ህዝቢ ንመግለፂ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ከመይ ሪእዎ? 1/24/2025

  Рет қаралды 11,181

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

Пікірлер
@mebaleberhane5280
@mebaleberhane5280 Күн бұрын
VIVA VIVA TOL 💪💪💪 Keep up the hard work!!! Were so proud of you💪💪💪
@MulgetaBahta
@MulgetaBahta 15 сағат бұрын
ወያነ ንቅድሚት❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@astergebregiorgis2302
@astergebregiorgis2302 15 сағат бұрын
Viva TDF Viva Tigrai ❤💛♥️💛♥️💛💪🏽💪🏽
@KebedomAmare
@KebedomAmare Күн бұрын
ነጋሲ ዝብሎ ዘሎ ቅንዕና የብሉን TDF ንህወሓት ወኪሉ አይኮነን ውሳነ ዘሕለፈ። ንሃለዋት ህዝቢ ትግራይን ቢሄራዊ ድሕንነትን መሰረት ገይሩ እዩ።
@hagosasegdom
@hagosasegdom 23 сағат бұрын
ያቅንየልና ፈጣሪ ምሳካ ይኩን
@tsegayberaki4334
@tsegayberaki4334 20 сағат бұрын
Thank you Tig. On Line Really
@YibraTesema
@YibraTesema 21 сағат бұрын
ትግራይ ኦኒሊ ሓቂ ሒዝኩም ንህዝቢ ትግራይ ድምፂ ብምዃንኩም ዓብይ ናእዳን ኣክብሮት ኣለኒ ። በርቱዑልና ዳኣ !!!🎉🎉🎉🎉🎉❤
@GhgGhgg-z8o
@GhgGhgg-z8o 15 сағат бұрын
ሰላም ክቡር ሓውና እዞም ወሲነዎ ዘለው ፀፀታ ትግራይና ብጣዕሚ ደሰ ኢልና ስግምቲ ምውሳድ ነዞም ኩራኹር ኣብይይ እዞም ጠላሞት ሊባው በልዎም❤❤❤❤
@alguyonas3312
@alguyonas3312 17 сағат бұрын
Selam❤❤
@atsedeberhe7359
@atsedeberhe7359 9 сағат бұрын
God blessed .TDF BEST YOU THE BEST KEEPING GOINGS TIGRATERS. THANK YOUS GUYS ATSEDE BERHE HAED. GOOD DAU
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s Күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@OkbayAbrha
@OkbayAbrha Күн бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍
@MebeeWelday
@MebeeWelday 23 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
@MebeeWelday
@MebeeWelday 21 сағат бұрын
Hey❤❤❤❤💛💛💛💛👌👌👌👌
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 16 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alemat5537
@alemat5537 Күн бұрын
VIVA TPLF & TIGRAY ONLINE
@SoofyaHi
@SoofyaHi 23 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉
@thishabraha4976
@thishabraha4976 Күн бұрын
❤❤❤❤❤
@TaxeseTsegay
@TaxeseTsegay 23 сағат бұрын
አለና
@Zenebe-f7o
@Zenebe-f7o Күн бұрын
ንታሪካዊ ውሳነ ሰራዊት ትግራይ ተግባራውነት ብህፁፅ ይሳለጥን የተግበርን።
@tsehaygebreleul207
@tsehaygebreleul207 Күн бұрын
❤❤❤❤❤✈️✈️👍👌👌❤️
@Zegergishhagos5031
@Zegergishhagos5031 Күн бұрын
VIVA TDF❤❤❤❤
@MebriYohans
@MebriYohans 23 сағат бұрын
Tegra y onlaye Jelena tegeraway eka qetsellu🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉 ::
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Күн бұрын
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINYALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
@semirberhe7592
@semirberhe7592 Күн бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@destagebrehiwot4556
@destagebrehiwot4556 Күн бұрын
❤❤❤👍👍💛💛💛💛
@SolodaAdwa-xg4cj
@SolodaAdwa-xg4cj 19 сағат бұрын
Nys
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 Күн бұрын
በሓቂ ግዜኻ ሰዊኢኻ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጎኒ ተጠጠው ብምባልካ ብሕተይ ዓብዪ ኽብርን ምስጋናን ኣለኒ
@TeshemeTadese
@TeshemeTadese Күн бұрын
ጉዱስ ትግረዋይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s Күн бұрын
ኹቡር አያና ብጣዕም ደስ ይብል 🙏❤️🙏❤️🙏
@zabebatoaom4690
@zabebatoaom4690 22 сағат бұрын
💕💕💕🍇🌺⚘️👌👍💪💪💪🙏
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 Күн бұрын
❤❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Күн бұрын
ትግራይ ኦን ላይን ፀላእቲ. ዝበሉ እንተበለ ፍሉጥ እዩ. ዋእ. እሞ ክሳብ አብ ስልጣን ዘለው ሚድያ አብኢዶም አሎ ክንዲ ዝኽእልዎ ክኽስውን ከደናግሩን እዮም እዙይ ከአ አብ ደገ ዘሎ ይኹን አብ አዲ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ክፈልጦ አለዎ ምስቶም ናይፀላእቲ ሚድያታት ኮይኖም እዮም ትነገር ዘዋቅኡ ዘለው ከምኡ ካብ ምግባር ክሳብ ዝለዩ. ክቅፅሉ እዮም በርቲእና ምስ ህዝብናን ሠራዊትናን ኮይና ንቃለሶም ሚድያታት ደገፍቲ ትግራይ ብዝበለፀ. ክትሰርኹ ይግባእ።
@Meles-mf7rw
@Meles-mf7rw 22 сағат бұрын
TDF ንቅድሚት
@YibraTesema
@YibraTesema 22 сағат бұрын
ናይ ትግራይ ጀኔራላት ውዑል ፕሪቶሪያ ይከበር ንግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተዋሃበካ ተልእኾ ኣይተዋፃኻን ብዝብል ዘብርክት ዝበለ ዝሀቡዎ ናይ ኣቋዋም መግለፂ ትኽክለኛ ወቕታዊ እዩ ።
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Күн бұрын
TPLF TRANSFORMED TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤
@fkadunegash628
@fkadunegash628 Күн бұрын
ውዕል ፒሪቶርያ ፈሪሱዬ እዩ ኢሎም መግለጺ ከፈ
@EmmbberTegga
@EmmbberTegga 11 сағат бұрын
በዝሒ ሕዝብ ትግራይ 175+ካድረ+ልምዓት ጉጅለ=በዝሒ ሕዝቢ ትግራይ ይመስለኩም ቀጠፍቲ ጉጅለ?
@TemesgnKebede-lr6gq
@TemesgnKebede-lr6gq Күн бұрын
ጀግና መን ወለዶ ሓሞት ወይስ ኣዶ? ኻበይ ይውለድ ጀግንነት ኻብ ተሽከሞካዮ ፆር ኽብደት ብረት እንተዘይኾነስ ኢስብኣዊ ውርደት:: ኻብ ዝብላዕ ምስኣን ጥምየት ኻብ እርቃን ድኽነት ኻብ ዐልየት ጭቆና ባርነት ምሕሮ የለ ዕድገት ሕክምና ኣልቦ ሞት ድንገት:: ጀግና ኣቦ ኣይብሉን ኣዶ ሓሞት የብሉን ዘንድዶ እኻዳኣ ሓቦ ምስነደዶ:: ብረት ንኽእጠቅ ዝግደድ ኸሳድድ ንኽሳደድ ኽድይብ ንኽወርድ ኽፋሗኽ መሬት መሬት ፀላዒ እንትገጥሞ ፊት ንፊት መዳፍዕ እንትውርወር ንቅድሚት: ቡምባታት እንትባራዕ ሓዊ የማን ፀጋም እንትባላዕ:; መሬት ስማይ እንትደባለቅ ልቢ እንተንፈርፍር እንትጭነቅ ኸምጨጎራ ንቅድሚት እንትፋሗኽ ንድሕሪት ወይ ፈንትኽ:: ቆላሗ እንትብል ኽዝክር እንታይ ኣሎ ተገደፈ ብድሕሪት ዘይችግር ለካስ ኣለኹ እናበለ ጠጠው ኢሉ ሞት ሞትንሞቱ መረፀ ናይፀላኢ ጥይት:: ዘሊሉ ትጠጉግ ዓሣ ኸምዝረኣየ ዐንጉግ:: ለካስ ተዋጋእቲ ኽልተ ኣይነት ሓደ ብዱል ቆራፅ ንኽመውት ሓደ እሱብ እጡቅ ንኸብዱ ዝዘምት:: ብረት ትሽኪምካ ዙራፍ ተፈከርካ ሕደግ ኣይፋልካን: ተጋጊኻ ኣይኾንካን:: ጀግና ተወለደ ሓቂ ምስነደደ ፍትሒ መንሚኑ ምስንጎደ ናብራ ምስኸበደ ኣማራፂ የለ ነቨረ ኣይነቨረ ሞት ኣብ ጎኑ ምስዓስለ ጀግና መሗለ እናዐለለ ነቀለ ደሗን ኹኑ በለ፣ ወዲቂ ምስተይዘይተላዓለ ተቀበሉኒ ብረተይ ኹላይ ሰናዲረይ ትሕቡኒ ዳሕራይ ክትርአሶ ዳሕራይ ምስወዳእኹም ውራይ።
@actttig9753
@actttig9753 Күн бұрын
ዝገርም እዩ? ጀነራል ፃድቃንድአ አብ ወታደራዊ ስራሕ እንታይ አእቲዩዎ? 30 ዓመት ገዲፊዎ ከይዱ አብ ንግድን ገንዘብ ምእካብን ሃፍቲ ምድላብን ዝነበረ እዩ:: አብ ጊዜ ወራር አብይ አሕመድን ተሐባበርቱን ግን ከም ህዝቡ በረኻ ወጺኡ ኔሩ ካሊእ ግን አባል ሚሊታሪ ከምዘይኮነ ፍሉለጥ እዩ::
@TsegayKifle-d7v
@TsegayKifle-d7v Күн бұрын
የውሃንስ ኣፍልጦ ዘለው ኣይመስልን ጌታቸውን ጻድቃንን ሕውሕት ልካቶም
@ksteve-nn1mk
@ksteve-nn1mk Күн бұрын
Debre Tsion is always have excuses. He made a decision with getachew so he is responsible too.
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s Күн бұрын
ኹቡር አያና ብጣዕም ደስ ይብል 🙏❤️🙏❤️🙏አነ ዝገረመኒ እቶም ስለስተ ውድባት ኣቑዋሞም እንታይ እዩ ዝርደኤካ ግን ንቶም ጀጋኑ ስራውትና ዝገለጽዎ ማንም ህዝቢ ተመስገን እሉ ተስፋ ዝስንቐ ግን እተን ስለስ ውድባት ግን ሕማቓት እዮም ናይ ባሐቂ ዘርኢ እዩ ንቲ ጅግና ስራውትና ዝገላጾ ንሻዕብያ ዝዕድም እዩ ኢሎሞ ምዝራቦም የሕፍር
@fkadunegash628
@fkadunegash628 Күн бұрын
ኢዶም ጥራሕ ሒዞም ዝአተው ተአከብቲ . ረጊጾም ዝወጽ የለዉን ተብል ዘለካ ንስካ ጥራይ ኢካ ካሎኦት ሚድያታት ናይ ኩሎም ሽም ከይተረፋ ዘርዚረሞ እዬም ንስካ ጭው ዝበልካ ናይዚ ቁርዲድ ጉጅለ ደብረጽየን ደጋፊ ኢካ . ንጸዕዳ ጻዕዳ በል ንጸሊም ጸሊም በል . ሰራዊት ትግራይ ዝወሰዶ ውሳኔ አይኮን ናይ ዝተወሰኑ መራሕቲ እነበር
@kidanetesfay7123
@kidanetesfay7123 Күн бұрын
ብሱሩ አይነበሩን አንተ ነበሩ እውን ብኣብዝሓ ዉሳነ ይምርሁ ።
@BerhanGebremanta-s6f
@BerhanGebremanta-s6f Күн бұрын
❤❤❤❤
@Zegergishhagos5031
@Zegergishhagos5031 Күн бұрын
VIVA TDF❤❤❤❤
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
Generals Arrested / Scandal in Military Command
12:47
NEXTA Live
Рет қаралды 884 М.
old eritean funny  interview with yonas  maynas
18:08
Timo picture
Рет қаралды 33 М.
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН