"ህወሓት ጠፊኣ ካብ ዝበሃል 50 ዓመት ጌይራ!" ኣብ ህልው ፖለቲካ ትግራይ ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳላይ ሃይለ

  Рет қаралды 32,190

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 385
@Galaxy-jt4xe
@Galaxy-jt4xe 29 күн бұрын
Thank you Haile for the analysis and your loyalty. Forever TPLF!
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 29 күн бұрын
ተጋዳላይ ሃይለ የቐንየልና ኣነ ውን ኩሉ ግዘ መንግስቲ ዘይብልናስ ብኸመይ እዩ መንግስትን ውድብን ንፍለ ዝብሃል እናበልኹ ነይረ ሐዚ ግን ኣብሪህኻልና ❤️🙏
@gebregziabher3211
@gebregziabher3211 29 күн бұрын
መድህን ህወሓት ክትፈርስ ካብ ዘለዋ ሃንቀውታ ህወሓት ማእከላይ ኮሚቴ እዩ ኢላ ትድምድም ህወሓት ከመይ ተመስሪቱ ፀገማት ከመይ ይሓልፎም ፅንዓት ግበሪ
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 29 күн бұрын
I agree with u 100% she probably get paid from Abyi
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry 28 күн бұрын
በጃኻ ፅንዓት ግበር ሰኻ ውን ህወሓት ካብ ካድረን ሓደሓደ ዲያሰፓራን ወፃኢ ደጋፊ የብላይ ። ህዘቢ ዘይደገፎ party ኣይቅፅልይ ። ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መንእሰይ ህወሓት ፀሊእዋ እዩ ብሰሩ ኣይደልያይ ። All we want say is tplf don't really care about us and we don't care about tplf too
@degleltesfamicael975
@degleltesfamicael975 28 күн бұрын
👌
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 29 күн бұрын
ጸረ ሕዝቢ ሰለዝኮንኪ ጉበኤ ምክያድ ሕማም ርእሲ ስለዝኮነኪ ውድብ ማለት ክርደአኪ አይካአለን ። ውድብ ማለት መስመር ፣ ዓላማ ፣ ጥርናፈ ፣ ወዘተ ማለት እዩ ።ግለሰባት ማለት አይኮነን ።
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 28 күн бұрын
@@Shiferaw-m1 ❤️
@62Amanuel
@62Amanuel 29 күн бұрын
ሃይለ 100/100 ምሳኻ ኣለኹ!!!
@firawuadhana2213
@firawuadhana2213 27 күн бұрын
Excellent Journalist "medhin"
@user-eu9gk5tt2e
@user-eu9gk5tt2e 29 күн бұрын
እወ 100% ህወሓት ክድሓን እዩ እቶም ሓማቋት ድርባያት ሓንቲ ህወሓት ጠፊአ እንዳበለት ቀሚሻ ትዘርግ በእላ መድህን አዲጊ በረካ አላ እቶም ሓማት ዝባሀሉ 14 ሰባት እዮም ንሳቷም ድማ በማዒት ከብ ፍሪቂ ቢሊዮን ቅርሺ ዝ ስረቁ እዩም።
@user-eu9gk5tt2e
@user-eu9gk5tt2e 29 күн бұрын
እዛም 14 ሰባት ናይ ህወሓት ሰርቅትን ናብ አራት ኪሎ ሚሺጢር እንዳሓለፉ ዝፀንሑ ናይ አራት ኪሎ ጥረ ሰጋን ጠጅን ዝለመድ ጋሓፍትን አብ አራት ኪሎ አብይ አህመድ ዘጫውትኦም አጓላት አሚፂኡ የኔ ጌታ ዘለመድ ናይ ውድቋት ብደዋም ዝተጋሓፉ ደርባያት እዮም።
@ggzeru233
@ggzeru233 28 күн бұрын
ፅቡቕ ምፅእ ዊዒልካስ ዕላማ ውናት ግጉይ ኢልካ ምፍራጅ ጌጋ'ዩ ዘላቒ መፍትሒ ህዝቢ ትግራይ ዕላማ ውናት ኣማራፂ ዘይብሉ መፍትሒ'ዩ !! ኩልና ንምስረታ ሃገረ ትግራይ ክንቃለስ ይግባእ !!
@tigrayfirst3162
@tigrayfirst3162 28 күн бұрын
መድህን ንህወሐት ዝፀርፉን ዝፀልኡን ተቐሪቢ ነይርኪ ሎሚ ፅቡቐ ገይርኪ ካብ ንህወሐት ዝፈልጥ ኣቐሪብኪ ምድያኺ ሚዛናዊ ይኽውን ኣሎ እዩ:: ተጋዳላይ ሃይለ ድማ የቐንየልና ፅኑዕ ዕላማ ሒዝካ እቲ ትኽክለኛ ሽግር መንቀሊኡን መፍትሒኡን ምቐራብካ ፅቡቐ እዩ::
@abrahamtesfazghi1747
@abrahamtesfazghi1747 28 күн бұрын
ጽቡቅ ጸናሒት ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ትግራይ ብዙሕ ክፍልጥ ኪእለ 💥
@Tewabech-on9pl
@Tewabech-on9pl 27 күн бұрын
Thank you sis❤
@tesfaldetmebrahtu7010
@tesfaldetmebrahtu7010 29 күн бұрын
ጽቡቅ ትንታኔ። ሕወሓት ክሳብ መዕለቢኡ ዝበጽሕ ክትህሉ ኣለዋ። ገታቾው ክም ኣባል ናይ ሕወሓት ብቅዋም ክትግዛኣ ክም ዘለካ ኣይትረስዕ።
@gebretesfamichael6363
@gebretesfamichael6363 28 күн бұрын
መድህን መቸም በተጋዳላይ ሃይለ መልሲ ልብኺ ክትቃፀል ከምተሓድረ ይርዳአኒ አሎ ብዝከኾነኮይኑ ፅንዓት የሀብኪ ፈውሲ ህይቡለይ አሎ ሎማዓንተ ተጋዳላይ ሃይለ እውን የመስግነካ ካብ ልቢነዛ ካድሬ ብልፅግና ዘየዳግም ሂብካለይየመስግን ሕጂ እውን።
@amanueltechans8193
@amanueltechans8193 29 күн бұрын
ጽብቅ ትንታና የቅንየልና
@yosef735
@yosef735 28 күн бұрын
Waw wonderfull Explanation!
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 29 күн бұрын
መድህን መንድዩ ሚስጥር ዝንሽንሾ ዘሎ ጌታቸው ዶ አይኮነን
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 29 күн бұрын
ምንጋር እኮ ከሊእክዬ ሓዶ ሕቶ ከይጨረሸ ሓደ ሕቶ ክተልዕለሉ ትዕግሰቲ የሃልኪ
@kahsuseyfu3714
@kahsuseyfu3714 29 күн бұрын
መጀመርያ ግን አነ ዝደልዮ ከይተናገርኻ ዝብል እትገብርዮ ዓፋናይ ባህሪኻ አስተኻኽሊ ዝደለኽዮ ተዘይተባሂሉልኺ ከመይ ከምትኾኒ ንባዓልኺ ተመሊስኺ ተመልከቲ ንስኺ ንባዕልኺ ናይ ሓሳብ ነፃነት ከየኽበርኺ ንኻልእ ክትግምግሚ አይትኽእልን
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 28 күн бұрын
@goytomtesfay9088
@goytomtesfay9088 29 күн бұрын
መድህን ፅብቅ ከምሁ ስቅ ኢልቅኪ ስምዕዮ አታኳላፍዮ ⁉️⁉️
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 29 күн бұрын
14 ሰባት አርሶም ዘግለሉ ጉጅል ደቡብ ለያቡ ሚስጥር አቀበልቲ 4ኪሎ
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 29 күн бұрын
ደብረ ፅንተት 1.5 ዓሻ ደንቆሮ
@vvg5520
@vvg5520 28 күн бұрын
ያ ካብ ራያ እዮም ክግፀሉ አለዎም ናብ ዎሎ😂😂😂
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 28 күн бұрын
@@vvg5520 ትግራይ ብዘይ ራያ ዐዐዐ
@afrotube339
@afrotube339 28 күн бұрын
ፈሊኻ ውቓዕ፡፡ ጉጅለ ደቡብ ዝብል ጥዑይ አበሃህላ አይኮነን
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 27 күн бұрын
​@@afrotube339😂😂😂😂 ናይ ዓለም ዓሻ የኻ ወድ ሸሩሙጣ
@user-kx4dz3sk3c
@user-kx4dz3sk3c 29 күн бұрын
መድህን ብክያት ጀምርኪ
@meseretyebio9390
@meseretyebio9390 29 күн бұрын
TpLF +TDF with God = success ❤❤❤
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 29 күн бұрын
I'M NOT SURE GOD is and will never be with you.
@berhenegusse5587
@berhenegusse5587 29 күн бұрын
ሃይለ እንተ ንስኻ ብጣዕሚ ፅቡቕ ሓሳብ ኢኻ ተዛሪብካ: እንተ እታ ተቃዋሚት ጋዜጠኛ መዲድ ዋላ መጥሓን ግና: ናይ ጋዜጠኝነት ስነ ምግባር ዘለዋ ኮይና ኣይትስመዓንን::
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 28 күн бұрын
Medhin smart journalist eya kemaka ab dehri geza koyna aytihamin mizanawit eya meqewam dema mesela eu
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 29 күн бұрын
When he start talking about Getachew how he elected to to CC you interrupted him and intentionally u direct him to the Badime war. I think you u are biased
@mizanarefane9818
@mizanarefane9818 29 күн бұрын
Thanks dear brother
@tomastom-bj6qp
@tomastom-bj6qp 29 күн бұрын
መድህን አዛርበዮ ድሌቱ ሓሳብ ይግለፅ ሓሳብ በሓብ መልስሉ
@user-gh1lt6nv7n
@user-gh1lt6nv7n 28 күн бұрын
ሕቶ ክተቕርቢ ከለኺ ናብ ሓደ ወገን ፀግዒ ሒዝኪ ኣይተቕርቢ
@mesfingebremedhin7922
@mesfingebremedhin7922 29 күн бұрын
Informative analysis, matured and knowledgeable guest, amazing 1. Whatever you do don't weaken and disband ur major organisation TPLF and hood winked by PP aka Abiy Ahmed. Reform and get back on your feet as united Tigreans. 2. Don't fall into the multiple traps aimed to subjugate Tigray. Consider the bigger picture - safety, freedom and prosperity of the people of Tigray
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 28 күн бұрын
ባዕልና ወያነ ኢና ጆነሳት ፈጺምና
@mulugetaalemsimon3248
@mulugetaalemsimon3248 29 күн бұрын
መስተዋዕሊ:ርእይቶ። ክቡር ሐውና ዕድሜን አቀናን ይሀብካ!! ናታ ነገር ግን ሕወሓት ክትጠፍእ ትሰበሰባለህ ዘላ እያ።ግዜ ይሀበና : መሉ ንምርአይ!!!
@musieasefa9159
@musieasefa9159 27 күн бұрын
ዕድመ ይሃብካ ጅግና ሃይላይ ተጋደላይ እታ ሓቂ ንሱ እዩ።ግዝያዊ ማለት ንግዝይኡ ክሳብ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ዝምስረት ዘፅንሕ ናይ ሓደራ ምምሕዳር እምበር ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክኮን ኣይክእልን።
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 29 күн бұрын
እሞ እቶም ዓሰስ ገሰስ ስለዝመርሑዎ ዶ ኣኮነን ህዝቢ ትግራይ ናብ ጀኖሳይድ ወዲቑ?
@selemonzewde3471
@selemonzewde3471 27 күн бұрын
ሃይለ አብ ኩናት ትግራይ ህወሓት መሪሕነት እዩ አዕዊትዎ ዝብል ቃል ትክክል አይኮነን
@Job-oi5fi
@Job-oi5fi 29 күн бұрын
መድህን ጋሓፍ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 28 күн бұрын
Resi engule aytixaref
@user-sm6ju9kx4i
@user-sm6ju9kx4i 28 күн бұрын
መድህን ሓሳብካ ምግላጽ ጽቡቕ ኢዩ። ከም ጋዜጠኛ ግን ዝኾነ ጸግዒ ኣይትሓዚ። ታሪኽ ህዝብኽን ኣያታትክን ተማሃሪ። ጉባኤ ዘባህርሮ ጉሒላ ጥራይ ኢዩ። ግን ትግራይ ሰብ ኣለዋ። ሓደ ኣብነት ዕዱምኪ ኢዩ።
@atakelthailu187
@atakelthailu187 28 күн бұрын
ዓቢ ክትዕ፡መድህነ
@nuwatu3778
@nuwatu3778 28 күн бұрын
ህዋሓት ሓላፍነት ናይ ውድቀት ህዝቢ ትግራይ 1ይቲ ተሓታቲት ኢያ፡ ስለ'ዚስ ህዋሓት ሕጂ'ን ንህዝቢ ከተድሕን ኣይትኽእልን።
@tesfalemgebrehiwot318
@tesfalemgebrehiwot318 26 күн бұрын
nice this is the truth, i beleave even you teach her.
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 28 күн бұрын
ኣንበሳ ። መድህን ሎሚ ጽቡቕ ሕቶ ኣልዕልኪ።ክሳብ ሎሚ ህዝቢ ትግራይ ንውድብ ወያነ ኣይፈለጦን። ንውድቦም እምበር ንህዝቢ ዝሓሊ ውድብ ኣይኮነን።
@pawlostesema1303
@pawlostesema1303 29 күн бұрын
Great analyst of facts Ato Haile. Keep up.
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 28 күн бұрын
ሽግር ናይ ህዝቢ ትግራይ ን 30 ዓመት ሕውሓት ስለ ዝኾነ ወያነ ከይተኣልየ ፍታሕ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሕልሚ እዩ። ኩሉኹም ንጌታቸው ሓግዝዎ። ደብረጽየን ሒዝኩም ክጠፍእ እዩ።
@BrhaneHaile-je3gq
@BrhaneHaile-je3gq 28 күн бұрын
ክብርቲ ጋዜጣኛ መድሂን እዞምሓድሓደ እተቅርብዮም ሰባት ሓቀኛ ክኸውን ዝኽእል ኣመሬት ዘሎ ዘይኮነስ ሕልሞም እዮም ዝትንትኑ ዘለው ምኽንያቱ ውድብ ክንደይ ግዜፀገም ኣጋጢምዋ ሲዒራወፅኣ እያ ይብሉ ሎሚ ግን ከምኡ ኣይኮነን ዘሎ ሓይሎም ምሽጥሮም ኣብ ኢድ ኣመሪካ ኣብ ኢድ ኣብይ ሊቃንኣምሓራ ኣብ ኢድ ኢሳያስ ኢዶም ዘእተውሉ ግዜ እዩ ኮይኑ ዘሎ።
@asgeberhane9809
@asgeberhane9809 28 күн бұрын
ብሱል ሰብ ተጋዳላይ ሃይለ የመስግነካ
@user-rz7iu4yy4w
@user-rz7iu4yy4w 28 күн бұрын
አቲ ህበይ ኤርትራ ኩናት አይጀመረትን።
@mosmos4020
@mosmos4020 28 күн бұрын
ሂዝቢ ትግራይ ካብዞም ካሓድቲ መዋጽኦ ይፍጠረልካ ዘይኢድካ ኢባ ረኺብካ በዞም ጠላማት ባዓል ደብረ ጸልማት 😢
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 29 күн бұрын
Hwehat Nikdmet 👍💛❤️
@aregaiw
@aregaiw 28 күн бұрын
በሳል ተጋዳላይ። ኩነታት ፖለቲካ ትግራይ ብትኽክል ዝተረደአ፣ ልክዕ ነዚ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ተጠቂምካ ህወሓት ንምፅዳፍ ዝግበር ዘሎ ጉያ ዩ። ከም ትግራዋይ ብጣዕሚ የሕዝንን የሕፍርን። እዙይ ንትግራዋይ ናይ ውርደት ውርደት ዩ። ሊሂቅ ትግራይ ጠጠው ኢሉ ክሓስብን ናብ ቀልቡ ክምለስን ይግባእ።
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 29 күн бұрын
እኔ አንድ ጥያቄ አለኝ ምን ችግር አለው ጉባሄ ቢደረግ ለምን ሕየሚፈሩት መነናገር ጥሩ ነው ሁሉም ባጠፉት መጠየቅም አለበት ስለዚህ ከተነጋገሩ ነው ሁሉም ማወቅ ይቻላል
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 26 күн бұрын
ንስኺውን ከም ተገዳላይ ሀይለ ውድብ ታሀሉ በሊ ተጋዳላይ ሀይለ ፈላጥ ለባማት ኩኑ ከም ለይለ አቲ መድህን ታአረይ ንኹሎም ብማኢረ ረአዮም ። ።
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 28 күн бұрын
ተገደላይ ሃይለ ፀባ አስቲኻና ጅግና መልስኻ አገንዕ
@KflomGs
@KflomGs 28 күн бұрын
መድሂን ዕድመ ሙሉእኺ ንህወሓት ዘለኪ ዝኸሓነ ፅልኣት ላሕ እናበልኪ ዕድመኺ ትርፊ መሕፈሪ መሐበኒ ደቅኺ ዝኾን ታሪክ ተይሰራሕክላ ከምኒ ኣረጋዊ በርሀ መወዳእታ ባንዳ ክትኮኒ ኢኺ ። በጃኺ መድህን ሐዚ ጉዳይ ምድሓንን ምድሓንን ህዝብኺ ስለ ዝኾነ ንጉባኤ ምደገፍኪ ። ፅባሕ ሕመቃት ኣከያይዳ ሕወሓት ንክጋለፅን ንክስተኻኸልን ምተቃለስኪ ። ብዝኾነ ንዓክስ ጅግና ተ/ይ ጠርጣረው ስቡሕ ፈውስኺ ንሱ እዩ ።
@asfawtesfay-jc4zj
@asfawtesfay-jc4zj 28 күн бұрын
ህወሓት ተበላሸወ ብምትክኻ ሓሽቲ ብስም መናዓሰይ ን ሙሑራንን ብምታዎም እዩ ዝበሎ ለውጢ እንታይ ምዃኑ ዝተረደኦ አይመሰለን እቲ ዋና ምክንያት እቶም ኢታት አመራርሓ ናብ ምልኪ ብምስግጋሮም በብ ክልተ ወይ ክልተን ፈረቃን ዓመታት ዝግበር ጉባዜ ስልጣኖም ጥራይ እዮም ድሕድሱ እበር ለውጢ መስርሕ፣ ፖለቲካ ምሕዳስ ዝባሓል ነገር ዘይምባሩ ጥራይ አነ ዝበልኩዎ፣አነ እየ ዝፈልጥ ዝብል ፀማም ኣካይዳ ንልዕሊ ሰላስተ ዓሰርተዓመታት ምዝላቁ እዩ እት ውድቀት መፂኡ ካልኣይ በቲ ናይቲ ውድብ ሕጊን መስርሕን ተከቲሉ ሕንፀት ኣካይዱ ኣባለቱ አፅርዩ ቡቑዕ ሓዱሽ አመራርሓ ንቅድሚት ዘይምፅኦም እዩ እቲ ፀገም ሳልሳይ እቲ ውድብ ኣይብተን ምክንያቱ 50 ዓመት ግይሩ እዩ፣ መሰረት አለዎ እወ ግን ለማስ ኣመራርሓ ሒዚ ይቀፅል ማለት ድዩ ማለቱ? እትውድብ ክድሕን ተኮኑ ካብቲ ፀቢብ ሳንዱቅ ወፅኡ ሓዱሽ ተአፃፃይ ኣታሳስባታትን ቡቁዕ ፖለቲካ ክእለትን ናይ ምድርጃው ኣቅሚ ዘለዎ ውልቀሰብን ጉጅለን ንቅድሚት ተመፅኡ እዩ እቲ ውድብ ዝድሕን ዝክል እበር ናይ ኣመታት ወይ በዝሒ አባላት አይኮነን ተዝከውን እማ ኢሂወደግ ኣይምፈረሰን ነይሩ፡፡ ብፅውፅዋይ ዝነብሩ ተጋደልቲ ሒዝካ ትግራይ አይትሳገርን ፡፡› ሓደሽቲ ውደባት እየን ክፈርሳ ዝክል ዝብል ሞጎት ማይዘይቛፅር እዩ እቲ ዋና ዘሐዘኦ ዓላማን ዝሕፅፀኦ ፖሊስን ስትራተጅን እዩ፡፡ ከመይ ናይ ኣርባእተ ዓመት ዕድመ ዘለዎ ናይ ሲንጋፖር ህዝባዊ ተግባር ሰልፊ (ፓ.ኤ.ፒ.) ከመይ ሲንጋፖር ከም ዘሳገራ ታሪክ ምግለባጥ አለዎ፡፡ ብምጥቅላል ሕዚ ጉባኤ እቲ ውድብ ምክያዱ ወሳኒ እዩ ምክንያቱ እቲ ሕመቅ ጫፍ በፂሑ ተፈላላዩ ውልቀሰባት ወይ ጉጅለታት ሕግን ስርዓትን ዘይገዝኡም ጉዝያት ሰባት ተፈጢሮም ትግራይ ሕዝቢ ኣብ ልዕሊ ተፈፀሞ ፍሉይ ፅንተትን ሕዚውን ዝቅፅል ዘሎ ፅንተት ክንዲ ዝብድሑ ውልቀ ረብሐ ንምስሳን ዕሱባትን ተሐሽኸርቲ ናይቲ ጫካን ኣፅናቲ ምዃኖ የሐፍር ዝእለይሉ ሓደ መንገዲ ብጉባኤ ብምክድ እዩ፡፡
@haileselassieabraha3013
@haileselassieabraha3013 26 күн бұрын
ሀይለ ጀግና ተጋዳለይ
@MaruTir-en8jo
@MaruTir-en8jo 27 күн бұрын
የቀንየልና ተጋዳላይ ሃይለ። ኣብ ምትኽካእ እቲ ዝዓበየ ኣበሳ ና tplf ጸግም እዩ። ካብቶም ተኪኦም እንብሎም ከም በዓል ሰሎሙን መዕሾ፡ ንጥቅሚ ዝኣተዉ ኣለዉ።
@tomastom-bj6qp
@tomastom-bj6qp 29 күн бұрын
ማሕበር እካ ሕጊ አለዎ እንካን ውድብ ሕወሓት ጥርናፈ ዘይፈልጥ መሪሕነት ወጊድ ክበሃል አለዎ ህዝቢ እዩ ወኪልዎ እበር ውርሲ አይኮነን
@ghebremedhnkifle3052
@ghebremedhnkifle3052 29 күн бұрын
ናይ መንግስቲ ትርጉም ደኣ እንታይ እዩ? 49% እኮ ናይ ካሊእ እዪ ከመይ ኢሉ ናይ ሕዋሓት ጥራሕ ይኾን?
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 28 күн бұрын
ግልጽን ተሐታትነትን ሐላፍነት ህዝቡን ዝስምዖ ፓርላማ ንውሱን ግዝየ ብቅዋማዊ መምርሒ ዝምራሕ constitutional government need the people ሰብ ኣብ ዓዱ እክሊ ኣብ ዓውዱ መሰል ሰብኣውነት ምንባር ኣብ ገዛእ ሃገሩ ዝፈቅድ ገብርሂወት ገብረትንሳኤ
@bereketissac9078
@bereketissac9078 29 күн бұрын
Smart man
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 29 күн бұрын
Brake shows is biased and she supports Getachew, I saw her interviewing people who opposed the meeting. All CC including getachew, Debertsion fail in leadership but to solve this they have to go to the meeting and the cadre decide there fate on the party
@gebrehiwethadgu8868
@gebrehiwethadgu8868 29 күн бұрын
Haile, you are a great teacher and lawful person. Keep up the good work
@user-ed5dv4fz8y
@user-ed5dv4fz8y 25 күн бұрын
ቅድሚቲ ጉባኤ ምክያድ ኣብ ክልተ ኣመት ዝተገበረ ናይ ትግራይ ናይ ጆኖሳይድ ኩናት ህውሓት ኣይገምገመን ልምንታይ ዘይገምገመ? ናብ ጉባኤ ኣትዩ?ናይ ህውሓት ኣሳራርሓ ይፈቅድ ድዩ?
@haileselassieabraha3013
@haileselassieabraha3013 27 күн бұрын
ካማኻ ዘአመሰሉ ጀጋኑ ካብቱ ውድብ ምስወፁ ህወሓት አብ ሐደጋ ወዲቃ። እወ። ህወሓት ወኪላቶም እናሀለወ ጠሊመዋ እዮም። ክልተ ባርኔጣ ካምዘለዎም ረሲዖም። እቱ ሐደ ባርኔጣ ናይ መንግስቲ እቱ ካልእ ባርኔጣ ናይ ውድብ እዩ። ብናተይ እምነት ህወሓት ብምጭዋይ ናብ አራት ኪሎ ወሲዶምዋ እዮም። የቀንየልና ሀይለ። ፅቡቅ ሐበሬታ ሂብካና።
@sherarotube
@sherarotube 29 күн бұрын
ሕዋሓቲ ከድሒን እዩ።
@G.Ge-m8v
@G.Ge-m8v 29 күн бұрын
ውዕል ፕሪቶርያ ይዓቢይ!!
@fitsum2463
@fitsum2463 26 күн бұрын
በሳል ኣገላልፃ ትክክለኛ ግልፂ እኩል መልሲ እዩ
@user-re4hs8mw4r
@user-re4hs8mw4r 27 күн бұрын
ወያናይ ካድረ ከምዙይ ዝበለ በሳል ፓለቲከኛ ኢዩ አድምፂ!
@badisha1398
@badisha1398 27 күн бұрын
መዲ ጭፉን ዝኾነ ኣመለኻኽታ ኣይሃልኺ። ኩልና እንስመዓመዐሉ ፀገማት ህወሓት ኣለዉ። ግን ህወሓት ክትድሕንን ክትጠፍእን ዝገብራ እቲ ደጋፊኣ ዝኾነ ኣብ ኩሉ ማሕበረሰብ ዘሎ ሕ/ሰብ እዩ። እና ህወሓት ኣይትድሕንን እያ ኢልኪ ከይትሓስቢ። ክትድሕነሉ ዘኽእልዋ ብዙሓት መንገድታት ኣለው እዮም።
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 28 күн бұрын
መስተዉዓልቲ ተጋሩባዓል ሞንጆሪኖ ባዓል ደብረፅዮን ሳዓብቶምን ዝተስማዕምዑሉ ምስ ሻዕብያ ኾይኖም ሓዱሽ ዝምድና ፈጢሮም አጋንንታዊ ስርሖም ኣብ ልዕሊ እቱይ ጭቁን ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ንመዋእል ክቕጥቅጡሉ ዝኽእሉ እዩ እቲ ምኽሮም።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 28 күн бұрын
እዚ ኩሉ መንእሰይ ትግራይ ኣብ ውጝእ ዝጠፍኤ፡ ደብረጽየን ብዘይ ሕጊ ኢትዮጵያ ተመሪጸ እየ ኢሉ ንስልጣን ደብረጽየን እዩ መንእሰይ ትግራይ ጠፊኡ። ሕጂውን ከምኡ ታሪኽ ክድገም እዩ ህዝቢ ትግራይ ተዘይ ነቒሑ።
@HelenHelen-d5c
@HelenHelen-d5c 26 күн бұрын
የጌታቸዉ ወኪል ጋዜጠኛ ወዲ ራይ
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 28 күн бұрын
እቲ ተቅርቦ ዘላ ሕቶታት ንህዝቢ ብሩህን ዝርዝርን መረዳዕታ ንክረክቡ ነቲ ሕቶ ዝምልስ ጋሻ እድል ክንድምሃብ ብሕቶታት ናይምፅባብን፣ ናፍቲ እትደልዮ ህቶን መልስን ናይምዕላይን ናብ እትደልዮ ሕቶታትን ናብ እትደልዮ ኣንፈታት ናይምስሓብ ኣካያይዳ ትጥቀም ስለዘላ ከምጋዜጠኛ ሚዛናዊነት ክትሕሉን ብኽልቲዑ ሸነኽ ዘለው መድመፅቲ እኹል ሓበሬታ ንኽረኽቡ ሞንጎኛ ክትኽውን እንተፅዒራ ምስቲ ዘለዋ ድፍረትን ክዕለትን ንክትቅፅለሉ ውልቃዊ ርዕይቶይ ክህብ ይደሊ!!
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 29 күн бұрын
Thank you for your candid presentation. Getachew and his followers are working for Abyi and want to stay in power. The only solution is to go the meeting and the cadres should chose his own leaders. Why Getachew scare to face the cadres?
@HailayFisiha
@HailayFisiha 29 күн бұрын
ሓቂ ይሃብካ ተጋዳላይ ሃይለ
@mosmos4020
@mosmos4020 28 күн бұрын
ደንቆሮ በስባስ
@girmayfitwi5969
@girmayfitwi5969 26 күн бұрын
ዝገርም እዩ ሓዱሽ ናይ መንግስቲ ትርጉም።
@TigrayTnber
@TigrayTnber 28 күн бұрын
ካብ ልኡኽ ተመሊስካ ንዝለአኸካ መልእኽቲ ምብፃሕኻን ዘይምብፃሕኻን ንዝለአኸካ መልሲ ትነግር
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 28 күн бұрын
ሕውሓት ንምጥፋእ ዘይትፍትንዮ ሜላ የለን ሕውሓት ትድሕነሉ ኢልካ ሕቶ ናይ ብሓቂ ዘስደምም ፖሎቲካዊ ውድብ( party) ዝቆመሉ ዕላማን ኣገባብን ዝጓዓዘሉ መስርሕ ኣለዎ።እዚ ኻኣ ኣብ ኩሉ ሃገራት ዘሎ ኢዩ። ትኸፋፊሎም ትብልዮ ዘለኺ ከኣ ሎሚ ኣይኮኑን ኣብቲ ግዜ ጀነሳይድ ትግራይ ከም ቁርዲድ ኣብ ውሽጢ TDF ተሸጒሮም ዝጸንሑ ብ ኒዮ ሊበራል ካፒታሊስትስ ልምዓታዊ ዕላማ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከፍርሱ ዝተላእኩ ሓሽከራት ኢትዮጵያ ኣፍሪሶም ሕጂ ኸኣ ትግራይ ንምፍራስ ብመምርሒ ማይክ ሃመር ዓሰርተ ግዚ ንትግራይ እናተማላለሰ ብሽርክነት ግዝያዊ ምምሕዳር ምስ ኣቢ ሕውሓት ንምፍራስ ሕውሓት ኢና እናበሉ ብስም ውድብ ጌታቸው ዘለዎም ጻድቃን ዝደፍኣሉ መራሕቶም ክጉጀሉ ዝፍትኑ ዘለዉ። ደራፋይ ከምዚ ይብል ሓቂ ነይልወጥ ፈሪካውን ነይምወት ዝሓበጥ ይቶኮስ ቅኑዕ ቃልሲ ክዕወት። ስለዚ ምቕናይ ጥራይ።
@tsegayeberhane5627
@tsegayeberhane5627 28 күн бұрын
ህወሓት ናይ ሰረቅቲ ጉጅለ ዓድዋ እምበር ናይ ህዝቢ ኣይኮነት። ዘረባ ክኽእልሉ።
@mebrahtomgebremariam4271
@mebrahtomgebremariam4271 29 күн бұрын
ብጣሚ ትገልጽ ወዲ ጀጋኑ ። መራት ሰለ ዝተረከቡ ዓሊሞም መንእሰይ ንጸላቱ ጸራርጉ አብ ውዕል ብቶርያ አምጽዎም ። አት ደቆሮ ጋዜጠና።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 28 күн бұрын
ኣብ ሕልሚ ምንባር ጸገም። እዩ። ህዝቢ ማእከል ዝገበረ ኣብ ክንዲ ምምይያጥ ፡ ንጸቢብ ውድባዊ ጥቕሚ ዝቃለሱ ዘለዉ። ህዝቢ ትግራይ ስልጣኑ የሕሊፉ ክህብ የብሉን ሕጂ። ህዝቢ ምድሓንዶ ይሓይሽ ዋላስ ውድብ። ?። 1 ሚልዮን ኣባላት ዘለዉ ውድብ ዶ ይበልጽ ዋላስ 12 ሚልዮን ህዝቢ ይበልጽ።
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 29 күн бұрын
መድህን ነቃዕ እግራ አጌነስ ሕወሓት ከምዝኮንኪ ፍሉጥዩ ን ጉጅለ ጌታቸው ደጊፍኪ ኢኪ ትከዲ ዘለኪ
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 29 күн бұрын
ህወሓት ጠፈኡ፣ሕሩጭ ኬይኑ እንትበሃል እዩ ህወሓት ዝብርትዕ።ምኽንያቱ እዚ ውድብ ብደምን ገንዘብን ትግረዋይ እዩ ዓብዩ። መራሕቱ ይቅይሩ አፈምበር ህወሓት አይጠፍእን ምኽኒያቱ ታረለኽን መንነት ህዝበለ ህግራይ ኬይና እያ።
@melakteklay8643
@melakteklay8643 20 күн бұрын
ምብስባስ ዝብል ናይ ሕዋሓት ቃል እንታይ እዩ እባ ናብ ድዅዒ ዘይተቀየሩ
@user-tv9nm2fz4c
@user-tv9nm2fz4c 28 күн бұрын
ብናይ መድሂንን መድሂናትን ድሌት ህወሓት የላን ኢሎም እዮም ዝኣምኑ። እቱ ሓቂ ግን ብግልባጡ እዩ።
@user-pw9td3ew8g
@user-pw9td3ew8g 28 күн бұрын
ፒፒ ቀንደኛ ናይ ትግራይ ፀላኢ ምዃኑ ወያነን ጌታቸው ሐላፍነቶም ዘንግኦም እዮም እዮም ከም መውፅኢ ሥራሕ መፈፀምቲ ብቁልጡፍ ተአልዮም ሐዱሽ ናይ ትግራ አመራርሐ ብሕዝቢ ተመሪፁ ትግራይ ካብ ፀላእታ ሕዝባ ሥጉምቲ ይጀምር።
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 28 күн бұрын
መድሂን ወንጀለኛ ምዄንኪ ትፈልጢዶ ንግዝያዊ ምምህዳር መንግስቲ እንዳበልኪ ትጽውዒ cheme on you መድሂ ሕዋሓት ብኸምዙይ ኣይ ወድቕን ሕዋሓት ወዲ ህዝባ እዩ
@TediFmariam
@TediFmariam 28 күн бұрын
ኣታ ሓዊ ይብላዕኻዋ ደርማም ህውሓት ህውሓት ኣይትበለና ባዓል ዋና ህዝቢ ዩ
@mashogher
@mashogher 28 күн бұрын
ወዲ ህዝቢ ዕድመ ይሃብካ በዓል መድህን ዝበልዕ ከብዲ እምባር ታሪኽ ተጋድሎ ዝፈልጥ ኣእምሮ ኣይተዓሉን ። ብሓፂሩ መድህን ይረዳእኺ ኣይረዳእኺ ብዘየገድስ ንአንበሳ ኣንጭዋ ክተጥፍኦ ኣይትኽእል ቅበፂ !!!!
@gebretesfamichael6363
@gebretesfamichael6363 28 күн бұрын
መድህን እቲ ሰብአይ ተሓትዮ ዘለኺ ደአ ዝበሰለንጀግናን ደአ ኮይኑ እንበሪ ንሰኽስ ሕልፍ ዝበልኪ ናይአብይ ቅፅረኛ ምኾንኪ ሚኢቲ ካብሚኢቲ ካድሬ ብልፅግና ኢኺ ብምዃኑም እኮ ምስጠርጣራው ጀግና ቃለመጠይቕ ከትገብሪ እንተለኺ ልክዕ ልክዕኺ ነጊሩኪ ነይሩ ግን አነ ጎበዝ ጋዜጠኛ እየ እንዳበልኪ ትጉረኒ አለኺ ግን ብጨረሽታ ሕሰብሉ ታሓታቲት ኢኺ
@meressameressa5837
@meressameressa5837 29 күн бұрын
አብ ኢትዮጵያን ብሓፈሻ እብ አፍሪካን ካብ ሕሉፍ ዘይማሃሩ አህዛብ እዮም ውድብ ሕዋህት ካብ ፃዕልንግዳዓ ህዝቢ ትግሬይ ክወርድ አለዎድ 100% ምእንቲ ምንታይ ፈፂሙ ሓዱሽን ናብ ህዝቢ ክመፅእ ዝኽል ሓደጋ ክርኢ ዘይክእል አመራራሓ እዪ አመራራሓነቱ አኮን ወዲ ሓፍትን ዘማን ነኽራይን ዝረአይሉ ቦታማ መርዔን ደርዓን ድግስን ውድስን እዩ በር አብ ፖለቲካዊ ስልጣንን ህዝቢ አብ ምምራሓ አይኾነነን ሓሳበይ ናብ ሽርፋ ንምውህላል አብ ስልጣን ዘሎ ክትአሊ እንትእምት መን እዩ ዝትካእ ቐዱምና ኽንሓስበሉ ይግባእ ካሊእ እዞም አብ ስልጣን ዘለው ኹሎም ሓደ እዮም ንምንታይ ህዝቢ መሸቐጢ ዝገብሩ እበር ሕዚዶ ብስልጣንን ብገንዘብን ትግራዌይ ይባአስ እቶም መናእሰይን ዕሸላት ህፃውንቲ ዓይኖም ክይፈሰሰ 3ደቀን ዝተሰውእውን 2 ደቐን ዝተሰውእወን እንታይ ይብላና ዘይብሉ ወጮስ ያ ተገልበጥኻዮ ወጮ ይብሉ ዓበይቲ ተጋሩ እሞ አብ አፂ ሃይለስላሰ ትራእዩ ብኢህወደግ ተራእዩ ንመን ከምትትክእ ዘይፈለጥኻ ዘለካ ምፍራስ ናብ ዝባአሰ ደልሃመት ከይናአቱ እዝይውን ብግብሪ ሪኢና ኢና እሞ ዝሓሸ ምሰማዓራረኻ ኢኻ ይአክል ዝበሃል ብፍላይ አብ ዚ ሕዚ እዋን ትግራይ ዘላቶ ኹነታት አብ ቐልቐል ፀድፊ እያ
@user-tv9nm2fz4c
@user-tv9nm2fz4c 28 күн бұрын
ህወሓት መን ከም ዘድሕና ድሕሪ መበል 14 ጉባኤ ክትሪእዩዮ ኢኺ ዓቕሊ ግበሪ።
@mathewosgiday
@mathewosgiday 29 күн бұрын
Good
@user-qq3je7ix3s
@user-qq3je7ix3s 29 күн бұрын
ህሉው ኩነተ ትግራይ ኣብ ቃራና መንገዲ እንሀ።መድሃኒቱ ሕዚ ሓቢርካ ሓድነቱ ኣደልዲሉ ንመሽረፈት ምምካት ኢዩ።ትግራይ ሃገረ ትግራይ ትኾነሉ ሰዓት ሕጂ ኢዪ።ካብዚ ወጻኢ ዘይረብሕ ውድባዊ ጉባኤ ምግባር ትርጉም የብሉን።ትግራይ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ የላን።ስለዝኾነ ሃገር ንሙዃንስ መንገዲ ጥጡሕ ኢዩ።ሃገረ ትግራይ ንምዕዋት ይኹን ጻዕርና።
@ukbayc
@ukbayc 28 күн бұрын
ኣብ ሐደ ክልል ዘለዉ ኣማሐርቲ ደኣ እዮም ዝበሃሉ መንግስቲ ኣይበሃሉን እቶም መንግስቲ ናይ ሐንቲ ሀገር ዝመርሑ እዮም ቃንቃና ትብልዎ ትግርኛ ኣጠቓቕምኡ ዘይትፈልጡ ትንተና ኣይትሃቡ
@haftuzbelo1922
@haftuzbelo1922 28 күн бұрын
Yigerm eyu tigray degim 2 kll tukon alewa ember kemzilka Ms dhuratn donaqurn mamotna ainnebrn,
@mashogher
@mashogher 28 күн бұрын
ብመሰረቱ ጌታቸው ወዲ ዓዲዃላ መለስ ዜናዊ ዝመልመሎ እምበር ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ዝመልመሎ ኣይኮነን ። ማንም ትግራዋይ ክፈልጦ ዝግባእ ህዞቢ ትግራይ ኣብ እግሪ ኣምሓሩ ተምበርኪኹ ክግዛእ ንሳ ድማ ተፀጊዓ ብተላኣኣኽነት ሰልጣን ካብ ዝፀበዩ ለያቡ ሓንቲ እያ ። ካብ እተካይዶም ኩሎም ቀለመሕተት ተዓዘቡዋ ! ፀላእትና ህዝቢ ትግራይ እንዳጨፍጨፈ ዝረገፈ ሰራዊቶም መርድእ ኣይኣካዱን ምኽንያቱ ህዝቢ ትግራይን መሪሕ ውድብ ከጥፍኡ ኔሩ ዕላማኦም ስለ ዘይተዓወቱ ግን ሕጂ ታሪኽ ናብ ምግንፃል ኣትዮም ህዝቢ ትግራይ ብደገ ዝመፀ ሓይሊ ከም ዘይሰዓር አረጋጊፆም ኣብቲ ዘምበቡዎታሪኽ ዝረኸቡዎ ሓቂ ኣሎ ህዝቢ ትግራይ ዝሰዓረሉ ኩነታት ብዙሕ ገንዘብ መዲብካ ኣብ ውሽጡ ወሰንቲ ዝኾኑ ባንዳታት ወዲብካ ባዕሉ ንባዕሉ ውጋእ ዝብል መደምደምታ ኣለዎም ። እንተኾነ ግን ህወሓት ሀ ኢሉ ክብገስ ከሎ እዚ ከም ዝመፅእ ፈሊጣ ከመይ ከም እተፍሽሎ እውን ትፈልጥ እያ !!
@gezaiwelday5709
@gezaiwelday5709 27 күн бұрын
መድህን ከምዚኦም ዝበሉ ደናቁር አይተምፅልና
@user-wv4hw3zx9l
@user-wv4hw3zx9l 28 күн бұрын
ንባዕልካ አይተረደአካን መንግስትን ውድብን ክፈላለይ ኣለዎ እዩ ልዕሊ ሕወሓት ዝበለ ኣካል የለን
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 29 күн бұрын
መድሂን ሓፍትና ውን ናይ ሓደ ሰብ መራሒ ስለ ዝኾነ ኣሚንኺ ኣብዚ ናይ 60 መዓልቲ ስለ ህዝቢ ኣየልዐልናን ኢሉ ኢልኺ ኩሉ ግዘ ኢኺ ትዛረቢ ዶ/ር ደብረፅዮን ኣብ ዝሃቦ ቃለ መሕተት ግን ብዛዕባ ህዝቢ እምበ ብዛዕባ ታይ ድኣ ንዘራረብ ነይርና ኢሉ ገሊፅዎ እዩ ናቱ ግን ኣየቅረብኽዮን
@tesfalemgebrehiwot318
@tesfalemgebrehiwot318 26 күн бұрын
I wonder about Medhin Today how you interviewing from the suporter of TPLF. please continu such kaynd of this from all side.
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 112 МЛН
Glow Stick Secret Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 19 МЛН
Angry Sigma Dog 🤣🤣 Aayush #momson #memes #funny #comedy
00:16
ASquare Crew
Рет қаралды 49 МЛН
Tv Sened BG Tekeste Haile answer public questions part 5   april 23 -2022
1:53:16