha Lomi yhaysh....Gn Ny sga yeblkumn??? Sle hnxet gedam debre bizen slemntay zeytzarebu beqa men zhanexelkum bier ekhum ketemehadru tdelyu biafkum....??? Qeshi Ghebremichael menafq eyu merahi NY Menafqan ember kea.....Abune Antonios aytbel hasawi ms tehadson habirka mkhad do dea yhaysh...??? ms kehadti habirkum alekhum....???nab yeman temelesu zhawey....kab ms kehadti mhwas si Abune Antonios mbal yhaysh???¿??????
@stedalfshasteyn7037
@stedalfshasteyn7037 Күн бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏
@ዲልተይብፃዕር
@ዲልተይብፃዕር 10 сағат бұрын
ዲምፅኻ ግን ትቀይርኻን 😁 ዕዲመን ጥዕናን ያሃብኻ 🎉
@Yafiet11
@Yafiet11 11 сағат бұрын
ድምጽካ ዶ ተቀይሩ ሓቀይ
🔴ሰዓቱ ደርሷል
1:09:21
Zikere Kedusan official Channel
Рет қаралды 3,9 М.
መልሲ ንሕቶታትኩም
25:49
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 13 М.
REAL MAN 🤣💪🏻
00:35
Kan Andrey
Рет қаралды 6 МЛН
The Singing Challenge #joker #Harriet Quinn
00:35
佐助与鸣人
Рет қаралды 12 МЛН
amazing#devil #lilith #funny #shorts
00:15
Devil Lilith
Рет қаралды 18 МЛН
Walking on LEGO Be Like... #shorts #mingweirocks
00:41
mingweirocks
Рет қаралды 4,5 МЛН
Nov 6/2024 ሓቤረታ መኣረምታ ጌጋ እዋናዊ ሓቤረታ ካብ ስኒት
19:10
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 9 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 944 М.
ዮአዳን (ክፍል 42)
31:07
ለዛ
Рет қаралды 337 М.
REAL MAN 🤣💪🏻
00:35
Kan Andrey
Рет қаралды 6 МЛН