ህወሓት ንባዕላ ምርኣይ እንተዘይጀሚራ ብጉባኤ ኣይትድሕንን - ህወሓት ሐዚ ሞይታ እያ ዘላ - ዳንኤል ነጋሽ

  Рет қаралды 5,894

ON TIME MEDIA

ON TIME MEDIA

Күн бұрын

ተጋሩ ኣበይ ኢና ተሰሓሒትና? ስግኣትን ተስፋታትን ትግራይ?
ጉባኤ ህወሓት ንምንታይ መዘራረቢ ኮይኑ? ዝብሉ ካልኦት ሓሳባትን ብሰፊሑ ምስ ዳንኤል ነጋሽ ቃለመሕተት ገይርና ኣለና፡፡

Пікірлер: 43
@natinamedia
@natinamedia Ай бұрын
Brillante
@Adonay_Yogi
@Adonay_Yogi 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@RabihhCall-i1x
@RabihhCall-i1x 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 2 ай бұрын
ትኽክለኛ ህዝቢ ትግራይ ማእኸል ልገበረ ምይይጥ እዩ ብሐቂ. ረብሐ ህእቢ ትግራይ ልምሕላው ወወፍሪ ምግባር ላዋጽእና መመራጺ ለይብሉ ዕድል እዩ. ተኣምር ልፈጸመ ስራዊት ትግራይ ሞራሉ ምቕታል ይኣኽለና❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
ጉባኤ ህዝቢ ትግራይ ባርሉ መራሕቱ ፕምረፅ።
@fidleytube
@fidleytube 2 ай бұрын
የቀንየልና ❤🙏
@etsaynigus3836
@etsaynigus3836 2 ай бұрын
ይውፃእ ድኣ እቲ ሓቂ፡፡
@zinabuabreha7110
@zinabuabreha7110 2 ай бұрын
good idea
@rayuma2023
@rayuma2023 2 ай бұрын
ኮሪኤልኻ ብፃይ።
@ilovetgray4253
@ilovetgray4253 2 ай бұрын
Fact ❤
@fidleytube
@fidleytube 2 ай бұрын
ህዋሓት ተቃውምቲ ፓርቲ ንከይፍጠሩ እናገበረ ፀኒሑ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዚ ደማ አብዚ አብፅሕና ዘሎ እየ ዝብል ዘላአለም ህዋሓት እናበሉ አብ ህዝቢ ሰሪፆም ኸዚ ግን ገበርቲ ሓደግቲ አፍረስቲ ጠገንቲ ኮይኖም አብዚ ለምቅነ እኮ ሪኢናዮም ቅድሚ ህዝቢ ወንበርና ነድሕን ዝብሉ መረሕቲ እዮም
@Muller-best5j
@Muller-best5j 2 ай бұрын
Well-done Guys !
@tsgabugebremaria3829
@tsgabugebremaria3829 2 ай бұрын
ኣንገሶም ጅግና
@tsegahunkahsay4903
@tsegahunkahsay4903 2 ай бұрын
አንገሶም ጅግና እንድካ ግን ዝኮረዩን ፅረ ህዋሓት ዝኮኑን ጥራሕ አተቅረብ ናይ ትውድብ ወጣት ካድረታት እውን አቅርቦም
@tinsae6
@tinsae6 2 ай бұрын
ጎበዝ ትንተና
@HAGOSSGIDEYY
@HAGOSSGIDEYY 2 ай бұрын
Bro. Angesom❤👌
@ontimemedia.
@ontimemedia. 2 ай бұрын
Thank you bro
@daryismawhailu7672
@daryismawhailu7672 2 ай бұрын
great job❤
@ontimemedia.
@ontimemedia. 2 ай бұрын
Thank you! Cheers!
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
እሞ ህውሃት እንተሞይታ ደአ እንታይ ዘካትእ አለኩም ተሃሉም ትሙትም ንጉባኤአ ትሕለፍ ።
@MesfinAbay-u8t
@MesfinAbay-u8t 2 ай бұрын
Ayenay gokele y.rahe behalY eka alweys letle person he tank anly his write
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 2 ай бұрын
ሕውሐት ውድብ እዩ ንኣባላት ውድብን ሕዝብን ግደፉሉ ጥር ጥር ዝብላ እንግሊሽ ስለተዛረብኩ ፈላጣት ኢኹ ዝበለ የለን
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 2 ай бұрын
ዘዝመፀ መፅዩ ሕወሓት ሞይታእያ እናበለ ክትግነዝን ክትቅበርን እዩ ዝፅበ ስለምንታይ ከምዙይ ዓይነት ትምኒት ንምነ ካብ ተበታቲና አደዳ ፀልእቲ እንኾውን ተላዚብና ዓድና ተነልምዕ መሀሸ ትግራይ ዓደይ ፈተነታትኪ ከም ጨርቂ ተጠቅሊሉ ይሕፀር
@selamselam2569
@selamselam2569 2 ай бұрын
ንሕውሓት ሲ ኩሉ ፈራዲ ዳኣ ዝገርም እዩ እሞ ዛሓሽ ባርቲ ካብ ሕውሓት ኣሎ ድዩ ኮይኑ ሕዚ፡ ካልኣይ ኣብ ኣኬባ ተሳማሚዖም ዝዎፀ ጉጂለ ተሳዒርካ ወፂኻስ ሕጂ ኣብ ሚዲያ እንዳመፁ ሃተፍተፍ ስለ ዝበሉ መን ካኣምኖም ህዝቢ ይዕዘበና ኣሎ ኣይባሃልን ድዩ።
@TaffesseAbebe
@TaffesseAbebe 2 ай бұрын
ተጋሩ አምንታይ ተሳሒትና ነዞም 27 ዓመት ናብ. ሽዋ ከይዶም ክጠፍኡ ከለው አንህና ንአቶም. አሚና. ሱቅ. ብምባልና ብሰንኮም ስቃይን. ጉድአትን. በፅሁና እዞም ንፈልጥ. ኢና. ዝብልውን ባአቶም ተጎልቢቦም ወይካአ ተፀጊኦም. ጥቅማጥቅሚ እናላሓሱ ህቢሂቢኢቶይ ይጫወቱ. ነይሮም
@MajorityRespectul-j6l
@MajorityRespectul-j6l 2 ай бұрын
ግን በለፀኛ ምዃንካ ትፈልጥ ዶ?
@GotomAwet
@GotomAwet 2 ай бұрын
ታይ ኢካ አታ አንጊስ ሙሁራት ዘይተመፅእ ጀዓገግ ዝብል ምንም አይፈልጥን ብግምት ይዛረብ
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 2 ай бұрын
Ktsemo akmi sienka enber eti ab meret zelo kunetat slemntay hzbi wediku slemntay ke nab nubur zeymless bzaeba tsbahn yizareb lo barya aytkun
@dejenzeray6875
@dejenzeray6875 2 ай бұрын
ata suk elka aythawetet asfehka heseb mehsebe ente aleka heweket entay kemzebel zelo wela nebalu eko ayrdon halay
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
ውድብ ኮነ ተባሂሉ እዩ ክብተን ዝድለ ዘሎ ግን ንምታይ እታይ ገይሩ እቶም ፀላእቲ ክብተን ዝደሊዎ ስለዝፈርሕዎ እዩ እቲ ትግራዋይ ኮይኑ ክብተን ዝደልዮ ግን እቲ ሰራቂን ገበን ዘለዎን እዩ ስለዚህ ይኺድ ናብ ጉባኤ እንድሕር ሓቂ አሊውዮ ኩሉ ናብ ህዝቢ ይውረድ ንምንታይ ናብ ጉባኤ ከይኸድ ይፍራህ?እስቲ ንዚአ መልሱ።
@Friwe
@Friwe 2 ай бұрын
ግምት አዬ።
@solomonabreha2300
@solomonabreha2300 2 ай бұрын
ብደዎም ዝሞቱ እዞም ውድብ ሞይታ ዝብሉ ህልው ፖለቲካ እዛ ሀገር ዘይርድኦም ደናቁር እዮም።
@mulugetaashebir2374
@mulugetaashebir2374 2 ай бұрын
ህወሓት ንበዕላ ምርኣይ እንተዘይጀሚራ? ቅድሚ ኣስታት 50 ዓመት ኣቢላ እያ ንባዕላ ምጥማት ክትጅምር ዝነበራ ስለዚ ኣስታት 50 ዓመት እያ ደንጉያ ዘላ እማ ምባኣር እይ ስልጣን ንሓዱሽ ወለዶ ክተመሓላልፍ ጥርሕ እዩ ዘለዋ
@barakbintigray1379
@barakbintigray1379 2 ай бұрын
የመግቢያው: ጭሆት: በጣም: ረዢምና: አሸልቺ: ነው*!! አሳጥረው **!!
@ontimemedia.
@ontimemedia. 2 ай бұрын
እሺ ወንድሜ ኣስተካክላለሁ
@tsegahunkahsay4903
@tsegahunkahsay4903 2 ай бұрын
መን ምዃንኻ ክፈልጠካስምሰ መንምኳ ክፈልጠልካ
@Friwe
@Friwe 2 ай бұрын
ውሸት ውሸት ውሸት ውሸት ውሸት
@AxumawitGkidan
@AxumawitGkidan 2 ай бұрын
ታይ ኣዴኻ ኾይና ዘይትድሕን ወዲ መሃይም መን ኣዴኻ ተንታኒ ገይሩካ እዩ ዝብኢ
@gebregirmay3351
@gebregirmay3351 2 ай бұрын
ዳኒኤል መን እዩ? ተሸካመሐ pant መኮነን ገ/ኣነንያ፤ባንዳ ንህዝቢ ትግራይ ዝከሓደን ፀረ ህወሓትን እዩ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዕጡቅ ፋኖ የለን ዝብልን TDF ምዕራብ ትግራይ ክኣቱ የብሉን ዝብል ረሳሕ ሰብ እዩ ።ፀረ ህወሓት ዝኮነ ሰብ እንታይ ክዛሰብ ኢካ ትፅበ ንባዕልካ?
@GetnetKahsay-g2u
@GetnetKahsay-g2u 2 ай бұрын
ሕዉሓት ንህዝቢ ዘየድሕን ዉድብ እንተከይኑ ምድርባዩ ዘይተርፍ እዩ
@gebregirmay3351
@gebregirmay3351 2 ай бұрын
@@GetnetKahsay-g2u ዝድርብዮን ዘፅነሖን ህዝቡ ጥራሕ እዩ ። ዳኒኤል ባንዳ እዩ ። ኩሎም ባንዳታት ድማ ዕድመ ልከዖም ኣብ ፀገም እናበከዩ ክነብሩ እዮም። ንህወሓት ምቁዋም ፀገም የብሉን ማንም ክቃወም ይክእል እዩ ። ንህወሓት ስለዝፀለኣ ምስ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ሓቢሩ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ከእቱ ዝደሊ ግን ባይታ የብሉን ።
GERE EMUN PART 200 | ገሬ እሙን ክፋል 200
30:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 103 М.
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 339 М.
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 93 МЛН
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 14 МЛН
ኣዘባ ዓዲ ስዩም መስፍን ገድልን ምግዳልን
4:15
ሮራ ኢንተርተይመንት RORA Entertainment
Рет қаралды 1,4 М.
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН