Hbushey | ሕቡሸይ - Samuel Zerezgi (Esaw) | ሳሚኤል (ኤሳው) - New Eritrean music 2024 - New Tigrigna music

  Рет қаралды 966,594

Shro Entertainment

Shro Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 932
@Shiroentertainment1
@Shiroentertainment1 9 ай бұрын
Share , Like and Subscribe ብምግባር ሞራልኩም አይፈለዮም። ጠቃሚ ሓሳብኩም ከአ አይፈለየና።
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 9 ай бұрын
​@@kingm5933እወ ያ ሓቢብቲ 😚
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 9 ай бұрын
@@berhanetewolde3247ሰነፍ
@semharshishay7174
@semharshishay7174 9 ай бұрын
Ezi srah qexlyo 2 hzbi kthawawes alewo heru haftey ❤❤❤
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዚ ናይ ፡ህዝቢ ስራሕ ዩ ዝናድ ከኣ
@shdenftsum8181
@shdenftsum8181 8 ай бұрын
Aziyu zehgus srah serihkum kexlwo
@tekleab9462
@tekleab9462 9 ай бұрын
No more war ከማይ ሰላም ዝደሊ like ይርገጸኒ።
@abandelanb9490
@abandelanb9490 9 ай бұрын
ከም ሰላም ዝጥዕም ዘይለ።
@eldanaeldana1815
@eldanaeldana1815 9 ай бұрын
Love 🇬🇧 ❤
@noamiharrta8540
@noamiharrta8540 9 ай бұрын
ሰላም ምስመን ነዚ ኒኤትር ከም ሃገር ዘይኣምነላ ንህዝቢ ኤርትራ ከጥፍእ ዝደሊ ዝነበር. ዓባ ትግራይ ክምስርት መዋእሉ ኣብ ሕልሚ ዝነብር. ምስቲ ኣብ ዊሽጢ Ethiopia ዘሎ ህዝቡ ሰላም ይግበር. እንተደሉ
@AdayHiwet
@AdayHiwet 9 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ጊዜ ሰላም። እዞም ርጉማት ጎሬቤትና ተጋሩ ኢትዮፕያውያን ግን ንህዝብና ን30 ዓመት ኣሳቕዮም፡ መለመኒ ብሽም ስደተኛታት ኤርትራውያን ጌሮም ንህዝብና ኣብ መዓስከር ኣቐሚጦም ፡ ብሽም ኤርትራውያን ንደገ ወጺኦም፡ ኤርትራውያን ኣብ ፎቖዶ ምድረበዳ ተደርብዮም።ሕጂ ግን ኣእኺሎም እዮም፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብኡ ይኺዱ፡ ናባና ከይመጹና ግን እቲ ዶብ ብሕጊ ተሓንጺጹ መንደቕ ክንደቕ ኣለዎ፡ ተጋሩ ኸኣ ናይ መጨረሻ ይቐብጹ እሞ ሰላም ረኺቦም ምስቲ ዝዓበየ ህገር ኢትዮፕያ ብሰላም ይነብሩ። እንተ ነቲ ኣሕዋትና ትብልዎ ግን ሱቕ ምባል ምሓሸ፡ ምኽንያቱ ነቲ ዘቑሰልኩምናሲ ጨው ኣይትነስንስሉ። ዓወት ንሓፋሽ!!
@tekleab9462
@tekleab9462 9 ай бұрын
እዞም ኩናት ዘይጸገብኩም፡ሕጂ እብረኹም ኪዲ ተጋደሉ ኣብዚ ጽልኢ ኣይትዝርኡ
@EFRA1987
@EFRA1987 9 ай бұрын
ኣነ ትግረ እየ ግን ከምዚ ኢልኩም ሓቢርኩም ብፍቅርን ሰሓቅን ኣውደኣመትኩም ምሕላፍኩም ማራ ደስ ኢሉኒ 😍 ፍቅርን ሰሓቅን ርእዩ ዝሓምም እንተደኣ ሃልዩ ኮይኑ ሰይጣን ጥራይ እዩ ክኸውን ዝኽእል ፍቅርን ሰላምን ኣይኽላኣና ፈጣሪ ..... ንዓመታ ካብዚ ንላዕሊ ዝተጎድአ ልቢ ደቢሱ ዝሓዘነ ገዛ ሓጎስ መሊኡ ብሰላምን ፍቅርን ጥዕናን የጽንሓና ሕቡሸይ ✌
@Tsige-21
@Tsige-21 9 ай бұрын
ትግረ😅 ትግራወይቲ ዘይትብሊ
@MaryoApp-ry5xi
@MaryoApp-ry5xi 9 ай бұрын
​@@Tsige-21ትግረ ማለት ትግራይት ናይ ኤርትራ ብሄር እያ ትብለኪ ዘላ ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 ай бұрын
​@@Tsige-21ብሄረ ትግረ ናይ ኤርትራ ኢዩ ዝብለኪ ዘሎ ማዓረይ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 ай бұрын
የቀንየለልና ኩቡር ሓውና ነዓኹም ሲ ንሕና ኢና ለኪምናኩም ብዝኾነ ሰላም ኣውሪዱ ዓድና ይምለሰና ፈጣሪ🎉🎉🎉
@teameneguse9717
@teameneguse9717 9 ай бұрын
Mes men
@Lulakak
@Lulakak 9 ай бұрын
ሕቡሸይ ሕቡሸይ እስከ ካብ ሓመታ ዊጺእ እልና ሎሚ ኒዘናጋዕ ሩሑስ በዓል ኪኣ ❤❤❤❤
@BeautiesOfAfricainc
@BeautiesOfAfricainc 8 ай бұрын
እባክዎይ ይመልከቱ በኔ ቻናል አዲስ የአማርኛ የኢትዮጵያ ፊልም። እግዚአብሔር ሁላችሁንም ይባርክ። ድጋፍ ሚስት ኢትዮጵያ
@ጓልሰየምቲአድያቦ
@ጓልሰየምቲአድያቦ 9 ай бұрын
ሕቡሸይ ፅቡቃት ንምንታይ ግን ኩልና ከምዚ ዘይንከውን 😢💗💗💗💗🥰🥰💗🥰❤️💓💓❤️💓💗💗💓
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 9 ай бұрын
ኤሳዉ ሽኮር ዓንዲ ሕቆ ስነጥበብ ርሑስ በዓል ፋሲካ ደቂ ኤረይ ደቂ ትግራይ ናይ ሰላም ፍቅሪ ዝመልዖ በዓል ይግበረልና ሰላም እንተሎ ፍቅሪ አሎ ቅሳነት አሎ ሕቡሸይ ንሰላም ንዘምር ኤሳዉ ይበል ድምጺ ከምቲ ልሙድዩ ምስ ወናማት ጽቡቃት ሕቡሸይ አይነአባይኩም ይደፈን ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏
@BeautiesOfAfricainc
@BeautiesOfAfricainc 8 ай бұрын
እባክዎይ ይመልከቱ በኔ ቻናል አዲስ የአማርኛ የኢትዮጵያ ፊልም። እግዚአብሔር ሁላችሁንም ይባርክ። ድጋፍ ሚስት ኢትዮጵያ
@Alorthodox
@Alorthodox 9 ай бұрын
ኣምላኽ ሰላም ይግበረልና 🇪🇷❤💊❤rhus awdeamet ygrelna enqae abxehana 💖✝️✝️✝️🙏
@geneamha7584
@geneamha7584 9 ай бұрын
Amen 🙏 a❤
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 9 ай бұрын
Hallelujah 🙏🏾🙏🏾🕊️🌿🌿🎊🎊
@Even-c3n
@Even-c3n 9 ай бұрын
Amen❤❤❤❤
@tesfutekleab7357
@tesfutekleab7357 5 ай бұрын
Amen 🙏.
@dawityacob1009
@dawityacob1009 9 ай бұрын
ገለ ዓይነት ስራሕ ናይብሓቂ ኣሐጒስኩምና ኣዉዳኣመት ኣምሲልኩማ ብታሚ ❤❤❤❤❤❤❤
@rozar227
@rozar227 9 ай бұрын
ብሓቂ ክልተ ህዝቢ ሰላም ይፈጠሮሉ ኣነስ ካብ ክልተ ህዝቢ እየ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ሰላም ዝበለ ሰላም ይሃቦ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 9 ай бұрын
🙏🏾🙏🏾❤️❤️🥰🥰💙❤️💛
@alemalarm8788
@alemalarm8788 9 ай бұрын
🕊️🕊️🕊️🎶🕊️🥰🥰🥰🥰🥰👏👏👏🎶🎶🌟🌟
@emeamlakadey7927
@emeamlakadey7927 8 ай бұрын
እዚ ህዝቢ እዚ ሓደ ህዝቢ ኣብ 2 ሃገራት ዝነብር እምበር 2 ህዝቢ ኮይኑ ኣይፈልጥን ፡ ኣብ ኣእምሮና ዝሰረጸ ጉጉይ ኣበሃህላ ነወግድ ቅድም ። ካብ ልሂቕ ክሳብ ደቂቕ 2 ህዝቢ ክብልየ ዝሰምዖ ፡ ኣብ ክልተ ሃገራት ዝነብር ሓደ ህዝቢ ! ኣኸለ ዓፋር ኤርትራ -ዓፋር ኢትዮ ኩናማ ኤርትራ - ኩናማ ኢትዮ ትግርኛ ኤርትራ - ትግርኛ ኢትዮ
@selamgebrehiwet308
@selamgebrehiwet308 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ Amen3
@sabahailemichael4043
@sabahailemichael4043 9 ай бұрын
Aseyyyy mkirat selam yewurdelna🇪🇷❤💊
@raki4741
@raki4741 9 ай бұрын
ዛሬ በጣም ደስ ብሎኛል ኤርትራውያን እና ትግራዊያን በአንድነት በፍቅር ስያችሁ ህዝቡ እንዴት ደስ ያለው መሰላችሁ በአዲሰ አበባ በዝህ ላይ የጥላቻ ቅስቀሳ ሲያደርጉ የነብሩትን ግብዞች3_4አመት አሽንፋችሁዋል እንበል🙏♥️
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 9 ай бұрын
Hallelujah 🙏🏾🙏🏾🕊️🌿🌿🎊🎊
@shewhat438
@shewhat438 9 ай бұрын
We Eritreans always peace loving people you know the problem right. Tenante yalhone memegnetachu new chigirachin
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 ай бұрын
​@@shewhat438 ህዝቢ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ ሰላም ዝደሊ , ህዝቢ ከም ህዝቢ ሰላም ዘይደሊ ህዝቢ በፍጹም የልቦን። ስለዚ እቲ ሽግር ኣብ ህዝቢ ኣይኮነን ።
@magdarodriguez6778
@magdarodriguez6778 9 ай бұрын
Me too so happy our people united for peace and love ❤❤❤❤
@geneamha7584
@geneamha7584 9 ай бұрын
🥰
@tesfalemabraham3797
@tesfalemabraham3797 9 ай бұрын
ቅድመይ ዝተጻሕፈ ኮመንት ኩሉ ኣምቢበዮ ኣሉታ ኣይረኸብኩን። ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣውድኣመት ሰሱኒልና። ፍቅርኹም ይዓምብብ ምእንታ ክልቲኡ ህዝብታት። ዳግማይ ትንሳኤ ቁጽርኹም በዚሑ ክመጽእ ተስፋ ይገብር።
@BeautiesOfAfricainc
@BeautiesOfAfricainc 8 ай бұрын
እባክዎይ ይመልከቱ በኔ ቻናል አዲስ የአማርኛ የኢትዮጵያ ፊልም። እግዚአብሔር ሁላችሁንም ይባርክ። ድጋፍ ሚስት ኢትዮጵያ
@elsasolomon7908
@elsasolomon7908 9 ай бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኤሳውይ ጽብቅ ሪኢና ዘሕጉስ ኢዩ ርሑስ ኣውዳመት ንኩልና ናይ ሰላም ዓመት ይግበረልና ።
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኤሳው ሓወይ ሰብ ንጽልኢ ዳጎስጎሰ ንስካን ኤዱን ግን ንሰላም ምዝማርኩም ዓቢ ስራሕ ኢኩም ሰሪሕኩም ተኪላ ሓወይ ከኣ ከማካ የብዛሓዮም ሰላም ወዋዳድርቲ ዘይብላ ብሓደ ንዕበ
@ቲቲትግራወይቲጓልወየንቲ
@ቲቲትግራወይቲጓልወየንቲ 9 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክየ ፍቅሪ ጡዑም ንህዝቢ ኤ/ት ሰላም ይውርደልና ❤❤❤
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 9 ай бұрын
❤❤❤❤amen
@PanaJgs-kk9cf
@PanaJgs-kk9cf 9 ай бұрын
እወ ሕቡሸይ ፍቅሪ ጥዑም 🙏♥️😢ግን ኣቱም ኣነ ትግራዋይ ኣነ ኤርትራዊ ናበልኹም ትብኣሱ ትውዕሉ ኣበይ አለኹም ሕጂ ከ🙄😂😂ፅብቅ ስራሕ ንፍቅርን ሰላምን ምዝማር ፅብቅ አዩ ቀፅሎ ኤሲ ሓወይ♥️🙏
@MerhawitGojela
@MerhawitGojela 9 ай бұрын
Kemza amay zatwet enqrob asiqtum 😂 anyway nay selam zemen yigberu eiske hubsh mareyy I love you so much ❤❤❤❤🥰
@teameneguse9717
@teameneguse9717 9 ай бұрын
Teweger
@edenmahary4096
@edenmahary4096 9 ай бұрын
If there was love between eritrean and tegaru, it wouldn't be a problem our eye colore to deport and loot murder our beloved family. As for Esaw, you fall too deep in Eritrean eyes.
@DevineLoved
@DevineLoved 22 күн бұрын
nice song ❤
@hagosabrha3758
@hagosabrha3758 9 ай бұрын
Wow! what a commitment, Thank you for all the Artists from both Tigray and Eritrea.
@Longtime-mw1jq
@Longtime-mw1jq 9 ай бұрын
ንፉዓት ኣውዳኣመት ምድሪ ከምዚ ጌርኹም ናይ ሓባር ስራሕ ምስራሕ ኣውዳኣመትና ኣዝዩ መቂሩ ኽብሪ ይሃብኹም፤ ርሑስ ብዓል ንተጋሩ ይሕዋትናን ንሓቐኛታት ህዝብና ኤርትራውያን ደለይቲ ሰላም ምስ ይሕዋትና ተጋሩን። ❤🎉😍👏🏽
@eriredsea8337
@eriredsea8337 9 ай бұрын
ሳሙኤል ዘርእዝጊ ( ኤሳዉ ) ሓደ ካብ ኣድነቅትካ የ ብጣዕሚ ኢካ ትምስጠኒ ኩሉ ስርሓትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ርሑስ ኣዉዳኣመት ምስ ምሉኣት ስድራቤትካን መሳርሕትካን 👍👍🍾🍾💐💐🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@erinabella5455
@erinabella5455 9 ай бұрын
ሳሚ (ኤሳው) አሰይ አቤት ድምጺ መረዋሕ : ደቂ ኤረ ሽኮራት አብ ኩሉ ብሉጻት ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ፍቅሪ ኢኹም 🙏😘🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@danieltewelde6244
@danieltewelde6244 9 ай бұрын
ደስ እዩ ዝብለኒ 'ቲ ፈዘውዘዋ ብጠዓሚ ደስ ዝብል ኣውደ ዓመት ደስ ዩ ዝብለኒ ናበልና ርሑስ ኣውደ ዓመት ደቂ ዓበይቲ
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 9 ай бұрын
አምላክ አቦይ ገፅካ መልሰልና ምቅትታል ያአክሎኩም በላ ከምዚ ዩ ዘጥዕመልና❤❤
@eskedarzeleke5708
@eskedarzeleke5708 7 ай бұрын
Samuel is the greatest ❤elelelelele Elelelelele from California ethiopian ..elelelelele Elelelelele
@Ramidoha-ok2sf
@Ramidoha-ok2sf 5 ай бұрын
OMG I'm watching this from California right now hahaha
@ካብዝንካብትንCHANNEL21
@ካብዝንካብትንCHANNEL21 9 ай бұрын
ኤሲተይ❤❤ ጎይታ ባህሊ❤ዘበነ ፍቅሪ ሰላምን ይግበረልና ርሑስ ኣውድኣመት❤
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 9 ай бұрын
ተመሰገን ይመላአዮ ሞትን ኩናትን ዘይንሰምዐሉ ጊዜ የምፀአልና🙏💙
@tigrayrimey6418
@tigrayrimey6418 9 ай бұрын
Excellent, Samuel. Amazing performance! Keep up!
@dawitteferi3991
@dawitteferi3991 9 ай бұрын
Just beautiful!! If you keep cooperating sky is the limit. Divided we fall!! God bless you all.
@LelanaBini-1
@LelanaBini-1 9 ай бұрын
What you mean? We all have our own home , we all can work business with respect, we Eritreans 🇪🇷are not habesha( we are Eritreans) habesha are Ethiopians 🇪🇹
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 9 ай бұрын
@@LelanaBini-1We are all Habesha 🤍 Hgdef created hate for 34 years, but with Gods help we will bring peace finally 🙏🏾🌿🩵🌿🩵🌿🩵🕊️🕊️🕊️Hallelujah
@natproduction2605
@natproduction2605 9 ай бұрын
​@ruthishreze1217 What is the meaning of habesha to you?
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 9 ай бұрын
​@@LelanaBini-1 I agree!! They want to have our country not the people bro!!!
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 9 ай бұрын
Then again I don't understand what the hell they are doing in Ethiopia all those sinetibebawian it's a shame!! Shame on some of Eritrean for real!!!
@haftomkahsay7076
@haftomkahsay7076 28 күн бұрын
ብሓቂ ክብሪ ይሃብኩም ኣሕዋትና
@bibiagamearsenal398
@bibiagamearsenal398 9 ай бұрын
ተመስገን🥺🙏 ሙሉእ ይግበሮ🥰
@Alice-kr5op
@Alice-kr5op 9 ай бұрын
እሰይ እሰይ ሙቁራተይ ብሐቂ ደስኢሉኒ ሙሉእ ይግበሮ ፈጣሪ አብክል ሃገር ዝነብር ሐደ ህዝቢ እዩም እሰይይይይይይ ፈቅሪ ሰላምን የዉርደልና 🙏❤️❤️💐💐💐👏👏👏👏👏
@mebrahtomhadush6183
@mebrahtomhadush6183 9 ай бұрын
ወያ ፈልሲ ሰላም ዳ ትቅፅል ኣላ❤❤❤❤❤ከማኹም የብዝሓዮ ንዚ ኢና ንናፍቖ ዘለና
@AbebeAweke-c9p
@AbebeAweke-c9p 4 күн бұрын
What a music
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 9 ай бұрын
Peace🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤happy Easter።ሰላም ዘይደሊ ዳብሎስ ጥራይ እዩ።
@AlemashBerhane
@AlemashBerhane 2 ай бұрын
I love Hbushey , she is soo beautiful and amazing dance and beautifull smile, Hbushey haftina much love
@yorsalemmebrahtom539
@yorsalemmebrahtom539 9 ай бұрын
Aseyyyyyy kemzi u zexbklna Deki Tigrina 💙💙💊💊🙏💒
@dalac_93
@dalac_93 8 ай бұрын
Respect us 🇪🇷!
@DanielNegusse-dz6yy
@DanielNegusse-dz6yy 9 ай бұрын
አዝዩ ዝነአድ ስራሕ ትሰርኡ አለኹም ብፍላይ ኢሳው ብጣዕሚ ፍሉይ ብቅዓትን ክእለትን አለኻ ኣብባሕላዊ ስለዚ ቀጽለሉ አጆካ በርትዕ
@ksanettekle1805
@ksanettekle1805 9 ай бұрын
እዚ እዩ ዘጸብቀልና ፍቅሪ ጥዕም ብደርፊ ጣራይ ዘይኮነ ፊልሚ ኩሉ ነገር ተትሰርሑ ስነጥበባውያን ካኣ ጽቡቅ ጌሩ ምመቀረ❤❤❤❤
@ነፀብረኣብይበሃል
@ነፀብረኣብይበሃል 9 ай бұрын
ናይ ሓባር ስራሕ ምስራሕ ኣውዳኣመትና ኣዝዩ መቂሩ ኽብሪ ይሃብኹም፤ ርሑስ ብዓል ንተጋሩ ይሕዋትናን ንሓቐኛታት ህዝብና ኤርትራውያን ደለይቲ ሰላም ምስ ይሕዋትና ተጋሩን።
@مممم-ه9ذ3ش
@مممم-ه9ذ3ش 9 ай бұрын
ኣታ ኣምላኸይ ኩሉ ትኽእል ፖለቲከኛታት ሸቀጥቲ ጎሮሮኦም ዕፀወልና ንሶም እዮምኮ ፀገምና ንሕናማ ንፋቀር ኢና😢❤
@MekoTBahta
@MekoTBahta 9 ай бұрын
አሜን ሽግጥ የብሎም ካብ ሀ ክሳብ ሆ
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ፍቅሪ ጡዑም
@RahwaKidane-q6v
@RahwaKidane-q6v 9 ай бұрын
Behaki, kab poletika niwxa, ezi hezbi fekar eyo 🇪🇷
@MuluGidey-uz9nr
@MuluGidey-uz9nr 9 ай бұрын
ቀፅሉሉ ኣቱም ጀጋኑ ሓደ እንትኾን እዩ ዘጥዕመልና ብዚ ዘይስማዕማዕ ሰብ ዘይኮነ ሰይጣን ጥራሕ እዩ ስለዚ ፍቅሪ እዩ ፅቡቅ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ❤❤❤❤ ትግራይ +ኤርትራ =❤❤
@እጸ
@እጸ 9 ай бұрын
ሐዚ ግርም🥰 ኣይርደአናይ እምበር ንፋቶ እኮ ኢና። ብስሩ ፍቅሪ'ዩ ዘጥዕመልና ኣቱም ህዝቢ ንፋቀር።😙💙
@AzeAxum
@AzeAxum 9 ай бұрын
ሕጂ ግርም ኣበይ ኣለኹም ተፃረፍቲ ድብን በሉ ካብዓይኒ ሓሳድ ያሓልኹም ደለይቲ ሰላም 🤝💊💙❤️💙🧡❤️🧡💛❤️💛❤️💙💙
@AB-bh9tg
@AB-bh9tg 9 ай бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💪🏼
@yorsalemmebrahtom539
@yorsalemmebrahtom539 9 ай бұрын
Iove one 💙💊💙🙏💊
@dalac_93
@dalac_93 8 ай бұрын
🇪🇷 Land of the peaceful people!!
@LuleyNatey
@LuleyNatey 8 ай бұрын
Peace❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tedrosneamn974
@tedrosneamn974 9 ай бұрын
ደሳው በዓል ወኒ ኣቤት ባህሊ ትግርኛ ናይ ብሓቂ ደሚቁ🎉🎉
@Ñåţhaňbőÿ-n3d
@Ñåţhaňbőÿ-n3d 9 ай бұрын
Atum sebat kamzi selam tenries tay xegem nirwo nay behaki des elni selam yewrdelkum tgrawot yehwatna kea des zey belo ykerex::🙏❤❤❤
@AsterYohannes-t4t
@AsterYohannes-t4t Ай бұрын
Awesomeness 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@Rubabatat
@Rubabatat 9 ай бұрын
Positive energy 💛❤️💙 selamen fiker nezbi Tigrigna 🥰
@shewhat438
@shewhat438 9 ай бұрын
Selam n hizbi Eritrea 🇪🇷
@Tigray122
@Tigray122 9 ай бұрын
ተመስገን ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩሉ ትክእል ንስካ ኢኻ ብሓቂ ክብሪ ንዓካ ይኩን ጎይታይ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ሙሉእ ፍጹም ሰላም ግበረልና ሰላምኩም ይብዛሕሕሕ ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🌿🌿🌿🕊️🕊️🕊️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@muller562
@muller562 9 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ብሃሊ ኩሉ ግዜ ዝናፍቆ ነገር ክልቲኡ ህዝቢ ብዘይ ምንም ፀገም ካብ ኣስመራ መቐለ ካብ መቐለ ንኣስመራ ክንቀሳቀስ ክርኢ እዩ!!
@kudasambaye731
@kudasambaye731 9 ай бұрын
ኬፍ ኣለኩም ሕቡሸይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ❤❤❤
@geneamha7584
@geneamha7584 9 ай бұрын
Asey Asey Abaykum 💙💙💙💙💙💙🇪🇷
@nardosbekele2259
@nardosbekele2259 9 ай бұрын
ምን ማለት ነው ትርጉም በጣም ነው የምወደው ❤❤❤😍ሳይገባኝ የትግረኛ ሙዚቃ ጭፈራውንም ደግሞ 👌👌
@abitifili3597
@abitifili3597 9 ай бұрын
ሕቡሸይ ያለው ሀበሻ ማለት ነው የፍቕር ዜማ ነው
@TsgeredaSeyfu
@TsgeredaSeyfu 9 ай бұрын
ሓበሻ የኔ ቆንጆ የጠዋት ፅሃይ ምንም ነገር ያልጎደላት.... ወይኔ ልቤ. ወይኔ ልቤ.ፍቅር ፍቅር.እያለው ነው ና.የትኛዋ.ልምረጥ.? ከጥቁርዋ. ወይስ. ከዛች የቀይዳማ. ከ ወይስ. ከ.ቀይዋ. ልጅ ?ከ.ወፍራምዋ.ሕሉም ሰው ከሚወዳት ወይስ ከዛች.ቀጭንዋ ልጅ? እሸት መሳይ የክረምት.. ሓበሻ የ የኔምርጥ. ሁሉም የሚወዳት. ልቤ ካንች ጋር ናት እና. ሓበሻየ ካላንች. ኣይሆንልኝ.... ኩርፍያም. ያምርባታል እና. ሕቡሽ ትሻለኛለች. ኣምጥሉኝ 🙄😂😂😂ይመስለኛል 😜. እወ ኮሙ እዩ
@nardosbekele2259
@nardosbekele2259 9 ай бұрын
@@TsgeredaSeyfu ❤❤🙏🙏🙏
@tkwh2113
@tkwh2113 9 ай бұрын
Qetesh qetesh new yale
@Alexsandersanfro
@Alexsandersanfro 9 ай бұрын
ርአስኻ ብጽልኢ ተባዒጡ ኣብዚ መጺኻ ዘለኻ ኣብቲ ናይ ኣጋንንቲ ቦታኻ ኪድ አቶም ናይ ሰላም ሰብ ግን ሰላም ይብለኩም ኣለኹ🇪🇷❤️🙏💊🐅
@duhberhe9991
@duhberhe9991 8 ай бұрын
HIZBI TIGRAY AND HIZBI ERITREA HIZBEY AYNI XELAEKUM EDEFEN 😢😢❤❤ THX U LEBAMAT ARTIESTS
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 9 ай бұрын
ኩቡራት ኣሕዋተይ ንፉዓት ሓድነትና የትርረልና❤❤❤❤
@Ramidoha-ok2sf
@Ramidoha-ok2sf 5 ай бұрын
Samuel uou have a gift. I was lucky to hear uou sing live in Addis i will never forget
@brandbinientertainment4558
@brandbinientertainment4558 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ትግራይ ኤርትራ👌
@No-Name.G.x
@No-Name.G.x 9 ай бұрын
Heros of 2024 Aden and Esaw.God bless you. Long live our friendship.❤❤❤
@kedawitkedawi3611
@kedawitkedawi3611 9 ай бұрын
Great job With an amazing creativity.
@ghebesh
@ghebesh 9 ай бұрын
AMAZING God bless these two county and their people.
@NahomDawitNahomDawit
@NahomDawitNahomDawit 9 ай бұрын
መግለጺ ሲኢነልካ ቡነት king of ባህሉ ጅግና ወዲ ሪመይ pleas ab poletica keytatu hadera
@SHIDENAY
@SHIDENAY 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ተበግሶ:: ኣጆኹም ቀጽልዎ:: ሰላምን ፍቕርን ኣብ መንጎ እዚ ክልተ ህዘቢ::
@eyobkesete1198
@eyobkesete1198 9 ай бұрын
ብሓጎስ ነቢዐ ፡ ንሕና ደም ክንላገስ እንበር ደም ክንፋሰስ ኣየጸብቀልናን ።
@futsum
@futsum 8 ай бұрын
ደም ተለጋግስና aids ክትልክሞ ን ህዝቢ ኤርትራ ዓንጃል
@eyobkesete1198
@eyobkesete1198 8 ай бұрын
​@@futsum ሱቅ በል ወዲ ሽቓቅ ፡ ወዲ ኮማርት ፡ ወዲ ገይ ከመይ ብኤዲስ ተታሒዝካ ጣዕ በል መኻን ርእሲ ቡዳ።
@futsum
@futsum 8 ай бұрын
@@eyobkesete1198 ቆማል ሓሳድ ዓጋመ
@futsum
@futsum 8 ай бұрын
@@eyobkesete1198 ኣንታ ተረፍ ድሮን ቆማል ዓጋመ
@eyobkesete1198
@eyobkesete1198 8 ай бұрын
ኣታ ውሽማ ኣዲኡ ፡ ቆማል ሓንጎል ተረፍ ዓሳ እወ ዓጋመ ፡ ሃዳሚ፡ ለማኒ ስደተኛ ንመሰልና ብድሮን ወላ ንደብደብ ።
@senushikore7663
@senushikore7663 7 ай бұрын
Keep it up deki Eri! Kulu yemeherelekum !! 😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@FhgEgy
@FhgEgy 9 ай бұрын
ታይ አለው ህምዚ ተንፋቅር አክ ስብ ቦለትከኛታት ደቂስኩም አይትሕደሩ 😢
@ExesterestialWorld
@ExesterestialWorld 3 ай бұрын
Berteu abet ketemelkum zom ahwatey❤❤❤❤❤💙💙💙💙🥰💙💙💙
@legenddesigning7111
@legenddesigning7111 9 ай бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ....art is beyond anything. Our artist has so many stuff to build unity in the whole of East African
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 8 ай бұрын
Waww snetbebawi samiel esaw ybelll betami nefu ab bahli wegei eritrean atika etserho betami eya zednkeka kexlo berttttt
@dejenbahta7208
@dejenbahta7208 9 ай бұрын
ናይ በሓቂ ሓጎስ ዘምጸትለይ ቪዲዮ የሕዋት ንፋቀር አዚ ሰሓቅ አዚ ንህዝቢ ትግሪኛ የድልየና ኣሎ ፍቅርኩም ይሰስን ስቃይ ህዝቢ ይትረፍ❤❤
@admasfltet4753
@admasfltet4753 8 ай бұрын
ሳሜ መግለጼ ኣልቦ ስነጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤
@ጎልዞምጀጋኑፈረ
@ጎልዞምጀጋኑፈረ 9 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ስላምና የብዘሐልና 🇪🇷💊🙏❤🙏❤
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 9 ай бұрын
Amen ❤❤❤
@fefe7047
@fefe7047 9 ай бұрын
Wow wow wow Betam arefe guayla 🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍
@monenmerah2565
@monenmerah2565 8 ай бұрын
ብራቮ ሳሚ ጅግና ስኽፍ ከይበልካ ምስ ኣሕዋትካ ፍቕሪ ፍቕሪ ጭኖ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ፍቅርን ሰላምን ንዘልኣለም፡ይንገስ በቃ❤❤❤❤ ፅልኢ ዒቅ ኢሉናሎ በጃኪም ፅልኢ ፀለሎ እዩ
@mulugetahadush7599
@mulugetahadush7599 9 ай бұрын
በቃ ንሕና ሓደ ኢና ተፈላለናዮ ደም ተፋሰስናዮ ኣብዚ ግዚ ዚ የ የብቅዕ❤❤
@MaryoApp-ry5xi
@MaryoApp-ry5xi 9 ай бұрын
ሰላምን ፍቕርን ንኹልና ❤❤❤ ኤሳው ሓውና ድማ መግለጺ ስኢነልካ ኣንታ ንጉስ ጓይላ ።
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ፍቅርን ሰላምና ይሃብና ፈጣሪ ጥዑሙት ከማኩም ዝበለ ይብዘሕና ❤❤❤❤❤❤
@RahwaKidane-q6v
@RahwaKidane-q6v 9 ай бұрын
Derfti mezmurom fekri kikewin alewo, ezi hizbi yefaker eyo kab poletika naxa kikewin alewo🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@yonasaraya3159
@yonasaraya3159 9 ай бұрын
Excellent.. keep going. Yehwat hzbi tgrayn Eritrean zefeli poletics gedel yieto...
@SamiDanny
@SamiDanny 9 ай бұрын
Fezew fezew hubush 😂😂❤❤❤ this is art omg u nailed it bro agenae
@abrahamhabtegaber7310
@abrahamhabtegaber7310 8 ай бұрын
kemziom snetbebawyan zemerten gesgosten nfkri eyom zedluna ayseanu exftattt kemom seabti selam gosgosti selamen fkren kmexuna bahgna eu emo Edmen tenan kbren yehabom btaemi tehgise hagosey wesen yeblun meglexi senelom 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💊💊💊💊💊💊💊
@haftisem2712
@haftisem2712 9 ай бұрын
Selam ❤️zeydli wedi Amlak aykonen 🙏
@hissak7126
@hissak7126 8 ай бұрын
ሳሚየ አቤት ወኒ ናይ ብሐቂ ተዐዲልካዮ ❤
@AwetBerhane-qd4tm
@AwetBerhane-qd4tm 9 ай бұрын
ባህልና ጡዑም ትግሪኛ ሰሜን ደቡብ ይዓንብብ ፍቅሪ ይፍጠረልና ሓቢርና ክንጉዓዝ ብፍቅርን ሓልዮትን🥰🥰🥰
@CalmDolphin-gl3tx
@CalmDolphin-gl3tx 9 ай бұрын
ቶም ሚልዬናት ብኤርትራዉያን ዝተረሸኑ ተጋሩ ከ😏 ቲ ንኤርትራ ተፅዒኑ ዝከደ ሃፍቲ ንብረት ተጋሩ ከ🤔 ተን ዝተደፈራ ደቂ ኣነስትዩ ኣሕዋትና ተጋሩ ከ🤔 ቶም ሃይማኖትና ዘራከሱ ከ😏
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 9 ай бұрын
ኤሪትራ ናይ ትግሪኛ ሃገር ኣይኮነትን🙈 ኤሪትራና🇪🇷✅ ናይ 9️⃣ብሄራትን 2️⃣ ሃማኖትን ሕብንቲ ናይ ሕድሪ ሃገር እያ!!
@AwetBerhane-qd4tm
@AwetBerhane-qd4tm 9 ай бұрын
@@SenaitKidane-u7l ኤርትራ ናይ ትግሪኛ ሃገር ጥራይ ኢያ ዝብል ጺሒፈ ድየ ጽቡቅ ገርካ ኣንቢብካ ጽሓፈለይ
@AwetBerhane-qd4tm
@AwetBerhane-qd4tm 9 ай бұрын
@@CalmDolphin-gl3tx ቱ ትብሎ ዘለካ ነቶም መንግስቲታት ኢካ ትሓቶም ኣነ ሰናይ ፍቅሪ ድሌተይ ኢየ ገሊጸ
@noamiharrta8540
@noamiharrta8540 9 ай бұрын
@@SenaitKidane-u7l true
@alemgoitom6798
@alemgoitom6798 9 ай бұрын
Btami des zibill kmzi ilina awdamet bhndab nhilifo yigiberena fetari ❤❤❤
@ኣቢጋልትግራይ-ቨ8ጸ
@ኣቢጋልትግራይ-ቨ8ጸ 9 ай бұрын
ኣሰይ ተመስገን ከምዙይ ኢልና ተተፋቀርናስ ክንደይ መጥዓመልና😢❤❤❤❤❤❤
@sossnamekonnen1888
@sossnamekonnen1888 9 ай бұрын
ሕንቅንቅ ኢሉኒ ኣነስ🥺👌💞💞💞🙏peace to all ❤
@aklilukesete2431
@aklilukesete2431 9 ай бұрын
ኩቡር ባህልና ትግርኛ ይበል ሩሑስ በዓል ፋሲካ❤🎉❤🎉
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 9 ай бұрын
Selam kenemxi ena, behayli !!❤️❤️❤️❤️ Tsubuk Srahe🙏🏾🎊🎊🎊
@hanibalgash3540
@hanibalgash3540 9 ай бұрын
Asey Des Ktblu 🥂❤, Nezi des Zeyblo Ytehanek.
@twyw8794
@twyw8794 4 ай бұрын
God help us be wise and preserve our language, culture and history. Our ememies are too many
@ahmadsmali3598
@ahmadsmali3598 9 ай бұрын
ትግራወይቲ የ ማራ ደስ ኢሉኒ ማርያምን❤
@TDF16
@TDF16 8 ай бұрын
Tegaru like like 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ግበሩ ...ኸፅብቀልኩም ትግራይ ትግርኚ ሓደ እዮ ዕድመ ንምኒልክ....ፈጣሪ ሰላም መሊኡ ይሀብኩም ❤️💛💙
@temesgnwedieri3598
@temesgnwedieri3598 9 ай бұрын
Temsgen amlk ❤❤❤❤❤❤selam yewrdelna nkultna❤❤❤
@saraamharawitethiopia
@saraamharawitethiopia 8 ай бұрын
Really he is the best መድረክ singer❤❤
@SamiDanny
@SamiDanny 9 ай бұрын
Ketehmeni eka ..enda saesaeku kbeki deliye lbey tenkifkani 😢❤ eway kem gele ysmani alo ..edmen tienan esawey
@teminitdegu1569
@teminitdegu1569 8 ай бұрын
ስላም ንደቅ ስባት ሰላምን ቅሳንት ንኩሉ ፍጥረታት 😢😢😢 I love habesha❤❤❤❤
@bgirmay
@bgirmay 9 ай бұрын
Amazing collaboration and beautiful song!!
@maryameyawahesnayhiwetey9422
@maryameyawahesnayhiwetey9422 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ love deqi adey anyi lemlem aynkayem ezgna kykhyem one love 😘💯 fqri tesar 😍
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 9 ай бұрын
Selam n hizby Habesha 🕊️
New Eritrean Music 2025 - ጥውይ - Twiy -  Amanuel Goitom - Awdamet Music
13:10
Armana Entertainment
Рет қаралды 1,2 МЛН
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН